Тёмный

Bitweded Asfaha Welde Mikael narration 1990s Amarina 

Aida Kidane
Подписаться 58 тыс.
Просмотров 4,2 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

28 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 17   
@mesayamberber3489
@mesayamberber3489 3 года назад
I was next door neighbor to your uncle, General Afework Wodemichael. I remember Bitwded Asfaha used to visit the General. He used to give us candy and was very nice to us during his visits. Also wanted to state I have the greatest respect and love for your uncle, the General. Such a great man he was.
@EritreanCatholic
@EritreanCatholic 4 месяца назад
General afwerki is my grandfather thats crazy that you knew him.
@lahmet5360
@lahmet5360 2 года назад
Aida Kidane: God bless you for your tireless efforts to educate us on the objective historical reality. Stay healthy and strong.
@tesfayemarimadlen4506
@tesfayemarimadlen4506 Год назад
Abet Girma🙏🏻✝️⛪️🛐🌹❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@senayahferom514
@senayahferom514 4 года назад
እዚ ደኣ ኣስፈሃ ወልደንኪኤል ወዲ ሰገነይቲ፡ ብሓገዝ ሃይለስላሴ፡ ንተድላ ባይሩ ዕልዋ ጌሩ ን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝሓወሰ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ እንድዩ።
@photoroom1
@photoroom1 4 года назад
Bayto akeba geru bi dimsi mircha si-irom.
@senayahferom514
@senayahferom514 4 года назад
@@photoroom1 ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ዩ ፈደረሽን ኣፍሪሱ ናብ ኢትዮጵያ ሓዊስዋ፣ በዚ ግዜ እዚ ፈደሬሽን ዝፈረሰሉ ተላ ባይሩ ኣብ ስደት እዩ ኔሩ. ተላ ባይሩ ኣብ 1952 ፕረሲደንት ኤርትራ ኮይኑ ተመሪጹ፣ ኣብ 1955 ከኣ ቅድሚ ገደብ ስልጣኑ ብምትሕብባር ባይቶ ብናይ በዓል ተላ ዑቅቢት ቀሺ ዲሜጥሮስን ካልኦትን ካብ ስልጣኑ ተዓልዩ፣ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ዝበሃል ከምዝመጽእ ተጌሩ፣ እዚ ኣስፍሃ እዚ ጥልያን ንኢትዮጵያ ገዚኣትሉ ኣብ ዝነበረት ኣብ ጽፍሒ ናይ ትሕቲ ሓደ ኢጣልያዊ በዓለ ስልጣን ዝሰርሕ ዝነበረ እዩ, ብሃይለስላሴ ምስ ተማረኩ እቲ ኢጣልያዊ ንሃይለስላሴ ኣስፍሃ እሙን ኣገልጋሊ ምዃኑ ብእምነት ከገልግሎም ከምዝኮነን ንከይቀትልዎ ከምዝተማሕጸኖምን፣ ኣስፍሃ ከኣ ንሃይለስላሰ ከም ዊንትኦም ከገልጉሎም ምዃኑ ቃል ስለዝኣተወሎም ካብ ቅትለት ከምዝመሓርዎን እዩ ዝንገር። ተላ ባይሩ ድሕሪ ኣብ ልዕሊኡ እዚ ምፍጻሙ ናብ ስደት ናብ ሽወደን ዩ ኣምሪሑ፣ ብ1962 ፈደረሽን ፈሪሱ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ዝተሓወሰትሉ ከኣ ኣብ ስደት ኣብ ሽወደን ዩ ዝነብር ኔሩ፣ ፈደረሽን ምስ ፈረሰ ተላ ዑቅቢት ደሓር ተረድኦ ተጣዒሱ ፈደረሽን ክመልስ ተበገሰ፣ ነቶም ኣብቲ ግዜ ወተሃደራውያን ሓለፍቲ ዝነበሩ ኣብ ቤት-ጽሕፈቶም ኮነ መንግስታዊ ትካላት ባንዴራ ኤርትራ ክሰቅሉ ውን ኣዘዘ፣ ኮሌነል ይግዛው በራኪ ናይ ፍሉይ ሓይሊ ሓላፊ ዝነበረን ጸሓፊ ተላ ዑቅቢት ክንፈ ዝበሃልን ከዲዖም ብውሽጢ ውሽጢ ምስ ኣቢይ ኣበበ ምስ ናይ ኮማንድስ ሓላፊ ዝነበረ ያሲን ዝበሃል ተሰማምዑ፣ ንጽባሒቱ ምስ ተከበ ናብ ፍሉይ ሓይሊ ደዊሉ ተከቢበ ርድኡኒ ኣቤሎ ፍሉይ ሓይሊ ኣቤሎ ኮማንድስ በለ, ዝረድኦ ሰኣነ ኣብ መወዳእታ ከኣ ሓደ ኮለኔል መኮነን ዝበሃል ኣትዩ ቀተሎ። ብሰንኪ ኣስፈሃ ወልደሚካኤልን ሰዓብቶምን ዝተገብረ ኣንድነት ፡ንኤርትራና ነጻ ክንገር ድማ ክንደይ መስዋእቲን ስንክልናን ከፊልና ሃገርና መሊስና።
@photoroom1
@photoroom1 4 года назад
Book of Alemseged Tesfay ambibo
@efiboy3911
@efiboy3911 4 года назад
Aida Kidane ab Europa abey knrekbo nkiel nay alem seged tesfay books
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 2 года назад
@@senayahferom514Spot on! He is the dwarf king's Kedami. He was the key Ethiopian agent who ushered the annexation of Eritrea that led to massacres right after first in Barka and spread all over the country. Strange enough; despite his crimes, the only reason he escaped death by Eritrean nationalist forces gun powder seems to be none of the Eritrean movements were interested in him because of his extreme stupidity. He was kind of a person mildly put completely deprived of reasoning power. A perfect Kedami. What is even more surprising is he is the least mentioned in relation to what happened in 50th. He is referred to as that በጊዓ meaning that sheep, simply that idiot.After annexation, the dwarf king had no use of him and put him in a condescending embarrassing position with a feudal title without portfolio in other words retirements. That is the common fate of all traitors. "Traitors are hated even by those whom they prefer." Tacitus
@henokhero2
@henokhero2 4 года назад
ኣይዳ ገለ ዓይነት ትሕዝቶ ይበል ሓንቲ ሕቶ ፥ኣብ 2000 "ቤላቤለዉ" ሙዚቓዊት ድራማ ተላትኪ ሽር ዘይትገብርልና
@fedayn1838
@fedayn1838 4 года назад
Alatika fetisha bro
@hamer7428
@hamer7428 4 года назад
ታሪኽ ብዕቱብ ንኽትግንዘቦ መወክሶ የድልዮ ኢዩ፡፡ እዞም ሰብኣይ ከዓ ከም መወክሶ ታሪኽ፣ ሰብ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ሓይለስላሴ ንዝነበረት ኢትዮጵያ ንኽርድኦ፣ ከም ናይ ቀረባ ምስክር ጠቃሚ ዝኾነ መስኮት ከፊቶም ብሃላይ ኢየ። ብሓደ ወገን ኣቲ ናይ ሃይለስላሴ፣ መስተርኤት ስልጣን ንግስነት፡ ኣካላዊ ደኣ እምበር፣ ጸጋ ስነ ምሕደራዊ ጥበብ፣ ዘይትዓደሎ ምንባሩ እንክገልጹ፣ በቲ ሓደ ወገን ድማ ንስልጣን ንጉሰ ነገስት፣ ምእንቲ ጥቕሚ ርእሶም ክነብር ብዝደልዩዎ መሳፍንትን ሹማምንት ዝተኸበ ኮይኑ፣ ንወጽዓንን ዕድልን ዝተረፈ ሕዝቢ ኢትዮጵያ ግን ፍዓራ ዘይህብ፣ ከም ዕድሉ ይንበር ናይ ዝብል `ሕጊ ኣራዊት ዱር` ዘንገሰ ስርዓት ከም ዝነበረ ኢዮም ዝገልጹ። ሕቶይ ` ኽቡር ቢተወደድ፡ እዚ ኩሉ እናተኻየደ ከሎ ከም ናይ ዙፋን ኣማኻሪ ብቐረባ ትርእዩዎን ትጽየፉዎን ካብ ነበርኩም፡ እንታይ ደኣ ዓዚሙኩም ኔሩ? ንባዕሉኹም እውን ትሓባባሪ ናይቲ ጠንቂ፣ ንሓምሳ ዓመት ንጹሕ ደም ናይ ኣሽሓት ኤርትርውያንን ኢትዮጵያውያንን ዘፋሰሰ ዓመጽ ሃይለስላሴ ካብ ነበርኩም፡ በየናይ ዓይኒ ክንጥምተኩም ምደሌኹሙና? እቲ በደል ናይ ብዙሕ እኩብ ኢድ እኳ ይንበር እምበር ኣብዚ ንስኹም እትዋስእሉ ዘሎኹም ሰነድ ታሪኽ 80 ዓመት ልደትኩም ብቐረባ ስለ ዘዋዕኩሙና እና ኣመስገና ምረቱ ግን ንዓና ኤርትራውያን ዘይውሓጠልና ከም ዝኸውን ኣይትሽሕቱዎን።
@senayahferom514
@senayahferom514 4 года назад
@@samuelfsha6365 ዉላድ ሰገነይቲ እዩ
@ንጽባሕንሕናእናነጸብቓ
@ንጽባሕንሕናእናነጸብቓ 7 месяцев назад
🖕🏾🖕🏾እንታይ እሞ ነፈሓካ,ምስቲ ባሪያ ናይጀራዊ ተላ ባይሩ ድካ ከተዋዳድሮ?
@alemtesfazghi8443
@alemtesfazghi8443 4 года назад
እዞም ስብኣይ ሐደ ንኢትዮጵያ ምሉእ ሕይወት ዝተቃለሱ ኣብ ታሪክ ኣለውም
Далее
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 31 ( BY BRUNO )
44:05