Тёмный

Breaking News ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ሻዕብያ ንብሃል ኣለና ክብሉ መግለጺ september 8 2024 

ZENA TIGRIGNA
Подписаться 226 тыс.
Просмотров 38 тыс.
50% 1

#eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
I am glad that you have joined your RU-vid channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
Thank you for your continuous support.

Опубликовано:

 

15 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 57   
@wedighebremeskel13
@wedighebremeskel13 8 дней назад
ሰብ ዝዘርኦ እዩ ዝዓጽድ ፡ስለዚ እንቋዕ ኢድኹም ረኸብኩም፡ ፈተውትናን🙈 ጸላእትናን✅
@tedyyes-belew
@tedyyes-belew 8 дней назад
ንስኻ አብ ኩሉ የለኻን። ተሰዲድካ እነጀራ ትካቦ ናበላዕካ ፈተውትናን ፀላእትናን ኢለካ ተዛረብ? ተረባብ
@hani-asmarino
@hani-asmarino 8 дней назад
ወይን ጎማ እግራ፡ካብ ኣዲስ ተባሪራስ ሕጂ ከኣ ካብ ትግራይ?ኣይቀደዋን
@wedighebremeskel13
@wedighebremeskel13 8 дней назад
እንታይ እማ ነዓይ ንኤሪትራዊ ዕልል እዩ እምበይ😅😅
@hani-asmarino
@hani-asmarino 8 дней назад
@@wedighebremeskel13 ኦይ ኣበይ ኣለኻ ንስኻ፡ተጋሩ እንታይ ይግድሾም ድዩ፡ጎማ እግራ ተኸደት ሕጺን እግራ ከኣ የምጹኡ።
@Eritreana1991
@Eritreana1991 8 дней назад
ወያነ ዋዓግ 🤦😂😂
@ኣለናከምትማሊ
@ኣለናከምትማሊ 8 дней назад
ጉድጋድ ንፈሓሪኣ ከም ዝበሃል ንኤርትራ ዝተሓስበ ናባኹም ተገምጢሉ ኡድኩም ኢዩ ምጽባይ ጥራይ ።
@habtezghiatobrhan726
@habtezghiatobrhan726 8 дней назад
@@ኣለናከምትማሊ Absolutely True!!
@habtezghiatobrhan726
@habtezghiatobrhan726 8 дней назад
@@ኣለናከምትማሊ 100% True.
@destagebrehiwot4556
@destagebrehiwot4556 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ You are right!
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 8 дней назад
ክክክክክክ እንካ ዘይበልዎስ ጹቡሑለይ ይብል መን ከ ክመጸኩም ክልልኩም ጥራይ ሓልውዋ ።
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 8 дней назад
መዛርብቲ ሻዕብያ አይኮንኩምን ኩሉኹም አንቱም ክሐድቲ!! ግደፉዋ ንሻዕብያ!!
@genetmenghis7586
@genetmenghis7586 8 дней назад
ሻዕብያን ምሳኩም ተታሪክቡ ህዚቢ ኤሪትራ ንሚዳ ክንወርዲ ኢና😂😂😂
@habtezghiatobrhan726
@habtezghiatobrhan726 8 дней назад
Aye Wigin Servants of Westerners!!!
@jddbxx4445
@jddbxx4445 8 дней назад
Game over
@user-kj5ct6lg2s
@user-kj5ct6lg2s 8 дней назад
አፍልጦ ሃብና ሌያቡ ካሕዳማት ንዓካቱምስ አፍልጦ ተተፈለጥኩም ጥፍኡ ደአ
@tedyyes-belew
@tedyyes-belew 8 дней назад
ወያነ ሞይታ እይ
@brhaneberakie5670
@brhaneberakie5670 8 дней назад
ብመልሓስ ደብረጼን ዲያ ትዛረብ ዘላ እዛ ሰበጥቲ ህዝቢ ትግራይ ካብ ኣመራራሓ ወያነ ክወጽእ ጥራሕ ኢዩ ዘለዉ ወያነ ብመሰረቱ ብድሕሪ መለስ ኣብቂዓ ኢያ
@RegenMehari-f5j
@RegenMehari-f5j 8 дней назад
ክክክክ ሓለቓኣ ስብሓት ነጋ ብጻይ ኢሰያስ ሕጽቦ ጌሩልና እዩ ክብላ እንከሎ ኣበይ ኔራ
@58yacob
@58yacob 8 дней назад
I feel bad for Tigray
@Weldezghi
@Weldezghi 8 дней назад
😂😂😂 😂😂😂 😂😂😂 ዕንኪላሎ ላሎ ዶ ኮይና ሕጂ ከመኣ እያ ንኹሉ መወደኣታ ኣለዎ!!! ኣንፈትኩም ዶ ጠፊእኩም ሚስ ህዝቢን መንጊስትን ኤርትራ ዝተበኣሰ ከምኣ እያ ዕጫኹ።ሻዕቢያ ኣብትነብሲኹም እዩ።
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 8 дней назад
ዝገርም ነገር ክሳብ ሕጂ ዘይተረድኦም, " ህወሓት በየናይ ምኽንያት ምስ ሻዕብያ ይራኸብ! ?" ከም ሃገር ከይንብሎ ሃገር ኣይኮነን። እቲ ቀንዲ ዛዕባ ጉዳይ ዶብ ከኣ ቀደም መዛዘሚ ዝተገብረሉን ቦትኡ ዝሓዘ ዛዕባ ዩ። ወያነ ብውልቀ ሰብ ነብሱ ከድሕን ነዛ ሂወቱ ምምጻእን ዘይምምጻእን ከይንብል ከኣ "ወያነን ሕልሚ ቀትሮምን ገበኖም ህዝቢ ትግራይ ዝመጽእ ወለዶ ክፈርዶ ዩ። እንተ ሻዕብያ ህዝቢ ኤሪትራ እታ ገይም ኦቨር, ድሕሪ ሕጂ ኣብ ፖለቲካዊ ስልጣን ኢትዮጵያ ኣይክትህሉን እያ ዝተባህለት ኣይተረድእዋን።
@elsatesfamichael258
@elsatesfamichael258 8 дней назад
ይገርም እዩ ጻጸ ክንሶም ከም ባላንቺና ክንፍሑ ደልዮም
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 8 дней назад
እታ ንኤርትራ ዝሓሰብኩማ ተንኮል ናባኹም ተገምጢላ ሓሳዳት ጎሬቤት ንምታይ ድኣ ኣውራጃ ራያ ዘይትብሉ ዞባ ደቡብ ትብልዎ ንኤርትራ ንኽትፈልዩ ኣውራጃ ኢኹም ተልዕሉ እሞ ኣብ ኤርትራ ብዞባ እምበር ብኣውራጃ ዝጽዋዕ የለን ገና ገና ተንኮልኩም ንዓኹም ኢያ ክትልክመኩም ።
@Eritreafirst1
@Eritreafirst1 8 дней назад
ሕጂ ሰላም ሃብና ዝፈሐረኩማ ጉደጎደ ናባኩም ተመሊሳ ለይትን ማዕልትን ዘይፈንቅልኩማ አምኒ አይነበረን ወይንቲ ሐጂ ሰላም ሃብና
@RegenMehari-f5j
@RegenMehari-f5j 8 дней назад
ሕጂ እዚኦም ድዮም ህውሓት ካድረታታ
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 8 дней назад
Resahat gexkum trhak shaebya aykerbekym u kulu kufue msakum alo nbaelkum ygberelkum
@galetigray12233
@galetigray12233 8 дней назад
Welcome kb
@dawit7956
@dawit7956 8 дней назад
አቤለኻ ዘይበሉኻስ አብዚ አለኹ••••ሻዕብያ ምዓስ ምስ ደለየኩምን ምስ ዘከረኩም እዩ እዚ ኩሉ ተንበድብዱ። ያኢ ወያኔ በስናዕ ንህዝቢ ኤርትራ ዘውረደቶ አደራዕን መኩራን ረሲዑስ ምዛ ህበይ ጉጅለ ክሰርሕ። ትደልዮ እሞ እዝንግዓኪ እዩ እቲ ነገር። 😊
@akberethagos8363
@akberethagos8363 8 дней назад
ክላ ደንቆሮ ሳላ ወያነ ኢያ እዛ ሃግር ዘላ።
@rutasamuel470
@rutasamuel470 8 дней назад
Nibeala zeyela hatenokha weyanes yeay hager Eritrea kithullu eway gwudam
@TeweldeGebreyesus
@TeweldeGebreyesus 8 дней назад
ኣምበሲት ብዓል መትከል ።
@dalac_93
@dalac_93 8 дней назад
Sad sad 😢
@GoitomAbadi-to2me
@GoitomAbadi-to2me 8 дней назад
Atum murukat gubae gerkum entay kitserhu kalay ktmreku dyu delikum
@simongebreyohanes975
@simongebreyohanes975 8 дней назад
ወየ'ድኣ ዘይትሰምዑ ኮንኩም ኢኹም እምበር ገይምኦቨር ተባሂልኩም እንዲኹም።
@neverforget7472
@neverforget7472 8 дней назад
We dont need a Drama by county or District Tigray
@isaiasyeibiyo1008
@isaiasyeibiyo1008 8 дней назад
Maik hamer resiekiyo qendi zlekeki zelo
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 8 дней назад
ወስላታ
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 8 дней назад
Midre leyabu
@BiniBini-j2c
@BiniBini-j2c 8 дней назад
ጎሮቤታችን ከይዘከሩሙና ትዉዕሉ ዶ ጸማም ሓደ ደርፉ ነገሩ
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 8 дней назад
ህውሓት ዳይፐር ደብረ ፅንተትን ሻዕብያን ፀረ ህዝቢ ትግራይ እክም ሰረቅቲ ብአክም ንሓፍር ቱ😢😢😢😢
@aronmihreteab5620
@aronmihreteab5620 8 дней назад
General wedi Efrem entay eyu eluwom neru " kem plastic temitita temetita nab znebereto ktmles eya dyu eluwom" next 2 months nab tembyen ktmlesu eku dqaz lementi..
@armanimedia1997
@armanimedia1997 8 дней назад
Welcome KB big man የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::so good night guys 🤍♥️🤍
@tekletesfy1423
@tekletesfy1423 8 дней назад
Fetunwa..dea atum.vares. kaser. Lekimkumnaba..eesahat. gudgad. Nefaharia. Eya.
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 8 дней назад
አቱም ሰባት ፌዴራል መንግስ ጸላኢ ኢልካ በዚ ሰአት እንታይ ማለት እዩ ፌዴራል ማለት እካ ህዝብ እዩ ጸላኢ ትብሎ ዘለኻ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ኢኻ ሰለዚ ንሳኦም ከአ ከምዚ እንዳበልካዮም ከመይ ክሪኢኹም ተሐስብ አለኻ?
@wolduaraya1489
@wolduaraya1489 7 дней назад
Kedmi kulu geze kedami Washington 😂
@peaceinsightchannel5049
@peaceinsightchannel5049 8 дней назад
Nai tfeat wudub hizbi Tigray yukhun ne kalae
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 8 дней назад
ትደልይዎ ሞ ይዝንግዓኩም ሻዕብያ ንዓኩም ኣሚኑ ምሳኩም ክመክር??ካልኣይ ሞት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ
@gwb2848
@gwb2848 7 дней назад
ኣንቲ ገፈጥ! ሕጋውነት ካብ ሕገ መንግስቲ እምበር ካብ ህዝቢ ረኺበ ክትብሊ!
@FhksFhkshj
@FhksFhkshj 8 дней назад
😂😂😂
@neverforget7472
@neverforget7472 8 дней назад
ኹሉ ብታ ክልል ትግራይ አብ ክልተ ምግምማዕ ብ Miky Hammar ተሃንደሰ Drama እዮ ሐሶት እዩ፡ ሐቂ ተዝኸውን ነይሩ ብጥይት ምስ ተሃናኾቱ ።
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 8 дней назад
ህውሓት ጎሓፋት ምስ ኩሉ ጎረቤት አባሊዕክምና ሐዚ ግን ህዝቢ ምሳክም የለን ሰረቅቲ ደብረ ፅንተት ምስ ሻዕብያ ረክብ አለክም እዩ ህውሓት ደቃሉ ህግደፍ እክም ገዲም ህዝቢ ትግራይ አብ ጎድክም ደው አይንብልን አብ ጎድኒ ጌች ኢና ለኻብጥ ዓድዋ😂😂😂😂ሰረቅቲ ጨው ሓጭነ መጭን ሰረቅቲ ረዲኦት
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 8 дней назад
ንወያነ ስለዘጥፋኣና ጸሊእናያ ኢና ዝይትብል ሻዕብያ ተባሂልና ኢልኩም ተመክንዩ ሻዕብያ ምሳኩም የለናን
@aronmihreteab5620
@aronmihreteab5620 8 дней назад
Ane zgermenis mulue hiwetom ab gone America texegiom yihlifom and still ab kulu gudayom kab America fqad enda hatetu enda kedus hji hagez yebilna gele yebilna yblu..it is a joke..30 ametkum eko gerkum ms America Kab tqurenu..hji kulu eyu zfethakum zelo..
Далее
@HolyBaam ультанул в конце 🧨
00:34
Просмотров 245 тыс.
@HolyBaam ультанул в конце 🧨
00:34
Просмотров 245 тыс.