Тёмный

Dehay Eritrea ዶር በረኸት ዝርከቦም ጉጅለ ኢሳይያስን፡ መለስ ዝመርሖ ጉጅለን ኣብ ኣኼባ ሰንዓፈ 1991 እንታይ እዮም ተበሃሂሎም? ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea ዶር በረኸት ዝርከቦም ጉጅለ ኢሳይያስን፡ መለስ ዝመርሖ ጉጅለን ኣብ ኣኼባ ሰንዓፈ 1991 እንታይ እዮም ተበሃሂሎም? ዳሕራይ'ከ ንኢሳይያስን ዶር በረኸትን እንታይ እዩ ኣባኢሱዎም?
ምስ ዶር በረኸት ዝተገብረ - 6ይ ክፋል ቃለ መሕትት
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ-ዓካ)
24 ሓምለ 2022 ደሃይ ኤርትራ

Опубликовано:

 

23 июл 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 55   
@genygen5351
@genygen5351 2 года назад
Aboy Bereket an oppen book with wise words and disiplined. Thank you brother for your excellent program. Keep going.
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 2 месяца назад
Samuel Aka Aka best Journalist with so much knowledge and class. I hope the others learn from you
@YosefTesfay
@YosefTesfay 2 года назад
Thank you Dr. Bereket Habtesilassie for your service to your country Eritrea!
@weyno5218
@weyno5218 2 года назад
ስዩም መስፉን ተጠቂሱ ኢልኩም ሑሕ ትብሉ ዘልኩም ብጽልኢ እንበር ሓቂ ዝሙጉትን ዝፈቱን የብልኩምን ትገርሙ ሕማቅ ህዝቢ ፈርዩ ብሓቂ ዶክተር በረከት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@rakiraki2328
@rakiraki2328 2 года назад
Very interesting discussion. God bless you Abona Dr. Bereket!
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 3 месяца назад
Dr.Bereket was talking about the preparations for June 1991 conference in Ethiopia.
@hamakingdom3000
@hamakingdom3000 2 года назад
Thank you doctor bereket
@kemey2169
@kemey2169 2 года назад
Slemen tay tarik nay abona Professor Bereket habteslasie be molo u zey tefenewo.
@M-vr7zo
@M-vr7zo 2 года назад
With all due respect For Berkelet ...how did Siyum mesfin change from What you think was his stand about Eritrea? I felt it is contradicting
@robsnet7976
@robsnet7976 2 года назад
Dear haw Samuel , please work on your audio sound it's always very low even one puts high volume.
@robsnet7976
@robsnet7976 2 года назад
Dear Haw Samuel , can you please forward this question to Dr Bereket; at some point, he had a very good relationship with Nura / ERA ( Ibrahim Afa's wife) and all these years , I have never heard him recalling her name?
@abhabesh
@abhabesh 2 года назад
Suyum Mesfin what ???
@tesfamariambahta5660
@tesfamariambahta5660 2 года назад
ዝበልዐት ከብዲ
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 2 года назад
ዶር በረከት ኩሉ አቲ ናይ ኢርትራ ዲፕሎማሲ ብሙሉኡ ከም ሕማቅ አቲ ናይ ትግራይ ድማ ተደንቆ ከየገረመና ኣይተረፈን።
@Robbiel192
@Robbiel192 Год назад
ሓቂ ስለ ዝኾነ ተዛሪብዎ ኣሎ! ዋላስ ዋላ ሓቂ ይኹን ኣይትዛረቡ እዩ?
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 2 года назад
ክቡር ኣቦና ዶር በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ሊቕ ሊቓውንቲ ወዲ ኤርትራ
@aser8613
@aser8613 2 года назад
ቀንዴል ሓርነት ፣ሙሽሙሽ ከዳዕ ፍጥረት ቀንደልካባ ትጥፋእ በረኸት ገስረጥ ዓሻ ሓማሴናይ ሲ ከመይሉ ሊቀ ልቃውንቲ ትብሎ ሰብ ሲእንካ ከዳዕ ሓሳዊ ጋሳ አድጊ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ እባ ሊቅ አይኮተን ሊቃ ውንትስ ዝተሰውኡ ዝጋደሉ ሃገሮም የሕልፎም ዘይህ ቡ ተባዓት ጀጋኑ ሊቃውቲ አዉ ልዕሊ ሓምሳ ዓመት ዝቃለሱ ዝጋደሉ ዘለዉ ፣ በረኸት ሃላይ ምስ ሓዉ ደንቆሮ ኢልያስ ሃ/ስላሴ ኩሎም ዓያሹ ዓዋናት ማዓ ኮር ተጋሩ ትፋእ እንዳላሓሱ ዘለዉ ደናቁር ዳኣ ።
@dumeraras5367
@dumeraras5367 2 года назад
Sebeytu amhareiti silezikonet Etom ziweledom amharu silezikonu subah nigho nidekey gele siltan ab Ethiopia kirekbu mensef kekdim bzuble tesfa kores
@redsea2181
@redsea2181 2 года назад
God bless Doc.
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 2 месяца назад
This is part 6
@abiabex4942
@abiabex4942 Год назад
Dear Samuel the word amharic which makes anger to Isayas was,, 'indiderglachew /indideregbachew" he pronounce it with tamper undeplomatically why I don't know. I despite the fact the participants exploded to lough.... tnx for your devotions
@ephraimtik920
@ephraimtik920 2 года назад
አቦይ በረኽት, Kkkkkkkk ተጋሩ ምህስውን ምክዳምን ብርግጽ ክእለት አለወም። ኮይኑ ግን ሳላ ግዜ ተጋሩ ክእለት ዲፕሎማሲያ ዘየብሎም ምኮኖም ግዜ አሪኡና!!! እቦይ በረኽት ማእከልነት ዘየብሉ ድሌቱ ክፍጽም ዝደልይ ቀይዲ በተክ ከምዝነበረ ይዛረብ አሎ! አቦይ በረኽት ከም ምሁር መጠን, አበይ ቦታ ብዘይ ማእከልነት ፖሎቲኮ መስርህ ይስራሃ?? ዋላ ብዘይ ማእከልነት ዝስራሃ ክንደይ ጸገም ከምዘምጽእ አየፈልጥን ዲዩ????
@shrom3051
@shrom3051 2 года назад
ሳሚአል ዓካዓካ ሐንቲ ማዓልቲ ክፈት ወያነ ትግራይ ተዛሪብካ አይትፈልጥን ኢዚ ንአሪትራ አይጠቅማን ኢዩ።
@kbromasle6866
@kbromasle6866 Год назад
Kemey geyru kfat nay weyane kzareb mesharf kgodlo endyu::
@aser8613
@aser8613 2 года назад
አየ አየ በረኸት ከዳዕ ምሁርእየኢሉ ዝዋራዘ አብልዕ ሊ ህዝቢ ኤርትራ ግን በጀካ ንዕቀትን ጸለመ ጽልእን ሐንቲ ጥር ትብል ቁምነገር ዘይገበረ ፍንፉን ሰብ ኤርትራዊ ክብል ዘይስከፍ ዘይሓፍር ሰብ እዩ ። ካልእ ሓሊፋ ንስዩም መስፍን መለስ ዜናዊ ፃድቃን ይፈቱ ይንእድ ንመራሕቲ ወያነ እዚ ዓሻ ዎ እዚኦም እዮም ንህዝቢ ኤርትራ አደዳ ውግእ ስደት ድኽነት ሕሳዳ ብሓሶት ድሕሪት ሰሪዖምና ዘለዉ በረኸት ዓ ፋፍ ድማ ቀንዲ ናቶም ኸዳሚ አገልጋሊ ነይሩ አሎ ን እዚ አድጊ ምሁር ደንቆሮ ፣ እቲ ቀዳማይ ጸላኢ ህ ዝቢ ኤርትራ ጋሳ ስዩም መስፍን ደንቆሮ ሓሳድ ትግራዋይ ክነሱ እዚ ጋሳ ፣ ልዕሊ መምህራኑ ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ሰሪዕዎስ ብሉጽ በሊሕ ጥበበኛ ድብለሳዊ አቤት አቤት ስለ ሓስዩ ባድመ ፆሮና ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግዝአት ምዃነን ተፈሪደን ስለዝ በለድዩ አየ በረኸት ዓጃል ቢሒቅ ቅጫ ሃላይ ሰበይ ቲ ፍንፉን ዘይኤርትራዊ ከዳዕ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ ካብ ትፍጠር ሓሳዊ ተጃሃሪ ልክዕ ትግራዋይ ጋሳ ፣ ሓደ ሰብ ምሁር ክትብሎ በጃ ሃገሩን ህዝቡን ከገልግል ክከላኸል ምስዝኽእል ምስ ዘቐድም ኤርት ራዊ ዜጋ ይባሃል ፣ በረኸት ገበሬ ጋሳ ግን ፍጥር ክብል አንድነት ሓሳዊ ትግራዋይ ከዳዕ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ።
@henokhabtegiorgis6471
@henokhabtegiorgis6471 2 года назад
ዶንቆሮ!ቁምነገር ተዘይህልዎ ደኣ እዚ ኩሉ ሓላፍነት ይህብዎ ኔሮም
@aser8613
@aser8613 2 года назад
@@henokhabtegiorgis6471 ዓንጃል እባ እስኻ ፍንፉን ከዳዕ ልክዕ በረኸት ምሁር ደንቆሮ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ እባ ኣብ ጫማ ተጋሩ አትዩ ዝዛረብ ንስዩም መስፍን ንመለስ ዜናዊ ንፃድቃን ዝንእድ ንጀ ጋኑ መራሕቲ ሰውራ ኤርትራ ዘጸልም ዝፃረፍ ዓሻ ሃላ ይ ከም ቆልዓ ዝሕሱ ፣ ባዕሉ ንነብሱ ዝናአድ ምሁር ባሃላይ አውደልዳሊ አድጊ አዲኡ ገዲፉ ሓትንኡ ዝና ፍቅ ካብ ቀደም ከዳዕ አንድነት አብ እርጋኑ ዝጸየቐ ሉ ተዛሪቡ ተንቲኑ እኳ ዘይክእል በጀካ ሓሶት ፌራ ሰብ እዩ እስኻውን ሓርኢ ሸታቲ ፎኛትራ እኻ ዕሱብ በረኸት ፌራ ሓዊ ። ሳሚኤል ዓካዓካ ካኣ ወሽላኽ ኸዳሚ ላሓስ ማዓኮር ተጋሩ ሰነፍ ካብ ጋዘጠኛታት ኤርትራ ናይ መወዳእታ እዩ ።
@kbromasle6866
@kbromasle6866 Год назад
Temezenka! Haqn hagerawi mistrn sheytka zrekeb halafnet yelen::
@keletatsegai510
@keletatsegai510 2 года назад
ትሩፍ ሰብ ኣንድነት መልመጺ ጻሕሊ ወያኒ ።
@tesfamariambahta5660
@tesfamariambahta5660 2 года назад
ስዩም መስፍን ማለት እዚ ኣብ 2002 "ዝሓተትናዮን ዘይሓተትናዮን መሬት እንተላይ ባድመ ንኢትዮጵያ ተፈሪዳትልና ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ጎደና ወጺእኻ ሓጎስካ ግለጽ" ኢሉ ዝሓሰወ ድዩ ዝኸዉን ዘሎ? ገሪሙና!
@netsaseb6445
@netsaseb6445 2 года назад
siyum mesfin he has no diplomat quality he is a liar, Dr.bereket explain to us why siyum lie to ethiopian people.
@hussienlubak2892
@hussienlubak2892 2 года назад
Bekhet habtesilase mewedata tarikhu abalashiu eyu
@jhoneberhe6339
@jhoneberhe6339 2 года назад
@fitbrfilwha7171
@fitbrfilwha7171 Год назад
Un opportunist politician with long age
@genygen5351
@genygen5351 2 года назад
Pleas keep uducate the youth. Eritrean youth is lost. Edmen tienan yhabkum abona.
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 2 года назад
ኣታ ሰብኣይ ስዩም መስፍን ከመይ ኢሉ ኢዩ ንፉዕ ዲፕሎማት ዝከውን
@ephar133
@ephar133 2 года назад
አብትሕቲ መሬት ምሰከድካ ደሊኻ ሕተቶ
@ephraimtik920
@ephraimtik920 2 года назад
Kkkkkk አይተሃዘሉ!! ዝበለአ ዝመነአአአአአአ
@bisratghoitom7155
@bisratghoitom7155 2 года назад
ክቡር ፕሮፌሰር በረኸት ሃብተስላሰ ንስዩም መስፍን ከም ሓደ ሓያል ዲፕሎማት ክትገልጾ ሰሚዐካ እሞ ኣዝዩ ገሪምኒ ። ስዩም መስፍን ንመላእ ኢትዮጵያ ኣብ ወግዓዊ ሃገራዊ ተሌቭዥን ኢትዮጵያ ቀሪቡ ባድመ ናብ ኢትዮጵያ ተፈሪዳ ኢሉ ዝሓሰወን ጽምብል ክግበር ብሚልዮናት ወጻኢ ክግበር ዝኣዘዘን ሰብ ኢዩ። ካልእ ስዩም መስፍን ንደቡብ ሱዳን ኣብ ውግእ ሕድሕድ ኣብ ምእታውን ነቲ ሰላም ንምግባር ዝግበር ዝነበረ ዘተን ብዘይፍቃድ ሱዳናውያን ባዕሉ ኣዳልዩ ከይተሳማምዑ ተሳማሚዖም ብምባል ብሓይሊ ምስ ኣሜሪካ ኮይኑ ክፍርሙ ጌሩ ዓዶም ምስ ከዱ ንሕና ኣብቲ ዘይተሳማማዕናሉ ውዕል ኢድ የብልናን ኢትዮጵያ ኢዳ ካብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ተልዕል ክብሉ መግለጺ ኣውጺኦም። ሶማላውያን ስዩም ከይመጾምን ጉዳዮም ብመንገዲ ስዩም ክትሓዝን ብዙሕ ጺዒሮም እሞ ስዩም ኣብ ቃለ መሕተትቱ ውን ኩሉ ግዜ ይካታተሎ ኢየ ግን ብዙሕ ክሕሱ ሰሚዐዮ ኣለኹ ተራ ሓሶት ማለተይ ኢየ እሞ ከመይ ዳኣ በሊሕ ኢልኩሞ ገሪምኒ?
@settieritrea1991
@settieritrea1991 2 года назад
Kab beAl Taf BeAl Af zdnekelu gize ... syum Mesfn deA kendi teslaE Eritrean,,,,, Ertrawnet. Ezom mhurat Ertrawyan Elamom ???? Hto koynuna'ko.
@weyno5218
@weyno5218 2 года назад
ንሱዩም መስፍን ኣይትፈልጥዎን ኢኩም ብጽልኢ ርእስኩም ስለዝተባላሸወ ጥራይ ኢኩም
@settieritrea1991
@settieritrea1991 2 года назад
Ab Erganu seb Enda lebeme yikeyd Nfelt : nayzom Abona gin aygdn. Mekabrkum yeklLelkum Ato Bereket . Hmak tarik gedifkum ab hzbkum.
@rakiraki2328
@rakiraki2328 2 года назад
It is not Dr. Bereket problem, Isais Afewerki only wants puppets to be around him.
@kbromasle6866
@kbromasle6866 Год назад
Zkeberka Dector Bereket ezi natka abehahla adi gedifas hatna tnafq eyu negeru:: Beyenay meleki ika nato Syum Mesfn hayal eyu ilkayo? Bhasot nhzbi Tgray nmtlal Badme nab Ethiopia teferida slezbele dyu? Ente bhasot zwedaderom yelen:: N hasot kem Vitamine C 🍏🍋🍊 iyom ztqemlu🤣 Neti nay Eritrawian hayln blhn ke abey resiekayo kem abnet nay bal minster Salh Meki tewefaynetn blhn ab Wetsai hager kelo znebero aberkto trso aymeslenn:: Kale kbleka zdeli bzeba Qwam ( Constituton) N Iseas mebegesi zkewn alekum dyu ileyo ilka? President Iseas kulu kabak eyu iluni tbl aleka? Tegagika zeyemen zereba eyu:: Bzaeba Qwam ( Constituton) Ab 1983 mebegesi Tshufat Qwam Eritrea kemzneberen ane baeley kemzenbebkwa khbreka ydeli:: Slezi rebhaka slezgodeleka gega zkone habereta aythab::
@genygen5351
@genygen5351 2 года назад
So sad Siyum Mesfin killed for sure by some idiots that they do not knew what they did. So sad.
@efremogbamicael729
@efremogbamicael729 2 года назад
ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ ደሃይ ኤርትራ ብኹሉ መደባትኩም ዓወት እናተመነኹ ምስ ክቡር ተጋዳላይ ዶክተር በረኸት ሃብተስላሰ ዝገበርኩሞ ቃለመሕትት ክስነድ እላቦ።
@berhaneweldu5367
@berhaneweldu5367 3 месяца назад
ዶክተር በረከት ቁ ዋ ም ክ ንደፍ ም ስ ተኣወጀ ብ ስ ራሕ ም ኽ ን ያት አይጥ ዕ መ ን ን ኢዩ ኢልካ.morgage ብ ዙሕ ነገራት ዝኽፈል ስ ለ ዘሎኒ .ም ባል ከ ም ትካፈል ነግርካ መንግስትን ህ ዝቢ ን ኤርትራ ግን ቁዋ ም ም ንዳፍ ክ ትሕ ግዝ ኩ ሉ ወጻ ኢ ታትካ ክ ሳዕ 80. ሽሕ ከም ዘከፈለካ ብ ዘይ ም ግላጽ ካ ክ ሳ ዕ ክ ንደይ ጠ ላምን ከዳዕ ም ኻ ን ካ ፍለ ጥ. ካል እ እዉን ኣሎ ዶክተር በረከት ዘይተነግረ ከሓዲ......
@asghedomwoldeghiorghis274
@asghedomwoldeghiorghis274 Год назад
please Dr. stop,nebereia nrbere tigrignaspeaking people. we are omly ignorant people,
@halamadrid5796
@halamadrid5796 Год назад
በረከት ፉንፉን
@HT-vg5ws
@HT-vg5ws Год назад
Hata denkoro resi derho
@eritimes
@eritimes 2 года назад
You guys are doing fantasy job. But please add part numbers to the title.
@dumeraras5367
@dumeraras5367 2 года назад
Muhur donkero
@girmayberaki1379
@girmayberaki1379 2 года назад
ካብ ሓደ ዶክተር ዝበሃል ዘይትጽበዮ ብኣንነትን ጽልኢ ኢሳያስን ዝተላዕጠጠ ቆሎ ጥጥቆ ዘረባ ቆልዓ ::
Далее
ТЫ С ДРУГОМ В ДЕТСТВЕ😂#shorts
01:00
кажется, началось
00:45
Просмотров 1,9 млн