Тёмный

EMN - 6ይ ክፋል- ኣደናቒ ትንታኔ ወዲ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ደቂ ሰብ - Eritrean Media Network 

 ERITREAN MEDIA NETWORK
Подписаться 189 тыс.
Просмотров 144 тыс.
50% 1

EMN - ኣደናቒ ትንታኔ ወዲ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ደቂ ሰብ - 6ይ ክፋል - Eritrean Media Network
/ officialerit. .
eritreanmedianetwork.org/
/ eritrea_emn

Опубликовано:

 

14 окт 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 409   
@mamaafrika111
@mamaafrika111 2 года назад
1000 😉👍👍 ላይክ ኣብጽሕዋ ደቂ ኤረይ ብሽም ወዲ ጀበሊ:: ምስዛ ካባ like 👍 ትኸይድ እያ::
@beyenhagos1490
@beyenhagos1490 2 года назад
ወዲጀበሊ ሓወይ እንቛዕ ደሓን ምጻኻ ።ኣዝዩ ዘሕጉሰኒ ነገር ናትካ ቅንዕናኻዩ you are 2u honest God bless you 🙏🙏🙏
@bilaladam8863
@bilaladam8863 2 года назад
Will came wdi jebeil
@tigrinatiktokcomedy9882
@tigrinatiktokcomedy9882 2 года назад
ከም ገለ ጌርኩም አባ ጎፋዉንድ ክፈትሉ
@michaelbahribara9692
@michaelbahribara9692 2 года назад
Nay behaki miskiney hagez yedliyo eyu !
@Ourvision971
@Ourvision971 2 года назад
ዬናስ ናይ ብሓቂ ብዙሕ የመስግነካ ምስ ናይ ወድ ጀበሊ ትገብሮ መደብን ከሙእውን ካሎኣት መደባትኩም ብጣኣሚ መሓሪን ንቅሓት ሓፋሽ ሕዝብና ብፍላይ ኣብስደት ንዝርከብ ሕዝብና ኣዛናጋኢን መሓሪን ስለዝኮነ ኣጆኩም በርትኡ ቀጽልሉ።
@saras382
@saras382 2 года назад
ናይ ወዲ ጀበሊ ክሰምዕ ምስ ጀመርኩ ተማሂረ ሂወት ቀላል ሙኳና ፈሊጠ ብዓቢኡ ካኣ ኣብ ኤርትራ ዘለኩ ኮይኑ ይስማዓኒ♥ ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ወዲ ጀበሊ♥
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
Eritreans in slavery in Eritrea and in the savage Arab world of Libya, Sudan, Egypt ... under your Arab Rashayda and Bedouin masters. ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-b-dRLH0LzAA.html
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 года назад
@@zegdagmawi275 ሕማም ተጋሩ ንፈልጦ ኢና። ደጋጊምካ ኣይትንገረና።
@ahmedmahmud9464
@ahmedmahmud9464 2 года назад
ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ ቀጽልዎ ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ መምህር ስነ ልቦና ኩሉ ኣዘራርባኻ ትሕትናኻ ብሓቂ ዝናኣድ ኢዩ የቀነልና ጹቡቅ መደብ ቀጽልዎ
@hasantjar2289
@hasantjar2289 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ መዳብ ቀጽልዎ ወዲ ጀበሊ ናይ ብሐቂ መምህር ስነ ልቦና ኩሉ አጸራርበካ ትሕትናካ ብሓቂ ዝናኣድ ኢዩ የቀኒልና and peace for all my Eritreans people
@neamagualasmara175
@neamagualasmara175 2 года назад
He is so smart keep on going God bless you ❤️🇪🇷🌹👍
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ካብ ዝፈጸሞ ብሓጺሩ፥ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-sjn2HmtxdzQ.html
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 2 года назад
So what ? Nsu keman kwhdekum. Eti Rockets zsededkumo Fiyori du neru ?
@osmannafeiosman7987
@osmannafeiosman7987 2 года назад
ማይሻላህ ወዲ ጀበሊ ሓክም ህወት ኢካ እሞ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ረብልዓላሚን❤❤❤❤❤
@adesador854
@adesador854 2 года назад
ማእከን ፍልጠት በጃኻ መጽሓፍ ሕተመልና ንደቅና እምበር ንሕናስ ከሲብና እንቋዕ ተወለድካ😍😍😍😍
@hopefully2958
@hopefully2958 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ቀመም ኣዝማሪኖ። ናይ ብሓቂ ብሱል ዝብላዕ ዘረባ ኢካ ተዕልለና ዘለካ። ቀጽልዎ እዚ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ ዘሎ። ንወዲ ጀበሊ ንሓግዞ ትብሉ ጀምዓ ተለኩም #Gofund ከፊትና በብቅሩብ እናኣካከብና ሓደ መዓልቲ ናይ ደስታ መዓልቲ ክንፈጥረሉ ንክእል ኢና ። ሰላም መዓልቲ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 года назад
🇪🇷🙏❤️ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካኣ ኣመላኽ ኣምላኽ ጹቡቅ ክእለት ዓድልካኣ 🙏💕
@user-qf2rn8rm5g
@user-qf2rn8rm5g 2 года назад
ናይ ብሓቒ ወዲ ጀበሊ ተባሃጊ ኢካ ብሓቒ ጡዑም ዕላልካ ኣይፈለየና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ።
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 2 года назад
ወዲ ጀበሊ! በቃ ማዕከን ትግርኛን ማዕከን ፍልጠትን ኢኻ።ነዛ ትግርኛ ጽቡቕ ጌሩ ኢዩ ከርሳ ዝፈልጣ።
@newyorkistannewyorkistan8966
@newyorkistannewyorkistan8966 2 года назад
መም. መሓመድ ሳልሕ ብዙሕ ቃንቃታት'ይ ዝመልኽ: እንኮላይ ቃንቃ እንግሊዝ ልዕሊቶም 20-30 ዓመት ኣብ ኣሜርካ ዝተቀመጡ ::
@arontesfay7978
@arontesfay7978 2 года назад
ዋውው ተረካም ዘረባ ወዲ ጀበሊ እንዳ ኣዋዘካ ትምህርትን መልእክትን ምሕላፍ ኢዩ ኣዚዪ እንዳሓደረ ዝምቅር ዕላል እዚ ኣብ ዝኮነ ነገር ኣይትረክቦን ኢካ ግድን ናይ ዝተማሃርካ ኣይኮነን ተመክሮ ንባዕሉ ናብራ ውን ይምህረካ ኢዩ ። በዚ ኣጋጣሚ ንወድሳብ ውን ትምህርቲየብሉን ድካ እዩ እልካ ዘይ ምንዓቅ ገለ ሰባት ውን ተማህሮም ከማሓላልፉ ዘይ ክእሉ ኣለው። መመሊሱ ዝምቅር ዕላል ወዲ ጀበሊ ክትቅጹልሉና ንላቦ። ንወዲ ጀበሊ ክኣ ዕድመን ጥዕና ይሃቦ።
@dawitagodofai5236
@dawitagodofai5236 2 года назад
Man of the yeat . God blessed you. I like the way He talk. ✌✌✌
@Daeroadebo
@Daeroadebo 2 года назад
Kkkkkk ኣፍካ ዘየክድን ናይ ባሓቂ ደስ ዝበል ኢዩ ቀጽሉዎ
@mussiezewelday4884
@mussiezewelday4884 2 года назад
ዘይተጻሕፈ መጽሓፍ ኩቡር ዮናስ ኣይተቃርጾ ናይ ብሓቂ ኣዛናይን መሃርን ኣዘናጋዕን ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ኣነስ ናይበሓቂ ፈትየካ ተመርዕየዶ ክወስደካ ካብ ኩሉ ሰሓቅ ሓሪምናሎ ይስሕቅ ከማን
@shamu472
@shamu472 2 года назад
EMN, እንጀራ ዝጊ ብልዑ ንሕብረተሰብና ዓይኒ ከንቊሕ ትገብሩ ዘለኹም። ወዲ ጀቤ ኬፍ ኣለካ, ካብ ምህሮ ኣእምሮ በሊዕካያ ኢኻ።ዕድመን ጥዕናን ንኹልኹም 🙏🏾
@aduadu6168
@aduadu6168 2 года назад
ቀፅለሉ ባባ ጀበሊ ❤️❤️❤️
@jamalkadir2748
@jamalkadir2748 2 года назад
god bless you
@ghebereselemon1550
@ghebereselemon1550 2 года назад
እቲ ካብ ኩሉ ወዲ ጀበሊ ኣብ ትግርኛ ዘለዎ ኣፍልጦ ናይ ብሓቂ ብርቱዕዩ ኣነስ ተዋሳኣይ እንተዝፍትን ጽቡቕ ምኸደ ኢለ ይግምት
@kakamhari1433
@kakamhari1433 3 месяца назад
Lisan nai adiu endiu
@user-cr5hv7ps9j
@user-cr5hv7ps9j 2 года назад
ዮናስ ሓወይ በጃካ 100 ክፋል ወላ ኣብጽሓዮ ጹብቅ ትምህርቲ ዩ
@DV-yc7nd
@DV-yc7nd 2 года назад
ንሰብ ቀቲልዎ ዘሎ ክበልጽ'የ ,ነቶም ቐስ ኢልና ንኸይድ ረጋጊጾም ወዲኦምና:: 😉IF you know ወዲ ጀበሊ in Asmara gimme LIKE 👍
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ካብ ዝፈጸሞ ብሓጺሩ፥ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-sjn2HmtxdzQ.html
@DV-yc7nd
@DV-yc7nd 2 года назад
@@zegdagmawi275 ሰሓበይ መዛናግዒ ቦታ'ባ ፍለጥ ቦታን ሰዓትን ምረጽ :ድካ ወያነ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
@@DV-yc7nd ዘገርም እዩ ፡ "ንሕና ኤርትራውያን ዓረብ ኢና። ቋንቋና ዓረብኛ እዩ። ካባና ንላዕሊ ንዓረብ ዝቐርቦ የለን" ፡ እናበልና ቋንቋታትና ትግረ ትግርኛ ፈንፊና ፡ ብሓዊ ኣንዲድና ፡ ኣብ ፓስፖርትናን መቐመጫናን ብዓረብኛ ተፈሪሙሉ እንከሎስ ፡ ዓረብ ኣስላም ናይ በደዊን ራሻይዳ ከም ድላዮም ኩሊትና እናመዝሓቑ ይጻወቱልና። እዚ ሎሚ ዓረበ-ኣስላም ንክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ግፍዒ ርኢኽሞዶ፧ እሞ ደገፍቲ ህግደፍን ተቝመርትን ወጺእኩም ሰልፊ ኣብ ጽርግያታት ኣሜሪካን ኣውሮጳን፡ "ሞት ንዓረበ ሊብያ ጂሃዳውያን!" ፡ ትብሉዶ ትኾኑ፧ በየናይ መዓንጣ! Poor Arab Eritrea suffering under Arabic slavery in Libya. You forgot to mention slavery of Eritreans in the Arab world, including Libya. Many Eritreans are kidnapped by Arab Muslim Libyans and sold to Arab slavery, so are Eritrea christian women sold to sex slavery.
@eritreawikuburmenenet9772
@eritreawikuburmenenet9772 2 года назад
@@zegdagmawi275 kid wisa ata kofkuaf agame abzi nay selam geza atika halwlew aytbel kid hagzom tedngiskalom
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 года назад
ንዓይሲ እዚ ወዲ ጀበሊ ሓደ ሓያል ተዋዛያይ ወዲ መልከ(በየነ መልከ) ዝብሃል፡ ናይ ጀብሃ መሪሕ ዝብሃሉ ጉጅለ ባህሊ ውድብ ኣቅራቢ ማለት ኣናውሰር ዝነበረ የዘካክረኒ፡ ብሶማንያታት ኣብ ካርቱም ብዕላሉ ዘይምሰጥን ዘይስሕቅን ኣይነበረን
@senuyemane5224
@senuyemane5224 2 года назад
ወዲ ጀበሊ መምህር ናይ ሂወት ዋዛኻ ኣይምኖን አዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ዮኒ ድማ ይበል ኣቀራርባ።
@zahrazhara6967
@zahrazhara6967 2 года назад
ስሕረይ ገዲፈ ዉዕሎይ ምስ ወዲ ጀባሊ ኮይኑ አሎ ቀፅልዎ አሕዋት
@newyorkistannewyorkistan8966
@newyorkistannewyorkistan8966 2 года назад
አነ'ውን ስርሐይ አወንዚፈ'የ ዝከታቶሎ : ወዲ ጀበሊ ጂንየስ እዩ : እታ ላይክ: ሼር : ሳብስክራይብ ጥራይ ኣንረስዕ ::
@jamalkadir2748
@jamalkadir2748 2 года назад
@@newyorkistannewyorkistan8966 because he is your anserse
@mengsteabtekleab5594
@mengsteabtekleab5594 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ጽቡቅ ዕላል ኩሉ ግዚየ አና ንዕዘበካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@kaleabaraia4145
@kaleabaraia4145 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ዘይተጻሕፈ መጽሓፍ ናይ ሂወት ተስፋን ናይ ወዲሰብ መድሃኒት ንምምባር ኮይኑ ረኺበዮ ምስቲ ኩሉ ዋዛ ምስ ቁምነገር ትምህርቱ። ቃልኣብ ካብ ቶሮንቶ ካናዳ ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ካብ ዝፈጸሞ ብሓጺሩ፥ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-sjn2HmtxdzQ.html
@mussiesamuel3573
@mussiesamuel3573 2 года назад
@@zegdagmawi275 🤔🤨
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
@@mussiesamuel3573 ዘገርም እዩ ፡ "ንሕና ኤርትራውያን ዓረብ ኢና። ቋንቋና ዓረብኛ እዩ። ካባና ንላዕሊ ንዓረብ ዝቐርቦ የለን" ፡ እናበልና ቋንቋታትና ትግረ ትግርኛ ፈንፊና ፡ ብሓዊ ኣንዲድና ፡ ኣብ ፓስፖርትናን መቐመጫናን ብዓረብኛ ተፈሪሙሉ እንከሎስ ፡ ዓረብ ኣስላም ናይ በደዊን ራሻይዳ ከም ድላዮም ኩሊትና እናመዝሓቑ ይጻወቱልና። እዚ ሎሚ ዓረበ-ኣስላም ንክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ግፍዒ ርኢኽሞዶ፧ እሞ ደገፍቲ ህግደፍን ተቝመርትን ወጺእኩም ሰልፊ ኣብ ጽርግያታት ኣሜሪካን ኣውሮጳን፡ "ሞት ንዓረበ ሊብያ ጂሃዳውያን!" ፡ ትብሉዶ ትኾኑ፧ በየናይ መዓንጣ! Poor Arab Eritrea suffering under Arabic slavery in Libya. You forgot to mention slavery of Eritreans in the Arab world, including Libya. Many Eritreans are kidnapped by Arab Muslim Libyans and sold to Arab slavery, so are Eritrea christian women sold to sex slavery.
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 2 года назад
@@zegdagmawi275 so What ? Eti zsededkumo nhzbna fiyori du neru ? Qondaf sahsah Agame.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
@@yordanoskidane5394 ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ታሪኽ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ሽንፈት ጽዋእ ብኢድ ትግራይ ክጭልጥ እዩ። ፨፨፨ መንደቕ ፈይስቡክ ዘገንፎ ዘዳግማዊ
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 года назад
ወላ መዓልታዊ እንተተምጽእዎ ዘይምኖ ሰብ'ዩ ወዲ ጀበሊ ምኽንያቱ ካብ ነብሱ ተበጊሱ ዘዕልሎ ዕላል መሊሱ'ዩ ክብሪ ዝህቦ እሞ ክብረት ይሃብካ ወዲ ጀበሊ ፈላጥን ሙሁሩን እንክንሱ ንነብሱ ኣትሒቱ ዝርእያ መሊሱ ልዕል ዝብል::
@user-wu7wl9lb8n
@user-wu7wl9lb8n 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ያሆ 👍
@shimetghebremedhin7093
@shimetghebremedhin7093 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ኣቦ ትሕቲና ነመስግነካ
@rob-zb3ic
@rob-zb3ic 2 года назад
እዚ ሊቀሊቃውንቲ ውርዙይ ለባም ሰኣይ ናይባሓቂ ።
@akilehab377
@akilehab377 2 года назад
This show (series) is getting better & better. Thank you all and EMN.
@keryasuliman6656
@keryasuliman6656 2 года назад
٠٩٩٩٩٩٩
@keryasuliman6656
@keryasuliman6656 2 года назад
ام محمد
@meraabed6471
@meraabed6471 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። እዚ ሰብኣይ ፍሉይዩ ኩሉ ነገሩ መጽሓፍዩ ገናጺልና ምንባቡ ኣገዳሲዩ ቀጽልዎ ኢሪትርያን መዲያ ነትዎርክ ።
@mesfinteklemariam2207
@mesfinteklemariam2207 2 года назад
ዮኒ ከይትለቆ ነዚ ሰብኣይ ሽኮርዩ ናይ ብሐቂ ስሐቕ ቀቲሉና ክክክክክክክ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
Eritreans in slavery in Eritrea and in the savage Arab world of Libya, Sudan, Egypt ... under your Arab Rashayda and Bedouin masters. ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-b-dRLH0LzAA.html
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 2 года назад
@@zegdagmawi275 qondaf Sahsah Agame.
@gabrielagabriela2280
@gabrielagabriela2280 2 года назад
Des zebl elal anasehaqka zmhr qexlwo edmen tanan yhabkum fetari 🌻🌻🌻🌻
@tesfabrhantesfamariam7291
@tesfabrhantesfamariam7291 2 года назад
ብሕጽር ዝበለ ዋውውውው ።ይቕጽለልና🙏🙏🙏❤
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 2 года назад
Thanks EMN VERY GOOD PROGRAMME FUN AND EDUCATIONAL.
@luliabest786
@luliabest786 2 года назад
ናይ ብሓቂ ወዲ ጀበሊ መምህር ናይ ብሓቂ ለባም መሃሪ
@he1184
@he1184 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ፍልጠት ካብ ምህሮ ጥራሕ ዘይርከብ ምሂርካኒ Tanks
@habtetareke9215
@habtetareke9215 2 года назад
ብሓቂ ማሃርን ኣዛናይን መደብ ኢዩ ወዲ ጀበሊ ከይተገንጸለ ዝጸንሐ መጽሓፍ ኢዩ።ዕድመን ጥዕናይ ይሃቦ።
@selam-291.
@selam-291. 2 года назад
እዋይ እዋይ ኣንታ በጃካ ኩሉ ግዜ ኣምጺኣልና በጃካ ።ወዲ ጀበሊ መምህር ናይ ሂወት እዩ።ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ጠባያት ህዝብና ስለ ዝገልጾ ፡እቲ ዚእረም ሰብ ኪእረም ዚገብር ዘረባ እዩ ዘምጽእ ።
@shalommikhail8220
@shalommikhail8220 2 года назад
Dynamic and intelligent person I respect you
@user-iv3fc1sm6o
@user-iv3fc1sm6o 3 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊ ሓላልል
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና በዓል ልቦናን ቅኑዕን ፍቱውን ሰብ ኢኻ
@nayzghitesfay1325
@nayzghitesfay1325 2 года назад
ሰላም እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኩን ባባ ዮናስ በዚ ተቅርቦ መደብ ሕጉስ እየ። ንወዲ ጀበሊ ከኣ ነመስግኖ ምክንያቱ እዳተዛናጋዕኩ ብዙሕ ስለዝመሃር ቀጽልዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪✅thanks you.
@helenhaile7463
@helenhaile7463 2 года назад
I love listening to you!!
@AhmedSuleiman-de5yn
@AhmedSuleiman-de5yn Год назад
He is so smart keep on going Allah bless you❤❤❤
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 2 года назад
ወዲ ጀበሊ መሕረር በፍጹም ኣይተቋርጽዎ ፓርት 7፥8፥9፥10 እንዳ በልኩም ኣምጽኡልና
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ካብ ዝፈጸሞ ብሓጺሩ፥ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-sjn2HmtxdzQ.html
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 2 года назад
Game is over....nsu keman kwhdekum Eti Rockets zsededkumo Hyab du neru ?
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 года назад
@@zegdagmawi275 ልዕሊ ሽፍታ ዝዀነ ሰራዊት ትግራይ፡ ኣብ ትግራይ ግፍዒ ዝፈጸመ የለን።
@yorsaliemyosief9943
@yorsaliemyosief9943 2 года назад
Btaemi zegerm yu megletsi sieinelu anes murat eina zblu ko kemi aynet zeraba ayzarebun edmen tenan yhabka Fetari🙏
@samuelteame7210
@samuelteame7210 2 года назад
Tenx for all, please continue Always, he is A BOOK
@samifekadu6046
@samifekadu6046 2 года назад
May the lord bless you and give you healthier and longer life! Golden words
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 года назад
Wa wa you are 💞💞💞💞💯💯💯💯👍👍👍
@lulawityemane6784
@lulawityemane6784 2 года назад
እዋይ ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ፡ ቀቲልካና ስሓቅ። እዞም ኣመሪካ ቀዳድ ናብራ ከም ዘሎ ዘይፈልጡ እወ። ናይ ብሓቂ ብላስፋ። እዚ ፍልጠትካ ሒዝካዮ ከይትሓልፍ ጽሓፎ። ኣብ መጽሓፍ ኣስፍሮ።
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 2 года назад
እዚኣስ ናይ ብሓቂ ዓባይ ዘረባ ኢያ፡ ዋዛ ምስ ቁም ነገር።
@mensurabe2624
@mensurabe2624 2 года назад
ربنا يحفظك
@amanuelamanuel9433
@amanuelamanuel9433 2 года назад
Bejakum ketslwo bzuh ena nzenagaie zelena eti kabana zdley ka ytnhamkn ena thank you.
@yosefhayle2605
@yosefhayle2605 6 месяцев назад
Enlightened man, smart enough
@hiruthagos6009
@hiruthagos6009 2 года назад
You are the best . Naj lbej ije. znideka. Seb hade iju. RESPEKT
@user-qw7lx4uh8s
@user-qw7lx4uh8s 2 года назад
ብሃኪ ብሃኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣቦና
@akberetabraha1853
@akberetabraha1853 2 года назад
We proud of you brother god bless
@mebrahtuhabtay3234
@mebrahtuhabtay3234 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ጀበሊ ቀጽሎ።
@huruyghidey5700
@huruyghidey5700 2 года назад
Welcome
@user-hc6zt2eq5f
@user-hc6zt2eq5f 2 года назад
ኬፍ ዘለዎ ስብአይ ሰላምካ ይብዛሕ 😍
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 2 года назад
ብርሃን ገጹ ኣውሊዕ መወጹ አንቃዕ ብዳሓን መወጹ
@nagatnagat1947
@nagatnagat1947 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ያሀብካ ባጣዕሚ ደሰ ደብል መደባትኩም
@user-ko2ju5hz8w
@user-ko2ju5hz8w 2 года назад
I love really you idee.just wawww.
@dannynini1832
@dannynini1832 2 года назад
Lovely program 😍😍🔥🔥😍😍 !!
@asterhagos660
@asterhagos660 2 года назад
ቀጽሎ ብጣዕሚ ማሃሪ Program you are very intelligent smart man thank you baba Jebeli
@edudalualexander5414
@edudalualexander5414 2 года назад
አየ ወዲ ጀበሊ መሕጎል!! አልኣሚን ዓብደልለጢፍ መሲልካ GBU
@fevenfebu874
@fevenfebu874 2 года назад
Smart man 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhaniebaire3344
@medhaniebaire3344 2 года назад
Selam selam Welcome EMN kexlwo xebuk temhrti eu
@abelgere106
@abelgere106 2 года назад
Bhaki des dbl yoni thanks
@solomonhabtetsion9522
@solomonhabtetsion9522 2 года назад
ወዲ ጀበሊ፡መምህር ሕልና፡
@nuguseteferi188
@nuguseteferi188 2 года назад
Educational and recreational. Very funny
@hanasolomon2348
@hanasolomon2348 2 года назад
God bless you 🙏❤
@filmonalemshet1843
@filmonalemshet1843 2 года назад
በርትዕ ኣላ ወዲ ጀበሊ👍❤️
@majormengesa1127
@majormengesa1127 2 года назад
Great man
@ahmedtahiradem1570
@ahmedtahiradem1570 2 года назад
Kaxele betame masatie elale 👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@meronmichael5941
@meronmichael5941 2 года назад
I love this man
@majidmohammednoor3050
@majidmohammednoor3050 2 года назад
ربنا يحفظك يا عمنا ♥️
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 2 года назад
ስላም ዬናስ ምስ ወዲ ጀበሊ ቁምነግር አለዎ ኩሉ እቲ ዝብሎ አብ አስመራ ጥራይ አይትወሰኑ ብምልእታ ኤርትራ ድማ ብጽሕዋ አነ እንዳሳሓቅኩ ግን አ ቁምነግር ይፈልጥ አለኹ ልክዕካ ትፈልጥ አይተስተማስልን ዝግርምዩ
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 2 года назад
ሓቅኻ ወዲ ጀበሊ ኣይዓምጹኻ እዚኣ ዓባይ ክንሓስበላ ኣለና እንዳ ኣስሓቕካ ሚሂርካና ዕድመ ይሃብካ 🤲👏👍💐🌹🇪🇷🌹🌿
@jabarajabara844
@jabarajabara844 2 года назад
ወዲ ጀበሊ ኣስሊ ካብ ምህሮ የእምሮ ዝበሃል ብሂል ኣባኻ ኣሚነዮ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና ይሓጽረና ስለ ዘሎ ግን ኣንውሕ ኣብልዎ ኢኹም ካባኻ ንማህሮ ቡዙሕ ስለ ዘሎ ማዓልታዊ እንተ ዝኸውን ተመራጺ ምኾነ ይብል ብወገነይ❤😘😘😘
@onelove118
@onelove118 2 года назад
I Learned alot from this guy wawwwwwwww
@hintsahabtom1087
@hintsahabtom1087 2 года назад
Nice one go head thanks
@osmanannati5926
@osmanannati5926 2 года назад
Keep it up 👍
@wedihdri9031
@wedihdri9031 2 года назад
ናብሓቂ መሃሪን ኣዘናጋዕ ወዲ ጀበሉን ዮናስን ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕና የብዝሓልኩም ፈጣሪ።
@user-nb8uk4bp7z
@user-nb8uk4bp7z 2 года назад
ብሓቂ ከይተቃርጽዎ መሳጢ ዕላል ዋዛ ምስ ቁምነገር
@awetsolomon6344
@awetsolomon6344 2 года назад
He’s so sharp
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 2 года назад
Well come
@yerussereke6180
@yerussereke6180 2 года назад
Btami des zbel medeb qexlwo💯💯💯💯
@Salase.hawey.1990.
@Salase.hawey.1990. 2 года назад
Thank you, and I like it.
@user-lk7tt8xg5x
@user-lk7tt8xg5x 8 месяцев назад
Great 🎉
@lulakbrom9508
@lulakbrom9508 2 года назад
Btaami ygerm hamari hasabይ 🇪🇷😍🌹🙏
@lulakbrom9508
@lulakbrom9508 2 года назад
Mahari hasab😍❤🌹🙏
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 2 года назад
Nice
@bilienmhasion5332
@bilienmhasion5332 2 года назад
Sometimes is good to see you laughing . Both of you. Sometimes it's okay to have a little fun and a joke 🙏🇪🇷🇪🇷
@eritrearedsea5482
@eritrearedsea5482 2 года назад
Good job brother
@zakiyemne5906
@zakiyemne5906 2 года назад
Supar star.
@user-el6bi4qt7g
@user-el6bi4qt7g 8 месяцев назад
Wow ❤❤❤❤❤❤❤
@user-ii5nd5ym9s
@user-ii5nd5ym9s 2 года назад
ንሕና ክኣ ትግርኛ ንፈልጥ ንብል ንዓኻ ምስ ሰመዕኩ ብዙሕ ተማሂረ ካብ ጃህራ ኣናጊፍካኒ ኣብ ጥራይ ምዓኮረይ ዝፈልጥ ይመስለኒ ነሩ በጃኻ ቀጽሎ
@jamalkadir2748
@jamalkadir2748 2 года назад
dawit you absolutely right
@user-ii5nd5ym9s
@user-ii5nd5ym9s 2 года назад
@@mulueteame7584 አዝስ ሃለውለው ኢዩ አሞ ሃየ በል ምሃረና ካብኡ ንላዕሊ ትፈልጥ አንተ ኮንካ ተመኩሮ ናይ ሂወት ዝወሓደና መንአሰያት ኣለና ገለ በለና አቲ ፍልጠትካ ክንሰምዖ
@emteemte3985
@emteemte3985 2 года назад
Anbesa eka slezfeletka eka gudletka felitka
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 года назад
ናይ ወዲ ጀበሊ ፍሉይ ዝገብሮ ንሓደ ነገር ብዋዛ ምስቁምነገር ወይ ብቀሊሉ ላዛዊ ምቁር ቃላት ናይ ምግላጽ ክእለትን ተዋህቦን ስለዘለዎ ይመስለኒ፡ ክንደይ ምሁራት ደካትር እኮ ኣለው ክትሰምዖም ቅጭ ዘምጽኡልካ፡ ትኮርምየኒ ወዲ ጀበሊ ግን ኣብ ርእሰምርካሳ ስለዝኣምን ኢዩ እምበር ንክንደይ መን ከማይ ኣስማሪና ዝብካ ብፍቅሩ ሮኩመሽመሽ ኣቢሉ ረቢ ብኮፉ ቅጫ ሰሊዑ ምዓደሎ ኔሩ ክክክ
@merhawigebremedhin8031
@merhawigebremedhin8031 2 года назад
@@user-ii5nd5ym9s ኣቤት ልቦና እዛ ናይ mulue teame ዝመለስካሉ ማራ ዓጊበላ ኣጆኻ ከምኡ ኢና ንሕና
@filmonmenghis9011
@filmonmenghis9011 2 года назад
ጽድቂ ደሊኻን ከም ሓርገጽ ዓለም ደሊኻን ኣይከውንን ዩ። ቅድሚ ቤት ጸሎት ምኻድካ፡ ሰብ ምዃንካ ቅድም ርግጸኛ ኩን። ቃላት መምህር መሓመድ(ወዲ ጀበሊ)
Далее
СКАМ НА TWITCH
14:07
Просмотров 260 тыс.
ХЕРЕЙД БОИТСЯ МОЕЙ СОБАКИ!
37:08