Тёмный

EMN - ቀያሕቲ ዕምባባ ዓንዲ ሕቖ ሰውራ - Eritrean Media Network 

 ERITREAN MEDIA NETWORK
Подписаться 190 тыс.
Просмотров 38 тыс.
50% 1

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - ቀያሕቲ ዕምባባ ዓንዲ ሕቖ ሰውራ - Eritrean Media Network
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Опубликовано:

 

3 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 148   
@Salase.hawey.1990.
@Salase.hawey.1990. 3 года назад
Eza ዋዕሮ ሓታቲት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ። ወትሩ ንኹሉ ድልዋት!!
@berhanemebrahtu5471
@berhanemebrahtu5471 3 года назад
ኩቡር ኣቦና ጂግና ተጋዳላይ ፍረዝጊ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላልካ ኣዝዩ መሳጢ ዝኮነ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓፍትና ጋዜጠኛ ልዋም ተክለ ከኣ ብጠዓሚ ብራቮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👌
@hosaena6740
@hosaena6740 3 года назад
ማንዲብ ደስ ዘብል ታሪክ ደርፍታትካ ከም ብሓዲሽ ተድደግሞ ጽቡቅ ነሩ
@rigochentoo6525
@rigochentoo6525 3 года назад
ማንድብል ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ሳላኹም ዝተስኣነ የለን ክብሪ ንኹልኹም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ጋልኩም ወድኹም ኣናብስ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aknafhabtemichael9590
@aknafhabtemichael9590 3 года назад
Thank ambeset jeganuna kemze ena amxake tarekom keglxu tekrbla zeleke betame nemesgneke kexelyo 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@tesfamichaelkeflay7067
@tesfamichaelkeflay7067 3 года назад
ኤሪትራ ሃገርይ ኣለና ዋላ ዝወረድ ይውረድ መርየቲ ጽልምቲ ተበል እምበር ምእንታኪ ዋጋ ኪንከፍል ኣና የለን ጸወታ ብህይወት ኤሪትራ ህወትና ኣያ።
@tewelde9778
@tewelde9778 3 года назад
ኤርትራዊ ማለት ሙሉእ መጽሓፍ ተነቢቡ ዝይጽገብ ዘይውዳእ እጹብ ድንቂ፡ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ኤረይ።
@senayeri433
@senayeri433 3 года назад
ደስ ዘብል ታሪኽ፡ መግለጺ ሲኢነልካ ባባ ፍረዝጊ
@medaestif5671
@medaestif5671 3 года назад
ንሱ ፉጹም ጅግና ፥ ንሳ ጋዋል ጅግና ። ኣምላኽ ንኤርትራን ህዝባን ይባርኽ🙏🙏🙏።
@geriegerie3568
@geriegerie3568 3 года назад
ጽቡቕ ዕላል!
@samuabu6673
@samuabu6673 3 года назад
ኣየ ወ ኤርትራዊ። ሰራሕ መስተንክር።
@abrahamshege330
@abrahamshege330 3 года назад
ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ወለዶታት እዩ ብጻይ ፍረዝጊ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ EMN የቐንየልና 🙏 🇪🇷❤
@SelamErey3172
@SelamErey3172 3 года назад
ዝኸበርኩም Eritrean Media Network፤ ንኹሉ ተቕርቡልና ማሃሪ ዝኾነ ፕሮግራም ከመስግነኩም እፈቱ። ተረኽቲ ቦታታት ክጠቅሱ ከለዉ፤ ንተዓዛባይ ነዘን ዝጥቀሳ ቦታታትን/ ዓድታትን ኣብ map ጌርኩም ተተርእዩና ሓጋዚ ምኾነ ኔሩ። የቐንየለይ።
@marspluto3382
@marspluto3382 3 года назад
Kebabi Asmera iyu.10 km kab Asmara n Debub.
@tesfomyemane2346
@tesfomyemane2346 3 года назад
Hii eritran media network ኩሉ እተቅርብዎ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዪ። ንዓይ ጊን ሓንቲ ርኢቶ ኣላትኒ ንሳ ድማ ናብ ጋዘጤኛ ዮናስ ኢያ ። ነቶም ዘቅርቦም ሰባትሲ ብጣዕሚ ኢዩ ዝህወክ ሂጂ ምስ ሓተቶም ከወድኦም ኣለዎ ።ወድሓንኩ?????
@salihosmansom1827
@salihosmansom1827 3 года назад
ኩሉ ተጋዳላይ ከመዞሞ ኣቦ ኣርቱኩለይት ገሮሞ ተሞክሮሞምን ፣ጅግንነቶሞን ኢን ክገልጹ ዝኽሉ ዋው ሞኮነ ከፈ ዘለዎ ዕላሉ።
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 3 года назад
Wawww Praud of my Lovely Eritrea People 🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏
@ቻቺ
@ቻቺ 3 года назад
ዋውው ኤርትራዊ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 3 года назад
ነፍስወከፍ ተጋዳላይ ታሪኽ ኢዩ ናይብሓቂ ጽቡቕ ተቕርቡልና ኣለኹም ክብሪ ይሃብኩም፣ ቀጻልነት ክህልዎ ከይተሓለልኩም ከተቕርብዎ ሓደራ፣ ጅግና ተጋዳላይ ታሪኽካ ሰሓቢ ኢዩ ገና ብቆልዓኻ ክንደይ ታሪኽ ሰሪሕካ። ኣምላኽ ይባርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@gmanyem1057
@gmanyem1057 3 года назад
ስነ ስርዓት ዘለዋ ጋዜጠኛ ኩሉ ዘረባ ክሳብ ዝውድእ ትም ኢላ ትሰምዖ፡ ባሓቂ ዓቅሊ ዘለዋ።
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 3 года назад
እቲ ግርምኣ ኸ ምጭውቲ
@rezenetsegai6982
@rezenetsegai6982 3 года назад
Wawwww beautiful people, super history I'm always happy because of I'm from 9
@abrahamtesfai4941
@abrahamtesfai4941 3 года назад
Thank you both. I love EMN.
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 3 года назад
ጀጋኑ ዋልታ ኤርትራ መርአይቲ ብርሃን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🙏🏾💪🏽💪🏽
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 3 года назад
ብርሃን ክምጹኡ ዝሓለፍ ጀጋኑ ኣምላኽ ብየማኑ ይቀበሎም ኣብ ሃገርና ብርሃን ወይ ሓርነት ኣሎ ዱ ክብር ሓወይ ንምንታይ ክንድዚ ሸግር ይሒልፎም ክንቀስ እሞ ድኣ ቅሳነት ዝይረክብና እንታይ ከይና መፍቶ ባሕሪን ስደትን ከይና
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 года назад
ኤርትራውያን ሓርበኛታት ገዳይም ተጋደልቲ፡ ጸዋግ ኩነታት ዝመሃሮም ናይ ኩናት መሃንድሳት ኢዮም
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 3 года назад
@@dawitgebrat1878 ጽብቅ ኣለካ ኣነ ወን ይድግፎ እየ ግን ሕጂ ከ ህዝብና ከመይ ኣሎ መንእስይና ኣብ ሰደት ናይ ወልፊ ከይኑ ባሕሪ ቀረጽ ምሳና ምስ ኤርትራዊን ኣቱ ሞት ከም ዕጫና ቖጺርናዮ ። እዚ ከኣ እቲ ዘዝዓበዩ መንእስያትና ኣብ ኤርትራ ካብ ትምህርቲ ወጹኡ ክሰርሓሉ ዝክእል ሰለ ዝይብሉ እየ ትምርቲ እንተ ሓዲጉ ወትህድርና ዝብሃል ኣሎ ናቐዳሞት ዝህለቀ
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 года назад
@@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 ብሳላ ጀጋኑ በዚ ኣማስያኡ ሰርቢ ሰላምን ፍቅርን ምዕባለን ዝድብን ዘሎ ዝተሓጎስካ ኣይመስልን ኢካ ሓው፡ ምሕረት የውርደልካ!
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 3 года назад
@@dawitgebrat1878 ምሕረት ንኩሉና ቡሩከይ ሓወይ ሰላም ፍቅሪ ቅሳነት ኩሉና ንደላ ኢና እካ ግን ከመይ ኣነን ንስካን ኣብ ምቾኦት እንዳ ነበርና ንኣብ ሃገርና ዘሎ ህዝቢ ምቾኦትን ስላም ቅሳነትን ሓርነትን ዝይንምነ ከምዚ ሓሳብ ዘለካ ኣይመስለንን 😥😥 ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ብኩሉ ሸናካት ሃገርና ሰደት እንዳ ወጹኡ መን ኣሎ ቀያር ክንምጽኣልኩም ኢና ዝበለ እቲ ሙሁር እንጅነር ዶክተር ፓይሎት ናይ ዓወደ ፍልጥት መምህር መምህር ሰነ ልቦና ኮታስ ኩሉ ኣብ ፍቀዶ ስህራን ልብያን ባሕሪን እንዳ ሃለቀ ከመይ ክሕጉስ ሓጉስ እካ ምሉኡ ክከውን ኣሎዎ እንበር ድሓር ከኣ 20 ሸሕ ትምሃሮ ሳዋ ክይዶም ክማሃር 3000 ግን ኣብ ስደት ባሕሪን ሳህራን ክጠፍኡ እንታይ ይጠቅም ኣነ እቶም 3000 ኣብ ሃገሮም ክዓዩ ይመርጽ ይሓይሽ እንተምንታይ ሲ እቶም ሕጂ ዘወርዱ ሳዋ ትማሃሮ ዘሎዉ ንፍዓት ዶ ነጥቢ ክምጹኡ ዶ ኣይፍልጥን ከሓተካ እንዶ ክብር ሓወይ 1 ንስካ እንታይ ወጺእካ ሰለምንታይ ኣብ ሃገርካ ኮፍ ዘይበልካ ? 2 ንምንታይ ኣብ ኤርትራ ካብ ትምህርቲ ወጻኢ ስራሕ መንእሰይ ዝይክፈቶ ትምህርቲ እንተ ሓዲካ ወትህድርና ኢካ ትከይድ ነጥቢ እንተ ዝይምጺእካ ውትህድርና ትከይድ ዕጫና ዱ ምግዳል ? 3 ድሓር ከኣ ብቲ ሕጋዊ 66 ዓመት እየ ሓደ ሰብ ጦሮታ ዝወጽእ 78 ዝገበረ ክመርሕ ንታ ሃገር ህንጸት ክምጽእ ትሓሰብ ዶ ?
@hoho6008
@hoho6008 3 года назад
Thank you 🙏 Eritrean Media Network
@samrawitkesete5973
@samrawitkesete5973 3 года назад
ዝ ምስጠኒ ዕላል
@sabatekle6948
@sabatekle6948 3 года назад
ኣዘንትዊስከ ጅግንነት ሳሓርቲ ቀያይቲ ዕንበባ ምስ ናይ ሰገነይቲ ሓደ ሰንሰለትዩ ተማሳሰሊዩ ነይሩ
@senibelay4303
@senibelay4303 3 года назад
Jeganu abotatna ysemeakum kbri. Haben Kurat hager. Feqri ekum neskum🇪🇷❤💎🕌⛪☀️🌙
@sabahabte8948
@sabahabte8948 3 года назад
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ታሪኽን ጀግንነትን ኤርትራዊ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ሕጂውን ፈጣሪ ምሳና እዩ
@rhobelgirmay8155
@rhobelgirmay8155 3 года назад
ሽህ አመት ንበረልና ፍረዝጊኖ
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 3 года назад
ኤርትራዊ መዓንጣ ብተኽ ጅግና 🇪🇷♥️🇪🇷 ኣውሪስኹም, ዋርሳይ ድማ ንጅንታ ደምሲሱ ክሳብ ነዓለም ሻዕብያኩም ሓዙልና ዝብሉ ጌሮሞም. ውረስ ተወራረስ ኣጥፋዮ ንመለስ.
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 3 года назад
Dekie eritrea chkor anabes👍👍👍👍💯💯💯🇪🇷💪💪
@tedrosefrem6771
@tedrosefrem6771 2 года назад
You are LEGEND and HERO to this generation here i am ur NO‐ 1 FOLLWER.... LEGENDARY HISTORY for ME and my COUNTRY
@awetzemuy8685
@awetzemuy8685 3 года назад
Jegna ezi nay Sewra ERITREA ❤💪🇪🇷🙏
@abrahamadonay5551
@abrahamadonay5551 2 года назад
ስራሕኩም ጽቡቅ ኢዩ ኣጀኩም ሰላምን ቅሳነትን ካኣ ንሓይልታት ኤርትርራ ይምነየሎም ባኣፍ ጸሞም ሃገር ክሕልው ደኪምና ከይበሉ መዋእሎም
@anastaciaberane2375
@anastaciaberane2375 3 года назад
ዝከበርካ ሓወና ፍረዝጊ ናይ ቀደም 75 ኣዝኻኺርካና አም ጠዐና ሂብካ ኣምላኽ ኢቲ ዝሓለፈ ምዘንታወካ ዝሕጉስ ኢዩ
@loveamong4799
@loveamong4799 3 года назад
መጽሓፍ 300 ገጻት ደጋጊምካ ኣንቢብካ ከምዚ ጌሩ ክምስጠካ ኣይክእልን ፡ብጣዕሚ ክትሰምዖ ደስ ዝብል ታሪክ ሰውራ ኤርትራ፡ይቀንየልና ኢሪትርያን ሜድያ ኔት ወርኪ ብልቢ ነመስግነኩ
@mewaelwoldeab8464
@mewaelwoldeab8464 3 года назад
F
@nagatnagat1947
@nagatnagat1947 3 года назад
ጀግና ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@kafatekle2845
@kafatekle2845 3 года назад
ናይ ብሓቂ ሰሚዕካ ዘይምኖ ታሪኽ
@akilehab377
@akilehab377 3 года назад
Very entertaining and yet interesting story. I can't wait for Part 2. Thank you all.
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 3 года назад
ክቡር ተጋዳላይ ፍረዝጊ ተነጊሩ ዘይውዳእ ጅግንነትን ቅያ ተጋዳላይ: ንበረልና🙏🇪🇷💖::
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 3 года назад
ከም ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ሓቀኛ ታሪክን፡ፍጻሜን!!!ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዘይተገብረ ታሪክ ዳርጋ የለን።ተጋዳላይ ማለት ነቲ ዘይሑኾር መስገደል ዝደየበ ፉጡር ኢዩ።ስለዚ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ሓንቲ ዓበይ ጭሪሖ ነይራ፡ንሳ ከኣ (ብዘለካ ዝከኣለካ ግበር ኢያ ትብል)፡ንሱ ስለዘ ዝኮነ ዝኮነ ተጋዳላ ብዘሎዋ ዓቅሚ ኣብ ኩሉ ንጥፈታት ይሰርሕ ነይሩ።ሳላ ከምኡ ዝገበሩ ከኣ ድምር ናይ ኩሎም ኣብ ዝላዓለ ዓወት የብጽሖም ነይሩ።እቲ ጭርሖ ናይ ህዝባዊ ግንባር ከኣ ዝኮነ ኤርትራዊ ዜጋ ይንቃሕ፡ይወደብ፡ይዕጥቅ ዝብል ነይሩ።በቶም ናይ ሹዑ ሓያላት ካድራ ከኣ ኩሉ ሰብ ይነቅሕ ነይሩ።እቶም ካድራት ዝበልዋ ከኣ ኩሉ ትምህርቶምን፡ዕላመኦም ሓቀኛ ስለ ዝነበረ፡ዝኮነ ሰብ ከም ሃዋርያት ዝምህርዋም ምበር ሰብ ዝምህሮም ኮይኑ ኣይስመዖምን ዝነበረ።ምክንያቱ ዝኮነ ተጋዳላይ በጀካ ሓቂ ሓሶት ትብሃል ዝኮነት ቓል ኣይትወጾምን'ያ ነይራ።ብከምኡ ከኣ ካብ ህዝቢ መግቢ፡ማይ ኩሉ ኮታ ንተጋዳላይ ዘድሊ ዘበለ የማልኡ ነይሮም።(እቲ ህዝቢ ከም ባሕሪ፡ተጋዳላይ ከኣ ከም ዓሳ ይሕንቡሱ ነይሮም ኣብ ማእከል ህዝባም)።ስለዚ ተጋዳላይ ፍረዝጊ ኣረኣያ ከኣ ሓደ ካብቶም ቀሊጡፎም ዝነቅሑ በዓል በሊሕ የእምሮ መንእሰይ ኮይኑ ምስ ብጸቱ ንሰውራ ኤርትራ ህወቶም ክከፍሉ ዝወፈረ ኢዩ።ስለዚ ትብዓትካን፡ተወፋይነትካን፡ብጻይነትካን ብሓፈሻ ብኩሉ ኩሉንታካ ኣድኒቀ ኣይጸግበካን ኢየ።ንሕና ከኣ ከምታ ህወትኩምን፡ደምኩምን፡ዓጽሙኩምን፡ከፉልኩም ዘምጻኩማ ሃገር ወትሩ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና።ካብታ ኣሰርኩምን፡ሕድሪ ናይ ሱወኣትና ካብ ንወጽእ ብሂወትና ኾሎና ሞት ትሕሸና።ስለዚ ተጋዳላይ ፍረዝጊ ኣረኣያ ብስም ጀጋኑ ሰማእታትና ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይብጻይካ።ጋዜጠኛ ሉዋም ተኽለ(በዓልቲ ካናሪ ድምጽን፡ለዋህ ፍጥረትን) ከኣ ከምዚ ገርኪ ጀጋኑ ኣያታትና ኣብ መደብ ብምቅራብኪ፡ልባዊ ምስጋና ብስም ሰማእታትና ኩርዓት ይሰማዕኪ። ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@tedroszegherghish9062
@tedroszegherghish9062 3 года назад
ክቡር ተ/ፍረዝጊ (ማንድቢል) ገድላዊ ታሪኽካ ብጣዕሚ እዩ ! መሳጥን ላዛ ትርኻ ብ'ምሒር ምጥዓሙ ብ'ስሓቕ ከኣ ኣየዕረፍኩን--------- እንተ ደርፍታትካ'ሞ ኣብዛ ብኽያተይ እየ ዝኣቱ ፡ ማራ ኢኻ ናብ ዝነበርናዮ ትመልሲ። ጅግና ዕድመ ምስ ጥዕና እምነየልካ !
@Solomon-hu4lb
@Solomon-hu4lb 3 года назад
ብጣዕም ሓቂ ታርኻዊ ኤርትራዊ ሽግ ናጽነት ንምውናን ዝተገበረ
@OAmlakey172
@OAmlakey172 3 года назад
Harfka Tsemo Tark Jeganu ❤️🇪🇷❤️🌹
@dana.j9062
@dana.j9062 6 месяцев назад
እቶም ብዋርሳይ ዝተተክኡ ኤርትራውያን ቀያሕቲ ዕምባባታት ብሓቂ ሕቖ ኣዕጽምቲ ቃልስታት ኤርትራ እዮም። 💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
@danielkidane4388
@danielkidane4388 3 года назад
Abet jigninet tegadalay frezgi edmen tienan yhabka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐⭐⭐💐💐💐💐💐😍😍😍
@rasihaylemichael6998
@rasihaylemichael6998 3 года назад
Lwam shikor btami eye zednkeki. ⭐⭐⭐⭐zbeletski nay geza💪👏👏👏
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 2 года назад
Aqexullna elna N Frazgi Mandibil Ay semakumnan Eritrean Neatworki
@dreamteam7349
@dreamteam7349 3 года назад
ህዝባዊ ግንባር ሎምስ ኣውርስዎ ድኣ ታሪኽኩም ዘይምኖ የቐንየልና ክቡር ጅግና ማንዲብል and ብልጽቲ ሉዋመይ ከኣ ስለ ትሕትናኺ ነመስገን።
@filmontesfay2570
@filmontesfay2570 3 года назад
Eza hager kendey mestir ya hakufa zelena jigna GBU
@senayasenay9807
@senayasenay9807 3 года назад
💪🌴💪 anbessa !!!eriii
@freweinikidane1250
@freweinikidane1250 3 года назад
Nay bhaki ezi hadish weledo kfelto zgbae Tarik Eritrawyan. Egzabheir nhzbi Eritrea ybark🙏🙏🙏🙏
@samuelhadgu7965
@samuelhadgu7965 3 года назад
Thx luwam tegele nice job. We need more thx br
@habteabtesfay30
@habteabtesfay30 3 года назад
ኣየ ወ ቅያ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን
@awetzemuy8685
@awetzemuy8685 3 года назад
Frezgi Ayay Hawey Enkoa dagmy kemzi elika tarika tarik hiwet Qalise Eritrea abqaka Yzkreani nshtoy nera ab gezeana mxeka bzaba genzbi ketlilna keleka yzkerani Genzb zey mflatskum n10 Ber ktmasglun beles ktwrdlu Et 1 Ber kea qtsliya xbuk elikum nqmtso ketbleni Hji merqerat hzby nfkyo elika Mes derfka ab sedeat koyne mes semakwo nay bhaqi nafkot hagreay meqeret hzby nafqyo ❤❤❤❤🇪🇷💪🙏
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 года назад
KUDOS LUWAM GREAT PROGRAM SHABIYAWI TEGEDALAY FIREZGI SHABIYAWIAN SHABIYAWINET SHABYAWI KIBRITAT METKEL W'DIB N'KHAT Q'ALSI AWET ERITREA RESILIENT AS EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abietkaminbaryihshenigoyta68
@abietkaminbaryihshenigoyta68 3 года назад
Jigninetkum korina kemnikeyd gieruna eritrawi hubun meninet edmen tienan yihabkum fetari dekiza halal meriet birahaxkumn demkumn selam zelewo hiwet nihlif Alena😘🥰💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ambesfusuh8984
@ambesfusuh8984 3 года назад
Just wow 🤩 Jigninet Eritrawi’s ……💙🙏🏾
@joniboy7965
@joniboy7965 3 года назад
ሰውራ። ንመንእሰይ ዝስሕል ከም ካራ።
@samuelhadgu7965
@samuelhadgu7965 3 года назад
Thx geflezgi you sher ur history & our history eritrea.
@whdesta4655
@whdesta4655 3 года назад
You are real amezing.
@maekeleweld5032
@maekeleweld5032 3 года назад
Waw nay bhaki des zbl zanta hiwet
@eden1debesay686
@eden1debesay686 3 года назад
Deki eza halal meret 🙏💖🇪🇷
@berekethagos8369
@berekethagos8369 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@tsegayangosom351
@tsegayangosom351 3 года назад
Great eriiii powerrrrrrrrr
@merigualkeren6510
@merigualkeren6510 3 года назад
Waw abi metshaf ❤❤❤❤💎💎💎
@atakltisbhatu8298
@atakltisbhatu8298 3 года назад
Selam kubur abona edeme teman yhabeka egzabhir ,,,, nhager hiwetekum mulu zitekaleskum
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 2 года назад
ኤርትራዊ ኩብር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤺🤺🤺።
@hannasequar1767
@hannasequar1767 3 года назад
ኣዘዩ ደስ ዝብል
@okubaytekeste5946
@okubaytekeste5946 3 года назад
Nice one hero sahartay
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 3 года назад
ተጋዳላይስ አንቃዕ ተጋደለ
@michaelhaile8190
@michaelhaile8190 2 года назад
Eza journalist akli zelowa ezi jigna dima megletsi natu kisihbeka wawwww
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 3 года назад
Waw. This heroic tegadalay is a book. Please give him more interviews or time
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 года назад
We Say Wholefood. There is also WHOLE ERITREAN! I Love this Tegadalay, GOD bless him. Keep Talking and Lough. It was hard fought Liberation. I know you have many good memories and bad once. Just release it. Because, it is very, very hard and good one. Peace ☮️ E R I T R E A N I S M in Short.
@aregayezuznayzgi3392
@aregayezuznayzgi3392 3 года назад
ኣዚዩ መሳጥ ዕላል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mehrteabberhane8396
@mehrteabberhane8396 3 года назад
ሰላም ኤርትራን ሜዳ ኔት ወርክ ከመይ ቀኒኩም? ነዚ ታርክ ከተካፍሉና ዝበቃዕኹም ናይ ብሐቂ ነመስግን ግን እዚ አብ መጽሐፍ እንተዝስነድ ዝበለጸ ይመስለኒ። ዓወት ንሐፋሽ
@michaelhaile2432
@michaelhaile2432 3 года назад
Frezegi jigna I miss you
@aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542
@aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542 3 года назад
nber jigna bxay frezgi
@michaelhaile2432
@michaelhaile2432 3 года назад
Jigna eritreawi eka 2 kfal gberlna eka gazetena
@yohanasamsonandetsion4675
@yohanasamsonandetsion4675 3 года назад
ማንድቢል ጅግና
@ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ
Hrmet krarka btaemi eu zexelleni
@dahabykealo960
@dahabykealo960 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@tesfomkidane1327
@tesfomkidane1327 3 года назад
ይበል መደብ ሓበናዊ ተዘክሮ
@temesghenweldeab6971
@temesghenweldeab6971 3 года назад
የቀንየልና ኣርትሪያን ኔት ዎርክ ሜድያ
@yordanostesfayesus274
@yordanostesfayesus274 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
@biniamasmara3799
@biniamasmara3799 3 года назад
ብተግባሮም ክፍኣት ኢና ንጸልኦም ተጋሩ
@yonasokbanse2083
@yonasokbanse2083 3 года назад
Edmen tinan yhabka jgna abona🇪🇷💗🇪🇷💪
@betheltedros3892
@betheltedros3892 3 года назад
Wawww zeymino elal ab gize niesnetkum tarik serihkum
@solomonteklegiorgis2354
@solomonteklegiorgis2354 3 года назад
ዝኸበርካ ፍረዝጊ ዓርከይ መተዓብይተይ መጋድልተይ ንገድሊ መዋጽእተይን ምስ ምንዋሕ ግዜ ከምዚ ኢዩ ነይሩ ክንብል ኣብዘይከኣልናሉ ሓንቲ ከየትረፍካ ብግዜን ብነጥብን ንዝሓለፍናዮ ታሪኽ ከተቅርቦ ብምኽኣልካ የድንቀካ ዳግማይ ተራኺብና ኮፍ ኢልና ከነዕልለሉ ይምነ ምስ ስድራኻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ንኣዳለውቲ ኤረትረያን መድያ የመስግን
@tesfamichaelkeflay7067
@tesfamichaelkeflay7067 3 года назад
መንደላይ
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 3 года назад
Tarikn Gignnetn!Eritreawiyan semika zey xgebo kedika zey wdea kem bahri,(EMN) medebkum btami abi tera alewo ,slezi kexlwo seb aynebrn u tarik gna nebari u,
@militesfay6469
@militesfay6469 3 года назад
Tariq hizbi Eritrea kem bible zeymno tedegagemkayo zeykeyer edmen tienan yhabka God bless eritrean people
@endriastesfamichael8611
@endriastesfamichael8611 3 года назад
GBU manidibil and gazetina mara adinikiki suk eliki msmaki maley aytikilfiyom eki bezi ka eye adinikeki waero gal erey
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 3 года назад
ማንዲብል ማለት ንበር አስከ
@nahomgrmatsion9568
@nahomgrmatsion9568 3 года назад
Edmen tienann yhabka
@habtomtes8975
@habtomtes8975 3 года назад
ዝኸበርኪ ጋዘጠኛ ነዚ ክቡር ጅግና ፍረዚ ኣርኣያ መጽሓፍ ዩ ሞ ደጊምኪ ብዕንቆት መርምርዮ ሐደራኪ መክንያቱ 360 ዲግሪ ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ ኣብ የኣምሩኡ ሎ ስለዚ ደጊመ ክብለኪ ዝደሊ ሓደራኺ ጽባሕ ካልእ ያ ሞ ከይሳእናዮ ደጊምኪ ብዕንቆት ፈትሽ ዮ
@Eritrea32
@Eritrea32 3 года назад
ወይ ትእንግርቲ! ምስዚ ዕላል ህርመት ልብኻ ኣመና ይውስክ።
@solomonwoldegerigs4870
@solomonwoldegerigs4870 3 года назад
kabzi tibat hagerawnt zeyteberkakinet eritirawi ertirawi kemti chenu ygebreka eritrean horo
@Salase.hawey.1990.
@Salase.hawey.1990. 3 года назад
Part two akribulna please
@azebabrha1040
@azebabrha1040 3 года назад
Btami xbuq medeb tarikna ygelex !!!
@belaineshtekle5426
@belaineshtekle5426 3 года назад
Wawww edmen tenan yhabka Fetari trah eye kblelka zkiel jigna
@freweiniteklemariam4921
@freweiniteklemariam4921 3 года назад
Welcam xubukat
@lettyabrha9491
@lettyabrha9491 3 года назад
SMAYO ZMETSECA ZEREBA
Далее
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 28 ( BY BRUNO )
41:37
Китайка стучится Домой😂😆
00:18
EMN - Gaewa_ጋዕዋ - Eritrean Media Network
33:32
EMN - Meron Estifanos | Nakfa - Eritrean Media Network
5:56