Тёмный

Atv Asena Live - እዋናዊ ሓበሬታ ውዕሎ ቤትፍርዲ እስራኤል - ምቅላዕ ዋና መጋበርያ ህግደፍ ኣብ ስዊዘርላንድ 

ATV asena
Подписаться 281 тыс.
Просмотров 31 тыс.
50% 1

Atv Asena Live - እዋናዊ ሓበሬታ ውዕሎ ቤትፍርዲ እስራኤል - ምቅላዕ ዋና መጋበርያ ህግደፍ ኣብ ስዊዘርላንድ

Опубликовано:

 

16 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 54   
@heidshop4103
@heidshop4103 28 дней назад
መንእሰይ ኤርትራ ብዝበለጸ እንተዘይ ተጠርንፉ እቲ ገበናት ህግደፍ ክቕጽል ምዃኑ ክንፈልጥ ይግባእ። ሂወት ሰብን ሓድነት ህዝብን ንምዕቃብ ኢደይ ኢድካ ንበል። ን ኣማኒኤል ሓውና ልዑል ምስጋና ይብጻሕካ።
@letinak4559
@letinak4559 24 дня назад
ጅግና ኤማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰነድ ዝሓለፈ ናይ ጀጋኑ ቃላትን 💐 :ናይዚ ደመኛና ሓተላ ታሪኽን ክርሳዕ የብሉን :: የቀንየልና 🙏
@heidshop4103
@heidshop4103 28 дней назад
ሰበረ ሰብ እንተሰበረ ናይቀድሙ ኢዩ ዝገበረ ኢዩሞ ህግደፍ ሂወት ሰብ ምቕታል ጥራይ ዘይኮነ ሓድነትና ንምቕታ ብዝለዓለ ይሰርሕ ምህላዉ ብፍላይ መንእሰያት ተካእቲ ወለዶ ክትነቕሕሉ ይግባእ። ኣሰና ንጻዕርኻ ልዑል ምስጋና፡🙏🙏🙏🙏🙏
@tsegabutsamlak9976
@tsegabutsamlak9976 28 дней назад
❤ selam ama❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 29 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yemanekahsay8791
@yemanekahsay8791 28 дней назад
ገነት የውርስካ
@hagereyTigray-br1on
@hagereyTigray-br1on 29 дней назад
ሓርበኛ አይነብር ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝውረሰ
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 28 дней назад
Keserh ina nedely nay hgdf kal negdefo ❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 25 дней назад
Egziabher. Mehaeret. yeured. Ahwatey. Uaye ✝️😢🙏🤔🌿❤️
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 25 дней назад
Thank you very much for reporting. God bless you always thanks.🙏🏽🙏🏽💙💙
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 29 дней назад
ኣብቲ ቪድዮ ክሃርምዎ ከለው ግን ብገምጋም ኣስታት 7 ሰባት ዝኮኑ ይጎዩዎ ከምዝነበሩ እዩ ዘርኢ።ገና'ውን ዘይተታሕዙ ከምዘልው እዩ ናተይ ግምት።
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 28 дней назад
Kereu eyom ayterfomen mote zeharula malti ketmesom eya. 😢😢
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 24 дня назад
ሰላምኻ ይመለስ ህዝብና ኣጆኹም ኣሕዋትና ክቡር ሓወይ ይብራህ ወዲ ወርቁ ኣብ ሕቅፈ ቅዱሳን የንብርኻ ንኡሰይ😢😢 ኣነ ሎሚ እየ ዝሪኦ ዘለኹ ነገር ግን ማራ እዩ ከብድኻ ዝበልዕ ፀሓይ ገፁ ሓወይ😢😢
@yemanehaile5138
@yemanehaile5138 27 дней назад
Wel done ema
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 25 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@solomonghebreslassie7667
@solomonghebreslassie7667 29 дней назад
ሰለሞን ተዛረ ካብቶም ክናባት ኣብ ርያድ ሸፋጥ ኔሩ።
@DfeBdg
@DfeBdg 24 дня назад
😢😢
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 28 дней назад
💙🩵💙🩵💙🩵❤️💛❤️💛👋👋👋👋
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 29 дней назад
እዞም ባራዩ ናይ ቀልዓለም ደገፍቲ ናይትዮጵያ በዓል ናጽነት ከብዕሉ እዮም ከብዕሉ ዝምልከቶም ምኽንያቱ ምስ ኢትዮጵያ ተደሚርና ኢና ሎም ኣነድነት ጽባሕ ኢትዮጵያውያን ኢና ዝበሉን ምስ ወታሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ጉድጓድ ከም ዝተቐብሩን
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh 26 дней назад
ራእሲ ወልደንኬል እዉን ብእምነት እዮም ተታሊሎም :: ግን ተጠሊሞም :: እግዚኣብሄር ኣይጥለም :: ኣይተርፍን እዩ ዝተሓስበ ነገር :: ትንቢት ኣደይ ነበቡ ተዛዚሙ ::
@DebesayTemelso-ow9fl
@DebesayTemelso-ow9fl 29 дней назад
Ata amaniel tahwak aleka ybrah keshi afewerki eyou zbhal ende gena xubuq gerka axari
@bereketokbe3554
@bereketokbe3554 28 дней назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 25 дней назад
ata degal ketalyu zeytefelte seb kemedeka gerka ketelti eyom elka awxikayom wedi dekala
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 22 дня назад
KILLERS CRIME BLOOD HAND *SHAME FROM WHERE DONKEY CAME😢
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 28 дней назад
እዚ ሕዝቢ ኤርትራ ማዓስ እዩ እቲ ናይ ብሃቂ ነፃነቱ ከስተማቅር ዓመት ምፀት እብ ስደት እናተቀመጥካ ነፃነት ክተብዕል ፅቡቅ እናበላዕኻን እናስትኻን ድቅኻ ሐቂፍካ እዚ ፍትሓዊ እይኮነን ሕፍሩ መስኺን እዞም ሂዞምና ዘለው ሃገራት እብ ዘይንቡር ንነብር ዘለና ሕዝቢ 👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿😷😷
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 29 дней назад
ፍርዲ ነቶም ዓመጽቲ፡ሸለል ክብሃል የብሉን
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 28 дней назад
Fithi nhzbi Eritrea
@gatogato2852
@gatogato2852 29 дней назад
Qeshi Afewwrki not Ghirmay
@semerehaile4083
@semerehaile4083 28 дней назад
Qeshi Afwerki not Ghrmay.
@user-vy4nw7do6u
@user-vy4nw7do6u 24 дня назад
አብ ቤትፍርድስ አእማን ሒዞም መጺኦም !!!!??? 😂😂😂😂😂😂
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 29 дней назад
KSAB HIJI 651 ZEKHONU AB NORTH AMERICA, USA, EUROPE, ISRAEL. KENDI MEGHABERYA B ICJS TEMEZGHIBOM YEREKEBU. MEKLAA MEGHABERYA KEAA BETAEMI ADLAY MEDEB EYU.
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 28 дней назад
Eziom hemumat Aemero eyom. Intensive therapy yedelyom eu. Endatezebetu ab sawa seltinom enatdeseku ESRAEL ATYOM. Maheseyti keme megebi kosiromo eyom. 💔💔💔💔💔😈
@user-vy4nw7do6u
@user-vy4nw7do6u 24 дня назад
😂😂😂😂😂😂😂😂
@lulakbrom9508
@lulakbrom9508 24 дня назад
😂😂😂
@truth3960
@truth3960 29 дней назад
"እምኒ ካራ ፋስ ሒዞም ጸኒሖምሲ ፖሊስ ኣይቀየዶምን" ዘይገርም ዜና ካባኻ
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 28 дней назад
ሰላም ን ኩሉ መንእሰይ ቀርኒ ኣፍሪቃ አፍንጫ እንተተሃርመት ዓይኒ ትነብዕ
@GoodTimes-sx1yz
@GoodTimes-sx1yz 29 дней назад
ወሐጥዬ ተበልክዋስ ትጎስሞ እዩ ነገራቱ እዞም ናብ ፍርድቤት ፋስ ሒዞም ዝመጹ ። እዚኦም አምኒን ፋስን ናብ ቤት ፍርዲ ዝመጹ ብፓሊስ እስራኤል ክአስሩ እዩ ኔሩዎም ። እዚ ከአ መምሃሪ ንበርጌድ ንሐመዱ እዩ ነብሶም መከላኸሊ ዓጢቆም አብ ተዳሎ ክህልዉ አለዉ
@kahssaygebremedhinhabtemic8295
@kahssaygebremedhinhabtemic8295 29 дней назад
ኣማኒኤል ! መርሃዊ ቀሺ ኣፈወርቂ ንምባልስ ደጋጊምካ ቀሺ ግርማይ ብምባል ብጌጋ ደጋጊምካ ጌጋ ፈጺምካ'ለኻ ። ስለ'ዚ በጃኻ ምሉእ ኣድህቦ ጌርካ ንምንባብ ድሉው ኩን ።
@selam-291.
@selam-291. 28 дней назад
ንስካ ንባዕልካ ተጋጊካ ኣለካ!መርሃዊ ዘይኮነ ስሙ ፡ይብራህ እዩ።ስለዚ ንስካ ብዝዕባ ድልውነት ምንባብ ናይ ኣማኒኤል ኣብዚ መጺካ ከተቃሽሽ ብቅዓት የብልካን ኣማኒኤል 2 ማስተር ዲግረ ዘለዎ ፕሮፈሽናል ጋዜጠኛ እዩ።ከምዚ ከማካ ሕልና ኣልቦ ኣይኮነን ዓሌታዊ እልፊ 4ይ ክፍሊ ኣብዚ መጺኩም ንሓደ ብትምህርቲ ዝጸገበ ሰብ ብዛዕባ ብቅዓቱ ክትዛረቡ ቅድም መሃይምነት ኣጥፊእኩም ምጹ ወይ ሸንኩም ተመለሱ የህባይ።
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 29 дней назад
ከምዚሎም እንተጋሊጾም ናብቲ ጎይትኦም ዘይጥርዙዎም ተአሲረ ተገሪፈ ኢልካ ዑቅባ ረኺብካ ተመሊስካ ንዕኡ መጋበርያ ክትከውንስ ዘስዳህምምዩ
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 28 дней назад
Enkab kebedi enom kelewu 😈😈 Aganeneti zethazelom Degefeti ka Etom ab ASMARA zelewu halefeti nelaeli Gebenegnatate eyom. Selulate kefeti naye SAWA KEREKEBEWA EYOM!
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 29 дней назад
Aye nska nefsiher elkayo siwue Ybrah kesku Afereri zeytbl
@user-ux8jj7yt6b
@user-ux8jj7yt6b 28 дней назад
ሸለልትነት መንግስቲ ኢስራኤል እዩ እቲ ጸገም፡ ንባራዩን ኣክላባትን ኢሰያስ በቲ ዝርድኦም ቋንቋ ክጭፍጨፉ ኣለዎም።
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 28 дней назад
274.800 ወታሃደራት ንመን እሚኖም እዮም ከጣይሱ ኽገብሩ ወደይ እዚ እብ ኤርትራ ዘሎ እንፃር ስላም ኽኒ ኽመይ ይእመን ስጋብ ሕጂ ዶ እይኮነን ናይ ጦርነት ጥሩንባ ዝነፍህ ዘሎ።
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 28 дней назад
Betemate zelemesu beynom temsiom Abe westi hade sate keme hamema kebetenu eyom. Thazielom tezey koinu beynu ne TDF zedefere yelen.🙏
@michaelgebregziabiher5553
@michaelgebregziabiher5553 29 дней назад
Amnuel kelbi agame
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 28 дней назад
እስኻኺን ቁማል ማዓኮር እምሐራይ ቆንዳፍ ወዲ ብፀብፅ ናይ ዓለም ሽርሙጣ ወዲ ፍታዊት ፍርንጭት ዲክታተር ክም ስብ ዝይኮንካ ዝተወለድካ ብማዓኮር ኢኻ ተውሊድካ ስልዚ ድማ እዩ ሐንጎልካ ብጉቡእ ዘይሃስብ ጋሃፍ አብ ሽቃቅ ዝተወለድካ 🚾
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 28 дней назад
🐕‍🦺 afta afka yesheelka!🖤🐗💩🐴
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 29 дней назад
ንምኳኑ ከም ግቡእ ይፈርድዎም ድዮም ኣነ ጥርጣረ ኣለኒ፡ምክንያቱ ክሳብ ክንድዚ እንተድኣ ዘይማሃሩ ኮይኖም'ሲ ቤትፍርዲ እስራኤል ሸለልትነት ዘሎ ኮይኑ ይስምዓኒ።
@abduja460
@abduja460 28 дней назад
ባዘሊን ለንቅነ ገለ ሓሶት ኣይ ረከብካን ኣታ ከዳዕ ሸያጢ ሂገሩ ወዲ ርግም
Далее
Tipuan Jenius dalam Mengasuh Anak & Gadget Cerdas
00:21
This Is So Worth 87 Tries
00:15
Просмотров 5 млн
MacBook Air Японский Прикол!
00:42
Просмотров 130 тыс.
ወቅታዊ ሁኔታ
Просмотров 796
Ethiopia - የቀጠናው አዲስ ትርምስ
9:49