Тёмный

EMN - 7 ይ ክፋል - ኣደናቒ ትንታነ ወድ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ደቂ ሰብ ። - Eritrean Media Network 

 ERITREAN MEDIA NETWORK
Подписаться 189 тыс.
Просмотров 104 тыс.
50% 1

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - 7 ይ ክፋል - ኣደናቒ ትንታነ ወድ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ደቂ ሰብ ። - Eritrean Media Network
/ officialerit. .
eritreanmedianetwork.org/
/ eritrea_emn

Опубликовано:

 

28 окт 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 372   
@peaceundlove3045
@peaceundlove3045 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ካባካ ብዙሕ ትምህርቲ ወሲደ የቀንየልና ። አነ ብወገነይ ወዲ ጀበሊ ናይ ክብሪ ዶክትረይት ምሃብክዎ። ናይ ክብሪ ዶክትረይት ይግቦ ትብሉ እስኪ like
@andayweldab8386
@andayweldab8386 2 года назад
)ኦ
@filmonalemshet1843
@filmonalemshet1843 2 года назад
ኣነ ወዲ ጀበሊ Google ኢለ'ኳ ኣለኩ ። ምኪንያቱ ዝተፋላዩ ተምርቲ ሰለ ትቅስመሉ።👍❤️🙏
@wedieriamar4.63
@wedieriamar4.63 2 года назад
👍👍👌👌🇪🇷
@asmawitmehari2100
@asmawitmehari2100 2 года назад
👍👍👍👍👍♥️
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 2 года назад
ክቡር ሰብ ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክንከስበካ መምህር ሂወት ከም ለበዋ በጃኩም ኣብ ቀጻሊ ክፋላት ኣምጹኡልና እዚ መምህር ኣይምኖን ዩ
@zenawimehari2004
@zenawimehari2004 2 года назад
ናይ ወዲ ጀበሊ ዕላል ብጣዕሚ ምሃርን ኣዛናጋዕን ኢዩ ተተኻኢሉ ወላ ምዓልታዊ ተዝኸውን ኣይምጸላእናን።
@ferafiroi2912
@ferafiroi2912 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ያሆ ስጋዕ ብዓይነይ ዝርእየካ ናፊቀካ ናፊቀካ ሐደ ማሊዪን ሰላም
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 2 года назад
ኣድነቅቲ ወዲ ጀበሊ ኣብዚኣ ላይክ ረጊጽኩም ሕለፉ ጹቡቅ ማዓልቲ ለይቲ ንኩላትና ::
@dalcod
@dalcod 2 года назад
ፍርሕስ ከም ስትራተጂ(ድፋዕ) ናይ ናብራይ ጌረዮ - ወዲ ጀብሊ ከይተማህረ ኪኢላ ስነ-ልቦና።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
ናይዞም ጀጋኑ ንቐርኒ ኣፍሪካ ፈጥፈጥ ዘብልዋ ዘለዉ ሃበርም ተጋድሎ ወየንቲ ትግራይ በሉ ረኣዩ። ዘገርም እዩ፡ ካብዚ ኩሉ ኣህዛብ ናይዚ ከባቢ ፡ ተጋሩ ጥራይ እዮም ሓቦን ሓሞትን ናይ ሎምን ቀዳሞትን ኣባሓጎታቶም ዝወረሱ። ምኽኒያቱ ተጋሩ ነቶም ኣንጻር ቱርኪ ፣ ዓረበ ግብጺን ኢጣልያን ዝመከቱ ኣቦታቶም የኽብሩ። እቶም በዓል ከንቶመንቶ ግና ብናይ ሓሶት ናይ ክራይ መንነት የውደኽድኹ። ንሰራዊት ኢትዮጵያ ፣ ኤርትራን ኣምሓራን ውን ዘረጥረጥ ክምዝብሉ ጌረሞም። ስምዑ እሞ፡ ጨመተ ተዅሲ ፣ ነጎድጓድ መዳፍዕን ህርመት ቦምባታቶም ጥራይ ኣይኮነን ዘርዕድ ፤ ወርወር ቃና ቃላቶም ውን እዩ ፡ ከም፥ "ናይ ዓቕሊ ጽበት ጻሕተርተር ፣ ህይወትኩም ብላሽ ኮይና ከይትጠፍእ ፣ ወዓል ሕደር ከይበልኩም ኢድኩም ክትህቡ ... "፡ ይብሉ። ፨፨፨
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 года назад
@@zegdagmawi275 ህዝብኻን ህዝቢ ከባብኻን ኣብ መከራ ኣውዲቕካ ጽባሕ ምስ መን ከም እትነብር ሕሰብ። እምበር እቲ ለይትኻስ ገና እዩ።
@rezenenegash9292
@rezenenegash9292 2 года назад
@@zegdagmawi275 0
@rezenenegash9292
@rezenenegash9292 2 года назад
@@zegdagmawi275 000000⁰0
@medaestif5671
@medaestif5671 2 года назад
ኣምላኽ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊ🙏.
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 2 года назад
ዬናስ ብጣዕሚ ነመስግነካ ትገብሮ ኩሉ ዕውት ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም
@meron5303
@meron5303 2 года назад
ክቡር ሓዉና ዮናስ ወዲ ጀበሊ ብዛዕባ መርዓ እንታይ ይሓስብ፧ ተገዲስካ ሕተተልና ይቅሬታ! ናይ ፋይናንሻል ጸገም እንተኾይኑ፡ ንወዲ ጀበሊ ዘይከውን ኤርትራዊ ስለ ዘየለ ሓጋዚት ካልኣይቱ መጻምዲ ትኾኖ ዘድልዮ ሰዓት ሕጂ ኮይኑ ይስምዓኒ።
@chamejohn6593
@chamejohn6593 2 года назад
ጽቡቅ ሓሳብ👍👍
@user-ui7ob4zo5r
@user-ui7ob4zo5r 2 года назад
bihaqi
@hannasequar1767
@hannasequar1767 2 года назад
አዝኦም ተዛረብት ኣብ ሓዳር ንፉዓት ኣይኮኑን ኣይትሓዘለይ
@meron5303
@meron5303 2 года назад
@@hannasequar1767 ጌጋ ርድኢት ሃና ሓፍትና። ክትሓስብዮ ውን ኣይግብኣን፡ መጀመርያ ትርጉም ሓዳር ክልተ ኣንጻር ጾታ ብቃል ኪዳንን ፍቅርን ሓደ ኣካል ምዝኾኑ ጥራሕ እኹልዩ። ተዛራባይ ስለ ዝኾንካ፡ ስኡን ስለ ዝኾንካ፡ ስንኩል ስለ ዝኾንካ ሓዳር ኣይምልከተካን ወይ ድማ ብቁዕ ኣይኮንካን ማለት ኣይኮነን። ስለዚ ሰብ ነናቱ ውሽጣዊ ጸገማት ክህልዎ ስለ ዝኽእል፡ ንሕና እቶም ዓቅሚ ዘለና ከም ኤርትራውያን መጠን ክቡር ባህሊ ውን ስለ ዘለና፡ ንዝተሸገሩ ጸገማቶም ኣለሊና ነቶም ከም ናትና ዕድላት ዘይረኸቡ ብኸመይ ንሕግዞምን ነተባብዖምን ክንሓስብ ጥራሕ ይግባእ።
@selahnour
@selahnour 2 года назад
@@meron5303 well said and respect full ...thanks meron
@tigowedisamray8925
@tigowedisamray8925 2 года назад
ኣኽብሮ ንወዲ ጀበሊ ኣቦና እዩ ዮናስ ሓወይ😊❤ ብጣዕሚ ብዙሕ ተማሂረ ኣነ ካብ ወዲ ጀበሊ የቐንየልና ኣይትዶንጉይና ኻኣ ወልጢፍኩም ስደዱልና ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@Sara-tb4ty
@Sara-tb4ty 2 года назад
Wow ኣንታ ኣበይ ኔሩ እዚኹሉ ዓመታት ከማኻ ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር መምህር ስነ-ልቦና💕💕
@erinabella5455
@erinabella5455 2 года назад
ዮናስን ወዲ ጀበልን እተቅርብዎ ቁምነገር ሓዘል አዘናጋዕቲ ትሕቶታት ብሃንቀውታ ኢና ንጽበየኩም : የቀንየልና ደቂ ኤረ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@firewoiniseyum6284
@firewoiniseyum6284 2 года назад
Behaki I zereba ka MAHRI kubur hawey tebarek❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🍀🌿🌼🌻
@user-be6cy3cw8c
@user-be6cy3cw8c 2 года назад
8 ክፋል ግበሩልና በጃኩም
@Eri-Beauty
@Eri-Beauty 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ጀሳይነሳዊ
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 2 года назад
ፕሮፌሶር መሓመድ ወዲ ጀበሊ:ማህደር ትግርኛ:ዲክሽነሪ ናይ ትግርኛ ዊሒጥካ ኢኻ። ~ክቡር ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ተቐይመልካ ኣለኹ።ክክክክክ እንዳዘንጠልካዮ:ፕሮፌሶር ወይ ዶክተር ኢልካ ጸውዓዮ።
@Lidia1312
@Lidia1312 2 года назад
Exactly agree 💯💯💯🇪🇷🇪🇷
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 2 года назад
Welcome Deki Erey.... Selam selam Deki Halal Meret Bebizelekumo Fkrn selamn ymneyelkum.
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ ቅኑዓትን ለባማትን የብዝሓልና
@munasiraj5611
@munasiraj5611 2 года назад
ብጣዕሚ ተሐግሰና ኣለኻ የናስ ሓወይ ወዲ ጀበሊ ካኣ ብጣዕሚ ትምህርቲ ትምህረና ኣለኻ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ሓላኣላት
@hygytth6tsjtj395
@hygytth6tsjtj395 2 года назад
ወዲ ጀበሊ መምህር ስነ ልቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ንውላዱ ከም ዓርኩ ጌሩ ከዕብዮ አለዎ እትብል ዘረባኻ አስሚረላ አለኹ
@merharik767
@merharik767 2 года назад
ምሳካ ይሳማማዕ እየ
@mamaafrika111
@mamaafrika111 2 года назад
እዋይ እንዳ ዘከርናዮ ደበኽ ኢሉ ወዲ ጀበሊ ያሆ Like ኣዘቅቡብኒ !!!!!
@esutekie360
@esutekie360 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ሓወይ ናይ ብሓቂ ዓብይ መምሂር ኢካ ኪብረት ይሃበልና❤️❤️❤️❤️💪🏾
@f.t8710
@f.t8710 2 года назад
MERHABA DEKI EREY ENKOE DHAN MEXAEKUM EDMEN TENAN YHABKUM FETARI 👍🤜🤛💪🇪🇷💚❤💛💙
@JESUS-711
@JESUS-711 2 года назад
Yonas hawna nwedi Gebeli bjaka hadar kgeber tezarebo knhgzo ena 🇪🇷❤️
@majidmohammednoor3050
@majidmohammednoor3050 2 года назад
مشتاقين والله يا عمنا ربنا يحفظكم ♥️🇪🇷✌
@selass3651
@selass3651 2 года назад
100/100 exactly ❤❤❤❤❤ ኣተዐ ባብያ ቢጣዕሚ ዓቢ ተራ አብ ሂወት ይጻወት ደድሕሪካ ሙሉእ ሂወትካ ይስዕ በካ ሓዳር ምስ ገበርካ አታ ክፍእቲ ጠባይ ተሸግረካ ትነብር በጃኹም ቆልዑት ብጹቡቅ ነዕብዮም ሓደራ 🌹🌹🌹❤❤🌹🌹
@peaceundlove3045
@peaceundlove3045 2 года назад
ከምዚ ወዲ ጀበሊ ዝበሎ ኣብ እንስሳታት ክብሪ ይሃልወና። ንኣብነት ከም ኣድጊ ን ወዲ ሰብ ዘገልግሎ የለን ግን ንጸርፊ ንጥቀመሉ ኣድጊ ኢልና ንጻረፍ ኣንበሳ ግን በንጻሩ ሰብ ኣይገጽፍ እንስሳታት ብዓመጽ ዝበልዕ ዓማጺ እንስሳ ክንሱ ንሕና ግን ን ንፉዕ ሰብ ኣምበሳ ንብሎ። በብክፍሊ ዓለም ደቂ ሰባት ነናቶም ባህልታት ኣለዎም ። ወዲ ጀበሊ ገና 100 ክፋላት ክንጽበየካ ኢና
@ASMTV
@ASMTV 2 года назад
ዓቢ መምህር ሕብረተሰብ ወዲ ጀበሊ ኢለዮ ኣሎኹ ዓቢ ላይክ (Like)እስኪ ሃቡለይ።
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 года назад
ወድ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ብዘይካ እቲ ዝህቦ ትምህርቲ ከም ኮሞድያን'ውን ሓያል ተውህቦ ዘለዎ ሰብ'ዩ ስለዚ እንተዝሰርሓሉ ብኮሜዲ መልክዕ ብዙሕ ሰብ ክምህር ዝኽእል እዩ::
@HAREGU1
@HAREGU1 2 года назад
ደቂ ሓላል መሬት እንቃዕ ብዳሓን መጻካም ናብራ ስደት ስራሕ ጥራይ ኮይና 🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏❤️ደኑጉየ ዕድመ ጥዕናን ይምነየሉኩም🇪🇷🙏❤️
@haileab9738
@haileab9738 2 года назад
በርቲዕ ወዲ ጀበሊ ኮርዒዳ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ!!!! ቀጺሎ ዓቢዩ ትምህርቲ ኢዩ!!!
@samuelteame7210
@samuelteame7210 2 года назад
Tenx all,Please continue Always
@user-op6sw1bt7b
@user-op6sw1bt7b 2 года назад
ዋውውው ወዲ ጀበሊ መምህር ህይወት፡ ዓቢ ፍልስፍና እዩ ዘሎ ኣብ ውሽጥኻ። ኣምላኽ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ።
@asliegtasleep998
@asliegtasleep998 2 года назад
Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro ✌️🇪🇷
@ahmedtahiradem1570
@ahmedtahiradem1570 2 года назад
ክክክክክክክክ ኣነስ ክስሕቅ ኢቲ ብድሕሪኡ ዘሎ ይሓልፈኒ ኣሎ ክክክክክክክክ ላይክ ኢስከ ሃቡሎይ ፈተውቲ ወዲ ጀበሊ 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ኣጆኻ ውሽጥኻ ግን ቡዙሕ ብቅዓት ኣለኻ 💪 ነቲ ትፈልጦ ህዝብኻ ክንድዚ ኣይትሰከፎ በጃኻ 🙏🙏
@nusey3423
@nusey3423 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ዘይምኖ ዕላል ኣሎ ምሳኻ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ
@Erinashuker2009
@Erinashuker2009 2 года назад
You are so generous wdi gebeliii thank you for everything
@tekleyohanes8798
@tekleyohanes8798 2 года назад
ዮናስ ስለ እቲ ኩሉ እትገብሮ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን። ን ወዲ ጀበሊ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ፡ ኩሉ ጊዜ ክስሕቅ እንከሎ ብጣዕሚ ከቢድ ዝመስል ሳዓል ይስዕል፡ ማለት'ሲ ከምዚ ዓባይ ሳዓል ዘላቶ ይመስል።ወይ ዝኮነ ናይ ሽጋራ ወልፊ ከይህልዎ እሞ ካብኡ ዝብገስ ከይከውን እቲ ሳዓል።ካብ ወልፍታት ከመይ እዩ ወዲ ጀበሊ ፡እዚኣ ሕተተልና ኣብ ዝመጽእ ቃለ መሕትት
@trhastsige2295
@trhastsige2295 2 года назад
Memher eka neska ny behkie 🥰🥰🥰👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇺🇸
@saras382
@saras382 2 года назад
ኣነስ ይገርመኒ እዩ ኩሉ ጊዜ ኣብ ኣስመራስ ፈረስ ኣፈቆዶ እንዳ ጓሓፍ ኮለል ክብል ይሪኢ እሞ ከብደይ ይበልዓኒ💔💔💔😪😪😪 ስለምንታይ ከምኡ ይከውን ኢለ ምስ ዝሓትት ዋንኡ ደርብይዎ እግሩ ምስተሰበረ ካብ ስራሕ ወጻኢ ምስ ኮነ ደርብይዎ ይብሉኒ💔😪 ግድን ድዩ ክድርበ ዘለዎ? እንታይ እዩ እቲ ጸገም?
@emteemte3985
@emteemte3985 2 года назад
denakur koinom enber ab geterat zegelgeleka enssa ytref bhiwetu enkelo kitguhfo ms mote keman akbirka eka tikebro
@HiHi-zg1sz
@HiHi-zg1sz 2 года назад
Nay bhaki
@NOnonon89325
@NOnonon89325 11 месяцев назад
​@@emteemte3985wow des zbl ayu😢❤
@jamilazainalabid2798
@jamilazainalabid2798 2 года назад
Salam Wade jabale . Haway kamay nice 👍 to see love ❤️ from Jamila UK 🇬🇧
@nazrietabrha8613
@nazrietabrha8613 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ማለት መኣዲ ፍልተት ኩሉ ዝርኮቦ መገዲ ናይ ሂወት ቀ ጽሎ ኢካ ኣለናልካ ተማሃሮ ብህጂ አና ከነአቢ በዚ ናትካ ተመክሮ ኣምላክ ይክፈተልና ናትና ኣአምሮ
@merhawiyemane2531
@merhawiyemane2531 2 года назад
ናይ በሓቂ መሃሪ ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ እግዚብሄር ኣምላክ
@Eritrea-hl2zm
@Eritrea-hl2zm 2 года назад
You are so funny and brilliant My Allah bless you
@semereeyob1861
@semereeyob1861 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ዓቢ ሰብ ካብ ምህሮ የእምሮ ከምዝባሃል በሊሕ መስተውዓሊ መክበሪ ሰብ ተቀዲሑ ዘይውዳእ ፍልጠት አለዎ፡ ብዛዕባ አመልካቲቶ አጻባዕቱ እንታይ ረኪብዎ ብዛዕባኣ ገለ በለልና፡
@hshjdud6526
@hshjdud6526 Год назад
ወዲ ጀበሊ ፍቅር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ❤
@dawitbeimnet3396
@dawitbeimnet3396 2 года назад
HIS a gifted naturally is more than masters degree. I Seen so many masters they can not express like you
@fithawitzenagebriel1953
@fithawitzenagebriel1953 2 года назад
እንቃዕ ደሓን መጻኹም ትጽቢት ነዊሕና ቀንዩ ናይ ደሓን ጠፊእኩም
@debesayjonatan2502
@debesayjonatan2502 2 года назад
ኢዚ ፈረስ ዋንኡ ብጣዕሚ ጨካን ኢዩ ።
@aagh819
@aagh819 2 года назад
God bless you all
@user-qy4od9fs4u
@user-qy4od9fs4u 2 года назад
ናይ ባሕቂ አንስሳ ፍቅርዩ
@user-od2dz5eb8i
@user-od2dz5eb8i 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ማለት =ዛራ ፍልጠት
@eritreagasmasken2029
@eritreagasmasken2029 2 года назад
Jabli Yahoo
@tigowedisamray8925
@tigowedisamray8925 2 года назад
በጃኻ ዮናስ ሓወይ ነቲ ዋና ፈረስ ኣብ ሕጊ ክቐርብ ከም ዘለዎ ግበሩ፡ መሰል እንስሳ ይተሓሎ። ብጣዕሚ ኢና ኻኣ ነመስግን ብስእልን ቪድዮን ጌርካ ናይቲ ፈረስ ዘቕረብካልና ናይ ባሓቂ ማሃሪ መደብ እዩ ቀጽልዎ ደቂ ሓላል ሜሬት🇪🇷❤
@TheDanihaile
@TheDanihaile 2 года назад
ሰብ ዘይከብረሉ ዓዲ እንስሳ ክኽበር ትጽበ አሎካ
@tigowedisamray8925
@tigowedisamray8925 2 года назад
@@TheDanihaile ኣይትጋገ ዛዓርከይ! እሞ ሰብ ዘይተኸብረሉ ዓዲ ኢልካስ እንስስ ክኸብር የብሉን ትብል ኣለኻ፥! መጀመርታ እንስሳ ኽሓስብ ኣይክእልን እዩ። ዝሓስብ ተዝኸውን ከማና ዓዲ ስደት ምመጸ፡! ስለዚ እንስሳ ክኸብር ይግቦኦ እዩ።
@etimeshaqeliwedi2005
@etimeshaqeliwedi2005 2 года назад
@@TheDanihaile ወዲ ጀበሊ ክዛረቦ ዝጸንሐ ኣይሰማዕካዮን ዲኻ ንማለቱ ኢኻ ትሰምዕ ዘለኻ ተመሊስካ ስምዓዮ
@jwow8821
@jwow8821 2 года назад
ልክዕ ከምዚ ነዚ ፈረስ ራህሪህናሉ ዘሎና : ነቶም ንሰላሳ ዓመታት ብዘይፍርዲ ተሞቂሖም ዘለዉ ኣሕዋትና ውን ኣብ ፍርዲ ንኽቐርቡ ንሕተተሎም ::
@forceforgood4669
@forceforgood4669 2 года назад
ስነ ኣእሙራዊ ኣፍልጦስ ለካ ዲግሪ ምጽዓን ኣይኮነን። አገናዕ መምህር ሳልሕ።
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 2 года назад
Yenas Kemeu wede jabal Selam Selam
@ezratesfom9350
@ezratesfom9350 2 года назад
ናይዚ ሰብኣይ ዘረባ ኣዝዩ ዝድነቅ እዩ እዞም ሙሁራት ኢና ዝቡሉ ከምዚ ጌሮም ንሂወት ኣይገልጽዋን እዮም።
@emteemte3985
@emteemte3985 2 года назад
xbuk aleka
@berhaneaster2399
@berhaneaster2399 2 года назад
You're incredible one
@gobromm9662
@gobromm9662 2 года назад
Merhbaaaa deki erey🇪🇷❤
@mulueokubay5478
@mulueokubay5478 Год назад
ዋውውውውው ብጣዕሚ ቡሉጽ ❤
@mulugetakidene4681
@mulugetakidene4681 2 года назад
ይበል ማዕዳ ወድ ጀበሊ እግዛብሄር ዕድመ ይሃብካ
@meseretmessi6141
@meseretmessi6141 2 года назад
Www Thanks yoni & wedie jebeli enqae bselam mexakum
@AhmedSuleiman-de5yn
@AhmedSuleiman-de5yn Год назад
Amazing!!!
@fyruzrahwa8993
@fyruzrahwa8993 2 года назад
ብጣዕሚ`የ ዝፈትወኪም ጽቡቓት
@asmeraeritrea1241
@asmeraeritrea1241 2 года назад
ወድ ጀበል አንበሳ we love You
@nasserabdurhman6696
@nasserabdurhman6696 2 года назад
Kxbykum kenie enka bdehan mexakum ❤❤❤🤝🤙🤙
@asmawitmehari2100
@asmawitmehari2100 2 года назад
Welcome back!!♥️♥️♥️🇪🇷
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 2 года назад
መርሓባ ወዱ ጀበሊ ብርሃን ገጹ፡ፍላስፋ ናይዞም ዘይተማሃርና፡ግን ብስነ የእምሮ በላሕቲ ሰባት ዝኮንካ።ወዲ ጀበሊ ተቀርቦ ኣዛናጋዕትን፡መሃርትን፡ማዕዳ ዝተሓወሶ መደረ ብምቅራብካ ወትሩ ክትዝከር ክትነብር ኢካ።ምክንያቱ ናይ ወዲ ጀበሊ ዘረባ መስሓቅ ጥራይ ኣኮነን፡ኩሉ ጽን ኢልካ እንተሰሚዕካዮ ካብቶም ናይ ሳይኾሎጂስቲ ሙሁራት ንላዕሊ ኢዩ።ንሳቶም ንስነ ሂወት ብትምህርቲ ኢዮም ዝፈልጥዋ።ንሕና ኤርትራውያን ግን ብተግባር ወይ ብኣካል ስለ ንፈልጦ ዝኮነ ኣይጽግመናን ኢዩ።ብፍላይ ከም ናይ ወዲ ጀበሊ ኣስተምህሮ ምስ ትውስከሉን፡ትሰምዕን ዝያዳ ትምዕብልን፡ትምሃርን።እዚ ብዛዕባ እምስሳታት ከኣ ኣባሓጎታትና ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት፡ሕጊ ናይ እንስሳታት ነይርዋም።ከም ኣብነት ገጫብ ወይ ዝቆሰለ ዝጸዓነ ይቅጻዕ፡ሓንካስ ብዕራይ ዝሓረሰ ይቅጻዕ፡ሓራስ ላም ኣብ ሕዛእቲ ንኣስታት(1) ወርሒ ይፍቀዳ፡ናይ ማንታ ጠለቤጊዕ ክሳብ(6) ኣብ ሕዳእቲ ይፍቀደን •••ወዘተ፡ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ናይ ሕልና ሕግታት ነይሮሞም።ስለዚ መርገም ናይ ጹጉም ሰብን፡መርገም ናይ እንስሳታት ይሰደካን ኢዩ።ብፍላይ ናይ ከልብን፡ዱሙን፡ገመል።ስለዚ እዞም ከምዚኦም ዓይነት ሰባት፡ብሕጊ ሓለዋ እንስሳታትን፡ሓካይም ናይ እንስሳታትን ሉዑል ማዕዳን፡ኣስተምህሮን ክዋሃቦ ይግባእ።ካዉ ዝሓለፈ ከኣ ዝግብኦ መቅጻዕቲ ክወስድ ወይ ክዋሃቦ ኣለዋ።ምክንያቱ ወዲ ሰብን፡እንስሳታትን፡ኣትክልትን ተማላልኦም ዝከዱ ሂወታውያን ኢዮም።እቲ ናይ ቆልዓ ከኣ ኣባሓጎታትና ክምሱሉ ከለዉ(ቆልዓ ብኑኡሱ፡ቆርበት ብሩሑሱ) ይብሉ ክምሱሉ ከለዉ።ሕዚ ይዝከረኒ ኣባሓጎይ፡ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ፡ዕፉን ክዘርእ ከለና።ኣብ ማእከል ጉዕ በርበረ ዝሽከል ዕፉን ይህበና'ሞ፡ኣቀዲሙ ዝወደኤን ምሳይ ቡን ክሰቲ ኢዩ ይብለና።እቶም ጎራሓት ብሓንሳብ ኣብ ሓንቲ ጉድጎድ ካብ(5 ክሳብ 6) ፍረ ብሓንሳብ ንደፍኖ።ቀልጢፍና ከኣ ንውድኦ እቲ ዝተዋሃብናዮ'ሞ ቡን ዝያዳ ንሰቲ።እቶም ድሓን ዝኮና ከኣ ክሳብ ዝውደኣ በቢሓደ ክንደፍኖ ክንብል ለመም ንብል ኔርና፡ግን ካብቲ ቡን ምስታይ ኣይንክላእ፡ናእዳን፡ውደሳን ግን ይተርፈና።ድሓር ግን ኣብ ምብቖል ክከዉ ከሎ ግን፡እቲ ሓቀኛን፡መዳናገርን ይፋላለ፡በዚ ከኣ ብንእሽቶና ከለና መን ኢዩ ንፉዕን፡ጉዱስ ይፈልጡናን፡ይምዝሙዙናን ነይሮም።ስለዚ ቆልዓ ካብ ንእስነቱ ሓብሒብካን፡ሓቁፍካን፡ታሪኩን፡ዛንቱኡን፡ሃይማኖቱን፡ባህሉን፡ልምዲ ሕብረተሰብ ኮስኩስካ ምስ ትዕብዮ።ንጉስ፡ጳጳስ፡ካህን፡ሸኽ፡ሙስሌነ ወይ ኣማሓዳሪ ዓዲ፡ዳኛ፡ወይ ሙሁር ናይ ኣካዳሚ ይከዉን ምስ ዓበየ።ስለዚ ኣባሓጎታትናን፡ኣባታትናን፡ኣዴታትናን ከም ገረብ ጽሕዲ(ምራራ) መልሙሎምን፡ኪስኩሶምን ኢዮም ዘዕብዩ ስድራቤታት ኤርትራውያን። ብዝኮነ ፍላስፋ ወዲ ጀበልን፡ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ስለቲ ከምዚ ጌርኩም ህዝብናን፡መንእሰያትን ብምሃርኩም ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕኩም።
@dalcod
@dalcod 2 года назад
Tsibuqn meharn riEto hibka thanks
@danielweldesilase8313
@danielweldesilase8313 2 года назад
Thank you brother!
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 года назад
ብፍላይ እዛም ምዕራባውያን ፈረንጂ ኣይኮነን ሕጊ ትራፊክ ናይ ኣጋርን ብሽክለታን ምክባር መሰል እንስሳታት ምሕላው ውን ምጽዳቆም ሰኒ ዝግብኦምዩ
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 2 года назад
@@dawitgebrat1878 ክክክክክክክክክክክክክ
@solomonhabtetsion9522
@solomonhabtetsion9522 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ጆኬር ፡እዛ ሰዓልካ ግን ሕክምና ተራኣያ
@devorajossi4909
@devorajossi4909 2 года назад
Lemin shahi sete belo 😀
@salamsalam-sc4ql
@salamsalam-sc4ql 2 года назад
حبيبي واد جبلاي🇪🇷👍👌🐪
@omerstar8501
@omerstar8501 2 года назад
👍👍👍❤ thanks
@tsigewynitesfay7855
@tsigewynitesfay7855 2 года назад
Thank you 🙏🏻 l like your topic god’s bless you you are a teacher
@eri-boy8727
@eri-boy8727 2 года назад
Good Job pls keep it up
@forceforgood4669
@forceforgood4669 2 года назад
ነቲ ውጹዕ ፈረስ ስኢልካ ምቕራብካ ምሃሪ እዩ። ብዝዳ መሃሪ ከኸውን ግን፤ ብሕጊ እንዳባ እንሳ መሰል ኣለዎ። መሰሉ ከሕለወሉ ድማ ዋና ኣብ ሕጊ ከቅርብ ይግባእ።
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 2 года назад
ናይ ብሓቂ ኣደንጊጽኒ
@henoktekle3685
@henoktekle3685 2 года назад
እዝጊ ኣዛረበካ ሕጊ እንዳባ 1996 ምስ ኣጥፍእዎ ኣብ ፈቀድኡ ጠፊእና። ብርግጽ ሕጊ እንዳባ ዋሕስና ኢዩ ሞ ናብ ቦቱኡ ክምለስ ኣለዎ❤❤❤🌿🌿🌿
@forceforgood4669
@forceforgood4669 2 года назад
@@henoktekle3685 የቐንየለይ። ኣይትሰከፍ፤ ብጾምን ብማይን፤ ቆሎ እናተመገቦ ዝጸፍዎ ኣገባባትና ፤ ንመዋላት ንከይጠፍእ ኣብ ፍቐዳ ጸድፊ እናዳሓኾሩ ዝዓቆብልና ብቐሊሉ ኣይጠፍእንዩ። ተዘክሮታትና ነዊሕ ዩ። ሎሚ ግዳ ሳላ ቴክኖሎጂ።
@dayday7683
@dayday7683 2 года назад
@@henoktekle3685 እስኺ ንገረና ኣበየናይ ምዕራፍ ነይሩ፡ ተሰዲድኻ ሕጂ ሕጊ እንዳባ ትብል ሰሚዕኻ ሃለውሎው ትብል
@forceforgood4669
@forceforgood4669 2 года назад
@@dayday7683 ሃለውለው ዶ ኢልካዮ፤ ንዘይትፈልጦ ሰብ ዘየኽበርካሞ ናይ መሰል እንስሳ አንቀጽ እንታይ ክገብረልካ።
@asmellashgherinichiel4528
@asmellashgherinichiel4528 2 года назад
ዝኸበርካ ወዲ ጀበሊ በቲ ዘሎካ ግዱስነት ክብሪ ኣብ ሕብረተሰብና/ ክብሪ ኣብ ነብስኻ ብጣዕሚ ኢየ ዝንእደካ። ፈጣሪ ጸጋ ጥዕና ይሃብካ።
@mki998
@mki998 2 года назад
Yonas ur programme so nice. We learning alot. Thx.
@selamdebas2033
@selamdebas2033 2 года назад
god bless u oll.
@tesfaldetberhe2034
@tesfaldetberhe2034 2 года назад
የቐንየልና ቀዳምነት ንዮናስ ተገዲስካ ንወዲ ጀበሊ ተቅርበልና ዘለኻ እናሳሓቅና ዓቢ ትምህርቲ ንማሃር ኣለና ወዲ ጀበሊ ዘይናዓቅ ሰብ ኢዩ ኣምላኽ ዕድመ ይሃቦ ብምቅጻል ብዛዕባ እቲ ፈረስ ዮናስ ሓወይ ገለ ግበሩ ዘሕዝን ኢዩ ።
@yosiefghebre6831
@yosiefghebre6831 2 года назад
ካብ መጠን ንላዕሊ እየ እንስሳ ዝፈቱ ኮይኑ ኸአ ነቲ ፈረስ ዝወረዶ በደል ምስ ረአኹ አዚየ ሐዚነ : አብ ገ ጱ ተተዐዚብኩሞ ተኼንኩም አብ ዐማቅ ጋሂ 'ዩ ጠሊቁ እቲ ቃንዛ ሰውነቱ ውን ከተንብቦ ካሊእት አይወሰደልካን 'ዩ:: አቲ ዋና ተረኺቡ ክስ ክምስረተሉ አለዎ ምበልኩ.
@tigowedisamray8925
@tigowedisamray8925 2 года назад
እዋይ ናይቲ ፈረስ ገሪሙኒ ኣነ ኤህ!! ኣየ ሰብ ጨካን ባዕ 💔😥
@salihosmansom1827
@salihosmansom1827 2 года назад
በላሓት “ሰባት”ናይ ነገራት ምግላጽ ሓይሊ ዘለዎሞ በይኑ ኢዩ። ነቲ ኩላትና ንነብሮኖ ንፈልጦኖ ነገራት፣ኩላትና ድማ ክንገልጾ ዘይንክል ፣ብምስትወዓልን ብደቂቁን ናይ ምግላጽ ትክእሎ ማሻላሃ ማሓመድ(ወዲ ጀበሊ)
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 2 года назад
ብራቮ ዮኒ ሓውና ጽቡቅ መደብ መሃሪ ሓውና ወዲ ጀበሊ ጎበዝ ዝገርም እዩ የፈልጦ እየ ኣነ ኣብ ከተማ ዝገርም ታሪክ ዝውንን ሰብ ገሪምኒ መሃሪ ታሪኩ ፍልጠቱ ዕድመን ጥዕናን ይሃበረካ 🇪🇷💪🏿🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️
@simoaron6600
@simoaron6600 2 года назад
Thanks 👌 8
@alexmatwos2551
@alexmatwos2551 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🌹🌹🌹🌹
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 2 года назад
መስተውዓሊ ሰብ ዝበሃ ከምዚ ‘ዩ።
@onelove4923
@onelove4923 2 года назад
Ab kexali gn eti wana feres bhgi wey msom kalemht ktgebr bthtna nhatt wey akmi zeblom tokoynu khgezu alewom nska kea tarik tserh nsle Mzrab key kewun Araya mkan xbuk eu..... Ab kexali Kxbe eye.....thanks....
@BerihuMahari
@BerihuMahari 8 месяцев назад
ወዲ ጀበሊ ኣታ ጅግና ቀፅለሉ
@romamekonnen8108
@romamekonnen8108 2 года назад
You're the best br
@abdrahimadam836
@abdrahimadam836 2 года назад
جبلي اسمرينو ابدعته يا مدير
@tahersaid8024
@tahersaid8024 2 года назад
Bienvenu Monsieur et madame j’espère que vous allez bien comment va tu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
@neenee6244
@neenee6244 2 года назад
Very smart men
@Diaconhaben
@Diaconhaben 2 года назад
Kabzom Comedian hatew ketew zbluzi, natka mehari nihbrete seb azenagai 👍👍👍👍 thanks ❤️
@tigrinatiktokcomedy9882
@tigrinatiktokcomedy9882 2 года назад
አንታይ ኮንኩም ዶንጊኹም የሕሪቁምኒ ዝሓልፈት ሰሙን ኔራ ቆጸራና
@user-sc9pl6zi7q
@user-sc9pl6zi7q 2 года назад
ናይ ብሓቂ ወዲ ጅበሊ ካብ ጽቡቅ ዝገብረልካስ ጽቡቅ ዝመክረካ ይበልጽ።
@SoliAurora
@SoliAurora 2 года назад
ምሳሌ 12 (Proverbs) 10፤ ጻድቕ ንነፍሲ እንስሳኡ ይርሕርሓሉ፡ ልቢ ረሲኣን ግና ጨካን እዩ።
@aboodi2068
@aboodi2068 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ክክበ ኢኻ ❤️❤️❤️❤️❤️
@elsaghirmatsion3956
@elsaghirmatsion3956 2 года назад
Edme tenan yehabka azyu des zebel!!👏 zedrbe zeyblu zerba💐❤️🥰
@amanamani966
@amanamani966 2 года назад
Mesel wodi seb zehlewelu hager mesel enssa yhlow xubuk zerena wodi jebeli natka sni-hasab ab libi hzben kaatu🙏🙏🙏
@SoliAurora
@SoliAurora 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ንሂወት ብኩላ ወገና ተንታኒ ጵድመንጥዕናን ይምነየልካ።
@aagh819
@aagh819 2 года назад
Wonderfull Man
Далее
Wait for the BOWLING BALL! 👀
00:38
Просмотров 23 млн
Угадай МОБА 1 🥵 | WICSUR #shorts
01:00
Просмотров 1,3 млн
Воскресный утренний стрим!
1:00:16
ሂወት ውዲ ጀበሊ
19:16
Просмотров 137 тыс.