Тёмный
No video :(

Bmdhaney Mezmur 2023 By Dawit ፡Tesfana ፡isayas ፡ ብምድሓነይ መዝሙር ትንሳኤ 

Selihom spritual Catholic channel
Подписаться 4,7 тыс.
Просмотров 1,3 тыс.
50% 1

ብምድሓነይ እሕጎስ ኣለኹ
1. ይፈልጦ እየ ዝነበርክዎ
ናብራ ምስ ዓለም ዝተዋሰብክዎ
ከመይ ኢለ ወጺአ ይገርመኒ'ሎ
ከመይ ኢለ ድሒነ ይደንቀኒ'ሎ
ተደ ፡ ብምድሓነይ እሕጎስ ኣለኹ
ብምድሓነይ እሕበን ኣለኹ
ንደገ ምድሓን ብኸምኡ ሂቡኒ
ከመስግኖ’የ ነቲ መድሓኒ
ክባርኮ’የ ነቲ መድሓኒ
2. ኣብ ናይ ሓጢኣት ዓዘቅቲ ተዋሒጥካ
ብሰንሰለት ፍርዲ ተኣሲርካ
ከመይ ኢልካ ይውጻእ ብክእለትካ
ፍጹም ዘይከውን’ዪ ብሓሳባትካ
3. ኣነ ክነግረኩም እቲ ምድሓነይ
ካባይ ኣይኮነን ካብ ክእለተይ
ብመንፈስ’ዪ ብክርስቶስ ጌሩ
ክብርን ምስጋናን ይግባእ ንዕኡ
4. ገለ የብለይን ዝኸፈልክዎ
ንጋር ነፍሲ'ውን ዘሕለፍክዎ
ብደሙ ጌሩ ንኩሉ ከፊልዎ
ዕልል በልሉ ክብሪ ሃብዎ

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 5   
@Yonsenfamily
@Yonsenfamily Год назад
Happy Easter and God bless you all
@EsromMehari
@EsromMehari 5 месяцев назад
❤❤❤❤
@simonteklay
@simonteklay Год назад
❤❤❤❤ tebarekulna
@efremberihu7904
@efremberihu7904 Год назад
God bless you all ❤❤❤❤❤❤Happy Easter
@Beti2233
@Beti2233 Год назад
God bless you all🙏 ❤❤ & Happy Easter 🐣❤🙏❤
Далее
Construction site video BEST.99
01:00
Просмотров 345 тыс.
Italians vs @BayashiTV_  SO CLOSE
00:30
Просмотров 4,4 млн