[ መጽሓፍ ኢዮብ 10 ]
12 ሕይወት ሃብካኒ፥ ፍቕርኻ ድማ ኣርኤኻኒ፥ ምክንኻንካ ብሕይወት ኣንበረኒ።
ሰላም ወሰናይ ኣሕዋትን ኣሓትን ፡ እምበኣር ከም ፍቃድ ጎይታ ሕጂ ውን ፍቅርኻ'ዩ ዘዘምረኒ ትብል ሓዳሽ መዝሙር ብ ሓፍትና ዲላማ ግርማይ ፡ ኣባል ማሕበር ሕያዋይ ጓሳ ረጂና ሒዛትልና መጽያ ኣላ ክትባረኹላ ብፍቅሪ ጎይታ ይዕድም ። ኣብዛ You tube channel Subscribe Share Like comment ብምግባር መዛሙር ንዝርግሖም ክትከታተሉ ብፍቅሪ ጎይታ ንዕድም፡፡ • New Catholic Mezmur 20...
Subscribe
Share
Like
Coment
21 авг 2024