Тёмный

Dehay Eritrea ዓውደ ዘተ ምኒስትሪ ፍትሒ ኤርትራ እንታይ እዩ ዕላምኡ? ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 3,7 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea ዓውደ ዘተ ምኒስትሪ ፍትሒ ኤርትራ እንታይ እዩ ዕላምኡ?
ምኒስትሪ ፍትሒ ኤርትራ፡ ዝተፈላለዩ ወጻእተኛታት ምሁራት ዓዲሙ “ክብርታትን ፍትሕን” ብዘብል ቴማ ኣብ ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ናይ ክልተ መዓልታት ዓውደ ዘተ ኣካይዱ ነይሩ።
ዕላማ ናይቲ ዘተ፡ ዘቤታዊ ኣህጕራውን ተመኩሮታት ምስ ክብርታት ሕብረተሰብ ኤርትራ ዘጣምርን ስርዓተ ፍትሒ ንምርግጋጽ ከምዝዀነ ምኒስተር ፎዝያ ሓሺም ሓቢራ።
እቲ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ነቶም ኣብ ነዋሕ ናይ ምንብባር ዘመናት ዝማዕበሉ ሃገራዊ ክብርታትኣብ ስርዓተ ፍትሒ ኤርትራ ንምጽንባርን ንምንጽብራቕን ከምዝዀነ ኣረዲኣ። ይኹን እምበር እቶም መጽናዕታዊ ወረቓቕቲ ከቕርቡ ዝተዓደሙ ፕሮፌሰራት ኤርትራ ኣብ ማሕበራዊ ፍትሕን ርእሰ ምርኰሳን ዝተሃንጸ ጉዕዞ ሃገራዊ ህንጸት ተሰላስል ከምዘላ፤ ኣብ ኤርትራ ዲክታተርያዊ መንግስቲ ዘይኮነ ኣብ ክብርታቱ ዝምርኰስ ተዓጻጻፊ መንግስቲ ከምዘሎ፤ ብሓፈሽኡ ንመንግስቲ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝውድስን ዘሞጉስን መደረታት ኣቕሪቦም። ዶር መብራህቱ ኣተወ ብርሃንን ሓው ሰንጋል ወልደንሰአን እምበኣር ነቲ ዓውደ ዘተ ገምጊሞሞ ኣለው ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
16 ግንቦት 2024
1ይ ክፋል
ደሃይ ኤርትራ

Опубликовано:

 

15 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 36   
@tesfayhaile2629
@tesfayhaile2629 2 месяца назад
Both great Analysis.God,Bless you All.
@user-qu1lz5dw8f
@user-qu1lz5dw8f 2 месяца назад
Dr Mebrahtu is always great analysis
@lettynegasi6048
@lettynegasi6048 2 месяца назад
I love the Analysis from both sides ❤
@tsegaia2909
@tsegaia2909 2 месяца назад
Both Great Analysis ❤
@amanuelberhane7461
@amanuelberhane7461 2 месяца назад
Thank you mister sengal tesfa egaber eritra xebah kemaka merahti kehlewa thank you ❤ for your service edman tenane yehabka akaka dema thank you sela tegabro zelaka challenge ❤
@alemeynski4192
@alemeynski4192 2 месяца назад
Dr. Mebrahtu is always better explains and mature opinions
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 2 месяца назад
nice analysis like akways
@danaygdey238
@danaygdey238 2 месяца назад
True
@fiory25
@fiory25 2 месяца назад
❤❤❤❤❤
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 2 месяца назад
Local capacity building exhibitions in the Horn of Africa...
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 2 месяца назад
Selam Ato Senegal, Ato mebrhatu.thankyou politics stetment 💙🌿💙💙💙🔵💙
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 2 месяца назад
There is no blue heart but only Red with blood ❤😢
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 2 месяца назад
@@BtctoMoon101thank you for your message 👊🏿ℹ️📺🌿💙
@fituikifle5629
@fituikifle5629 2 месяца назад
ተዋስኦ ጥራይ ዘይኮነስ ስልቲ ነቲ ኣብ ርእሱ ዘሎ ውጥን ንምትርጓሙ ዝገሮ ሽርሓት እዩ ዝብሎ ኣነ
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 2 месяца назад
ግንቦት ንባርነት ዝተረጋገዘሉ
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 2 месяца назад
Sengal, gdefena endo, nska ms ayatatka eritrea zkedakaya adhinwa mengsti eritea, keda khafr eyu zelewo, aytleflf. Mhurat denakur, poletika teserihu tebahilu eyu,
@mkabrha4968
@mkabrha4968 2 месяца назад
Beal sengal ke natka zeygeberka nay pr.lumumba nska ke bejaka wekesa minin hanti bzaba ftah ktzarb semieka ayfltn
@gebreted2612
@gebreted2612 2 месяца назад
ሐቅኹም ፍርዲ ቅዋም ሕጊ ኣብዘየብላ ዓዲ ከመይ ጌርካ እዩ ናይ ፍትሕን ፍርድን ፎርዩም ዝግበር
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 2 месяца назад
ቁዋም ክገብር ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ሰብ ንምድንጋር ምቕይይያር መንግስቲ እንተሎ ኸኣ መንገዲ ንወዱ ምጽራግ ይኸውን ከምቲ ዝበልካዮ ሓውና ድራማ ህግደፍ ኢዩ።
@fituikifle5629
@fituikifle5629 2 месяца назад
ፓን ኣፍሪቃን ብውቀሰባት ድዩ ዝግሉጽ ወይስ ብመንግስትታት ኣፍሪቃ እዩ ክዝነርን ክዝተዩ ዝግባእ
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 2 месяца назад
ክላእ ናይ ክብሮም ዳፍላ ሰሚዕካ ናይዞም ክልተ ድሁላት ክትሰምዕ ዘሰልችው እዩ
@theabraham1997
@theabraham1997 2 месяца назад
በጃኻ በጃኻ ካአል ስብ ሲኢንካ ዲኽ ኩሉ ግዜ ዘሰይም ሰባት ትምጽአልና ዋላስ እዟም ሰባት እዮም ዝውንንዎ እዝ ናትካ:
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 2 месяца назад
ኣንታ ሓውና ጽላት ብጽላት ኩሉ ግዜ ዝቀርብ እዩ። ንስኻ ግን ክትሰምዖ ኣይትደልን ኢኻ።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 2 месяца назад
ከመይ ዝብለ ስግንጢር ኣተሓሳስባ እዩ፡ ክብርታት ሃገርና ንምንሻው ዝግበር ጎስጓስ ናይ ደንቆሮ ሙሁራት።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 месяца назад
PFDJ'S ARE THE GRUB OF WHISPERS AND PIRATES ☠️ OF THE HORN OF AFRICA 🌍
@erione3355
@erione3355 2 месяца назад
mewedAta zeYblu halowlow 😮kemzi aYnet nabra kisab meA‘s? Yelen-aykonen-aynkElon eyen qaLat hasabatum! Hangol Yelen teKelo yelen wushtu huRur eyu aYnetu.
@yebioghebreab7150
@yebioghebreab7150 2 месяца назад
ገመል ይምርሸ አክላብ ክነብሑ ይነብሩተብሂሉ !! ዓካዓካ ሰብ ይመዝነካሎ መልሰሉ ጣቛዘለዎም ሕተተት!!!
@alemeynski4192
@alemeynski4192 2 месяца назад
I have a question for you, why don't you want to talk about that one Hero Eritrean as murder in Israel😂? you don't care or what? please don't skip my question!
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 2 месяца назад
ዋና ናይ ፕሮግራማትካ ምኻን ርእሰምርኮሳ ምኻኑ ህዝባዊ ግንባር ብተግባር ዝሰርሓሉ ስለዝኾኖ እቲ ናይዞም ብኣውራጃዊ ስነሓሳብ ሕንጎሎም ዝመልኦ ሰባት ስለዝኾንኩም ካባኹም ጽቡቅ ኣይንጽበን ኢና።
@user-do3gn7dp2j
@user-do3gn7dp2j 2 месяца назад
እንታይ ዓይነት ሃለውለው ኢዩ ዘማዛዝን ሓሳብ ምሃብ የለን ዝኮነ እንተ ኮነ ካባኩም ዘይሓይሽ የለን ሕማቃት !!!ግድን ዲካ ስለ ትቃወም ንህዝቢ ትዝልፍ ፍቅሪ ሃገር ከኣ ብከምዚ ካማካ ዝግለጽ ኣይኮነ ካብዞ ዝወጻና ኣቡ ዘሎ ዶ ኣይበዝሕን
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 месяца назад
ንሃገርካን ንህዝብኻን ምጥላምን ምኽዳዕን ማለት ንነብስኻን ንደቅኻን ንኹሉ ስድራኻን ምጥላም ማለትን እዩ። ናይ ሓቂን ለባምን ኤርትራውን ካኣ ከምዚ ክድዓትን ጥልመትን ኣይፍጽምን እዩን።ጽቡቕ ገይርካ ገሊጽካዮም፡ ንፍዕ መንእሰይ ኤርትራዊ፡ ከማኻ ይብዝሑ ኣብዛ ሃገርና ኤርትራ። ኩልኹም ኤርትራውያን ካኣ ከምዚ እንድገበርኩም ነዞም ሓሰውቲ ለልክዖም ንገርዎም።
@tewisaak9248
@tewisaak9248 2 месяца назад
ዘገርም ናይዞም ሰባት ሓሳባት ኩሉ ኤርትራ ትብሎ ኣሉታዊ ዋላ ሓንቲ ዘይተግብረ ልሙድ ዘረባኹም ተቃውምቲ ዘብልና ንኹሉ ምቅዋም። ሃየ ወገናውያን ኢወ ኤርትራ ንዓኻትኩም ኣብ ኤርትራ ፍጹም በደል ኣይተገብርን ዲኻ ትብል። ሰንጋል እንታይ ጽንብል ኣሎኩም ዲዩ ።ኣውሒድኩምዎ እቲ ዕሚም።
@user-tj8ou6pg7u
@user-tj8ou6pg7u 2 месяца назад
ሙሁራት ኤርትራውያን ደኣ: ንስኻትኩም ኢንድኹም!!! ክንዲ ንኤርትራ ንትግራይ ተምባህቑ !!መስሓቓት!
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 месяца назад
ሕማቕ ጥራሕ ዝሓስብ ሰብ ዓይኑ ከኣ ሕማቕ ጥራሕ እዩ ዝርኢ። ምዃን እኳ ዝተሳዕረ ብዛዕባ ዝሰዓቶ ጽቡቕ ክዛረብ ኣይትጽበዮን ኢኻ። ህግደፍ ይኹን መንግስቲ ኤርትራ ብግብሪ እምበር ብ ዩትዩብ ኣይሰርሕን እዩ።ብግብሪ ዝርኢ ዘሎ ህዝቢ ንስኻትኩም ከተእምንዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም። ክትዕወቱ ዘይከኣልኩም ከኣ ሓሶት ስለ ትሰብኩ እዩ። ኩሉ ግዜ ሓቂ እያ ትስዕር።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 2 месяца назад
ሰለስተ ሓሰውቲ።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 2 месяца назад
እንተዝምውልኦ ወከልተን ስለምንታይ ዘይተሳተፉ።ብዝኾነ መንግስቲ ኤርትራ ከምኡ ስለዘይበለ እዚ ናትኩም ናይ ምክፋእ መደብ ቀጽልዎ።
Далее