Тёмный

CHURA MEDIA -NEW TIGRIGNA MUSIC OFFICIAL VIDEO 2022 BY FNAN ADAL FT KUBROM ANGOSOM//ንሕና ንዕወት// 

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 338 тыс.
50% 1

/ @churamedia355
/ churaband1
@ ዝኸበርኩም ፍትዋት ወገናትና ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቭዲዮ ዳንሎድ ገርካ ምውራድ ወይ ከኣ ኣብ ካልእ ምዝርጋሕ፣ ንሰነ-ጥበባዊያን ሃስያ ስለ ዘለዎ ብኽብረትኩም ካብዚ ዘይሕጋዊ ስራሕ ንቆጠብ።
© Copyright: chura band. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Развлечения

Опубликовано:

 

31 мар 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2,3 тыс.   
@wedinegashmebrahtom
@wedinegashmebrahtom 2 года назад
ከም ዝፍለጥ ንሕና ከም ህዝቢ ኣከለጉዛይ ብዙሓት ስነጥበባውያን ኢዮም ዘለዉና ግን ብዛዕባ ኣከለ ዋላሓደ ዝደረፈ ኣይንፈልጥን ግን እዞም ኩቡራት የሕውትና ብትብዕ ወጺኦም ናብ ኑቡር ምምጽኦም ሓበን ይስማዓኒ ብዝካኣለና መጠን ካኣ ከነታባብዖም ኣለና እቶም ዝተረፉ የሕዋትና ዝነጥበባውያን ካኣ ንብዓል ፍናን የማስልኩም
@Azeb1782
@Azeb1782 Год назад
ብዛዕባ ቦታት ክድረፍ ይከኣልዩ ግን ግደፉ አዚ ኣውራጃ አንዳ ኣልዓልካ ምፍልላይ ኣይትግበሩ ሕደ ኣውራጅ ድሕን አቲ ሓደ ድማ ዘይድሓን ክህሉ ኣይኪልንዩ
@MahariBrihane
@MahariBrihane 2 месяца назад
Tgreway eye zfetiwo abi alem akel gzay tray eyu bsha mara ninafkokum ❤ had lib zeliwom kem tigru
@s.michael3035
@s.michael3035 Год назад
ደቂ ኣከለ ጀጋኑ ሕጉስ የ ካባኩም ምካነይ ካብ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ ፍረ ብርኩኩም 💪💪💪💪
@yr7396
@yr7396 Год назад
ንሕና ውን" ሑጉሳት ኢና ብዓዲ ቦኻ ሑቡን ምኳንካ ሓወይ ❤
@user-gr3tl5bj8w
@user-gr3tl5bj8w Месяц назад
Me too I grew up in Asmera ❤
@haftomhagos27
@haftomhagos27 2 года назад
ኣበይ ምረከብክዎ እቲ ፍቅሪ ምስ ኣካለ ጉዛይ ኣሎ ብክብሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hk9yw9cd8e
@user-hk9yw9cd8e 2 года назад
ደቂ ኣኾለ ሹኾራት ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኹም ካብ ትግራይ ሓፍቱኹም♥♥♥💚💚💚🌿🌿💊💊🏖☝🌿🌿
@landescap2262
@landescap2262 2 года назад
Nihna win fitiwitiw neblekum jeganu tegaru ahwatina,ajekum fashishtawin bihayli amlak kidimsesu eyom ❤ 💖 ❣ 💕 💘
@nahomsocialmediaeritrea7394
@nahomsocialmediaeritrea7394 2 года назад
ቀዳሞት ጸላእትና ተጋሩ እዮም ካብ ወዲ ኣከለ
@user-hk9yw9cd8e
@user-hk9yw9cd8e 2 года назад
@@nahomsocialmediaeritrea7394 ተቃፀል የፈትዎም እየ ኣነ🌿💊
@nahomsocialmediaeritrea7394
@nahomsocialmediaeritrea7394 2 года назад
@@user-hk9yw9cd8e ወላ ንዓይ ማለት ዩ ወዲ ኣከለ እየ
@simret639
@simret639 2 года назад
@@nahomsocialmediaeritrea7394 ተጋሩ ብቅፋቶም እዮም ኣብዚ ደርጃእዚ ወሪዶም ቅጂ ከኣ ንኣከላ ፈትዮምና ዘይኮኑ ክኸፋፉሉና ስለ ዝደልዩ እዮም እዚካ ግዜ ሐልፍዎ እዩ ኩሉ ኤርትራዊ ነቅህሉ እዩ ሐሙስተ ዕሱባት ስለ ዝሐዝካ ዝርከብ ነግር የለን ከተምባሕቁ ክትነብሩ ikum
@Love-sl5dj
@Love-sl5dj 2 года назад
ኣከለ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ሕልና ዓዲ ክብርታት ዓዲ ኩርዓት ዓዲ ጥበብ ዓዲ ሙሁራት ጹቡቅ ስራሕ ኣሕዋት ኣጆኩም ቀጽልዎ❤🙏✍✅
@diesnetberhe6883
@diesnetberhe6883 2 года назад
🔴🔴🔴 #ኣከለጉዛይ ዓደይ ዓዲ #ጀጋኑ ዓዲ ሰብ #ስረ ዓዲ #ፍትሒ ዓዲ #ፍቅሪ ዓዲ #ሓቂ ጽቡቅ ስራሕ #ጩራውያን ክብረት ይሃበልና። 👌🏿❤❤❤💪🏿💪🏿💪🏿 🔴🔴🔴
@selad2938
@selad2938 2 года назад
Adi kahdamat da kkkkk
@siednesredin7001
@siednesredin7001 2 года назад
Neakum mehshekum gunufate temae agame
@landescap2262
@landescap2262 2 года назад
@@selad2938 Hgdef hgdef jemirom selamin fikirin mezumur zeyfetiwu gude riena
@landescap2262
@landescap2262 2 года назад
@@siednesredin7001 Hgdef jemirom selamin fikirin mezumur zeyfetiwu gude riena
@diesnetberhe6883
@diesnetberhe6883 2 года назад
@@siednesredin7001 ኣታ #ጠልጣል #ሰብክ #ሳግም እወ #ዓጋመ ኢና ንሕና ደቂ ኣከለጉዛይ "ካብ ዓጋመ ዘይውለድ ሲ ኣይጭዋን" እዮም ዝብሉ ኔሮም ኣቦታትካ ወድዛ ረሳሕ ጋሳ!
@user-il8fr5lt5e
@user-il8fr5lt5e 2 года назад
ወዲ ኣከለጉዛይ ሙኻነይ ክድቅስን ክትስእን ንፈጣርየይ የመስግኖ💙🦁💪 ንሕና ንዕወት ፍኒታ!!!!!!!!
@eloheelohe4289
@eloheelohe4289 2 года назад
Ms men teqalisna eina dea knewet tay zbele gzia eina bexihna gal akele kokobay haftka
@luel8814
@luel8814 2 года назад
ካብ ትግራይ ትዕወት ናብ ኣከለ ትዕወት እንታይ እዩ እቲ ርእስኹም ጽቢብ
@abdelkerimseid1847
@abdelkerimseid1847 2 года назад
ኣቱም ሰባት ጥዑያት ዲኹም እዋይ ድንቁርና ኣይትሕሰብዎ ንትግራይ ክንከይድ ኢና ተልኩም ዝከልኣኩም የለን ብሽም ኣከለ ምሽቃጥ ሕደጉ ጽባሕ ንግሆ ክትሓፍሩ ኢኹም ንደቅኹም ሕማቅ ታሪኽ ኣይትግደፍሎም ደቂ ከዳዓ እዳተባህሉ ከይነብሩ እታ ኣከለ ኣካል ኤርትራ እያ ንሕና ድማ ደቂ ኣከለ ኢና እታወት ኢኹም ንስኻትኩም ክክክክክ ሃየ ማዓንጣ ጥራይ የሃልኹም ኣብኣ ተራኽበና
@user-il8fr5lt5e
@user-il8fr5lt5e 2 года назад
@@abdelkerimseid1847 ኣስላማይ ዓቕሊ ይሃኻ መኽንያቱ ትግርኛ ብ ኣስላማይ ኣይመዓድን።
@abdelkerimseid1847
@abdelkerimseid1847 2 года назад
@@user-il8fr5lt5e ክክክ ኣስላመይቲ ትግርኛ እየ ክትፈልጥ ኣታ በራሕ ሓጎል ሳላ ኣኣላማይ እያ ደው ኢላ ዘላ ሃገር እበር ንስኻትኩም ደኣ ከዳዕ ውርዲ ከዳዕ ክድሕሳብ እግሩ ነስላማይ ኣይትመጽእን ኢኻ ጊይተትካ እዮም ኣስላም ኣምሽ መሲሕ ካፍር
@user-jo5ce8bs8m
@user-jo5ce8bs8m 2 года назад
ደቅ ኣከለ ጉዛይ ልባማት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ደቅ ሓላል መሬት 💊💙🧡💛💙💊🤟🥰🥰🥰🥰
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 2 года назад
ኣከለ ዓደይ ፈታዊት ሓቂ ጎድኒ ውጹዓት ! 🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆🎆
@zemenzemen2013
@zemenzemen2013 2 года назад
ሓሳዊ
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 2 года назад
@@zemenzemen2013 ሓሰኻ ብላዕ ! ጎንደር ዋሒድ 😂😂
@user-hj8oc9zu2x
@user-hj8oc9zu2x 2 года назад
@@user-xt6lt2zf3k hahaha🤣🤣🤣 nice answer brother/sister
@vjr7453
@vjr7453 2 года назад
ወዲ ክልል ኤርጥራ🇪🇷🐏🐏🇪🇷🐴🐕🐕 ይስማዕሎ
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 2 года назад
@@vjr7453 Enokan Haftekan Endawegerka be Beggie Aytewaraze.
@Eruna1993
@Eruna1993 2 года назад
ንሕና ንዕወት ደቂ መን ዲና 💪💪ሰብ ሰረ ሰብ መትከል , ፈቃራት ህዝቢ ደቂ ኣከለን ጉዛይን 💪💪💪
@user-dx2xj7hm7q
@user-dx2xj7hm7q 2 года назад
ጩራ ባንዳ ኣነሰ ክፍትወኩም ደለይቲ ሰላም ደለይቲ ፍቅሪ ኣብ ዘለክምዎ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ሰራሕኩም ኣሳልጦ ይግበረልኩም ሓፍትኩም ካብ ትግራይ💊❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@landescap2262
@landescap2262 2 года назад
Amen amen amen mikirity
@Selam_selam07
@Selam_selam07 2 года назад
Nhna ka kab lbi eina nxelakum tegaru reshat
@habtomyemane9079
@habtomyemane9079 2 года назад
ኣከለ ዓዲ ፍትሒ እዩ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ መሰረትና ስለ ዝኮነ ድማ ሕጂ ውን ኣብ ጎኒ እቶም ዝተበደሉ ምቃል ጎንና ተጋሩ የሕዋትናን ኣንጻር እቶም ስልጣን ሒዞም ዘለው ህግደፍ ዋላ እቶም ናይ ቀረባ ቤተሰብና ይኩኑ ክሳብ ፍርዲ ተግባሮም ዝረክቡ 98:/: ብሓባር ንቃሎሶም ኣለና ንኡሳተይ ድማ ጥበብኩም ይባረክ ኣምላክ ኣብ ጎኒ ውጽዓት ይኩን
@tesfuabraham
@tesfuabraham 2 года назад
ኣነስ እንቋዕ ወዲ ኣከለ-ጉዛይ ኮንኩ 💙💙💙💙
@awetissack8628
@awetissack8628 2 года назад
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ደቂ ኣከለ ጀጋኑ ወረስቲ ሕድሪ 🤝👌💪💪❤ ጩራ ባንድ ንቕድሚት 2ይ
@heidshop4103
@heidshop4103 2 года назад
ኣጆኹም ነቶም ደቓሉ ጎንደርን ጎጃምን ኤርትራ ሰብ ከምዘልአዋ ክፈልጡ ምንጋሮም ኣወንታዊ ስራሕዩ'ሞ ኣጆኹም።
@abihaile9730
@abihaile9730 2 года назад
ኣየየየ ሰብ ጸቢብ ርእሲ: ኢጀንዳ ኣልቦ ናይ ወያነ ካልሲ:: ን ኣጀንዳ ወያነ ክበሃል" ጣልያን ፈሊዩና እምበር ሓደ ኔርና ይብሉ " በቲ ሓደ ከኣ ጣልያን ዝፈጠሮ ኣውራጃ ዝበሃል ምሕደራ ክድግፉ ትሪኢ" ኢትዮጵያ ፎፎፎፎ ምስ በለቶም ሕጂ አሕዋትኩም ኢና ኣይሰርሕን እዩ:: ጸበብቲ ርእሲ ጩራ ባንድ 21st century ብ ቀቢሊ ዝሓስቡ እንኮ ሓርኢ::
@awetissack8628
@awetissack8628 2 года назад
@@abihaile9730 😅 ትም ኢልካ እስከ ደርፊ ኣከለ ኣስተማቕር ባርያ ዋሒድ!
@abihaile9730
@abihaile9730 2 года назад
@@awetissack8628 መን እዩ ባርያ????? ክክክክ ዝሓተትኩኻ መልሰለይ ጣልያን ፈሊዩኒ ትብሉ በቲ ከኣ ጣልያን ዝገደፎ ምሕደራ ትድግፎ???? Awet: ባርያ ማለት ኮ ኣገልጋሊ ማለት እዩ:: እት ዓቢ ሕቶ ግን ናይ ባርያ እዩ??? ከብከማኻ ናይ ወያነ ባርያ ምኻን ዝኸፍእ የለን: ስለዚ ሱቅ ኣብ ቴንዳኻ ኣቲኻ መዓስከር ንበር::
@temesgenkahsai2572
@temesgenkahsai2572 2 года назад
@@abihaile9730 Weyania anbesa nikulukum zef abilikum, tiebit ziwelido widiket kemzi eyu.higi dima fikiri, selam mezumur yzumuru alewi awet nizom jeganu kemti zibliwo dima kikewin eyu amlak nimen eluwo
@nebiatkefali5498
@nebiatkefali5498 2 года назад
it is a good example to others awraja to bring out their history to teach for generation. so well done!
@desbeleberaki6429
@desbeleberaki6429 2 года назад
ጀጋኑ ክመስሉ ስረ ተለቂሖም ነቶም ኣምሰሉታት
@Dandani21
@Dandani21 2 года назад
Habirom enber bewraja tefelaliyom aykonun tarik serihom neyenay ika ktfelyo delika
@abrahak28
@abrahak28 2 года назад
Tarikawi bota 99.9 ab akele eyu zelo. Kabey kemsu tarik yebilomin entedelyom gin bezi natna kihbenu ykilu eyom nay kulatna silezikone . Akele ni eritrea risa eya.
@user-zo3xt4ty8w
@user-zo3xt4ty8w 2 года назад
ደቂ ኣከለጉዛይ ፍቅሪታት😘😘😘😘
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 2 года назад
*ቪቫ ኣከለ-ጉዛይ ዓደይ* *እወ መን ዲና ንሕና ፡ ደቂ ሹም ተዓረ ደቂ ተወልደ እዮብ ደቂ ደግያት ባህታ ሓጎስ ደቂ ራእሲ ተሰማ ደቂ በርሀ ጻዕዳ ደቂቶም ሰብ ሓቅን ደለይቲ ሰላምን ኣከለ ዓደይ ንዘልኣለም ንበሪ*
@llovemama4176
@llovemama4176 2 года назад
Chura band natna endkum kem abotatom
@temesgen.f1214
@temesgen.f1214 2 года назад
መን ኣሎ ከረዳእኒ ዝክእል እንታይ እዮም ክዕወቱ ምስ ሙሉእ ኣክብሮት ንሕና ንዕወት ሰለ ዝበሉ እየ
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 2 года назад
@@temesgen.f1214 ጽቡቕ ሕቶ ብሮ ነቲ ብሕልናዊ ስራሕ እዮም ንሕና ንስዕር ዝብሉ ዘለዉ ንሰላም ምውድዳር ሽግር ዘለዎ ኮይኑ ኣይስማዓንን እዩ
@landescap2262
@landescap2262 2 года назад
@@zerbabieltesfamichael9202 Hgdef jemirom selamin fikirin mezumur zeyfetiwu medihanit zeyblu himam
@landescap2262
@landescap2262 2 года назад
@@temesgen.f1214 Hgdef selam zibehal fikiri zibhal ayfetun eyu mis eritreawi ykun mis tigray ezom mukurat dima nihna niewet yblu alewu nifikirin selamin enazemeru ❤
@Van.dijk___4
@Van.dijk___4 2 года назад
ኣከለ ጉዛይ ዓዲ ጀጋኑ❤🇪🇷
@michaelh599
@michaelh599 2 года назад
ጩራ ባንድ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ፍቅሪ ልማዶም :👌👌👌🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️👍👍👍👍✅
@simret639
@simret639 2 года назад
ኣከለ, ሰራየ, ሐማሴን, ኣስላምና ክስታና ኤርትርውያን ብሐበራ ጀጋኑ
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 2 года назад
እወ ኣደወሊዳ ትምከን!መንከም ኤርትራዊ ብሓባር !ኢሴያስ ጥራሕ ይጥፋእ ካብ ሜሬት ኤርትራ።
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 2 года назад
yes yes indeed yes..we have to realize that if we don't respect each other and we keep devided we certainly will perish weather we like it or not...I would rather be one and indispensable with absolutely unmatched power instead of devided and weak.
@ZEMU-W
@ZEMU-W 2 года назад
Smret smrti kem smki
@simret639
@simret639 2 года назад
@@ZEMU-W thank you
@user-il5cb1jz1n
@user-il5cb1jz1n 2 года назад
ደቂ ኣከለ ብርሃን ገጾም ሕልና ዓወት ስንቆም ንሕና ንዕወት እወ
@user-hj8oc9zu2x
@user-hj8oc9zu2x 2 года назад
እወ ዓድና ናይ ፈንጂን ከቢድ ብሮትን ድፊዕን መትከሊ ኣይክኾንን እዩ። ትግራይ ትዕወት!!!! ጥሕሎን ሜስን ዝፎቱ ላይክ በል ወዲ ኣኮሎግዛይን ወዲ ዓጋመ ዓደይ❤️❤️❤️❤️❤️ Peace and love Tigray and Eritrean this is my dream ❤️❤️.
@user-pr4go7lk4g
@user-pr4go7lk4g 2 года назад
🥺❤❤🤝❤🙏
@user-hj8oc9zu2x
@user-hj8oc9zu2x 2 года назад
@@user-pr4go7lk4g ኣጆኖ we are strong enough❤️✊.
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 2 года назад
@@user-hj8oc9zu2x ትክክል
@vjr7453
@vjr7453 2 года назад
💊💊💊💊💪💪💊💊💊💊🙏💊💊💊💊❤
@elsahagos1792
@elsahagos1792 2 года назад
ኣጆኺ ክኽውን ብሓይሊ ፈጣሪ ❤❤❤
@user-kf7ep9hs1o
@user-kf7ep9hs1o 2 года назад
ንዓኩም ዝገለፅ ቃላት የብለይን ጀጋኑየይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ደቂ አከለ ጉዛይ ሓላላት ማራ ኢና ንፈትወኩም
@landescap2262
@landescap2262 2 года назад
Fitiwtey nihna win nifetiweki haftey natey ❤❤ ❤
@user-sc7ct7je4t
@user-sc7ct7je4t 2 года назад
እልልልልልል ኣሰይ ደቂ ኣባጥመር ባህታ ራእሲ ተሰማ ጀጋኑ ደለይቲ ፍቅሪ♥🌽
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 года назад
ኣሰይይይ እልልልልልልል ደቂ ኣከለ ጀጋኑ ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ሓፍቲኩም ካብ ሃገረ ትግራይ
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Год назад
ሰላም ንብለኪ ክብርቲ ሓፍቲ ካብ ሃገር እስራኤል❤️❤️❤️❤️🇻🇳😍🇮🇱
@MaDiD2006
@MaDiD2006 2 года назад
ደስ ትብል ቀጽልዎ ዘምሕዋተይ:: ብዙሕ መልእክቲ ሓዘል ኣብሓንቲ ደርፊ. ካብዚኣ ኣነ: 1. ታሪክ 2. ባህሊ 3. ጅግንነት 4.ሰላምን ፍቅርን ምስ ኩሉ ዶብ ዘይብሉ::
@gb-jj5mb
@gb-jj5mb 2 года назад
Akaleguzay and Tigray tiewat for ever 🇪🇷
@user-rv8rv1xj9v
@user-rv8rv1xj9v 2 года назад
ሓማሴን ከ
@lilyfisehaye6169
@lilyfisehaye6169 2 года назад
@@user-rv8rv1xj9v yes including hamasien, seraye bifkri kulatna kinewet ena
@filimonabraham2612
@filimonabraham2612 2 года назад
Beqa mskum kntef tdeluna. ,😂😂😂Ayee tegaru. Ane wedi akele iye btami ina nxelhakum
@landescap2262
@landescap2262 2 года назад
@@filimonabraham2612 Nebseka telieka Fikirin selamin zeyfetu seb himam nebsi eyu.
@yordanosabebe4889
@yordanosabebe4889 2 года назад
@@filimonabraham2612 tigren wededk telah mn abak tametaleh bante yegil chifin tilacha mikiniyat lelochun batiwekil melkam new dingay ras
@semerefutsum6659
@semerefutsum6659 2 года назад
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ኑፍዓት ❤️❤️❤️
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 2 года назад
ኣከለ ዓደይ ዓዲ በርሀ ጻዕዳ ጅግና 😘♥️💜🤗 ኣነስ ክፈትወኩም ደቂ ዓደይ ወዲ ሰራየ እየ ከረን ዓብየ ግና ኣከለስ ክፈትዋ ስነ-ኣእምራዊ ኣብ ውሽጠይ ፍሉይ ስምዒት ኣለኒ ♥️😘🤗 ክብሪ ንዓኹም ሓንቲ ጋል #ኣከለ ሃቡና እሞ ሓደ ኣፊቱ ኣባኩም ክንጥርነፍ 😂♥️🥰😘💜 ኣከለ ወትሩ ጀጋኑ ምስ ኣፍረየት።
@samsungsdaniel4708
@samsungsdaniel4708 2 года назад
Thank you hawey.We love you too !
@wedigash2035
@wedigash2035 2 года назад
Me too
@selamnukulu5368
@selamnukulu5368 2 года назад
Zey nskas natna eka wedi bito jigna
@hadishangosom3956
@hadishangosom3956 2 года назад
Seb hade metkel seb hade alama dlyetna nselam eyu my King bro we love you too bro 🐅💙🤴
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 2 года назад
ኣከለ ዓዲ የማነ ባርያ ኣብርሃም ተወልደ በርሀ ጻዕዳ ድሩዕ ዑቅበ ሰፈር ጀጋኑ ብሓፈሻ ደቃ ንስለ ሃገር በጃ ዝሃበት 🥰♥️😍💜🤗 ስለ ዘኽበርክሙኒ ኣሕዋተይ ክብሪ ይኹንኩም።
@akilebahta8427
@akilebahta8427 2 года назад
Akele seb tarik i proud of ኣከለ ጉዛይ ማለት ባዓል ታሪክ ኩሉ ዝርከቦ ከባቢ ዩ ። ኩሉ ኣውራጃ ነናቱ ጽባቀ ኣለዋ ኣከለ ግን ክምዝዓብክሉ ፍቅሪ ታሪክን ዩ ሚሂሩኒ። ኣጆና
@user-gj6sf2ph8g
@user-gj6sf2ph8g 2 года назад
ዋው ከም ገለ ዓይነት ❤
@user-uv5fs6xl1e
@user-uv5fs6xl1e 2 года назад
መቸም ካብ ኣከለ ምፍጣር ትዕድልቲ እዩ ህያብ ፈጣሪ እዩ ቡኡነት ።ፋኒ ኮቡራ ሓጎስና ወሰን የብሉን ዓዲ ቦኻን ዓዲ ኣቦታትካን ድሕር ዘይምባል ። ደቂ መን ዲና እወ ደቂ በረሀ ጻዓዳ ደቂ ኣብራሃም ተወልደ ደቂ ወዲ ኢለ ደቂ ኣባጥመር ጠቕላሊና ራእሲ ተሰማ ኣቦ ትግርኛ ።
@johnhawikbrom
@johnhawikbrom 2 года назад
ኣከለይ ትዕወት ብፍቅሪ ብስኒት 💗💪
@etimtim1
@etimtim1 2 года назад
These are the real Eritrean people that Tigrayan calls our brothers and sisters. Truly beautiful and meaningful song. ❤
@rezenetgebretsadik2833
@rezenetgebretsadik2833 2 года назад
What do you mean? There is no Eritrean identity, it is Fake. There is only Eritrean nationality (ዜግነት). They are Tigrayans!
@etimtim1
@etimtim1 2 года назад
@@rezenetgebretsadik2833 I couldn't agree more.
@selad2938
@selad2938 2 года назад
@@rezenetgebretsadik2833 😅😅😅
@rezenetgebretsadik2833
@rezenetgebretsadik2833 2 года назад
@@selad2938 Laugh of frustration 😂
@selad2938
@selad2938 2 года назад
@@rezenetgebretsadik2833 who's showing frustration and lack of confidence?!! Eritrean's identity is all over the world 🌎 while tigray the tiny region is struggling to get aid from the world 😅😅😅 baba biden we need foods 😢, we need fufu..... tegaru tograt 🤧😷 benebsi methat tesaQyou akelekom kkkkkk Eritrea keteblu hamemkom 🤣🤣🙈 Eritrea 🇪🇷 is a great nation with great quality citizens who have a great history of bravery 💪💪🌊⛵ tegaru hasawit hasadat
@fjrsge8898
@fjrsge8898 2 года назад
ደስ ዝብል ስራሕ ጩራ ባንዲ ቀፅልሉ ጀጋኑ ኢኹም❤❤
@shewitaabrh9860
@shewitaabrh9860 2 года назад
ኣሰይይይ እልልልልልልል ደቂ ኣከለይ ምቃል ደመይ ደለይቲ ፍቅሪ ሓፍቱኩም ካብ ትግራይ እየ
@vjr7453
@vjr7453 2 года назад
@@wedieritrea7952 ኣስናንካ ይደርቀም ፅቡቕ ተትዛረብካ ስ ታይ እኻ ትጉደኦ🗡🐴🇪🇷🐏🇪🇷🗡🗡🐏🐕🐕
@seblet148
@seblet148 2 года назад
@@wedieritrea7952 🦓🩲🧦🍽🤮
@abihaile9730
@abihaile9730 2 года назад
ደምኩም ኮይና ኣይንፈልጥን:: ሕብሪ ዓይን ፍልይ ስለ ዝብል::
@ariampostofficial4261
@ariampostofficial4261 2 года назад
KKKKKKKKKKKKKKKKKKK
@Ninotes17
@Ninotes17 2 года назад
@Meron Tekeste ነዓና ግን የሕዋትና እዮም ንሳ ካ ኣኸለ እያ ትብል ዘላ ድምብያ እንተኾንካ ካ ሓቅካ ኣለካ ሓፍትኻ ኣይኮነትን ጋል ትግራይ ማረይ ካብ ወዲ ኣኸለ ሓውኪ ❤😍
@mikihabeshawi2490
@mikihabeshawi2490 2 года назад
ጩራ ናይና ኣጆና ክወግሕ እዩ ደቂ ኣከለ ሰብ ሕልና❤💪❤💪
@robelfitwi2342
@robelfitwi2342 2 года назад
ኣከለ ዓደይ ዓዲ ዞም ለዋሃት ተቀበልቲ ጋሻ 💖💝💐🌹💋💖💝♥️❤️😍😘 ሕቡን የ ካብ ከርስኺ ምውጻአይ ✌️✌️✌️ ንዘልኣለም ሰላምኪ ይብዛሕ 🌹🌹
@rakirink5103
@rakirink5103 2 года назад
እሰይ ተጋሩ ኤርትራውያን አሕዋተይ ጀጋኑ❤
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 2 года назад
Tegaru Eritreaweian 🙄🙄🙄🙄🙄
@zemenzemen2013
@zemenzemen2013 2 года назад
hamam
@heliberihelu6744
@heliberihelu6744 2 года назад
🤣🤣🤣🤣
@missyoujhon4781
@missyoujhon4781 2 года назад
ኤርትራዊያን አሕዋተይ😳
@user-pl1vs3hc3s
@user-pl1vs3hc3s 2 года назад
@@asmaerasmaer9441 🤣🤣🤣
@netsanet7155
@netsanet7155 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ኣከለ ምቃለይ ❤️💛🥰🥰
@tesfitkfle2760
@tesfitkfle2760 2 года назад
ደለቲ ፍቅሪ ፍቅሪ ኣይትሳኣኑ❤❤
@meleymeley8215
@meleymeley8215 2 года назад
Chura band as always 💓👍👍👍great
@user-eh8yu1rd9k
@user-eh8yu1rd9k 2 года назад
ጩራውያን ሰብ ሕሊና ንበሩልና ብመንነትኩም ኩሩዓት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@efremtesfamariamtesfamaria3480
@efremtesfamariamtesfamaria3480 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ንመጀመራ ጊዜ ዘይ ድፈር ዝነበረ ትርጋ ህዝቢ ኣቢምኩም ከምዚ ኤልኩም ምምጻኩም ክብሪ ይሃብኩም ዓደቦይ ትዕወት ኣከለ ትዕወት
@pawlo7733
@pawlo7733 2 года назад
Kab mintay tiewey men ke yisiar ???🤔
@merih-n
@merih-n 2 года назад
@@pawlo7733 1.) ንስነ ሓሳብ ሻዕቢያዊ ስዒርና ። 2.) ኣተሓሳስባ ናይ ኣከለ ኻኣ ኣብ ዓለማዊ ሓቂ ብምኻኑ ካኣ ዓወት እዩ። ብቅልል ዝበለ
@pawlo7733
@pawlo7733 2 года назад
@@merih-n ኣነ ንባዕለይ ወዲ ዞባ ደቡብ አየ በቲ ናትኩም ኣጸዋውዓ ከኣ ወዲ ኣከለ - ጉዛይ አየ ግን ብ ኤርትራውነት አየ ዝሓስብ አንበር ከ ኣቦታተይ ኣብ ኤርትራ ምሉአ አንበር ኣብ ኣከለ ጉዛይ ጥራይ ኣይኮኑን ተቃሊሶምላ ። ኣሕዋተይ ደቂ ዓደይ ደቂ ሩባይ ግን ብጸቢብነት ኪሃስቡ ከለዉ ብጣዕሚ አየ ዝሓርቅ አንበር ከ አታ ኣከለ ጉዛይ ጥራይ ኢልካ ምሕሳብ ሕምቀት አዩ ኣሕዋት ።
@merih-n
@merih-n 2 года назад
@@pawlo7733 ሓቅካ ኣለካ ተቃሊሶምላ አረ ሕልፊ ኻልኦት ደም ኢዮም ገቢሮምላ ግን ሽርሒ ናይ ሰተይቲ ደም ነቦታትና ኣይተቀመ ንዓና ኣይጠቀመ ሕልፊ ገቢርና ተሃሲና ኢና።
@abihaile9730
@abihaile9730 2 года назад
በጃዅም ናብ ትግራይ ውሰዱልና: እዚኦም ገና ገና ኣብቲ ቀቢላ ሓሳብ እዬም ዘለው: ኣዳሪጅዅም ኣብ ጽርየት ቤት ጽሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ቁጸርዎም
@selamtewolde9112
@selamtewolde9112 2 года назад
I am beyond proud of my brothers deki Akele jeganu! Such rich and beautiful song!!!!
@tesfalemangosom3672
@tesfalemangosom3672 2 года назад
Selam sweet viva viva deki Akele hero
@ruthh1755
@ruthh1755 2 года назад
Amazing song of this year 👈❤⭐❤👍" Nihina niewet ni fiqirin selamin " Tehaqaqifina bi selam ninber" love it! 💖❤💖❤💖❤
@dejensultsn1220
@dejensultsn1220 2 года назад
ወገናተይ ኣነ ናትኩም ምኻነይ ኣመና ኢየ ዝኾርዕ ትዓዲለ ድኣ ኣነስ ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣብ ጎንኹም ኣለና😍😍😍😍😍
@werknehdejen8654
@werknehdejen8654 2 года назад
ሰይ ሰይ ሰይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም #ንበሩልና ምእንቲ ናዓና ክጥዕመና ግጥሚ 100% ዜማ 100% ድምፂ 100% ኪሊብ 100% ላይክ ግጨይኒ ተጋሩ ❤️
@kidanegebremedhin2308
@kidanegebremedhin2308 2 года назад
ንሕና ንዕወት i am proud ደቂ ታ ሓላል መረት
@307abraham
@307abraham 2 года назад
ኣጉባዝ ኣሰይ ደስ ክትብሉ :: ብሓቂ ብዘይ ኣኸለ ጉዛይ ኤሪትራ ከም ዘየላ ዘይፈልጡ ደናቁር ከም ዘለዉ ንፈልጥ ኤና :: ኣነ ባዕለይ አኻ ወዲ ኣኸለ ኣይኹን አምበር ሓቂ አኩም ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ :: ቀጽልዎ ኩሉ ሓቂ አንዳ ተዛረብኩን : ሽዑ ኤዩ ኩሉ ኤርትራዊ ሓንቲ ልቢ ዝኸዉን ::
@johneyob3694
@johneyob3694 2 года назад
Kemey kemey dikum SEB hlna Belo dahdhayo eti haki 100% thzto zelewo derfi
@user-wm5pc7jv6k
@user-wm5pc7jv6k 2 года назад
ንሕና ንዕወት ደቂ ዝጂግና ኣብርሃም ተወልደ🤴♥️
@Habu98
@Habu98 2 года назад
ይስማዓኒሎ ይስማዓኒሎ ሓጎስ ይስማዓኒሎ ሓበን ይስማዓኒሎ ኣከለ ዘይብሉ ዓወት የለን።💙❤️💛💪
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 2 года назад
💪💪💪💪❤️
@ruthh1755
@ruthh1755 2 года назад
Thanks TMH Entertainment selamin fiqirin ni wixue hizibi Eritiran Tigrayin 💖🙏❤
@Habu98
@Habu98 2 года назад
@@ruthh1755Amen Amen Amen 🙏😍🥰🥰🥰🥰
@angomenmen3407
@angomenmen3407 2 года назад
ኣከለ በል ኣታ ወዲ ህጂ ውን ንህና ንአወት።👍❤💯
@js2974
@js2974 2 года назад
ሰይ ሰይ ደቂ አከለ ደመይ 💙💙💙💙💙💊💊💊💊✊✊✊
@tgray-py6pl
@tgray-py6pl 2 года назад
ጩራ ባንድ ኣቱም ሉሉያት ኣነስ ክፈትወኩም ከምዚ ኸማይ ዝፈትዎምስ👍😍
@nohlamek5280
@nohlamek5280 2 года назад
ጩራ ባንድ ንሓቅን ንፍቅርን ዝነብሩ ንፉዓት ስነ ጥበባውያን ቀፅልዎ ግጥሚን ዜማን ኩሉ 100/100
@zerbabieltesfamichael9202
@zerbabieltesfamichael9202 2 года назад
ንሕና ንሕና... "ንሕና ንዕወት " ፥እንዳበልካ ጽልኢ እንበር ፍቕሪ የለን!። ንመን ከተዕሹ!።ጋቢ ጽልእካ ሒዝካ ደኣ ደቅስ ኣንታ ኣውራጃዊ!።
@nohlamek5280
@nohlamek5280 2 года назад
@@zerbabieltesfamichael9202 አታ እንታይ ኢና ከ ክንብለካ ከም ሰይጣን ሰላም ትሃድን ሰላም ጡዑም እዩ መንነት ብዘየገድስ ምስ ወዲ ሰብ ዝኮነ
@user-cs8vs8xz8u
@user-cs8vs8xz8u 2 года назад
@@nohlamek5280 አስከ ንማዕተብካ አዛ ሰሪሖማ ዘለዉ መንደቅ ጽልኢዶ ተፍርስ ወላስ ተኖኮ ትሃርም ብኸምዚ ጽልኢ አንበር ፍቅሪ ኣይተምጽአን ኢኻ
@nohlamek5280
@nohlamek5280 2 года назад
@@user-cs8vs8xz8u ኩሉ እቲ ችግር ናይ ባዕልና እዩ ቅድሚ ዝተወሰነ ዓመታት ምሽ ንዓበይቲ ቦታታት ንሓንቲ ቀበሌ ተደሪፉ ዝዛረብ ነይሩ አይነበረን ሕጂ ግን ሕድሕድ መበገሲ ባእሲ ክንደሊ ንውዕል አለና ዝፀረፉዎ ዘክፍእዎ ሰብ የለን ክሳብ ሕማቅ ዘይተዛረቡ ጥፍአት ዝበሃል የብሎምን ካልእ እሞ ይፅንሓልና ካብ ነብስካ ጀምር ሂወትካ ብመንገዲ ፍቅርን ሓቅነትን ጥራሕ ምርሓያ ሐደ ቻይናውን ሓደ ኤርትራውን አብ ቅድሚ ሓቂ ማዕረ ይብፅሑካ
@user-cs8vs8xz8u
@user-cs8vs8xz8u 2 года назад
@@nohlamek5280 ስነ ጥበባዊ ናይ ናፍቆት ነቲ ትዝታ ዝፈጥረሉ ዝዓበየሉ ከባቢ አናጠቀሰ ክደርፍ ልሙድን ቁቡልን ኢዩ ናይዚኦም ግን ተራአዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ኣሕፋሪ ስራሕ ኢዩ ወዮ ድኣ ዝሓፍሩ ኣይኮኑን አንበር ከምዚኣ አናበልካ ትብጻሕ ዓወት ክኣ ክንርአያ ኢና ፍቅሪ ይሕሸና ንፋቀር ስለዝበልካ ጥራይ ደላዪ ሰላም ኣየብለካን ኢዩ አንታይ ዓይነት ሰብ ኢኻ ኣብቲ ትገብሮ ንጥፈታት ኢዩ ዝሙርኮስ።
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 2 года назад
ደቂ ኣከለ ጀጋኑ GBU ❤💛🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💓❤💓❤💓👍👍👍👍👈
@daniel24h72
@daniel24h72 2 года назад
Akle seb tarik 🌿💙 love you deki rimey 🌿💙💙🌿💙
@filmondesbele9670
@filmondesbele9670 2 года назад
ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣባላት ንጠናነግ ናይ ብሓቂ ንጣናነግ ንጭራ ባንድ ዉን ምስጋና ኣለኒ ብሓፈሻ ካብኡ ቀጺለ ካኣ ንፍናን ምስ ከባሪ ነባሪት ስራሕ ተራእዩ ዘይፈልጥ ሪከርዲ ሰርሑኩም እንቃዕ ሓጎሰና ክብል ይፈቱ 🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪
@weyniaregay955
@weyniaregay955 2 года назад
ምቃለይይይ ናተይይይ 💙💙💙💙
@shkortv7035
@shkortv7035 2 года назад
Bkmey u xbuk srah izi??????? Luukat Nay woyane yom ziom
@elikib6964
@elikib6964 2 года назад
@@shkortv7035 hhhhhhh nska ke naymen luauk eka nay hgdef ata denkoro lahmam gohaf zeytmehar gda zeytfeltom weyane weyane ktbel ktneber ybehal alo elkas weyane weyane kebti denkoro
@samridani9167
@samridani9167 2 года назад
ኣከለ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ፍትሒ ሓቂ viva ኣጆኩም ኩሉ ግዜ ይከሰኩም ኔረ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ😘❣️💫
@luel8814
@luel8814 2 года назад
ሐደ ዓርክና ምስ ሓንቲ ከማኺ አብ መርዓ ምስ በጽሑ ተፈላልዮም እንታይ እዩ ጉዱ ኢልና ኔርና ለካ ዓርክና ሓቁ እዩ ኔሩ
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 2 года назад
ታሪክ ኣቦታትካ ብዜማ ግጥም ጌርካ ምግላጽ ባኣና ኣይተጀመረን ሰኪቶም እዮም ሕጂ ዉሑዉሑ ዝብሉ ዘለዉ ጽብቅቲ
@samridani9167
@samridani9167 2 года назад
@@luel8814 እንታይ ኮይኖም ማለት እዩ ዓደቡኣ ስለትፈቱ ድዩ? ዓደይ ይፈቱ ንካልእ ዓድታት ከኣ የክብር ❤️🙌
@samridani9167
@samridani9167 2 года назад
@@user-sf8ij5ky7p ገሪምና ኮ መቀነዪ 😔🤣
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 2 года назад
@@samridani9167 ጸላእቲ ሓቂ ስለ ዝኮኑ እዮም ሽኮሪና ሳብስክራይብ እስከ ግበሪ
@filmon7139
@filmon7139 2 года назад
God bless you all Deqi Akeluguzay::💙💙💙⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Endrtaweit
@Endrtaweit 2 года назад
ደቂ ኣከለ ሰብ ሓቦ☝️😊
@user-bi4se6qk3p
@user-bi4se6qk3p 2 года назад
ጩራ ፈተውት ባህሎም ሰብ መትከል ኣጆና ዓወትና ናይ ግድን እዩ❤❤❤❤❤
@yakiem9116
@yakiem9116 2 года назад
ኣከለ-ጉዛይ ትዕወት✊❤️
@wediakeleguzay4651
@wediakeleguzay4651 2 года назад
ምስመን ተቃሊሳ ክትእወት 🤣🤣
@samuelfutsumabraha1885
@samuelfutsumabraha1885 2 года назад
@@wediakeleguzay4651 ምሳካ ኣታ ባንዳ
@netsanet7155
@netsanet7155 2 года назад
@@wediakeleguzay4651 ብስም ኣከለ ግዛይ ትሽቅጥ ከማኻ ዝበለ ትግራዋይ ኣከለ ግዛይ የለን ድቃላ ሓማሴን ደምብያ ኢኻ
@user-wr1qe9eq1w
@user-wr1qe9eq1w 2 года назад
@@wediakeleguzay4651 ብ ስምና ኣይትሸቅጥ ወዲ ረሳሕ ዓለት ኣከለ ወይ ሞት!!!!
@sarajoh313
@sarajoh313 2 года назад
🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@amantemelso2768
@amantemelso2768 2 года назад
ኣከለና ጻዕዳ
@martabini8473
@martabini8473 2 года назад
Eske deki akele like we love you guys dki adeyyyyyyyyyyy🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@habenkesete9785
@habenkesete9785 2 года назад
ጽቡቅ ስራሕ ንፉዓት 💯💯
@awetmeles929
@awetmeles929 2 года назад
ጭራውያን ተባዓት ሰብ መትከል ኣከለ ሰብ ሰላም ግዜ ዘይህብዎ ነቲ ጠላም ኩሉ ግዜ ጽንዓት ዘይፈልጥዎ ምጥላም ኩሉ ግዜ ምስ ዉጹዕ ኣብ ብርሃን ኣብ ጸላም ክላትኩም ፈተውቲ ኣከለ ብሓበራ ሰላም ሰላም
@user-ct7xq7ed1m
@user-ct7xq7ed1m 2 года назад
እንቃዕ ናትኩም ኮንኩ
@temesgenkahsai2572
@temesgenkahsai2572 2 года назад
Selam selam awet
@landescap2262
@landescap2262 2 года назад
Selam awet selamka ybizah
@bereal5709
@bereal5709 Год назад
Proud akel Seb sere Selam fethen deletety deki akel,🙏
@user-nj6ns7fn2t
@user-nj6ns7fn2t 2 года назад
ይበል ኩሉ ግዜ ፅቡቅ ስራሕ
@user-qp7vi6is3t
@user-qp7vi6is3t 2 года назад
ኣሰይ ደቂ ኣከለይ ፃዕዳ ሰላምኩም ይብዘሐለይ እዛም ናተይ💙💚💙💊💊👌
@millionmeles7381
@millionmeles7381 2 года назад
ኣከለና💙
@awetberhe2256
@awetberhe2256 2 года назад
ከም ደቂ ኣከለ ዓድና ሰላም ዝናፍቁ ፡ብስቃይ ህዝቦም ዝቅንዘዉ፡ፍቅሪ ዝመዝሙሮም ፡ዓመጽ ዘይቅበሉ ፡ፍታሓውያን !!!!!!!!!! ጩራ ባንድ ሞቶር ኣከለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጠሪ!!!
@ariamemun9576
@ariamemun9576 2 года назад
ዕልልልልልል ዕልልልል ንፉዓት ኣናብስ ከምኡ ገርና ልዕልና ህግደፍ ትህቲ መሬት ክንቀብሮ እና :: ብዓዱ ዘይከርዕ ሕነ ኣብኡ ነይፈድ እኮ ዝበሉ ኣበዋት : : የቀነልና ክቡራት የሕዋት ሰላም ንኹላትና ትግራይን ኤርትራን 🇻🇳🇻🇳❤️❤️🇪🇷🇪🇷✊🏽✊🏽
@siednesredin7001
@siednesredin7001 2 года назад
Bezaeba tegrayki teray hesebi nay eritrea ne eritreawin gedefulena agame
@ariamemun9576
@ariamemun9576 2 года назад
ኣንታ ገሓፍ ኣበይ ኮንካ እኻ ዜግነት ትህብን ትኸልእን ዘለኻ ??? ኣነ ' ክርዕ ኤርትራዊ እየ ወዲ ሃዘሞ ድርባይ ተጋሩ ንዓና የሕዋትና እዮም :: ከማኻ ባርያ ህግደፍ ድንብያን ሽንቲ ኣምሓሩ ኣይድልናን ድቃላ ክክክክክክክ ይኻልካ ዓጋመ ኣውራጃ እዩ : ዶንቆሮ ጸርፊ ኣይኮነን ኣንብብ ክክክክክክ
@abihaile9730
@abihaile9730 2 года назад
ኣብ ጽርግያ ፎፎፎው ተቀይራ ድያ
@hiwetfetanaeyu918
@hiwetfetanaeyu918 2 года назад
Hgdef lomi zeykone hager weninu eti kedem win tesairu ayfelix,, gin akele men eyom dekalu shayaxi hager enber
@haftudesalegn8491
@haftudesalegn8491 2 года назад
እንኳ ዳህና መፃኹም ኩል ግዜ ደስ ዝብልን ጥዕም ዜማ ኢኹም ትመፁ ካብ ትግራይ ሓውኹም
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 2 года назад
ወዲ ሰብ እንተሃብካዮ ናቱ ሰብ ይሕጎስ እዝጋብሄር ይፈቱ :: 🙏 ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ናይ መን ድኣ ክትወስዱ! 👍👍
@yosefbenshetret9995
@yosefbenshetret9995 Год назад
መቅሰነይይ
@samuelberhe7223
@samuelberhe7223 2 года назад
ኣከለ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ💙💙💙💙
@user-xs3fz3ch6w
@user-xs3fz3ch6w 2 года назад
ጩራ ናይና ደስ ዝብል ሙዚቃ ይቀንየልና አብ ታሪክና ፍፁም አይንርሰዓኩምን
@1755tigray
@1755tigray 2 года назад
ፅቡቅ ስራሕ የሕዋተይ 🌿💙🕊️🙏❤💛🕊️🙏👑👑
@user-du9lm5xw8o
@user-du9lm5xw8o 2 года назад
🤣🤒🙈
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 2 года назад
ናይብሓቂ !!!
@tigrignapost
@tigrignapost 2 года назад
ፍኒተይ እንቃዕ ብሰላም መጸኻኒ ኣንታ ጅግና ወዲ እቶም ኩቡራት። ናይ ኩቡራት ስራሕ ክኣ ሰሪሕካ!ቀጽል ኣታ ወዲ። ኩቡሮም እዉን ሃብሮም ኢኻ ከም ሓዉኻ ፋኒ so ዝናኣድ ስራሕ'ኡ ❤❤❤❤👈👈
@teumberhe4355
@teumberhe4355 2 года назад
ጽብቅ ስራሕ ብዓዱን ኣውራጁኡን ዘይሕበን እንተልዮ ዕረ ይጥዓሞ ጽብቅ ስራሕ በርትዑ ቀጽልዋ ካብ ምባል ሓልፎም ዝገብርዋ የብሎም
@user-xn8mg6ng6n
@user-xn8mg6ng6n 2 года назад
Great job
@wedisoyra8403
@wedisoyra8403 2 года назад
ደቂ ሪመይ እወ ንሕና ንዕወት
@bsratgebremedhin1916
@bsratgebremedhin1916 2 года назад
ጩራ ባንድ 🥰 love and respect from ሃገረ ትግራይ ❤️
@yoniii2810
@yoniii2810 2 года назад
ዋውውው መጹ ከኣ እዙም ጀጋኑ። ሎምስ ኣኺላዶ እታ ዝጽበዮ ዝነበርኩ! እንቃዕ ምስላም መጻኹም ፍቅሪ መዝምሮም። ነዕኹም ዝገልጽ ካላት ክውሕደኒ ኢዩ ደቂ ሪመይ ጀጋኑ ናይበሓቂ ትም ኢልካ ስምዓይ ጽመጸካ ስራሕ ኢዩ እም ዓወት ንውጹዕ ህዝብና ።ንሕና ንዕወት ንፍቅርን ሰላምን ።
@user-rg9pg1ux8h
@user-rg9pg1ux8h 2 года назад
ዓደቦይ ሰስኑለይ ❤❤❤ ኩሉ ግዜ ሕቡንየ በኣኹም።
@isaacmedhanie8142
@isaacmedhanie8142 2 года назад
Akele adey, seraye adei, Hamasien adei!!!!.... kulu adei!!!
@semeregebrelibanos9918
@semeregebrelibanos9918 2 года назад
ናይ ብሓቂ ተስፋ ዘለኩም መንእሰያት። ይበል ኡለንትናዊ ጥበብ። ፈጺሙ ዘይምኖ ካብ ነሓድሕዱ ዘይፍለ ህርመትን ወናማት ስነ-ጥበባውያን ነባሪትን ታሪኻዊትን ጥበብ። ወትሩ ተስፋ ትሕበንን ኣስተንትኖ እትፈጥረለይን ኢያ 'ሞ የቐንየለይ። ቀጽልዎ፡ ትአስፋ ኩሉ፡ ኣጆኹም።
@mulietsegay4586
@mulietsegay4586 2 года назад
I love this song Akelen guzayn is part of my identity!!!! Good job
@muzitgrmay3430
@muzitgrmay3430 2 года назад
ንሕና ንዕወት 4. ጀጋኑ ኢኹም ንሕበነልኩም ኣለና💪🏽💙🌿❤️❤️❤️
@user-os6tq2sm4v
@user-os6tq2sm4v 2 года назад
ኣነ ኣስመራ ተወሊደ ኣስመራ ኢየ ዓብየ ኣድናቒኹም ኢየ ድማ 🙏" ሓደ መተዓቢተይ ሰምፕረ ኣውራጃውያን ኢዮም ጩራ ባንድ ኢዩ ዝብለኒ ሕጂ ክኣ ርኣዮም ንኣውራጅኦም #ንሕና ንዕወት# ኢሎም ኣድቨርታይዝ ይገብሩላ ኣለዉ ኢልኒ ከም ቀደመይ ክጽበየኩም ቀንየ ምስ ሰማዕኩዋ ክኣ መሊሰ ፈቴኩም ዝኾነ ናይ ጽልኢ መልክዕ ዘይብሉ ስራሕ በታ 👉🏽 (ንሕና ንዕወት ኣብ ፍቕርን ሰላምን ) ትብል ከማን ተሳዒሩ ኣሎ እዚ መዓቢተይ !! ፎርሳ ጩራ ባንድ ""
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 2 года назад
ብሮ በሊሕ ኢኻ ኣነ ከምኡ ገይረ ጥራይ እየ ክቆርጾም ነይረ ነገር ግን ብንግህኡ ተሲኦም ንፍቅሪ ምስ ዘመሩ እዮም። ሓደ ክልተ ኣለዉ ንሓማሴን ደንብያ ዶ ገለ ይብልዋ ኢሎም ዝዛረቡ እዚ ከኣ ኣከለጉዛይ ንክጽሉ እምበር ካብ ጩራ ባንድ ከምታት ዝባሃል ሰሚዐ ኣይፈልጥን ሙሽ ምስ ኤርትራውያን ኣሓቶም ምስ ተጋሩ የሕዋትና ከማን ርእሶም ኣቅኒዒም ሰላም ንግበር ዝብሉ እዮም😘 Just#🕊❤
@user-os6tq2sm4v
@user-os6tq2sm4v 2 года назад
@@Entertainment-ri3be ኣነስ ካብ ቀደመይ የድንቖምን ይፈትዎምን ኢየ " ገለ መዓቢተይ ግን በዛ ኣከለ ንብሃል ገለ ዝብልዋ ከምዚ ኣውራጃውያን ጌሮም ይወስዱዎም ኢዮም" ሰብ ክኣ ኣነ ወዲ ኣከለ ኢየ ካብ ከምዚ ኢየ እንተበለ እኮ ገበን ኣይኮነን እንዳ ኩስታ ግን ከምዚ ኢኹም ንሕና ንበልጽ ካባኹም ተወሲኽላ ኢያ ጌጋ ትኸውን በኣይ ወገን !""
@zerbabieltesfamichael9202
@zerbabieltesfamichael9202 2 года назад
ኣን'ውን ከማካ ወዲኣስመራ እየ። ነዚ ኣውራጃውነት ኣንዳኣታባብዐ ጽልኢ ዝዘርእ ሕላይ፥ ከምዚ ከማኻ ኣይንየተሉን እየ!። እቲ ዓርክኻ ኣይተጋገየን ጭራ ባንድ ሕማም ኣውራጃ ኣለዎም እስኻ'ውን ከምኡ። ኣምሰሉ ኣይትኹን!።
@user-os6tq2sm4v
@user-os6tq2sm4v 2 года назад
@@zerbabieltesfamichael9202ብወገነይ ኣውራጃውነት ዝብሃል ኣይርኣኽሎምን" ኣብዛ ሕላይ እንታይ ዝብል ናይ ጽልኢ ጎስጋስ ሰሚዕካ እስከ ፧ ምናልባት ግን ነቲ ኣነ ኣብ ከምዚ'ዩ ኣውራጃይ ዝብልዎ ብሕማቕ ትርድኦ ከይትህሉ ዝኾነ ሰብ ኣብዚ ዓደይ ኣብዚ ኣውራጃይ ስለ ዝበለ ጌጋ ኣይኮነን ነቲ ናይ ካልኦት ሰባት ዓድን ኣውራጃን ከቋሽሽ ከሎ ግን ይጋገ ኣሎ " እቲ ኣምሰሉ ዝብል ኣስቤዛኻ ግን ኣክቦ ብሩኸይ ፣"
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 2 года назад
@@zerbabieltesfamichael9202 ጽቡቕ ኣነ ክሓተካ ክቡር ሓው!! ጨራውያን ዝበልዎ ወይ ብዛዕባ ኣውራጆኦም ጥራይ ዝተዛረብዎ ሓንቲ ንገረኒ፧
@henoktekle3685
@henoktekle3685 2 года назад
እዋይ ተዓወቱ ኣናብስ መክራዕትና 💪💪💪💪✅✅✅✅✅✅🌴🌴🌴🌴❤❤❤ ድገምዎ ደጋግምዎ ❤❤❤❤❤
@mizan206
@mizan206 2 года назад
ፅሩያት ደቂ ኣከለ ሰብ ሕልና 🥰❤
@iamproudofmyself7567
@iamproudofmyself7567 2 года назад
Wawwww that's true thank you so much Chura band 💯💯💯💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@rahwadejen6264
@rahwadejen6264 2 года назад
እንኳዕ ስላም መፃኩም ደለይትን ሰላም ሓቕን ጭራ ባንድ
@vvgg3692
@vvgg3692 2 года назад
ዋዉዉዉ ናይ ባሓቂ ጀጋኑ ደቅ ጀጋኑ ኣብ ሰላምን ፍቅሪን ፍትሕን ዚኣመኑ ይበል ጹቡቅ ስራሕ
@Lealti_2
@Lealti_2 2 года назад
Akele Jegau 🤩😍 Akele Hakele xuwatat Awet Yelen Akele ZEybelu !!!💙💙💙🌿🌿💙💙💙
@positiveenergy9607
@positiveenergy9607 2 года назад
ጩራና 👏❤️❤️❤️❤️
@rezenetgebretsadik2833
@rezenetgebretsadik2833 2 года назад
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ጀጋኑ ደቂ ኣከለ ዋው ❤❤❤❤❤
@raheltesfai9373
@raheltesfai9373 2 года назад
ኣከለ ዓደይ ጽቡቕ ስራሕ ወሱኹና ቅልጥፍ ኢልኩም ውሒዳትና 🥰❤😘👌🙏
@hiyabgebretnsae7025
@hiyabgebretnsae7025 2 года назад
ኣከለይይይይ ደመይይይ
Далее
УРА! Я КУПИЛ МЕЧТУ 😃
00:11
Просмотров 810 тыс.
Your bathroom needs this
00:58
Просмотров 17 млн
Kettim gul opkegani😋
00:37
Просмотров 1 млн
NOOOOO 😂😂😂
00:15
Просмотров 2,2 млн
Mtrnaf Delyti fthi Akelguzay
10:11
Просмотров 61 тыс.
Walta at Eritrean Festival in scandinavian 20245
19:30
Просмотров 2,6 тыс.
ийу 😅
0:14
Просмотров 9 млн
Поймали акулу
0:51
Просмотров 2,6 млн
Вот почему 😐
0:59
Просмотров 3,2 млн