Тёмный

Atv Asena Live -ዘተ ምስ ተነጣጣፊ ኣቶ ዮናስ ሃብተስላሰ መደረ ውልቀመላኺ ኢሳያስን ሕድሕድ ግጭት ኤርትራውያንን 

ATV asena
Подписаться 288 тыс.
Просмотров 31 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 134   
@efremnega1781
@efremnega1781 4 месяца назад
ሻዕብያ መን ምዃኖም ንምፍላጥ ንዮናስ ተወከስ👌👌👌👌👌👌👌
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 4 месяца назад
ህዝቢ ኤርትራ ዝበታተን ነሓድሕዱ ከም ዝቢኢ ዝበላዓላዓ ዝሎ ብሰንኪ ናይ ህግደፍ ስነ ሓሳብ እዩ። ከላኣይ ውን ኣብዚ ደምበ ተቃውሞ ንህግደፍ ድርዒ ሓጋዚ ኮይኑዎ ዘሎ ስነ ሓሳብ ውን ' ከም ናይ ጸልማት መጻኢ ማንፌስቶ እዩ 100%። ከምዚ ዝሪኦ ዘለኩ መንእሰይ ኣዝዩ ይተፋነን ኣሎ ብሰንኪ ሓሳብ ህግደፍን ጸልማት መጻእን፡ እዚ ጭቡጥ ሓቂ እዩ ልቢ በል ኣታ ወለዶ ።
@agarsantos9855
@agarsantos9855 4 месяца назад
Shut your stinky mouth ቆንዳፍ ዓጋመ 😂😂😂😂😂 ናይ ክልልኩም ግበሩ
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 месяца назад
ሒቶ ህዝብ ቁዋም ይተግበሪያ❤❤❤አለም።❤❤❤።
@ghirumhabte1249
@ghirumhabte1249 4 месяца назад
ኣማኑኤል እዚ ወዲ ሻዕብያ ኣብ 1991ን እዩ ዝፈልጣ. ሃገረ ኤርትራ ብመግዛእትን ውዕል ቆይማስ ብጎበጣ እምብራጦር ኣብ መግዛእቲ.እታ ድሕሪ ኤርትራ ከም ሃገር ዝቆመት ኢትዮጵይ ከምዝተጎጥበትን.ኣሽሓት ሰማእታት ህይወት ኤርትራውያን ተኸፊሉላ መሬታዊ ሓርነት ዘረከቡና ተኽብርዶ? እባ በለለይ? ክዛረብ ክዛረብስ ወጸዓ ህዝቢ ኤርትራን ኣፈትትሕኡን" ብኤርትራውያን" ዝብል መብርሂ ክህብ ጥራሕ እንተትሓቶ ምሓሸ. ህግደፋውያን ግን ኤርትራውነት ዘየመሳስሎ" ጥራሕ ጥራሕ ኣብዞም ዝመረሓሎም መዋእል ኩሉ ኤርትራዊ ስለዝፈልጦስ.ንስኻን መሰልትኻን" ህዝቢ ኤርትራን" ከምዚ ህግደፍ ዝብሎ" ንሕናን ንሰምን ኢልካ ትፈላሊ ኣሎኻ ዮናስ.
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 4 месяца назад
Brilliant
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 месяца назад
ዮናስ እወ በሊሕ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ክያና እዩ ። ንተቃለስቲ ብጾቱ ከይበልጸኒ ብዝብል ኣተሓሳስባ ጸላኢኡ ረሲዑ ንቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ይጎድእ
@TeameHaile-iv1rc
@TeameHaile-iv1rc 4 месяца назад
ክትቅጽልዎ ንምሕጸነኩም ስለ ዝመሰይ ዝኽይድ ዘሎ
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 4 месяца назад
ድሕሪ ባይታኡ ክገልጽ ዝስከፍ፣ ብድሕሪባይታኡ ዘይሕበን፣ ብተንኮል፣ ብዘይቅንዕና ዝካየድ እዩ። አበይ ተምሂሩ፣ አበይ ተወሊዱ፣ ክገልጽ ዘይምኽኣሉ አበር እዩ።
@gebrielzeresenay7574
@gebrielzeresenay7574 4 месяца назад
ወዲ ሓርየን ገደለ ከባቢ ደቀምሓረ ዩ
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 4 месяца назад
@@gebrielzeresenay7574 ወዲ ሓርየን ገደለ፣ ጅግና መሲሉና ዘይተኻእለ፣ ካበይ መጺእካ ምስ በሉዎ፣ ጅግና ሓርየን ገደልየ ከይበለ፣ ትም በለ!!!
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 4 месяца назад
@@FilmonTesfit-pt8cg ካብ ጀጋኑ ዓጽሚ ዝተወልድካ መበቆልካ አፍልጥ እየ ዝበልኩ። ቀንዴል አይተሓባእ፣ ኩሉ ብርሃን ይኹን። ብሽፍንፍን ቀሪብካ ትህቦ ፍረ ነገር ርዝነት የብሉን።
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 3 месяца назад
@@tomorrowisgift7723 ዓዲ አይበልና መንገዲ። እቲ ጅግናኹም፣ ብዝተጋነነ ህላውኔት መራኸቢ ብዙሃን "አሎኹልኩም" ክብል ከሎ፣ ብዛዕባ ትምህርቱ፣ ምርኡይ ወይ ድሩት/ውሑድ ሞያኡ ዝተወልደሉ ደምበን መጋርያን ሓንቲ ኸይበለ ትም ምስ በለ ኢና "መን ኢኻ? እንታይ ዩ መለለይኻ ዝበልና። ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ኢሎም ጀጋኑ አቦታትካ። ወይ ነቦኻ ምሰል ወይ ወገንካ ሓዝ!
@tseggaiisaac5025
@tseggaiisaac5025 3 месяца назад
@@tomorrowisgift7723 ዓዲ አይበልና መንገዲ። እቲ ጅግናኹም፣ ብዝተጋነነ ህላውኔት መራኸቢ ብዙሃን "አሎኹልኩም" ክብል ከሎ፣ ብዛዕባ ትምህርቱ፣ ምርኡይ ወይ ድሩት/ውሑድ ሞያኡ ዝተወልደሉ ደምበን መጋርያን ሓንቲ ኸይበለ ትም ምስ በለ ኢና "መን ኢኻ? እንታይ ዩ መለለይኻ ዝበልና። ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ኢሎም ጀጋኑ አቦታትካ። ወይ ነቦኻ ምሰል ወይ ወገንካ ሓዝ!
@amhabereket9147
@amhabereket9147 3 месяца назад
ሻዕቢያ ማለት ህዝቢ ኤርትራ ! ህዝቢ ኤርትራ ማለት ሻዕቢያ ማለት እዩ !
@kifleghide3671
@kifleghide3671 4 месяца назад
ዮናስ ትብዓት ዝተዓጠቀ ቡሱል ሰብ
@GirmayEssak
@GirmayEssak 4 месяца назад
ከም የናስን ልዕልኡን ዝኾኑ ኤርትራውያን ኣቅርብካ ዝሓሸ መንገድ ዝወስደና ክግበር መታን። ምኣድ ከፍትካ ኣዛትኻ ናብ ዝሓሸ ርዲእት ንምብጻሕ ጻዕርታትካ ቀጽሎ ብዝተረፈ ግን ጽብቅ ምሸት ኣምስና።
@agarsantos9855
@agarsantos9855 4 месяца назад
ሸየጥቲ ኣዶም 😂😂😂😂
@abrahamteklemariam5869
@abrahamteklemariam5869 3 месяца назад
Very interesting points and it is a core points that we have to discuss at every corners. And above all we need to take steps to the highest level
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 4 месяца назад
He sounds like a member of PFDJ in cover to me.
@bolommahta1561
@bolommahta1561 4 месяца назад
🤣🤣🤣🤣 ኣሳያስ ገልዒ በሎም ኣስመዓዮም ነትም ዘንጨብሉካ ኣባጊዕ🤓
@haileghebregziabher4726
@haileghebregziabher4726 3 месяца назад
ንኣታሓሳስባ ዮናስ ሃብተስላሴ ዝቅበል ዓቅሚ ዘለዎ ሕብረተሰብ ኣሎ ድዩ እዚ ኢዩ እቲ ዓቢ ሕቶ :: ኩሉኹም ሰብ መድያ ብተደጋጋሚ ንከም ብዓል ዮናስ ዝኣመሰሉ ክትህቡ ንላበወኩም :: እንተኾነ እተን መድያ እውን ኣይግድንን እንትሰርሕዎ ሓደ ሓደ ግዜ :: ካብ መድያ ከልእኻ ኣፎም ምዕባስ ክብድሆም ዝኽእል ከም ክትዕ መልክዕ ገርኩም ከተቅርቡልና ንላቦ :: ሓው ዮናስ ግን ብጣዕሚ ኣገራሚ ዝኾነ ርድኢት ብዝያዳ ኣብዞም ኣሕዋት ነንሓዶም ዝቃተሉ ዘለዉ ስውኣት እንዳበልካ እንዳራሰንካ ዘይከውን ብህልቶ ኢዩ ኢለ ኢየ ዝኣምን :: ምስ እዚ ናይ ሓው ዮናስ ኣብዚ ሕጂ ዝካየድ ዘሎ ሕድሕዳዊ ምቅትታል ዝገለጾ ✅✅✅✅ ይሰማማዕ
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 4 месяца назад
ERITRA KIDMY 1200 BC ZINEBERET IYA...ERITRA KIDMY KALSY BI ERITRAWYIAN IYA TIMEHADER NERA ITA BIRR BI ETHIOPIAN ERITRAN TEMAKILNAYA. HANTY NERA. HIZBI ERITRA HASABATU BIZUH SILE ZIKONE AB HANTY KIRAKEBU AY KIILUN IYOM
@mahadaydid5255
@mahadaydid5255 4 месяца назад
Qabyaaladii oo dharka dhigataya baa somalia diin ka noqotay Allah yahdiikum
@robielgebrehiwet8410
@robielgebrehiwet8410 4 месяца назад
ሓው ዮናስ፣ ከም ወትሩ ቡሉጽ ሓሳብ።
@sidralomi
@sidralomi 4 месяца назад
Yonas ni kalsina ndhrit beaka ab face book btitshfo mhnkal bezihuwo behaki
@eriabi6857
@eriabi6857 4 месяца назад
Anta azi Amanuel kndzi dyu denkoro. 😂😂😂
@danielgebreab692
@danielgebreab692 4 месяца назад
ብዓል ዮናስ ዝርደኦም ዝሳኣኑ ተባዓት ተቓለስቲ እታ መሕብኢት ባዓቲ ናይ ኢሰያስ ናይ ታሪኽ ገድሊ ሙኻኑ ብግቡእ ዝተረድኡ ኢዮም!
@mulu65
@mulu65 4 месяца назад
Thanks brother amanual being our voices during the dark time /tigray war).a man who stand for truth.i don't have a words to say amanual thanks brother I wish long age and good health for you and your family
@Tusfai
@Tusfai 4 месяца назад
ነጽር ስፋሕ ተዓወት ኤርትራውነት ሃገራውነት ክስይጥን መጀመርታ ኢነበርስቲ ዘይብላ ክትህሉ ተጌሩ ሓደ ሰብ ኤርትራዊ ክከውን ተኮይኑ ርእሱ ዝመልክ ናይ ሰብ ኣተሓሳስባ ዘለወ እዩ ናይ ሓሳብ ምቅብባልን ምጽውዋርን ኩሉ እንትናና ካብ ህግደፋውነት ከየጥፍአ ኤርትራውነት ትርጉም ኣልቦ ሰባት ዝመስሉ ሰይጣውን ምስራሕ ኮይኑዩ 🙏🙏🙏
@habtomabraha8340
@habtomabraha8340 4 месяца назад
ጸገም ናይ ኤርትራ በጀካ ዮናስ ዝተረድኦ ሰብ የለን ብሓቂ።
@nataneley
@nataneley 4 месяца назад
ብሓቂ
@sabaghebrehiwet413
@sabaghebrehiwet413 3 месяца назад
Shenkolel agelalxa by the guest, second guessing the Eritrean people and by doing that He is contradicting himself!
@hayletkle2197
@hayletkle2197 4 месяца назад
ዮናስ ብትኽክል ሕመቕ አርትራውያን ኣብዚ ውድቀት ዘብጽሓና ፡ ውሽጣ ሕመቕና ምዃኑ ፡ መረዳእታ ፡ ሽዕቢያ አርትራዊነት ዘይኮነ ፡ ውድባዊ ሻዕቢያውነትዩ ሃኒጹ ፡ህዝባውነት መሰረት ዝገበረ ስርዓተ መንግስቲ አርትራ የለን ፡ ብጸቢብ ውድባዊ ማሕበራዊ ምህንድስና ሻዕቢያ ፡ ዝተሃንጸ ህዝቢ ውሽጣ ኑነታቱ ንኸየለሊ ሸፊኑዎ ፡ ንጎርቤቱ ፡ሓሳድ ትግራዋይ ፡ ወያነ፡ ዓጋመ ፡እናበለ ከም ዝነብርእኮዩ ገይሩዎ ። ወያነ ከይጠፍ አ ክነብር ኣይንኽእልን ኢና ዝብል ህዝብኮዩ ገይሩዎ ፡ ሃገራዊ ባይቶ አርትራ ብ ኣቦና ተላ ባይሩ ኣቦመንበርነት ኣብ 1956 ዝምራሕ ዝነበረ ክፈርስ ዝኸኣለኮ አርትራውያን ከስርሕዎም ስለ ዘይከ ኣሉዩ ስልጣኖም ባዕሎም ዝሓደጉ ።
@ghirumhabte1249
@ghirumhabte1249 4 месяца назад
ኣቶ ዮናስ ንምሕደራ ህግደፍን ትጽቢትን ህዝቢ ኤርትራን ሓደ ጌርካ ትርእዮ ካብሃለኻ ? ሽግርካን ሽግር ህዝቢ ኤርትራን ክትፈሊ ኣዮከኣልካን. መጀመርታ ታሪኽ ናይ 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ እመን.1991ን ሰማእታት ዝሓረሩዋ ሃገረ ኤርትራ እመን.ከምኡ ከኣ 1993 ብረፈረንዶም እወ ኣነ ነጻ ኤርትራዊ ኮይነ ክነብር እየ ዝደሊ ኢሉ ምስኣድመጸን ብድሕሪኡ ዝተጠልመ ክትገልጽ እንተትፍትን ጽቡቅ ነይሩ ዮናስ ብዙሕ ዘይዓቅምኻ ክትዛረብ ክትብል ተወፋይነት ህዝቢ ኤርትራ ከይተራኽሶ.
@zera1464
@zera1464 4 месяца назад
zete zete for 30 years the only solution is to take action on ground like what kiros did.
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 месяца назад
💯💯✅
@hayletkle2197
@hayletkle2197 4 месяца назад
መራሒ ሃገር ተባሂሉ ንዝተበ ኣሱ ኣሕዋት ፡ ኣገናዕ ኣጆኹም ፡ምባሉ ፡ ናይ ብሓቂ ተራ ዕዋላ ምዃኑ የርእየካ ፡ እቶም ደገፍቱ ውን ከም ኡዮም ማለትዩ ፡ እቲ ቀደም ቆልዑት ከለና ውድብ ዓዋሉ ዝብልዎም ዝነበሩስባ - - - - -
@amhabereket9147
@amhabereket9147 3 месяца назад
ብሽም ኣብ ኤርትራ ፍትሒ የለን እንዳበሉ ኤርትራ ኣጥፊኦም ዓባይ ትግራይ ክምስርቱ ዝደልዩ እዮም ! ህዝቢ ኤርትራ ተጠንቀቅ ! ኣስተውዕል !
@semeremebrahtom7658
@semeremebrahtom7658 3 месяца назад
ኣማኑኤል ደሓን የቅንኻ ከከከከከከ😅 ዮናስ ዝብል ዘሎ ነዚ ሕብረተሰብ ካብቲ ዝነበሮ ስርዓተ መናባብሮ ኣውጺኦም ናብ ንሶም ዝቆጻጸርዎ ስርዓተ መናባብሮ ኣእትዮሞ.ዩ ዝብል ዘሎ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 месяца назад
ዮናስ እወ በሊሕ ሰብ ፣ ክፍኣት ህግደፍ ይፈልጥ ንፈትዎ ኔርና ግን ብሓቂ ክያና እዩ ። ንተቃለስቲ ብጾቱ ከይበልጹኒ ብዝብል ፍርሒ ጸላኢኡ ረሲዑ መርዛም ጽሑፋት ጌሩ ንተባዓት ብጾቱ ዝያዳ የጥቅዕ በዚ ካኣ ንቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ንድሕሪት ይጎትት ንዓይ ንኣዱ ፣ ኣነ ይበልጽ ብዝብል ዘይቅዱስ ቅንኢ ባኣይ እንተ ዘይኮይኑ ኤርትራ ኣብ ጸልማት ትንበር ዝብል ሕጂ ብህልኽ ዝቃለስ ዘሎ ሰብ ኮይኑ ይስማዓኒ ።
@michaelberhane5025
@michaelberhane5025 3 месяца назад
ዮናስ አፍልጦ ዘለዎ ብሱል ዝኮነ ሐሳባት እዩ ዝዛረብ ብጣዕሚ ከአ ይምስጠኒ እንተኮነ ግን ነቲ ኩሉ ዝቃለሰሉ ፍትሒ ከምሁ ንፍትሒ ዝቃለሱ እአንዳቃሸሽካ ሐሊፎምኒ ብዝመስል ስምዒት ከም ጸላዊ ሰብ ትጽሕፎ ጹሑፋት ንቂልሱ 000 ይገብሮ ስለሜንታይ ማንም ሱቦ አብዚ ንገብሮ ቃልሲ መራሒ ዝበሃል የለን ኩሉ ብዝርድኦ ይቃለስ ንምንታይ ተቃለስቲ እንዳሀረምካ ቃልሲ ትጎትት?????
@hayletkle2197
@hayletkle2197 4 месяца назад
እዚ ኣብ አርትራ ዘሎ ፕሊቲካ ፡ ናይ ህዝቢ አርትራ ፕሊቲካ ንህዝቢ ዝውክል ኣይኮነን ፡ የግዳስ ናይ ውድብ ሻዕቢያ ካብ በረኻ ጀሚሩ ዝተንጽፈ ናይ ሸፋቱ ኣካይዳ ኢዩ ። ካብ በረኻ ጀሚሩ ሻዕቢያ ወተሃደራዊ ውድብምበር ናይ ፍትሒ ዲኦክራስን ባህሊ ኣይነበሮን ፡ተጻረፍቲ ፡ዘንጠልቲ ፡ትዕቢተኛታት ፡ መናሸውቲ ፡ግሉጽነት ዘብሎም ሓመይቲ ፡ ማሕበራውን ባህላዊን ክብርታት ዘይብሎም ፡ ንሽማግለ ፡ ንቀሺ ፡ንዓ ኣታ ሰብ ኣይ ፡ኢሎም ዝዝንጥሉ ወ ዘ ተ
@naliru6096
@naliru6096 4 месяца назад
እዛ ናይ ትግራይ ቻነል ካብዘይከታተላ ሳብስክራይብ ካብ ዝስሕብ 4 ዓመት ጌረ ኣለኹ ነዚ ዮናስ እንታይ ከምዝብል ክሰምዕ ኢለ ኣትየስ ፈጺምካ ምስ ሓሳብ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ፈጺሙ ዘይራኸብ ኮይኑ ረኺበዮ ሓደ ግዜ ወድ ጣባ ብሩህ መጻኢ ዝብሃል ትግራይ ትግርኚ እዩ ክብል ሰሚዐዮስ ብሚድያ ብዙሕ ግዜ ሓቂ ኮይኑ ይረኽቦ ኣማኒ ኤል እቲ ትብሎ ዘለኻ ይሰማማዓሉ እየ ብሕቶ ደው ከተብሎ ከለኻ ዝንኣድዩ ከምዚ ናይ ቦትስዋና ኣብ ናይ ፍናን ብዘይ ተቓውሞ ከምድላዩ እዩ ዝዛረብ ሓደ ካብቲ ምስ የናስ ዘሳማዓሉ ፣ # ኤርትራውነት ከነጥፍእ ኣለና ብዘስምዕ ናይ ተጋሩ ኣጀንዳ ከጋውሕ ሰሚዐዮ እቲ ሰይጣናዊ ምንቅስቓሶም ብሩህ መጻኢ ኤርትራ እዩ ዝብል ንኤርትራ ከተጥፍእ እንዳበልካስ ? ብዝኾነ ብዙሕ ምጠቐስኩ ነዚ ክሰምዕ ዓቕሊ ስኢነ ኣቛሪጸዮ ኣለኹ ክትቃወም ከለኻ ኤርትራዊ ክትከውን ኣለካ እምበር ስነልቦና ትግራይ ሒዝካ ምቅዋም የለን ዝስዕበካውን ኣይትረክብን # ካልእ ንፕረዚደንት ኢሳያስ (ኢሰያስ) እንዳበለ ይጠቕሶ ንመለስ ነፍስሄር ቀዳማይ ሚኒስተር እንዳበለ ብኽብሪ ይጠቕሶ # ናብቶም ንጽየኖም ኢና ተሰዲድና ውን ይብል ንስኻ ናብኡ ካብ ትስደድ ኣብ መሬት ወሪድካ ዘይትቃለስ እቶም ተጋሩ ኣይተገዛእናን እናበሉ ናብተን ዝንየቱለን ብባሕሪ ሂወቶም ኣብ ሓደጋ ዘእትዉኸ እንታይ ትብል ትግራዋይ ስነልቦና ስለትውንን # ሰብ ንትግራይ ኣሽሓት ከፊሉ እዩ ዝስደድ ዝበልካዮ ዝኾነ ኤርትራዊ ባህጊ ትግራይ ሃሊዎ ወይ ኣብታ ደረቕ ትግራይ ክነብር ዝደሊ የለን መሰጋገሪ እምበር
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 месяца назад
ምጅማር ቃልስና ምክንዩን ፈረቓን። መግዛእቲ ኢትዮጵያ ይሕሸና ምባሎም ዘይስናካ ሑጻ ቆርጥመሉ እዩ። ዓቕሚ ከም ኢሳያስ የብሉን፡ ድርቅንኦም ተመሳሳሊ ባህረ እዩ ዘለዎም። ኢሳያስውን ስክጣን ንምጭባጥ ተጠቒምልና ምበር ነቲ ሓቀና ፍትሓዊ ቃልሲ ከም ዘይተቓለሰ ሎሚ ክም ጽሓይ ብርሃን ቡሩህ'ዩ። ንፍትሓዊ ቃልስና በብመድረኩ ምስ ጉድለታቱ ንባዕዲ ሓይሊ ንምስዓር ሕጂውን ንህዝባዊ ሓርነት ንህግድፍ ምቅላስና ኣብ ቦትኡ እዩ። እዞም ፍሉያት ፍጥረታት ኮይኖም ብግቡእ ነቲ መሰርታዊ ቃልሲ ህዝብና ሎምን ቀደምን ኣብ ቦትኡ ኮይኑ፡ ክምዞም ብዱዓት ዑቡያት ከም በዓል ማስቲካ ክብድዚ ክብሪ ምሃብ ኣይመድከየን። ሓሳባቶም ንምስማዕ መሰል ዜጋታት ንምሕላዉ ግን ግርም ኣዛርብዎም ጸገም የብሉን ክንተሓሳሰቦም ግን ናይ ግድን እዩ። ክምዚእቶም ዓጸቕቲ ተቃለስቲ ዝአይኮነስ ተዛረብቲ ክባሃሉ እዩ ባህርያቶም።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 месяца назад
ከም በዓል ዮናስ ተስፋ ትንሳኤ ኤርትራ የብሎምን፡ነዙ ጸይቂ ስርዓት ኣልጊስካ ፍትሒ ኪትተክል በጀካ ብቲ ሒዞሞ ዘለዉ ጉግይ ርእይቶ ክእረም ክዕረ ከም ዝክእል ተስፋ የብሎምን ብዛዕባ መጻኢ ብርሃን ዝከድዎ ጒዕዙይ ባህርያት ፍሕት ክብሉ ኣይካኣሉን። ንብርጌድ ንሓመዱ ህልውንኦም ስለ ዝስግኦም ብጀካ መስመር በዓል ዉፉይ ኩሎም ዉዱቓት እዮም። ሕጂ ናበይ ህከውለው ናይ ቃካት ብልጫ ክንታ ናይ ውልቀ መላኪ ኣይምለክን ባሃላይ ማስቲካ ከይጀመረ ማዓዝኡ ዝጽንቀቐ እዩ ብርእይቶይ።
@mestewalie6479
@mestewalie6479 3 месяца назад
ሓደ እዮም ክልቲኦም ሻዕብያ አመንዝራን ለኽባጥን ጨካናትን እዮም ድኻም ሕብረተሰብ ሩጉማት
@abrahamhag.9891
@abrahamhag.9891 4 месяца назад
ኣንቱም ሰባት! ንርእሲኡ ተግሳጽን ማዕዳን ዝተሓስመ ሰብ'ሲ እንታይ ፋይዳ ክርከቦ'ዩ ግዜና ነባኽን? ‘ A little knowledge is dangerous’ ዝተባህለስ ኣብ'ዚ ወዲ ይርአ ኣሎ:: He’s doing so many contradictions as well.
@habtomm2005
@habtomm2005 3 месяца назад
አሰና ከምበዓል እዚ መንእሰያት ፋሕ ከብሉ ዝውዕሉ አሽሙር እንዳገበረ ተቃለስቲ ከዳኽም ዝውዕል አብዚ ዓዲምካ ምምጻእ ቅኑዕ አይመስለንን ? ካብዚ ሰብ እንታይ እዪ ክመሃር እዚ ወለዶ ?
@Berhane-
@Berhane- 4 месяца назад
ክቱር ደም ከተውጽኦ ምፍታን ፡ ጽልዋኻ ንምዕባይ ዝግበር ጎስጋስ ኢዩ ። ኣማን እዚ ሰብ እዚ ንባዕሉ ፡ መባኣሲ ኢዩ ።ብቕንዕና ኣይኮነን ዝዛረብ ዘሎ ። ኣብ ናይ እስራኤል ኣጋጢሙ ዘሎ ፡ ንሱ ዝጸሓፎ ክትርኢ ትኽእል ኢኻ። ነቲ ሓደ ርእስካ ነቲ ሓደ ጭሕምኻ ኢሉ ምጽሓፉ ከባእስ ምድላይ ዶ ኣይኮነን ።ንዘይተገብረ ባዕሉ ከም ተቓላሳይ ዘይገብሮ ።
@biniamnegasi6307
@biniamnegasi6307 3 месяца назад
ኣድማስ እዚ መንእሰይ ምርዳእ እደሞ ኣብየለካ ኣድማስ መትኒ ቃልሲ❤❤❤
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 4 месяца назад
ዮናስ ተባዕ ቡኡነት ከመይ ንውሽጡ ይነብር በቃ
@yosephtesfay6913
@yosephtesfay6913 4 месяца назад
ምምስራት ሃገርን (State Creation) ሕብረተ-ሰብኣዊ ህንጽት (Nation Building) በበይኑ ኢዩ። እዚ ዳሕራይ ምስ ሕጋዊ ዝኾነ ኣተሃናንጻ መንግስታዊ ትካላት ዝተኣሳሰር ኢዩ። እቲ ቀዳማይ ምስ ፖሊቲካዊ ታሪኻዊ ምምስራት ሃገር ይተሓሓዝ።
@abdelamuhammad5054
@abdelamuhammad5054 4 месяца назад
Assena hard talk program . Ama, you showed him his plitical class . He has been a negative influencer for years against the Eritrean nationalism which distructing the natural unity .
@muluemeles7201
@muluemeles7201 3 месяца назад
ብጣዕሚ ንሻዕቢያ ትገልጻ ሰብ ኢካ ዮናስ ግን ህልኽ ዳርዩ
@amhabereket9147
@amhabereket9147 3 месяца назад
ብሪጌድ ተጋሩ ፥ ዘረባ ጥራሕ ሙሽሙሻት ስኩፋት ተጋሩ ፥ ረስሓት !
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 4 месяца назад
KAB 1998 IWE ERITRAWYIAN NAY KUNAT DILIET YEBILUN.KISAB HIJI TEGHEDIDU IYU ZIATIW ZELO
@zu2929
@zu2929 4 месяца назад
ጹቡቅ ትንታነ ህጂውን ኢሳያስ ምስ ለገሰ እንታይ ኢዩ ድሌት ህዝቢ ከይተረዳእካ ፕላን ከይሓንጸጽካ እንተ ተዓወትካ ሕጂውን ለውጢ የቡሉን ስለዚ ኢሳያስ ትግራዋይ ኢዩ ዝብል ተቃውሞ እንበር ኢሳያስ ልምዕት ናይ ሕዝቢ አየምጸኤን ዝብል ተቃውም ዘስምእ የለን ስለዚ እቲ ሕዝቢ ኢሳያስ ዝጸልኦ ኢዩ ዝጸልእ ስለዚ ኢቲ ሕዝቢ ሽግሩ ናይ ውሽጢ ሃገሩ ስለ ዝኾነ ውሽጡ ክፍትሽ አለዋ
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 4 месяца назад
ንብሎ እኳ ጠፍኣና፡ ኤማ ቁሩብ ናይ ሳሕል ናይ ስጋ ኣላትካ! ከይተገላገልካ ህግደፍ ከኣ ከም ጸላኢ ከየቀመጥካ ዝመጽእ ሓርነት የለን። ፈቲና ጸሊእና ህግደፍ፡ ባዕዳዊ ገዛእን ጸላእን እዩ 44። ደሓር ድሕሪ 91 እንዶ ንዛረብ እንታይ ኢና ኩሉ ግዜ ኣብዚ ታሪኽ ኮለል ንብል፡ እንታይ ዝብላዕ ታሪኽ'ከ ኣለና? ካብ ነንሓድሕዱ ዝተጣፍአ ውድባት ኣትሒዝካ ክሳብ ሰባት ዳቀንጸልካ ዝነበረ ታሪኽ ዘይኮነን። ሕጂ ግን ጽቡቅ ነገሩን ሒማቕ ነገሩን ኣብ 91 ተዓጽዩ ኢዩ። ካብ 91 ግን ጉድ ወሪድዎ ኣሎ እዚ መስኪን ህዝቢ። ንኩላትና ዘሰማምዓና ውን ንሱ ኢዩ። ስለዚ ኣብ ኣሪኽ ኮለል ኣይንበል። ናይቲ ታሪኽ ሕማቑን ጽቡቑን ኣብ ቤት መዘክር ከነቐምጦ ኢና። ዎይድሓንኩም
@samtikokesete180
@samtikokesete180 4 месяца назад
Bhaki Yonas ndeleka ena welawn ab mergexika zeleka drqna hyl zbele ente kone gn btedegagami mmllaska kedlena eyu please hasabka shit
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 4 месяца назад
SIMAI HAWINA TIGAGHE ALOKA NENETIRKA HASABATKA TEKIRIB ALOKA TSIBUT AY KONEN...INDIHIR SIRAT TETSELIU KOYNKA SILEMINTAY MIS ETHIOPIA TISHAREKU?
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 4 месяца назад
Amaniel tehzn izi kulu kalsjan menfatkan izi akribkayo zeleka mastika hade kedaa kem Iseyas iyu Kenaa hasad tebelasi iyu Yonas mastika zbehal
@Berhane-
@Berhane- 4 месяца назад
ክቱር ደም ከተውጽኦ ምፍታን ፡ ጽልዋኻ ንምዕባይ ዝግበር ጎስጋስ ኢዩ ።
@tesfhansokbazgi2808
@tesfhansokbazgi2808 4 месяца назад
ክልትኩም ንፉዓት አኩም ኣማኔኣል ናይ ብሓቂ ትሓትተት ኸሽሎ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 3 месяца назад
ጉድ ረኺቦም መሳኪን ወያነ ሕሱም ጎሮቤት አጋጢምዎም
@ziadahaile9074
@ziadahaile9074 3 месяца назад
Wow! This guy knows “The Devil” Isayas’ inside outside. Thank you Asena TV for bringing people with a brilliant idea/view.
@amhabereket9147
@amhabereket9147 3 месяца назад
ተቃወምቲ ኢና ብሃልቲ ስኩፋት ተጋሩ ፥ ንገድሊ ኤርትራ ኣይኣምኑሉን እዮም ፥ ንባንዴራ ኤርትራ ኣይኣምኑላን እዮም ፥ ንኤርትራውነት ኣይኣምኑሉን እዮም ፥ ንኤርትራ ኣይኣምኑላን እዮም ፥ ትግራይ ትግርኚ ዝብሉ ዓባይ ትግራይ ክፈጥሩ ዝደልዩ ሰባት እዮም !
@heruy8274
@heruy8274 3 месяца назад
I believe in restoring the name Amasen as the official name of the country.
@heruy8274
@heruy8274 3 месяца назад
H
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 4 месяца назад
Amaniel Asenna Beziehung kedaa Yonas mastika mkrabka ageb agebbbb Amaniel Izi tfau zlhs iyu
@mestewalie6479
@mestewalie6479 3 месяца назад
አታ ከምዚኦምስርዐት ሓሳዳት ይህሉ ዶ
@samtikokesete180
@samtikokesete180 4 месяца назад
Yonas politica ka ezyu ybrtana eyu entekone mefthi ksab zkone tesfa keytqorx n qusli alkol eyu fosia ❤
@heruy8274
@heruy8274 3 месяца назад
It is my judgement that the right national narrative start with the rejection of the name Eritrea as a foreign relic of Italian colonialism, and the adoption of Amasen in its place as the native official name of the country as it was historically the predominant political designation of our people and land.
@AbdullahAbdullah-fz6mx
@AbdullahAbdullah-fz6mx 3 месяца назад
Amanuel, he is contradicting hinself. There is no connection between regimen and Eritreansm
@zu2929
@zu2929 4 месяца назад
እቲ ቃልሲ ናይ ኤርትራ ንምንታይ ከምዝተቃለሰ ዘይበርሐሉ ሓንቲ ወደባት አደይ ጥራይ ሰኒቁ ዝወፈረ መንእሰይ ምስ አተወ ምንምን ብዛዕባ ወደብ ይኹን ልምዓት አብክንዲ ምህታት ሽግሩ ናይ ኢሳያስ ቃላት ምድጋም ኮይኑ በዚ ካአዩ አብ ደገ ዝቃተሉ ዘለዉ ምኽንያቱ ሽግሮም እንታይ ምዃኑ አይተረዶኦም ንመንእሰያት ሓቂ ምንጋር ኢዩ ዝምሕሮም
@amhabereket9147
@amhabereket9147 3 месяца назад
ሻዕቢያ ሽሕ ዓመት ይንበር
@amhabereket9147
@amhabereket9147 3 месяца назад
ሻዕቢያ ሽሕ ዓመት ይንበር
@demhai4560
@demhai4560 4 месяца назад
Thank you Amanuel !
@hayletkle2197
@hayletkle2197 4 месяца назад
ኣማኑአል ሓውና ፡ ኣብ ናይ ምጽውዋር ባህሊ መሰረት ዝገበረ ዘተ ፡ ምስ ዮናስ ሓውና ዘካየድካዮ ፡ እም ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ፡ ኣዚየ የመስግነካ ፡ ዮናስ በሊሕ አርትራዊ መምህር ፡ ኣምላኽ ዕድመሃብካ ! ካብ ሩባ ሰብነ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 3 месяца назад
Good job✅💖✅💖💖💖👍👍👍
@abelkbrom8725
@abelkbrom8725 4 месяца назад
ኣድማስ ናይ ብሓቂ ገሊጽካና ዛስዋይ ኢና ንዝተረፉ ኣሕዋትና ናብ ኩናት ንኽኣትዉ ጀጋኑ እንዳ በልና ብሽፋን ኤርትራውነት ባንዴራ ሒዝና ጊን ከኣ ካበኡ ሃዲምና መጺና ከም ሰብ ክንሓስብ ዘይ ከኣልና
@yonasfissehaye2113
@yonasfissehaye2113 Месяц назад
Ata wedi hiji Tage aleka men eyu birge
@biniamgoitomfre4995
@biniamgoitomfre4995 4 месяца назад
He is smart and intelligent articulate Only you respect his idea ጸገም ናይ'ዛ ሃገር: ዩናስ ሐደ ካብቶም ጽቡቕ ገሩ ዝተረድኦ ሰብ የለን ብሓቂ።
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 4 месяца назад
Sir. You need to blame PFDJ not the victms.
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 4 месяца назад
They victim are doing the same thing as pfdj
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 4 месяца назад
@@melodyentertainment77 ኣብ ቅትለት ግን ኣይተዋፈሩን ዋላ እዃ ንከም ኡ እንተተደፋፍ ኡ ። ንዂሉ ግን ደረት ኣለዎ !!
@adulisa1846
@adulisa1846 3 месяца назад
1 of free tinker & maybe radical for some. We should be where Admas is today as Eritreans, including Assena with all Respect Amanuel. Long time ago.
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 месяца назад
ብጣዕሚ ብሱል መስተውዓሊ ሓሳብ እዩ ካብ ክቡር ሓው ዮናስ ዝቐረበ ;
@mahmoudahmeddin2244
@mahmoudahmeddin2244 3 месяца назад
I’m 😊😊p😊😊l
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 4 месяца назад
HAWINA TSIBUK ALOKA IZI NAY POLICAL KITLET AYKONEN MISANA IWIN ZEY SEMAMAI IYU...INTAY IMO IYU KIGHIBER ZELOWO ..NENATOM DIFFERENT POLITICAL VIEW IYU ZELOWOM
@thepurposeourlivesistobeha4553
@thepurposeourlivesistobeha4553 4 месяца назад
ብሱል ሰብ፣ ብ ኣፍልጦን፣ ምስብሃልን፤ ንቕሓትን ዝዛረብ ብዓቢኡ ድማ ሓሳብ ምግላጽ ዘይእገም ኢዩ። ዮናስ ሃብተስላሴ!
@yonasfissehaye2113
@yonasfissehaye2113 Месяц назад
Ata hahay tigae aleka
@hayletkle2197
@hayletkle2197 4 месяца назад
አርትራውነት ምስ ሻዕቢያውነት ፡ መሰረት ፡መሰረት ጥፍ ኣት ፡ ስደት ፡ ድኽነት !
@tesfyewelye5341
@tesfyewelye5341 3 месяца назад
Bal Yenas sebay sebuet mis haqi zihaqiq
@MehariFsaha
@MehariFsaha 4 месяца назад
ዮናስ ኣድማስ
@abiefrem2568
@abiefrem2568 4 месяца назад
❤Yoni
@debessaiseghid2063
@debessaiseghid2063 4 месяца назад
Yonas , you are so talented man I learnt so many lessons from your optimism
@BiniYonas
@BiniYonas 3 месяца назад
Admas ❤
@hayletkle2197
@hayletkle2197 4 месяца назад
ናይ ብሓቂ ዮናስ ፡ ጫማኻ ማዕረ እግርኻ !
@bh8509
@bh8509 4 месяца назад
ከምዚ ዝበለ ብሉጽ ትምህርቲ የለን።
@solomonmehari5888
@solomonmehari5888 4 месяца назад
እቲ እንኮ ኤርትራዊ ተንታኒ ፖለቲካን ፋላስፋን፡ግን ሰማዒ ዝሰኣነ በሊሕ ሰብ
@Azebsabawitg
@Azebsabawitg 4 месяца назад
ብሓቂ 👏👏👏
@gerielaasmerom7798
@gerielaasmerom7798 4 месяца назад
I DONT THINK SO .??.? HE IS NONSENSE .....
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 4 месяца назад
KEMEY GHERKA NI WEYANE TIWIDIS ALOKA..1998 TIGRAY IYA KUNAT JEMIRA TARIK ERITRA TEBELASHIW ALOKA HAWINA.
@hagostesfamichael9737
@hagostesfamichael9737 4 месяца назад
Suk bel lekbat hgdeff baelom jemirom baelom kea aewyom hgdeff belaeti seb
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 4 месяца назад
TSELAY INTE METSIYUKA OF COURSE KITIGHETMO ALOKA SILE NI WEYANE AY TIDEGHIFOM..KINDEY KEYEHTY MIRUTSAY AWEDAT AWALIT HIWET TEKEFILU IYU
@beriktimengistu1221
@beriktimengistu1221 4 месяца назад
ብስውአትና ዝመጸት ኤርትራውነት ንስካ ክትልውጦ አይትኽእልን ኢኻ አዘራርባኻ አጸብቕ ህዝቢ ኤርትራ ተቃሊሱ እዩ
@Liberal12
@Liberal12 4 месяца назад
ንምንታይ ዕላማ ያ መጺኣ
@BrhaneTesfamariyam
@BrhaneTesfamariyam 4 месяца назад
የስ
@merhawi5795
@merhawi5795 4 месяца назад
አማንኤል እያሱ ተጋዳለይ ሰለ ዝኮነ ነታ ሽፍትነቱ እዩ ዝከላኸል ዘሎ እምበር ልዕሊ እዚ መለጺ አይመድለየን ኔሩ
@merhawitadesse318
@merhawitadesse318 4 месяца назад
That was my point 😅
@berietesfankiel6578
@berietesfankiel6578 4 месяца назад
Yonas ❤❤
@gimjaamare509
@gimjaamare509 4 месяца назад
Thanks Yonas Habteselasie for your clear and accurate message for everyone.
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 4 месяца назад
Interesting conversation! Thanks to both of you...
@bh8509
@bh8509 4 месяца назад
The best lecture ever.
@YonasPop-de5ut
@YonasPop-de5ut 2 месяца назад
💙💙💙💙 0:33
@Hruyat.07
@Hruyat.07 3 месяца назад
👎🏾👎🏾👎🏾
@dani123haylemaryam9
@dani123haylemaryam9 4 месяца назад
ዮናስ ብሉፅ ኢካ ናይ ብሓቂ
@WediFishale
@WediFishale 4 месяца назад
💙💚✊👊
Далее