Тёмный
No video :(

Brhanki Mexieu New Mezmur 2023 By Abel Tekle፡ ብርሃንኪ መጺኡ ብዘማሪ ኣቤል ተኽለ 

Selihom spritual Catholic channel
Подписаться 4,7 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

ብርሃንኪ መጺኡ
ኣዝ ፡ ኣሰይ ብርሃነይ መጺኡለይ ኣሰይ ኣሰይ ፡ ብየሱስ ምድሓን ኮይኑለይ
ክብሪ እግዚኣብሄር ወጺኡለይ ኣሰይ ኣሰይ ፡ ብየሱሰይ በሪሁለይ
1. ቀደም ተሓዲገን ተጸሊአን ዝነበርኩ ፡ ሕጂ ግን በጺሑኒ ረዲኡኒ ብምሕረቱ
እቲ ተስፋ ኣምላኸይ ኣብ ግዚኡ ኣብ ሰዓቱ ፡ ደበኽ ደበኽ በለ ደበኽ በለ ምስ ቅብኣቱ
2. ኣዒንትኺ ኣብ ዙርያኺ ቋሕ ኣብሊ እሞ ጠምቲ ፡ እመጹኺ ኣለዉ ኣወዳትኪ ኣዋልድኪ ኣዋልድኪ
ብድምጽን ዕልልታን ኣመስግኒ ኣምልካኽኪ ፡ ትርግ ትርግ ይበል ብደስታ ይርሓብ ልብኺ
3. ዓመጽ ኣብ ምድርኺ ፍጹም ፍጹም ኣይከውንን ፡ ጥፍኣትን ምዕናውን ኣብ ዶባትኪ ኣይስማዕን
ኣብ ክንዲ ነሓሲ መጺኡልኪ ብሩር ወርቂ ፡ ንሹማት ኣሕሉቅኪ ገይርዎ እዩ ሰላም ጽድቂ
4. ኣጥባት ነገስታትን ጸባ ኣህዛብን ንኽትጠብዊ ፡ ቁጽርታትኪ ምድሓን ምስጋናን ተሰምየን ደጌታትኪ
እቲ ናይ ያዕቆብ ስልጡን እግዚኣብሄር መድሓኒኺ ፡ ንውሉድ ወለዶ ደስታን መሓበንን ጌይሩልኪ
ኣሰይ ንሓርነተይ ኣሰይ ብርሃን መጺኡለይ
ኣሰይ ተስፋ ኣምላኸይ ኣሰይ ርግጽ ኮይኑለይ
ኣሰይ ኣሰይ ንሓርነተይ ኣሰይ
ኣሰይ ብርሃን መጺኡለይ
ኣሰይ ንሓርነተይ ኣሰይ ብርሃን መጺኡለይ
ኣሰይ ዘንጊ ምድሓነይ ኣሰይ ተዘርጊሑለይ

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 33   
@lulrbahri
@lulrbahri 7 месяцев назад
Wow Nice mezmur ኣሰይ ብርሃንኪ በሪሁ እዩ እሞ ተስኢ ብርሂ❤
@hareguwoldezion3583
@hareguwoldezion3583 3 месяца назад
❤ I don’t know if qqqq❤a
@LEGACYofChristFullMinistries
Hallelujah Amennn እዚ ምዝሙር እንዳዝምርና ጫንፈር ስየ ሒዝና ኣብ ምድርና :ብሓጎስ ክንዝልል ይርኣየኒ ሎ :እዚ ድማ ብሓጺር ጊዜ ክከውን ዩ
@mesfnbokretsion3386
@mesfnbokretsion3386 Год назад
Abel Arkey btaemi des zibl mezmur brhan yimxealna zhawey
@DinaFisshaye-py9xd
@DinaFisshaye-py9xd 5 месяцев назад
Eseyyyyy elllllllllllll eti tesfa amlakey abe geziu abe seatu debek debek bele ms qbatu❤❤❤❤❤ brhan nay mdri bruk ika
@mulgetatekle5697
@mulgetatekle5697 Год назад
God bless you bro zemen agelglotka ybarek love u ❤️🙏👍👍👍
@user-zu8ym1um8b
@user-zu8ym1um8b 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ASI ASI ASI
@okubitghebrezghi7856
@okubitghebrezghi7856 Год назад
Amennnn
@eden6094
@eden6094 Год назад
Amennnnnnn Abela bruk tebarek ni brekt kun
@Mictesf11
@Mictesf11 Год назад
Amen(3)❤❤❤
@BisratFekadu
@BisratFekadu 7 месяцев назад
❤❤❤Abel ሓወይ ጅግና u are so blessed ኣብ በረኽቲ ወጺእና ንዝምረሉ ጊዜ በጺሑዩ። Song of Solomon 2 ትግ - መሃልይ 11: እንሆ፡ ክረምቲ ሐሊፉ፡ ዝናም ዛርዩ፡ ተወዲኡ። 12: ዕምባባታት ኣብ ምድሪ ተራእየ፡ ጊዜ መዝሙር በጽሔ፡ ድምጺ ባሬቶ ኸኣ ኣብ ምድርና ተሰምዔ።
@helenamanuel7620
@helenamanuel7620 Год назад
Woooooo. Abei good bless you
@ኣራራት
@ኣራራት Год назад
Praise the Lord Jesus 🙌🙌🙌 GBU Abel
@user-zu8ym1um8b
@user-zu8ym1um8b 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤aggocha kubre hawi Abel tekle❤❤❤
@simonteklay
@simonteklay Год назад
Tebarek ❤❤❤
@dehabasfeha2354
@dehabasfeha2354 10 месяцев назад
❤❤❤
@embatekera9244
@embatekera9244 Год назад
❤❤❤❤❤
@StevenOkbamicael-on2ii
@StevenOkbamicael-on2ii Год назад
❤❤❤❤
@helenrossom5783
@helenrossom5783 Год назад
😍🥰
@mussiegoitom2459
@mussiegoitom2459 Год назад
Thank you Meteabti Abilino🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@user-zu8ym1um8b
@user-zu8ym1um8b 7 месяцев назад
5:49 ❤❤❤❤❤❤❤❤
@trhaskafle5904
@trhaskafle5904 Год назад
GBU zemenika ybarko nay Amilki sebi Abi hewy
@elilhagos9952
@elilhagos9952 Год назад
Amen amen Kem mezmurka yigberelna, haylun mihretun tikbed ab hagerna
@efremberihu7904
@efremberihu7904 Год назад
God bless you bro ❤❤❤Amazing mezmur
@akliluhamde3169
@akliluhamde3169 Год назад
God bless you Abi, its really motivating song
@yossefmehari9888
@yossefmehari9888 Год назад
Blessed Abel asey asey
@jesuslove2930
@jesuslove2930 Год назад
God bless u abi hawey.....
@edenaman2165
@edenaman2165 Год назад
Abeley beruk Blessd Bro 😍😍😍
@semarya881
@semarya881 Год назад
God bless you abi
@StevenOkbamicael-on2ii
@StevenOkbamicael-on2ii Год назад
❤❤❤❤❤
@StevenOkbamicael-on2ii
@StevenOkbamicael-on2ii Год назад
❤❤❤❤
@tesfaitecle9775
@tesfaitecle9775 Год назад
ክቡር ሓው ብሩኽ ንዝኣምኖ ኩሉ ዘለዎ ዝህብን፡ ንጽጉማትን ስንኩላንን ከም ናቶም ባህሪ ለቢሱ ናይ ዓይነስዉራን ፊደላት ተማሂሩ ዝሕግዝን ንምስማዕ ዝተሳእኖምን ዓይንስዉራንን ፊደላቶምን ምልክታቶምን ተማሂሩ ሙዚቃ ዝምህር ጸጋ እግዚኣብሔር ዝተዓደለ ሃዋርያ ጽጉማትን እዩሞ ካብኡ ክንመሃር ንኽእል ኢናሞ ጸጋን በርኸትን ይፍጠረልካ፡ ኣብ ኩሉ ስርሓትካ ከኣ መንፈስ ኣምላኽ ክዓስሎ እምነ።ካብ ኣድነቕትኻ ተስፋይ ተኽለ
@tesfaitecle9775
@tesfaitecle9775 Год назад
ንኹሉ ነዊሕ ጉዕዞ ብሓንቲ ስጉምቲ እዩ ዝጅመርሞ፡ በዚ ሕጂ ጀሚርካዮ ዘሎኻ ሰናይን መንፈሳውን ጉዕዞ፡ እንተድኣ ተጸሚምካ ሰሪሕካ፡ ንኹሉ ትምኒትካን ድልየትካን ብሓይሊ ኣምላኽ ክትበጽሖ ኢኻ ክርስቶስ ኣብ ጎድንኻ ኣሎ።ኣጆኻ ኣጆኻ❤❤❤❤❤❤❤
Далее
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
Просмотров 2,6 млн