Тёмный
No video :(

Dehay Eritrea ድሕሪ ምውጻእ ሰራዊት ዝኽሰት ምዕባለታት! ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea
ሰራዊት ኤርትራ ምስ ሰራዊት ፈደራል ኣንጻር ሓይልታት ትግራይ ብሽርክነት ከካይዶ ካብ ዝጸንሐ ደማዊ ኵናት ክልተ ዓመት ብመትከል ስምምዕ ፕሪቶርያ ካብ ትግራይ ወጺኡ ኣሎ። እዚ ሕጂ ተበጺሑ ዘሎ ስምምዕ ሰላም ቅድሚ ህልቂት ኣሽሓት መንእሰያትን ዕንወትን እንተዝኸውን ኣዴታት እቶም ብኸንቱ ዝጠፍኡ ዕሸላት መንጠሊና ሓዘን ኣይምተኸድናን።
ይኹን እምበር ሕጂ እውን እንተኾነ ድምጺ ተዂሲ ሃጢሙ ትንፋስ ሓደ ንጹህ ወተሃደር እውን ይኹን ምትራፉ ዓወት እዩ። ድሕሪ እቲ ስምምዕ ፕሪቶርያ ዝጠልቦን ናይ ሰላም መትከላት ከኣ እዩ ሰራዊት ኤርትራ ንቦትኡ ተመሊሱ ዘሎ።
ስለዚ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ታሪኻዊ እዋን ናብ ረብሕኡ ክቕይሮ፡ ኤርትራ ካብ ኵናትን ወረ ኵናትን ወጻኢ ብሰላምን ርግኣትን ዕቤትን ምዕባለን ከተመዝግብ ከምእትኽእል፡ ካልእ ኣማራጺ ድሕነትን ልምዓትን ከም ዘሎ ከረጋግጽ ይግባእ። እቲ ጉዕዞ ብኸመይ እዩ ክኽየድ ከኣ ዓሚቝ ምምኽኻርን ዘተን የድሊ።
ዝርርብ ዶር መብራህቱ ኣተወ ብርሃንን ኣቶ ሰንጋል ወልደንሰአን
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
26 ጥሪ 2023

Опубликовано:

 

25 янв 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 68   
@biniambokure7461
@biniambokure7461 Год назад
I cried like a baby when I heard the analysis. Our future is dark if these are Eritreans.
@eliaslondon1585
@eliaslondon1585 Год назад
You are useless junta, I'm so proud and cried when the lions roring and the resilient Eritrean people welcome them🏵🏵🏵🏵🪷🪷🪷🪷💮💮🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌺🌺🌺🌺
@fethiteklai4794
@fethiteklai4794 Год назад
I totally agree with your concern, nay hixanat polotica tentena EU kkkkkkjk
@shanet542
@shanet542 Год назад
Klae gunga hiji eko nska hade homeless eka tkewn...
@biniambokure7461
@biniambokure7461 Год назад
@@fethiteklai4794 thank you so much.
@elizabethberhane4273
@elizabethberhane4273 Год назад
Àà
@isaiasmengs4187
@isaiasmengs4187 Год назад
እወ ብዕላማ አቲና ነታ ዓሳቢትኩም ጃንዳ ሑቑአ ሴርና ሕጂ ጸሊም ተኸዲንኩም ወየ ወየ በሉ ደቓሉ ከድዓት
@shanet542
@shanet542 Год назад
Sekt eske homeless
@habtemalke4289
@habtemalke4289 Год назад
game over
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 Год назад
እዋይ ሕጂ ኸአ ትዛረቡ አለኹም እዚ ጽላለ ይበሃል
@mulubrhanafewerki6683
@mulubrhanafewerki6683 Год назад
Nskatkum tera Harestay deyzarebo tzarebu kndey kfly ekum temahirkum ab adwa kedkum kuru temaharu
@fethiteklai4794
@fethiteklai4794 Год назад
But our harestay fathers are a way smarter than them, so please respect our fathers kkkkkkkkkkkk
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 Год назад
ምስጋና የቅርብ ።ንትገብርዎ ትምህርታዊ።ፓለትካዊ መግለጼ።👊👊👊👊🔊✊💪✅
@biniambokure7461
@biniambokure7461 Год назад
Really?
@henoktb3080
@henoktb3080 Год назад
Senegal .. Hawka eyu neru Johns. Nska bado ika.
@eliaslondon1585
@eliaslondon1585 Год назад
Jigna shabia malet, weyani tedemsisu 🐯🐯🐯🐯🐯🐯🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🏵🏵🏵🏵🪷🪷🪷🪷🪷🪷🪷🏵🏵🏵🏵🏵🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@shishaybokrezion9618
@shishaybokrezion9618 Год назад
ብሽም ኤርትራ አይትሸቅጡ።ዋላ ሓንቲ ቁምነገር አይሰማዕኩን። You are tipical TPLF.
@fethiteklai4794
@fethiteklai4794 Год назад
Gexkum tirhaq
@shanet542
@shanet542 Год назад
Klae homeless wahid
@user-xq5po5vb8s
@user-xq5po5vb8s Год назад
ኣቶ ሰንጋል ሲ ቁሩብ ዘረባ ተብዝሕ ኮይንካ ፣ኩሉ ግዜ ካብቶም ምሳኻ ዝቐርቡ ሰባት ዝያዳ ትንታነ ብምብዛሕ 80%ናይቲ ግዜ ክትወስድ ኢኻ ትረአ እሞ ፣ነቶም ምሳኻ ዝተቐረቡ ሰባት ዕድል ክትህብ ጽቡቕዩ ።ኩሉ ትሓስቦ ትዛረቦ ማለት ኣይኮነን ።
@okbagabryemane838
@okbagabryemane838 Год назад
ስብሃት ላኣብ፡ ኣታ ታይ ረኺቡኩም
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 Год назад
ጀነራል ምግበይ ትግራዋይ ይብል ነኤርትራውያን ንሸውዓተ ወለዶ ደም ከነንብዖም ኢና ፡ ጌታቸው ረዳውን ርኬት ኣብ ርአሶም ከነንዝበሎም ኢና ወዘተ . ምስ አዚ ኩሉ ፈኸራ ስለምንታይ ኢኹም ኢርትራ ነብሳ ንኽትከላኸል ንትግራይ አንተኣተወት አንታይ ጸገም ኣሎ። ነኢሰያስ አንተጸላአኩም ንዕንወት ኤርትራ ትቃለሱ ዘለኹም ተሰሚዕኒ።
@kbromhayle4046
@kbromhayle4046 Год назад
ኣብ መረት ዘሎ ዝይኮነ ኣብልቡኽም ትምነይዎ ኢኩም ትዛረቡ ዘለኹም
@rttr3992
@rttr3992 Год назад
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 Год назад
ኤርትራ ትስዕር!!!
@asmebro3949
@asmebro3949 Год назад
Halewlew shabya seraki niskum serekti pew
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu Год назад
ንስኩምን ወያኔኹምን ኣብ ሓዘን ኣለኹም ህዝቢ አርትራ ድማ ኣብ ደቑ ዘለዎ ሓቨኑን ኣክብሮቱን ይገልጽ
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu Год назад
መሕፈራት ወያኔኹም ኣብ መቐለ ተወሺባ ኣላ ቑሩብ ሕፍረት ዶ የብልኩምን?
@azahielmengis8767
@azahielmengis8767 Год назад
Game over wala naekum tigray tiser wey tisel
@mulubrhanafewerki6683
@mulubrhanafewerki6683 Год назад
Ab delekumo adi sdra ktmerhu deytkelu
@okbagabryemane838
@okbagabryemane838 Год назад
ውይይይይይይ ኣንታ ክንደይ ከዳዕ ኤርትራዊ ዩ ባ ዘሎ በስመከ ሃያል!
@shanet542
@shanet542 Год назад
Shimka eko ayxebeqen ata homeless
@yohanneshagos6773
@yohanneshagos6773 Год назад
ሆ ዕደታት ጥሪት🐕🐐🐑🐄🐴 ህግደፍ/መንደፍ! እምባሕ በሉ ክሳብ ጓሳኹም ዝሐርደኩም። የርህዎ🕊
@nigstitessema9334
@nigstitessema9334 Год назад
ናትግራ ሪፉን ናትካ ግበር ወያነ ናተገሩ እያ ናኤሬትራ ግበር ??
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Год назад
Zhezen nemerica amekum nhezbkim abalawus ketetwu tezeru mhran dek eritrea tebulu theznu ncaby kemozo zekel yelen dkurena hiezb nebar iyu nzetelet segal zekoen eritreaw atzebyen lenu wogeicayo🤕🤕🤕🤕🤕
@user-xq5po5vb8s
@user-xq5po5vb8s Год назад
ንኢሰይያስ ከኣ ሕጂ ውን ምስኣብይ ስግኣት ከምዘለዎ ጌርኩም ተቕርብዎ ካብ ሃለኹም ነቲ ኢሰይያስ ብዘይ ጸላኢ ክነብር ኣይክእልንዩ ዝብል ግምታት ዘፍርስ ትንታነዩ ፣እዚማለት ኣሰይያስ ጸላኢ ትፈጥርሉ ኣለኹም ወይ ምኹኑይ ትገብርዎ ኣለኹም ።ስለዚ ኣሰይያስ ስግኣት እንተድኣ ሃልይዎ መንእሰያት ኤርትራ ኩሉ ግዜ ኣብ መጋርያ ኲናት ክጥጥቖም ቀጠልያ መብራህቲ ከም ምውላዕዩ ዝረአ ።።
@chrismaryo8494
@chrismaryo8494 Год назад
Entay koynu b leyti zeywexii elka zereba'lo??? kwexii ayreanan keaa tiblu.
@Dembeselam1
@Dembeselam1 Год назад
ኢሳያስ ስልጣን ንወዱ ንምሕልላፍ ይዳሎ ከምዘሎ ይስማዕ ኢዩ።ነዚ ጉዳይዚ ከመይ ትርእይዎ? እዚ ጉዳይዚ ብሓለፍቲ ሰራዊትን ካልኦት ሓለፍቲን ቅቡል ክኸውን ኢዩ ኢልኩምድ'ዶ ትሓስቡ?
@ossaresgebremeskel5921
@ossaresgebremeskel5921 Год назад
😂😂 microphone champion.
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Год назад
Don’t make any excuse to betray Eritrea as unwillingly withdrawal from tigray. Eritrea withdrew with their head up after weyane surrendered and disarmed.
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 Год назад
Nay America merkebe ab qeyeh bahiri teraieya husur propaganda koynu yesemiani.
@wowo9142
@wowo9142 Год назад
ካብ ባድመ ውጹ ዝብል ኣሎ????
@Warsay4565
@Warsay4565 Год назад
ናይ ወያነ ሞት፡ ንዓኻትኩም ልዕሊ ወያነታት የሕሚሙኩም፡ዝገርም ኣይኮነን፡ ወይጦታት ኣብ ግዜ ሰውራ'ውን ነሮም እዮም። ካብቶም ተዓደምቲ(ትግራይ ትስዕር) እቲ ዓዳሚ፡ ሳሙኤል ገ/ሂወት እዩ፡ምኽንያቱ ሕጂ ምስ ተጋሩ ኮንካ ኣንጻር ኤርትራ ምቅላሱ፡ ስለምንታይ ከም ዝተጋደለ ዘይፈልጥ ተሓዊሱ ዝኸደ እዩ ዝመሲል። እንተ እቶም ተዓደምቲ ግን ብሩኡይ ኤርትራውያን እንተ ነሮም ሕጂ ብንጹር ተጋሩ ከምዝኾኑ ኣፍሊጦምና ኣለዉ። ንጽባሕ ኣብ አሪትራ ምእታው ክህሉ እንተ ኮይኑ ፡ እንታይ ከምዝጽበዮም ክፈልጡ ኣለዎም ይብል።ምኽንያቱ ከምዚኦም ዛመሰሉ ኸዳዓት ንህዝቢ ሓደገናታት ስለ ዝኾኑ።
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu Год назад
ደምበ ዒንክሊልን ዒንይንይን ናይ ብሓቒ
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 Год назад
Zereba mquxar entetequarxu xbuq nieru
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 Год назад
ብወገን ኤርትራ ምእታውን ወይ ብሓይልታት ኤርትራ ምትእትታውን እንተ ኔሩ ኮይኑ አብ ዶባትን መሬት ኤርትራን ምስጋናን ጥንቃቐን ክቕጽል እዩ ዝኸውን ሰሊኾም ብዘይ ሕጋዊ ዝስደዱ ከይውሕዙ ካብታ ዶሯን ትግራይ ።
@aronke2801
@aronke2801 Год назад
ከም ኤርትራውያን መጠን ይቅረታ ክትሓቱ ይግበኣኩም ። እምነትኩም ዝነበረ ወያነ ኣብ ኤርትራ ኣብ ስልጣን ከደይበና ኢልኩም ተንባሓቁ ዝነበርኩም ኢኻትኩም ። ልዕሊ ወያነ ደንበ ዕንክሊል ኢኻትኩም ተዋሪድኩምን ተሳዒርኩምን ።
@manggo7353
@manggo7353 Год назад
Kkkkk,endhir eti emam tesalitu entay kigebir dea kitsenhu
@justicejustice8667
@justicejustice8667 Год назад
ፈላጣት ኢና: መምሃራን ኢና በሃልቲ ክሳብ ሕጂ ሰራዊት ኤርትራ ኢሎም ምዝራቦም ዝገርም ነገር እዩ:: ኣብ ኤርትራ መንግስቲ የልቦን እንታይ ደኣ ሓደ ማፍያዊ ጉጅለ : ድሌታት ሓደ ብቅልውላው ኣእምሮ ዝልሎ ውልቀሰብ ዘሳሲ እዩ ዘሎ:: እቲ ኣብቲ ሃገር ዘሎ ሰራዊት'ውን እንተኾነ ድሌታት እዚ ዝሩግ ውልቀሰብ ጥራይ ዘገልግል ዕጡቕ ሓይሊ እዩ:: እዚ ዕጡቕ ሓይሊ'ዚ ሰራዊት ሃገርን ህዝብን ኔሩ እንተዝነብር: ፍርቂ ኣባላት ባይቶ ኤርትራ ተጨውዮም ክጠፍኡ እንከለዉ ምተጣበቐሎም ኔሩ:: ሰራዊት ኔሩ እንተዝነብር: ስንኩላን ተጋደልቲ ብቐትሪ ኣብ ጽርግያ ብጥይት ክምልዓሱ እንኮለዉ: ኣለኹ ምበለ ኔሩ:: ቅዋም ሃገር ዝብሃል የልቦን ኢሉ ኣቶ ኢሰያስ ህዝቢ ኣኪቡ ክምድር ከሎ: ኣንጻር ልዕልና ሕግን መሰል ህዝብን ዘገልግል በትሪ ዝኾነ ዕጡቕ ሓይሊ እምበር: ሰራዊት ሃገር ዝብሃል ከምዘየልቦ ተኣማሚኑ ክዕንድር ምኳኑ እዩ ዝነግር ኔሩ::
@wowo9142
@wowo9142 Год назад
ሰራዊትን ፈረቓን🇪🇷
@wowo9142
@wowo9142 Год назад
The primary role of government is to preserve sovereignty and protect the public. The government of Eritrea 🇪🇷 did what they are expected to do.
@justicejustice8667
@justicejustice8667 Год назад
@@wowo9142 በጊዕ'ሲ ዕድምኡ ሙሉእ ካብ ተኹላ ክፈርሕ ይነብር: ኣብ መወዳእታ ግን በቲ ዝኣመኖ ጏሳ ተሓሪዱ ይብላዕ ተባሂሉ ቀደም:: ኤርትራውያን ህግደፍ ናብዝሰነዖም ናይ ደገ ጸላእቲ ከቋምቱ ህግደፍ ዝሓረዶም መንእሰያት ኤርትራ ኣዲኦም ትቁጸሮም:: ኣብ' ምንትምንታይ? ስነኣእምሮኣዊ ቅልውላው ህግደፍ ከሳስዩ:: እምበር ወሪድዋ ኤርትራ: ወሪድዎ ኤርትራዊ: "ደርጊ ይሓይሽ: ሃይለስላሴ ይሓይሽ" ኢሉ ካብምስትንታን ካልእ ካብ ህግደፍ ዝረኸቦ ነገር የልቦን::
@justicejustice8667
@justicejustice8667 Год назад
@@wowo9142 The point is there is no government in Eritrea. Maybe you’ve seen a child construct a car to play with using mud or pieces of wire. When the child is done constructing his toy, you call the thing a car because it has the appearance of a car. If you think you’re able to drive this car because it appears like a car, then it is absolutely valid for a person to label you as a lunatic. The same goes with Eritrea. Because Isaias has constructed the “Eritrean government” with his demented ways, which is worse than a child’s play mud, it does not mean there is a government that actually functions like a real government. Isaias’ government is inferior to a real government compared to a child’s toy car to a real car. I have no choice but to call you a lunatic if you consider the “government” in Eritrea as a real government and try to administer a country or people with it.
@wowo9142
@wowo9142 Год назад
@@justicejustice8667 መንደላይሲ፡ ንወያኔ ኣንጭዋ ኽፈርሕ? ኣንጭዋን ተኹላን ዘይትፈሊ!
@santosberebere7821
@santosberebere7821 Год назад
ክቡር ሓው ሳሙኤል ነዞም ክልተ ብሉጻት ሙሁራት አሕዋትና ዓዲምካ ምምጻእካ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ አይደልን። አስዒብካ ከአ ነቲ ምኩር ብሉጽ ሓውና ዶክተር ምሁር አሰፋው ተኸስተ ክተምጸኦ ተስፋ ንገብር። የቐንየልና ክብረት ይሃበልና።
@yohanneshagos6773
@yohanneshagos6773 Год назад
እቲ ሐቀኛ/ሱር-መሰረት ባህርን ታሪኽን ሻዕብያ/ህ.ግንባር/ህግደፍ/ኢሳያስ ካብ ሐደ ኲናት ናብ ካልእ ኲናት ካብ ሐደ ውዲት ናብ ካልእ ውዲት ብንጥፈት ዘሰጋግር መስርሕ ዘሎዎ ጉጅለ ኮይኑ ክሳዕ ጉጅለ ህግደፍ/መንደፍ አብ ስልጣን ዘሎ ከኣ ዘንተ-እለት ዕንደራዊ ኲናት/ክተት አንጻር ውሽጣዊን ግዳማዉን "ተጻባእቲ" ዝነበረን ዘሎን ዝቕጽልን እዩ፣ ሎሚ ኸ ናበይ? ካብ ሞትን መዉጋእትን ዝተረፈ ብናይ አእምሮ በሰላታት ዝላደዉ ብአሽሐት ዝቑጸሩ ግዱዳትን ዕሱባትን ሰራዊት ጉጅለ ህግደፍ ባዚኖም (idled) ኮፍ ክብሉ ዘይከውን’ዩ፤ከመይሲ ሐደጋ ንጉጅለ ህግደፍ ይኾኑ፣ ስለዚውን፣ ናብ ሶማል ምስ ናይ ኬንያ ሰራዊት? ናብ ምብራቕ ሱዳን ምስ ቤጃውያን? እንደገና ናብ ኢትዮጵያ ምስ አምሐራ-ፋኖ አንጻር ትግራይን ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን? ናብ ዩክረይን ምስ ናይ ሩስያ ሰራዊት ነቲ ሐድሽ እኩይ "ፑቲን-ኢሳያስ"ዝምድናታት ንምድልዳልን ነቲ ዋጋ-ዕዳጋ ወተሃደራት ኤርትራ ሸመታ መሳርያታት ሩስያ ዝብል ህርፋናት ከርዊ።የርህዎ🕊
@tesfamariamyosef6056
@tesfamariamyosef6056 Год назад
Serawt eritran nsemal sedido alo
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 Год назад
ውጺእ ሓሶት’ዩ። ወራሪ ዕሱብ ሰራዊት ኢሳይያስ ካብ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ኣይወጸን። ኣብ’ቲ ተቃጻጺርዎ ዘሎ ዓድታት ረድኤት ክበጽሕ ኣይከኣለን ህጻናትን ኣዴታትን ይሞቱ ኣለዉ።
Далее
The Adani Legacy: From Tradition To Transformation
2:07:30