Тёмный

Baby Shower - ስነ-ጥበባዊት ሩታ መርሃዊ - Eritrean Artist Ruta Merhawi 

Eri One Touch Entertainment
Подписаться 298 тыс.
Просмотров 192 тыс.
50% 1

#eritreanmusic # BabyShower #eritreanfilm #eritreanmovie #eritreancomedy #Ruta
"New eritrean music " #New #eritrean #music
"New Eritrean Film" #eritrean #film
#eritreanmovie #eritreanfilm #eritrean #eritreancomedy #new #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreanbahlawiderfi #eritreanbestguayla #eritreanbestmusic #eritreandrama #eritreannews #eritreanmusic #eritreanews #eritreaninterview
#eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrean #new #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreanbestguayla #eritreanbestmusic #eritreandrama #ethiopianmusic #ethiopiansong #tigrinaderfi #ethiopia #tigrinamusic #tigrina #eritreanwedding
Ethiopian music"
#eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #ethiopianmusic #ethiopiansong #ethiopiantiktok
Copy right : Eri One Touch Entertainment - any unauthorized use,copying or distribution is strickly prohibited.
• Baby Shower - ስነ-ጥበባዊት...
• New Eritrean comedy//A...
© ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
#subscribe
#like
#share
#comment
• Baby Shower - ስነ-ጥበባዊት...

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 638   
@Temenye.nielamay
@Temenye.nielamay 2 года назад
ዋውው ብመጀምርታ እንቃዕ ሓጎሰኩ ሩቲ ከአ ፈጣሪ ብሰላም የገላግልኪ ኣቡን ኣደን ዘዕብይዎ ውላዳ ይሃብኩም
@eri-fortune
@eri-fortune 2 года назад
ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ ። ብምቕጻል ዘይባህልኻ ዘይመዕበያኻ ፡ ይግበር ያ ኣሎ ኢልካ ፡ ነዚ ጸዓዱ ከማን ቀደም ዝገደፍዎ ሕጂ ከም በዓል ሓድሽ መተርኣስ ብኣረጊት ባህሊ ጸዓዱ ክትምዕትግ ምፍታን ዓገብ ዓገብ ዓገብ ።
@ሃገረሰማእታት
@ሃገረሰማእታት 2 года назад
እታዝጸልኣ ነገር በይቢ ሻወር ብታ ዝፈትዋ ሩቲ ዘይባህልና ዓገብ እመ ኣምላኽ ብሰላም ትምጻእኪ ሩት
@naodkifle4499
@naodkifle4499 2 года назад
መጀመርታ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትሕርስኪ ፈጣሪ ጡዕይ ቆልዓ ይሃብኩም። ብምቅጻል ነቲ ክቡር ህያብ ፈጣሪስ ብጋይላን ዳንኬራር እዚ ባህልናን ሃይማኖትናን ኣይኮነን በጃክን ይሕዋተይ ናብ ልብክን ተመለሳ አቶም ሰብኡተን ድማ ክጋገያ ኮለዋ ኣይንደግፈን ናብ ልበን ክንመልሰን ቁኑዕ ክንምህረን አዩ ዘለና። ፈጣሪ ስለ ኩሉ ኣበሳና ይቅረ ይበለልና ኣሜን(3)።
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 2 года назад
Tkekl hasab u bhaki naymerabawian bahli yhmsa alo wolodena
@Erilove-1962
@Erilove-1962 2 года назад
Hawey yezenagia eyen eko zelewa?neta kitharis keriba zela kea tsbuk eyu tz3nagae eya zela himak neger aykonen
@etooketakita1864
@etooketakita1864 2 года назад
​@@Erilove-1962 nesu wen hemaq eyu aybelen, trgumu gen entay eyu???
@naodkifle4499
@naodkifle4499 2 года назад
@@Erilove-1962 መዘናግዕ ብዙሕ ኡ ዘሎ ዝሓወይ ብንታይ ምክንያት ትዛናጋዕ ኣለኻ ክኣ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ሓወይ አዚ ውህበት ፈጣሪ እዩ ጡዕይን ብሩክ ቆልዓ ሃበና ኢለን አየን ክልምና ዝግብአን!
@sabayohhanesandemichaelsab2660
@sabayohhanesandemichaelsab2660 2 года назад
Plzzz keep advising naod big man👍
@sahleamanuel9435
@sahleamanuel9435 2 года назад
ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ ሽኮሪና ስነ ጥበባዊት ሩታ ሓፍትና ጛል ኤረይ
@sanaytredae8445
@sanaytredae8445 2 года назад
Iwe. Ruti. Shikeri. Adiyi. Mariyami. Biselami. Timitsiaki 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐪🐪🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸🌼🌼🌼🌼🌼🌺🌺💚💙💙💚💚❤️💛💛💛
@ጋልተውህዶ
@ጋልተውህዶ 2 года назад
ሩቲ ሽኮር እመ ብርሃን ብሰላም ተጋላግለኪ 🙏 ካልኣይ ካ እዝስ ኣይናትና አዩ ኣይነበረን ኒ ብሕጂ ውን ኣይንደልን ኢና ዘንይሕዋተይ. ትርጉሙን ጠቁሙን አንተ ዳ ፈልቱኩኖ ግን ንገራን🙏 ጠቁሙን. ሰላምን ፍቕርን አግዝኣብሄር የውርደልና 🙏🇪🇷
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 года назад
ሕማቅ ውን የብሉን..ምስ ማሓዙታ ሓጎሳ ትገልጽ ኣላ።ባህልና ግን ስጋብ ትሓርስ ክትሕባእ ቅኑዕ ኣይኮነን
@ጋልተውህዶ
@ጋልተውህዶ 2 года назад
@@HaraGhirmai yeah ሳራ ሓፍተይ እሞ ካብ ንምሓዙትና ኢልና ንግብሮ ዘይብሕልና ክንገብር ኣለና ማለት ዱ? ብሓፈሽኡ ግን ኒ ሩቲ ጥራይ ኣይኮኑኩን ንክላትና ኣዋልድ አየ 🙏🙏🙏 Sorry gin sara 🙏🙏
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 2 года назад
Kltekn xbuk alekn gn sb bakmu knebr alewo eye zbl ane zelewo dlayu kgbr ykel u eti zeyblu gn seb gerwo elu kxedf yeblun enberke nria alena alem bahli tehawawisa its my opinion ✌️
@galdengelmaryamsegen6557
@galdengelmaryamsegen6557 2 года назад
Ja nay bhaki sister 🥰
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 2 года назад
እዋይ ጸገም ናይዘን ኣብ ደገ ዘለዋ እንተ ጸልኣናስ ናብ ኤርትራ ካኣ ኣተዩ እዚ ስነ ጥበብ ዝብሃል ሰብ የባላሹ ስለ ዘሎ ክቁጸኣለዎ ዓገብ ከም ሕብረተ ሰብ ናብ ህጉም ንጠፍእ ምህላውና እዩ እቲ ዘሕዝን እዚኣ ዝጀመረቶ ኩለን ከምኡ ክገብራ እየን እዋይ ሕማቅ ስማዕ
@Erey9999
@Erey9999 2 года назад
Nay bhaqi hawey bahlna aykonen kebdka kefitka
@selamasrat4945
@selamasrat4945 2 года назад
ብሓቂ ሕጂ ድኣ ኩለን ከምኡ ክገብራ እየን ጹቡቅ እንዝኸውን ሲ እንታይ ምተጸለ እዚ ግን ቱሩጉሙ ከማን ኣይፈልጥኡን
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 года назад
ኣስይይይይ ብሰላም ትምጻኪ ኣደይ ማርያም ሩት💟💟💟💟🙏🙏🙏
@ሚካኤልወዲኤረ
@ሚካኤልወዲኤረ 2 года назад
ጌጋ ጌጋ ኣይባህልናን ኢዩ ከምዚ ናይ ኣንበጣ ጌርኩም ኢደይ ኢድካ ኢልኩም ኣውጽዎ ካብዛ መኽበሪት ባህላ ዓድና። ብሰላም ውሉድኪ የሕቑፍኪ 🙏🙏🙏ሓብተይ ናተይ
@natnaelgebreluel8260
@natnaelgebreluel8260 2 года назад
ብመጅመርታ ፍቅርክን የብዝሓዮ ! ሩቲ ብሰላም የገላግልኪ ኣምላኽ ጡዑይ ውላድ ይሃብኪ ። ኣብ መወዳእታ ኣካል ሕብረ ተስብ ካብ ምኾን ንላዕሊ መጽረብ ሕብረተስ ዉን ስለ ዝኮንኪ ፡ እዚ ናይ ምዕራውያን ባህሊ ብናህሪ ክውስክ ተክእሎ ስለ ደለዎ ፡ ዓገብ ክብል ይፈቱ ።
@henokandemaraiam4695
@henokandemaraiam4695 2 года назад
Baby shower gn eko bahlna eyu geat ybehal bahli kea dynamic eyu style keyren bahli ente akeba minim shigir yeblun.
@milushmey8397
@milushmey8397 2 года назад
@@henokandemaraiam4695 ጽቡቅ ኣለካ ገዓት ግን ምስ ሓረሰት አዩ. ምስኡ ዘራኽብ የብሉን ካብ ሽሙ ውን ኮ ክትርዳእ ትኽእል ኢኻ
@henokandemaraiam4695
@henokandemaraiam4695 2 года назад
@@milushmey8397 tegagiki wala ab nay Ethiopia bahli keman alo geat zbehal. Gorebabti teakiben geat geren adey mariam b selam tmxaeki elen senay mnyot ygelxa. Tfelti aymeslenin hiteti emo shu tzarebi. Eti ms hareset zelo geat dea gdin. Ane zbleki zeleku ktharis ms kerebet eyu geat zgberela. Likie kemzi baby shower.
@milushmey8397
@milushmey8397 2 года назад
@@henokandemaraiam4695 ዋአ 😂ሄኖክ ሲ ግዲ ቤቢ ሻወር ምብላዕ ለምድካ ኢኻ ነዛ ኩላ ዝኾመንተት ሰብ ኮ ጠጥዕሙ ኮ መሊስካ. ግን ሲ ሕጂ ኣብዚ ገዓትን ጎረባብትን ይረኣያኻ ኣለዋ ማለት ድዩ 😄ንሕና ንርኢ ዘለና ካልእ ንስኻ ትብሎ ዘለካ ካልእ. ምስታ ገዓት ግን ይሰማማኣላ የ. ኣበይ ሞ ይገብረኦ ብ ገዓት
@peaceandlove8007
@peaceandlove8007 2 года назад
አዳይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ። ቀጺለ ድማ ካብቲ ባህልና ንጠፍእ አለና ብጃክን ንመለስ ናትና አይኮነን ጦዑይ ውላድ ይሀባ እምበር እንታይ እዩ እዝከ ብጃክን ንስክን ኢክን ናይ ምጻኢ ወለዶ አረከብቲ እሞ ንጽቡቅ ከተርክባ ጽዐራ 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@fil_Po
@fil_Po 2 года назад
13:05 ካብ ኩለን ዝበለጸት ዘረባ ንእግዚኣቢሄር ዘገልግል ዋውውውው ለባም።
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 года назад
ሩቲ ጽብቅቲ እንቋዕ ኣብጻሓኪ ኣብጻሓኩም ኣምላክ ብሰላምን ጥዑይ ውላድን ክህበኩም ይመነ። ሂወቱ ዝተበረከ እዙዝን ከኮነልኩም ይምነ🙏🏽😘❣️🎊💐🇪🇷🇪🇷🎈🎈
@semhartesfay5253
@semhartesfay5253 2 года назад
ኣየየየ ኣስመራ ከኣ ተባላሽያ ብባዕዳዊ ጽላለ ኣትን ግደፋ ናይ ብዓል ኣደይ ይሕሸና
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 2 года назад
መጀመርታ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻአኪ...ብምቕጻል ከኣ መሐጎሲኪ ውሉድ ይግበሮ ሩት፡፡
@weldayzereu7978
@weldayzereu7978 2 года назад
Ageb aybahlnan bkulu neger msana aykeydn eu weladite amlak bselam tmxaki
@fil_Po
@fil_Po 2 года назад
13:05 ኣቤት ዝርረባ ቡራቦ ልዕሊ ኩለን ዝበለጸት ዘረባ ን እግዝኣቢሄር ዘገልግል። ERI ONE TOUCH plz ምስጋናይ ነዛ ጋል እብጹሑለይ
@Quayside2127
@Quayside2127 2 года назад
ባንቡላ ሓቊፍካ ባንቡላ ቆልዓ ጥራሕ ኢኻ ትወልድ። ነብሰጾር ብሩኽን ምእዙዝን ቆልዓ ንክትወልድ ቅዱስ ቁርባን ክትወስድ ይግብኣ። በጃኹም ኣሕዋት እዚ ክፉእ ሂወት ምዕራባውያን ኣይተተኣታትውዎ።
@YonatanTeklzghi
@YonatanTeklzghi 2 года назад
መሃሪ ድዩ ኣዛናጋዒ እዚ ወላ ስነድ ናይ ሂወቶም ንምንታይ ከ ይድሊ ንዓና ን ተዓዘብቲ ክንደይ ታሪካት ክንደይ መስገደል ሓሊፎም ውልድ ዝረከቡ ኣለዉ ፋልሶ ዝኮነ መንእሰይ ንመንእሰይ መዶንቆሪ ጥራይ
@lovely4372
@lovely4372 2 года назад
Y gn qdmi mhrasa zergihkumo entay hawikukum?
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 2 года назад
Ruti shekor እንቃዕ ሓጎሰኪ ኣደይ ማርያም ብሰላም ተገላግለኪ 🙏🏾🙏🏾
@azebweldu1949
@azebweldu1949 2 года назад
በቃ ተጀሚራ ኣብ ኤረይ ካኣ ኣገዳሲ ኣይኮነን ብዝኮነ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 2 года назад
ገንዘብ ጥፋእ ኢልዎ ነዘን ኣሕዋትና ድማ ሕማቅ ኣብነት ትኾንኤን ኣለኽን ስነ ጥበብ ማለት ሲ ዓቃቢ ባህሊን ክብርታትን ኢዩ ባህልን ክብርታትን ብኻልእ ከይጽሎ ዓቢ ኣበርክቶ ዝገብር እንተ ኣሎ ስነ ጥበብ ኢዩ ብዝኾነ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ
@lulrbahri
@lulrbahri 2 года назад
ክብረት ይሃብካ ጽቡቅ በልካ። ስነ ጥበብ ብናይ hollywood , bollywood ዝዕቅንዎ ኣይስኣኑን እዮም። ጥበብካ ንሰብ ዝጎድእን ሕማቅ ዝምህርን እንተ ኮይኑ ጥበብ ኣይኮነን
@embatekalamedia6832
@embatekalamedia6832 2 года назад
ግደፈን ይታሓጎሳ። ንስኻ ነዚ ዕድል ስለዘይረኸብኻ ንኻልኦት ኣይታሓስዶም
@theguanners1091
@theguanners1091 2 года назад
ወላ ውን ንጹቡቅ እንተ ኾነ በጃኻትክን ከምዚኢታት ኣይተታኣታትዋልና ኣብ ዓድና ሰብ ከመይ ጌሩ ይሓልፎ ከም ዘሎ ጹቡቅ ጌርና ሰለ ንፈልጦ ሰለዚ ድሕሪ ሕጂ ከይድገም ተኺኢልክን ነቶም ኣብ ጎደናታት ዝብላዕ ሲኢኖም ታዓጺፎም ዘለዉ ርድእኦም።
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ
Srah sinom eziom n ab dege seb zelo yrbshu gofoundme enda belu ember
@momwithfourkids7989
@momwithfourkids7989 2 года назад
Zelewo dae dlietu yigber hasadat
@embatekalamedia6832
@embatekalamedia6832 2 года назад
እንታዴካይምልከተካ 🤮
@theguanners1091
@theguanners1091 2 года назад
@@momwithfourkids7989 ከማኻ ኣድጊ ንኽብዱ ጥራይ ዝሓስብ ኢዩ ጎረቤቱ ዘይርኢ እምበር ኣለኒ ኢልካ ዘይድሊ ነገር ምግባር ኣይባህልናን ኢዩ።
@theguanners1091
@theguanners1091 2 года назад
@@embatekalamedia6832 ንስኻ ኸ መን ዶ ከብድኻ ረጊጽካ ኢዩ እምበር ንዓይ ሲ ባህለይን ልምደይን ሕብረተሰበይን ስለ ዝገድሰኒ ኢየ ከምኡ ጺሕፈለን ንሳተን ሰለ ዘለወን እቲ ምስኪናይ ከም ናተን ክገብር ኣብዘይድሊ ዓዳ ክሽመም ጹቡቅ ኣይኮነን እዚኤን ካኣ ታራ ሰባት ኣይኮናን ጸለውቲ ኢየን።
@milushmey8397
@milushmey8397 2 года назад
ምትእኽኻብክን ሑጉሳት ኢና ሓፍትና ከኣ ብሰላም የገላግልኪ. አዚ ቤቢ ሻወር ግን ሰብ ተዝገድፎ ምሓሸ ምክንያቱ ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን. አዚ ኩሉ ኣብዚ ዘለናዮ ጊዜ አሞ ምስ ዚ ሰብ ሽግርን ጥምየትን ናፍቆትን ሰብ ሓሕፋሕ ኢሉ ክንዲ ሓቢእና ጽጉም ንሕግዘሉ ባዕልና ኣብ ዓይኒ ሰብ ነኣቱ. አዛ ጊዜ ከምዚኣ ኢልካ ኣይትሕለፍን አያ. ጽቡቅ ኣይኮነን ነቶም ዝተሸገሩ ንሓግዘሉ.
@ትግራይ-ሸ5ቈ
@ትግራይ-ሸ5ቈ 2 года назад
ዋው. አደይ ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ😍😍😍😍😍
@blm5287
@blm5287 2 года назад
Tay aleki ab gezana msh nhna xelaikum eina
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 2 года назад
ኣሰይይይ ጽቡቃተይ ሰላምክንን ፍቕርኽንን የብዝሓልክን። ሩት ጽብቕቲ ድማ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ❤
@tiegstiteklya5714
@tiegstiteklya5714 2 года назад
Rutey mqrti adey maryam bselam tmxaki
@wawyow2303
@wawyow2303 2 года назад
ዓገብ! ዘይ ባህልና እንዳ ኣምጻእኩም ንሰብ ኣብዘይ ዕድኡ ኣይተእትዉዎ።
@ichglaubeangottgottseidank7681
@ichglaubeangottgottseidank7681 2 года назад
Nay bahaki
@weldayzereu7978
@weldayzereu7978 2 года назад
Kemey egziabhier amlak newih edme yhabka
@wawyow2303
@wawyow2303 2 года назад
@@weldayzereu7978 ኣሜን
@brhananatey2780
@brhananatey2780 2 года назад
ygerm eyu nay behaqi entay kon ykewn tergumu eski zfelto entelo gele beluni yehwat?
@ኣኸለበቃ
@ኣኸለበቃ 2 года назад
@@brhananatey2780ከም ዝመስለኒ እቲ ጥንሲ ወዲ ድዩ ወላ ጓል ቅድሚ ሕርሲ ብ ሓኪም ይፍለጥ እሞ ብድሕሪኡ ከምዚ ጌሮም ሰብ ይነግሩ።
@kibreabweldeab360
@kibreabweldeab360 2 года назад
Ruti shkor amenzra aykonkn aman biaman Teame ataratirni u neru gn aragagixe. Bselam hresi 🙏 Ruti shkor 💞💞
@nardosmisghina4333
@nardosmisghina4333 2 года назад
መጀመርታ እንቛዕ ሓጎሰኪ!!! ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ!!! ግን እዚ ወለዶ ናበይ ገጹ እዩ። ክንደይ መግቢ ዕለት ዝሰኣኑ ሰባት እናሃለዉ ወጻኢታት ኣውጺካ ነዚ መደብ ምድላው ኣይመድለየን!!!
@hiwets5815
@hiwets5815 2 года назад
ዘገርም እዩ።ሰብ መነባብሮ ከቢድዎ ጾሙ ይሓድር ኣብ ሚድያ እንተ ብሕማም ብሽግር ሓጉዝና ይብል ፡እዚአን ከኣ ምዕባለ መሲልወን ፡ ዘሕዝን እዩ።
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 2 года назад
ብመጀመርታ ሩተይ ምቅርቲ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኪ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ ኣቦን ኣደን ዝዓቁር ውላድ ይሃብኩም እግዚኣብሄር 🙏 ንኹልኽን ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ብጣዕሚ የ ዝፈትወክን 💋🥰 ሪኢቶ ኣለኒ በጃኹም ከምዚታት ኣየድልን ዩ በቲ ባህልና ምኻድ ዩ ዝሕሸና ወጻኢታት ውን ቀሊል ኣይኮነን ዓገብ ስለ ቲ ኩቡር ባህልና ኣብ ጥምቀትኩም ምዝርጋሕ ምሓሸኩም ከም ድፍረት ኣይትወሰድዎ ኣቕሪበ የ የሕዋተይ ስለዝኾንኩም ⛪💞🕌🙏🇪🇷
@lulrbahri
@lulrbahri 2 года назад
100%
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 2 года назад
@@lulrbahri 👍🇪🇷
@henokandemaraiam4695
@henokandemaraiam4695 2 года назад
Ata entay ekum wedey nskum ab bahli tigrigna keman adetatna geat fereka ygebra eyen. Bahlna eyu. Bahli kea dynamic sle zkone b modern style tegeberio si entay alewo. Kaliay kea n cake and coca and balloons dika wexaitat tbl zeleka? Ab juba seb atikum tzarebu...
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 2 года назад
@@henokandemaraiam4695 smae henok hawey kemti nay adetatna tezgebra mo dezarb yebleyin yhgos keman ezi damo kabzi ab awropa zgber zelo entay zfeli alewo komeu enabele u nbahlka zbkil kalay ka reito ye hibe ember seb zmeslo kgebir meselu u ።😘
@henokandemaraiam4695
@henokandemaraiam4695 2 года назад
@@TM-yl8bg emo si bahli dynamic eyu kulu neger ykyer eyu hiji emo nsen diyen abe jedid kkdena? Men ms tekedene...?ab hdmo keden celebrate kgebra? Abey alo hdmo? Dress sle ztekedena bahli tefiu malet aykonen. Nbeal mealti senay zereba trah eyu zedli himak aynzareb
@Mulue844
@Mulue844 2 года назад
ብመጀመርታ ሩት ሓፍተይ ኣደይ ማርያን ብሰላም ትምጻእኪ ካልእ እዚ ከምዚ ጽምብል ብፍጹም ቅዱስ ክጽየን ዘለዎ ጉዳይ ኢዩ ኣነ ከም ኣነ ድሕሪ ሕጂ እዚ ከምዚ ኣጋባብ እንተ ዘተርፍ ባሃላይ እየ ንሕና ከም ኤርትራውያን ብጣዕሚ ዓብን ኩቡር ባህልን ኢዩ ዘለና ስለምንታይ ኢና ብናይ ባዕዳውያን ባህሊ ንጽሎ እቲ ናትና ባህሊ ከ ደኣ መን ኢዩ ክነብረሉ? ንሱ ጥራሕ ዘይኮነ እታ ብልቢ ዝፈትዋ ንያት ኣፈወርቂ ከምዚ ዓይነት ኣካዳድና ተኸዲና ክይርኣ ከለኻ ብጣዕሚ ዝሕዝን ካልእ ይትረፍ ከምተን ምሳኺ ዘለዋ እንተ ትለብሲ ጽቡቕ ነሩ pls ክሳብ ሕፍረትና ናብ ደገ ዝወጽእ ነብስና ኣብ ዕዳጋ ዓለም ኣይነውድቕ ::
@lulrbahri
@lulrbahri 2 года назад
100% ኩልና ዓገብ ንበሎ ንሕና ኣጆኩም ምስ ንብሎም እዮ ዝቅጽሉዏ
@miriamyohannes8129
@miriamyohannes8129 2 года назад
Aziyu des zebel yu sene tebebawiyan adina kemzi elkin xebikin gerimikin kitmexa betami yu zebl 🥰🥰🥰🥰🥰
@asterkidane2328
@asterkidane2328 2 года назад
በጃክን በሰመአም በላ babyshawer ዝበሐል በሐሊ የብልናንን ሰደት ዘምጸኦ ሀለውለው እዩ ጸጉማት ሐግዛ አደይ ማርያም ብሰላም ትምጻአኪ
@Mrfunnyjohn123
@Mrfunnyjohn123 2 года назад
Congratulations ruti shkorr adey Maryam bselam tmxaki
@Imtheheroien
@Imtheheroien 2 года назад
*ዓቕሚ እንተሃልዩ ብኸምዚ ዓይነት መመኽነይታታት እንዳገበርካ ክትሕጎስ ዘይጽላእ እኳ እንተኾነ::ግን: እተን ሓዳረን ካብ ኢድ ናብ ኣፍ ዝኾነ ካኣ ነዚ ርእየን ከምዚ ዘይገበርና ኢለን ንሰብኡተን ከየጨንቐኦም እሞ ሓዳርን ዝምድናታትን ኣብ ምንቕናቕ ጽልዋ ከይህልዎ የስግኣካ እንበር ተሓጎሳ ምሕጓስ ሲ ሳዕስዓ ተወነሳ ጽቡቓት ኣሕዋተይ::*
@truenewsmedia8043
@truenewsmedia8043 2 года назад
ወንጌል ሉቃስ 1 "ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲኤን ኤልሳቤጥ ሰበይቱ ጠነሰት እሞ፥ ጐይታይ ንኣይ ብዝረኣየለን መዓልትታት ሕስራነይ ካብ ማእከል ሰብ ምእንቲ ኼርሕቕ፡ ከምዚ ገበረለይ፡ ኢላ ሓሙሽተ ወርሒ ነፍሳ ሐብኤት።
@saraselemonyyu3996
@saraselemonyyu3996 2 года назад
Assey bselam tmsaki Adeymaryam Ruta hfteyi 💋🥳❤️❤️👍🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bicherzere6312
@bicherzere6312 2 года назад
Congratulations .deki eri subukat shikorinatat ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕 💘 ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@helennegash4593
@helennegash4593 2 года назад
Abet ezi tekal himam sheytawnti do metsiu adna ruti shikor biselam adey maryam timtsaeki 🙏
@galtrumpasli1115
@galtrumpasli1115 2 года назад
Rutey Congra Adey Mariam Bselam Tmxaki 😇🥰❤️‍🔥
@Ruta0922
@Ruta0922 2 года назад
Mejemerta adey maryam bselam tmxaeki, nabta brkti ❤️🇪🇷🇪🇷 kea yetikno sne kentebteb eyu ezi mehferti neti bruk hbretesebna ktbklo,
@miarose6832
@miarose6832 2 года назад
Deki Asmarinas Shikorinatat ❤️I wish you just the best. God bless!
@bahlbituum1530
@bahlbituum1530 2 года назад
Beselam tegelagli ayney manchi hawey ka congra pro love you deki eri
@selammehari7218
@selammehari7218 2 года назад
Rut shikorr adey maryam bselam tmxaki ziyaday 🙏🙏🙏🙏❤️❤️
@aduadi3498
@aduadi3498 2 года назад
ኣይግድን ኣይግድን እንታይ ዕንደራ ይበሃል ቆልዓ ከይመጸ ፍጭራዕ ግደፉ ኣምላክ ቁጥዑኡ ከይሰደልና
@freta8958
@freta8958 2 года назад
ሰይ እንበር ሰይጣን ቦታ ክፍቲ ረኺቡ ጥራይ ነብስኽን ነፍሰ ጾር ናብ ጓይላ ትርአ ህጻን ዳንኬራ ይሰምዕ ንዓለም ምፍቃር ንኣምላኽ ምጽላእ ምዃኑ ጥራይ ንረዳእ
@timnityemane4438
@timnityemane4438 2 года назад
ጽብቃት ፉጥረት ህያብ ኤረይ ፍቅሪ እኽን ንዓይ
@Erilove-1962
@Erilove-1962 2 года назад
Rutey Esu 3nqae hagos3kum deki erey natey hagoskum yebzah 🇪🇷❤🔥
@mahlaysegabarya2912
@mahlaysegabarya2912 2 года назад
I love you neyat afewerki ruti adey maryam bselam tmxeaki 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@samsomasmerom2904
@samsomasmerom2904 2 года назад
ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻክ. Beybi shawer ሕማቕ ልምድ.
@hiwets5815
@hiwets5815 2 года назад
እዋይ እዚ ናይ ምዕራባውያን ባህሊ ኣብ ዓድና መጽዩ። ኣይ ባህልናን እዩ። በጃኽን ባህልናን ክብርናን ዓቅባ።ብዝኾነ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ።
@yordanossebhatu4167
@yordanossebhatu4167 2 года назад
Congratulations Ruth God is good I wish you a blessed baby 💕💕
@tsigeredaestifanos3595
@tsigeredaestifanos3595 2 года назад
Selam birukatey ahiwatey bimejemerya amlak bimhretu yetemtena ezi nigbiro zelena tirgmu nifelito dina minqahi yedilyena alo goyita biselam yegalagilki haftey🙏❤🇪🇷🙏
@biniamweldemichaelb9384
@biniamweldemichaelb9384 2 года назад
Congratulations for you & 👶 👩‍🍼 🚼 🍼 ⚘️🌷🙏🌹🇪🇷🇪🇷
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 2 года назад
Wow Ruta shukorina congratulations we’re very happy for you ❤❤❤❤❤❤❤
@oneworld3429
@oneworld3429 2 года назад
Wawww Ruta enkoe abzi abkaki adey maryam bselam tmxaeki💖💖💖💖
@fithhawitzereslase7997
@fithhawitzereslase7997 2 года назад
Congratulations Rut habetay adey mariam beslam temxake and all sisters i lovely you 🙏🇪🇷
@hyabfkri3790
@hyabfkri3790 2 года назад
Asey deki arey tsbukat ftret endatehagoskn nbera bselam tegelageli rutiye kea 🥰🥰🥰🥰🥰❤🇪🇷❤
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 2 года назад
Mkurat deki eri nay kulatkin kemzi yeryena love u all 🥰😍😍🥰🤩🤩
@semirayu2gerie57
@semirayu2gerie57 2 года назад
ሩቲ ሽኮር ኣደአይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ እንቃዕ ሓጎሶኩም
@rutatewelde9426
@rutatewelde9426 2 года назад
I say assay assay assay you look nice old lady my sister oh my God I’m so happy I see you like that to my country oh my goodness🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@wedigomida7092
@wedigomida7092 2 года назад
Wawww manchi & ruti congura Kexile ka ab tmket tezewun mhashena nieru ruti adey maryam bselam tmxaeki Etom kemzi thasbu ka ab tmket tetmexuna mhashena sorii gn rieitoy eiye hibe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@silvanamicheal5890
@silvanamicheal5890 2 года назад
Xebukat fetret 🇪🇷🇪🇷 adey mariam bselam temxaki ruti shikor tena zlwo adieun abuwun zekber welad yehabkum fetari 🙏
@Kim-tx8if
@Kim-tx8if 2 года назад
🇪🇷 beautiful young classy ladies, congratulations may God give you a safe birth delivery, looking forward to see your new born. ❤️🇪🇷💐🎉🥰
@rahwashmendi2988
@rahwashmendi2988 2 года назад
Congratulations Rutay 😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Merinatey
@Merinatey 2 года назад
Congratulations rutye 👸🤰👰👰👰💐💐💐💐😘😘😘😘😘
@sabatesfai7650
@sabatesfai7650 2 года назад
Asey shikornatat deki Eru congratulations Beautiful couple 🎉🎉🎉
@shewitestifanos7655
@shewitestifanos7655 2 года назад
Adey mariam bselam tmxaeki ruti mkrti ftret 🙏🥰🥰🥰
@yonasyohannes1369
@yonasyohannes1369 2 года назад
Aseyyyy adey Maryam bselam tmxaki Ruth shukor ❤️🌹🌹🌹
@wintaezra2028
@wintaezra2028 2 года назад
Asseayy mukurratt Artist Hagearna ruti shkor kea Adeana Mariya bsealam tmxaeki ❤ 😍 💖 ❣ 💕 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 2 года назад
Ritina adey maryam bselam timxaeki shkorina 🙏🙏😘 Eway ktshkura ayni abaykin deqi Eri. ❤🇪🇷🌹😊
@eritreafriedem4193
@eritreafriedem4193 2 года назад
Wwwww i have no words to say samething deki erey shikorrrrrratt 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 fikirikin yibizah betami des zebil kexilo betami nufuat des zebil eti fikirikin
@ea-vk8uq
@ea-vk8uq 2 года назад
Rutye Mkrti Enkua Hagosekum! Adey mariam Bselam Tmxaki!
@senaitpetros537
@senaitpetros537 2 года назад
Deki erey shekorinatat God bless you🙏🙏🙏❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👫
@wintahagos318
@wintahagos318 2 года назад
እምብኣር ኣብ ኤርትራ ኽኣ baby shawer ተጀሚሩ በሉ እስከ ድሓን ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ
@natululi126
@natululi126 2 года назад
ካብ ቀደም ኔሩ ኣብ ግዜ ኣዴታትና ካኣ ተኣኪበን ጋዓት ፈረቃ ኢለን ኣብ 6 ወርሓ ተኣኪበን ይገብራላ ኔረን ምስ ግዜ ካኣ ናብ ካልእ ማዕቢሉ።መስመር ዩቱብን ዋይፋይን ምስ መጸ ካኣ ናብ ዓለም ክዝርጋሕ በቂዑ።
@semra5955
@semra5955 2 года назад
@@natululi126 suq bel eti wurzuy nay adetatna bahli ms nay mirabawyan aytemasasilo bkemzi gerka wn seb ayteteashashu n riska ashika
@natululi126
@natululi126 2 года назад
@@semra5955 ተለቢምለዩ ካባኻ ወይ ካባኽስ ኪድ ንደቅኻን ሰበይትኻን ቅጻዕ ምዓድ ንሓፍኻ ጀዲድ ተኸደኒ በለን ንስኻ ካኣ ሳርያን ተኸደን ምኻን ኩዕንቲ እንዲኻ መዛርብተይ ኣይኮንካን ኤርትርቅዊ ጸውዓለይ ክነግረካ ጽቡቅ ጌሩ ኣነስ ድሕሪ ጌም ኦቨር ከተፈንፍኑኒ ማዓት ኢኹም።
@Sikuking135
@Sikuking135 2 года назад
ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻያ ጡዑይ መኽበሪ ሰብ ውላድ ይሃብኩም !!! እዚ ግን ኣብዚ ተጸላእና ሲ ኣብ ኣስመራ ክኣ ኣነስ ክተርፍ ኣሎዎ ባህላይ እየ ኣይባህልናን ነቲ ህዝቢ ሕማቅ ኣራኣያ ዓገብ ?።
@kisanet4715
@kisanet4715 Год назад
👍👍👍👍👍💯💯💯💯
@semugalltgray1775
@semugalltgray1775 2 года назад
Congratulations አደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ሩተይ መዓረይ❤❤❤
@yoyogg3713
@yoyogg3713 2 года назад
B mejemerta blbi des eilni adey Mariam bselam tmxaeki. Ente kone gn nay sdet key aklena abti adi bahln kbretn kolekn baby shower 🧼 mgbarkn lbey seirkneo ahwatey . Bhaqi abzi wshti 5te amet 3 enbaba zmeslu qoleu alewuni amlak ymesgen baby shower enkay kebelo ab hasabey keman aymexen , mknyatus Baby key tewelde babyshower zbl trgum krekbelu aykealkun slezi bejakn ahwatey ab sdetsi xlwa nayzi bota tbl nskn ke dea nmntay 🥺😢
@venusgebremichael8549
@venusgebremichael8549 2 года назад
adey maryam bselam tmxaki rutye shikor anes wedi eye zfetu bokhri wedi ymneyelki 💚❤️✌️
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 2 года назад
መጀመርታ ብሰላም ተገላግልኪ ማርያም ቀጺለ እተን ኣዴታትና የለዋን ድየን ጽቡቕ ኣይኮነን በጃኹን ናትና ንፍቶ ምዕራባውያን ዝገበርዎ ክንገብር ኣይንንበር
@mekonenyemane8173
@mekonenyemane8173 2 года назад
ዋውውው ብጣዓሚ ደስ ዘብል ሩቱየ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻኪ love you so much
@kisanetandebrhan1632
@kisanetandebrhan1632 2 года назад
Love you my girls 🥰🥰🥰🥰 rutina kea congrats 🎈 darling 🎂🎊🎂 by the why @Rahiel Haile kthlu nierwa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💟💟💟💟 Love n miss you all
@nardinadiablessed0811
@nardinadiablessed0811 2 года назад
Aseyyy rutey egzabiher amlak bselam yeglagleki mkrti niyat twiei aleki ke yhwatki kuni manchi hawey congratulations 👏
@rutahabtemariam6751
@rutahabtemariam6751 2 года назад
Nice Nice deki Erey fikirikn yebizihayo fetari, Ruti kea biselam timitsaki Adey mariam😘😘😘
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 2 года назад
ብሰላም ትምጻእኪ ሩታ ጽብቕቲ 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🌹🌹
@luchiamaekele4379
@luchiamaekele4379 2 года назад
ኣሰይ ሩቲ እታ ኣዝየ ዝፈትዋ ብስርሓ ብጠባያ ፍትውቲ ሰብ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ love you ❤️❤️❤️
@rumanaabdelalim4310
@rumanaabdelalim4310 2 года назад
Aseyyy Meshallah xbuqat Rebi Yferjki Rutuye Mqrti Edmen Tenana Yhabeley Nkulkn deqi Eriey🤍 🇪🇷❤🇪🇷
@niyatamine5269
@niyatamine5269 2 года назад
Asey mukuratey rutey maryam bselam tmxaeki niney fkr love you moksi ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SabagualEri
@SabagualEri 2 года назад
ማርያም ብሰላም ትምጻኺ። ካብ አርት አይትጥፊኢ ዋላ ምስ ወለድኪ።🎉❤️🎉❤️🎉
@اتنوطا
@اتنوطا 2 года назад
ልኡላ ገብረትንሳኤ አደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ ሩታ ሜለ
@beteybetey2971
@beteybetey2971 2 года назад
Ohhh congra rutiye adey mariam bselam tmxaki 😘😘🥰🥰🙏🙏🙏😘😘😘🥰🥰🥰
@ባርካይወዲባርካ
@ባርካይወዲባርካ 2 года назад
ባብይ ሻወር ካብ ዝብልዋ ሻወር ናይ ጁባ ዘይብልዋ! ናብ ዓድና ድማ ከይዳ እስከ በሉ ኣኽእሎ የሃቦም ሰብኡት ዓድና ብዝኾነ ግን" ሩተይ ማርያም ውላድኪ ትሕቅፎኪ!
@kidanezera852
@kidanezera852 2 года назад
Eten arseti zibhal kndi kaliee zemhalalfas sik elka beka
@lulrbahri
@lulrbahri 2 года назад
ሸለል ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን ንመጻኢ ናብ ዝከፍአ ከይከይድ ኣስጋኢ እዩ እሞ ኩልና ዓገብ ንበሎ
@onegod6726
@onegod6726 2 года назад
Ab account natom kindey ihlwom elka tihasib? Dehar gofund keihatu tiferih B zkone ademariyam misa tikun Ademariyam ka teresia eya doctor eyu koinu
@semretberhe3092
@semretberhe3092 2 года назад
Kkkk aman biaman
@danaittekligi4474
@danaittekligi4474 2 года назад
woww congratulations beselam adey mariam temxaki 💋💋♥️
@liaisaack5680
@liaisaack5680 2 года назад
ብስላም ትምጻኪ ኣደይ ማርያም ጋል ኤረይ
@almazokubaslasie2161
@almazokubaslasie2161 2 года назад
Wedi yikun gol Adey mariyam bi selam timtsaeki 🙏🙏🙏🙏🙏🙏gol Erey miarey Rute tsibkti zifetweki tewasaet eki 💕💕💕💕💕deki Erey tsibukat werazit 💕🌹💕🌹
@maranathamedia3025
@maranathamedia3025 2 года назад
ሩተይ አንኳዕ ሓጎሰኪ መዓረይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻአኪ ምቅርቲ
@robilehabtome5705
@robilehabtome5705 2 года назад
ውውውውው ሩሕስ ጋማ ከም ኣብራሃም ሳራን የጻናብርኩም። ሩታ ሓብተይይይይ ማርያም ብሰላም ተገልግልኪይ🙏🙏🙏
@tesfayb1771
@tesfayb1771 2 года назад
Mariam bselam tmxaki eten zterefkum yehwatna kea nenhdhdkum tewaledulna buzuhat kunulna Eritrea bEritreawian tefareyulna bzhulna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wintanegasi1054
@wintanegasi1054 2 года назад
ሩታኣ ሓብቲይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትግላግለኪ
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 2 года назад
ይገርም እዩ እንታይ እዩ ትርጉም ኣዴታትናስ ጥንስን ከይርአ ብነጻላ ይሽፍንኦ ኔረን እንተ እዘን ናይ ሎሚ ግን ኣይግድ ጽቡቅ ኣምሲሉ ሰይጣን ይጻወተለን ኣሎ እቲ ኩፉእ ናይ ምዕራባውያን ቀስ ብቀስ ይኣቱ ኣሎ ካብ ኣብ ከምዚ ገንዘባ ተጥፍኦ ክንደይ ኣለው ዝተጸገሙ ንዕዖ ዘይትህቦም
@semra5955
@semra5955 2 года назад
nay behaqi zereba eya nayzom seytawnti bahli qes bqes yitwena alo b kemzi zjemere dahray kea enta kemzteatato flut neger eyu.
@grmayamine3439
@grmayamine3439 2 года назад
ሩት ብሰላም ፊታሪ የጋላግሊኪ
@adiamghirmay8573
@adiamghirmay8573 2 года назад
ሩቲ ሽኮር ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ ኣዚክንደስ ትብላ ስነ ጥበበኛታት ሃገርና
@semharsemu1103
@semharsemu1103 2 года назад
Aseyy ruti shkorr congrats ❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@misganadesta498
@misganadesta498 2 года назад
ዋው በመጀመሪያ ሩት ምስ በዓል ቤትኪ እንቁዓ አብዚ አብቃዓኩም 🙏🙏🙏 አደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ : ቁላትክን ደስ ክትብላ ፅቡቃት ደቂ ዓደይ ፀፀቡቁ ንዓክን 👌👌👌👍👍👍👏👏👏🥰🥰🥰🥰🥰
Далее