Тёмный

EMN - ፍሉይ ዕላል ወዲ ጀበሊ ምስ ጀምዓ ሕልሚ ወዲ ጀበሊ - Eritrean Media Network 

 ERITREAN MEDIA NETWORK
Подписаться 189 тыс.
Просмотров 43 тыс.
50% 1

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.

Опубликовано:

 

5 сен 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 69   
@hareguadhanom7319
@hareguadhanom7319 Год назад
ብጣሚ ጽብቅ ናይ ጀምዓ ዕላል 💐👏👏🇪🇷🇪🇷🙏🦁🐪🌹♥️👍👌💪🇪🇷🇪🇷🦁
@algabeyene7024
@algabeyene7024 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ወዲ ጀበሊ
@eritrea6227
@eritrea6227 Год назад
Betami dessa zefter elal deki erey 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@awetfessehaye4224
@awetfessehaye4224 Год назад
ዝፈትዉም ሰባት መጺኦም ወዲ ጀበሊ ምስ ዩኒ ንኩላትኹም ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይምነ ።
@charliemy1072
@charliemy1072 Год назад
ዮናስ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ሓንቲ ርአይቶ ኣላትኒ ኢዚ መደብ ናይ ወዲ ጀበሊ ጽቡቅ ከሎ በብመኣልቱ ብጥርኑፍ ኢንተዝኸውን ይብል ማለት ኣብ ሓደ ኣርአስቲ ኣብ ፍቅሪ፡ ሓዳር፥ አምነት፥ ወዘተ ብፍላይ ኣብ መንኢሰያት ዘተኮረ አንተዝኸውን ይብል thanks
@starthegunners7089
@starthegunners7089 Год назад
👉🇪🇷 ጀበሊ ኪኢላ መምህር ሂወትን ዮናስ ምስ ብጾትካን ሰላምኩም ይብዛሕ
@tsigewynitesfay7855
@tsigewynitesfay7855 Год назад
God’s bless you very wise and proud of you 👍 thank you 🙏🏻
@eriguys
@eriguys Год назад
መርሓባ የሕዋት ጽቡቅ መደብ ኣብዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናን
@biemnethidru5182
@biemnethidru5182 Год назад
ብሓቂ ወዲጀበሊ ጅግና እዛ ናትኪም መደብ ሐንቲ መዓልቲ የሕሊፈያ ኣይፈልጥንየ ቀጽልዎ
@hermonkelete8841
@hermonkelete8841 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 Год назад
ብጣዓም, ጽብቕ, ስርሕ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏👍
@gigiyoga1
@gigiyoga1 Год назад
ወዲ. ጀበሊ You looks so good አብ አስመራ ረኺበካ ወዲ 30 ዐመት ኢኻ ትመስል። ዕድመስ ቁጽሪ እዩ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯❤️❤️❤️💯
@anshfianshfi9804
@anshfianshfi9804 Год назад
معلم ربنا يحفظك
@merhawikflom4987
@merhawikflom4987 Год назад
Betami ds zebl Ms Jamae, edmen tenan yahbkum 👍😍👍
@weldegabrredie7058
@weldegabrredie7058 Год назад
ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ግን ሕተትዎ
@frehiwetnebey4824
@frehiwetnebey4824 Год назад
God bless you eritrean
@tsegatsegay5697
@tsegatsegay5697 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል መስሓቅን ኣዘናጋዕን ኣጆኻ 120 ክትትዋ ኢኻ ክክክክክ
@ahmedosman1556
@ahmedosman1556 Год назад
Excellent
@rahelnegede2703
@rahelnegede2703 Год назад
Ruhus kudus yohens deki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@harounekubal8436
@harounekubal8436 Год назад
ነመስግነካ : ዮናስ : ምስ : EMN : መስ : ወዲ - ጀበሊ : ከምኡ : ድማ : ዕዱማት : ጀምዓ ።
@majornamen7150
@majornamen7150 Год назад
ከመይቀኒኹም ቡሩኻት እንኳዕ ዳሓን መጻኩም
@nagatnagat1947
@nagatnagat1947 Год назад
🇪🇷🌹🇪🇷🌹👍👌🙏
@teklitsahle8895
@teklitsahle8895 Год назад
Ms mekina eko hmam alewo! Lieli sebeyti "nmekina yzkra, kemza zizwra".
@michaelzemariam1611
@michaelzemariam1611 Год назад
መምህር ወዲ ጀበሊ
@aboodi2068
@aboodi2068 Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@nigistikiflom2209
@nigistikiflom2209 Год назад
👏👏👏👏👍🇪🇷🇪🇷✨
@nigistikiflom2209
@nigistikiflom2209 Год назад
🇪🇷🇪🇷⭐️✨😍🙏
@timnityemane4438
@timnityemane4438 Год назад
🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fitsumgebrezgabhir7201
@fitsumgebrezgabhir7201 Год назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️💯💯💯🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@eriboy1532
@eriboy1532 Год назад
❤️❤️❤️👍
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 Год назад
Wawa you are my harowe 😂🤣😂🤣😂👍👍👍🙏🙏❤❤❤😂🤣
@aboodi2068
@aboodi2068 Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️
@ibrahimidris9721
@ibrahimidris9721 Год назад
Nay bahaki Tsebuk medeb. B libi ena nemesgnekum, kburat yehwat.
@awetkifleyesus1109
@awetkifleyesus1109 Год назад
🇪🇷❤️🙏🙏🙏🙏
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 Год назад
Eritrawinet kubur meninet
@gebrutesfamichael9519
@gebrutesfamichael9519 Год назад
Wawwwww
@godislove7204
@godislove7204 Год назад
“Age is just a number.” I firmly believe this. Our age should never define us, or limit who we are and what we can do.
@danielyohannes6088
@danielyohannes6088 Год назад
ወዲ ጀበሊ ያ ኦ
@yuel8254
@yuel8254 Год назад
💕🇪🇷🌹💕🇪🇷🌹💕🇪🇷🌹
@numyhayder4940
@numyhayder4940 Год назад
استاز الحياة
@merebentertainment5308
@merebentertainment5308 Год назад
ብጣዕሚ መሳጢ ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደቂ ኤረይ sabscribe ውቅጥ ኣብሉለይ ፕሮፋይለይ
@shewitsigementertainment1282
ርሑስ በዓል ቅንያት ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና ኣኣብ ዘሎናዪ እግዝኣብሄር ኣምላክ ፍቅርን ስኒትን ይሃበና እሞ እሕዋት ኣብዛ profiley ኣቲኹም እባ SUBSCRIBE ብምግባት ምትብባዕኩም ኣይፈለየኒ ደጊመ ርሑስ ኣውደኣመት።
@user-ik1yb5vm2j
@user-ik1yb5vm2j Год назад
ጽቡቅ እዩ ዝዛረብ ወዲ ጀበሊ ግን ኣብ ገለ ገለ ጉድለት ዘለዎ ኮይኑ ይስምዓኒ ንሱ ካኣ የናስ ክሓቶ ከሎ ዘዐግብ ትኽ ብትኽ ክንዲ ዝምልሰሉ ኮለል ይብል ኮይኑ ከሰልችዎ ስለ ዝኽእል ኣብቲ ክትንትነሉ ዝኽእል እንዳ ሓስሓቀ ክትንትን ይኽእል እዩ ኣብታ ዝሕተተላ ግና ትኽ ብትኽ ዘረባ ከየብዝሐ ክምልሰሉ ተዝኽእል ብዝያዳ ብጸበቀ ነሩ ካልእ ጽቡቅ እዩ ኣብ ሕቶ ጥራይ እዩ ጌጋ ዘለዎ ነታ ዝሓቶቶ ትኽ ኣቢሉ ዘረባ ከየብዝሐ ክምልሰሉ ኣለዎ መታን ንታዓዘብቲ ከየሰልችዎም ናሃተይ ሪእቶ እያ የቀኔለይ
@kedestimedia4527
@kedestimedia4527 Год назад
ኣብሰማሞዓኣካዩ ወይ ኣብ ርዲኢትዩ ዝዓርከይ። እምበር ወዲ ጀብሊ ኣብቲ ኣገላጹኡ ኣብቲ ኣተናትኑ እንደዩ ዳኣ ቀንዲ ሰብ ዘስሕብ ዘሎ ። እቲ ዝትሓተቶ ቐጥታ ተመሊሱ ዳኣ ዘሰልቹ ንሱእንድዩ። ጽባቀ ወዲ ጀበሊ ኣብ ዘርባ ምብዝሑዩ ።ጥራሕ ምስትዋዓልዩ ዘድለዮ ።ሰሬስ ዘርባ ጌሩ ኣይኮነ ዝፈግኣካ ።እንዳዛንገዐዩ ዝሕክምካ። ማሳጅ እንግብረዩ ዘዕልል ንዝትረዶኦ
@user-ik1yb5vm2j
@user-ik1yb5vm2j Год назад
@@kedestimedia4527 ዘረባ ምብዛሕ ንብዝሓት ከም ዘሰልቹ ኣይትዘንግዕ
@haileogbazghitecle3495
@haileogbazghitecle3495 Год назад
Please take your tigrigna integrity
@weldegabrredie7058
@weldegabrredie7058 Год назад
ኣቱም ሰባት እዚ ወዲ ጀበሊ ዝብሃል ጓል ትህልዎ ደኾን ኽምርዓዋ ኣብ በልጅም እየ ዝቅመጥ
@azamitrussom9519
@azamitrussom9519 Год назад
Ab Ethiopia kendey seb zibeleu zelwiu zibei ab seb zinebrelu kirei yebulun Amlak yihalwo hizbina
@gebrutesfamichael9519
@gebrutesfamichael9519 Год назад
Nay loms kab mear nlaeli eya
@yoskaentertainment
@yoskaentertainment Год назад
ደቒ ኤረይ 🇪🇷💪🏾 ርሑስ ቅንያት በዓላት ሃንሰ መስቐለ ይግብረልኩም ከምኡ' ውን ፈጣሪ ሓሳብ ልብኹም 'ውን የስምረልኩም ። በሉ መሃሪን ኣዛናጋዕን መደባት ንምስራሕ ተበጊሰ ኣለኹ'ሞ : ሞራልኩምን ድጋፍኩምን ንምሃብ ኣብዛ ናተይ ሓዳስ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ የቀንየለይ።
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit Год назад
Kulu teklo lebam sebay malte kulu zeflit eyu anbesa
@kokobkoki976
@kokobkoki976 Год назад
ነዴኡ ፈጊኡዋ 😂
@samuelberhe1766
@samuelberhe1766 Год назад
ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ ዶ ክንብለካ ዶስ ተንታኒ ሂወት ፡ብጣዕሚ ጸበቕ ትምህርቲ ዩ ግን ኮለል ይበዝሖ ኮይኑ ፡Journalist Mr Yonas ከኣ እታ ናይ ዝብኢ ዝበልካያ ኣይዘረባን፡እዚ ኣብ ኣስመራ ዝተራኣየሉ ዝብኢ፡ ከም መርኣያ እንስሳ ዘገዳም ዝበዝሕሉ ኢልካ ዘረባ ኣሎ ወይ ጉድ ዩ ዘብል ፡እንስሳ ዘገዳም ዝበዝሕሉ እካ ኣብ በረኸኦም ወይ ድማ ንዖኦም ዝተሓዝአ ቦታ ደኣ እምበር ኣብ ከተማ ኣይኮነን፡ሰብ ድዮም ክውድኡ ።ስለዚ ሓንሳብ ሓንሳብ ካብ እግሪ መልሓስ ትዕንቀፍ ከም ዝበሃል ንጌጋታትና ክንእርሞ ይግባእ፡ ብሓፈሻ ጹቡቕ መደብ የቐንየልና።
@nomoredictator7172
@nomoredictator7172 Год назад
ሰብ ተወድዩ ድዩ እንሰሳ ዘገዳም ዝፍርዩ
@fshayekifle3132
@fshayekifle3132 Год назад
Yonas enda enda zibi garkuma adi
@adiamabay6731
@adiamabay6731 Год назад
ኣብ አረትራ ድኣ እንስሳ ይስሱ ሰብ ክኣ ይጸንት ኣሎ ኣምላክ ድኣ ሰላም የውርደልና
@goitombereketeab3957
@goitombereketeab3957 Год назад
ከዛብ
@adiamabay6731
@adiamabay6731 Год назад
@@goitombereketeab3957 ሽንቲ ኢንታይ ኮፍእካ ሓቀይ ኢንድየ
@goitombereketeab3957
@goitombereketeab3957 Год назад
@@adiamabay6731 ጎሓፍ ቆፍቃፍ ቲንበል
@adiamabay6731
@adiamabay6731 Год назад
@@goitombereketeab3957 ስቅ በል ንመን ኢካ ትም በሊ ትብል ምሽሙስ ስድራና ኣቦታትና ኣብ ድፋዕ ከለው ንኣሽቱ ኣሕዋትና ትምህርቲ ኣቃርጽኩም ኢሎም ኣሰርተ ሾሞተ ዘይመልኡ ዘይ ከተትኩም ኢሎም ገዛውቲ ኣጽዮምስ ትዛረብ ኣለካ ማሕስእ
@admaschannel2919
@admaschannel2919 Год назад
ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ ዶ ተንታኒ?! ኦሾ ኤርትራ! ብዙሕ ጽቡቅ ኣርስቲ ተኒክፊዎ፣ ካብ ምትንካፍ ንሓደ ነገር( ንኣብነት ብዛዕባ ኣኒነት(Ego)፣ ተስፋ: ፍቅሪ፣ እምነት፣ ኣብ መንጎ ስልጣነ ወይ ባህሊን፣ ምዕባለን፣ ሓርነት፣ ነጻነት) ዝያዳ ጥልቅ ኢልካ ግዜ ህብካ ክትትንቲነልና ነጽበ። ዝያዳ ድማ ትንታኔኡ ኣድማዒ ምኮነ።
@biniamtesfay5235
@biniamtesfay5235 Год назад
Enssa hagerna yssunu kemzelewu zerei eyu elka mhlaf yhaysh elka . menesey Eritrea ke yssn alo do ?
@elilitansangualan5948
@elilitansangualan5948 Год назад
Ygerm U Eko Kufu ftret ketema atu si natina neger eko yehzin u
@user-lg7km9qc9r
@user-lg7km9qc9r 10 месяцев назад
No
@Gira1995
@Gira1995 Год назад
መስኪን ህዝበይ ዕላል ናይ ሻኽራማትን ናይ ዕውራትንዶ ኮይና ተሪፋ ብሳላ ሓደ ጨካን ስርዓ🙉 ንዑባ ሕሰቡ ከምታ ናይ ዘሓለፉ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣደታትናን እንቢ ሕጅስ የኣክል በሉ። ከም ትርእይዎ ናብታ ፊልም እቶም ሰባት ዋላ ሓንቲ ኣይግድሶምን እንኮላይ ዝብኢ ብጥቆኦም እዳ ጎየዬት፣ ምኽንያቱ ካብ ዝብኢ ዝኸፊእ ጨካንን በላዒ ሰብን ስርዓት ስለዘሎ። ስለምንታይ ዝተማህሩ ሰባት ሰባት ዘይተቅሩቡ ሓልዮት ናይ ህዝቢ ኤርትራ እተለኩም? ስለምንታይ ነቲ መንእሰያት ሰለም ዘይትህብዎ፣ ክማሃር፣ ክፊቀር፣ ክሰሪሕ፣ ክምርዕ? መታለልቲ በኣኹም ዝዕሹ ሓንጎል ዘለዎ ኤርትራዊ የለን ሕጂ
@mengestabgebremeskel4813
@mengestabgebremeskel4813 Год назад
This is really wasting time and nonsense.
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 Год назад
Ok get out of here then
@goitombereketeab3957
@goitombereketeab3957 Год назад
ሰሱኑ ዓንቡቡ ደቅ ኤረይይይይይ
Далее
Cabeças erguidas, galera! 🙌 Vamos pegá-la!
00:10
Cabeças erguidas, galera! 🙌 Vamos pegá-la!
00:10