Тёмный

Dehay Eritrea ምስ ዶር በረኸት ዝነበሩ ፈዳይን ጸላኢ ምስረኸቦም ጥይት ተኵሶም ኣምሊጦም? ንሱ ግን ተታሒዙ! ብድሕሪኡኸ እንታይ ኮነ? ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea ምስ ዶር በረኸት ዝነበሩ ፈዳይን ጸላኢ ምስረኸቦም ጥይት ተኵሶም ኣምሊጦም? ንሱ ግን ተታሒዙ! ብድሕሪኡኸ እንታይ ኮነ?
ዛንታ ስሳታትን ዘደንቕ ተዘክሮታትን ክቕጽል እዩ።
ሳልሳይ ክፋል ዕላል ምስ ዶር በረኸት
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
08 - 07 - 2022 ደሃይ ኤርትራ

Опубликовано:

 

8 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 44   
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 2 года назад
ደስ ዝብል ታሪክ ዶክቶር በረከት ሳሙኤልውን የቀንየልና
@betrihaki3884
@betrihaki3884 2 года назад
DR. BEREKET, plz we need PART 1 . PART 2 , PART 3 ,,,,,, PART 10000 of these videos, and of your past because you are such a GREAT ERITREAN MAN. This VIDEO will last for generations, and you will be remembered as a great HERO forever. ANBESA YIKA, YIDME AMLAK YIHABKA. 24:33 🙂
@helenymesgen1054
@helenymesgen1054 2 года назад
Doctor Bereket abonan ayana God bless you long life 🙏😇♥️
@robrahk1432
@robrahk1432 2 года назад
ክቡር ፕ/ር በረኸት ንኽቡር ጋዜጠኛ ሳሚኤል ክረክብ እንከሎ ኣዝዩ እዩ ዝፍሳህ(ዝሕጎስ)እዚ ድማ ብቕዓት ጋዜጠኛ እዩ ዘመልክት።ደስ ዝብል።የቐንየልና ኩቡራት ወገናትና።
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 3 месяца назад
What a History
@Robeltk
@Robeltk 2 года назад
Very interesting
@biriktikidane8415
@biriktikidane8415 2 года назад
ዝገርም ነገር አብ አለም ኩሉ ሳእ ዘግድአካን ዘጥፈአካን ዝአመንካዮ ሰብ እዩ ስለዚይ ንወድሰብ ፍተዎ እምበር አይትእመኖ ዝባሀል ንዘይ እዩ።
@ygy.yohannes5179
@ygy.yohannes5179 2 года назад
ኣዚዩ ኣገዳሲ፡ ንደሓር ወይ ውን ኣብዚ እዋን'ዚ ኣፍካ-ዝሃበካ ዝትረኽ ዘሎን ዝነበረን መደምደምታ ክግበረሉ ይኽእል እዩ። ኢሰያስ ኣብዩ፡ ኣይፋል ተሓኤ 'ምበር ዝብሉ ዘይንጹርራት ዘረበታት፡ ተስፋ ንገብር ሕጂ ክንጸረልና። መን ይንገር ዝወዓለ፡ መን የርድእ ዝቐበረ ስለዝኾነ። የቐንየልና ሳሙኤል። ንበረልና ኣቦና ደ/ር በረኸት።
@betrihaki3884
@betrihaki3884 2 года назад
THIS VIDEO IS VERY INTERESTING. I WISH DR. BEREKET MADE MORE OF SUCH VIDEOS, THIS WILL HELP OTHERS TO UNDERSTAND THE COMPLEX SITUATION BETWEEN ETHIOPIA AND ERITREA. 11:33 very SAD to lose our beloved, respected intelligent, and caring General Aman Andom, just like that.
@gebeyalebu1644
@gebeyalebu1644 2 года назад
I don’t believe anything this man says.
@banjim499
@banjim499 2 года назад
@@gebeyalebu1644 👈 your comment is not make sense..I wander how do you know about Dr Berket he might tell the truth.
@gebeyalebu1644
@gebeyalebu1644 2 года назад
@@banjim499 it might not make sense to you - I really don’t believe anything this man says or ✍.
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 3 месяца назад
Part 3
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 2 года назад
Hi samiel Ab laali xhafelu part one ,2,3---9 A gami koynu ko kinirekbo
@EyobGhebreziabhier
@EyobGhebreziabhier 4 месяца назад
''Dehay Eritrea ምስ ዶር በረኸት ዝነበሩ ፈዳይን ...'' Let us correct, እቶም ፈዳይን ዝ ነበሩ ምስ ...
@salehabdela3293
@salehabdela3293 2 года назад
ክቡር ሐታታይ ድቂ 90 ዓመትን ልዕሊዑ ንዘለውን ንዝሐለፉን አቦታትን አዴታትን አታ እነበልካ ምጽዋዕ ነቲ ንልዕሊ 2 ሺሕ ዓመታት ዝጸነሔ ባህልን ልምድን ወይ ደይምፍላጥ ወይውን ዘይምኽባር ሰለዝኾነ ተአረመሉ:: ዘይሙያው ጥራይ ዘይኮነ ነቲ ባህልና ምብራስን ምጥፋእን እዮ ::
@amanuelberhane6897
@amanuelberhane6897 2 года назад
ድምጺ የለን ኣይስማዕን ኣሎ ነዓይ ጥራይ ድዩ ወላስ ንኩላታና ኢዩ?
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ከምስል እምበር ብልቡስ እንቋዕ ከደ ኢሉ ክድንግጽ ድኣ ባህርያቱ ዘይኮነ
@seeker9272
@seeker9272 2 года назад
😎 ደሃይ ኤርትራ ተቕርብዎም መደባት ብጣዕሚ ጽቡቕ ግን መታን አብ ኤርትራ ዘለዉ ህዝብታት ዘይሰምዕዎ እንድሕር ኮይኑ ትርጉም የብሉን ምኽንያቱ ለውጢ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ስለዝኾነ ስለዚ ከምበዓል አሰና ኤሪ ሳት አለና ካልኦትን ኩሎም ናብ ውሽጢ ኤርትራ ዝምሐላለፍ መደባቶም ናታትኩም እውን መታን ናብ ውሽጢ ኤርትራ ክምሓላለፍ ገለ ርክብ መስሪትኩም ምስኣታቶም ናትና መደባት እውን አማሓላሉፉልና በልዎም Otherwise ናብ አብስደት ዝነብሩ ጥራይ መደባትኩም ክርኣይ እንድሕር ኮይኑ ብፍጹም ትርጉም የብሉን
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 3 месяца назад
Part kindey mukanu eba tsehafelu
@selamawitabraha2409
@selamawitabraha2409 2 года назад
Dr ረዳእዝጊ ዝበሃል veterinarian እውን አብ ዕርቂ ምሳኻ ይንቀሳቐስ ኔሩ። አብ ዓዲ ሽማግለን አብ ሃዘጋን ንተጋደልቲ ናይ ክልቲኡ ወገናት ዘራኸበና ንሱ እዩ። ንስኻ ብወገን መራሕቲ ንሱ ከአ ብወገን ናይ ተጋደልቲ ትነጥፉ ምንባርኩም እዝክር።
@Meiry756
@Meiry756 Год назад
Wey’zi. DERBAY + GUHAF Kem’a’ilu Alo GUHAf’si Kulu’gize GUHAF !!!
@dadidad4572
@dadidad4572 2 года назад
ታሪክ ከዳዓት ናብ ኤርትራውነት ከጸጎዖም ይፍትን እዚ ሰታይ ደም ምሁር ደንቆሮ
@embaderho4807
@embaderho4807 2 года назад
ትማሊ ከዳዕ ነይሩ ሕጅ'ውን ከዳዕ 'ዩ : ሕጂ'ውን ኣብ ዕርባኑ መርዝታት እና ነዘሐ'ዩ :: ጨለ ኢሰይያስ' ዩ ጽቡቅ ገሩ ዝፈሎጦ : ሕጂ ኣብ ኖርዝ ካሮላይና መእለይ ኣረግቶት ተሓቢኡ አመሉ ኣይገደፈን ::
@selamawitabraha2409
@selamawitabraha2409 2 года назад
እቲ አብ ባቢሎን ስኩዌር ብፈዳይን ዝተተኮሰ ቦምብ አብቲ ብዙሓት አምሓሩ ዝአትውሉ ዝነበሩ ባር ጎንደር እዩ ኔሩ። አብኡ ሓደ ፍቅረ ዝበሃል ሊዲንግ ሲማንን ሐደ ክልተ ጦርን ተቐቲሎም።
@filimontsegay9289
@filimontsegay9289 2 года назад
አቶም ፈዳይን በዓል መን አዮም ኔሮም
@dkg4657
@dkg4657 2 года назад
Flut!, Vainak 😊
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 2 года назад
@@filimontsegay9289 አቶም ፈዳኢን ብዓል ኣብርሃም ተኽለ ዓንደለ፡ኪዳነ ዓንደመስቀል፡ዮሴፍ ዝብሃልን አዮም ኔሮም ናይ ጀብሃ ዓባይ
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 2 года назад
@@dkg4657 ቫይናክ ናይ ሻዕብያ አዩ ኣብቲ ግዜ አቶም ዝሓየሉ ፈዳኢን ናይ ጅብሃ አዮም ኔሮም ኣብርሃም ተኽለ ዓንደለ ዝመርሖም
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 2 года назад
መብዛሕቱ ኤረትራዊያን በዛዕባ አማን ሚካኤል አንዶም ጌጋ መረዳእታ እዮ ዘለና ። አማን ብትውልዲ ካብ ሓማሴን (ካርንሽም) በዲኡ ትግራዎይ ኮይኑ አብ ሱዳን ኻብ ቁልእነቱ ዝአበየ እዮ ኔሩ አቡኡ አንፃር ጥሊያን ስለ ዝነበረ ምስ ንጉስ ኃ /ሥላሴ ምምላስ ካብ ስደት አብ ሱዳን ተራኪቡ ን ካፕቴን አማን ወዱ ምስ ንጉስ ኣላሊዩዎ አማን አንዶም አብ ኢትዮጵያ ማላቴሪ ብሻለቃ ማእርግ ከገልግል ጀመረ ። አማን አንዶም ብኢትዮጲያውነቱ ዝአምን ኢትዮጵያዊ ጀነራል እዮ ናይ ናጽነት ኤርትራ ፈፂሙ ዘይአምን ጥራይ ዘይኾነስ ንተጋደልቲ ባሕሪ ከእትዎም ዝመደረ ሰብ እዮ ኔሩ ብኢትዮጲያውነቱ ድሕር ዘይብል ሰብ ኔሩ ። ሓደ ሰብ ኣነ ኢትዮጵያዊ እየ እንዳበለ ከመይ ዳ አሎ ገለ ገለ ኤርትራዊያን ንአማን አንዶም ኤርትራዊ እንዳበሉ ዝዉከሱ ???? ሓደ ሰብ ዜግነቱ ብድሌቱ ምስ ቀየረ ናብቲ መቦቆል አዱ መሊስኻ ፣ ተወሊዱ ፣ አሕዎቱ እኾ ፣ እንዳበልካ ነቲ ሰብ ከምድሌትካ ዘይናቱ ዜግነት ምግላጽ አቢ ጌጋ እዮ ። አማን አንዶም ፣ በረኸት ስምዖን ፣ መለስ ዜናዊ ኢትዮጵያዊያን ዳኣ እምበር ኤርትራውያን ከይኾኑን ።
@akberethagos8363
@akberethagos8363 2 года назад
ደንቆሮ ኢሰያስን ሓጎስ ክሻንከ ናይ መን እዮም።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 2 года назад
@@akberethagos8363 አብ ኤርትራ ሳጋብ ሕጂ ዜግነት ዘዝወሰደ አብ ኤርትራ ዝተወልደ ወጻዕተኛ የሎን ። ዜግነት ክትሕብ መጀመሪያ ኮንስትራክሽን ዝተመርኮሰ ሕግ የሎን ኢሳያስ እንክርዳድ ውን ዜግነት ናይ ኤርትራ የብሉን ።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 2 года назад
ኮንስትቲዮሽን 😂
@dadidad4572
@dadidad4572 2 года назад
ሰታይ ደም ህዝብን ሃገርን
@dendandendan2091
@dendandendan2091 2 года назад
you are nonsense, go and tell to your mummy
@ephraimtik920
@ephraimtik920 2 года назад
ብጭዋ ባህሊ ኤርትራ አቀዲሜ ሰላም, ከምእውን ብትምህርቲ ይኩን ብእድሜ አባይ ኢሃ ስለዚ ብአክብሮት ሃሳበይ ይህብ። *ጋዜጠኛ ኢትዮጵያ ዲሃ ኤርትራውያ አነጽረለይ?? ምክንያት አብ ኤርትራ አቱም ኢልኮ ዝጽዋአ ባህሊ የብልና, ከከም እድሜ አቦይ አያይ ወዘተ * አቦሃ ቀሺ ሃ/ስላሴ ቅድም አቦታቱ ዘንበሩሉ ሃይማኖት ክሂዱ ፔኒጤ ኮይኑ ተተለመን አህጊዱ እንታይ ጉድለት ስለዝረከበሉ አብርሃለይ?? *ቀሺ ሃ/ስላሴ ፍቅሪ ኢትዮጵያ ንጉስን ሃዲርወ ን ኤርትራ አህሊፉ ን ኢትዮጵያ ዝሃበ(ን በይኑ አየኮነን) ተረደአለይ!!!! አቦሃ ቀሺ ሃ/ስላሴ አብ ኢትዮጵያ ከይዱ እንታይ ጹቡቅ ስለዝረአይ??? ዋላ ብላእ ኮብ ንጉሥ ስለዝረከበ??? *Dr አብ ኢትዮጵያ ምስከድኮ ኤርትራውያ ጓል አድሃ ገዲፍኮ ኢትዮጵያዊ ተመሪሃ ስለ ምታይ??? * ኮብ ዘረብሃ አነ ንስድርይ ክህግዝ አየተማሃርኩን ትብል, ዋላ ስድርሃ እርኩባት ተኮኑ ኮልእ ቤተሰብ ዝህገዝ የብልኮን ዶ??? ን ስድርሃ ክትህግዝ አላማ ዘይብልኮ ን ሃገርይ ክትብል አይጋጮውን?? * ወዲ ሃውሃ ነባራይ ማይ ተመናይ አግልግሎት አባል74 ሜኮ መምህር ፍጹም ን እስራኤል ክሰግር አየከአለን ዘህዝን ን ምታይ ዘየሃገዝኮዩ?? በቲ ዘጋጠመ ትህጎስ ዶ????? እንዃእ ን ወዲ90 አብጸሃኮ!!! በቲ ትክተሎ ሃይማኖት መስተ ጎይላ ክሉኩል እዩ። ስለዚ ን ምታይ ሳሲኮ??? * ከምእውን ብረት ሂዝኮ ዘየተጋደልኮ ሃደ ሰብ ተጋዳልይ ክብለኮ አገብ ዘየብልኮ??? *ብዝኮነ መስፈርቲ ዋላ ጸላኢያ ክመውት አየደልይን, ጄኔራል አማን ብዘየ ፍርዲ ሙሞቱ ዘህዝን እዩ!! ብዛእባ ጄኔራል አማን ዝሃብኮዩ አንባቢ ከምዝነበረ ትብለና አሎሃ ጽቡቅ, ዘንበበ ሰብ ኢትዮጵያ ገፍሃ ኤርትራ ን እሽቶ ኢሉ ዝመዝን አንባቢ ብከመይ ክንመዝኖ??? ጃፓን ክንዲ አሩሲ ትከውን አብት ግዜ ጄኔራል አብዝነበረሉ ሃብታም ሃገር ኔር እዚ አየፈልጥን ኔሩ ዲዩ ምስ ኢትዮጵያ ክህውሰና????? *****$$$$$$ ጄኔራል ክኢላ ወተሃደር ምኮኑ ብከማይ ዝልአል አየዃነን። ጄኔራል ዘየፈልጦ ወተሃደራዊ ሚሲጥር ክንደየ,ኢትዮጵያ ን ቀይህ ባህሪ ስለዝወረረት ኮብ አሜሪካ ሚሊወናት ትሃፍስ ጨው አገልግሎት ወደብ ወዘተ ክትምዝምዝ እንዳፈለጥ ኢትዮጵያ ሰፊሂ ኤርትራውያን ተጠቂሞም ኢሉ ክሃስብ ን ፌደሬሽን ክምልስ ዝብል ሰብ ብከመይ ትሪኦ??? በቶም ከዳአት ከድንን ብ ጄነራል አጃልነት እሽቁረር!!! ድህር ክድአት ሃገርን መንግስትን *ሃገርኮ አብ እርጋንኮ ከዲኮ ጥኢሙኮ ዶ??? *ዋላ መንግስት ተተጋገየ ብእድሜ አቦ ብትምርቲ ጹጉብ ወዘተ ን ምታ አብ ኤርትራ ኮፍ ኢልኮ ዘየማአድኮ???? ስለዚ ብ አያኒ ኤርትራውያ ክርኤኮ ን ኢቀኮ አይትሃዘል!!! እቲ ሰብ እድሜ ምኮንኮ አቦቱኡ!! *** ኮብ ዘመነ ሰብ ጋድስ ክሳብ መለስ ተጋሩ አብ ልእሊ ኤርትራውያን ገበነኛታት ኮብ ፖለቲካ ወጻኢ አብ ሰላማዊ ኤርትራውያን ስርቂ ቅትለት ወዘተ ዝፈጸሙ ደመኛ ጸላኢ ኤርትራውያን ምኮኖም ትፈልጥ!!! ን ምታይ ነዚ ታሪክ ሰኒድኮ ዶ??? መጽሐፍ አዳሊሃ ዶ??? **** እቲ ዘህፍር አብ ቅድሚ ተጋሩ ከይትወሩን ንፈርህ ኢልኮ(ኮልኦት ተወሲኮም) እጣኮ መልጎም ፈቲሃ ን ጸላእትን ፍናን ሂብኮ ህጂ እቶም ሳእኖም ዝለሃስኮዮም ግባሮም በት ጂግና**** ንፈልጦ ሃደ ክንድ ሚሊዮን ግባሮ ኢሉ አብ fb ምስ ተጠቀአ እንታይ ተሰሚኡኮ*****kkkkkkk በየሱስ ስም ኢልኮ ዶ????? ***** እቲ ዘህፍር አብ እርጋንኮ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ሸቲትኮ ምስ ሊስትሮ ትግራዋይ ኤርትራ ከተጥፍእ መኪራኮ ከምእውን መአኮር ጻአዳ ልሂስኮ ይስተረና!! ዝብሃል የሎን!! *** ህጂ ዳርጋ አለም ክትገድፍ ቀሪብኮ አሎሃ።*** ንምታይ ን መንግስቲ ኤርትራ ከምእውን ህዝብ ኤርትራ ይቅሬታ ዘይትሃትት??? ኮልእ ይትረፍ ቀብርሃ ዘየተጽብቅ???? Dr, በረኸት ነዚ ዝሃብኩሃ ኩሉ መልስ ክትህበኒ ብክብረትኮ ይሃትት?? እድሜና ጤና ለክቡር ፕሬዝዳንት ኤርትራ ከና ኮቢናቸው!! አወት ገቢል ኤርትራ!! ተጻፈ ከምስኪኑ መሃይም ስደተኛ!! ድህሪ ክድአት Dr ኮልእ ይቅጽል ብሰላም የራክበና!!
@yosiefbelay4842
@yosiefbelay4842 2 года назад
ፀሓፊ : ፅልኢ ሕማቅ ሕማም ካንሰር እዩሞ ምሕረት የውርድ ። ኩሉ ዓይነት ገበን ጥፍኣት ወዲ ሰብ ኣብ ዓለምና ዝመፅእ ካብ ፅልኢ እዩሞ ሕልና ምፍታሽ ኣገዳሲ ይኸውን ።
@ephraimtik920
@ephraimtik920 2 года назад
@@yosiefbelay4842 አስተውእል!! ከም ሰብ ጹቡቅ ዝገበር ተመስግኖ, አብ አለም ስለዘሎን ነቲ ህማቅ ዝገበረ ዝፈጸሞ ጌጋ ን ዛረብ ምክንያት ኮልኦት ከምእው ጌጋ ከየገብሩ። አነ እየሱስ አየኮንኩን ን ጸላአያ ክርስእ!! ከከም ጌግኡ ኮብ ጌግኡ ክእለይ ኮብ በትሪ ወዘተ ምክሪ። አቦይ በረኽት ዝፈጸሞ ክምልሰለይ ሃቲቴ እ ምበረ, ብውልቂ ጽልኢ የብለይን, ነቦይ ዝአክል ሰብ ክጸልአ አይደልይን!!! ዝብል ዘለሆ አቦይ በረኽት ምስ አህዋቱ ተአሪቁ ብሰለም ናብ ሃገሩ ይመልስ አብ እርጋኑ ባእሲ ኩሪያ አይጽብቀሉን!! ን ነብሱ ሰላም አውሪዱ !!! ነቶም ጌጋ ዝፈጸሙ አብ ስደት ብ እራጋኖም ዝተዋረዱ ምኢዱ በታ ተሪፋአቱ ዘላ እድሜ አቦ ሰላም ተባሂሉ ክብረቱ መሊሱ ታሪኩ ከእርይ እላበው!!! አብዚ ወዲ 90 እድሜ ተቃላሳይ ተቀዋሚ አባ ህውከት አይጽብቀሉን!! ሰላም ን ኩልትና!!!
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 Год назад
ኣንታ ከዳዕ ጋዘተኛየ በሃላይ ክድዓ ትካ ይስፈርዩ ዘሎ :: እቲ ከዳዕ ጋሻኻ ከኣ ብድሕሪኡ ኣብ ከብሒ ዝተደርደረ መጻሕፍቲ ኣናኣርኣየ ምሁር ደንቆሮ ጥራይየ ዝብሎ :: እዚ ሰብዚ ንህዝቢ ኤርትራ እቲ ዝሽቅጠሉ ቅዋም ኣርቂቐ ተሓባቢ ረ ዝብሎ ሃተፍተፍ ጥራይዩ :: ብቐደሙውን መንግስቲ ኤርትራ ንከማኻ ዝኣመሰሉ ምምጻእ ጌጋዩ ገይሩ :: ህዝቢ ኤርትራ ንባዕሉ ሕግዩ :: ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጥንቲ ሕጊ መናባበርሪ ዝፈልጥዩ ከይተማህረ ምሁርዩ :: በብዓዱ ብብወረድኡ ብብኣውራጅኡ ዘሐብን ልምድን ባህልን ውግዕን ዝወነን ስልጡን ህዝቢዩ :: ንስኻ ዘርቀቕካዮ ሕጊ ኣይንታዩንዩ :: ናይ አሜሪካ ሕጊ ንዓኻን ነቶም ዝምውሉኻን ግበሮ :: VIVA ERITREA
@dadidad4572
@dadidad4572 2 года назад
ሰታይ ደም ህዝብን ሃገርን
@dendandendan2091
@dendandendan2091 2 года назад
lean to grow
Далее
Modus males sekolah
00:14
Просмотров 12 млн
gere emun part 193 | ገሬ እሙን ክፋል 193
43:32