Тёмный

Cooming soon Catholic Mezmur 2024 "Bruk Eyu"By Dawit weldemichael፡"ብሩኽ እዩ "ብዳዊት ኣባል መ/ፍ/ሰላምን ኣዲስ ኣበባ 

Selihom spritual Catholic channel
Подписаться 4,7 тыс.
Просмотров 1,4 тыс.
50% 1

[ ወንጌል ማቴዎስ 21 ]
6 ደቀ መዛሙርቱ ድማ ኸይዶም ከምቲ ኢየሱስ ዝኣዘዞም ገበሩ።
7 ነታ ኣድግን ነታ ዒሉን ኣምጽኡሉ፥ ክዳውንቶም ድማ ኣብ ዝባነን ጐዝጐዝሉ፥ ኢየሱስ ከኣ ተወጥሐን።
8 እቶም ሕዝቢ ብምሉኦም ድማ ኽዳውንቶም ኣብ መገዲ ኣንጸፉ፥ ካልኦትውን ካብ ኣሕዋም ጨንፈር እናሰልዑ ኣብቲ መገዲ ይንስንሱ ነበሩ።
9 እቶም ቀቅድሚኡ ዚኸዱ ደድኅሪኡውን ዚስዕቡ ሕዝቢ ኸኣ “ሆሣዕና” ንወዲ ዳዊት፥ እቲ ብስም እግዚኣብሔር ዝመጽእ ብሩኽ እዩ፥ ሆሣዕና ኣብ ኣርያም” እናበሉ ይጭርሑ ነበሩ።
10 ናብ ኢየሩሳሌም ምስ ኣተወ ኸኣ፥ ብዘላ እታ ኸተማ “መን እዩ እዚ፧” እናበለት ተናወጸት።
ሰላም ወሰናይ ኣሕዋትን ኣሓትን ፡ ርሑስ በዓል ሆሳዕና እንዳበልኩ እምበኣር ከም ፍቃድ ጎይታ ፡ " ብሩኽ እዩ " ትብል ሓዳስ መዝሙር ሒዘልኩም መጺኤ ኣለኹ ።ምሳይ ኮንኩም ንእግዚኣብሔር ከተመስግኑ ይዕድም ፡። ኣብዛ You tube channel Subscribe ፡ Share ፡ Like ፡ comment ብምግባር መዛሙር ዝዝርግሖም ክትከታተሉ ብፍቅሪ ጎይታ ይዕድም፡፡ • Cooming soon Catholic ...
Subscribe
Share
Like
Coment

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 10   
@user-yw5mq6ci9u
@user-yw5mq6ci9u 4 месяца назад
Tebareku ena zemerkum nberu❤❤❤❤
@filmonjiorjio706
@filmonjiorjio706 4 месяца назад
Amlak Txgou ybzhalkum brukat enda wsekoum nberu .
@yoditzerezghi1980
@yoditzerezghi1980 4 месяца назад
Dawey bruk nay amlak seb negziabher wetru ktzmreu edmen tenan yhabka. Bereketna eka.
@savedbyjesus7381
@savedbyjesus7381 4 месяца назад
Amlak ybarkum ❤❤❤
@SuraNuguse
@SuraNuguse 4 месяца назад
🙏 ❤️
@redaekidane6268
@redaekidane6268 4 месяца назад
❤❤❤
@Embizokidun
@Embizokidun 4 месяца назад
❤❤❤❤❤Welcomeeeee❤❤❤❤❤
@fioriosman7784
@fioriosman7784 4 месяца назад
❤❤❤❤❤
@StevenOkbamicael-on2ii
@StevenOkbamicael-on2ii 4 месяца назад
❤❤❤❤❤
@megdelawittesfay-zr7zp
@megdelawittesfay-zr7zp 4 месяца назад
❤❤❤❤❤
Далее
ОБЗОР ПОДАРКОВ 🎁 | WICSUR #shorts
00:55
💀СЛОМАЛ Айфон за 5 СЕКУНД😱
00:26
ОБЗОР ПОДАРКОВ 🎁 | WICSUR #shorts
00:55