Тёмный

Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 11) - One Day With Alena Walta Hager 

Alena Walta Hager
Подписаться 185 тыс.
Просмотров 121 тыс.
50% 1

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Опубликовано:

 

5 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,2 тыс.   
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Месяц назад
PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟. | 🔜❣️🙏 ru-vid.com/show-UCreJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin 🇪🇷|•
@letinabeyene4252
@letinabeyene4252 Месяц назад
Mabel pls take it serious or reply me
@tesfaytesfatsion2392
@tesfaytesfatsion2392 Месяц назад
Btami des zbl medeb kulna knsabo zgba eu
@medhanieyemane3870
@medhanieyemane3870 Месяц назад
Mabel hawey nay behaki hlnawi serah 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kahsayaraya4320
@kahsayaraya4320 Месяц назад
ብሓቂ ጹቡቅ ስራሕ ኣምላክ ይሓግዝኪሙ ጀጋኑ ❤
@wedihager8384
@wedihager8384 Месяц назад
W​@@letinabeyene4252
@medamulue
@medamulue Месяц назад
ቴለፈኖም ሸር እተትብሉልና ጽቡቅ ነይሩ ስለ ሰናይ ተግባርኩም ግን ኣዚየ የመስግን❤❤❤
@gebreamlakkahsay9303
@gebreamlakkahsay9303 Месяц назад
Best way is if we help Alena walta Hager God bless eritrea 🇪🇷
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra Месяц назад
👍👍👍❤️
@user-qf2rn8rm5g
@user-qf2rn8rm5g Месяц назад
ሮዳስ መክሰብ ሃገር ብርሃን ገጻ ❤❤ ንኣቦና ክኣ ዕድመን ጥዕናን ያሃቦም ፈጣሪ። ባዓል ዋጣ ግን ገጹ ኣየብረሄን ሸውዓተ ገዛ ዘፍረሰ ይመስል ድሕር ሕጂ ኸይተምጽእዮ ወይ ይታኣረመሉ ገጹ የብርሃዮ ጸዋግ ገጹ የብልናን ኤርትራዊ/ዊት 🇪🇷🐪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷🙏🏻🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🍓🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TesfalemGhirmay-eb5jw
@TesfalemGhirmay-eb5jw Месяц назад
ኤርትራውያ ብዓቢኡ ንድፋኣሉ እዚ ነገር። ካብዚ ዘሕጉስ እንታይ ኣሎ።ሰብን እግዚኣብሄር ይሕጎስ ።በጃኩም ሳናቲምና ነጥራቕመን
@freweiniyemane6679
@freweiniyemane6679 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤
@rahwa7401
@rahwa7401 Месяц назад
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@user-hq6wg4fn9c
@user-hq6wg4fn9c Месяц назад
😢😢መንዩ ኣማኺርኩም እዚስራሕ ክትሰርሑ😢😢ሽግር ዓቢ መልሲ ሂቦማ ❤ ከምዚ ከማይ ኣቦኡ ዝናፈቀ ተሎ
@Sawa-1996
@Sawa-1996 Месяц назад
ሌጋንተ ኩሉ ዘጸብቀሎም በዓል ግርማ ኣቦ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መን ከም ኤርትራዊ ምስጉን ሕብረተሰብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Месяц назад
@sawa-1996 የቀንየልና ቤተሰብ 🙏
@ergitergso335
@ergitergso335 Месяц назад
Ezi bal wata 0000000×0
@assebtvtube6160
@assebtvtube6160 Месяц назад
Thank you egzabhier bzwexe ytekealka zehawey
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz Месяц назад
Good job as always sawino
@EnthusiasticBread-fj3sz
@EnthusiasticBread-fj3sz Месяц назад
Shekorna btami des zbel serh ktzarebo klel ymesel gen kndey ❤Eritrea 🇪🇷 we tehgoso alkum abza medeb tsatefo kolkum Amlk semiy zmnkum kolo ybrko Ferosa shekor sbiyen sebyten after kedah medan niy mesh gze kekwen kolo bhnsab zey tmxewom btami mareg zlwo awo klewo ka fkroum mglalexe mkunom bzterfe thank you ka naki btami nfete shekor love it you simile ❤🤩 bless you 🙏
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh Месяц назад
ኣብ ልዕሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብር ዝነበረ ህዝብና ዝወረደ ግፍዕን ዘይሃስስ ስምብራቱን እዚ እዩ። እቲ ኢትዮጵያ ክትሓኮ ዘይከኣለት ግን ፡ መንፈስ ጻዕሪ ፡ ስራሕ ፡ ለውሃት ፡ ዘይናትካ ዘይምድላይን ፡ ምትሕግጋዝን ዩ። መመሊሱ ዝኹላዕ ክብሪ። ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷
@senaitkfle3979
@senaitkfle3979 Месяц назад
ከመይ ድየ ዝጽበያ እዛ መደብ ስለምንታይ ሕጉስ ሰብ ክሪኢ ስለ ዝደሊ ኣለና ዋልታ ሃገር በዚ ኣጋጣሚ ንሓደ ሰብ ኣይኮንኩምን ተሕጉሱ ዘለኹም ሓጎስ ኩሉ ኤርትራዊ እዩ ክብለኩም ይደሊ ፈጣሪ ይሓግዝኩም
@tesfomgebrezghi6905
@tesfomgebrezghi6905 Месяц назад
Www thank you Alena wata hager ህዝቢ ኤርትራ ሰሪሑ ክነብር እምበር ክልምን ዘይደሊ ህዝቢ እንቛዕ ኤርትራዊ ኮንኩ much love ❤❤❤❤
@asterkidane3093
@asterkidane3093 Месяц назад
ከምዚ ኢሎም ተሐጎስም ክትርእዮም ከለካ ዝያዳ ንሑገሰ እዚ ሕዝብና ብዘሎዎ እጉብ ሮዳሰ አምላክ ምሰኪ ይኩን ይባርኪ
@W.j.i-cx6kh
@W.j.i-cx6kh Месяц назад
ወልካም ደሃይ ቤትና እታ እንኮ ኣድኒቀ ዘይጸግባ መደብ (ሓደ ማዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር) ካብዚ ኩነታት ዘለክዎ ኣውጺኡ እደይ ዘበርክተላ ማዓልቲ የርኤኒ ይከውን ይንዋሕ ይሕጸር ኣብዛ መደብ ሓደ ማዓልቲ ግቡአይ ከበርክት ቃል ይኣቱ ክሳብ ሽዒ ግን ላይክ ሸር ብዘይ ውዓል ሕደር ግቡእና እዩ ደቂ ሪመይ ከይንሓምቅ ዮርዳ ከኣ ነዛ መደብ ክትመርሕ ዝገበርኩማ መሊሳ ንደሃይ ቤትና ኣመቂራታ ትሕቲ ክብርትን ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዮርዳ ሓፍትና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Месяц назад
ክብረት ይሃብካ !
@user-ti7tf8ex9l
@user-ti7tf8ex9l Месяц назад
🎉❤🎉wwww
@selahta5252
@selahta5252 Месяц назад
ኣቱም ሰባት እዚ ኣብ ዓዲ ዝነብር ሕዝብና ንጹህ አዩ ነዚ ኩሉ ገርኩም ጽቡቅ ዘራኩምና ዕድመ ይሃብኩም ❤❤❤
@hadiyajabar9898
@hadiyajabar9898 Месяц назад
አነስ ምቅጺጻር ሲኢነ ያረቡ ዘዉጻአኩሞ ይተካአልኩም አበይ አፍዉርቂ ዕድመን ጥዕናን ያሀቡኩም ❤❤🙏🙏
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 Месяц назад
ደሃይ ቤትና ዋልታሃገር በዚትገብርዎ ዘለኹም ንጽጉማት ኣምላክ ዘጥፋእክሞ ይተካኣልኹም ከመይድክመ ትሕጉስና ዘለኹም ኣምላክ ኣሲፍሑን ኣርቢሑን ይተካኣልኹም 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e Месяц назад
ኣብ ባህልናን ህዝብናን ንሰብ ጽቡቕ ንኽትገብር ርኣይሎይ ርኣይለይ እንዳበልካ ኣይኮነን፡ እቲ ዝኸፋኤ ሓጥያት ንድኹምን ንስኡንን መሳረሔ ክትገብሮ እዩ። እዚ ግደፍዎ።
@SH-xg2lv
@SH-xg2lv Месяц назад
​@user-iw8mp1oe3e you are such a negative person....this can help others to do good......
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 Месяц назад
@@user-iw8mp1oe3e እስኪ እዛጽሕብትካ ንጽጉማትስ ምሕጋዝስ ጊደፍዎ ድካትብል ዘለካ ተጋጊካ።
@senaitzerai3719
@senaitzerai3719 Месяц назад
ሽኮር ኣቦ ተሃጉሶም ። ንብዓተይ መጺኡኒ ብታሕጋስ
@mesfunghebregherghish5142
@mesfunghebregherghish5142 Месяц назад
እዚ መደብ ኢዚ እንዳዓበይ ክኸይድ ተስፋይ ወሰን የብሉን በርትዑ ዋልታ ሃገር።
@user-fv8uc2yy4t
@user-fv8uc2yy4t Месяц назад
He is a Legend Father..!!❤ Wayane Tigray……………………. We DONT FORGET IT.
@berektiandeberhan3837
@berektiandeberhan3837 Месяц назад
ደረት ዘይብሉ ናይ ህዝብና ጽንዓት፡ መመስገኒ ጻዕራም ህዝቢ ። ካብዘን ዝርአናየን 11 ክፍልታት ሐደ እካ ከዕዘምዝም ወይ ዕሚም ክብል አይሰማዕናን ጽኑዕ ህዝቢ ካብዚ ብምፍጣረይ የኩርዓኒ 🇪🇷❤️❤️AWH ጽቡቕ ስራሕ ማዕበለይ ንቀጽሎ አሕዋት አባል ብምኻን ተሓባበሩ። ሮዳስ ቤላ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@edenMussie13-vf9wx
@edenMussie13-vf9wx Месяц назад
ኣዛ ብሮግራም 11ክፋል ርኤ ከምህዝብና መመስገኒ አይረአኩን ኩሉ አመስጋናይን ሰራሕተኛን እዩ ተመስገን ካብዚ ህዝቢ ምፍጣረይ
@edenMussie13-vf9wx
@edenMussie13-vf9wx Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Entertainment-oo8yl
@Entertainment-oo8yl Месяц назад
እዞም ወለድናስ ጻዕዳ ኢዮም እንኳዕ ካብዚኦም ተወለድና ኣጆና ደቂ ኤረይ መዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Месяц назад
ጻዕዳ ጥራይ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመ ይሃቦም
@nazrietkbreab4584
@nazrietkbreab4584 Месяц назад
ሓዊ ሓኩምሽቲ ከምዝወልድ ሕማቃት ወሊዶም ኣይነመስግን ኣይንፋቀር ኣይንተሓላለ ኣምላክ ደኣ ይመልሰልና እምበር
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Месяц назад
@@nazrietkbreab4584 ኣሜን ኣብ ውሽጢ ዘሎ ሰብ ግን ከምዚ ደገ ዘሎ ኣይኮነን ዘይተበከለ ህዝቢዩ ሰብ ማለት ኣብኡ እዩ ዘሎ ሓሚሙ ዘሎስ ደገ ዘሎ ደኣ!! ኣምላኽ ብጸግኡ ይምለሰልና ።
@nazrietkbreab4584
@nazrietkbreab4584 Месяц назад
@@elizabethelilta2663 ናይ ብሓቂ ኣብ ዓዲ ዘሎ ደኣ መንፈሱ ርጉእ ወነንቲ ዉሽጣዊ ሰላም መመስገንቲ ወዘተረፈ ንምለስ እባ ንከውን ኣምላክ እንታ ይሰኣኖ ኤልሲ ሓፍተይ
@mirafteklegiorgis2946
@mirafteklegiorgis2946 Месяц назад
ኣጆና ሓቂኺ ሓቅኻ
@amenaykentiba2721
@amenaykentiba2721 Месяц назад
ንኻልእ መዓልቲ ከምዚ ዓይነት ዋጣ ተተረፍ ይሐይሽ ናይ አቦይ አፈወርቂ ዕላል መሐሸና ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@user-gl9zf2yj1y
@user-gl9zf2yj1y Месяц назад
እንኮን ሳትሞቱ ያበረራቹኸን የተረገመውን መለሰ ሞቶ አያቹሁ ሁሉም የሰራውን አግኝቶል
@elizabethyemane9570
@elizabethyemane9570 Месяц назад
Very true!
@EdenTesfatsion-qj2jx
@EdenTesfatsion-qj2jx Месяц назад
Yes 👍
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 Месяц назад
ምጭዉተይ ቅልቅል ምስ በልኩም ልበይ ተሐጒሳ አሰይ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍🤠🤠🤠🤠🤠
@LishanAsgedom
@LishanAsgedom Месяц назад
First I want to bless the big heart/hero my brother Maebelino, I am always happy and emotional it’s beyond words, the whole team of Alena Walt’s Hager family, bless you all, but appreciating is not enough please join and participate with this amazing team, bless you all. I am so proud of my people Eriteria, proud, thankful and hardworking people. Bless you all ❤❤
@asterghebreamlak218
@asterghebreamlak218 Месяц назад
Well said. God bless you, too.
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 Месяц назад
ክንዲ ሽሕ እንቋዕ ድሓን መጻእኩም ኣለና ዋልታ ሃገር፡ ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከምዝበሃል ዋልታ ኬንኩም ንድኽነት ነበርያ ነበረ ንምግባር ትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ ኣምላኽ ሽሻይኩም የብዝሓዮ፡፡❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@schumayhaile6827
@schumayhaile6827 Месяц назад
ንኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም። ንዓኹም ድማ ዘውጻእኩሞ ዕጽፍጻፍ ጌሩ ይተክኣልኩም። ንዓና ድማ ከምዚ ናትኩም ክንገብር ኣምላኽ ይሓግዘና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤❤❤🌺🌺🌺🙏🙏🙏
@user-gl9zf2yj1y
@user-gl9zf2yj1y Месяц назад
ቆንጅዬ በርቺ መልካም ሰራ ነው ውጭ አገር ያላቹሁ በዚህ መልካም ሰራ ተባበሩ
@Rorawit
@Rorawit Месяц назад
ኣሰይ ኣሰይ ደስ ኢሉና ባባ ኣፍወርቂ ካብ ልቦም ተሓጒሶም ብወኒ ክስዕስዑ ምስረኣኽዎም ዝተሰመዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን። Thanks Alena Walta Hager and Rody with her camera crew ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@delamieri1747
@delamieri1747 Месяц назад
ኣባላት ኣለና ዋልታ ሃገር ናይ ብሓቂ ዘደንቕ ስራሕ ክፍተዉኻ ወናም ሰብኣይ ሕጉስ ኢሎም ኣቦታትና ኣብ ዘለውዎ ዕድመን ቕሳነትን ይሃበልና፥ በዓል ዋጣ ግን ኣሲርካ ምግራፉ እዩ ተጸዊጉ ማራ😅
@furtunakiflay9272
@furtunakiflay9272 Месяц назад
@@delamieri1747😂😂😂
@zeremariammowes8148
@zeremariammowes8148 Месяц назад
አሰይ አሰይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ምስ ጥዑም እቦይ አፈውርቂ ምስዛ ምቅርቲ ጎለይ ውሕልልቲ ፍሽኽታአን ምቅልልቲ ክብርትን ብሰንክኺ ንዚ መድብ ንከታተሎ አለና
@Erilove8102
@Erilove8102 Месяц назад
Wala ane btaemi wishyey kemgele gieruni edmen tienan yhabelna selam nhagernan nmelae alemn
@wintanayowhannes8025
@wintanayowhannes8025 Месяц назад
ዝፈትዋ መደብ ኤርትራውያን ፍቕርን ምትሕግጋዝን ኢያ ፎርማና። ኣምላኽ ንሃገርና ህዝብናን ይባርኽ❤
@teklezgigebremedhin9056
@teklezgigebremedhin9056 Месяц назад
ሎሚ ንፍለማ ግዘ ኢየ ነዛ ቻነል ክከታተላ ጀምቢረ ግን ብሓቂ ፋናን ተሰምዒኒ። ዓደይ ዓደይ ምባል ትራይ ዘይኮነት ንህዝበይ ትወፈ ምኻና ብጣዓሚ ትሓጉሰ። ነለና ዋልታ ሃገርን ህዝበይ ክፋእ ኣይትርከቡ
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Месяц назад
Welcome 🙏
@akiaki4783
@akiaki4783 Месяц назад
@@AlenaWaltaHager can you write me the telephone number for our father?
@user-ep7uj7yn7z
@user-ep7uj7yn7z Месяц назад
መግለጺ የብለይን ናዓኹም ዝኸውን ሰብ ክሕጎስ ኣምላክ ይሕጎስ እዩ ሞ እቲ ትገብርዎ ዕጽፊ ዓጸፋ ገሩ ያሃብኩም እግዚኣቤሄር ኣምላክ
@senaitzerai3719
@senaitzerai3719 Месяц назад
ኣለና ዋልታ ሃገር ክትዓቢ ኣለዋ
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 Месяц назад
መን ከም ማዕበል ምስ ብጾቱ ናይ ብሓቂ ብሰማይ ርከብዎ ዘውጻኩሞ ኣምላክ መሊኡ ይሃብኩም ባባ ኣፈወርቂ ናይ ልቦም ትሓጉሶም ሓጎስ ይሃብኩም ምዓበል ሓወይ ናይ ነብሲ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኩም ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@azebkassaye1551
@azebkassaye1551 Месяц назад
YOU SAID IT.🎉🎉🎉🎉🎉
@user-vy9bp2kx1b
@user-vy9bp2kx1b Месяц назад
ካብዚ ዝዓቢ እንጀራ ይሃብኩም ነዞም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ንኽትገብሩ ኣምላኽ ዝሓገዘኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Woldetensae47
@Woldetensae47 Месяц назад
ኣታ ክንደይ ክትነፍዑ ኢኹም:: አቲኣ ዋና ባድላ ዱካን ለዋህ አያ:: እንቁዐ ኣብ 11 ክፋል ኣብጻሓኩም::❤️ ጹቡቅ ዋጣ
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 Месяц назад
Tebarek ❤❤❤🎉🎉
@fortunam2729
@fortunam2729 Месяц назад
@@nastnetogubamicheal467mara shkor
@Metkeli
@Metkeli Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🙏
@sinatekle7846
@sinatekle7846 Месяц назад
አብነታውያን ኤርትራውያን መንእሰያት አምላኽ ዘጉደልኩምዎ ይመልአልኩም ናይ ብሐቂ ሃገራዊ ሐላፍነት ።
@knowyourself.4103
@knowyourself.4103 Месяц назад
ትምርቲ ኣይውዳእን እዩ በዚ ዕለት ብዙሕ እየ ተማሂረ መሳጢት ዘረባ ናይ ኣቦይ ኣፈወርቂ ኣብ ከምዚ ዕድመ ከምዚ ኣተሓሳስባ ብልሂ ኣቦ ብሓቂ በረኸትኩም ይብጽሓና ሮዲ ምስ መሳርሕትኺ ክኣ ኣምላኽ ብርትዐ ይሃብኩም❤
@abrshhaile7578
@abrshhaile7578 Месяц назад
Ples plese ሽረ በልዎ ኩሉ ሰብ ኤርትረውይ ዝኾን ይርኣዮ emo etom hakqmy ዘልዎ ሰብ ይሓግዝ በጃኹም ይሓውትይ 🇪🇷❤️👍🐪😍🚲💪💪❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@ERIMASSAW
@ERIMASSAW Месяц назад
ኢዋይ ኢድካ ዘይመላልካ ክሓስም ኣብዚ ትገብርዎ ምስታፍ መደብ ኩሉ ግዝየ ምስ ተሽቁረርኩ ኢየ ። ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ደቢል መደብ ነቶም ቲህቡ እዝጋቢሀር ይሃብኩም ። መዓስከር ሱንኩላን ገጽኩም ኪኣ ዘወር በሉ ቡርካተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Месяц назад
ክቡር ሓወይ ብውሽጥኻ ክትህብ እንተሓሲብካውን ኣብ ኣምላኽ ዳርጋ ዝሃብካዩ ዝሕሰብ ኣምላኽ እኮ ልቢ እዩ ዝርኢ ዘይብልካ ኮንካ እምበር ሕልናኻስ ደሊኻ ኣለኻ ስለዚ ኣጆካ ኣይትሸቁረር ኣምላኽ ልብኻ ሪእዩ ክባርኸካ እዩ ዝወሃብ ክህበካዩ ለዋህ ልቢ ስ ኣብኡ ከሎዩ ዝፍለጥ ኣምላኽ ዕጽፍን ድርብን ይሃብካ ❤
@arsiemagoitom2810
@arsiemagoitom2810 Месяц назад
Nay bihaki wala ane❤
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 Месяц назад
አቦይ መዓረይ ቅጭን ክኢላ ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ስድራ ቤትካ ይትምነየልካ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selamitgerie7754
@selamitgerie7754 Месяц назад
ባባ አፍወርቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓቂ ካብ ጥዕና ዝዓቢ የለን 🤲🤲🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉💚♥️💛💙💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-tm1cl6fo3p
@user-tm1cl6fo3p Месяц назад
አብየት አእምሮ አባይ ምዓረይ ሙሉ ጥዕናን ንምነየልኩም ብጣዕሚ በሊሕን ሙቁሉልን ኤርትራዊ አቦ ከምእዉን ሮዲ ምስ ሐደ ምዓልቲ ምስ አለና ዋልታ ሃገር ብጣዕ ንፈትወኩምን ነክብረኩም ኢና ቀጽልዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🌹🇪🇷
@yodittewolde6724
@yodittewolde6724 Месяц назад
So happy to see this. I feel to cry. Please join and help Alena Walta hager. You getting blessed.🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e Месяц назад
This is not giving, this is exploitation of the poor, and week. This need to stop. If they want to give they don't have to record it to show the world. Selfish !
@nanna9497
@nanna9497 Месяц назад
Tack!
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Месяц назад
የቀንየልና ስድራና 🙏
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 Месяц назад
Tebarek❤❤❤❤❤
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh Месяц назад
❤🎉
@Berhane.TV.Tube6757
@Berhane.TV.Tube6757 Месяц назад
ወያነ ህዝቢና ንብረቱን ዓጹሞን ኣንጉዕን ራስዩ ሰዲድዋም ንሕና ደቁኹም ባባ ኣፈወርቂ ኣይንሩሱዑን ኢና ንኩሉ ግዜ ሕድር ናትኹም ኣለና ኣብ ዝባንና እንተ እንዳ ህውሓት ግን ካብ ርኢሲ መረት ከይጠፎአ ፈጽምና ኣይክንዲቅስን ኢና
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 Месяц назад
Beal tgray tewet kabzi temaharu hzbkum kedamnet habu. I’m tekawamay myself but my people comes first always. Good job Maebel.
@mulugetazeray7530
@mulugetazeray7530 Месяц назад
Ayewe haqki ❤❤❤❤❤🤝🤝🤝
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Месяц назад
You nailed it
@akiaki4783
@akiaki4783 Месяц назад
I went the telephone number???!!!!
@akiaki4783
@akiaki4783 Месяц назад
@@AlenaWaltaHager I went the telephone number???!!!!
@Yoel2024.1
@Yoel2024.1 Месяц назад
እዘሞ ኣቦ ግን ማራ እየም ንጹሕ ልቢ ዝውንኑ❤❤❤
@asterfoto8177
@asterfoto8177 Месяц назад
ግርማ ተኽደኑ ኣለና ዋልታ ሃገር ከማኹም ይብዛሕ እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SiedOmer-xo7tp
@SiedOmer-xo7tp Месяц назад
ማዓበል enshalha ዓድምካ የንውሓይ ያርብ ከም ሓውብታትካ ጀግና ናይ አዛ ሃገር አካ ብሕቕ zesman
@erinatey2165
@erinatey2165 Месяц назад
Hgi weyane fah bitin atiwa, ezi kulu gifie ab nutsuhat eritrawi an zigeberkomo, ab adom kea bi kem Mabelino hubun eritrawi🇪🇷💪💯 kebirom alewu, Eritrea ni Eritreawian FOR EVER ❤🕋❤️⛪️💯🇪🇷💪
@abdalkarimhazot1254
@abdalkarimhazot1254 Месяц назад
ماشاء الله تبارك الله الله يوفقك انت شرف شعبنه الغالي الله يحفظك ويحفظ ارتريا وشعبها يارب أسد walta hager 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤❤❤
@hss2423
@hss2423 Месяц назад
ኣቦና አፈወርቂ እቃዕ ክብሪ ረኸብኩም ዓድኻ እዩ ክብረት ናይ ባሓቂ ጹኑዕ ሰብኣይ ኤርትራዊ ማለት❤❤🇪🇷🇪🇷👍👍💐🌹
@nanna9497
@nanna9497 Месяц назад
Well done ❤ God bless Eritrea and Eritreans 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TesfaldetAbera
@TesfaldetAbera Месяц назад
Thanks!
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Месяц назад
🙏
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh Месяц назад
❤🎉
@btsuamlakkidane6094
@btsuamlakkidane6094 28 дней назад
ኣለና ዋልታ ሃገር ትገብሮ ዘለኻ እቲ ልብን ኮላሊት ዘምምር ልዑል እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ🇪🇷❤!
@user-mr4iw4tj3u
@user-mr4iw4tj3u Месяц назад
ኤሪትራውነት ዘሕብን መንነት9️⃣💯🇪🇷 ኩራዕ ህዝበይ መጻኢና ሰላምን ምዕባለን'ዩ❤️✅🇪🇷
@selamitgerie7754
@selamitgerie7754 Месяц назад
ሮዳስ ጽብቅቲ ንዓኽን ንመሳርሕቱን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቡሩኻት ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ምስዛ ምጭዉቲን ተናፋቂት ሃገርና ሰላምኩም ይብዛሕ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤
@amlesomfsehatsien
@amlesomfsehatsien Месяц назад
ወላዲ ከምዚ ክሕጎስ ክትርኢ ብጣዕሚ ደስ ይብለካ ብሩኻት ወለዲ ጻማኹም ዘፍዲ ግዜ ይፍጠረልና።ሮዳስ ጓልና ውን ክብረት ይሃብኪ ጽቡቕ ኣቀራረባ ከብዚ ንላዕሊ ክትቅጽልዮ ብኣኽብሮት ይገልጸልኪ።ዕድመን ትዕናን ይሃብኪ ውላድኪ የስዕምኪ❤❤
@frewinigirmai1473
@frewinigirmai1473 Месяц назад
አለና ዋልታ ሃገር ነመስግነኩም ብእትገበርዎ ሐገዛት? ሮዳስ ድማ አብልዕሊ አጋይሽኪ ብእተርእይዩ ፍቕርን ምትሕግጋዝን ነመስግነኪ. ቀጺለ ክብሎ ዝደሊ. ካብ ኢትዮጵያ ዘተሰጎጉ. ኩሎም መብዛሕትኦም ብሄረ ትግርኛ እዮም. ምእንቲ ንብረት ከየልዕሉ ብጥዑም መልሐስ ሕጂ ክትምለሱ ኢኹም እናበሉ ይሶጉዎም ኔሮም አብ መንገዲ ኮነ አብኤርትራ ብዚሳዕቤናት ምስጓግ. ስድራቤታት ፍሕ ኢሎም ስለዚ ተጋሩ አሕዋት ኢና ዝበልዎም ክአምንዎም ከለው ይገርመኒ ንኹሉ ኤርትራዊን ኤርትራን ተጋሩ ጎረቤትና እምበር አሕዋትና አይኮኑን ።
@user-eu4gq4ks4h
@user-eu4gq4ks4h Месяц назад
ሰላም ሰላም ማዓበሊኖ & ሮዲ ኣምላክ ኣብ ትገብርዎን ስራሕን ኣበርክቶን ኣምላክ ጸማኩ ኣብዚሑ ይሃብኩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@FacheHagos
@FacheHagos Месяц назад
ድሃይ ቤትና አትገብርዋ ዘለኩም ብጥዓሚ ጽብቅ አዩ ዝውጻክሞ ይትክኣኩም ፈጣሪ ንሕና ክኣ ሽር ላይክ ሳብስክራይብ ኣይንሓምቅን አና🎉🎉🎉❤❤❤❤
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Месяц назад
ነዚ ሰናይ ግብሪ ትሳተፉ ዘለኩም ኣምላኽ ብጥዕናን ብበረኸት ብዕጽፊ ይባርኹም ኣቦታትናን ኣዴታትናን መመስገንቲ ጭዋታት ደስ ክብሉኻ ዘይልምን ዘይጸዓድ ህዝቢ ዎው!! ኤሪትራዊ ዲኻ ? ኤሪትራዊ ተኾንካ እምበኣር ኤሪትራዊ ምስ ኣሕዋቱ ይመውት ምስ ኣሕዋቱ ይስጉም ምስ ኣሕዋቱ ይሰርሕ !! ዎው ዝገርም ኣበሃህላ ድማ ኸኣ 100% ሓቂ ዝኮነ ዘረባ ኣብ ኣፍ ጉራጌ!! ❤
@GabrielST11
@GabrielST11 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤ከምዚ ዝገብር ሕብረተስብ ሐደ ኤሪትራዊ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ዋልታ ሀገር ከምኡ ክአ እዛ ጎለይ ጎበዝ ብውላድኪ ተሐጎሲ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪️👑🙏🏿🙏🏿🙏🏿🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@HopefulDrum-xo2td
@HopefulDrum-xo2td Месяц назад
Wawwwwwww ባባ ኣፈወርቂ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ❤❤ ኣለና ዋልታ ሃገር ድማ ኣድንቅናኩም ሮዲ ሽኮር ድማ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤
@sarage09
@sarage09 Месяц назад
The more I watched this program my heart is melted ..." one of his words is "you are human being but your action is like Angels."
@mehretkebreab4066
@mehretkebreab4066 Месяц назад
It’s amazing,Rodasey I’m very proud of you. keep going the only thing to do for them is before they start to talk if it is possible give them water please thank you so much. Eritrawi Malet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@HopefulDrum-xo2td
@HopefulDrum-xo2td Месяц назад
ካብ ኣቦና ኣፈወርቂ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነገር ተማሂርና ብፍላይ ኣብ ፍቅሪን ጥዕናን ንበሩልና ኣቦና ዕድመ ማቱሳላ ያሃብኩም ድምጽኩም ደጋጊምና ክንሰምዖ ኢና❤❤❤❤❤
@gebarkeyahtay9870
@gebarkeyahtay9870 Месяц назад
ማዕበል ሓወይ ብእትገብሮ ዘለኻ ደስ ዝብል እዩ ወላ እታ ተለኣኺት ንፍዕቲ ። ከመይ ዝበልዎ ጸዋግ ዋጣ ደኣሉ እዚ ኸ ድሕሪ ሕጂ ከይተምጽእዩ
@zenebesh6600
@zenebesh6600 Месяц назад
ሰላም ናዓኻኩም የረኹን ማዕበል እዚ ትገብር ዘለኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኮሙካአ ንመሳርትኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Berhane.TV.Tube6757
@Berhane.TV.Tube6757 Месяц назад
ንሕና ከማን ማራ ተሓጉስና ደቁኹም ባባየ ❤❤ኣምላኽ ከኣ ንኣለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኣብ ስሩሑም ከኣ ዓቡይ ኣሳልጦ ይሃቦም።
@hiriytiweldeslasie1154
@hiriytiweldeslasie1154 Месяц назад
Betame dase zebele madabe amelake ebarekume nay behake sanay gebere dase zebe madabe Alana Waleta hagare 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@EyobKahsay
@EyobKahsay Месяц назад
ኣለና ዋልታ ሃገር ትዓዊትልኩም ምርቓ ትኸስቡ ኣለኹም ቀጽልዎ ኣምላክ ዘውጻእክሞ ይተክኣልኩም ❤❤❤ ካልኦት ሚድያታት ከምዚ ናትኩም እንተዝጅምሩ ሰናይ ነገር ነይሩ።
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 Месяц назад
ማዕበል ሮዳሰይከ አያ አፈወረቂ ግሩም ጭራ ዋጣ ተሐምበለ እሞሲ ሪኢና ክንሐልፎ ጥራይሲ ተሰክፍ ኢደይ ኢድካ ንበል ሃገርና ይባርኸልና አብ ቀጻሊ የራኽበና 🇪🇷🇪🇷🤩🤩🤩🙋‍♀️🙋‍♀️🙋‍♀️
@edensolmon4624
@edensolmon4624 Месяц назад
አቦይ ደስ ይልኩምኒ ነቦይ አዘኺርኹምኒ አቦይ ምአረይ እድመንጥእናን 🙏🏾 አለና ዋልታ ሐገር አምላኽ ይመላአልኹም።🇪🇷♥️🇪🇷
@yemaneokubazghi1118
@yemaneokubazghi1118 Месяц назад
ደስ ዝብሉ ኣቦ እንቋዕ ሓጎስኩም ንኣለና ዎልታ ሀገር ድማ ዘውጸእክሞ ይተከእልኩም ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danieltesfation2543
@danieltesfation2543 Месяц назад
ብሰንኪ እዛም ቛንዳፍት ክንደይ ኣባታትና ተደርቢዮም ያኣኺ ብጣዕሚ ዘሐጉስ ኣለና ዋልታ ሃገር ዘዉጻእኩም ይተካኣልኩም መድሂናኣም 🙏🙏 ለጋንተ ዝኸኑ ኣባ ግን እታ ዋጣኛ ግን ተጸዉጉ ወይ ባህራቱ እየ ያኣኺ ፍትሕ ኣብሎ በለዋ እቲ ገጹ ጽቡቅ ኣይከንን ፍሽኽ ክብል ኣለዋ 😂😂😂
@tsgehabte7038
@tsgehabte7038 Месяц назад
ተመስገን ናይ ባሐቂ ኣቦና ዕድመ ይወስኩም እዝጊኣብሄር ❤🎉❤🎉
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay Месяц назад
SEB gerkalu kemzi geru tahagusu kab libu kemesgneka kitrio keloka si kabti natom n laeli tihgos. Wedi kiflay abi seb enqae natna konka adeka si bhaki taeewitula kemzi aynet wulud kihlwa ❤🙏🇪🇷
@frehaile6298
@frehaile6298 Месяц назад
God bless you Father 🙏❤️👈🏼 Well done buluxt Dhei Batna 🙏 Thanks for sharing Maebel hewei 🇪🇷🙏🇪🇷
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho Месяц назад
🇪🇷🌹 Hzbi Eritrea malet eko gold eyu!!!❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Maebelino habibi🤝🏾 🤗❤️🤗
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh Месяц назад
ወርቂ ዘረባ!❤
@hussienibrahim6577
@hussienibrahim6577 Месяц назад
አለና ዋልታ ሀገር ,ማዕበል ምስ ምልኦም መሳርሕትኻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። እዚአ ናይ ሎሚ መዓልቲ መደብ ብጣዕሚ ደስ ዘብልን ንዝተጸገመ አለ ሊኹም ምሕጋዝ ዘዉጻእክምዎ ይተከአልኩም ቀሊል ወጻኢ አይኮን የቐንየልና ሮዳስ ከአኒ ሓንቲ ምቕልቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ምስ ብምልኦም ምሳኺ ዘለዉ መሳርሕትኺ ተወሀ ሂድኪ ነዚ መደብ ምቕራብኪ ብጣዕሚ ጽቡቕ 👏👏👏👏ቀጽልዋ 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@abebadesta5325
@abebadesta5325 Месяц назад
አለና ዋልታ ሃገር ንዓኹም ኣምላኽ ዘውጻእክምዎ ይተከኣልኩ ንኣቦና ከኣ ዕድመምን ጥዕናን ይሃብኩም ናትኩም ሞራል ዕጥቅናን ሓይልናን ይግበረልና ኣንቲ የዋህ ጽብቂ ሓፍቲ ሕምባሽ መጸበቅ መኣዲ ከም ዝበሃል ንፕሮግራምኩም መዓርግ ህብክዮ 🎉❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹 ኣምልኽ ይሓግዝኩም
@michaelghebreamlak7045
@michaelghebreamlak7045 Месяц назад
ዋሃቢ እዝጊ ይሃቦ። ኩቡር ወላዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i Месяц назад
እወ ኣቦይ ምዓረይ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብኩም እው ኣብይንኩም ኣይ ከነን ነዚ ግፍዕታት እዚ ዝርሰዕ ተሉዩ ብሓቂ ዓሻ ጥራዪ እዩ ሓወይ ውን 8 ርእሱ እዩ ምሳኩም ተስጊጉ ግፍዒ ወያነ ታሪኩ ክቢድ እዩ ተመስገን ኣምላኩ ኣሊኹም ተዘንትውሉ ኣለኩም ❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hibintieritrawit9262
@hibintieritrawit9262 Месяц назад
Anes meglexi sienelu enquae Eritrawit koyne tefeterku❤❤❤ Abona 100amet yexnhayom Bruk Hrkut ❤❤❤ Alena Wata hager Maebelino thank you Rodasey Shkor Ms kulom Mesarhtki Yekenyelna Edmen Tienan Yihabkum❤❤❤💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏
@beniyammehari7558
@beniyammehari7558 Месяц назад
ሮዳስ እድል ጌርኺ ! ዋዕ እዚ ዂሉ ምርቓ ! ተመርቕኺ ! ንፍዕቲ!🤛👍
@Asmaytygmielcom
@Asmaytygmielcom Месяц назад
ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ብትገብርዎ ዘለኩም ደስ ዝብል እዩ ኤሪትራዊ ሚካንካ ትሕበን እዚ ክትሪእይ ከለካ ትሓጊሶ ❤❤
@senaitzerai3719
@senaitzerai3719 Месяц назад
ናይ ሎሚ ፍልይ ዝበለ ዩ ❤
@HopefulDrum-xo2td
@HopefulDrum-xo2td Месяц назад
ዋውውውውው ኣለና ዋልታ ሃገር መግለጺ ሲኢነልኩም ብጣዕሚ ድስ ዝብል መደብ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 Месяц назад
ማዕበል ብዕድመ ንኡስ ክንሱ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 Месяц назад
ሙሱጉን አቦ እዋይ መሊሱ እድመኹም ይንዋሕ አንቲ ምቅርቲ ኸአ ዘይ ከመ እድመኺ ዘረጃ ለዋህ ሃላል እድመኪ የንውሃዮ ❤
@helenyohannes4619
@helenyohannes4619 Месяц назад
Just wow my beautiful eritrean people ❤❤❤amazing work Alena walta hager keep shinning and God bless you all....🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@senayteklay3288
@senayteklay3288 Месяц назад
ኣለና ዋልታ ሃገር በዚ ትገብርዎ ዘለኩም ኣምላኣክ ዕጽፍጻፍ ጌሩ ይተካኣልኩም ኣብ ዓለም ከም ሓጎስ ዝጥዕም የለን እሞ ሓጎስ ኣይክላኩም ❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selam-yi2op
@selam-yi2op Месяц назад
እሰይይይይ ኣቦና ደስ ክብሉ በዓል ግርማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኣለና ዋልታ ሃገር ድማ ዘውጻእክሞ ይተክኣልኩም። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BerhaneZeray-nz9ch
@BerhaneZeray-nz9ch Месяц назад
ደስ ዝብል መደባት እዩ በሓቅ ቀጽልዎ ኣምላክ ነትዖም ነዝ ስራሕ ትሰርሑ ዘለኩም ብ ውህብቶ ይኩን ብ ጉልበት ዘይዊዳእ የትሕስኩም ጥዕና ውን ይፍጠረልኩም ብምቅጻል ከም ሓሳብ ከኣ ሓደ ሓደ ንተዓዘብት ዝከዊን ሕቶታት ከኣ ፈይ ኣብሉላ thank you ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abebatekle2987
@abebatekle2987 Месяц назад
Keep up the good work team Alena Walta Hager ❤️❤️❤️❤️❤️
@EdenTesfatsion-qj2jx
@EdenTesfatsion-qj2jx Месяц назад
I don't have words.abba Afwerk I am very happy to see you.i was born in Addis Ababa.i have the same history.I wish long life when I came to asmera I will see you.thank you Rodi.😊
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 Месяц назад
መርሐባ ደሃይ ቤትና ፥ከማኩም የብዝሐዮ፥ ኣቦና ካባኩም ብዙሕ ተማሂርና ፥ልዕሊ ኩሉ ዘሐጉሰትና ግን ፥ብዙሐት ንሰባት ከመስግኑ ኢና ንዕዘብ ንስኩም ግን እግዚኣብሔር ይመስገን ብምባልኩም፥ንሕናውን ካባኩም ተመሂርና ነመስግን ኣሎና
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz Месяц назад
ብሓቂ ኣቅኒእኩምና ኣለና ዋልታ ሃገር ከምዚ ና ትኩም ምርቃ ክንረክብ ኣምላክ ይሓግዘና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሮዲ ሽኮር ከኣ መቀረት ወሲኽላ ነዛ መደብ
@brhanegebru8240
@brhanegebru8240 Месяц назад
መርሓባ ብርሃን ገጾም መደብ ሓደ መዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር ንስለ እቲ ኩሉ እና ሓደረ ዝምቅር መደብኩም ብልቢ እና ኣመኣገንኩ፥ ናይ ሎሚ ድማ ብፍላይ ክሳብ ክንደይ ሰብ ብዓቕሙ ተሓጒሱ ከም ዝነብር ተማሂረ። ሓጎስ ድማ ካብ ብዝሒ ገንዘብ ዘይኮነስ ካብ ተመስገን ምዃና ተማሂረ፡፡ጸጋኹም የብዝሓዮ፡፡
@amenaykentiba2721
@amenaykentiba2721 Месяц назад
ንፍዕቲ ፕሮግራምኪ ደስ እዩ ዝብል ኩሉግዜ ከይ ረሳዕኪ ቆልዑ ከም ዘለውዎም ሕተቲ ክንደይ እዮም አበይ አለው ተመርዕዮም ድዮም ኩሉ ነገር ንፕሮግራምኪ መንውሒ ናዓና ድማ መሐጎሲ ይኾነና እዚ ወደሐንኪ ንፍዒ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍👍👍👍
@yakobequbamicael
@yakobequbamicael Месяц назад
We have learned a lot from our dear father may god give him long life and I wish Dehay Betna to flourish every day
Далее