Тёмный

CHURA BAND- KIFLOM YIKALO - Mesetay/መሰታይ\Eritrean Music 2020(Official Video) 

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 1,8 млн
50% 1

/ @churamedia355
/ churaband1
@ ዝኸበርኩም ፍትዋት ወገናትና ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቭዲዮ ዳንሎድ ገርካ ምውራድ ወይ ከኣ ኣብ ካልእ ምዝርጋሕ፣ ንሰነ-ጥበባዊያን ሃስያ ስለ ዘለዎ ብኽብረትኩም ካብዚ ዘይሕጋዊ ስራሕ ንቆጠብ።
© Copyright: chura band. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Развлечения

Опубликовано:

 

25 июн 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2,1 тыс.   
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 года назад
ኩፍሎም ኩሉ ግዘ እየ ዘድንቀካ ብጣዕሚ ጎቦዝ ኢካ ናዓካ ዝፀልእ እንተሎ ልቢ ግበር በሎ ሓፍትካ ኣድናቂትካ እየ ጥበብካ እናዳሓደረ እዩ ዝምቅረኒ ዝምቹወኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ኤረ🇻🇳🇪🇹💖🇪🇷
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 года назад
ኣበይ ኣለኩ ኣድነቅቲ ክፍሎም ይክኣሎ
@mossitube817
@mossitube817 4 года назад
መሰታይ መሰታይ ነቲ ሕሰም ረካቢ መከራ መዘናይ ተረፍ ባሕሪ ተረፍ ሳህራ ዎሎዶይ ተረፍ ምዕጢር ተረፍ ዊዓ እምቢ ኣይንብርከክን ብዓማጺ ዝበልካ ሽዓ ድኹም ዩብሉካ ብልኽኻ ከግዱሙ ሕማቅ ሰምዮሙካ ሕሞቆም ክሽፉኑ ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ወዲ ዱሙ ከምቀደሙ ሓተላ ታሪኽ ኣባካ ክደግሙ ኣንታ ንስካ'ኮ ንሶም ኣይኮንካን ኣታ ንስካ'ዳ ቲ ዘይተንበርካኺ ኣታ መዘናይ'ዳ በሊሕ እንዲካ ናትካ'ዩ ቲ ግዜ ክሓልፍ'ዩ ኣጆካ ኣጆካ ናጆካ ብዙሕ'ዩ ተስፋካ እንበር ንስካ ሁ ይ ዉ ይ ዉ ይ ደኣ ሞ እንታይ ዘይገበርካ ኣብ ገዳም ኣስፊሮም ጡምዙሕ ይብሉካ ካብ ወላዲትካ ፈልዮም ዘኽታም ሰምዮሙካ ዘይረብሕ ይብሉ ሙግዳል ጥራይ ምሂሮሙካ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ክንደይ ክመልኣሎም ቲ ኣፎም ኣንታ ዚኣቶም'ሲ ክውርውረሎም ቲ ኢዶም ኣባካ ሞ ኣባካ ዳሞ ዉ ይ ጸልማት ሂቦም ብርሃንካ ኣርሒቆሞ በዘቀመጥዎ እምኒ ተተዓንቀፍካ ብዘዕበይዎ ከልቢ ተተነከስካ ካብታ መጻወድያ ግን ኣምሊጥካ ኩሉሳብ ትኽድም ባርያ መኣስ ኮንካ ኣታ መዘናይ በሊሕ እንዲካ ኣታ መሰታይ ትስፉው'ዩ መጻኢካ ኣታ መዘናይ በሊሕ እንዲካ ኣታ መሰታይ ቡሩህ ዩ መጻኢካ ብራቮ ከፋሊ ኩሉ ግዜ ናዓና መንእሰያት ስምዒትና ምስ ተርዳካልና ኢካ Pls sabscreib gberሩለy B krar ab Interview zderefa ka abzi alatkum👇👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-ttdCji4DnFI.html
@abadieri8870
@abadieri8870 4 года назад
1
@milimili1514
@milimili1514 Год назад
Alku bezi Libya bro Nay ilu eyu derifley 2021 2022 2023:?
@dawitjigna
@dawitjigna Год назад
አለና ወዲ ሐዎቦይ 👍
@user-xl7gz9cy1n
@user-xl7gz9cy1n 6 месяцев назад
Alena❤❤❤
@samib133
@samib133 4 года назад
ነዚ መንእሰይ ተስፋ ዝህቦ ኢዩ ዝደሊ:: ድሕሪ የማነ ባርያን ኣብራሃም ኣፈወርቅን ንመንእሰይ ተስፋ ዝህብ ደርፊ ንመጀመርያ ብምስማዕና ከየድነቕኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን:: ቀጽሎ:: keep it up 👍
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 года назад
NETE KULU ZKEALO L-UL FETARE N-ABAGEAKA HALU,GUD ENA N-RE GN SEB AKO ?
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 3 года назад
::
@EseyasAbraham-qn1qc
@EseyasAbraham-qn1qc 11 месяцев назад
ጊስ kkkkkkkkkk
@dayginda7327
@dayginda7327 11 месяцев назад
Wedi tkabo ✌️
@Feben_Gual_May_kadra_Tigray
@Feben_Gual_May_kadra_Tigray 3 года назад
We Love u so much kiflom ሽኮር I am from ማይ ካድራ ትግራይ
@mossitube817
@mossitube817 4 года назад
መሰታይ መሰታይ ነቲ ሕሰም ረካቢ መከራ መዘናይ ተረፍ ባሕሪ ተረፍ ሳህራ ዎሎዶይ ተረፍ ምዕጢር ተረፍ ዊዓ እምቢ ኣይንብርከክን ብዓማጺ ዝበልካ ሽዓ ድኹም ዩብሉካ ብልኽኻ ከግዱሙ ሕማቅ ሰምዮሙካ ሕሞቆም ክሽፉኑ ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ወዲ ዱሙ ከምቀደሙ ሓተላ ታሪኽ ኣባካ ክደግሙ ኣንታ ንስካ'ኮ ንሶም ኣይኮንካን ኣታ ንስካ'ዳ ቲ ዘይተንበርካኺ ኣታ መዘናይ'ዳ በሊሕ እንዲካ ናትካ'ዩ ቲ ግዜ ክሓልፍ'ዩ ኣጆካ ኣጆካ ናጆካ ብዙሕ'ዩ ተስፋካ እንበር ንስካ ሁ ይ ዉ ይ ዉ ይ ደኣ ሞ እንታይ ዘይገበርካ ኣብ ገዳም ኣስፊሮም ጡምዙሕ ይብሉካ ካብ ወላዲትካ ፈልዮም ዘኽታም ሰምዮሙካ ዘይረብሕ ይብሉ ሙግዳል ጥራይ ምሂሮሙካ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ክንደይ ክመልኣሎም ቲ ኣፎም ኣንታ ዚኣቶም'ሲ ክውርውረሎም ቲ ኢዶም ኣባካ ሞ ኣባካ ዳሞ ዉ ይ ጸልማት ሂቦም ብርሃንካ ኣህጢሞሞ በዘቀመጥዎ እምኒ ተተዓንቀፍካ ብዘዕበይዎ ከልቢ ተተነከስካ ካብታ መጻወድያ ግን ኣምሊጥካ ኩሉሳብ ትኽድም ባርያ መኣስ ኮንካ ኣታ መዘናይ በሊሕ እንዲካ ኣታ መሰታይ ትስፉው'ዩ መጻኢካ ኣታ መዘናይ በሊሕ እንዲካ ኣታ መሰታይ ቡሩህ ዩ መጻኢካ ብራቮ ከፋሊ ኩሉ ግዜ ናዓና መንእሰያት ስምዒትና ምስ ተርዳካልና ኢካ Pls sabscreib gberሩለy B krar ab Interview zderefa ka abzi alatkum👇👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-ttdCji4DnFI.html
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k 4 года назад
መዘናይ ንስኻ ውን ተባዕታይ ኢኻ ክብረተይ
@mossitube817
@mossitube817 4 года назад
@@user-xz9ch8fy2k Thank you Mesetay
@user-zt6ny3oo5f
@user-zt6ny3oo5f 4 года назад
ኹላትኻ መዘናይ ድኮንኻ ኣብዛ Channel Subscribe ኣይትረስዕ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-UnyIbuvNhj4.html
@wedierihalal4837
@wedierihalal4837 4 года назад
Well done bro Thanks 👍👍👍
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 4 года назад
Well done
@wediyemane8
@wediyemane8 4 года назад
ሎሚ ቅዱስ ገብሪኤል ከምቲ ን ኣደይ ማርያም ዘበሰራ ንዓና ከኣ ብስራት የስምዓና ህዝቢ ክርስቲያን።ክፍሎም ኣብ ሓቂ 1000 ዓመት ንበረልና ወዲ ህዝቢ።
@kusungrmaxon4397
@kusungrmaxon4397 4 года назад
Amen amen amen
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 4 года назад
Amien
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q 4 года назад
Wedi Yemane amen amen amen❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️
@eduhaile5853
@eduhaile5853 4 года назад
Amen if god is for us who can be against us. 💒
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 4 года назад
ኣሜን
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 4 года назад
Ma Favorite Singre ክፍሎም ጅግና Long Live Bro🙏😍
@user-tg4ue9mg2g
@user-tg4ue9mg2g 3 года назад
ክፎሎም ጅግና ኣብ tiktok ሽምካ አልሸ ምጸ 1000 like 😘😘😘😘
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 3 года назад
Kefali the hero
@user-nv8ud3jy7c
@user-nv8ud3jy7c 4 года назад
ጀግና ተባዕ ከመይ ዲየ ዝፈትየካ ክፍሎም ሓወይ ንሕና ተጋሩ ብጣዕሚ ኢና ንከብረካ ንፈትየካ ዝያዳይ
@luellilay5483
@luellilay5483 4 года назад
ስቅ በሊ ፎኳስ ሓሳዊት
@biniambooss1296
@biniambooss1296 4 года назад
@@luellilay5483 አታ ቆፎቃፍ እንታይ ዘፅርፍ አለካ ደንቆሮ ህግደፍ መዓልትኩም አኪላ እያ ክንተሓሳሳብ ኢና ኢነዓል ከዳዓት ሸየጥቲ ሃገር👊
@mebrahtugebru3970
@mebrahtugebru3970 4 года назад
@@biniambooss1296 Bravo! Nmelak'e hgdef Belo 👊
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 4 года назад
*king of ፍትሒ* *son of የማነ ባርያ* *ከፋሊ ጅግና we pround of u*
@danielsemere1250
@danielsemere1250 4 года назад
ኣጆካ ዝወደይ ተስፋ ዘሎው ደርፍዪ ኢካ ትደርፉሞ ቀጺኡለሉ ኣጆካ ዲምጺኡካን ትሑዝቶ ጊኡጥሚካን መበራበሪ ኡዮሞ በርትዕ ኣአሎና ሰማዕቲካን ደግፍትዪካን መዛአናይ ትቢኡል ዲማ ናይ ብሀቂኡ[ ኡዋናአዊት ብሚካኑ ማራኡየ ዝፈትዋ ቀጺኡሎ ኣጆካ
@fanatewelde8948
@fanatewelde8948 4 года назад
💓💓💓💓👍👍👍👍👍
@f.k1378
@f.k1378 3 года назад
ኣሕሕሕ! ወተረፍ ዊዓ፣እወ ተረፍ ባሕሪ ፣እወ ተረፍ ሳህራ! እቶም ግዳይ ናይዚ ሕሰም ዝኾኑ ሂወቶም ዝሰኣኑ በላሕቲ መዛኖይ አዛኻኺራትኒ ንብዓት የዒንተይ ደው ከብሎ ምኽኣል ሲኢነ!!
@user-mw2cj7sj9l
@user-mw2cj7sj9l 4 года назад
ኣሰይ ክፍለም ሽኮር ወዲ እዋይ እዛ ሰበይቱስ ተዓዊትላ ንክፍሎም ብርሃን ገጹ እዳረኣየት ወትሩ ሕጉስቲ እስከ ከምዚ ከማይ ንክፍሎም ዝፈቱ ላይክ ሃቡኒ ❤🌹😘😍
@Habtegafreeman
@Habtegafreeman 4 года назад
Waaw kefali asli admen teanan forever my brother nay behaki mesetayy
@musey5651
@musey5651 3 года назад
Kuflom ykalo
@user-uv5fs6xl1e
@user-uv5fs6xl1e 4 года назад
ኬፊ ብሉጽን ዉሑሉልን ሰራሕ መግቢ የእምሮ ዝኾነ ግጥሚ ኣስሚዕካና ኬፊተይይ
@user-im4sh2vs9f
@user-im4sh2vs9f 4 года назад
ከፋሊ ዓርከይ መታዓቢቲ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ 💯💯💯💯💯🎤🎤🎤🎤👍👍👍👍❤️❤️❤️🎤🎤🎤🎤🎤🎶
@user-ie3db1tl4i
@user-ie3db1tl4i 3 года назад
ከፋሊ አቦ ፍቅሪ ❤ አቦ ሰላም❤ ደላይ ፍትሒ❤ ባዓል ሕልና ❤ (ጩራዉያን🎻❤) ደቂ አከለዉያን ፍትዉዉዉዉ ወገናተይ ሰላም ኮይኑ ገበርቲ እከይ ጠፊኦም ብሰላም አካኽቦ ይፍጠረልና እግዚአቢሔር አምላክ🙏☝ካብ ትግራወይቲ ጋል ዓጋመ ሓፍትኩም💊💙❤🔐
@arielove1447
@arielove1447 Год назад
Zyaday b normal krkbeki kab Canada eye haweki
@arielove1447
@arielove1447 Год назад
Send your address
@EvenAngsom
@EvenAngsom 6 месяцев назад
😂😂😂😂😂😂😂
@MchuWediiA.k-kq6rs
@MchuWediiA.k-kq6rs Месяц назад
Nay behaki
@user-ts5dq1my5e
@user-ts5dq1my5e 4 года назад
ክፍሎም ጅግና 👏🙏 ንሕና መንእሰያት መጻኢና ብሩህ ዩ። ትብሉ ኣግርጭዉ👍
@Ben-xw3sp
@Ben-xw3sp 4 года назад
ሰበይ ክሓተካ ብሩህ መጻኢ እታይ ትርጉማ ኣብርሃለይ ባ። ክፍሎፍ & ፍረሰላም ብሩህ መጻኢ ኢና ክብሉ ሰሚዐዮም So ስውኣት ነብሶም ኣወኪፎም ሃገር ዘምጽዋ ሸፋቱ እዮም ይብልዎም ? ነፍሲ ወከፍ ኣብ ሓንቲ ቤት ንሃገር ሂወቱ ሓሊፉ እዩ።
@user-ts5dq1my5e
@user-ts5dq1my5e 4 года назад
wedi selie lov ኩቡር ሓዉ ከም ዝተረደኣኒ ብሩሁ መጻኢ ስዉኣት ሸፋቱ ኢዩም ዝብል ኣብ ማኒፎሶቶ የብሎምን ከምኡ ዉን ፍረ ሰላምን ክፍሎምን ስወኣት ሸፋቱ ኢዮም ክብሉ ኣይሰማዕክዎምን።
@lion9733
@lion9733 4 года назад
@@Ben-xw3sp kflom 20 sene nzkri siwuat nay siwuat post elu neru። ተጋኒኑዋ ኣለኩም አዛ ጉዳይ ኣብ ሓደ ንከይቲሰምሩ ትቃለሱ ህዝቢ ፎ
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 4 года назад
ኣታ መጺኡ በሉ እቲ ስሑል ጎሮሮ ሃየ ስምዕዎ ከፌ ጅግና እዮም ዝብልዎ ሓየተይ ጽቡቕ ስራሕ ይበል ይበል
@mossitube817
@mossitube817 4 года назад
መሰታይ መሰታይ ነቲ ሕሰም ረካቢ መከራ መዘናይ ተረፍ ባሕሪ ተረፍ ሳህራ ዎሎዶይ ተረፍ ምዕጢር ተረፍ ዊዓ እምቢ ኣይንብርከክን ብዓማጺ ዝበልካ ሽዓ ድኹም ዩብሉካ ብልኽኻ ከግዱሙ ሕማቅ ሰምዮሙካ ሕሞቆም ክሽፉኑ ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ወዲ ዱሙ ከምቀደሙ ሓተላ ታሪኽ ኣባካ ክደግሙ ኣንታ ንስካ'ኮ ንሶም ኣይኮንካን ኣታ ንስካ'ዳ ቲ ዘይተንበርካኺ ኣታ መዘናይ'ዳ በሊሕ እንዲካ ናትካ'ዩ ቲ ግዜ ክሓልፍ'ዩ ኣጆካ ኣጆካ ናጆካ ብዙሕ'ዩ ተስፋካ እንበር ንስካ ሁ ይ ዉ ይ ዉ ይ ደኣ ሞ እንታይ ዘይገበርካ ኣብ ገዳም ኣስፊሮም ጡምዙሕ ይብሉካ ካብ ወላዲትካ ፈልዮም ዘኽታም ሰምዮሙካ ዘይረብሕ ይብሉ ሙግዳል ጥራይ ምሂሮሙካ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ክንደይ ክመልኣሎም ቲ ኣፎም ኣንታ ዚኣቶም'ሲ ክውርውረሎም ቲ ኢዶም ኣባካ ሞ ኣባካ ዳሞ ዉ ይ ጸልማት ሂቦም ብርሃንካ ኣርሒቆሞ በዘቀመጥዎ እምኒ ተተዓንቀፍካ ብዘዕበይዎ ከልቢ ተተነከስካ ካብታ መጻወድያ ግን ኣምሊጥካ ኩሉሳብ ትኽድም ባርያ መኣስ ኮንካ ኣታ መዘናይ በሊሕ እንዲካ ኣታ መሰታይ ትስፉው'ዩ መጻኢካ ኣታ መዘናይ በሊሕ እንዲካ ኣታ መሰታይ ቡሩህ ዩ መጻኢካ ብራቮ ከፋሊ ኩሉ ግዜ ናዓና መንእሰያት ስምዒትና ምስ ተርዳካልና ኢካ Pls sabscreib gberሩለy B krar ab Interview zderefa ka abzi alatkum👇👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-ttdCji4DnFI.html
@mikig.m3938
@mikig.m3938 4 года назад
#ክፍሎመይ_ሙርኩስ ወገኑ ከመይ ድየ ዝፈትወካ😍 #ሓዉካ_ትግራዋይ❤️💛
@user-jb9ub4dv3d
@user-jb9ub4dv3d 2 года назад
ማኪየይይ ናተይ ኣብ ዝኣተክዎ ይረክበካ ፅሑፋትካ ጥራሕ ሒዘ ተሪፈ😭😭💔💔ኣብ ገነት የንብርካ ክብረተይ😭😭😭💔
@dawaentertainment6791
@dawaentertainment6791 4 года назад
ክፍሎም ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ አይትሕመቅ። ካብ ሓውኻ አማኑኤል ዳዋ
@hiwetabiel2731
@hiwetabiel2731 4 года назад
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ ካብ ኩፉእ ይስውርካ ስደትካ ኣሕጺሩ ገጽ እታ ትፈትዋ ወለዲትካ ይርእኻ ኣምላኽ ኣሜን
@user-ee7en7bt1d
@user-ee7en7bt1d 4 года назад
ኣሜን
@johnhagrseb5731
@johnhagrseb5731 4 года назад
Amen Amen Amen
@juletomas1138
@juletomas1138 4 года назад
ነቦይ ከ ?
@dawityebeiyohaile3078
@dawityebeiyohaile3078 4 года назад
Amen amen amen
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 4 года назад
Amien
@fkadugebreab5675
@fkadugebreab5675 4 года назад
ናይ መጀመርያ ነዚ ወለዶ ዝተሰርሐት ዜማ ያ። ብሩህ ዩ መጻኢና!!!!
@kubromfutsum3982
@kubromfutsum3982 4 года назад
Kkkk berhu xalmt kkkk🖕🖕🖕🖕👇👇👇
@wedichealohadadm8828
@wedichealohadadm8828 4 года назад
ብሓቂ ብሩህ ኢዩ መጻኢና ዝዓርከይ
@biniamabrham3292
@biniamabrham3292 3 года назад
Perfect
@biniamabrham3292
@biniamabrham3292 3 года назад
@@kubromfutsum3982 xrfi xbuku aykonen
@abielashebr4963
@abielashebr4963 4 года назад
ወዲ ይካኣሎ ጅግና ፈታዊ መንእሰያት 👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁💪
@user-hk4yl7zc5s
@user-hk4yl7zc5s 4 года назад
መዘናይ ባዕልካ ኢካ ሓታቲ!! ባዕልካ ኢካ መላሲ!! ባዕልካ ኢካ መራሒ!! ንስካ ኢካ ቀላሲ!! ኩሉ ኢካ ንስካ ናትካ'ዩ ትዕድል!! ኣስተውዕለሉ ጉራሕ ተማሃር!! ዳግማይ ከይትብደል!! መጻኢና ብሩህ አዩ ክፍሊ ሓበን ንኡስ ወለዶ!!
@wediabshayellborezeto3613
@wediabshayellborezeto3613 4 года назад
ጹኑዕ በዓል መትከል ወዲ ህዝቢ። ከፊ ዓቢ ሰብ ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ፡
@filibronl561
@filibronl561 4 года назад
"መሰታይ" መሰታይ ነቲ ሕሰም ረካቢ መከራ መዘናይ ተረፍ ባሕሪ ተረፍ ሳህራ ዎሎዶይ ተረፍ ምዕጢር ተረፍ ዊዓ እምቢ ኣይንብርከክን ብዓማጺ ዝበልካ ሽዓ ድሁል ይብሉካ ብልሕኻ ከግዱሙ ሕማቅ ሰምዮሙካ ሕሞቆም ክሽፉኑ ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ወዲ ዱሙ ከምቀደሙ ሓተላ ታሪኽ ኣባካ ክደግሙ ኣንታ ንስካ'ኮ ንሶም ኣይኮንካን ኣታ ንስካ'ዳ ቲ ዘይተንበርካኺ ኣታ መዘናይ'ዳ በሊሕ እንዲካ ናትካ'ዩ ቲ ግዜ ክሓልፍ'ዩ ኣጆካ ኣጆካ ናጆካ ብዙሕ'ዩ ተስፋካ እንበር ንስካ ኡይ ዉ ይ ዉ ይ ደኣ ሞ እንታይ ዘይገበርካ ኣብ ገዳም ኣስፊሮም ጡምዙሕ ይብሉካ ካብ ወላዲትካ ፈልዮም ዘኽታም ሰምዮሙካ ዘይረብሕ ይብሉ ሙግዳል ጥራይ ምሂሮሙካ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ክንደይ ክመልኣሎም ቲ ኣፎም ኣንታ ዚኣቶም'ስ ክውርውረሎም'ቲ ኢዶም…… 👇 Like
@letumeksen2831
@letumeksen2831 4 года назад
Kiflom konjo admean teanan yhabeley fetari my brohter ajoka forsa ,tray ❤🤝🤝💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@bereberha
@bereberha 4 года назад
ብሩህ ዩ መጻኢና like me
@afiealexissanchez9436
@afiealexissanchez9436 4 года назад
Kiflom Yikalo ዓርከይ ሽም ንህቢ💪❤👈 ኩሉ ግዜ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ስራሕ'ዩ ዘፍሪ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ዓርኩ❤ Kebesa Mihretab Semere ዓርኩ ጽቡቅ ዳርክተር❤ "መሰታይ" መሰታይ ነቲ ሕሰም ረካቢ መከራ መዘናይ ተረፍ ባሕሪ ተረፍ ሳህራ ዎሎዶይ ተረፍ ምዕጢር ተረፍ ዊዓ እምቢ ኣይንብርከክን ብዓማጺ ዝበልካ ሽዓ ድሁል ይብሉካ ብልሕኻ ከግዱሙ ሕማቅ ሰምዮሙካ ሕሞቆም ክሽፉኑ ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ወዲ ዱሙ ከምቀደሙ ሓተላ ታሪኽ ኣባካ ክደግሙ ኣንታ ንስካ'ኮ ንሶም ኣይኮንካን ኣታ ንስካ'ዳ ቲ ዘይተንበርካኺ ኣታ መዘናይ'ዳ በሊሕ እንዲካ ናትካ'ዩ ቲ ግዜ ክሓልፍ'ዩ ኣጆካ ኣጆካ ናጆካ ብዙሕ'ዩ ተስፋካ እንበር ንስካ ኡይ ዉ ይ ዉ ይ ደኣ ሞ እንታይ ዘይገበርካ ኣብ ገዳም ኣስፊሮም ጡምዙሕ ይብሉካ ካብ ወላዲትካ ፈልዮም ዘኽታም ሰምዮሙካ ዘይረብሕ ይብሉ ሙግዳል ጥራይ ምሂሮሙካ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ክንደይ ክመልኣሎም ቲ ኣፎም ኣንታ ዚኣቶም'ስ ክውርውረሎም'ቲ ኢዶም……
@robellingo2876
@robellingo2876 4 года назад
ኣየ ኣፍየ ሕጂ ካብዚኣ እንታይ ትምሃር እስኪ ኣረድኒ በጀካ ጭንቀት
@danielkfle5759
@danielkfle5759 4 года назад
@@robellingo2876 ክትርድኦ ቅቅሚ ይሃትት አዩ ሰበይ
@afiealexissanchez9436
@afiealexissanchez9436 4 года назад
@@robellingo2876 ሓወይ ካብዚ ዓቢ ትምህርቲ ትምሃር እምበር !መንእሰይ ወሎዶ ካብ ኣፍ ገበል ወጽዩ ከይኣሎ! ኣብ ድያስቦራ ዝገበሉ ኣብዚ መንእሰይ ዝውርድዎ በደላት ማእለያ የብሉ! እዚ ወሎዶ እዚ ኣይረብሕን እዩ እንዳ በሉ ይቃሹሽዎ! በንጻሩ እቲ ዝብልዎ ኣብዚ እዚ መንእሰይ እዚ! መንእሰይ ጸጋ ሃገር ከም ዝኮነ መልእክቲ ይሓልፍ ኣሎ! መንእሰይ ናይ ለውጢ ሓይሊ።
@user-fn5lj8lw2w
@user-fn5lj8lw2w 4 года назад
@@robellingo2876 ኣንታ ሓወይ ብምንታይ ዲካ ትርዳእ ካብዚኣ ደርፊ ቡዙሕ ክትምሃር ትክእል ኢካ ርእስካ ጥራይ ክፍቶ ካብ ኣዴካ ፍልዮም ዘክታም ሰምዮምካ እዚኣ ከማን እክልቲ እያ
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 года назад
@@robellingo2876 maletka zelekayo zgelexelka amesgno
@eritruth5252
@eritruth5252 4 года назад
ን ክፍሎም ክንዲ ሽሕ ዝፈቱ ኣብዚ ርገጽ ወገነይ ~ ፡ ፡
@ashenafidesbela9275
@ashenafidesbela9275 4 года назад
$$$ kefali jegna
@tsegafesehaye7045
@tsegafesehaye7045 4 года назад
@@ashenafidesbela9275 Kiflom hwayyyy
@haniyemekisebeyy3901
@haniyemekisebeyy3901 4 года назад
Kufulomm hawey wedi ereyyy shikorrrr kemeyy dka ajoka wedi xorona shikorr wedi berhe xada wedta lemlem hagereyyyy
@yohannesmehari3519
@yohannesmehari3519 4 года назад
@@tsegafesehaye7045 ,
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 4 года назад
መርገጽ ናይ ክፍሎም ደስ ካብ ዝብለኒን ተደጋጋሚ ኣብ ዝኮነ መግለጽታት ክህበልን ዝሰማዕኪዎ ኣብ መንእሰያት ጽቅጡ ይሰርሕ ምህላዉን ደስ እዩ ዝብለኒ ሊኪዕ ከምዚ መንእሰይ ኦሮሞ ቄሮ ዝባሃሉ መንእሰያት ቡሓንቲ ደወል ክትስእን እታ ሃገር ናቱን ዋናኣን ሙካኑ ዝፈልጥ መንእሰይ የድልየና ኣሎ በጃኩም መንእስያት ብፍላይ ድሕሪ ናጽነት ዝተወልድና መጻእና ባዕልና ነጸቡቅ በጃኩም ቡሓሳባት ሓደ ንኩም እስከ ሃየ ንታሓላለ ንታሓላሎ ከምዚ ክፍሎም ዝበሎ ዘሎ ሓደ ንኩን መንእሰያት ንማሃር በላሕቲ ንኩን እታ ሃገር ከም ንብረትና ንርኣያ በቃ ናትና እያ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ታርክ ንስራሕ ብወዲ 25 ዓመት ትምራሕ ሃገር ንምስራሕ መንእሰያት ንበገስ በቃ እዞም ሎሚ ናይ ሕማመይ እሎም ዝጽዉዕና ዘለዉ ኣፎም ኣቲሕዝና መድሃኒተይ እሎም ከም ዝጽዉዕና ንግበር ንሕና መድሃኒት እና . ከምቲ ውዲ ትካቦ ዝበሎ (ሓያል እወ ሓያል ቡሓያሉ ብዘይ ደወል ባዕሉ ዝነቀለ. (ፈቃር እወ ፈቃር ቡፈቃሩ ብፍቅሪ ሃገሩ ዝተቃጸለ. ለጋስ እወ ለጋስ ቡለጋሱ እደ እግሩ ንሃገር ዝመቀለ. መንእሰይ መንእሰይ መንእሰይ ።
@AmaMedia92
@AmaMedia92 Месяц назад
💙🌿መሰታይ 🌿💙 መሰታይ ረኻቢ ሕሰም ረኻቢ መከራ መዘናይ ተረፍ ባሕሪ ተረፍ ሳህራ ወለዶይ ተረፍ ምዕጢር ተረፍ ዊዓ እምቢ ኣይንብርከኽን ብዓማጺ ዝበልካ ብሽዓ ድሁል ይብሉኻ ብልሕኻ ከግድሙ ሕማቅ ሰምዮምኻ ሕመቆም ክሽፍኑ ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ወዲ ድሙ ከምቀደሙ ሓተላ ታሪኽ ኣባኻ ክደግሙ ኣንታ ንስኻ'ኮ ንሶም ኣይኮንካን ኣታ ንስኻ ድኣ እቲ ዘይተንበርካኺ ኣታ መዘናይ ድኣ በሊሕ እንዲኻ ናትካ'ዩ ዚ ግዜ ዝዓርከይ ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ ምሉእ'ዩ ተስፋኻ እንበር ንስኻ.... ድኣ'ሞ እንታይ ዘይገበርካ ኣብ ግዳም ኣስፊሮም ጥምዙሕ ይብሉኻ ካብ ወላዲትካ ፈልዮም ዘኽታም ሰምዮምኻ ዘይረብሕ ይብሉ ምጉዳል ጥራይ ምሂሮምኻ ኣንታ እዚኣቶም'ኮ ኣታ እዚኣቶም'ኮ ክንደይ ይመልኣሎም እቲ ኣፎም ኣንታ እዚኣቶም'ሲ ክውርውረሎም'ቲ ኢዶም ኣባኻ እሞ ንዓኻ ድኣሞ ጸልማት ሂቦም ብርሃንካ ኣጉዲሞሞ ኣብየት ኣብየት ዓዘራ ክዕርዕር እቲ መልሓሶም ተሓታቲ ዝብሉኻ ካብ ሕቶ ክሃድሙ ድኣሎም ንስኻ ድኣ'ሞ ምስዚ ኹሉ በደል እንሃለኻ እንዶ ኣይሂ መዓቶም ተጽሒ መዘናይ ንመሰልካ ትጋደል መን'ዩ ከማኻ መዘናይ ባዕልኻ ኢኻ ሓታቲ ባዕልኻ ኢኻ መላሲ ባዕልኻ ኢኻ መራሒ ንስኻ ኢኻ ቀላሲ ኩሉ ኢኻ ንስኻ ናትካ እዩ እቲ ዕድል ኣስተውዕለሉ ጉራሕ ተመሃር ዳግማይ ከይትብደል ! ብዘቀመጥዎ እምኒ እንተ ተዓንቀፍካ ብዘዕበይዎ ከልቢ እንተተነኸስካ ካብታ መጻወድያ ግን ኣምሊጥካ ኩሉሳዕ ትኽድም ባርያ መዓስ ኮንካ ኣንታ መዘናይ በሊሕ እንዲኻ ኣንታ መሰታይ ትስፉው'ዩ መጻኢኻ ብሩህ’ዩ መጻኢኻ በል እስከ መሰታይ ንስኻ ኩሉ ኢኻ ሕሰምን መከራን ኩሉ'ሎ ኣብ ዝባንካ ኣበርቲዕካ ዕየ ኣሕውዮ ቁስልኻ ርሑቅ ኣይኮነን ትህልወሉ ኣብ ርስትኻ 💙መዘናይ ኣንታ መዘናይ 💙 💙ናትካ'ዩ እዚ እዋን ኪደናይ ንዓናይ 💙 መዘናይ መዘናይ ዘምለጥካ ካብቲ ግናይ በርትዕ በርትዕ ኣጆኻ ዝዓርከይ ንስኻ ተስፋይ ኢኻ ንስኻ ሓይለይ መዘናይ ጫፍ ኢኻ ናይዚ ዘመን ብልሒ ትባዕ ናትካ ኹን ኣወግዶ ፍርሒ ትባዕ'የ ትባዕ መዘናይ እወ ትባዕ ዝጸልመተ ቤትና መብራህቲ ክውላዕ 🔥 💙🌿
@senafehakirurabsolutelyrig4269
@senafehakirurabsolutelyrig4269 4 года назад
እንቃዕ ብዳሓን መጻእኻ ከፋሊ ሓውና። ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ምኽንያቱ ናይ ልብና ስለ ትዛረበልና። you are the best. Thank you for being a voice to the voiceless.
@user-ew4jl7tx4z
@user-ew4jl7tx4z 4 года назад
ኣንቱም ሰባት ኣነ ምስዚ ስነጥበባዊ ኣምላኽ አንዶ ዛራኽበኒስ ስደት ከምዘይ ዝተሰደድኩ ዪ ። ጥበብ ድዩ ወላስ ስነጥበብ 1000% ።
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 года назад
Bhaki
@musgunbahta317
@musgunbahta317 4 года назад
ኣቱም ወያላት ድስላይክ ኣይትግበሩ በጃኩም ኣስሩሑና ሰላምና ሃቡና ከፋሊይ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘመንካ ይባረክ መጻኢና ቡሩህ ኢዩ
@genetn9512
@genetn9512 3 года назад
እግዚአብሔር ምስ ህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ይኹን አሜን
@dc8625
@dc8625 2 года назад
Amen 🙏
@assebchannel6735
@assebchannel6735 4 года назад
ደላዪ ፍትሒ ዝኮነ ኣብዚ ኮመንት ላይክ ይርገጽ!
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k 4 года назад
ኣብሽርካ መዘናይ
@biniambrhane1550
@biniambrhane1550 4 года назад
Deley ftihi malet qetaliy higdef malet eyu
@biniambrhane1550
@biniambrhane1550 4 года назад
Deley ftihi malet mewaxiy teeth
@robellingo2876
@robellingo2876 4 года назад
እንታይ መጺኒ እየ ንጸልማት መፀኢ like zregetsku
@semerekfle1567
@semerekfle1567 4 года назад
Ati fthi bgega terediakayo aleka anber Tarik ada tserfka fthi yelen bzkone temahar
@shishayfisha6925
@shishayfisha6925 4 года назад
ናይ ሙደይ ድምጻዊ ከፋሊ፡ ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ! "ዘይረብሕ ይብሉኻ፡ምጓዳል ጥራይ ምሂሮምኻ"።
@mossitube817
@mossitube817 4 года назад
መሰታይ መሰታይ ነቲ ሕሰም ረካቢ መከራ መዘናይ ተረፍ ባሕሪ ተረፍ ሳህራ ዎሎዶይ ተረፍ ምዕጢር ተረፍ ዊዓ እምቢ ኣይንብርከክን ብዓማጺ ዝበልካ ሽዓ ድኹም ዩብሉካ ብልኽኻ ከግዱሙ ሕማቅ ሰምዮሙካ ሕሞቆም ክሽፉኑ ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ወዲ ዱሙ ከምቀደሙ ሓተላ ታሪኽ ኣባካ ክደግሙ ኣንታ ንስካ'ኮ ንሶም ኣይኮንካን ኣታ ንስካ'ዳ ቲ ዘይተንበርካኺ ኣታ መዘናይ'ዳ በሊሕ እንዲካ ናትካ'ዩ ቲ ግዜ ክሓልፍ'ዩ ኣጆካ ኣጆካ ናጆካ ብዙሕ'ዩ ተስፋካ እንበር ንስካ ሁ ይ ዉ ይ ዉ ይ ደኣ ሞ እንታይ ዘይገበርካ ኣብ ገዳም ኣስፊሮም ጡምዙሕ ይብሉካ ካብ ወላዲትካ ፈልዮም ዘኽታም ሰምዮሙካ ዘይረብሕ ይብሉ ሙግዳል ጥራይ ምሂሮሙካ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ኣንታ ዚኣቶም'ኮ ክንደይ ክመልኣሎም ቲ ኣፎም ኣንታ ዚኣቶም'ሲ ክውርውረሎም ቲ ኢዶም ኣባካ ሞ ኣባካ ዳሞ ዉ ይ ጸልማት ሂቦም ብርሃንካ ኣርሒቆሞ በዘቀመጥዎ እምኒ ተተዓንቀፍካ ብዘዕበይዎ ከልቢ ተተነከስካ ካብታ መጻወድያ ግን ኣምሊጥካ ኩሉሳብ ትኽድም ባርያ መኣስ ኮንካ ኣታ መዘናይ በሊሕ እንዲካ ኣታ መሰታይ ትስፉው'ዩ መጻኢካ ኣታ መዘናይ በሊሕ እንዲካ ኣታ መሰታይ ቡሩህ ዩ መጻኢካ ብራቮ ከፋሊ ኩሉ ግዜ ናዓና መንእሰያት ስምዒትና ምስ ተርዳካልና ኢካ Pls sabscreib gberሩለy B krar ab Interview zderefa ka abzi alatkum👇👇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-ttdCji4DnFI.html
@Habesha28
@Habesha28 3 года назад
My favorite song of Kiflom! That shows we have responsibilities to fulfill!
@amannegasi640
@amannegasi640 4 года назад
መን ከም ከፋሊ ጅግና ይኣኸ ምስ መሳቱና ትሓቃቂፍና ንነብረሉ ግዜ የምጸልና ፈጣሪ ከፋሊ ሓወይ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ክፍሎም ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፅሩይ ዓለም
@binyamgebru5735
@binyamgebru5735 Год назад
Qqq
@user-gj6sf2ph8g
@user-gj6sf2ph8g 4 года назад
ደቂ ትግራይ ደቂ ኤረ ደቂ ሓደ ልቢ♥♥love you ፍቅሪ ጡዑም
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k 4 года назад
ናይ በሓቂ ፍቕሪ ዘይፈትው መንግስቲ ረኪብና ፋሕ ፋሕ ኣቢሎምና።
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 4 года назад
Nay bhaki 💚
@teameabrha205
@teameabrha205 4 года назад
yes ደቂ ሓንቲ ማህጸን እበር
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 4 года назад
@@teameabrha205 who say you ?
@user-ng1gh4jc6k
@user-ng1gh4jc6k 4 года назад
Fqri tuom ewe haftey natey love you❤
@solomon2666
@solomon2666 3 года назад
ናይ ብሩህ መጻኢ መስትያት ስነጥበብ ስራሕ። proud of you Kiflom I love you gays bright future
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 4 года назад
ክፍሎም ክፈትወካ መዓት ለባም ኤርትራዊ❤❤❤❤❤
@haniking8765
@haniking8765 4 года назад
Kiflomey nay lbey..... ❤️💖💖💖🌟 ኣብ ግዳም ኣስፊሮም ዘክታም ይብሉካ.......💖💖💖🌟❤️
@juletomas1138
@juletomas1138 4 года назад
ክፍሎም ክንዲ 10000 !!!!!! ናይ ኣያታትካ ትወስድ እንበር ናይ መን ደኣ ከም ዑቅባጋብር ፡ የማነ ።
@filmonbeyene5329
@filmonbeyene5329 4 года назад
Amshi yeak
@user-tz2vb1tk4t
@user-tz2vb1tk4t 4 года назад
@@filmonbeyene5329 እሂ ከዳዕ እኮ ከደዕ እዩ ዘፍሪ እንታይ ጸገም ኣለዎ ኣያታቱ እንድዮም ናቶም እንተ ወሰደ
@helenmeharena1826
@helenmeharena1826 4 года назад
Nay men dae kwesd nay abotatu ember kfali jigna
@juletomas1138
@juletomas1138 4 года назад
@@filmonbeyene5329ካብቶም ንፉዓት ደረፍቲ ኤርትራና ኢዮም ፡ ካብኡ ተበጊሰ ኢየ እዚ ዝበልኩ ፡ ከም ብዓል በረኸት ከዳዕ ባህሪ ስለ ዘይወሰደ ፡ ንኣምላክ ነመድግኖ ።
@jonhagis9331
@jonhagis9331 4 года назад
ተረዋኢ ምስኦም ከይትቆጽሮ ነዚ በካዕ
@abrehethansiamtigraweyti1369
ክፍሎም ፀግዒ ውፁዓት ከማካ ዝበሉ እዮም ዘድልዮዎ እዚ መንእሰይ💚🙏
@carter6carter674
@carter6carter674 4 года назад
ከበሳ ምሕረታኣብ ድሕሪ ነዊሕ ኣብ እስክሪን ደስ ዘብእል ምስቲ ናይ ቀደም መሳራሕትካ ክፍሎም ይካኣሎ /////////////////////////// መን ኣሎሎሎሎሎሎሎሎሎሎ ከምዚዚዚዚዚዚዚዚዚዚዚዚዚዚ ከማይይይይይይይይይይይይይደ ደስዝበሎሎሎሎሎሎሎሎሎሎሎ
@dejufeqar7767
@dejufeqar7767 4 года назад
ዋውውው ክፍሎም ኣቦ ጥበብ ብክኣልዮ ድጎልሐ ጥበብካ ከም ማይ ይዛሪ ኣሎ ንበረልና ወዲ ህዝቢ ንክፍሎም ትፈትዉ loke ከይ ገበርኩም ከይትሓልፉ ንክፍሎም ዘይትድግፉ ክኣ ነጢርኩማ ሕለፉ።
@mebrahtomasgel2041
@mebrahtomasgel2041 4 года назад
መተዐብቲ ከፋሊ መተካእታ የማነ ባርያ እስከ ኮንካልና ብኡነት ዋዋዋዋ ላይክ እስከ ደፍድፉኒ ብስሙ
@DaywithHabu5258
@DaywithHabu5258 4 года назад
Ajona eski deki Erey mearey xelaykum yedefen 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷😢💪💪💪💪💪
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 Год назад
1 amelak ezey zegezaya Alexey,, awet nafash I'm Eritrea, tigranes tigray tegre, 🇪🇷, I'm.
@zeraylegese7836
@zeraylegese7836 4 года назад
ኣሰይይይይ ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይይ ዘመንካ ይመጽእ ኣሎ መናእሰይየ ግርም ከም ኣፍካ ይግበረልና ከፋሊ ሓወይ
@awetbeletse7025
@awetbeletse7025 4 года назад
Kiflom hawey btami des zbil derfi getmi 100% Zema 100% Director 100% Tewsati 100% demxi 100%
@afewerkiabrahayo9890
@afewerkiabrahayo9890 4 года назад
Kflom jgna edeka tesfa xebah mebrahti ktewelea Eritrea @@😍😍
@sheba03
@sheba03 7 месяцев назад
ዛደርፊ ኣብ 2020 ፈለማ ምስ ወጸት ኣብ ሕንጻጽ ትግራይ ማዓስከር ኮይነ እንዳሰማዕኽዋ ከይመነኽዋ ኪናት ጀሚሩ ደምሲሰያ😢
@agofili8070
@agofili8070 4 года назад
Kefali jegna እታ ብሃንቀውታ ንጽበያ ዝጸናሕና ማሃሪት ደርፍኻ ሒዝካያ ደበኽ ኢልካ እታ ኣቦ ፍቕር ግጥሚን 100 ዝሜ 100 ጎሮሮ 100 ሕልና 10000000000000000000000000000
@Anseba26
@Anseba26 4 года назад
ክፍለ ሓወይ ዜማስ ቅሩብ ዶ ተባላሽያ ዘላ ተሰምዓትኒ ምታ ግጥሚ ትከይድ ኣይኮነትን ኣስተውለላ እስከ መልሲ ይጽበ
@user-nh8tc9ye1e
@user-nh8tc9ye1e 4 года назад
ክፍሎም ክንዲ100000 ኤርትራዉይን ኣቦ ሰላም ደላይ ሰላም ለባም ዓባይ ሰብ!! ♥♥
@samuelafewerki5650
@samuelafewerki5650 4 года назад
Kflom malet mglexi zey ekbo albo abo fqari abo mensyat ne mnesey bzey gele zgelxo tawet kflom king of Africa ❤️❤️❤️❤️🤝👍👍👍we loved bro
@user-ej1ig2dz8z
@user-ej1ig2dz8z 3 года назад
መንእሰይ ዘይ ነቃሕካ ተስእ ሓቦ ይሓዝካ💊💊💊💊💊💊💙💙💙👌👌👌👌👍👍👍👍
@eriayramey5205
@eriayramey5205 3 года назад
Komal agem kide tagrey tanaded ala habey
@user-xs2ev7sk8f
@user-xs2ev7sk8f 4 года назад
ከፋሊ ለባም ዓብይ ሰብ ደላይ ፍቅርን ሰላም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስሑል ጎሮሮ ኣድናቂትካ ካብ ትግራይ ።
@heriwedikanbo1365
@heriwedikanbo1365 4 года назад
ከፋሊ እወ ኣሰየ ኩልካ ነዛ ኮመንት ተንብባ ዘለካ ኣሰየ ዘብል ዘመን የምጻልና and ዘይራእካዮ ሽሻይ ርከብ ወዲ ኤረይ♥️ love you all 🇪🇷🇪🇷 ንከፋሊ ዝፈቱ ኣብዚኣ ረጊጽካ ሕለፍ
@huruykeleta7854
@huruykeleta7854 4 года назад
Kflom nay bhaki nfui adnekeka kexlo 😍🙏
@hannamengstab9752
@hannamengstab9752 4 года назад
Wwwwww kafli ambesa ybel💯💯💯💯💯💯
@berbere4627
@berbere4627 4 года назад
ካብ ወላዲትካ ፈልዮም ዘክታም ሴሜሙካ ኣታ መዘናይ ብሩህ ኢዩ መጻኢካ። ኣነ ነዛ ግጥሚ ብዘይ ማይ ዊሕጠያ ኣለኩ thanks kflom ykealo
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k 4 года назад
ኣነ ውን ኣስሚረልካ ኣለኩ ወገነይ ማዓረይ
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 4 года назад
ኣነ ከኣ እዛ ሙጉዳል ጥራይ ምሂረሙካ ዘይረብሕ ይብሉካ፡ ፡፡
@luwamrezene3728
@luwamrezene3728 4 года назад
Bitikikil
@fiyorihabte7350
@fiyorihabte7350 2 года назад
Wela ane zeyrebhi ybulka migdali tiray mihiromka tibli
@freespirit1128
@freespirit1128 4 года назад
I wish everyone listen to this music. Pls wake up young generation! Love from the Ethiopian part Tigringa speaker.♥️
@amanmichael7352
@amanmichael7352 4 года назад
Thank you
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 4 года назад
You have to do your job this is not your pleace
@desbeletesfamichael1790
@desbeletesfamichael1790 4 года назад
ከፋሊ ዓቢ ሰብ በዓል ዓቢ ልቦና
@hobaisemma
@hobaisemma 4 года назад
ኣብሽር ክፍሎማ ጽቡቕ ስራሕ በርትዕ ምልኪ ከብቅዕ 👍💯👍
@bahlinaentertement3498
@bahlinaentertement3498 4 года назад
ንከፋሊ ዝሕቢ እስከ ኣብዚ'ኣ ላይክ ጽቀጡ
@simonkudus7963
@simonkudus7963 4 года назад
ካብ ወላዲትካ ፈልዮም ዘኽታም ሰምዮምኻ ,,,,ዘይረብሕ ይብሉ ምጉዳል ጥራይ ምሂሮምኻ ኣንታ እዚኣቶም እኮ🙉🙉
@samityyintertemmentv4645
@samityyintertemmentv4645 4 года назад
Men kem kuflomeyyy deheri kuflomyy hager yelan nebreleey neskas 😘😘😘😘💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@filmonyohannes2796
@filmonyohannes2796 4 года назад
Kabtom nmkehalom ab goni hzbom dew kabzbelu jigna kexlo 💪💪💪👏👏
@mtgerichannel
@mtgerichannel 4 года назад
*Wow kefali ኣንጸባርቆ እስከ ጸገምና ብጣዕሚ ኣድኒቀካ*
@user-ym5db8vs6g
@user-ym5db8vs6g 4 года назад
ነተን ዋዕሮታት የሕዋትና ደኣ ልክም ዘይመበልካየን ከባሪ ኣስሊ ምሽንያቱ እቲ ሽግር ናዓና ጥራሕ ኣይኮነን ወሪድና ኮላይ ንዓአን እዩ ወሪድወን
@alemberihalemberih1716
@alemberihalemberih1716 4 года назад
ሩዱእ ዩ ንኩላትና ዩ ሽግር ወሪዱና
@samiyoungafro2140
@samiyoungafro2140 4 года назад
ንኣብነት ክኾነና፡ "ኣታ ህዝቢ" እንተበልና ንኩሉ ጾታ ለኸ ኢዩ ሓቀይ፡ ቆልዓ፡ ሰበይቲ ሰብኣይ፡ መንእሰይ ማለት ዩ። ሕጂ እዛ ናይ ክፍሎም ከኣ ንወዲን ጓልን ዘጠቓለለት ኢያ ዕድመ ደኣ ኢያ ገደብ ዘለዋ እምበር።
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 Год назад
Fo fo fo serawt Eritrea amharay wekeray .awet nafash .ertaway aswey, I'm. Ertaway I'm ertaway werasay, awet nafash.
@user-gq4bz5fs4j
@user-gq4bz5fs4j 3 года назад
ክፍሎመይ ክንዲ ሽሕ ኣታ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💖💖💖💖💖💓💓💓💓💓💘💘💘
@titigelweyane9612
@titigelweyane9612 4 года назад
ይብል ድምፂ ሓወይ ማእረይ እግዚአብሔር ካዓ ክብዚ ወሪደና ዝሎ ብሓይሊ አምልክ ይረሕቅለና ሓፍተኩም አዩ ክብ ትግራይ
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k 4 года назад
ኣብሽርኪ የኔ ቆንጆ
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 3 года назад
Mkrti
@user-rm5xh7jz7q
@user-rm5xh7jz7q 4 года назад
ክፍሎም በሊሕ መንእሰይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰራሕ
@tesfuasmorom2046
@tesfuasmorom2046 4 года назад
Eyyyy rip eri !!🎙️🎙️🎻🔊🎤🔥🎷🎺🎶🎶🎶🎶🥰🥰
@selfdefender2607
@selfdefender2607 4 года назад
kefaliiiiii king of our generation as always goooooooooddddd job
@falafala8442
@falafala8442 4 года назад
Kefali one of the best singer eritrean hero so good job Gbu !
@Michael-Gher
@Michael-Gher 4 года назад
ንዓኻ ዝኸውን ቃላት የብልናን ምኽንያቱ ንስኻ ሓደ ካብቶም ልዕሊ ነብሶም ንህዝቦም ዝሓልዩ ሰብ ኢኻ ዓቅምና Like ጥራሕ ኢያ 😢
@angosomgebrihiwet1967
@angosomgebrihiwet1967 4 года назад
ከፋሊ ጅግና መተካእታ የማነ ባርያ ኣጆኻ ዘበና ክመጽእ ኢዩ ዘመን መናእሰይ ይበል ጥበብ ወዲ ህጽቢ
@zara525mico4
@zara525mico4 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤ stunning Tigrigna song ever god bless you mesetay fantastic job☀️🔥🙏🏻
@luleylovefebeyymihrtab9765
@luleylovefebeyymihrtab9765 4 года назад
Kefali haweyy edmen tenane yehabka ♥️🙏betami temeti derfi kelu geze beluxe serahe 🔥♥️👑🇪🇷🇪🇷
@Eruna1993
@Eruna1993 4 года назад
Mesetay Meznay Teref Bahren Seharan 😥😥😥😭😭Teref Metir Uffff Kebdey Kem Gele Geruni . Kefali Hawey Lebam 😍
@user-lo9gu5fj4n
@user-lo9gu5fj4n 10 месяцев назад
ውይ አንታ ጅግና ሀውና ፈታዊ ሀው ህዝቢ ትግራይ እድመ ጥዒና የሀብጋ ብሉጽ ወዲ ህዝቢይ❤❤❤❤
@elizamichael93
@elizamichael93 4 года назад
Always brilliant " You are a voice of voiceless " God bless you bro. We are proud of you. Nice job
@user-gj6sf2ph8g
@user-gj6sf2ph8g 4 года назад
ክፍሎምይ ጀግና ♥♥♥♥♥መን ከምካ 100♥
@ashenafidesbela9275
@ashenafidesbela9275 4 года назад
Wedi yekalo neberi
@user-yl3lc1nw4h
@user-yl3lc1nw4h 4 года назад
ሱዳን ዘለኹም ስከ ካብዛ ኣይስራሕ ኣይ ገለ ኮናያ ዘለና ኣምላኽ ራህውኡ የውርደልና ብስም እዛ ደርፊ
@yaldasamaritan9710
@yaldasamaritan9710 4 года назад
Ajokum ahwat nkulu gze alewo nihna ab us zelena win kemakum ena zelena ajokum khalf u ezi hmak gze😘
@user-go2mk2qn3j
@user-go2mk2qn3j 4 года назад
Alena nay sudan tahwil nxbe ahh eway hiwet kem kelbi kab ed seb knxbe 😂😂😂
@romat1390
@romat1390 4 года назад
Ajokum yehwat khalf iyu b hayli fetari
@user-yl3lc1nw4h
@user-yl3lc1nw4h 4 года назад
@@yaldasamaritan9710 ኣሜን ሳምሪተይ ንኹልና ሑቢ
@user-yl3lc1nw4h
@user-yl3lc1nw4h 4 года назад
@@user-go2mk2qn3j ኣጆና ቡሩረይ ታሪኽ ክኸውን ዩ ድሕሪ ግዜ
@muradlove2396
@muradlove2396 4 года назад
Kiflom malet tesfa xibah ata jigna 💗💗💗💗💗💗💗💗💗🇪🇷
@whytwo2199
@whytwo2199 4 года назад
Selam kubrat yehwatey kuluna asfihna nhseb hager abana eya eti ftah kea ab edna eyu zelo! Ab sdet xebuk ente halena gn xbah b'gieziu hmak kem zelo nredae. Ezi ente terediena knsamamae ena! Hanti blxtn miebltn hager dema knserh ena. Thanks Deki Erey🇪🇷🇪🇷
@habtomdebas3485
@habtomdebas3485 4 года назад
ኬፊ the king
@wediatsida8707
@wediatsida8707 4 года назад
ከፌ ወዲ ደላይ ፍትሒ ንሓቂ ከም በረድ ኣብላሒ ኩፉሉየ ስሑል ጎሮሮ መን ኣሎ ስከ ዝወዳደሮ በሎ ስ'ከታ ነዚ ከበሮ
@musey5651
@musey5651 3 года назад
Degagime semiya zeytmuno thanks kefali
@berie7242
@berie7242 4 года назад
Kflom Jgna wedi hzbi btaemi moral thb derfi 💯
@maadenasli7035
@maadenasli7035 4 года назад
Welcome Kiflom Good job So God bless you 💯✅✅
@hagersebinfo
@hagersebinfo 4 года назад
ተባዕ መንእሰይ መተባብዒ መዛኑኡ ክፍሎም ይከኣሎ።
@kiduwedihagos7211
@kiduwedihagos7211 4 года назад
ከፋሊ ጅግና ቀጽሎ ኣጆካ ጹብቅ ስራሓ እዩ ዘይ ምሕመቅ
@elsadanielweldemichael5013
@elsadanielweldemichael5013 4 года назад
True Song 💯💯💯🙏🙏🙏 Bravo my Brather Kflom keselo Atari Jgna
Далее
Sdrabietey
4:59
Просмотров 31 тыс.
İnside out Balloon game
0:18
Просмотров 15 млн
I only teach well, why am I a victim
0:42
Просмотров 8 млн