ዕላል ብምኽንያት 20 ሰነ ብ 83 እስኩጆን 1 ጥይትን ዝተወግኣ ጅግና ዋርሳይ መሓሪ ነጋሲ ኮይኑ ኣብዚ ዕላል ብርክት ዝበሉ ጀጋኑ ስውኣት ካብ ታሪኾ ልክዕ ካብባህሪ ብጭልፋ ተዘንትዩሎ. ብፍላይ ኣብዚ ዕላል ምስ ካቴናይ ቅበረኒ ዝብል ዝነበረን ብ 24 ግንቦት 2000 ዝተሰውኣ ጅግና ስውእ እዮብ ጸሓዬ ሓድጊ ተገዲፉ ምስ ስድራቤት ስውእ ጸሓዬ ንኽራኸብ ሃላፍነት ኩልናዩ. ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ
22 окт 2024