Тёмный

"ኤርትራዊ ምዃኑ ከመስክር ንትግረዋይ ክፀልእ ኣለዎ!" ቃለ መሕትት ምስ ጋዜጠና ኣማኒኤል ሳህለ// Interview with Amaniel_Sahle 

Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться 122 тыс.
Просмотров 4,4 тыс.
50% 1

Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#ጀነራል_ታደሰ_ወረደ
#General_Tadese_Werede
#ጀነራል_ታደሰ_ወረደ
#ዳኒኤል_ብርሃነ
#Daniel_Birhane
#ጌታቸው_ኣረጋዊ
#Getachew_Aregawi
#Amaniel_sahle
#ጋዜጠኛ_ኤርትራዊ_ኣማኒኤል_ሳህለ
#Inrerview_With_Amaniel_Sahle

Опубликовано:

 

22 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 144   
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 50 минут назад
መድህን ናይባርዩ መድሓኒት በርቲዒ❤❤
@amorashlakoloba442
@amorashlakoloba442 Час назад
Wellcome amanuel sahle
@MenghesteabAbraha
@MenghesteabAbraha Час назад
That is why your familje to tigrayans .so dont speak about Eritrea.Dont speak about eritrea because you cant decide lett the pure eritreans decide about Eritrea
@dawityosief4376
@dawityosief4376 26 минут назад
መምህር ኣማኒኤል ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብካ እግዛኣቢሄር!!!!
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 7 минут назад
የቀኔልና ብራከ ሸዉ ንኩቡር ፋልሳፋ አማኒኤል ሳህለ ዘቅረብክልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏💙💙💙
@danielasfha8898
@danielasfha8898 53 минуты назад
ክብረት ይሃበልና ሐው አማንኤል ሳህለ ከምኡዉን ሐፍትና መድህን ገ, ስላሰ ። ኩቡር አማንኤል ከም ትምኒትካ እዩ ክኸዉን ምኽንያቱ ሎሚ ናይ ብዙሐት ትምኒት እዩ ኮይኑ ዘሎ እዞም እሊታት ጥራሕ ይለብሙ።🙏👍✌
@TesfalemGhirmay-eb5jw
@TesfalemGhirmay-eb5jw 41 минуту назад
@@danielasfha8898 ኣይትሕሰብዎ ተጋሩ የእምሮኩም ኣስርሕዎ
@kubromghebremedhin6746
@kubromghebremedhin6746 Час назад
ኖኻዕ ትስካርካ ብገንዘብ ወያነ ብልዓየን ወያነ ክይወዳተን ከላ። ኣማኑኤል በዓል ዓቢ ቦርሳ።
@TesfalemGhirmay-eb5jw
@TesfalemGhirmay-eb5jw Час назад
ኣማኔል ሳህለ ምሁር ደንቆሮ ናይ ታሪክ ሓተላ።ንስካ ሓደ ጎሓፍ ተዛሪብካ ተምጽኦ የለ ትልዉጦ።ኣምላክ ንብረቱ ይኣክብ።Rip
@MenghesteabAbraha
@MenghesteabAbraha Час назад
You speak always about Eritrea we dont want you to ask about Eritrea.Ask The real Eritreans about Eritrea.why you are asking about genocied your weyane boss is telling you and your peoples infront of tv screen Dr. Debrezion Eritreans they didnt kill any civilians he told you
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 38 минут назад
ኣቦና፡ጋዜጤኛ፡ኣረቲስት፡ፀሓፊና፡ናይታረኸ፡ተማራማረ፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሃብካ፡ ሓደነገረ፡ክትሰረሕ፡ሓደራ፡ዝብለካ፡ 1ህለወ፡ህዝቢ፡ኤረትራ፡ህለወ፡ህዝቢትግራይ፡ስለዝኾነ፡ኣታዓረቅዎም። ናይ፡ክልቲኡ፡ህዝቢ፡ምፅላእ፡ናይክሊቲኡ፡ህዝቢ፡ምህላዉና፡ዘይምህላወ፡ሕቶ፡ዘኡቱ፡ሰለዝኾነ፡❤❤❤
@SaintGeorge2323
@SaintGeorge2323 23 минуты назад
Hawna Amanuel wish you have long live and healthy life
@MenghesteabAbraha
@MenghesteabAbraha 52 минуты назад
Hassawi hassawit
@wedikahsay4308
@wedikahsay4308 35 минут назад
Memhir Amanuel, I used to read his blogs regularly. He has a unique perspective.
@michaeltekeste8205
@michaeltekeste8205 Час назад
መድህን ገብረስላስ እዚ ጽልኢ ምንዛሕ ማዓስ ኢኽ ተቋርጽዮ
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Час назад
Eritrea 🇪🇷 999999999 Zelewohfitayiberetebe 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷⭐️❤️✅🌴🌹💯💯🙏✊
@ኣልመዳዊሳሕላዊቢናዓምራዊ
ኣማኔኤል ሳህለ መሰታ ዳሕሮዎት 😂
@MenghesteabAbraha
@MenghesteabAbraha 54 минуты назад
Ati hassawit Agame gondaf gegaf igri .Niskumn nihna eritreans zerakeb yeblnan,kabei rekibato izi ab Eritrea tewolidu zeabej tigraway iu mes izom weyane kihiwsena Mis serekti hazin werkin nihna puré eritreans never with weyane and Tigray
@eyasuhajay5872
@eyasuhajay5872 2 часа назад
ሓቂ ተዛረብ ምስ ኢትዮጵያን ኤርትራም ምባል ይመርጽ ትግራይ ዝባሃል ንእሽቶይ ክፋል ናይ ኢትዮጵያ ውዑል አልጀርስ ይግባይ ዘይባሃል ፍርዲ ዝሃበኩም ወሲድኩም ብሰላም ምንባር ዝነፈግኩም ወያነን አሸቀልቶምን ኢዩ ኤርትራ ወላ ስድሪ መረት ኢትዮጵያ ክትወስድ ባህግን ድሌትን የብላን ብርዚ ዝዛረብ ይግራዋይ የለን እቲ ምስጢር ወያነ ስለዝቀትልዎ አይዛረቦን
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 часа назад
ብላሽ.
@samiyow
@samiyow 34 минуты назад
💙💙💙 keep it up 🤝
@habtemichaelabraham6340
@habtemichaelabraham6340 49 минут назад
Izi aregit sebai nay mennet shgr alewo,zeru kabey mkanu ayfeltn iyo,asmera tewelidu ,tariku zeyfel.meskin.
@fitsumamlosom2201
@fitsumamlosom2201 Час назад
ሕልምካ እዩ ። ኢርትራ ንኤርትራውያን እያ ። መድህን ግዜኪ ጥራይ ተጸበይ መንደላይ ከራካክበልኪ ቆልዑ ተርፎም ድኪ እልኪ።ዘበን ጀንትራ ትፈልጥዮ ድኪ ኣቲ ሓንካስ?
@dl4055
@dl4055 58 минут назад
Hade knkewn aykonan,abotatna,ahwatna,waga kefilna,hade knkewn aykonan,sahl sefirom hager arekibomna,atum tegaru zeytgedfuna kllkum hizkum sq belu, Nhna 🇪🇷🇪🇷eritrawyan azina ina nemesgunom nezom jeganuna,kabakum zfeleyuna hager zerekebuna,getskum tkewel,rgumat gorobet
@capamike1143
@capamike1143 43 минуты назад
The only eritreans allowed on Medhin's show are the ones who are willing to lie, deny and disregard the history and existence of Eritrea. Why? Why not speak to any one of the 99% of eritreans who have a different perspective? The purpose of this channel is not to promote peace and love between the two people. It is to sow more hatred by creating even more misunderstanding between us.
@FkreyesusWeldezghi
@FkreyesusWeldezghi Час назад
ደቂ መምህር ሳህለ ኹሉኩም ሰነፋት፡ ከብዶም ዝኣምላኾም፡ ወትራሳት፡ መትከል ኣልቦ። መሳቱኻ ክጋደሉ ንስካ ፈቐዶ ቡፈ ተርመስመስ ክትብሉ ፡ ሓንቲ ከየፍሬኩም ዓሪብኩም ኢኹም። ንተጋሩ ንጸልኦም ብግብሮምን ተንኮሎምን፡ ጥልመቶምን እንበር ኤርትራዊ ምኻን መን ከሊኡና። ኣብ ማእከሉ፡ ኣብ ሕንብርቱ ተወሊድና ከለና ንተጋሩ ብምጽላእ ንረኽቦ። ክትሽርሙጥ ኬድካስ፡ ታሪኽ ክትጥምዝዝ ይኣላይ። ምስኪን። ዘበት፡ ዘበት፡ ዘበት። ምስ ትግራይ እንተተካኢሉ ብሓጹር ክን ሓጽሮ ኢና። ሓቂ እንተልዩካ ስለምንታይ ብዛዕባ ፡ 98፡000 ሽሕ ብግፍዒ ዝተሰጉ ዘይትሓታ፡ ስለምንታይ ብዛዕባ እቲ ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ኣይ ኪናት ኣይሰላም 20 ዓመታት መንእሰይና ኣብ ድፋዕ ክበልዩ ተገይሩ፡ ስለምንታይ ሚሳይል ንኤርትራ ተወንጪፉ፡ ስለምንታይ ስራዊት ፈደራል ኢትዮጽያ ዝቀተሎም ሰራዊት ኤርትራ ኢዩ ጀኖሳይድ ፈጺሙልና ትብሉ ዘይትብላ። ኣቲ ውሽማ ጀነራል ሳንቲም ድማ ንከታተለኪ ኣሎና ኩሉ ኣንጻር ኤርትራ ትገብርዮ ዘለኪ። እቲ ጽቡቑ ግን ነቲ ጽልኢ መሊስኪ ተዕብይዮ ስለ ዘለኪ ሕጉሳት ኢና። ትግራይ ድኻ ጸጋታት ዘይብላ ግን ከምቲ መንግስቱ ሃይለማርያም ዝበሎ ምንጪ ሽግር ኢትዮጽያ ኢያ ዝበላ። ደጊማ እውን ኣዳነሽ ኣበበ በቲ ባዕሎም ዝጸሓፍዎ ሕገመንግስቲ ዘይከዱልና፡ ካብ ሽግር ዝፈጥሩልና ኢላትኩም። ንሕና ድማ ቀደም ምስ ኢትዮጽያ ብሓደ ንምዕብል ዝበሉ ኣቦታት ኤርትራውያን ነይሮም ኢዮም። ድሓርግን ሞት ኢዩ ኣምጺኡልና፡ ስልዚ ካብዚ ተማሂርና ኢና። ወላ ምስ ሓደ ኣይንሓብር፡ ኣይንጽጋዕ። ትግራይ ድኻ እብታይ ከተምጽኣልና ብዘይካ ገበንን፡ ዝሙትን።
@GechGech-j9i
@GechGech-j9i 37 минут назад
@@FkreyesusWeldezghi ንሕና ኢትዮጵያ እትበሃል ሃገር ኣለትና ዓፈርፈር ኣይትበል ዝኾነ ትግራዋይ ኤርትራውያን ኣሕዋት ኢና ዝብል ሰላም ካብ ምድላይ እምበር ካብ ኤርትራ ዝረኽቦ ረብሓ ስለዘሎ ኣይኮነን ኤርትራ ባዕዳውያን ገዛእቲ ሓይኾም ዝደርበይዋ ጥምይቲ ሃገር እያ። ትግራዋይ ካብ ኤርትራ ጥር ትብል ዝረኽቦ ረብሓ የብሉን ።ትግራዋይ ሃብታም ሉሙዕ መሬትን ቅርስን ታሪኽን እትውንን ዓባይ ሃገረ ኢትዮጵያ ኣላቶ ናብ ኤርትራ ዘቋምተሉ ምኽንያት የለን።
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 28 минут назад
እውውውው ዓጀውጀው ገልዳም ዝኾነ ዘረባ ፎእእእ😂😂😂😂😂😂😂😂
@TeklayKidu-z6h
@TeklayKidu-z6h 55 минут назад
Aythasu
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 Час назад
Eritrea is for Eritrean.Tigray is part of Ethiopia .Tigray is Eritrea”s neighbour but can’t be together there are two different countries please don’t mix those two countries.Eritrea is only for Eritreans not for Tigrayans.God bless Eritrea 🇪🇷🙏🇪🇷
@younesabdullah6564
@younesabdullah6564 43 минуты назад
ባርያስ ባርያ ድአ
@sunrise3179
@sunrise3179 33 минуты назад
ሱቁ በል መን ፍለጥ ኢሉካ ዓጢነ
@rttr3992
@rttr3992 38 минут назад
❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️♥️♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💚💚💚💚💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💜💜💜💜💜💜💜💜💜Selam. Ygberelna. Amen. Amen. Amennnnnnnnnnnnnnnnnnnn✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾
@amanuelweldemichael9595
@amanuelweldemichael9595 16 минут назад
ዘሕዝን ዘረባ'ዩ ኤርትራዊ ክትከዉን ትግራዋይ ክጸልእ ኣሎዎ ዝብል ትንተና ፍጹም ጉጉይ ዘይቅቡል ሓሳብ ኣባይታ ዘየለ ኤርትራዋይ ንትግራዋይ ትግራዋይ ጥራሕ ብምዃኑ ይጸልኦ ዝብል ፉንፉን ዘረባ'ዩ ኣማኑኤል ሳህለ መሕዛን ኢኻ።
@ZeriezghiGoitom
@ZeriezghiGoitom Час назад
ወይ ሃተው ቀጥው!!! ነዚ ህዝቢ ኤርትራስ ሰላም ዘይትህብዎ። ኣምሓራ ኣሎ፡ ኦሮሞ ኣሎ በሎ በሎ ኢልኩም ንህዝቢ ኤርትራ ኣበሳቢስኩሞ፣ ሕብሪ ዓይንኻ ኣይተብርሃናን ኢልኩም ሰጐጒኩሞ ከተብቅዑ፡ ነዚ ረሲዕኹም ኣብዛ ናትኩም ጥራይ ተማርሩ። ተማሂርኩም ኣሎኹም፡ ተማሂርና ኣሎና፣ ስለዚ ይኣክል ንሰላም ዘምሩ።
@eyobdemoz7832
@eyobdemoz7832 19 минут назад
ግእዝ ባንክ ምርጥ ባንክ ። አደራጆቹ ምርጥ ባለጌዎች። ከሻእባያ የባሱ ነዉረኞች።
@NegashKemisay
@NegashKemisay 26 минут назад
Rip
@Ismael-isa
@Ismael-isa 18 минут назад
ናይ ምንታይ ጄኖሳይድ ዩ እዚ ።የለን ኢሉዩ ደብረጬን
@WediKeren-h2u
@WediKeren-h2u 27 минут назад
ትሓልሚዶ ከምኡ ኢልኪ ደርጊ ኸ ካብዚ ሓሊፉ እንታይ ዶ ኢሉ ኢዩ።
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 Час назад
Thank you .
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 31 минуту назад
እህ ካብ'ታ ዝመጻኻያ ኣይትመለስ🙈 ፎእእእ ሑሱርን ደንቆሮን ባኮ ኣረጊት 🙈🥹
@MenghesteabAbraha
@MenghesteabAbraha 45 минут назад
Polica aifeltn iu hassawi
@michaeltekeste8205
@michaeltekeste8205 Час назад
ዓቢስብ ክሕስው ከሎስ ክኽፍእ
@younesabdullah6564
@younesabdullah6564 43 минуты назад
ኣብ ኤርትራ ዓብይ ጎቦ እምበር ዓብይ ሰብ የለን ለከ😏
@abrahatsadik652
@abrahatsadik652 40 минут назад
ድፋዕ ሻዕብያ ☝️
@thaile100
@thaile100 Час назад
I am Eritrean and wish and hope Tigray and Eritrea would be one. See how great and respected and powerful we could be. I love the people of Tigray.
@zerukeshi9936
@zerukeshi9936 Час назад
ኤርትራ ካብ ትግራይ እንታይ ረብሓ ስለዘለዋ ዳኣ ሓደ ክኾና ደሊኻ?
@First-Eri
@First-Eri Час назад
እዝኒ የብልካን ድዩ respect ትብል respect ከመይ ድዩ? ህዝቢ ኤርትራ ዘይስሙ ናሃቡስ ሓደ ንኩን ትብል።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Час назад
@@zerukeshi99361ሐዬሊ ካላአይ ቁጠባ ሳልሳይ ሐደ ሕዝቢ አብ ክልተ ዝተመቀለ ሕዝቢ ምሕዋስ ዝኾነ ጸላኢ ሐደ ድሕሪ ኮይንካ ዝደፍረካ የለን . ተራእዩ እኳ ክሊቱ ሕዝቢ ሐድነት ጌሩ ደርጊ ደሚስስው
@MenghesteabAbraha
@MenghesteabAbraha Час назад
You are not Eritrean 100%.No Eritrean Will mix to Tigrayans
@merry3355
@merry3355 56 минут назад
You are 100 % tigraway agame
@mesfundebesay5458
@mesfundebesay5458 49 минут назад
ኣቶ ኣማኑኤል ደፋር ደንቆሮ ኣብ ትግራይ ኬንካ ድኣ እንታይ ከተውጽእ ንህዝቢ ኣይጽረፍን እዩ እሞ ኸኣ ህዝቢ ኤርትራ ደንቆሮ እዩ እቲ ህዝቢ ክትብል ወዲ ድሙ ከም ቀደሙ ክትሓፍር ኔሩካ ግና ንስኻ ታሪኽ ዘይትፈልጥ እንተኼንካ መጽሓፍቲ ኣንብብ ካብ ብሓሶት መጽሓፍ ትጽሕፍ ኤርትራ ምስ ትግራይ ሓደ ኽትከውን ኔሩ ኢልካ እቲ መግዛእታዊ ውዕል ከ ናበይ እንድሕሪ ትግራይ ክትፍለ ደልያ ንትግራይ ጆን ፎስተር ዳላስ ኣልዒልካ ኣይትሓዋውሶ ከምኡ’ውን መራሕቲ ኤርትራ ሓደ ሰብ ጥቀሰለይ ንህዝቢ ትግራይ ከኽፍእ ወይ ውን ክውንጅል ንህዝቢ ትግራይ ተሸጊሩ ጸጊምዎ ዝብል እንቱዘይ ኮይኑ እንተ ፕረሲደንት ኢሰያስ እሞ ኸኣ ኣብ ህዝብታት ዘሎዎ ኣመላኽታ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ ክንድዚ ኣደራዕ ዝወርዶ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ህዝቢ ኣምሓራ ህዝብታት ፍጹም ኣልዒሉ ኣይፈልጥን እዩ ኣማኑኤል ግና ኣብ ዓዲ መሕሰዊ ኬንካ ሓሶት ክትንትን ንሰምዓካ ኣሎና ክደፍረካ እየ ሓሶት ዝኾነ ጽልኢ ክትነዝሖ ዝወዓልካ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ቶም ኣሓት ኢና ትብሎም ዘለኻ (ካብ ሰማንያ ሼሕ) ክሳብ ተስዓ ሽሕ ሕብሪ ዓንኹም ኤርትራውያን ቱባሂሎም ሃፍቶም ተወሪሱ ቆልዓ ሰበይቲ ፋሕ ፋሕ ኣቢሎም ኣብ መንገዲ ንኸይሸኑ ተኸልኪሎም ተነፌሖም ክሞቱ ዝገበረ ህውሓት ገለብሽኮር ገለ ብደምብዝሒ ክመውት ዝገበሩ ኣይተ ኣማኑኤል ዓገብ ክትብል ዘይክኣልካ ሕልና ኣልቦ መን እብሉኻ ኣብዚ መጺእካ ንህዝቢ ኤርትራ ባጫ ጥራሕ እየ ዝብሎ ኣንታ ሕልና ኣልቦ ኤርትራ ሃገር እያ ትግራይ ከኣ ክልል እያ። ፈቲኹም ጸሊእኩም ኢትዮጵያውያን ኢኹም ወድሓንኩም
@BenhurMhreteab
@BenhurMhreteab 11 минут назад
😢ለባም ኢልካ ሸያብ ኣይትጽውዕ ዩ, ንስኪ ከኣ ኣቲ ታሪክ ኣልቦ ፡ሓቅነት ዘይብሉ ታሪክ ኣምጺኪ ሰብ ኣይተጋግዪ ok ብዛዕባ ኣብ ክልልኪ ዝግበር ዘሎ ተትዛርብሉ ይሓይሽ
@fitsumamlosom2201
@fitsumamlosom2201 Час назад
fake histry ኩሉ ሓሶት ታርኽ
@shifa-yu1vd
@shifa-yu1vd 2 часа назад
Ant wela aba jego amxieki hade aikonan wela begexna deiinemesasel 😂😂😂😂😂😂😂😂
@MenghesteabAbraha
@MenghesteabAbraha 42 минуты назад
Itom ab tigray zelewoki bizahba Meles zeitzarebi intai iki delikia Iza lewah Eritrea
@wediblie9493
@wediblie9493 52 минуты назад
Amanuel Sahel....came out as....
@eritreastrongestnation
@eritreastrongestnation Час назад
Mskums hlefya ena knkewun
@weyanaygebredngl2496
@weyanaygebredngl2496 26 минут назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@belaroba5782
@belaroba5782 2 часа назад
This guy deserves to be in mental institution not on tv screen.
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 Час назад
Primitive psychologist !!!.Wedi-Tigray.
@yafietdawit6325
@yafietdawit6325 32 минуты назад
ኣማኔኤል ሉጢ
@admas-d7e
@admas-d7e Час назад
ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግርኛን ወላ ሓደ ሃገር ኣይኩን። ግን ብፍቅሪ ብሕውነትን ክነብር ግን ኣለዎ።
@TesfaldetGoitom
@TesfaldetGoitom Час назад
Niskia hetawtawi ekia tebael zelaka anfatka tefaeka zelakasab eka gen delatka mingrka hemaqe aykonn
@gezenatips
@gezenatips Час назад
ሓደ መዓልቲ ትግራይን ኤርትራን ሓቢርና ንነብረሉ ጌዜ የምጸልና።
@yohannes4558
@yohannes4558 48 минут назад
ግፍዕ ታሪኻውያን ጸላእትን ተጋሩ ወያነ ---ካብ1993 ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብኢድወነንኦም ክጥርሩ ሓረስቶት ኤሪትራ ክስጎጉ ጀመሩ። - ካብ1993ክሳብ 1996 ዝካየድ ዘነበረ ዝርርብ ብሰበ ሰልጣን ፈረ ዘይብሉ ኮለል ጥራይ ኮይኑ ተረፈ፡ ---July 24, 1997 ወያነ ንዘነበረ ምምሕድዳር ኤርትራ (ፖሊስ) ኣብ ዓዲ ሙሩግ ኣፍሪሶም ምምሕድዳሮም ተኸሉ። ---October 17,1997 tplf ሓድሽ map መሬት ኤሪትራ ዘለዎ ዘርጊሔት፣ ብሓገዝ ናይ ጀርመን GTZ። ---may 6 1998 ኣብ ሓለዎ ዝነበሩ ተጋደልቲ ፡ወያነ ምስ መጽዎም እሞ ንምርድዳእ ዝኸዱ 6ተጋደልቲ ፡ብወያነ ኣድብዮም ብምጽናሕ ኣብ ደምበ ኣስመራ ተሰውኡ። ---may 13 1998 ምእዋጅ ውግእ ብዕሊ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ። - መቓብር ስውኣት ብወያነ፡ ኣይተፋሕረን ዲዩ ከምኡ እውን 2000 ዓመት ዝገበረ ሓውልቲ በለው ከለውን መጠራን ብቲኤንቲ ፈሪሱ --- ኣብ ጎቦ እምባሶይራ ዱር መቦቆላዊ ጽሕድን ኣውሊዕን ዝነበረ፡ ወያነ ብግሬደር መንገዲ ከፊት ፡ንትሽዓተ ወርሒ ክሳብ ድወጹ ብዓበቲ መኻይን መሊኦም ኣጊዒዞሞ ፡ሌጣ ጎልጎል ተሪፉ --- ንዓመታት ዘጥረይዎ ናይ 100000 ህዝቢ ንብረት ኣይራሰኹሞንኣል ኣየባረርኩምን ዲኹም ብሰንኩ ኣብ ሰብኣውነቶም መንፈሶም ምዝንብላት ተፈጢሩ፡ ኣብዚ ትግራዋይ ከ ኣይሓበርካን ዲኻ ? ---ስራዊትኩም ንትሕቲ 5 ዓመት ወዲ ቕተል ኢልኩ ኣይኣዘዝኩም ዲኹም ? ---ብጋይት(ምሩጻት ከቢት) ጋሽ ባርካን ንብረትን ሕዝቢ፡ ትግራይ ኣይዘመትን ድዩ ፡ሓይሊ ኤልክትሪክ ሕርጊጎ ብነፈርቲ ኣቃጺልኩሞ ሕርሻ ዓሊግዱር ምስ መሽናቱ ኣንዲድኩሞ? ---ኣብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ከፊትኩም፡ ህዝብና ከምዝበታተን ኣይገበርኩምን ዲኹም፣ኣብኡ ንኸይውጹ ከልኪልኩም ብኣውራጃ ብሃይማኖትን ከምዝናቖት ኣይገበርኩም ዲኩም? ---Aids ዝተበክላ ኣውልድ ኣብ ምዓስከር ይእቲኩም መንእሰያት ኣይበከልኩምን ዲኹም ? --ህዝብናን መንግስትናን ንምሕናቕ ኪዳን ሰንዓ ፎርም(ወያነ፣የመን፣ሱዳን) ኣይመሃዝኩምን ዲኩም? ---ብናትኩም ሓሶት ህዝብና ን 9 ተ ዓመት ብማዕቀብ ከምዝሳቐ ኣይገበርኩምን ዲኹም? --ተጠሊዕኩም ሑቐ ደቂ ከበሳ ክስበር ኣሎዎ ክጸንቱ ኣሎዎ ኣይበልኩምን ዲኹም? -- ኣሽካዕላል ወያነ ድሕሪ ውግእ -ጸገም ናይ ዶብ ኣይኮነን ናይ ቁጦባ -? ናይ ቁጦባ ኣይኮነን ናይ ውደብ እዩ ---? ናይ ውደብ ኣይኮነን ትግራይ ትግርኝ እንዳበልካ 19000 ብሉጻት መንእሰያት ኣሰዊእና።ስዒቡ ዝሑል ኳናት ድማ ከፈትኩም ---ሓድሽ map ሰኒዕኪ፣ ፍርዲ ውዕል ኣልጀርስ ረጊጽካ ፣ኣንጻር ሰላም ሰላማዊ ሰልፊ ፣ኣንጻር ሰላም ኮይንካ ንድስሕብ ሰራዊት መኻይን ከቢድ ብረትን ምዕጋት፣ኢሩብ ትዓቢ ካብ ኤሪትራ እንዳበልኩም ኣይውዓልኩሞን ዲኹም? --ናቃፋ ገንዘብና ምስ ወጸ፡ እቲ ኹሉ ብብር ገንዝብ ህዝቢ ኤሪትራ ናብ ኢትዮፕያ ከይተመልሰ ተሪፍ ፡ኣደዳ ክሳራ ኮይና --- ኣብ እምባ ሴራ ፡እስላም ዝቅመጥዋ ዓዲ ፡ ነተን ድቂ ኣንስትዮ ንውርሒ ዝኣክል ኣብ ቅድሚ ደቀንን ብዓል ቤትንን ተጋሩ ወታሃደራት ንሓንቲ 7 ስብ ኣዳኮኑ ተጋሲሶመን ---ኣብ ተሰነይ ኣብኡ ን30 ዓመት ብዝተቀመጠ ትግራዋይ ጠቋምነት 16 ሰባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ሰብ ዝተኣከቦ ቤት ጸሎታት ዝተገብረ ናይ ሄሊኮፕተር ድብደባ 23 ሰባት ተቃጺሎም፡ --- ኣብ ዛላንበሳ 38 ሰባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ባዳ 15 ሳባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ባረንቱን ካልእ ዓድታትን ኩሉ ተዘሪፉን ተቃጺሉን ነዚ ዝተቃወሙ 9 ሰባት ብተምልከተለይ ተቀቲሎም፡ ---ብዙሓት ኣዋልድ ደቂ 14-29 ብሓባር ብናይ ወያነ ወተሃደራት ተዓሚጸን፡ ሓንቲ ጓል ተሰነይ ንዝክራ ኢና ጓል 14ዓመት ቋልዓ ብ9 ወተሃደራት ወያነ ምሉእ ለይቲ ክጓሰስዋ ድሕሪ ምሕዳር ኣብ በረኻ ክትመውት ደርብዮማ ከይዶም፣ . . . እንታይ እሞ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ ---ኣብዚ ናይ ሰላም ምስ ኣቢ ዝካያዶ ግዜ እውን ፡ፈተነ ቅትለት ንጀነራል ስብሓት ከምኡ እውን ንኩብር ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ፡ካልእን እውን እንዳካየደ ፡ኮር ተገምጠል ኮይኑ ግና ኣንጻራ ሰላም ኮይኖም ኣለዉ። --ብሚሲይል ምድብዳብ ፡ኣብ ምዓስከር ሰደተኛ ዝነበሩ ብዝሓት ምርሻን. . .።
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 7 минут назад
ብራቮ100%👌🏾✅🇪🇷
@adhanomrussom9730
@adhanomrussom9730 Час назад
entay konom tegaru ab Eritrea gifie zeygebiru
@AmanuelBelay-u7w
@AmanuelBelay-u7w Час назад
Kabe tarik tewekes kendey gefei kem zewerede nktenber illka kethallefo endei
@HenokHiyabu
@HenokHiyabu Час назад
ተፉቂርካ'ካ ሓያል ኣብራሃም ግጥሚ፡ ኣሻንካይ ተቃያምካ ብጐቦ ጐቦ ጸልኢ፡ ንሕና'ስ ንሕና ሓደ ኣምላክ ' ዩ ዝርኢ። ልሳን ልቢ ስበረ እንታይ ዓብስ ቁንጅና፡ ብኣድጊ ኣይትመሰል ስዓሪ ብድሕሪና። ማኣከል ኣያጡዑሙን ወስነ ወሰን፡ ላንጋ ላንጋ ሞተ ሓቂ ሕዝካ ቅሰን፡ ምንም ሓድሽ የለን ሞት መርድእ ቀደም።
@TeklitGirmazion
@TeklitGirmazion Час назад
ዓጋመ ዞባ'ዩ:: መለስ ግን ሕብሪ ዓይኒ ኤርትራውያን ደስ ኣይበለናን ክንጉሕፎ ኢና ኢሉ:: እስከ ኣብ ትቪ ኤርትራ ዝኾነ መርሕነት ኣንጻር ህዝቢ ትግራይ ዝተዘርበ እስከ ኣምጽእ:: ፎሽካል ድኾንካ ሰብ ኣይ
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Час назад
Lelelakinisehkasi Gorebetena ebere😂hakosi hakusu Eritrea 🇪🇷 hnikibelone Zikoneyekune Nisekatumo demajatatena
@BerketBelay
@BerketBelay Час назад
Atum reshatkomalat kondafat hasowty kied lihasiy wedi shermuta gal shermuta
@mihretnetsereab8739
@mihretnetsereab8739 Час назад
Great job Amanuel Sahle
@Zakme722
@Zakme722 3 минуты назад
Anta kindey kihsu eyu . Kemzi gerkum seb aytewedu Tigray is ethiopia nothing will be change.
@AmanuelBelay-u7w
@AmanuelBelay-u7w Час назад
Haqi deytezareb abe leli Eritrea zewerde kebid bedele ke sbey nerka keyreaka temesker 95 000 hezbi nebeyenomen hftomen ke ketemesker zeykallka zegeremmmmmmmmmm
@TsehayeTeklay
@TsehayeTeklay Час назад
ኣንታ ኣይትሐፍርን ዴኻ ንኤርትራዊ ከተናሹ ኣንታለማኒ ክልምን ንኤርትራ ተሰዲድካ ኔርካስ ነዚ ኩቡር ህዝቢ ከተናሹ ኣብ ትግራይካ ዘሎ ክፋእ ዘይሬኤኻስ እንዳማትካ ተጋሩኽ እንታይ ንበሎም ከም እንስሳ ንጎሎን ሐብቶምን ዝዕምጹ ቡልሹዋት ፍጥረት ሲ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ከተዛምዶ ቡዑሉግ ፍንፋን ክብረትካሐሉ ዒራዳኣ ክብረት ኣይተዓደኩምን እምበር ጨንስዊ
@TesfalemGhirmay-eb5jw
@TesfalemGhirmay-eb5jw Час назад
Mengsteste semay yewarska
@tedy-s9d
@tedy-s9d 27 минут назад
Kkkkkkkkkkk. Darwin's evolution, that's interesting.
@amorashlakoloba442
@amorashlakoloba442 38 минут назад
Eseyas xelaei tgray aykonen hzbi eዕረ eu xelaei tgray b prpohanda astiku ue resu wediዕረ
@Esubalewify
@Esubalewify 2 часа назад
በርቺ ! እንደዚ አሪፍ ሰዎችን ማቅረብሽ በጣም ይደገፋል ! ! መጽሐፍ አንባቢ ሁኚ ይጠቅምሻል !
@samialmael3692
@samialmael3692 2 часа назад
እንታይ በልኻ ኣታየ ቆንዳፍት 10 ልቦም ምሳኹም ሲ ማዕዶ ንማዕዶ ቆንዳፍት
@Danon157
@Danon157 37 минут назад
8:25 what a conflicting statement. Atum ab geez ab tgre Tigrigna yelen elu melisu kea dhri naxnet hizomo ziatewu eyu yblena 😂😂😂 is he with his mind
@Eritrea7777
@Eritrea7777 Час назад
ezi sebay hasawi ember koynu terifu
@openmind9046
@openmind9046 Час назад
No true Eritrean come to this media definitely you can't be Eritrean 100% agame kikikki
@yohannes4558
@yohannes4558 54 минуты назад
ሓደ ከም ዘይኮና ፡ስነ ልቦና ፡ሰነምግባር ናይ ኤሪትራን ናይ ክልል ትግራይን ጥራይ ምርኣይ እኩሉ እዩ። __ኣብ ኤሪትራ ሰርቂ ካብ ጥንቲ ብሕጊ እንዳባ ጀሚሩ ገበን እዩ ፡ኣብ ትግራይ ግን ብህሊ እዩ።(መለስ ዝበሎ ስርቂ ስርሕ እዩ ) __ሓሶት ኣብ ኤሪትራ ነውሪ ሓጥያት እዩ ኣብ ትግራይ ግን ከም ጥበብ እዩ (ኣብነት፡ኣቦ ሓሶት ስዩም መስፉን እጥቀስ) __ኣብ ኤሪትራ ጓል ኣንስትይቲ ክብርቲ ለይቲ ይኹን ምዓልቲ ብሰላም ትነብር ኣብ ትግራይ ግን ጓለኣንስተይቲ እትድፈር እትዕመጽ መስል ዘይብላ ፍጥረት እያ። __ ኣብ ኤሪትራ ካብ ጥንቲ ብሕጊ እንድባ እትምራሕ ስሉጡን ህብረተሰብ ይርከብ ኣብ ትግራይ ግን ካብ ጥንቲ ሕጊ ዘይብሉ ሽፍትነት፡ ዘሚትካ፡ወሪርካ፡ ጠሊምካ ምንባር ባህሊ እዩ። __ኣብ ኤሪትራ ክልቲኤን ሃይማኖት ትኸባቢረን ይነብራ ኣብ ትግራይ ግን መሲግድ ምሰራሕ መቃብርን ኣይፍቀደን፡ ኣመንቲ ምስልም ከም ካልኣይ ዜጋ እዮም ዝፍለጡ(ኣብ ግዜ ሃጸይ ይውሃንስ ኣስላማይ ማዕተብ ውደ ተባሂሉ ይግደድ ኔሩ) ኢሪትራ ትሽዓት ብሄርትን ቋንቋን ዘሎ ኣብ ትግራይ ቛንቛ ትግሕርኛ ዘሎ። --ኣብ ምድሪ ባሕሪ (ኢሪትራ) ኣብቲ እውን መግዛእቲ ካብ 1550 ቱርኪ፡ግብጺ፡ኢታሊ፡እንግሊዝ፡በይንና እያ ኔራ ። ኣብቲ መለስ ኢትዮጲያ ዝመሓደር ግዜ እውን እተኮነ 100000 ኤሪትራዊ ንብሮትምን ሃብቶም ዘሚቱ ንሃገሮም ንኢሪትራ ኣባሪዎም።_ _እታ ልብና ጻዕዳ ፡ እታ ልብኻ ልቢ ትግራይ(ኣይትእመን ትግራዋይ) _ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ደቂ መድሪ ባሕሪ ፡ ተጋሩ ግን ካብ ቲግሪስ ኢራቃ ብህያብ ደመጹ፡ብረእሰ ምትሓት(inferiority complex) ደሳቐዩ
@hakimabdelkadir
@hakimabdelkadir Час назад
Ezi teref jebeli komal. Gremba ngoma egra mekuhal. 😂😂😂
@HagosElyas
@HagosElyas 2 часа назад
Bibile ke anbibkayo dika kemey tridio
@zak-o3k
@zak-o3k 2 часа назад
ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ዝበጽሔ ግፍዒ ብፍላይ ብተጋሩ ዘይትፈልጥ እንተኾንካ ሕማም ረሲዕ ኣጥቂዕካ ኣሎ ወይ ከኣ በዚ ንርእየካ ዘለና ዕድሜኻ ወዲ 10 ዓመት ኢኻ ወይ ድማ ሓሶት ልማድካ እዩ ወይድማ ብገንዘብ ተገዚእካ ኣለኻ ብዙሕ ምበልኩ ግን ዘዕበየኒ ስነስርዓት ከገድደኒ እዩ
@yohannes4558
@yohannes4558 46 минут назад
@@zak-o3k ግፍዕ ታሪኻውያን ጸላእትን ተጋሩ ወያነ ---ካብ1993 ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብኢድወነንኦም ክጥርሩ ሓረስቶት ኤሪትራ ክስጎጉ ጀመሩ። - ካብ1993ክሳብ 1996 ዝካየድ ዘነበረ ዝርርብ ብሰበ ሰልጣን ፈረ ዘይብሉ ኮለል ጥራይ ኮይኑ ተረፈ፡ ---July 24, 1997 ወያነ ንዘነበረ ምምሕድዳር ኤርትራ (ፖሊስ) ኣብ ዓዲ ሙሩግ ኣፍሪሶም ምምሕድዳሮም ተኸሉ። ---October 17,1997 tplf ሓድሽ map መሬት ኤሪትራ ዘለዎ ዘርጊሔት፣ ብሓገዝ ናይ ጀርመን GTZ። ---may 6 1998 ኣብ ሓለዎ ዝነበሩ ተጋደልቲ ፡ወያነ ምስ መጽዎም እሞ ንምርድዳእ ዝኸዱ 6ተጋደልቲ ፡ብወያነ ኣድብዮም ብምጽናሕ ኣብ ደምበ ኣስመራ ተሰውኡ። ---may 13 1998 ምእዋጅ ውግእ ብዕሊ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ። - መቓብር ስውኣት ብወያነ፡ ኣይተፋሕረን ዲዩ ከምኡ እውን 2000 ዓመት ዝገበረ ሓውልቲ በለው ከለውን መጠራን ብቲኤንቲ ፈሪሱ --- ኣብ ጎቦ እምባሶይራ ዱር መቦቆላዊ ጽሕድን ኣውሊዕን ዝነበረ፡ ወያነ ብግሬደር መንገዲ ከፊት ፡ንትሽዓተ ወርሒ ክሳብ ድወጹ ብዓበቲ መኻይን መሊኦም ኣጊዒዞሞ ፡ሌጣ ጎልጎል ተሪፉ --- ንዓመታት ዘጥረይዎ ናይ 100000 ህዝቢ ንብረት ኣይራሰኹሞንኣል ኣየባረርኩምን ዲኹም ብሰንኩ ኣብ ሰብኣውነቶም መንፈሶም ምዝንብላት ተፈጢሩ፡ ኣብዚ ትግራዋይ ከ ኣይሓበርካን ዲኻ ? ---ስራዊትኩም ንትሕቲ 5 ዓመት ወዲ ቕተል ኢልኩ ኣይኣዘዝኩም ዲኹም ? ---ብጋይት(ምሩጻት ከቢት) ጋሽ ባርካን ንብረትን ሕዝቢ፡ ትግራይ ኣይዘመትን ድዩ ፡ሓይሊ ኤልክትሪክ ሕርጊጎ ብነፈርቲ ኣቃጺልኩሞ ሕርሻ ዓሊግዱር ምስ መሽናቱ ኣንዲድኩሞ? ---ኣብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ከፊትኩም፡ ህዝብና ከምዝበታተን ኣይገበርኩምን ዲኹም፣ኣብኡ ንኸይውጹ ከልኪልኩም ብኣውራጃ ብሃይማኖትን ከምዝናቖት ኣይገበርኩም ዲኩም? ---Aids ዝተበክላ ኣውልድ ኣብ ምዓስከር ይእቲኩም መንእሰያት ኣይበከልኩምን ዲኹም ? --ህዝብናን መንግስትናን ንምሕናቕ ኪዳን ሰንዓ ፎርም(ወያነ፣የመን፣ሱዳን) ኣይመሃዝኩምን ዲኩም? ---ብናትኩም ሓሶት ህዝብና ን 9 ተ ዓመት ብማዕቀብ ከምዝሳቐ ኣይገበርኩምን ዲኹም? --ተጠሊዕኩም ሑቐ ደቂ ከበሳ ክስበር ኣሎዎ ክጸንቱ ኣሎዎ ኣይበልኩምን ዲኹም? -- ኣሽካዕላል ወያነ ድሕሪ ውግእ -ጸገም ናይ ዶብ ኣይኮነን ናይ ቁጦባ -? ናይ ቁጦባ ኣይኮነን ናይ ውደብ እዩ ---? ናይ ውደብ ኣይኮነን ትግራይ ትግርኝ እንዳበልካ 19000 ብሉጻት መንእሰያት ኣሰዊእና።ስዒቡ ዝሑል ኳናት ድማ ከፈትኩም ---ሓድሽ map ሰኒዕኪ፣ ፍርዲ ውዕል ኣልጀርስ ረጊጽካ ፣ኣንጻር ሰላም ሰላማዊ ሰልፊ ፣ኣንጻር ሰላም ኮይንካ ንድስሕብ ሰራዊት መኻይን ከቢድ ብረትን ምዕጋት፣ኢሩብ ትዓቢ ካብ ኤሪትራ እንዳበልኩም ኣይውዓልኩሞን ዲኹም? --ናቃፋ ገንዘብና ምስ ወጸ፡ እቲ ኹሉ ብብር ገንዝብ ህዝቢ ኤሪትራ ናብ ኢትዮፕያ ከይተመልሰ ተሪፍ ፡ኣደዳ ክሳራ ኮይና --- ኣብ እምባ ሴራ ፡እስላም ዝቅመጥዋ ዓዲ ፡ ነተን ድቂ ኣንስትዮ ንውርሒ ዝኣክል ኣብ ቅድሚ ደቀንን ብዓል ቤትንን ተጋሩ ወታሃደራት ንሓንቲ 7 ስብ ኣዳኮኑ ተጋሲሶመን ---ኣብ ተሰነይ ኣብኡ ን30 ዓመት ብዝተቀመጠ ትግራዋይ ጠቋምነት 16 ሰባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ሰብ ዝተኣከቦ ቤት ጸሎታት ዝተገብረ ናይ ሄሊኮፕተር ድብደባ 23 ሰባት ተቃጺሎም፡ --- ኣብ ዛላንበሳ 38 ሰባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ባዳ 15 ሳባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ባረንቱን ካልእ ዓድታትን ኩሉ ተዘሪፉን ተቃጺሉን ነዚ ዝተቃወሙ 9 ሰባት ብተምልከተለይ ተቀቲሎም፡ ---ብዙሓት ኣዋልድ ደቂ 14-29 ብሓባር ብናይ ወያነ ወተሃደራት ተዓሚጸን፡ ሓንቲ ጓል ተሰነይ ንዝክራ ኢና ጓል 14ዓመት ቋልዓ ብ9 ወተሃደራት ወያነ ምሉእ ለይቲ ክጓሰስዋ ድሕሪ ምሕዳር ኣብ በረኻ ክትመውት ደርብዮማ ከይዶም፣ . . . እንታይ እሞ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ ---ኣብዚ ናይ ሰላም ምስ ኣቢ ዝካያዶ ግዜ እውን ፡ፈተነ ቅትለት ንጀነራል ስብሓት ከምኡ እውን ንኩብር ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ፡ካልእን እውን እንዳካየደ ፡ኮር ተገምጠል ኮይኑ ግና ኣንጻራ ሰላም ኮይኖም ኣለዉ። --ብሚሲይል ምድብዳብ ፡ኣብ ምዓስከር ሰደተኛ ዝነበሩ ብዝሓት ምርሻን. . .።
@First-Eri
@First-Eri 52 минуты назад
Imagine if you brain is working. Tgray is part of Ethiopia how can we be ones? We are just Neighboring countries. And what’s about 1998-2000 that meles said “we don’t like your Eye color “
@keseteasfaha789
@keseteasfaha789 54 минуты назад
Godolo mehur tedelika eseka tegraway ketkewen tekiel ika
@zerukeshi9936
@zerukeshi9936 Час назад
ኤርትራን ትግራይን ሓደ ክኾና እንተደለኹም: ባንዴራኹም ኣውሪድኩም ባንዴራ ኤርትራ ሰቂልኩም ሓሶትን ስርቅን ጥልመትን ገዲፍኩም ኤርትራውያን ኢና በሉ።
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 41 минуту назад
ፎእእእእእ ኣይንደልዮም😢😮😂
@younesabdullah6564
@younesabdullah6564 41 минуту назад
ኣብ ኤርትራ ዓብይ ጎቦ እምበር ዓብይ ሰብ የለን ለከ😏
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 40 минут назад
ፎእእእእ ሓሳዳት ኣይንደልዮምን እና😢😂
@AmanuelBelay-u7w
@AmanuelBelay-u7w Час назад
Menenetu zerese menenete yebulune dehefer nehad heberte sebe aqailelka mereay nebeska mhesare iyu naye muhure denqoro
@freweyinimelake5309
@freweyinimelake5309 52 минуты назад
አብ ዝኾነ ሕቶ ንኢሰያስ ጥራይ የልዕል፡ሐሳዊ ኤርትራ ጀሚራቶ ኲናት ይብል፡ናይ ዳርዊን ፍልስፍና ዘምበበ ዳርጋ ጹሉልዩ
@mengistesfaldet3954
@mengistesfaldet3954 25 минут назад
Very immature and impotent person.full of lies and distortion. Totally against Eritreans and out of touch.
@tedrosisaqe128
@tedrosisaqe128 53 минуты назад
በዳን
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 2 минуты назад
😂😂😂😂🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇺🇲🇺🇲🇺🇲I never believed a man with gray hair ever Lies sach as. Interesting drama of TPLF Tigray Ethiopian, Journalist Medhin Thanks for bringing sach person of interest 👍 😀 unbelievable story telling 😂😂😢😢Sadly players on behalf of their own people 😕 free thinker , free giver, including his identity 😉 🙄
@mulukidane3798
@mulukidane3798 58 секунд назад
Hhhhhh😂 2 kona win aydekesnan tigrawy kondafe kid balika filet hager tigray mesrit Ethiopia ente xelieka ati gal egre gemel
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 15 минут назад
ለክባጥ ጭካነ ደኣ 80000 ህዝቢ አርትራ ብግፍዕን ጭካነን ክስጎግ ከሎ ደቒስካ ዲካ ኔርካ ወላስ ህዝቢ አርትራ ኣየገድሰካንዩ ኮይኑ ትግራይ ኬድካ ጭካነ በርትራ እዩ ተጀሚሩ ትብል
@tecleberhanmengistu2300
@tecleberhanmengistu2300 2 часа назад
ኣቶ ኣማኒአል ሳህለ እቲ ኣብ ሊዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ምኹናንካ ወለዶኻን መንነትካን ብዘየገድስ ምድንጋጽካ ጽቡቅ ኢዩ :እንተኾነ ግን ፍትሒሲ ኣብ ልዕሊወዲሰብ ንዝፍጸም ግፍዒ መንዩ ብዘየገድስ ብማዕረ ኢያ ክትሰርሕ ዝግብኣሞ ምስ ዕድመኻ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ግፍዒን በደልን ስለዘይተገደስካሉ ድዩ ወይስ ስለዘይፈለጥካዮ ንዓኻ ኢዩ ዝምልከት:እንተኾነ ግን እቲ ኣብ ኪናት ዓድዋ ኣብሊዕሊ ምሩኻት ኤርትራውያን ወለድና ዝተፈጸመ ግፍዒ ወላውን እንተረሳዕካዮ እቲ ብ2000 ዓመተምህረት ዝተፈጸመ ግፍዒ ኣደታትን ከተማን ሰንዓፈን ከባቢኣን ምስክርነት ዕንወት ባረንቱን ተሰነይን ዝተዘምታ ብጋይት ባርካን ጋሽ ሰቲትን ኣግማልን ከድኣ ብዓይኒ ጉንዖ ገርካ ስለዝወሰድካዮ ዶኾን ትኸውን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግፍዒ ኣይረኣኹን ዝበልካ :ብዝኾነ ግን ከም ምሁርን ጋዘጠኛን ካባኻ ከምዚ ዓይነት መግለጺ ኣይተጸበኹን::
@AfwerkiRussom
@AfwerkiRussom Час назад
Hesawi dikala
@nomoret.2017
@nomoret.2017 59 минут назад
ወድዛ ኣረጊት ሸርሙጣ። መዓልትኻ ጥራይ ተጸበ። ምሉእ ዘርእኻ ክነጥፈኣካ ኢና። ዕሱብ!!
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 42 минуты назад
ብራቮ 👍🏽 ከም'ዚኦም ሽለት ኣረጊት ኣምስሉታትን ዱሑራትን ኩፉኣት "ሰባት" ግን ስሮም ካብኦም ሕሱራት ከምዝኾነ እኮ ነጌርና እይ: ብ/ይገርመካ🙈😳
@workinehgirmay2015
@workinehgirmay2015 33 минуты назад
@@tecleberhanmengistu2300 ኲናት ዓድዋ ኣብልዕሊ ምሩኻት ጸለምቲ ሓሻኽር ጥልያን/Banda/ ብትእዛዝ ሃጸይ ሚኒሊክ ዝበጸሐ ግፍዒ ማንም ሰብኣዊ ፍጡር ዘይቅበሎ ኣነዋሪ ክስተት ታሪኽ’ዩ። ኣብ’ቲ ዝሓለፈ ክልተዓመት ኣብልዕሊ ተጋሩ ዝገደደን ዝኸፈአን ግፍዒ ብመን ከምእተፈጸመ ዝተሰወረካ ኣይመስለን። ስለዚ ግፍዓዊ ባህሊ ንዘይብሉ ህዝቢ ትግራይ ብናይጽልኢ መረጼን ምጥማት ኣብነዊሕ ብዘይካ ኽሳራ ረብሓ ኣለዎ ዝብል መርትዖ ይህልው’ዩ ኢልካ ምእማን ዝከኣል ኣይመስለንን:: ኤርትራ ኣብ 2000 ዓ/ም ፈረንጂ ብዝፈጸመቶ ሃንደበታዊ ወራር ቀትሪ ምድሪ መቐለ ብነፋሪት ደብዲባ ንቤት ትምህርቲ ዓይደር ከምዘይነበረ ክትገብሮ ከላ ክንደይ ተምሃሮ ከምዝሞቱ ትፈልጦ ኢኻ ኢለ ተስፋ ይገብር። ካልእሞ ይትረፍ እቲ ንዛላኣምበሳ ካብ መሰረታ ዘፍረሳ መንግስቲ ህግደፍከ ስለ’ቲ እከይ ግብሩ ኣየሰክፈካንዶ ? ዛላኣንበሳ ሂሮሺማ ተጌራ ናብ ቤቱ ዝተመለሰ ሰብእኮ የለን። ብዝኾነ ኣብኩሉ ዝቖሰለን ዝሓዘነን ከምዘሎ ፈሊጥና ቀጻሊ ወለዶ ኣደዳ ሞትን ስደትን ከይኸውን ንሰማማዕ ንዝብል ሰብ ኣብጎኑ ምዃን እንተዘይተኸኣለ ዓንቃፊ ዘይምዃን ይሐይሽ !
@nomoret.2017
@nomoret.2017 13 минут назад
@@tecleberhanmengistu2300 ዓባየይዶ ኣቦ ሓጎይዶ ካብ ዓድዋ ኢዩ ይብል የሎን? ከመይ ገይሩ ንፍትሕን ሓቅን ጠጠው ክብል ትጽበዮ? እቲ ዝዓበየ ሽግር ኤርትራ ትግራዎት፡ ብፍላይ ከኣ ምሳና ተላሒጎም ዝዓበዩ ተዃሉ ኢዮም። ኣነ ብወገነይ፡ ዋላኳ ንሱ እውን ተዂላ እንተኾነ፡ ዕንቋዕ ኣብይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን መጽኤ ኢየ ዝብል ኩሉ ግዜ። ስለምንታይ፡ ንሱ ኣብ ስልጣን ምስ ምምጽኡ፡ እቶም ኣብ ውሽጥና ንዓና መሲሎም እና ነበሩ ንዘመናት ደም ዘንብዑና ብጋህዲ ዕራቆም ስለ ዝወጽኡ፡ ብመጠኑ ክንፈልጦም ክኢልና ኢና። እዚ ክብል ከሎኹ ግን ብዙሓት ክጸርዩ ዘሎዎም ተንኮለኛታት ተሪፎም ከም ዘሎው ግን ይፈልጥ ኢየ። ትግራዋይ ዘርኢ ዘሎዎ ኩሉ ሽንፍላ ኢዩ። ኣጽሪኻ ክጸሪ ኣይክእልን ኢዩ።
@tesfalemabreha7461
@tesfalemabreha7461 10 минут назад
ትምህርቲ ሲ ካብ መሃይምነት እምበር ካብ ድንቁርና ሲ ኣየድሕነካን ዩ ዝብሃል ሲ ብ ትኽክል ኣብዞም ዓቢ ሰብኣይ ርኤያ።
@dc8625
@dc8625 2 часа назад
ሓደ ክኮና ኢየን💙✨
@kibromabraham6642
@kibromabraham6642 Час назад
You are a trader
@FesehayeGirmay-u4w
@FesehayeGirmay-u4w 53 минуты назад
አማኑኤል ፣ትክከለኛ ፤ሐቂ ፤እዩ ፣ተዛሪቡ፣ሰብ ፣ካብ ፣እንስሳ ፣ንላእሊ ገሪካ ፣ሞርአይ ፣ጌጋ ፣እዩ ፣ካብ፣ፍጥረት፣ሰብ፣ታሪክ፣ጀሚሩ፣ፃእዳ ፣ፀሊሞ ፣ስሰልጠኑ ፣ዘይሰልጠኑ ፣ሕዝብታት ፣እንስሳዊ ባሕርያት ፤እዩ ተገሊፁ ዝረአ ፣ወድ ፣ሰብ ፣ፃእዳ ፣ፀሊሞ ፣ኩሉ ፣ዝሐስብ ፣እንስሳ እዪ፣እቱ ሐደጋ ግን ዘሐስብ እንስሳ ሞኻኑ፣ እዪ፣እንስሳ፣ብዘይሞሕሳቦሞ፣ውሱናት ፣እዮሞ፣። ሰብ፣ግን፣ዝሐስብ፣ሰብ፣ብሞኻኑ፣ጠሞይዎ፣ከሞእንስሳ፣ከይኮነ፣ዝቀትል፣ብፅልአት፣ቅንኢ፣ስሳኤ፣ተዘዊሩ፣ሰብ፣ይቀትል። Hahaha 😂😂😂😂
@mussie9262
@mussie9262 48 минут назад
You know nothing, please....please.....
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 26 минут назад
ወዲ አይተ ሳህለ ! ሕጂውን ሕብሪ ዓይንና ፅቡቕ አይኮነን ( የአይናችን ቀለም አያምርም ) ተጋሩ ሕማቕ ክገብሩ አይረአኹን ዝበልካዮ ወዲ ሓትኖኻ መለስ "የአይናችሁ ቀለም ካላማረን" ኢሉ ልዕሊ 100ሺ ኤርትራውያን ንብረቶም ዘሪፉ ቶርቸር ገይሩ አሲሩን ቀቲሉን ዘባረሮም'ከ ? ተጋሩ እኮ ኢዮም መቓብር ሓርበኛታት ብታንኪ ፍሒሮም አዕፅምቶም አብ ጎልጎል ዝበተኑዎ፣ ተጋሩ በዓል መለስ ህዝቢ ኤርትራ ክጠምን ክሳቐ ፋሕ ብትን ክብል ምስ ምዕራባውያን ኮይኑ ብማዕቀብ ዘሳቐየና፣ብሰንዓ ፎረም ዝፍለጥ ጉጅለ ሱዳን ፣የመን ፣ጂቡቲን ሶማልን ብመለስ ትግራዋይ ዝተመስረተ'ዶ አይኮነን ንኤርትራ ከቢቡ ከጥፍኣ ዝፈተነ? አብዛ ውግእ ልዕሊ 70 ትካላት ኢላማ ገይሩ ብሚሳይላት ዝደብደቡና እኮ ተጋሩ ኢዮም!! ዝሓሰብካዮ ስልጣን ስለዘይረኸብካን ዓባይካ ትግራወይቲ ስለዝኾነት ንኤርትራ ንትግራይ ከተረክባ ? እንተደሊኻ ሻንጣኻ ሒዝካ ንትግራይካ ተመርቀፍ !! ስለዚህ ሻዕቢያ ህዝቡን ሃገሩን ክከላኸል ትግራይ ከይዱ ንወያነ እንተደምሰሰ ሓላል ኢዩ ። ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ መራሕቲ ኤርትራ ! ክብርን ሞገስን ንምክልኻል ሓይልታት ኤርትራ ! ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና !
@forgivegod7693
@forgivegod7693 33 минуты назад
ፈትለ መድህን ጽልኢ ትሰብኪ ኣለኺ ተሕዝኒ ጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎም ቅልውላው መንነት ናይ ኣማንኤል ሳህለ ኣቡ ዘፍለጠ እዩ ተጋሩ ነብሰ ምትሓት ኣበይ ኸብጽሓኹም እንዲዒ መሻኪን ኤርትራውያን እንታይ ኾይኖም ይጸሉና ኣልኪ ንነብስኪ ሕተትያ
@freweyinimelake5309
@freweyinimelake5309 Час назад
ሞት ሐቂ ድያ?ንምርግጋጽ እየ አቶ አማኒኤል
@shifa-yu1vd
@shifa-yu1vd 2 часа назад
Oy felasha dea meas eritrawi koinu esrail guhifa zewesedetom kab ethiopia endia
@SebhatleabTewolde
@SebhatleabTewolde 2 часа назад
@@shifa-yu1vd ፈላስፋ
@jonjon9469
@jonjon9469 46 минут назад
አዞም ተደምርናል ይጻረፉ ኣለዉ ።ርአሲ ኢሰያስ ተሰኪሞም ዝከዱ ።መድሂን ቀጽልዮ ሳዋ ናይ ድናቁር ፋብሪካ ሓቁ ወያነ ወያነ አንዳበሉ ሓንጎልና ሓጺቦምና አንዲዮም
@First-Eri
@First-Eri Час назад
ለክባጥ ኢለካ ኣለኩ 1998-2000 መለስ ኢትዮጵያውያን ኣኪቡ ክመጸና ከሎ ከ ካልእ ሕብረተሰብ ዲና ነይርና? ካልእኩም ኢልኩም ሸቅጡ
@All-w9s
@All-w9s Час назад
አብ ትግራይ በስም ኣብ(በስማላህ) ኢልካ እዩ ምብላዕ ዝጅመር። አብ ኤርትራ ግን ዓጋመ ኢልካ እዩ ምብላዕ ዝጅመር።
Далее