#eritreanmusic #destatv #eritreansport #Tigringiamusic #Eritreanart #SUBSCRIBE #tigrinya #eritrea #habesha #ERI #habeshatiktok
ሰላም ተከታተልቲ ደስታ ቲቪ : ሎሚ መዓልቲ ምስ ደስታ ትራቨል ዝገበርናዮ ናይ ምብጻሕ ናብ ማሳይ ማርኬት ናይሮቢ ኬንያ ምሳይ ክትከዱ ይዕድም ሰናይ ምክትታል::
ተዓወትቲ ናይ ሜሪ ሸው ናይ DESTA TRAVEL ካብ ማሳይ ማርኬት ዝገዛኣቶም ንምካን: ቅኑዕ መልሲ ዝመለሱን: ናይ ሶሻል ሚድያ ኣካውንትና ስድራቤት ኮኑ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሕቶታት መልሱ::
1- ናይ ማሳይ ገዛ መን ይሰርሖ እንታይ ተባሂሉ ከ ይጽዋዕ?
2- ናይ ማሳይ ቅድመ ኣበሓጎታቶም ተወለድቲ ናይ ኣየናይ ብሄር እዮም?
3- ብሄረ ማሳይ ኣበይ ዓዲ ይርከቡ?
4- ሳብስክራይብ ደስታ ቲቪ ገበሩ • DESTA TV - MARY SHOW -...
5- ፈለው ሜሪ ሸው ኢንስተግራም ኣካውንት
/ . .
ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ሕቶታትን ሕግታትን ዘማልአ ተዓዋቲ ናይ ማሳይ ባህላዊ ህያባት ክወሃብ እዩ::
መድባትና ብቐሊሉ ንሞዕዛብ አምበኣር ኣብ RU-vid ዝርከብ ቻነልና Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ ፥
• DESTA TV - MARY SHOW -...
#Daniwedimemhr #mahderproduction #Tigrignaart
27 май 2022