Тёмный
No video :(

briray ቃለ መሕትት ብዘይ ሙዚቃ ክፋል 1´2´3´4´5 - 5 

Voice of beserat
Подписаться 2,6 тыс.
Просмотров 12 тыс.
50% 1

ርኢቶ ብዙሓት ንምኽባር briray ቃለ መሕትት ብዘይ ሙዚቃ ክፋል 1´2´3´4´5 - 5 ብሓንሳብ ደጊመ የቅርቦ

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 36   
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 года назад
Just fantastic, a great interview by the host and I hope this interview continues because many people will undoubtedly benefit from it. Please share it to as many people as you can. Again, great job by the program host.
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
Beriray! I deeply appreciate your service. Who were the two eplf commanders who drove their landcruser to the enemy territory by accident and committed a suicide not to be taken pow? The Ethiopian general who commanded the 18th division on selahta werar in asmat and melebso area wrote a book admiring the two martyrs.
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 4 года назад
የቐንየልና ክቡር ኣቦና ናይዚ መደብ ኣቕራቢ። ሕጂ ኣሓጊስካና ብጣዕሚ ጽቡቕ፡ ኣገድሲ ታሪኽ ኢዩ
@muleyetewlde4393
@muleyetewlde4393 Год назад
ሰዒድ ብጣዕሚ ኑፉዕ ነዚ ወለዶ ታሪኹ ኣብ ምፍላጥ ብዝዋዓሉን ንዝነበሩን ዓዲምካ ታሪክና ስለ ዘፍለጥካና ግን ሓንቲ ነገር ትርስዓ ዘለካ ንሕቶካ ክምሉሱልካ ከለው ወይ ተወሳኪ ክፍለጥ ኣለዋ ዝበሉዎ ፍጻሜታትን ኑጹር ክኸውን ዕለትን ቦታ ፍጻመን ሕተቶም thanks bro
@AY-bi1cj
@AY-bi1cj 4 года назад
Well done 👍 this is clear to hear thanks for understanding for background music
@nasserahmed6758
@nasserahmed6758 4 года назад
Thank you it is so clear now ..
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 4 года назад
ንገድሊ ኤርትራዉያን ልዕሊ ብሪራይ እፍልጦ ዝብል ተሎ ዉጹእ ሓስዊ ዩ
@nolawi30com88
@nolawi30com88 4 года назад
ጸርፊ እንታይ ኣምጽኦ!!ገድሊ ኤርትራ ድምር ናይ ብዙሓት እዩ ንሱ ዘይፈልጦ ካልኦት ዚፍልጥዎ ንሱ ዚፈልጦ ካልእ ዘይፈልጥዎ ውን እዩ ፡ስለዚ፡ከም ኩሉ ሰብ እዩ (ተቃላሳይ)
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 года назад
@@nolawi30com88@: ስለምንታይ ግን ንአበሃህላ “JY” ጠምዝካያ? ሰውራ ኤርትሪያ ድምር ናይ ብዙሓት እካተኾነ ተጋዳላይ ብሬራይ ካብቶም ብቁጽሮም ዉሑዳት ዝነብሩን ኣብ ብዙሕ ፍጻሜታት እና መረሐ ዝተቃለሰ ብምኻኑ ፍሉይ ይገብሮ: ተ/ጋ. ብሬራይ ብዛዕባ ካሎኦት ዝናን ጅግንነት'ምበር ብዛዕብኡ አይተዛረበን:: ሰለ ሓቂ : ጅግና ተ/ጋ. ብሬራይ ፉሉይ ተቃላሳይ'ዩ : ከምዚ ዝአመሰለ ፖለቲካዊ ክልመድ አሎዎ:እናበልኩ ንጅግና ብሬራይ ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦ::
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 4 года назад
እዛ ብሪራይ እትብል ስም ኣብ ናይ የማነ ተኽለ-ገርግሽ ዘረባታት ሰሚዐያ እንተ ዘይነብር ክከታተላ ኣይምመደብኩን። ሕጂ ምስ ሰማዕኩዋ ከኣ እንቋዕ ኣይሓለፈትኒ ኣብ ምባል በጺሔ። ከምቲ ንየማነ ዝተሰምዖ፡ ኢድሪስ ብሪራይ ኣማን-ብኣማን ጅግናን ኣብነታውን ረዚንን ሰብ እዩ። ሓበሬታቱን ዛንትኡን 'ውን ዓይኒ ዝኸፍት ኰይኑ ረኺበዮ።
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 года назад
Tsige: ናይብሓቂ ተ/ጋ. ኢድሪስ ዑመር "ብሬራይ " ጅግናን ኣብነታውን ሓርበኛን'ዩ :: ከምዞም ብውልቃዊ ዝና ዝምክሑን : ንኽይንጣለም ጸጸር ዊሕጥና ኢና እናበሉ ዘመኽኒዩን ዘደግሩ ዘሎው ኩልና ንዕዘቦም አሎና:: ሉበክ(ፋርስ) ብሬራይ ኩሉ እቲ ሓቅታትን ፍጻሜታት ይድርግሖ አሎ::
@rahelsium3523
@rahelsium3523 4 года назад
የቐኔልና ሓዊ ሲዒድ ኣድም። ሕጂ ግርም!! ልዕሊ ኩሉ ርእቶና ኣኽቢርካ እንደገና ደኺምካ ምስራሕ ብልቢ ተሓጉሰ። ከምእዉን እቲ ክትሓላላፍ ዝድለ ታሪኽ ብንጹር ብዘይ ዕግርግር ርበሻ ክስማዕ እዩ። ደው በለልና - ርቢ ይስማዕካ!!
@samimoha2027
@samimoha2027 2 месяца назад
Thanks it's clear now
@natnaelzeray6719
@natnaelzeray6719 4 года назад
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ታሪኽ እዩ። ብፍላ ነቶም ናኣሽቱ ዎሎዶ ዝኾና ኣገዳሲ ታሪኽ እዩ። ኣነ ንባዕነ ወዲ 20 እየ። እዚ ታሪኸ ከኣ በጣዕሚ ኣገዳሲ ኮይኑ ከኣ ረኺ በዮ የቐኔልና ብሕጂ ከኣ ብዙሕ ንጽበየኩም።
@Liberal12
@Liberal12 4 года назад
ዋን ዊጥ፡ ንስካትኩም ከ ሰብ ዲኩም?
@abdullagieme6216
@abdullagieme6216 10 месяцев назад
Well done, brother Saed. Appreciated
@Andom885
@Andom885 7 месяцев назад
ብሪራይ ጅግና ። ማእከልነት ብርጌድ 23
@gerezgiherfsahaye3514
@gerezgiherfsahaye3514 4 года назад
True
@tsegakelati7730
@tsegakelati7730 4 года назад
ንብዓል መኮነን ዘናሽዉ ሰሚዒዮም ኣለኩ ብዓል ቅሱን ገለመለ እዮም ተቃሊሶም ዘምጽኡልና የብሎምን ንመኮነን የፈልጦን እየ ዝብል ገደል ይእቶ ጉዳይና ኣይኮነን
@aronwedieri
@aronwedieri Год назад
Waw a very clear story can tell
@user-my3lz1nz4k
@user-my3lz1nz4k 3 месяца назад
Briray nitarik kigelix aqmi yeblun wela tenebero
@mikeberhe8421
@mikeberhe8421 3 года назад
አቶ ብሪራይ የቀንየልና እንቆዕ ካብ ኣፍ ገበል ወጺእኻ ደካፈልካና ዕድመን ጥዕናን ምሳኻ ይኹን ::እታ ድፈትዉዋ ሂወቶም ንክብሪ ህዝቦምን ሃገሮምን ዕድመልክዖም ተቃሊሶም ካብ ብሱል ጥረ ምስ በሰላታትን ዓሪፎም ኣብታ ድተቃለሱላ ተነፊግዎም ሎሚ ኣብ ስደት ምሳና ክነብሩ ተገዲዶም ኤረትራውያን እንታይ እዩ ወሪድና ህንምሕን ደይንባሓሃል ::
@danielakberom9351
@danielakberom9351 4 года назад
እቲ መሲሕ ዝበሎ ሰብ ዓዱ ዓዲ ቀግነት ማይ ተኸላ ኸባቢ መንደፈራ እዩ ።
@chelseawi
@chelseawi Год назад
ክልተ እዮም ሓደ እዚ ትብሎ ዘሎካ ሓደ ክኣ ጠቂስዎ ዘሎ እዩ።
@amstar4267
@amstar4267 4 года назад
شكرا اليسد سعيد آدم وشكرا كمان على هذا اتريك القائد البطل إدريس بريراي اتمنى ان يكون المناضل سليمان هندي ضيف في القناة
@voiceofbeserat6690
@voiceofbeserat6690 4 года назад
ياريت ـ سليمان هندي شخصية مهمة جدا بس لا اعرف كيف ممكن اتواصل معه ـ صوف احاول انشالله ـ تحياتي
@mehretabgoitom8404
@mehretabgoitom8404 Год назад
ብ 2ቲኡ ፊደል ክጸሕፈልካ እየ። - ግዕዝ ፊደል - ላቲን ፊደል ትግርኛ: ስላም A. M. Star, አነ ፊደል ቛንቛ ዓረብ አይክእልን እየ ግን በቲ ሽምካን A. M. Star ፊደል ቛንቛ ዓረብ ብምጸሐፍካ ኤርትራዊ ኢለ ይአምን "ንበሪራይ" ትስምዖ ዘለካ ጸቡቅ ናይ ኤርትራ እምበር ሕማቅ ዘይትደሊ ፈታዊ ኤርትራ ኢለ ይአምን። ስላምታይ ይብጻሕካ ካብ ሐደ ኤርትራዊ ንኤርትራን፣ ንህዝባን ጸቡቅ ዝትምነ ኤርትራዊ ስደተኛ (ግን ናይ ጀርመን ዜግነት ዘለዎ "ግዝያዊ") እየ "ስላምታይ ተቀበል"። English: Dear A. M. Star, I did not read the Arabic alphabet but I know what kind of alphabet (Arabic is one of the 13 alphabets of the world wide alphabets for e.g. Geez is one of the 13 alphabets). Look how rich our area of East Africa and Arabian Sun-Continent. Eritrea, people who believe in God (God, belong to us, who are Muslime & Christmas) have hope and we Eritreans have hope to solve the problem and have better time. This is hope but we musst work hard for hope to make successful. Thank you Arabic: I hope I will write you some words in Arabic language, because I am planing to learn Arabic alphabet how to read and write in my area, where I am resident of City of Stuttgart-Germany. I wish you all the best and stay strong / Eritrean Saturday 4 February 2023
@user-my3lz1nz4k
@user-my3lz1nz4k 3 месяца назад
Zezihademu zikoblolun Tarik Eritrea Kizarebu Ayhafrun dyom tarikna Bihademti aysnedin eyu
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 4 года назад
ናይ መኮንን ክሉ ተኻቲትልዮ ኣዝዩ ዚገርም ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ ክንደይ ሕማቕን ጽንኩርን ኩነታት ኢዮም ሓሊፎም።
@redaegebremedhin8634
@redaegebremedhin8634 3 года назад
ኩሉ ኣብ ህዝባዊ ግምባር ናይ ቀደም ህዝባዊ ሓይልታት ዝተሰለፈ ነቲ ኣሉታዊ ታሪኽ ካብ 61 ክሳብ 70 ዝነበረ ነቶም ኣብ ቀዳመይትን ካላይትን ዝነበሩ ሓለፍትን ተራን ኢዮም ዘይሮም ዘይሮም ከላግብዎ ዝፍትኑን ዝህቅኑን።ካብቲ ዝብሎ ዘሎ ክሓትት 1 ሰውራ ክጅመርከሎ ብግቡእ መጽናዕቲ ጸላኢ ከየካየደ ኢዩ ጀሚሩ ይብል። ኢትዮጵያ የዕራብ ኢዮም ተበለት ነቲ ብመሰረቱ ኣንድነት ኢሉ ዝንቀሳቐስ ዝነበረ በዓል ቀሺ ዲቤጥሮስ ከበሳ ትግርኛ ዝዓብለሎ ሕ/ሰብ ምስቶም ሰውራ ዝጀመሩ ምዕራባውን ምብራቓውን ሕ/ሰብ ኣመንቲ ምስልምና ከይስዕብዎ ጥራይ ዘይኮነ ከተዳምዮም ስለ ትደሊ ዝነበረት ኢዩ። ስለዚ ኢትዮጵያ ንጥቕማ ስለዝበለት ንምንታይ ብ65 ተሰሊፍካ? ክሳብ ኩሉ ብግቡእ ምስ ተዳለወልካ ዘይወጻኻ? 2 እቶም ተሓኤ ክምስርቱ ኣብ ካይሮ ዝተኣከቡሞ ዝመረጽዎም መራሕቲ ብዓቕሞም ኢዮም ክመርሑ ዝኽእሉ እቲ ክፍልታት ምምስራት ውን ኣሉታዊ ኮይኑ ዝራዮም ነይሩ ተዝኸውን፡እንታይ ኮንኩም ደኣ በብኣውራ ጃኹም ተእኻኺብኩም።ማለት መንጠጋ ራብዓ ዝነበርኩም ኩሉኹም ብዓደን ህሓ ኮንኩም መንጠጋ ኻምሳ ዝነበሩ ኸኣ ሰልፊ ናጽነት ኮይኖም? ታሪኽ ህሓ ሰልፊ ናጽነት ተስፋይ ተምንዎ ገሊጽዎ ኢዩ።
@holyland246
@holyland246 3 года назад
Zegerm eu mis ahagire miesaru gin bitaeim yehzin
@holyland246
@holyland246 3 года назад
Ashagre malet eye mermar nayi maryam gib zinebere
@barhat6362
@barhat6362 Год назад
As you said, you .were serving Isayas.
@amanhabte6643
@amanhabte6643 3 года назад
ሙዚቃ ረቢሹና በጃኻ
@voiceofbeserat6690
@voiceofbeserat6690 3 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-2cIxh8D-iD4.html ብዘይ ሙዚቃ አብዚ አለካ ሓው አማን
Далее
МАМА И ВАЛДБЕРИС
00:48
Просмотров 667 тыс.
Beriray part 1-5
1:04:42
Просмотров 5 тыс.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,2 млн
МАМА И ВАЛДБЕРИС
00:48
Просмотров 667 тыс.