Тёмный

Dehay Eritrea መገሻ ፕረዚደንት ናብ ቻይናን ሩስያን ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ እንታይ ረብሓ ኣለዎ? ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea መገሻ ፕረዚደንት ናብ ቻይናን ሩስያን ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ እንታይ ረብሓ ኣለዎ?
መገሻታት ፕሪዘደንት ኢሳይያስ ናብ ቻይናን ሩስያን ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ እንታይ ፖለቲካዊ ቁጠባውን ዲፕሎማሲያውን ትርጉም ኣለዎ ንዝብል ሕቶ አሕዋት ሰንጋል ወልደትንሳኤል ዓብዱራሕማን ሰይድ ኣቡሃሽምን ምስ ደሃይ ኤርትራ ዘትዮምሉ ኣለው ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
06 ሰነ 2023
ደሃይ ኤርትራ

Опубликовано:

 

5 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 92   
@hassennasser7471
@hassennasser7471 Год назад
ዋልታ አይትርአ ድሕሪ ዋልታ ዘሎ ረአ ከምዝበሃል ኢሰያስ አይትርአ ድሕሪ ኢሰያስ ዘሎ ረአ። እዚ ማለት ንኢሰያስ ክትክእ ዝመጽእ መንግስቲ አዝዩ ጽኑዕ ከም ሐጺን ዓረ ዝተረረ ናይ ኢሰያስ ስነ-ሐሳብን መትከላዊ መርገጽን ብግብሪ አብ ባይታ ዘረጋግጽን ኢዩ ክኸውን ስለዚ ናይ ኢሰያስ ምህላውን ዘይምህላውን ብዙሕ ትርጉም ዝወሃቦ አይኮነን ምኽንያቱ ኢሰያስ ብሂወቱ ከሎ ሃገር ምህናጽ ዘይኮነስ ስነ-ሐሳቡ ነቲ ዝትክኦ ወለዶ ሓይሊ ብጽኑዕ ከምዝወርሶ ምግባር ኢዩ ዘሎ'ሞ ድሕሪ ኢሰያስ እልቢ ዘይብሎም ኢሰያሳት ክመጹ ምኻኖም ምግምጋም የድሊ። 😮
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 Год назад
100% true
@Hope90s
@Hope90s Год назад
Great job 👍 thank you for a thorough political analysis we are proud of you guys🙏 have a nice summer 🌞
@edrismussa3688
@edrismussa3688 Год назад
Thank you Abdurahman and Sangal good analysis.
@downunder507
@downunder507 Год назад
with all due respect I suggest Mr. Sengal that it would be wonderful if you could keep your answer short and to the point 🙏🏽
@semiramusa3217
@semiramusa3217 Год назад
እዉይ አለኩም ዲኩም ረሲዕናኩም እንዲና አያን ዘማን ኮይኑ ።እዚ ትትንትን ዘይኮንካ ዘለካ ትሕንሕን ሃናካ ሕርቃንካ አብ ገፅካ ይረኤ አያ ሰንጋል ።ከምአ ኢላ እዛ አረጊት ናስትሮ እስኩም ከ እንታይ አፍረኩም እዚ ኩሉ ሐሶትን ፀለመን ሃገርን ሕዝብን ክትርምሱ አይሰለጠን አይረሳዕናዮን 1998 ስጋብ 2001 ዝነበረ እቲ ዝተፃወደ ንስኩም ዘይኮነስ ሕዝብን መንግስትን ኤርትራ እዩ ዘዘንቱ ንስኩም 25 ዓመት ዝዘራእኩሞ መርዚ ሃጊጉ ንፈስ ወሲድዎ እዩ ስለዚ ሱቅ እዩ ዘፀብቀልኩም ሱቅ።
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 Год назад
ሰንጋል ናይ ጽልኢ ሓሳብ ጥራሕ እዩ ዘለዎ።
@kubromdaflahosabay2903
@kubromdaflahosabay2903 Год назад
Fantastic analysis. No doubt it is knowledgeable experts speaking. I liked how flawlessly they gave hard facts, figures, dates, etc and how soberly they reached conclusions. They both avoided unnecessary clichés, which is rare to find with Eritrean analysits, these days. I hope for more of the kind.
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 Год назад
Inever expected ayte Sengal to talk positive.
@Meiry756
@Meiry756 Год назад
Wey. Gud Wey Halew’low + intay iyom Z’blu Zelewu B’al Giug’magiug // Tarik Sewra Eritra. Aflito Zeybilom. Ab. Halew’low Atyom.
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Год назад
ኸምዚ ዝኣመሰለ ኽትዓት ጉድለታቱ ብዘየገድስ ቀጻልነት ክህልዎ ኣዎንታዊ እዩ። መንእሰያት ናይ ኽትዕ ልምዲ ኽማዕብሉ ድማ ሓጋዚ እዩ።
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 Год назад
ግርም ዝኾነ ትንተና ብክልቲኦም ኣሕዋት👍። ከም አርትራውያን ክንሓስብ እንተጀሚርና ብዙሕ ዝፈላሊ ኣይክህልወናን'ዩ። ጽቡቕ ምሕደራ ዘይብሉ ሃገር ዝኾነ ይተሃነጽ ንህዝቢ ከርብሕ ኣይክእልን'ዩ።
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 Год назад
00
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 Год назад
Ppp
@keletatsegai8791
@keletatsegai8791 Год назад
ዕግርግር ድኣ በላ ወሸልኽ ነበር ስዑራት.
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Год назад
ምሽክናይ ከርነሽመታይ ኢኻ
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 Год назад
ክልተ ጥልቁያት አባላት ትግራይ ትስዕር !!!
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Год назад
እዚ ዝተገብረ ዑደት ናይ ዲፕሎማሲ ዓወት ኣመዝጊቡ ኣሎ። ግዚያዊ ድዩ ንሓዋሩ ምስ ግዜ ዝፍረድ እዩ።
@fiory25
@fiory25 Год назад
❤❤❤❤
@ghebreyesushaile680
@ghebreyesushaile680 Год назад
ኢዚ ኣቡ ሓሽም ዝብሎ ዘሎ ፍጹም ምስ ስነ ሞገት ዘይሳነ ትንተና ኢዩ ዝህብ ዘሎ።ደርጊ ክመጽእ ከሎ ተገዲዱ ዘይኮነስ ባዕሉ ነቶ principle ይደልዮ ኢዩ ነይሩ ምዕራባውያን ስለ ዝትርዝህቕኦ ኣይኮነን ነሩ።ህግደፍ ውን ካ መዓስ ኢዩ ዓላማ ናይ ካፒታሊስትስ ነርዎ።please ኣቡ ሓሽም ንፖለትካኺም ክጥዕም ንነገራት manuplate ኣይትግበሪ።
@haileab33
@haileab33 Год назад
ዘረባ ከም ዝማእምእኩም ክትዛረቡ ትኽእሉ ኢኹም ኤርትራ ካብ ሰውራ ሒዛ ኣብ ርእሰ ሙርኮሳ ስለ ትኣምን ምስ ምብራቕ ይኹን ምስ ምዕራብ ዓለም ናይ ተገዛእነት ጽምዶ የብሉን ሕጂ ውን እንተኾነ ዋላ ምስ ራሽያን ይኹን ቻይና ትሃንጾ ዘላ ርክብ ኣብ መትከሉ ንረብሓ ኤርትራን ቻይናን ራሽያን'ምበር ፕረዚደንትና ክሰግደለን ስለ ዝደለየ ኣይኮነን። ብሕጂ ኣመሪካ ናይ ወጻኢ ፖሊሲኣ እንተ የዕርያ ግን መንግስትና ምስ ኣመሪካን ምዕራባውያን ዘይሰርሓሉ ምኽንያት የለን ስለዚ እቲ ርእሰሙርኮሳ ዝብል ኣምር ጓሲኹም ክትሓክፍዎ ምፍታን ከም ዓሎቕ'ዩ ዝቑጸር
@Hager330
@Hager330 Год назад
Abzia zelo lokmax sebay ka
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 Год назад
Sengal woldetensae he is very frustrated I can see he can't provide a proper answers I wish if he can answer with evidenced!!
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Год назад
ነዚ ተገይሩ ዘሎ ዑደት፥ ንዝመጽእ ኽመይ ገርካ ተማዕብሎን ትድርዖን ኣገዳሲ ይመለኒ።
@michaelyebiotesfay7015
@michaelyebiotesfay7015 Год назад
እሞ እታይ ተገበርና የሓይሽ
@zemichaelgebregziabiher9710
You guys , what was the contribution of the west on eritre . You guys are funny and short-sighted.
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Год назад
ሃሃሃሃሃሃሃሃ The game is over
@yonnaswasihun1349
@yonnaswasihun1349 Год назад
Senegal should say hi to him that’s not professional
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 Год назад
ጥቕሚ የብሉን ? እንታይ / በየን ገጽካ ደአ ይሓይሽ በቲ /ናብቲ እንዳ ዕዳ እንዳ ለቓሕ ናብቲ እንዳ ጥልዕ ጉንብሕ በሉልና ናብ"ቶም እንዳ ዝበልናኩም ግበሩ ዶ ምኻድ ይሓይሽ ? ናይ ጀርመን መራሒ ከይዱ ኔሩ ናይ ...ከይዳ ኔራ etc. ቡዙሓት ሀገራት ናብ ናይ BRICS+ ዝተፈላለየ አገልግሎታት ክጽንበራ ይሓታ አለዋ። ምናልባት ገለ ካብ"ተን ሀገራት/አባላት ሕብረት አውሮፓ እውን አብ ብሪክስ ይአትዋ እኾና እየን ። ንቑጠባዊ ረብሓን ንሰላምን ምርግጋእን ክሳብ መብዛሕትኧን ሀገራት አባላት ኔቶ እውን ዝስዕባ ።
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 Год назад
kabakum zeteredakewo africa tesfa kemzeybelnayu coz nay america megezati amen elkum selzetkebelkumo
@edrismussa3688
@edrismussa3688 Год назад
Thank you Dehay Well done Sengal criminal Isyas No substance. Criminal Isyas is desperate.
@Fagi-24
@Fagi-24 Год назад
እዞም ኣቡሓሽምን ጋዜጠኛን ሲ ፕረዚደንት እንዳበሉ የልዕልዎ ኣለዉ ንመንክር: ናይብሓቂ ድዩ ግን ክሳብ ሎሚ ፕረዚደንቶም?
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 Год назад
nay eritera statement russia ne gezeat ukrain mewerara nedegefe zebel aygelexen neti kunena nay UN gen aydgefeton bezekone kulekum tentenakum ego zelewoyu
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Год назад
ብዛዕባ ናይ መቀለ ሃንግ ግዳ ዘይተውግዑና
@Totaldome
@Totaldome Год назад
President Isaias may be siding the east today but as we have learned there is no permanent politics but permanent interests. No question the west had a wrong stand in Badme as the international court proved and continuously kep sanctions fairly or other wise on Eritrea it is therefore logical the west have their perceived interest and why not Eritrea and others. So the Eritrean and the east relations is indeed interest motivated and for now Eritreans should support the the Eritrean move specially keeping in mind geopolitics in the horn and what we know of what the USA have done in Iraq Syria and their unflinching support to…in Yemen. We can already see what is happening in the Sudan and based on what the USA have been and is doing we should have strong suspicions. Recent history proves the USA do not care about any nation ready and willing to dismantle any nation Eritrea may not be any special..!
@Totaldome
@Totaldome Год назад
Unfortunately the panel did not offer any alternative proposal short of removing of Isaias! It is not clear if they think agreements with western companies is the alternative solutions.Many are aware of the hindrances placed by this dictatorial administration yet people are waiting for such solutions which is not coming from the so called Eritreans elites!..people have to eat and have to live they have waited tooo long and they should not be blamed if they go to bed with the devil!
@kerenasmara3479
@kerenasmara3479 Год назад
ኩባንያታት ቻይና ኣብ 1997 ኣብ ከመይ ደረጃ ነይረን ፧ ማዕረ ኣብዚ ሕጂ በጺሓቶ ዘላ ደረጃ ነይራ ድያ ፧ ምኽንያቱ ዕደና ናይ ዓለምና ብምዕራብውያን ኩባንያታት ተዓብሉሉ ዝነበረ ሕጂ እዚ ምዕባለ ቻይና ስለዝበጽሓቶ ግድን እያ ምስ ብዕራባውያን ክትወዳደር፡ ፡
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 Год назад
Atum sebat, bejakum endo hferu. Teritas thnekelka, hager telimkum keyakl mgtar, keda khank ygbeo, zebenawi shiftnet
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
.... ,, ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ናቱ ክመስልን ፡ ነቲ ናቱ (ትግረ ትግርኛ ናይ 85% ናይ ኤርትራ) ከኽብርን እምበር ንባዕዳዊ ዓረብኛ ወይ ኣምሓርኛ ወይ ንጣልያንኛ ክወርስ ኣይተጋደለን። እቲ ዘገርም ንገዛእ ርእሱ ካብ ናይ ኣእምሮ ባርነት ሓራ ዘይወጸ "ዓረብ ኢና" ዝብል ምስሉይ ፡ ንኻለኦት ሰባት ባርነት እምበር ሓርነት ከምጽእ ብቅዓት የብሉን።
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Год назад
ስለዚ ናይ ብዓል ሱዑዲን ኻልኦትን ፖሊሲኣን ኻብ ናይ ኤርትራ ዝሓሸ ማለት ድዩ?።
@selamdelina5716
@selamdelina5716 Год назад
Mr. Sengal is always super! Concrete, fact based analyst. But no one should expect from Isaias to make any agreement to benefit Eritrea Except to his survival.
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Год назад
ዓብድልርሑማን ኣኽሱም ኬድካ መስገድን መቅበርን መሰልካ ሕተት
@peacetv4146
@peacetv4146 Год назад
I like this channel
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 Год назад
ሰላም ንኹሉኹም፡ኣነ ሓንቲ ትገርመኒ ኒሰያስ ከም ፕረሲደንት ትጸኡዑዎ ? ከም ደለይቲ ፍትሒ መጠን ፍጹም ከም ፕረሲደንቲ ምቕባል ጸረ ቃልስና ስለ ዝኾነ''ሳሞኤል ነዛ ኣርእስቲ'ዚኣ ንኽሊትዕም ኣቶ ሰንጋልን ኣቶ ኣቡሃሽምን ኣቕርበልና፡ነዚንጹር መርገጽ ከይወሰድናቃልሲ ኣይዕወትን እዩ ኣብዕግሽግሽ ምንባርና እዩ፡ ካልእ ብዛዕባ ስዉር ወረራ ቻይና ኣብ ሃገርና ስለምንታይ ኢየን ውድባትን ማሕበራትን ጽባሕ ሓላፍነት ኣይንስከምን ኢለን ብ ኣዋጅ ንጹር ተቓውሞ ዝይነስምዕ ዘለና፡ጽባሕ ካብ ቁርምሪም ሎሚ ተቓውሞና እንተስሚዕና ክልተ መኽሰብ ኣለና፡1/ለጂትመይት ን ኢሰያስ ንምንጥሎ 2/ጽባሕ ንደቕና ንዝመጾም ዕዳ ንኽቃወሞዎ ባይታ ነንጽፍ፡ኣብ ትማሊን ሎሚን ኣይንንበር ንርሑቕ ዝጠመተ ኣጀንዳታት ከነታኣታቱ ንፈትን፡እቶም ዓበይቲ ጋዘጠኛታትናን ዓበይቲ ፖለቲካውያን ክትቅልስዎ ይላቦ፡ነዚ ኣገዳሲ ትንተናን ዝርርብን የመስግን፡የቐንየለይ።
@Warsay4565
@Warsay4565 Год назад
ሰንጋል፡ኣብ ዘምጻካ ተዛረብ ሃልውለው ግደፍ
@tewisaak9248
@tewisaak9248 Год назад
ዘረባ ይደጋግም ኣሎ ሰንጋል ።ብዙሕ ጊዜ ህብካዮ።
@mesfn9216
@mesfn9216 Год назад
nefahitotat
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 Год назад
1. ኣብ ደገ ዘልው ደቂ ሃገር ሓደ ዓቢ ትካል ማለት ( ፍርያት ምምሃዝ) ክተክሉ ፍልጠትን ዓቅምን የለን። 2. ዕዳ ክእትወና እዩ ትብልዎ ዘለኩም፡ -ዓዲ በየናይ መንገዲ ድኣ ገንዘብ ክትረኽብ ትኽእል? - ጀርመን ንዝመጽእ 1000 ዓመት ኽትክፍሎ ዘይትክእል ለቃሕ ኣሉዎ። ገንዘብ እንተ ስሪሑ እዩ ገንዘብ ዝፈጥር። ናይ ዓለም ባንክ ንገዛእ ርእሱ ሰራቂ እዩ ።
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Год назад
እዚ ዓወት ድግም ድግም እሞ የለን ወያነስ ተቀቢራ እያ ተሓንጊሩ ዘእትወኩም የለን
@tewisaak9248
@tewisaak9248 Год назад
ኣቡ ሓሽም ርጉእ ዘረባ ተብተብ ጭኑቅ ኣእምሮ ዘየብሉ ከም ሰንጋል።ትጸልኦ ሰብ ስለ ዝተግበሮ ዲዩ ሰንጊለይ
@ww1075
@ww1075 Год назад
Ha ha tefashat seb rebha eskum bewraja trah hsebu
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Год назад
ካብ ሰብ ካርነሽም ንላዕሊ ኣውራጃዊ እኳ የለን
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Год назад
ሃሃሃሃሃሃ ኣቡ ሃሽም ብዛዕባ ናይ መቀለ ሃንግ ኣዕልለና ብዛዕባ ሙሴም ትግራይ ድምጼ ኹኖም ህዝቦ ትግራይ እዩ ህዝብኻ ኤርትራ ንኤርትራውያን መህከላውያን እያ
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Год назад
ትንተና ኽትገብር ከለኻ ኣዎንታውን ኣሉታውን ጎድንታቱ ምግላጽ እዩ። ንኹሉ ብኣሉታዊ መገዲ ምርኣይ፡ ነቲ ሰማዒ እውን እዝኑ ይኹርኩሮ እዩ።
@simonghrimay1918
@simonghrimay1918 Год назад
kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
@user-hq8vm1vh2x
@user-hq8vm1vh2x Год назад
ሰንጋል፡ቅድም ካብ ትግራይ ትዕወት መርገጽካ ውጻእ ፡ድሓር ብዛዕባ ኤርትራ ክትትን።
@michaelyebiotesfay7015
@michaelyebiotesfay7015 Год назад
ብኸፍኲም ለባማትን ሸቓጦን😂😂😂
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 Год назад
Selam.....🎤🔊✊✊✊💝✅
@Warsay4565
@Warsay4565 Год назад
ስንጋል ዝህቦ ፖለቲካዊ ትንታኔ ኣብ ልዕሊ ፕረሲደንት ኢሰያስ ከቢድ ጽልኢ ስለ ዘለዎ እቲ ዝብሎ objektiv ክከውን ኣይክእልን፡ዩ።
@samuelweldamemaryam1802
@samuelweldamemaryam1802 Год назад
ነፍሴሐር መለስ ኢልካዮ መለስ ጨናዊ መቃቡር ሐዊ ይንደድ
@tewisaak9248
@tewisaak9248 Год назад
ሃየ ትግራይ ትዕወት ምቁንጻብ ዘይኤርትራዊ ቀንዲ ስራሕኩም እንዲዩ። ብሕልናን ሓስብን ዝህሰዩ ናይ ሰንጋል ምስ ሳሙኤል ንቁጽ የእምሮ ብጽልኢ ዝተላዕጠጠ ጸረ ግለ ሰብን ብዓቢኡ ንሃገር። ኣቡሓሽም ምስዞም ሰባት የራዳድኣኩም ዲዩ ? ሃየ ሰንጋል ሓወይ ጻዕዳ ተመን እንትነኺሱ ሃየ ሰንጋል ኣስተዋጽኦ ምዕራባውያንከ እንታይ ነሩ። ሃየ ረጂም መንግስቲ ምልዋጥከ ምዕራብውያን ታራ ነርዎም ጅ 15 ።ንስኻ ዲማ ውጽኣት ጽልኢ ኣሕደርልካ ።እዋን ሪእኻ ምጉዓዝ ልቦና ናይ ጸቢብ ሕሰዳ ጂ ዝብሃል ኣይህሉን ኢዩ።ዋይ ሓወይ ሰንጋል መርዛም ተመን ።ሓቅኻ ዲኻ ቀኒእካዶ ?
@lewhatchannel2983
@lewhatchannel2983 Год назад
ክቡር ኣቶ ሰንጋል ዋላ ቻይና ነዚ ፕሮጀክትታት እንተዓብለለቶ ረብሓ ኤርትራ ኣብቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ቻይናን ዝግበር ውዕላትን ስምምዕን ዶ ኣይኮነን ዝውሰን ?ኣነ ከዝመስለኒ ኤርትራ ካብዚ ፕርጀክትታት ትረብሕ እያ ግን እቲ ስርዓት ነቲ ዝርከብ ረብሓታት ዕምሩ ንምንዋሕ ዓፋኒ ጸጥታዊ ትካላቱ መደልደሊ 'ምበር ንህዝቢ ቁጠባዊ ሂወት ዘምጽኦ ለውጢ የለን።
@habtom3411
@habtom3411 Год назад
መጀመርያ ሃገር ባይታ ዜጋታታ ኪትህብ አለዎ ቻይና እ እቲ ሃንጾ መሳላጢ እምበር ሃገር ብዜጋ እንቨሳተራት እያ ትህነጽ ኣብ ኤረትራ ዝተዋህበ ናይ ቱሪዝም ይኩን ኮንስትራክሽን ንግዲ ካልን ዝተፈቕደ የለን ስለዚ ሓድሽ ኣይተጻባዩ ከም ኣሳድ ናይ ሶሪያ መድሐኒ እንተ ኮኑኦ ባይታ ንምንጾፍ እዩ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Год назад
ኤሱ ኣባ ጥረግ ኩላ ራዕራዕ ኣቢልካያ
@tewisaak9248
@tewisaak9248 Год назад
መደምታ ትግራይ ትዕወት ኣይትረስዑ
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 Год назад
ብቐዳምነት ዘይከፈልኩሞ ሃገራዊ ቀረጽ ዕዳ ስለዘለኩም እሞ ክፈሉ ብድሕሪኡ ክትዛረቡ።
@anditwedikeshi9967
@anditwedikeshi9967 Год назад
ኣንታ ንሰንጋል ዝብሃል ሰብ ካብፖለቲካ ኤርትራ ዝረሓቀ ሰብ እዩ ስለዚ ብዛዕባ ፖለቲካ ትግራዩ እንተ ዝገብር ምሓሾ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Год назад
ሰንጋል ኤርትራዊ እንበር ካርነሽመታይ ኣይኮነን
@Fagi-24
@Fagi-24 Год назад
ሃለውለው እንዶ ኣቃርጹ ዕላጅ ሰንጋል ቀሊል ፖለቲከኛ እኮ ኣይኮነን: መምስ ጸንቀቅኩም ናብ ዜግነት ምዕዳል ኣይትግየዩ
@GezaeAsgodom-ir8is
@GezaeAsgodom-ir8is Год назад
Sengal was one of TPLF Melese Zenawi admirer especial about the infrastructure built during his power in Ethiopia. Ethiopia was china''s economical beneficiary and most of its infrastructures was built during that period. Why not Eritrea now and then? Why is Eritrea social economic move over depend on your hatred?
@oqubaykifle9554
@oqubaykifle9554 Год назад
Boring zero analysis
@tewisaak9248
@tewisaak9248 Год назад
ሃየ ሰንጋል ሃገር ክትምዕብል ኣየሐጉሰካን ።ውድቀት እንድዩ ሃገር ክትጸንሓኩም ኢያ።እንት ኣቲኻ ተቅዋሚ ዝብሃል ዕኪስካ ኣሎኻ ኣቃሽሽ ኣብሎ ተቅዋሚ ክትብሃል
@rttr3992
@rttr3992 Год назад
😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❓❓❓
@a.tedros7195
@a.tedros7195 Год назад
I wouldn't assess the visit by DIA as a diplomatic victory at all
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m Год назад
How would you define a diplomatic victory ?
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 Год назад
መገሻ ፕረሲደንት?????? ናይ ብልብኹም ድዩ..... 😂😂😂😂 ኣቡ ሃሽም ሞ ምሳኹም ቢዝነስ የብሉን እንድዩ፣ ክከታተለኩም ጥራይ ዩ ዝሕወሰኩም ዓዋናት።
@binyamhaile6420
@binyamhaile6420 Год назад
ABSOLUTELY WRONG ANALYSIS.
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Год назад
አብ ኤረትራ ዝኮነ ወፈረ ክዒወት አይክእሊን ምረግግጋእ ሰለ ዘየለ
@debesaysium3891
@debesaysium3891 Год назад
ወዳጀ ተንታኖ? ሕልኩሳት ሉኽሱሳት ኣዛብእ ቀትሪ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Год назад
እዚ ትንታነኹም ኩሉ ህውተታ እዩ። ኢሳያስ ብስቓይ ደቂ ሰባት ሩፍታ ዝስምዖ ሰብ ስለዝኾነ ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ጥፍኣት ብፍላጥ እዩ ኣካይድዎ። ሕጂ ካብ ሕማም ስነ ኣእሙሮኡ saddism ተጋላጊሉ ኣብ ኤርትራ ምዕባለታት ከምጽእ ይሰርሕ ኣሎ ኢልኩም እንተ ኣሚንኩም ህውተታ ጥራሕ እዩ። ግን ንኽልተ ዓመት ዝኸውን ዕዮ ገዛ ሂቡ የሀውትተና ኣሎ።
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 Год назад
አታ እቲሐንጎልኩምሲ በጃኻትኩም ንሐቂ ተጠቐሙሉ በጃኻትኩም እቲዝስምዓኩም ሰብ ይንዕቀኩም አሎ። እሞኸድአ ቻይና ንኤርትራ እንተዘየርቢሐ ደአ አመሪካኸ ተትሕዞ ዝበለጸዶ ምረብሔ እልኩም ትሐስቡ ሐሳዳት
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 Год назад
ካብ ሰንጋል ጽቡቕ ክንሰምዕ ኣይንጸበ ከዳዕ ስለዝኾነ።
@user-tn2bh6tc2s
@user-tn2bh6tc2s Год назад
ንመጀመርታ አቶ ስንጋል ጽቡቅ መግለጺ ሂቡና thank you
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Год назад
ምስ ቻይናን ሩስያን ዝግበር ንግዳዊ ምትእሳር ነቲ ድክታቶር እቲ ረብሓ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
ኵናትን ረጽምን ሱዳን መሊሱ ይኸፍእ። እቶም "ዓረብ ኢና" ፡ ዝብሉ መራሕቲ ፖለቲካን ሃይማኖትን ሰሜን ሱዳን ናይ ካርቱም ፡ ነቲ ኣብ ካለኦት ብሄራት ንነዊሕ ዓመታት ዘካይድዎ ዝነበረ ያኢ ዓረባውን ጂሃዳውን ህውከት ሎሚ ኣብ ገዛእ ዓዶም እንተተባረዖም እንታይ ዘገርም ኣለዎ፧ ፖሊትከኛታትን ልሂቃንን መራሕቲ ሱዳን ፥ "ናሕኑ ሱዳኒን ኣፍሪቃውያን ኣይኮናን ፡ ዓረብ ኢና" ፡ ኢሎም ስለዝኣምኑ ፡ ከምዚ ዝመስለኒ እዘን ሃብታማት ሃገራት ዓረብን ህዝቢ ዓረብን ኣኺሉ ዝተርፍ ረዲኤትን ፡ ልክዕ ከምዚ ንህዝቢ ሶርያን የመንን ዚሃበኦ ቆላሕታን ዑቕባ ንስደተኛታትን ከምዝገብራሉ እምነተይ ዝለዓለ እዩ። እስከ ካለኦት ኣብዚ ከባቢና ካብ ዘለዉ ፥ "ናሕኑ ዓራቢ" ፡ ኢሎም ዝኣምኑ መሳኪን ህዝቢ ፡ ሃብታማት ህዝቢ ዓረብ ከኣ ኣውያቶም ሰሚዑ ዝረድኦም ፡ ኣበይ ሃገር ኮን ይነብሩ ይኾኑ፧ ... ኣብዚ ከባቢ ክንደይ ዓሻን ተበላጽን እንድዩ ዘሎ። ክንደይ ሰብ ድዩ ነቲ ናቱ ፈንፊኑ ንዕቕ ኣቢሉ ፡ ብባዕዳዊ "ዓረብኛ ኣይተዛረብኩምን" እናተባህለ ፡ እተገርፈን እተጸርፈን። ወረ ክንደይ ደናቑር እንድዮም ገና ንገዛእ ርእሶም ካብ ናይ ርእሰ ምትሓትን ናይ ኣእምሮ ባርነትን ሓራ ዘይወጹ ክነሶም ፡ "ንዓና ሰዓቡና ፣ ሓራ ከነውጽኣኩም ኢና" ፡ እናበሉ ዘሽካዕልሉ። በዓል መን ድዮም ናይ ገዛእ ርእሶም ቋንቋታት ብሓዊ ኣንዲዶም ባህላውን መንነታውን ነፍሰ-ቕተለት ዝፈጸሙ፧ ቋንቋታትካ መንነትካ ታሪኽካ ፈንፊንካ ንስኻ ንኣይ ፖለቲካ ክትምህረኒ፧ ከምዚ ከማኻትኩም ዓያሹ ደድሕሪ ደናቑር ክትከዱ እዩ ፡ እዚ ኩሉ ጸበባ እተፈጥረ። ንስኻትኩም ሺሕ ግዜ ተኣኪብኩም እተምጽእዎ ራህዋ የለን። ኣነ ዘዛረበኒ ብዛዕባ እቶም መን መዃኖም ዝፈንፈኑ ፥ "ካብ ህግደፍ ሓራ ከውጽኣካ እየ" ፡ ኢሎም ዘታልሉ እየ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
.. ኣብዚ ከባቢ ክንደይ ዓሻን ተበላጽን እንድዩ ዘሎ። ክንደይ ሰብ ድዩ ነቲ ናቱ ፈንፊኑ ንዕቕ ኣቢሉ ፡ ብባዕዳዊ "ዓረብኛ ኣይተዛረብኩምን" እናተባህለ ፡ እተገርፈን እተጸርፈን። ወረ ክንደይ ደናቑር እንድዮም ገና ንገዛእ ርእሶም ካብ ናይ ርእሰ ምትሓትን ናይ ኣእምሮ ባርነትን ሓራ ዘይወጹ ክነሶም ፡ "ንዓና ሰዓቡና ፣ ሓራ ከነውጽኣኩም ኢና" ፡ እናበሉ ዘሽካዕልሉ። በዓል መን ድዮም ናይ ገዛእ ርእሶም ቋንቋታት ብሓዊ ኣንዲዶም ባህላውን መንነታውን ነፍሰ-ቕተለት ዝፈጸሙ፧ ቋንቋታትካ መንነትካ ታሪኽካ ፈንፊንካ ንስኻ ንኣይ ፖለቲካ ክትምህረኒ፧ ከምዚ ከማኻትኩም ዓያሹ ደድሕሪ ደናቑር ክትከዱ እዩ ፡ እዚ ኩሉ ጸበባ እተፈጥረ። ንስኻትኩም ሺሕ ግዜ ተኣኪብኩም እተምጽእዎ ራህዋ የለን። ኣነ ዘዛረበኒ ብዛዕባ እቶም መን መዃኖም ዝፈንፈኑ ፥ "ካብ ህግደፍ ሓራ ከውጽኣካ እየ" ፡ ኢሎም ዘታልሉ እየ።
@Ae91scd
@Ae91scd Год назад
ዓቕሚ ህግደፍን ደገፍቱን ጸርፊን ጸለመን እዩ ። ትጻረፉ ዘለኹም ስለምንታይ ትፈልጡና ወይ ተፈዱሑና እዩ ። ወዮ ድአ ዓቕሙ የብልኩምን እምበር ካብ ትጻረፉ ( Challenge) ብፍልጠትን ብቕዓትን ዘይትገጥምዎም ? ወይ እውን ነዚ ብጭቡጡን አብ ባይታ ብዝነበረን ዝትንትኑ ዘለዎ የሕዋት ብከምቲ ናቶም መጺኹም ዘይትትንትኑ ? ወይ እውን ( Disprove) ከተፍሽልዉ ዘይትመጹን ዘይትቀርቡን ? መሻኺን : ዓቕሚ የለን ።
@Eri.detective7524
@Eri.detective7524 Год назад
ዘገርም ዩ ሰንጋልሲ ምስ ትግራይ ትዕወት መርገጽካ ብንጹር ዝኣወጅካስ ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ይምልከተካ ሕፈር😮
Далее
Я НЕ ОЖИДАЛ ЭТОГО!!! #Shorts #Глент
00:19
ТРУБОЧКА СКВОЗЬ НОС 😳
00:40
Просмотров 252 тыс.
Пиратские котики
00:50
Просмотров 202 тыс.