Тёмный

Dehay Eritrea ብኸመይ ኢና ሓያል ሃገረ መንግስትን ዘላቒ ደሞክራሲያዊ ሰላምን ንሃንጽ? ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea ሃገረ መንግስቲ፡ ዘላቒ ሰላም፡ ደሞክራሲን ጥሙር ሕብረተ ሰብን ብኸመይ እዩ ዝህነጽ?
ሃገራት ዓለምና ብኽልተ መገዲ እየን፡ ሃገረ መንግስቲ፡ ዘላቒ ሰላም፡ ደሞክራስን ጥሙር ሕብረተ ሰብን ዝሃንጻ። እቲ ሓደ መንነታዊ ፖለቲካ ክኸውን እንከሎ እቲ ካልኣይ ከኣ ዜግነታዊ ፖለቲካ እዩ? ንሕና ኤርትራውያን’ከ ኣብ ምስግጋር ፖለቲካዊ ስርዓት እንታይ ዓይነት ኣገባብ እንተተጠቐምና ኢና ዘዋጽኣና? ዜግነታዊ ኣገባብ’ዶ መንነታዊ ኣገባብ? ኣየናይ እዩ ዘዐውተና? ንዝብል ሕቶ ምስ ዶር መብራህቱ ኣተወብርሃንን ሰንጋል ወልደንሰኤን ኣብ ጎረባብትና ይኹና ከባቢና ዘለዋ ሃገራት ዝተጠቕማሉ መገዲ ብምፍታሽ ክርእዮ ኢና ክትከታተሉና ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
02 መጋቢት 2024
ደሃይ ኤርትራ
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic

Опубликовано:

 

8 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 35   
@bereketkidane6464
@bereketkidane6464 7 месяцев назад
Thanks for the education our Eritrean!
@Awelzewa
@Awelzewa 7 месяцев назад
شكرا لبرامجك الرائعة سيمون دائما تقدم الرائعين من ابناء هذا الشعب العظيم التحية موصولة لضيفيك الدكتور اتوبرهان ول سنجاب ولدي تنسائي من ياسين إدريس اتوبرهان .🎉
@fiory25
@fiory25 7 месяцев назад
❤❤❤❤
@risomlegese387
@risomlegese387 7 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀጽሉዎ የቀኔልና
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 7 месяцев назад
Thank you so much 👊👍💯......
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 7 месяцев назад
ቁዋም ናይሓባር ናይክልቱኦ አንዱዩ ካሰምኣኩካ ሬቶየ ክትሕፍ ትነሐ ብዛዓባ ሕጊ ሃይመኖት ስንጋል ትመስገን ሰብካ. 💜💜💜💜🩵💜💜🩵🩵💜💜💜🩵💜🩵.
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 7 месяцев назад
Splendid🙏🥰
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 7 месяцев назад
The broad walk to democracy ...thank you for your great contribution. Stay blessed brothers!
@arontadese4871
@arontadese4871 6 месяцев назад
Very interested keep it up ❤
@weldeyonastekie4979
@weldeyonastekie4979 7 месяцев назад
thanks for talent kale bhir wesekelom.diversity and inclusion.
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 7 месяцев назад
Khagermalt mengsti ,zbi,serWiteyu
@alemeynski4192
@alemeynski4192 7 месяцев назад
Btaemi nfuat and bkiat zelowum tententi eyom ato Mebrahtu and ato Senga Thansks
@senifalu
@senifalu 7 месяцев назад
You guys are the rock stars of Eritrean politics. Very educational subject, you just reaffirmed a book that I am reading by Francis Fukuyama. Even though he has a slightly different view on nation building, I agree with views that respects unity within diversity that is based on citizenship that protects the rights of all despite their other identities.
@fituikifle5629
@fituikifle5629 7 месяцев назад
ባዕሉ እቲ ሽፍታ ስርዓት ዝሕይርን ዝሰርቕን ዝቐትልን እንድዩ ስለዚ ሰላም ዘይኮነስ ሰረቕቲ ዝወናታት ዝኾነት ናይ ጫካ ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ፍርሕን ራዕርድን ንህዝቢና የንብር ከሎስ ብኸመይ ሰላም ኣሎ ክብሃል። ሰላምን ስኒትን ልዕልና ሕጊ ኣብ ፍትሒን ዲሞክራስን ዝተሞርከሰ ቅዋም ክህልወና ቃልሲና ነበርትዕ
@solomonandemichael5699
@solomonandemichael5699 7 месяцев назад
Atum hasewti rhaqulna
@xyfxmetesbe9896
@xyfxmetesbe9896 7 месяцев назад
ሰላም። ኣብ መነንባብሮ ህዝቢ ሓንቲ ሃገር ብሕልፊ ኣብ ሃገራት 3ይ ዓለም ተባሂለ ኣብዝሩቛሓ ሃገራት ምምሕያሽን ለውጥን ቁጠባዊ ዕብዬትን ንምዝጋብ ትሕዝቶ ፕለቲካዊ ናይታ ሃገር ብውሽጣዊን ግዳማውን ኩነታት ከምዝጽሎ ምሕባርርውን ኣገዳሲ ምዃኑ እንተዝግለጽ። ምኽንያቱ ከምዝፍለጥ እተን ምዕቡላት ነተን ዘይማዕበላ ክምዕብላ ስለዘይደልይወን ዋላ ጽቡቕ ንህዝቢ ዝረብሕ ፖለቲካዊ ኣካይዳ ይሃልወን እቲ ግዳማዊ ጸቕጢ ግን ከምዝደልይኦ ክስጉማ ዕንቅፋት ከምስለዝፈጥረለንን ክመዘጋጥመንን ነዚ ዕንቅፋት ክሰግራ ሓያል ፖለቲካዊ ቁጠባዊ ማሕበራዊ ጥምረት ምፍጣርን ስሙር ህዝቢ ምምስራትን ቅድሚ ኩሉ ክስራዕ ከምዘለዎ ምግላጽ ግቡእ ዶ ይኸውን?
@girmayhabte2047
@girmayhabte2047 7 месяцев назад
ብጣዕሚ ግርም ኣስተምህሮ ቀጽሎ ልኡላውነት፡ ናጽነት፡ ሓርነት፡ ዝብላ ኣምራት ውን ኣለዋ ሕውስውስ ዝብላኻ ኣብ ግምት እንተተእትወን ጽቡቕ ኔሩ
@yo12344
@yo12344 7 месяцев назад
ኣብዚ ዓውዲ ኣፍልጦ ይሓጽረኩም ኣዩ። እዘን ኩለን ቀዳማይ ዓለም ሃገራት ብቁጠባን፡ ዲሞክራስን፡ ሑጉስ ሂወትን ተወናጪፈን ዘለዋ ሃገራት ቢመሰረቱ ድሕሪ ዉዕል ዌስተ-ፊልያ 1648 ኣብ መንንትን ጁዶ ክርስትያን ክብርታትን እየን ተመስሪተን። ድሕሪ ከባቢ 400 ዓመት ካኣ ኣብዚ ደረጃ በጺሐን ኣለዋ። ማሕበራዊ ምትእምማን ዘይቡሉ ህዝቢ ሓያል ሃገር ዩኹን ዱልዱል ቁጠባ ክሰርሕ ኣይክእልን እዩ። ኤርትራ ወግዓዊት ሃገረ መንግስቲ ትግርኛ እንተ ኮይና ጥራሕ እያ ብልጽግቲን ርግእትን ትኸውን።
@gebreted2612
@gebreted2612 7 месяцев назад
የቐንየልና ብጣዕሚ ማሀሪ ምድላዋት ትገብሩ ኣለኹም
@wediadi6788
@wediadi6788 7 месяцев назад
39:10 ሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብክልሰ ሓሳብ ደረጃ/in theory ኣብ ዝኾነት ትኹን ክልል፣ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ፓርቲ ክትምስርት ኣይክልክልን ኢዩ። ኣብ ሓንቲ ክልል ኣብ ምርጫ ክትሳተፍ ወይ ውን ክትምረጽ፣ ኣባል ናይቲ ኣብታ ክልል ዘሎ ዓብላሊ ብሄር ክትከውን ኣለካ ኣይብልን ኢዩ። ስለዚ ንኣብነት ኣብ ትግራይ ሓደ ኣባል ናይ ካልእ ብሄር ኣብ ምርጫ ተወዳዲሩ ክዕወት ይኽእል ኢዩ፣ ክሳብ ሕጊ ምርጫ ተኸቲሉ ዝተሳተፈ።
@andayaman4097
@andayaman4097 7 месяцев назад
ሰንጋል ሃተፍተፍዩ ዝብልዘሎ ኣፍልጦ ዝጎደሎ ይመስል።
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 7 месяцев назад
እሞ መጺኻ ዘይትሕግዞ
@andayaman4097
@andayaman4097 7 месяцев назад
ኤርትራ ክትከዉን ትኽእል ኢትዮጵያ እንታይ ማለቱዩ ሰንጋል። ሓዉኻዉን ንመቃልስቱ ከዲዑዩ ምስ ተጋሩ ክራኸብ ዝጀመረ። ንስኻዉን ኤርትራ ኢትዮጵያ,,,ኣግህዶ እንታይ ገደሰካ።
@Ae91scd
@Ae91scd 7 месяцев назад
እዚ አገዳሲ ትምህርቲ ብርጌድ ንሐመዱ ከመይ ጌሩ ይርኽቦን ይመሀረሉን ክስራሐሉ አለዎ።
@weldeyonastekie4979
@weldeyonastekie4979 7 месяцев назад
samiel....nehenan zemedenanan .gezat higi meseret zegebere bgeberi ab byta konyenu ...mizan hager .. mesel kulu ketekozazero. mizan. with out respection.of law memhedar mizan kemezabel kello gen entay semberat /form / yesseb.1/accident 2/ timing bomb 3/ revolution (sewera)yeseb. why jiho gezat higie 2/nmen rebha eyou 3/men eyou tehatatie . ezi basic question hitetom .
@TheSweetkerenreunion
@TheSweetkerenreunion 7 месяцев назад
Nice discussion would be more fruitful and acceptable if there was another non/Tigrigna speaking academic or intellectual in such discussions after all eritrea culture norms values politics etc is diverse and multicultural.tnks
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 7 месяцев назад
ግራትካ ክትሓርስ ብክልተ ኣብኣኡርዩ. ሕጊ ኣዋጅ ምዝካር የደሊ. ዜግነት ብመንነትካ. ዜግነት ብነባሪ ዝግነት ብፍቃድዩ ዋላ ዜግነት ኤርትራዊ አንተተመሩኣካ ብፍቓድ ማላትቱ. ብነባርክኣ ወዲ 40 /40/40/4040/40 ከም አቶ አሰያስ ኣፎዎርቂ ኣብርሃ ሓጎስ ኣቢ ከተማ ኣብዩ ይኸውን ብትዉሉዱ ዜግነት ኣይሕከክንዩ መቃብሩውን ኣብዝተወለደሉ ይቀባር አቶ አስያስ ክኣ ብትውሉዱ ተንባን ክቕበር ይግብኦ ዓዲ ትገርኣዩ ሕጂ ግን ኣብተተራትዩ. ድሕራይግን ኩሎሙ ኣስተትራት ኣብዓ ኣዱም ሃውልት ወይ ብሺሞም ኣበተክርስትያን ወይ ኣቢ መስግድ ወይ ኣበትምህርቲ ብሺሞም ኮፍ ማበል ይስርሓሎም አቶ አስያስክኣ ወይ ተንባን ወይ ኣብታ ናያብሓጉኡ ጎንደር አዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ኣብርሃም ተወልደ ክኣ ዓብዓዱ ግሐብራይ ተዎለደ ኣቢ ርያድ ብሓደናርና ርፈሮንዶም ኣድምትና ኣርፉካ ሰምዐብሰላም አረፍ ኣቢ ዓዱ ተቐቢሩ ክኽውን ይተስፎ. ኣብቲ ሜላይ ድምጥ ምሃብ ናረየ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@weldeyonastekie4979
@weldeyonastekie4979 7 месяцев назад
We have potential eritreans zetezekete zetekebere higi kewez alewo.intellectuals please gathering together. wake up.
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 7 месяцев назад
የቐንየልና! እንታይ ዓይነት ሃገረ መንግስቲን ምሕደራን ትኽተል፣ተፈጥሮኣዊ ኣቃውማን ኣተሃናንጻን ሕብረተሰብካ እዩ ዝውስኖ። ኣብ ኤርትራ እንተመጺእና። ገድሊ ኤርትራ ብናይ ሓሶት ታሪኽን ትረኻን፣ ኣብ ባይታ ዘየለ ኣቃውማ ሕ/ሰብን ኤርትራ ከም ዘሎ ብምምሳል፣ ንምዕራዩ ኣጸጋሚ ዝኾነ ኩነታት ፈጢሩልና ኣሎ። እዚ ብመሰረቱ ተሰሪዙ፣ እቲ ሓቀኛ ኣቃውማን ታሪኻዊ ኣመጻጽኣን ሕ/ሰብ ኤርትራ ተኸሊሱን ተጸኒዑን ክዕረ ክኽእል ኣለዎ። ኣብነት ክጠቅስ'የ፣ 1, 9 ብሄራት፣ ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ዝበሃል፣ ገድሊ ዝፈጠሮ ጽውጽዋይ እዩ። ከም ዝፍለጥ፣ በሄር ማለት ብግእዝ ኮይኑ፣ ሃገር ማለት'ዩ። ሓደ ጉጅለ ሕብረተሰብ፣ ብሄር ክበሃል እንተኾይኑ፣ ነቲ ናይ ብሄር ረቋሒታት ዘማልእ ክኸውን ኣለዎ። ኣብ ኤርትራ ነዚ ናይ ብሄር ረቋሒታት ዘማልኡ፣ እቶም ብሄራት ትግረን ተጋሩን ጥራይ እዮም። ስለዚ ኣብ ኤርትራ 2 ብሄራትን 7 ቀቢላታትን እዮም ዘለው። እዚ ክዕረ ኣለዎ። 2, ኤርትራ ናይ ዜግነት ሃገር፣ እዚ ፈጺሙ ሓሶትን ጌጋን'ዩ። ኤርትራ ብተፈጥሮኣ ናይ መንነት ሃገር'ያ።ምኽንያቱ ኤርትራ፣ ደቀባት ዝበሃሉ ህዝቢ ኣለውዋ። ንሳቶም ከኣ እዞም ክልተ ብሄራት ትግረን ተጋሩን ጥራይ እዮም። ሃገራዊ መንነትን ሃገራዊ ቋንቋን ናይታ ክትህልወና ንደልያ ሃገር ከኣ፣ መንነትን ቋንቋን ናይዞም ክልተ ደቀባት ዝኾኑ ብሄራት እዩ ክኸውን ዝግባእ። ነዚ ሓቂዚ ገዲፍካ፣ ኤርትራ ናይ ዜግነት ሃገር'ያ ምባል ግን፣ መሰረታዊ መሰል ደቀባት ዝግህስ ስለ ዝኾነ፣ ክቡር ዋጋ ብምኽፋል፣ክሳብ መወዳእታ ክንቃለሶ ኢና። ድሒሮም ናብ ርስቲና ዝመጽኡ፣ ኣብ ልዕሊ ደቀባት እንታይ ይብሉን እንታይ ይገብሩን ኣብ ሚድያታቶም ንዕዘቦ ኣለና!! ስለዚ ኣብ ኤርትራ፣ መሰል ደቀባትን መሰል ዜጋታትን ብንጹር ኣብ ቅዋምና ተፈልዩ ክረጋገጽን ክሰፍርን ኣለዎ። 3, ሃገራዊ ቋንቋ ዓረብ፣ ቋንቋ ዓረብ ኣብ ኤርትራ፣ ባዕዳዊ ቋንቋ ኣብ ልዕሊ ምዃኑ፣ ንምንታይ ይድለ ኣሎ ርዱእ'ዩ። ስለዚ፣ ባዕዳዊ ቋንቋ ሃገራዊ ቋንቋ ክኸውን ኣይግባእን ጥራይ ዘይኮነ፣ ክሳብ መወዳእታ ክቡር ዋጋ ብምኽፋል ክንቃለሶ ኢና። 4, ራሻይዳ ቀቢላ ራሻይዳ፣ ሻዕቢያ ጥራይ'ዩ ከም ኣካል ህዝቢ ኤርትራ ኣፍልጦ ሂቡዎ 'ምበር፣ እቲ ብሰንኪ ተኸታተልቲ ገዛእቲ ዕዮ ገዝኡ ክገብር ዕድል ዘይረኸበ ህዝቢ ኤርትራ፣ ንራሻይዳ ኣይፈልጦን'ዩ። ስለዚ ራሻይዳ ኣካል ህዝቢ ኤርትራ ንኽኸውንን ዘይክኸውንን፣ ብደቀባት ፍቓድ ክረክብ ኣለዎ። ንምጥቕላል፣ ስለዚ ኤርትራ፣ ብዋንነት ናይ ደቀባት ኮይና፣ ንመንነትን ቋንቋን ደቀባት ከም ሃገራዊ መንነትን ቋንቋን እትጥቀም፣ ንንኣሽቱ ናይ ቀቢላታት መንነታትን ቋንቋታትን ውን ኣፍልጦ ትህብን ተኽብርን ትሓቁፍን ሰላማዊት መንነታዊት ሃገር ኮይና ጥራይ'ያ ክትቀውም ዝግባእ። ነቲ ብሰንኪ ሻዕቢያ ትግራውነት ንምጥፋእ ዝፈጠሩዎ "ብሄረ ትግርኛ" ዝብል ሓዱሽ መጸውዒ ብሄራዊ መንነት ተጋሩ ተፈጢሩ ዘሎ፣ "ትግርኛ" ኢና፣ ኣይፋል "ተጋሩ ኢና" ዝብል confusion ውን፣ ብመደብ ክትዝትዩሉ ይላቦ፣ የቐንየለይ።
@alemeynski4192
@alemeynski4192 7 месяцев назад
Bzegnet zhnex demokrasi eu kteqmeba zkel gn nkulu aletatn haymonotatin zhaquf
@Ae91scd
@Ae91scd 7 месяцев назад
ሐቕኻ ክቡር ሳሚኤል ! አብ ክንዲ ጸርፊ መጺኻ ምእራምን ወይውን ምሕታትን እቲ ናይ ለየት ን መስተውዓልትን አገባብ እዩ።
@besm113
@besm113 7 месяцев назад
ተጣላቒኹም ኢኹም ሓንሳብ ዋላ ተንቀፅኩሞውን ህዝቢ ኤርትራ ሃገር ክትምስርትሉ አይፅበይን ዩ።
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 7 месяцев назад
ንሓሰውቲ ንከድዓት ንዕሱባት ኤርትራ ኣይትብጽሖምንያ ኣይንታዮምንያ :: እንትዎት ኢኹም ንስኻትኩም? መን ኢኹም ንስኻትኩም?
@andayaman4097
@andayaman4097 7 месяцев назад
መንነት ምስ ሃይማኖት ዘራኽብ የቡሉን። መንነት መበቆልካ ወይ መበገሲኻ ካልእ ጸኒሕካ ዝስዕብዩ።
Далее
İlham Əliyev və Vladimir Putin görüşü başladı
00:17
Dehay Eritrea                   ደሃይ ኤርትራ
12:20
Просмотров 1,3 тыс.
İlham Əliyev və Vladimir Putin görüşü başladı
00:17