Тёмный

ERISAT: G-13 ምስ ኢሰያስ ምስ ተራኸብና፡ ኢሰያስ ንህዝቢ ኣጉሂኹሞ ስለዘለኹም ይቅሬታ ሕተትዎ ኢሉና። ፕሮ. ኣርኣያ ዶ/ር መሓመድኬር ኣቶ ጳውሎስ 

ERISAT
Подписаться 145 тыс.
Просмотров 39 тыс.
50% 1

SECOND CHANNEL : SUBSCRIBE
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Опубликовано:

 

9 окт 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 92   
@M-vr7zo
@M-vr7zo 2 года назад
ናይ ብሓቂ ጊደኹምን ዝያድኡን ጌርኩም ናህና ወለዶ ኽዓ ደኒኑ ተሪፉ ነንሕድሕዱ ይናኸስ ኣሎ። ዝሕዝን እዩ።
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 2 года назад
ንንሕድና ንናኸስ ኣለና ማለትካ ዲዩ ክክክክክክ
@nomore5845
@nomore5845 2 года назад
ጽቡቅ ሰረት ዘይተሰረተ ቀሕጢፉ ይፈርስ እምበር። ኣስተውዕል ካብቲ ፈለማ ካብት ቅድም ልዕሊ 50 ዓመት ታሪክ ዝመጸ እዩ እዚ። ግደኹም ጌርኩም ኣይትበለልና እቶም ዝቀተልዎም ኣብ መዳ እቶም ምስ ኣምሓራ ዝዝተሰውኡ ኣብ ኝሕድሕድ ዝተሰውኡ ምቀጸልትኡ ድማ ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣሕሊፉ ዘሎ ስደት ሰሓራ ሱዳን ኢትዮጵያ ሊብያ ማእከላይ ባሕሪ ዝተበልዑ ሕዝቢ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብማእሰርት መግረፍትን ሕስረትን ዝቅተሉ ብጥምየትን ዕርቃንን ዝሳቀዩ ሕጂ ድማ ኣብቲ ዘይምልከተካ ኩናይ ነቲ ትመስዋእቲ ዘውጻእካዮ ጸላኢኻ ኣምሓራ ንኽትሕግዝ ንትግራይ ትጠፍእ ዘለኻ... ብዛዕባ እዚ ዘቲ። ከም መጉስዕ ዝመልስ እንስሳ ታሪክ እንዳደጋጉምኩም ላሕ ኣይተብሉና ኣእምሮኹም ኣስተኻኽሉ ዝገበርኩሞ በደል ይቅርታ ኢልኩም ናብ ንቡር ምለስዎ ንሕዝቢ ኣጸናኒዕኩም ክሓስዎ ኣብ ሓደ ጠርንፍዎ እዚ ኩሉ ህልቂት ብሰኝኩኹም እዩ መሰረትኩም ሕማቅ ስለዝነበረን ዘሎም። መሰረት ሰርቱ ትሕትና ልበሱ ሓደ ኩኑ። በደልኩም ክሕደገልኩም በደሎም ሕደጉሎም እንተዘየለ ፋሕሕሕሕሕ... ኢሉ ንበላዒ ዝብኢ ትውፈዩ። ሰላም ወሰናይ ለኩሉሙከ!🙏🏻✌🏾💖
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 2 года назад
Mr. Paulso, nothing makes me happier than you have not been caught in the bloodthirsty vampire's hand for this heroic move. I was your student when this was happening taking your constitutional law II class, discussing the unconstitutionality of Fluy betfirdi. You are so special to me and many others, and above to the Eritrean people.
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 2 года назад
P⁰
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 2 года назад
Pp
@AM-mc6bs
@AM-mc6bs 2 года назад
ሄኖክ ብጣዕሚ ንፉዕ ጋዘጠኛ:: ብሱልን ጥርኑፍ ሐጺር (to the point) ሕቶታት:: ብዙሐት አሕዋትን ካባኻ ክመሀሩ አሎዎም መኽንያቱ ከም ዕላል ጌሮምሞ የቕርብዎሞ አንፈቱ ይስሕት;: ❤️💕👌
@AM-mc6bs
@AM-mc6bs 2 года назад
ሄኖክ ብጣዕሚ ንፉዕ ጋዘጠኛ:: concise and to the point. ሀጠው ቀጠውን ጨናፍርን ዘይብሉ:: 🌺❤️🍀 Thank you
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 2 года назад
ክክክክክክክ ሄኖክ ንፉዕ ኔሩ እንታይ እሞ
@yosiefghebre6831
@yosiefghebre6831 2 года назад
May be you guys need to study Machiavelli . his famous sentence summarizes all his political philosophy " the end justify the means" I think Isaias understood fully. That's way he won they lost the rest is history.
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
ኢሰያስ ቂመኛ ን ዶር ኣሰፋው ናይ ኣርብዓ ዓመት ዘይምስምማዕ ኣለና ክብሎስ ከሕፍሮ ይግባእ ፣ኢሰያስ ቆልዓ ዝኮነ ኣታሓሳስባ ጻሕታሪ እዪ ስነልቦና ዝጎደሎ ሰብ ።
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 2 года назад
Kemey 30 yrs yigezaka alo kolia ente koinu
@lemlemgotaome8035
@lemlemgotaome8035 2 года назад
አጆኹም ሙሁራትና ጀጋኑ ደቂ መሬት ሃገር ናዓኻትኩም እያ ትጽበ ዘላ ተዳለው አጀኹም አብ ጎንኹም አለና
@rezenetesfamariam8862
@rezenetesfamariam8862 2 года назад
Excellent program.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Год назад
Nijibiha sileminitayi defiekuma misi eryane koyunikum ...seleminitayi kuwami zeyedalekum abimeda .silmitata bihigi zeyitekeyedikum abi bereka .
@bejahizbi2763
@bejahizbi2763 2 года назад
ዘይሓፍር ድሙስ ፣ዓንደብርሃን ሽሙ። 37 ፕሮፈሰራት ካብ አስመራ ዩኒቨርስቲ ሰጉጉ ፣ዩኒቨርስቲ ዘዕጸወ፣አብ ምድንቛር ኤርትራ ዓቢ ተራ ዝተጻወተ ጉሒላ ፣ ንፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳያስ የማናይ ኢድ ብምዃን ፣ንመናእሰይ ኤርትራ ፋሕ ጭንግራሕ ዘእተወ ፣ንህዝቢ ኤርትራ ዘጽነተ ፣ዘይ ሃገራዊ ፣ዘይተጋዳላይ። አብ መጻኢት ሓራ ኤርትራ ክመርሓና ዝደሊ። አብዚነሄ ንዕቐት።
@tekletesfagabir8344
@tekletesfagabir8344 2 года назад
Amazing Story
@user-qn1du5xt3y
@user-qn1du5xt3y 2 года назад
B haki zitemahare yikteleka zi bahal haki u Kibret yihabkum Hiji win kabakum zitileb emam abi u mo dekimna key belkum Terakum nikitixawrtu yi edemekum Degime yekeniyelna
@okbayaraya3237
@okbayaraya3237 2 года назад
Yekenyelna abona ጳውሎስን ካልኦትን ኣሕዋትና
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 2 года назад
Henok abi seb, nay Gelalo meteasirtey, you are doing the most service to the Eritrean people, keep it up!
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 2 года назад
ጋብሪኤል እዞም ተኣሲርና ትብሉ ሰባት ንምንታይ ነቶም ሕልኩሳት ሓለውቲ ሃሪምኩም ብረት መንጢልኩም ክትሃድሙ ዘይፈተንኩም?
@esiabu2261
@esiabu2261 2 года назад
Great job
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 2 года назад
ኣብ 2000 ዓመተ ምህረት ዲኹም ረኺብክሞ ኣነስ ፕሮፌሰር ኣርኣያ ደበሳይ ምስ ኣሰና ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠየቕ 2019 ከምዚ 2015 ገለ ን ኤርትራ ዝኣተው ጌረ ቀሪጸዮ ኔረ አንታይ ድኣ ፕሮፌሰር በረኸት አንታይ ኮንካ ምስኦም ን ኤርትራ ዘይኣተኻ አንተ ተባህለ ዓሻ ድየ በራኺ ዝብል ኣብ 2000 ዓመት ምህረት ድኣ አንታይ ከይከውን ሰጊኡ ከይአሰር አሞ ናይ ኤሜሪካ መሉአ ዜግነት ሒዙ
@Rose-jf8mx
@Rose-jf8mx 2 года назад
Don't give up do something
@muhurberekt7144
@muhurberekt7144 2 года назад
ን ንፉዕ ሰብ ኣንበሳ ኢልካ ትጽውዖ፡ ኣንበሳ ግን ንኹሉ ፍጡር ብሓይሉ ጋዕጺጹ ዝምገብ ርህራሄ ዘይብሉ እንስሳ ኢዩ፡ እሰያስ ውን ኣንበሳ ኢለ ክጽውዖ ይመርጽ ፡ እዚኹሉ ሰብ እሰያስ እዚ ገበረ ምባል ጥራይ እንታይ ለውጢ ኣምጺኡ ፡ ንሱ ንኹልኹም ኣታሓሳስባኹም ተረዲኡ ከጥፍኣኩም ኮላ፡ ካብ ኩልኹም መቓልስቱ ኔርና ትብሉ ግን ኣካይድኡ ተረዲእኩም ኣብ ሊዕሊኡ ዝፈጸምኩሞ የብልኩምን እዝንና ግን ኣጽሚምኩምና
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 2 года назад
ልክዕ ኣለኻ። ኢሳያስ ኣንበሣ ክኸውን ከሎ እቶም ዝተረፍና ውኻርያ ኢና። ወይድማ ዱሙ
@SuperMobly
@SuperMobly 2 года назад
እቲ ዝገርም ግን እዞም ሰባት ካብ ናይ መንካዕ ጌጋ ኣይማሃሩን ድዮም፧ ወረቐት ጽሒፍካ ናብ ኢሳያስ ምኻድ መቕተሊኻ ሙኻኑ ዶ ኣይፈልጡን እዮም፧ ዘ ሴም ጌጋ መንካዕ፡ ጂ13፥ጂ15 ክገብሩ ክትርኢስ የደንጽወካ።
@SamSam-de6rj
@SamSam-de6rj 2 года назад
Henok nay behaki ekum tidineki! Thank you for exposing this story to the public!
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 2 года назад
ህዝቢ እቲ ሓቂ ፈሊጡ እሞ እንታይ ክገብር ። ፈራህ ህዝቢ ፈሊጡ ኣይፈለጠን ቱርጉም የብሉን ክክክክክ
@muluasfaha2
@muluasfaha2 2 года назад
ሂጂ አዊን አዲል አንተዚሂበኩም ሚተመለስኩም ሂጂ አዊን ፕረሲደንት ቲብሉዎ ኣለኩም ቸና ናይ ፕረሲደንት ከም ዘይ ብሉ ኩሉ ይፈልት አዩ ተመለሱ ሂጂ አዊን ለምንዎ አንተስማኣኩም
@amanuelmoges454
@amanuelmoges454 2 года назад
ኩብሎ ዝደሊ እንተሃልዩ አብቲ እዋን እቲ ንምንታይ እዩ ቱሑት ሃገራውነት ዝመስል ምንቅስቃስ ሒዞም ይጋዓዙ ኔሮም ዋላ ውን ብዓቢዩ እቶም ጂ ፍፍቲን ንባዕሎ 90/100 ስልጣን አብ ኢዶም እንኮሎ ሃገራዊ ዋጋታቶም ምስኦም አይነበረን ስለምንታይ
@berhane815
@berhane815 2 года назад
እንታይ ዘይገበሩ ንሶም እቲ ናይ ህግደፍ ንኩሉ ንጹር መሲልዎም ፡ህዝቢ ግን ብፍቅሪ ህግደፍ ልቡ ተደፊኑ ኣሕሊፉ ሂብዎም።
@filmonhaile2765
@filmonhaile2765 2 года назад
ኣየ ኤርትራዊያን ብታሪኽ ተነፍሕና ። ኣብ ዝኸድናዮ channel ገርናናና። ኔርናናናናና። ኣብ ሕሉፍ ታሪኽ ዝነብር ህዝቢ ሕጂ። ሎሚ ንንበርርርርርርር
@abemike7780
@abemike7780 2 года назад
According to Paulos, the G-13 was the messenger of G-15.
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 2 года назад
RootLess Discussion! MeZaNeYi
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
ማኒፌስቶ በርሊን ስቅታ ህዝቢን ሙሁራን ዝሰበረት ናይ ሙሁራትና ትብዓት ዘንጸባረቀ ኩነት እዪ !
@ruthh1755
@ruthh1755 2 года назад
Entay emo bezi xilul adi halo endemo adi teremisa. Hager 100 amet nidihirit melisiwa bekika keman aytixegibelan
@medhanieberhane7012
@medhanieberhane7012 2 года назад
GOD bless you abotatna
@debesaytesfamarim2672
@debesaytesfamarim2672 2 года назад
Lii?
@poonawalaghandhi6502
@poonawalaghandhi6502 2 года назад
Bullshit , first be your self true Eritrean
@tomironi671
@tomironi671 2 года назад
ኩልኩ ሃስውቲ ኣሳሰይቲ ኢኩም ብጀካ ጂግና ቢተወደድ ኣብርሃ ኣበይ ነርኩም ክሳብ ህጂ
@mussiehabtemariam3586
@mussiehabtemariam3586 2 года назад
P
@wilized8584
@wilized8584 2 года назад
ህኖግ ሓቕኛ ሕጋውን ጋዘጠኛ ብመርገጽኻን ስራሕካን ዑጉባት እና,,እንተ መስፍን ሓጎስ ንእስያስ ንምእላይ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ንኽይውስድ ወተሃደር ኣብ ፕሎቲካ ክኣቱ የብሉን ብምባል ካብ ሓንገደ ንደገ ምህዳሙ ገለ ሕቡእ ምስጢር ክህልዎ ይኽእል እዩ ምስ እስያስ,,ስለዚ ህነግ ሓወይ ናይ ጋዘጠኛ ስራሕ ምስጢር ሙጉርጋርን ሚስጥር ዝብሃል ንህዝብኻ ምምጋብን ካብ ኮነ ንመስፍን ረዝክብካ ንምንታይ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ንኽውስድ ድሕሪ ምእሳሮም ጝ15 እልካ ሕተቶ,,እንዳ ተኣስሩ ምትእትታው ወተሃደር ኣየድልን ምባል ብሪኦ ቕንጸላ ቡጾቱ ነበር ብእስይስ ክግበር ክም ባርኾት መስፍን ዝፍቕደ ዶ ኣይሕስብን? ስለዚ ንመስፍን ወተሃደራዊ ሱጉምቲ ንኽይውስድ ዝሕንገድካ ስለምንታይ ፍቕድካ በለልና
@hani165
@hani165 Год назад
Anabas ekum bihaki
@diddy558
@diddy558 2 года назад
Iseyas afwerki is doing what he could for the country. And most of us are only thinking about ourselves. He is making History wether we like or not. Let's all work together now for the sake of Eritrea. Stop scratching faults only . Stay positive
@M-vr7zo
@M-vr7zo 2 года назад
Why was these kept secrete upto now ?His dirty side should have been exposed long time ago.He is such a crook!
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 2 года назад
ክክክክክ እዚ ምስጢር ኣቀዲምካ ሰሚዕካዮ ተትነብር እንታይ ምገበርካ? ምሉእ ሽምካ ክትጽሕፍ ዘይደፈርካስ ክክክክክክክ
@simonm.7755
@simonm.7755 2 года назад
@@user-qy7fh5kp9j ኤእ። ናትካ ሽምከ? ብዝኾነ እቲ ትጽሕፎ ይሰማማዓሉ ኢየ 😆
@M-vr7zo
@M-vr7zo 2 года назад
ላዕሊ ዕቕምኻ ኢዩ ሽመይ።
@besratgebrehiwot121
@besratgebrehiwot121 2 года назад
"ኢሰያስ ዝፈጠሮ ራዕድን ሽበራን ዕርቃን ጥምየት ጽምኢ ስደትን መከራን ካብ ሱሩ ኽምሖ ኪንዮ ሓጹር ክድርበ" የማነ ባርያ ንኹሎም ደለይቲ ፍሕቲ
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 2 года назад
የማን ካብ ዝመውት ቡዙሕ ኮይኑ። ጡዑያት ለውጢ ክንገብር ዘይከኣልናስ ዝሞተ ሰብ ዝደረፎ እንታይ ዋጋ ኣለዎ?
@muluasfaha2
@muluasfaha2 2 года назад
ኣነ አካ ግሪም ገርኩም ካብቶም ከም ፒላቶስ አስያስ ቲብሉ አሪትራዊያን አና በሃልቲ አኩም ኒሱ አዩ ኣብዩኩም አንበር ኒሲኩምስ ናትካ መታካአቲ ኪንከዊን አልኩም ጼአርኩም አኩም
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 2 года назад
Erisat nay guhaft
@hiwanadri7197
@hiwanadri7197 2 года назад
Kidu haswi esyas yhyis kabkum lkbit esus hager eko hizwea alo
@tm.h.3262
@tm.h.3262 2 года назад
ክንዲ ሕጻብ ርስሓት እግሮም አይትበጽሕን ።
@tarikeritrea9155
@tarikeritrea9155 2 года назад
Kkkkk ayekeye yblu beal aboy!!! Isaias hade seb yu nisikum gin azikum himakat ekum
@keleteasfaha3462
@keleteasfaha3462 2 года назад
መገመርያ እቲ ጃ-13 ዝብሃል ጉጅለ በረቀቕቲ መሃንድሳት ምዕራባወያን ተአሊሙ ዝተጠልፈ ፍሹል ውዲት እዩ ነይሩ። ንባዕለ እቲ ቁ.13 ብNumorology ርኹስ አዕናዊ ቁጽሪማለትዩ ትርጉሙ። ስለዚ ኤርትራ መንጪ እቶት ኢሉሚናቲ ስለዝኾነት ኢሉሚናቲ ነዞመቢ ኢሰያስን ዞመቢታት ኤሊት ኤርትራ ከም ብዓ ፕሮፌሶር በረኸትን ወዘተ...ብመዕሳ ብዙሕ ጉድአት ከሰዕቡልና እዮም። ጂ-13 በኮድ ዝተሰርሐ ወዲት ኢሉሚናቲ እዩ።
@user-nj2zs3bl1j
@user-nj2zs3bl1j 2 года назад
Nisikas abey ykewn mdbka mis seb dos wala...
@nomore5845
@nomore5845 2 года назад
ኤርሳት ሕማቃት በላዕቲ ስጋ ኣሕዋት እንታይ ይዓብስ ንልዕሊ 30 ዓመታት ዝደጋገም ታሪኽ ዘረባ ጥራሕ ኣየድልን። ሕበሩ ንሕዝብኩም ኣብ ሓደ ጠርንፉ ንድሕነት ሕዝብን ሃገርን ትሕትና ይቅርታ ጌርካ ምኻድ ዶ ዋላስ ኣነ ኣነ ... እንዳበልካ ተፋጢጥካ ምፍልላይ። መጀመርያ ንነብስኹም ኣታሊልኩም ነቶም ካልኦት ኣይተታልልዎም ኩሉ ታሪክ ንፈልጦ ኢና ሰልችይዎ ሰብ ገገዲፉኩም ከይዱ። ሰነፋት ሕማቃት። ዓለም ብስንፍናኹም ንዒቁኩም ቱፍ ኢሉልኩም፡ ዕዓለም ንከም ብዓል ትግራይ ብጅግንነቶምን ጽንዓቶምን ሕብረቶምን ሙሉእ መዓልቲ ን11 ኣዋርሕ ይዛረበሎም ኣሎ። ኤርትራውያን ድማ ንልዕሊ 40 ዓመታት ብነንሕድሕድ ምጥፋእ ንሰይጣን ስልጣን ሂብኩም ዝዝክረኩም ዘየለ ኣብ ከምዚ ንዘረባ ከም እኽለ ማይ 24/7 ጊዜ ከም መግቢ ከም ጉሳእ ዝመልስ እንስሳ እንዳኮማሳዕኩም ሕፍረትኩም ተቀሊዑ ሓሲርኩም። ትሕትና ሕድገት ለውሃት ናይ ፍቅርን ዓወትን ምልክት ይህበካ። ሰናይ ድማ ትረክብ። ህልኽ ኣነነት ቅርሕንቲ ስስዐ ትዕባት ሕድገት ዘይምግባር... እዚኦም ናይ ብርሰት ፍልልይ ሕልቂት ሞት ሓዘን ውድቀት ኩናት ... የምጽእ። ሰናይ ንክንረክብ ሕድገት ጌርና ንተሓቋቆፍ። ሰላም ወሰናይ ለኩሉኩመ!🙏🏻✌🏾💗
@Saron_yacob99
@Saron_yacob99 2 года назад
ኪታትዋ ነርኩም አበር ኣብቲ አንካን ሃባን ዚነበረ ናይ መነሲያት ኣሽካላ አዲ ኣዲኣዳኦኩም ቲፈልጥዎ ነርኩም G 13 G 15 n
@yonhile7258
@yonhile7258 2 года назад
Nhzbkumin hagerkumin inte elukum
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 2 года назад
Henok hi what's these speech help to the ground Eritrea is hell now..shameful what's waste
@simonm.7755
@simonm.7755 2 года назад
ክቡር ሓው ጳውሎስ ም/ር ናይ ዩኒቨርሲቲ እንተዳኣ ኔሩ ብኸመይ ፕሮፌሰር ዘይትብሉዎ? ምስ'ናይ ይቕሬታ!
@temesgentewelde6198
@temesgentewelde6198 2 года назад
None of them are answering the question
@user-xg2qh3nv3l
@user-xg2qh3nv3l 2 года назад
Deraby ekum nskum ab 2001 bksadu haniqkumo entetkinu ezi kulu shegr aymegatmon hizb Eritrea temelskum ka hmeqkum akndi thabus kemzi girna elkum tzarebu deraby zkonkum weledi kab hgdef nlaele nskum ekum bedilkumo nhzbi Eritrea hferu keman
@joesahel5399
@joesahel5399 2 года назад
ኤርትራ ምሁር ተሳኢኑስ ብዝመሽመሸ አብ ቀዳማይ ዓመት ካብ ዩኒቨርሲቲ ዝተሰገ ዘይ ወዲ ሃገር ክትምራሕ ን50 ዓመት ዘሕዝንን ዘስደምምንዩ;እዚ ከአ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ስንፍናዩ።ክንዲ አብ ሓደ ሰሚርካ ምጽራጉዪ።
@akberetefrem7513
@akberetefrem7513 2 года назад
Kabakatkumsi 1000 gze NSU yhschena kedat scheyti hagero
@abdat8209
@abdat8209 2 года назад
Ayatat jeganu abotat kem zneberunas mihirina haben tesiemieni haben ysemaekum edmen tienan kea ymineyelkum
@michaelmahari447
@michaelmahari447 2 года назад
ነቀፌታይ ናብ ጋዜጠኛ ሄኖግ ሓወይ እዚኦም ሲ ይወልዱኻ እዮም ነቶም 2 ብማዕርጎም ክትጠቅስ ከለኻ ንባባ ጳውሎስ ግን ወላ ኣያይ እንዳ በልካ ካ ክትዛረብ ኣይትኽእልን ንዓኻ ውን ኣብ ተዓዛቢኻ ብዝያዳ ተፈታውነት ክሕድረልካ ዝኽእል ነጥቢ ዩ ነቲ ኣዛራርባ ናይ ሕብረተሰብካ ውን ተንጻባርቅ ኢኻ ዘለኻ ማለት ዩ
@f-fightereri8616
@f-fightereri8616 2 года назад
ሓቢቢ ጳውሎስ ሓያል መምህር እዩ። ካልኣይ ዓመት መምህረይ ነሩ።
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 2 года назад
Guhaft hademkume metsekume hateftefe tebelu
@melatmiamimari203
@melatmiamimari203 2 года назад
ዝገርመንስ፡ ኢሳያስ ነዚኦም ሊቃውንቲ ሰጥለበጥ ዘበለስ ነቶም ኤውሮጳ መሊኦማ ዘለዉ ሓፋሽ ተቃወምቲ ትምህርቲ የብሎም ገለ እንታይ ክሬየልኩም ዩ።
@minasegebre9274
@minasegebre9274 2 года назад
ድኩማንን ዝፈሸሉን መትከል ዘይብሎም ሃሱሳት
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
ወዲ መድህን በራድ ድዪ መሲልካ እዚኦም ጀጋኑ እዮም
@minasegebre9274
@minasegebre9274 2 года назад
@@user-pm3fb9er7l እወ ንአኻ
@161-iq3
@161-iq3 2 года назад
Aykemkann arkey minase 🙉
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
@@161-iq3 ኣያ ምናሴ ኣይተበርሆምን ክክ
@161-iq3
@161-iq3 2 года назад
@@user-pm3fb9er7l hahah deqsi eyu zelo gexka thaxebb belo
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 2 года назад
ኣቤት ዘርባዕባዕ! ዓይኒ ከዳዕ ነባዕ። ሃላዋት'ዶ ዕሱባት?
@161-iq3
@161-iq3 2 года назад
Eritrea eko kemka eya tbxhom !!! Yegdas reska asfhayo
@tm.h.3262
@tm.h.3262 2 года назад
እዞም ትርእዮም ዘለኻ ጀጋኑ ደቀባት ኤረትራ እዮም ። ክርዳእ ከረድእ ዘይክእል ሰብ ጸርፊ መሳርሒ ይጥቀመሉ ሐደ ካብኦም ኢኻ ።
@justamsaying6353
@justamsaying6353 2 года назад
ናዕና ኮፍ ኣቢሉና ሱዳን ሳዋ ከይዱ፡ ገዛ ምስ ከድና በንዳጸታ ኣብ ቆጽራኩም ተራኽቡ ተባሂልና, ድሕሪኡ ኩራና ጀሚርናዮ ኢዩ ኢቲ ዕላል፡ ሃሃሃ ስባት ኣን ሓሶት ክርዳዱኡ አሞካኣ ትራኢከን የፐ
Далее
Модные мальчишки
00:36
Просмотров 20 тыс.
OVOZ
01:00
Просмотров 1,8 млн