David Goggins ኣብ ዓለም ብህይወት ካብ ዘለዉ እቲ ዝጠንከረ ሰብ ከምዝኮነ እዩ ዝዝረበሉ። ንሱ፡ ኣብ ዉሽጢ 17 ሰዓት፡ 4030 pull up ብምስራሕ ኣብ genius world record ስሙ ዘመዝገበ፡ The bad water Race ዝበሃል ቅድድም 217Km ብዘይ ዐረፍቲ ብምግያይ ዝተዓወተን። ቅድድም ጉያ ኣልትራማራቶን ብዓወት ዝዛዘመን፡ ሓይሊ ባሕሪ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንክትከዉን ዝወሃበካ፡ Hell Week Training ዝባሃል፡ ኣዝዩ ከቢድ ዝኮነ ታዓሊም፡ ከይተሓለለ ብተደጋጋሚ ብምፍታን፡ ኣብ መበል ሳልሳይ ግዜ ብዓወት ብምፍጻም፡ Nevy Seal ክከዉን ዝበቀዐን እዩ። #tigrinya #habesha #habesha #motivationalvideo #inspirationalvideo
7 окт 2023