Тёмный

EMNA 1 ከዳዕ ተጋዳላይ ኣንጻር ዝተሰውአት ሓፋሽ ውድባት (መስዋእቲ ኣብ ዝሓተተ ጥምጥም) ERITREAN HISTORY AND CULTURE 

EMNA 1
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 29 тыс.
50% 1

EMNA 1 ከዳዕ ተጋዳላይ ኣንጻር ዝተሰውአት ሓፋሽ ውድባት (መስዋእቲ ኣብ ዝሓተተ ጥምጥም) ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Опубликовано:

 

4 сен 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 117   
@eritreakebretey6255
@eritreakebretey6255 10 месяцев назад
Thank you jeganu jegna kulu gize jegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💪💪💪
@Ghebrhiwethabtay
@Ghebrhiwethabtay 10 месяцев назад
እዛ ብደምን ኣዕጽምትን ሰማእታትና ዝመጸት ሃገርና ኤርትራ ወትሩ ኣለናልኪ ንበላ❤❤❤
@MerkebNoh-hc8bs
@MerkebNoh-hc8bs 10 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
@neamnteklemariam4954
@neamnteklemariam4954 10 месяцев назад
Erey adey ❤from Israel
@eritrawit7184
@eritrawit7184 10 месяцев назад
ሃንሱ ኩሎኩም ጅጋኑ ሓያላት ትባዓት አታ ክብርቲ ህውትኩ ንዛ ሃገር ዝውፍኩም ዓውት ንሓፋሽ
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 10 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@simdela4785
@simdela4785 10 месяцев назад
ኣየየ እዛ ሃገርሲ ክንደይ ኣብ ከርሳ ታሪኽ ሰሪሓን ትሰርሕን ኣላ❤ ግን ካብ ከዳዕ የድሕነና ኣምላኸይ! ሓፋሽ ንቃሕ ተወደብ ንስለ ሓንቲ ኤርትራ ዘምር🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 10 месяцев назад
ዘላልማዊ ዝክርን ክብርን ምስጋናን ንጀግኑና ዓወት ንሓፋሽ
@simrethabtemariam7809
@simrethabtemariam7809 10 месяцев назад
Merhaba wedi Eriyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 10 месяцев назад
ንኤርትራውያን ዝተዓደለት መዓንጣስ እግዚአብሔር ዝባረኻያ ክብርን መጎስን ንሰማእታት ኤርትራ አጆኹም❤❤❤❤
@aronmehari917
@aronmehari917 10 месяцев назад
welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@sammyabraham6645
@sammyabraham6645 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thank you for all of you, God bless Eritrea 🇪🇷 and the people the land of heroes “ Awet Nihafash “
@ed2821
@ed2821 10 месяцев назад
Eritrea precious, God bless Eritrea and Eritreans 🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷, Eray to be where you are the price was heavy and successful 🙏.
@user-wr1om3yg3y
@user-wr1om3yg3y 10 месяцев назад
Erltrea for ever
@rigatgirmay8848
@rigatgirmay8848 10 месяцев назад
ክብርን ዝክርን ንስዉኣትና ዓወት ንሓፋሽ
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 10 месяцев назад
ኣቤት ክንደይ ታሪኽ ተሰሪሑላን ይስረሓላን ኣሎ እዛ ክብርቲ ሃገረ ኤርትራ ዓዲ ጀጋኑን ተባዓትን❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@zeeMe2323
@zeeMe2323 10 месяцев назад
Eritrawinet kibur Mennet Thank our heroes EDF leaders God bless our beautiful country 🇪🇷🫶⛪️🕌🫶🇪🇷🐪🐪🐪9🐪🐪🐪⚘️⚘️⚘️Unity's is The key 🔑 🗝 ⚘️⚘️⚘️Thank Jigna brother EMNA 1keep up great job🙏♥️🙏👍💯
@eritree9794
@eritree9794 10 месяцев назад
*🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴* *አብ'ዚ ናይ 80 ዓመታት ተጻብኦን መኸተን ታሪኽ ህዝብናን ሰውራናን መዘና አልቦ ቅያ ዝመለኦ ይኹን'ዳኣ እምበር ክርዳድ አይተሳአኖን ።* *ታባዕን ጅግና ህዝብና ምስ ሰዉሩኡ ከምሰንሰለት ተጠሚሩ ሓድነቱን መንነቱን አብ ዋጋ ዕዳጋ ከይአእተወ ደኺመ ተሓሊለ ከይበለ ዓርቢ መዓልቲ ብዕለት 24.05.1991እታ ኤርትራዊት ፍሽኽታ ለቢሱ ብቅልጽሙ ሃገሩ ተቆጻጺሩ ።* *ዘለዓለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉአትና* *✌ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✌*
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 10 месяцев назад
Eritrean women are the most powerful and amazing fighters then and now. They are a brave and strong no one can compare them. I’m grateful for what our heroes did for and we are still going to fight for the brightest Eritrea future. Thanks for sharing the great history and keep going. ✊🏾✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berhanekidane5572
@berhanekidane5572 10 месяцев назад
I am very proud of Martyrs Hansu Auälom and Äblelom Mogos.Sieg Der Volks Massen.
@user-kk5cc6jw6n
@user-kk5cc6jw6n 10 месяцев назад
ጀጋኑ ደቂ ኤረ መን ክዋደረኩም
@asmeromasmye594
@asmeromasmye594 10 месяцев назад
ሰላም ኤፍረም ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽል እዚ ትገብሮ ዘለካ ንኣብ ስደት እንርከብ መንእሰያት ሓጋዚን ሓገርና ኤርትራ ዋግኣ ኣዝዩ ክቡር ምዃኑ ንምርዳእን ኣዝዩ ሓጋዚ ኢዩ so thank you
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 10 месяцев назад
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 10 месяцев назад
Kbrn megosen ni sematatna awet nihafash ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i 10 месяцев назад
ቃልሲ ህዝቢ ኢርትራውያን ክሉ ግዚ ዘይ ሃስስ ዝክርይ ኣብ ልብና❤❤❤🎉🎉 አኡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 10 месяцев назад
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawitberhe459
@dawitberhe459 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 10 месяцев назад
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸
@settieritrea1991
@settieritrea1991 10 месяцев назад
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንዓኹም ጀጋኑና 🇪🇷💐🇪🇷
@ghergisghebray6136
@ghergisghebray6136 10 месяцев назад
Jigna aynebrnyu Tariku gn nzelalem ynebr 🙏🇪🇷🍀🙏🇪🇷🍀🙏🇪🇷🍀🙏🇪🇷🍀🙏🇪🇷🍀🙏🇪🇷🍀🙏🇪🇷🍀🙏🇪🇷🍀🙏🇪🇷🍀❤🙏🙏🙏
@eriwedihezhez
@eriwedihezhez 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TESFITMHTSUNLOVEERI
@TESFITMHTSUNLOVEERI 10 месяцев назад
መስዋእቲ ዋጋ ናይ ሓርነትና እዩ፡ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ዘይሓስስ ታሪክ እዩ፡ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jaynjonas
@jaynjonas 10 месяцев назад
የቐንየልና EMNA1 ንመስዋእቲ ጅግና ሃንሱ ኣውዓሎምን ንጅግና ዓብለሎም ሞጎስ ታሪኽ ጅግንነቶም ብምትራኽኩም ካብ ማዓሙቕ ልበይ የመስግነኩም። ነዞም ክልተ ስውኣት ጀጋኑ ብቐረባ ይፍልጦም ኢዬ። ስውእቲ ሃንሱ ጓል ገዛውተይ ኢያ። ስዉእ ዓብለሎም ድማ መቃልስተይ ኔሩ። ንዓብለሎም ኣብ ሓዝሓዝ ኣብ ቤት ትምህርቲ ቅዱስ ተኽለሃይማኖት (እንዳ ኣባታችን) ይፈልጦ ኔረ። ድሓር ድማ ንሱ ካብ ሜዳ ተሳሒቡ ንኣስመራ መጺኡ። ኣነ ድማ ቅድሚ ሜዳ ምውጻአይ ናይ ከተማ ስርሒታት ቅሩብ ኣፋፍኖት ስለዝነበረኒ ካብ ሜዳ ተሳሒበ ኣብ ቃሓውታ ምስ ውፉያት ብሄረ ሳሆ ንጉሒ ጫዓ እንዳተመላለስኩ ሰውራዊ ዕማማተይ የካይድ ኔረ። ምስቶም ውሑዳት ኣብ ኣስመራ ዝተረፉ ፊዳኢን ርክብ ንኸይገብር መምርሒ ተዋህበኒ። ምስ ስዉእ ዓብለሎም ግን ሓለፍተይ ኣፍቂዶሙለይ። ንስውእቲ ሃንሱ ናይ ከተማ ውፉይ ከምዝኾንኩ ንዝኾነ ውፉይ ንኸይትነግረለይ ብደም ስውኣት የምሕላ። ኣብ ገዝኣ ሰብ እንተዘየለ ብመንድቕ ሓፍትና ሓስና ዘሊለ ይኣቱ ኔረ። ብዓል ሚዛን ኣታ ጽሉል ዕዋላ ብካንሸሎ ከይትኣቱ'ሲ ብሓጹር ዘሊልካ ትኣቱ ትብለኒ ኔራ። ኣነ ድማ ኣቲ ሚዛን ሓፍተይ ኣቦይ ስዋ ግዝኣልና ኢሉ ዝሃበኒ ሰልዲ ከሽከሽ ስለዝተበላዕኩ ሓትነይ ሃንሱ እንተ ኣለቃሕትኒ ክሓታ ኢዬ ኢለ የመኽንይ ኔረ። ሓደ ግዜ ሓንቲ ሓርበኛ ማማ ሃንሱ ኣብ ከባቢ ሲነማ ክሮቾ ሮሳ ኣላይት ፊዳኢን ዝነበረት ጸዊዓ ናብ ሞኽሲ ሃንሱ(ስውእቲ)መልእኽቲ ከተብጽሓለይ ስለዝደለኹኻ ቅልቅል በለኒ ትብለኒ። እታ መልእኽቲ ኣብ ጨርቂ ዝተሸፈነት ሽጉጥ ኣብቲ ማስቲካ ካራሜለ ሽጋራ ኢለ ናይ ሽጣራ ዝሽቅጠላ ባኮ ኣብ ሞንጉ የእትዬ ናብ ስውእቲ ሃንሱ ይብጽሓ። ስውእቲ ሃንሱ ኩነታት ከተማ ከመይ ኣሎ ምስበለትኒ ወርቂ ይብላ። ካብኡ ነታ ካብ ሓርበኛ ማማ ሃንሱ ዝተቐበልኩዋ ኣቕሓ ኣብ ውሽጢ ማስቲካይን ካራሜለን የእቲናያ ናብ ፕረንቺፐ ሆቴል ብጎኒ ባር ሞካ ዝነበረት ኣብ ውሽጢ ሓደ ፊዳኢን ቅጽበየኩም ኢዩ ንዕኡ ሃብዎ ትብለና። ካብ እንዳ ስውእቲ ተበጊስና ጥቓ ድኳን እንዳ ኣቦይ ዓለም ማሓረና ምስ በጻሕና ሹቕ ብመዓት ጃሱሳትን ኣብቲ እዋን ኣባል ፊዳኢን ዝነበረ ብጊኒ ሳባ ዝፍለጥ ኢዱ ሂቡ ስለዝነበረ ንኡሳን መንእሰያት ይተሓባበሩና ኢዮም ኢሉ ስለዝሓበረ ንዝረኸብዎ ሰብ ይገፍዎ ኔሮም። ኣነን ሃንሱ ኣብ መዋጥር ከምዝ ኣተና ስለዝፈለጥና ከይተረበሽና ሓደ ኮትሮባንዲስታ ወዲ ቀረና ኹዶ ንጎረቤትና ወዲ ሓወን ኣብታ ሽጋራ ዝብል ጽሑፍ ዘለዋ ፊት እንዳ ኣቦይ ስዩም ጋሪባልዲ ረስቶራንተ ሓንቲ እንዳ ሻሂ ተኻርዩ ኔሩ። ቀንዲ እታ እንዳ ሻሂ ስርሓ ነቲ ካብ ሱዳን ዘእተዎ ኮትሮባንዳ ነቲ ናይታ ሽቓቕ ቀልቀል ዝእከበሉ ሓጺቡ ኣውርዩ መሕብኢ ኮትሮባንዳ ይገብራ ኔሩ። ነቲ ትቦ ናይ ሽቓቕ'ውን ኣውጺኡ ንእኹል ሰብ ዘአቱ ከፊትዎ ኔሩ። ኣነ ንሃንሱ ሒዘያ ናብታ እንዳ ሻሂ ሒዘያ ኣትዬ ነቲ ዝፈልጦ ዋና እንዳ ሻሂ እዚኣ ድማ ጓል ማዓሮ ሃይማኖት ኢያ ቅሩብ ከነዐልል ኢለ እቲ ዘጋጠመና ሽግር ምስ ነገርናይ በታ ሽቓቕ ጌርና ናብ ውሽጢ ማይ በላ ልዕሊ ክልተ ሰዓት ምስ ተሓባእና ዋና እንዳ ሻሂ መሬት ሰላም ኢዩ ውጽኡ ምስበለና በቲ ዝመጻእናዮ ክንምለስ ክንብል ዝከታተሉና ጃሱሳት ስለዝረኣዩና ስውእቲ ሃንሱ ነታ ኣቕሓ ሀበኒ እሞ ናብ ክልተ ኣንፈት ከነምልጥ ኢና ትብለኒ። ኣነ ኣሽኪዔ ናብ ድኳን እንዳ ኣቦይ ማሓረና ይኣቱ ካባይ ዕብይ ትብል ጓል ኣቦይ ማሓረና ርእይ ምስ ኣበለቲኒ ወዲኒ ድሓን'ዶ ኣይኮንካን ምስ በለትኒ እዛ ባኮ ናይ ማስቲካይ እባ በዘኢ ድሕሪ ብሽኮትኹም ሕብእለይ ይብላ። ነግ ፈረግ ከይበለት ትሓብ ኣለይ። ካብኡ ሓንቲ ዘይማዕቐኒ ካምቻ ህባትኒ። ገመድ ድማ ሃብኒ ይብላ ንሓንቲ ከልቢ ኣብቲ ከባቢ ዝጸንሓቲን ኣብ ክሳዳ ገመድ ኣሲረ ነታ ኸልቢ ሉላ ዝብል ስም ኣጠሚቐያ ነዘን ጃሱሳት ኣሽኪዔ ናብቲ ኣመንዝራታት ዝነብራሉ ምስ በጻሕኩ ነዛ ከልቢ ኣመስጊነ ንገዛውተይ ኣተኹ ይብለኩ። ናይ ጅግና ዓብለሎም መስዋእቲ ድማ ቀቅድሚ መስዋእቱ ዓርቢ መዓልቲ ኣኼባ ኣብ ፓራዲዞ ኔሩ። ኣነ ነብስይ ስለዝነገረኒ ከምኡ'ውን ሓለፍተይ ኣብ ጉሒ ጫዓ ዝነበሩ ስለዘየፍቅዱለይ ኣብቲ ገዛውቲ ንዓርከይ ኣዲኡ ዓሪፈን ስለዝነበራ ዘይትተርፍ ሓዘን ኣላትኒ ኢለ ንስውእ ዓብለሎም የእምኖ። ዓብለሎም ኣኼባ ምስተወደአ ናብ ንዳ እስውእቲ ሃንሱ ምስ ከደ እቲ ፍጽመ ኣጋጢሙ። ንጽባሒቱ ሓደ ዝፈልጦን ዝኣምኖን ውፉይ መስዋእቶም ምስ ነገረኒ ናብቲ ዝዓበኹሉ ገዛውቲ ኣብ ጥቓ እንዳ ወዲ ጎቦ ተሓቢኤ ገለ ጃሱሳት መታዓቢተይ ንዓብለሎምን ንሃንሱ ጓቲቶም ኣብ ኦራል ማኪና ክጽዕንዎም ምስ ረኣኹዎም እንኳዕ ኣይተማረኹ ኢለ ንነብሰይ ኣጸናኒዐያ ይብለኩም። ኣነ ምስቶም ነባራት ውፉያት ዘይመቕረብየይ እቲ ውድብ ተሓኤ ሃደሽደሽ ክብል ኣንፈታት ይህብ ስለዝነበረ ብዙሕ ኣራኻኻስ ተጀሚሩ ስለዝነበረ ኢዬ። ንስውእቲ ሃንሱን፡ንስዉእ ዓብለሎም ዘቃለዖም ሓደ ኣብታ ናይ ፓራዲዞ ኣኼባ ዝተሳተፈ ዝባሃል። ኣነ ግን ብዙሕ መርትዖ ስለዘይብለይ ኣፈይ መሊኤ ክዛረብ ኣይክእልን። ካብቶም ኣነ ብቐረባ ቅድሚ ናብ ሜዳ ምውጸኣይ ዝቐርቦም ዝነበርኩ ስውእ ፍስሓዬ ሰለሞን ባሪኡ ሓዋ ንስውእቲ ውፍይቲ ኣበባ ሰለሞን ባሪኡ፡ ስውእ ወዲ ዓዋተ፡ ስውእ ወዲ ኻስማይ፡ ስዉእ ወዲ ማኣዛ፡ስዉእ ወዲ ማኣዛ፡ ስዉእ ኪዳነ ዓንደመስቀል ወዘተ ነበሩ። EMNA1 ደጊመ የመስግነኩም ዘልዓለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ሰላምን ራህዋን ነቲ ዘይሕለል ሕዝቢ ኤርትራ
@rahelkidane8896
@rahelkidane8896 10 месяцев назад
Zegherim TaRiK!!!! SebAy sebuT Eritrawiyan aboTaTnan AdeTaTnan, AhwatNan AhaTnan!!!! UnquaH naTkum kon-A!!!! Astonishing events that can not be repeated!Proud to be Eritrean! ZeLALemaWi ZiKri nSemaHtatNa! Awet niHafash!
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 10 месяцев назад
ውፍይቲ ሃንሱ ጅግንነት ሓርበኛ መልኣከ ተክለ ቤተሰባ ወሪሳ፡ ኣባል ጸጥታ ስለዝነበረ ምስኡ ድማ ርክብ ኔርዋ ክከውን ይክል ኢዩ፡ ብሓቂ ኣብ ኣፍ ሓርገጽ ጸላኢ ኣቲካ ቃልስካ ምስልሳል ውን ቀሊል ዕማም ኣይኮነን! ንምካኑ ሓደ ወዲዓዲ ሽማግለ፡ መለዛናይ ናይ ዓዲንኣምን ደንበ ከምዝነበረ ከዘንቱ ይዝክር፡ ጫፍ ከበሳ ገምገም ባርካ ዝርከብ፡ ልሙዕ ጣሻ በርካ ከሎ ኤርትራ፡ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ንመጋሰን ሕርሻን ምስገዓዙ፡ ተፋርዮም ዓዲ ከምዝኣከሉ ይገልጽ🙏 🤝♥🕊
@kidantekle2443
@kidantekle2443 10 месяцев назад
​@@dawitgebrat1878melake Tekle was a hero
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 10 месяцев назад
@@kidantekle2443 Do you happen to know him personally, kind of old comrade maybe, just curious
@mestes4158
@mestes4158 9 месяцев назад
Kedae like Eseyas Ethiopiawi
@Hzbawit
@Hzbawit 10 месяцев назад
🤝🇪🇷🤝💌⏰🎖️💐📚🐪 Yqenyelna Gazethena …..Wedi Gde nezi Sened Tarkhna… Eta Meretey Zbla Hagerey💌
@alazartekleab1596
@alazartekleab1596 4 месяца назад
Thanks brother Efrem.
@solyanayakob4805
@solyanayakob4805 10 месяцев назад
Selam nikulkum deki eza helal merit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏 nezi Tarik anitsar tihesib gidef asetewuelu deki eza helal merit ajokum deki hizbawi ginbar 🇪🇷♥️🙏
@kokobbrhane9674
@kokobbrhane9674 9 месяцев назад
ክብርን መጎስን ንሳማእታትና❤❤❤❤
@asterfessahye4602
@asterfessahye4602 10 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ❤❤❤
@freweiniberhe4530
@freweiniberhe4530 10 месяцев назад
አዋይ ጅግንነት ንሞት ዝቃዳደሙ በጃ ብጻዮም ዝሓልፉ ከብዚኦም ኢና ተወሊድና ኤርትራውይን ስለዚ ኢና ወትሩ ሰዓርቲ, ዓወት ንሓፋሽ ዓይኒ ኣባይኪ ዓደይ ❤️
@baqr4383
@baqr4383 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 10 месяцев назад
❤❤❤ ብሓቂ ቅያ ኤርትራውያን ዘገርም ታሪኽ መትከል ሓያል ዓውት ንሓፋሽ ብግብሪ ዘልኣለማዊ ዝኽርን መጎስን ንስዋትና❤❤❤።
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 10 месяцев назад
Welcome deki Eria
@besalamyerkbena6636
@besalamyerkbena6636 10 месяцев назад
ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!
@elsewould8181
@elsewould8181 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@erisweetheart8156
@erisweetheart8156 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@tekletesfazgi3359
@tekletesfazgi3359 10 месяцев назад
Ah Hanusu gual shewate Anseba
@sarig84
@sarig84 10 месяцев назад
ክብር ን መጎስን ንሰማእታት ❤
@dawitbayru589
@dawitbayru589 10 месяцев назад
Ariam ❤❤bhaki nfti terakit
@ehabhaile467
@ehabhaile467 9 месяцев назад
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️ ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
@belaytesfaytewelde9775
@belaytesfaytewelde9775 10 месяцев назад
አወ ፡ ሓቂ ብሓቂ ጅግንነት ኤርትራውያን ኣብዛ ንነብረላ ዓለም መዳርግቲ የብሉን ። ክብርን ሞጎስን ንሰማዕታት ኤርትራ ። ( ፈዳይን ኤርትራ 1ይ ክፋል ፡ ግጥሚ ኣብ bibinna entertainment ምስ አንዕዘብ ብዛዕባ ጅግንነት ፈዳይን ገለ ክፋል ይገልጽ ) ።
@mahdereteklay4918
@mahdereteklay4918 10 месяцев назад
❤Eritrea ❤Eritrea ❤Eritrea ❤Eritrea ❤Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤
@bsratbokretsion4032
@bsratbokretsion4032 10 месяцев назад
Eritriawnet kubur meninet 👍❤️💐🇪🇷🐪
@nohisack7796
@nohisack7796 10 месяцев назад
መርሐባ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mihretyakob9177
@mihretyakob9177 10 месяцев назад
Ahh jeganu deqi eza hlal mereti mswetkum wetru ab lebna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷❤❤🌹🌹
@birhanaAbrahaley
@birhanaAbrahaley 10 месяцев назад
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤
@henosaymon
@henosaymon 9 месяцев назад
❤❤❤❤ thanks 🙏
@eyorzeray6797
@eyorzeray6797 10 месяцев назад
Thank u very much.
@mahdereteklay4918
@mahdereteklay4918 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nardoskiros7735
@nardoskiros7735 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 10 месяцев назад
🐪🇪🇷❤✊✊✊
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 10 месяцев назад
❤❤❤
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 3 месяца назад
Welcome❤❤❤❤❤
@user-uc3oh7yx7b
@user-uc3oh7yx7b 10 месяцев назад
❤❤❤🎉
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 10 месяцев назад
👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@sabakahsay5129
@sabakahsay5129 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 10 месяцев назад
❤❤❤🎉❤
@meazagehbreab6153
@meazagehbreab6153 Месяц назад
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼❤
@ghenetfetsehazion5315
@ghenetfetsehazion5315 10 месяцев назад
😢❤❤❤
@meseretmessi6141
@meseretmessi6141 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪♥️♥️💖💖💐💐❤🥛🥛🥛🥛🥛🐅🐅🌹🌹💪💪❤💐💐💖💖💯💯💯🙏🙏🙏🙏
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 10 месяцев назад
Kbrn msganan nswuatna Eritrea 🇪🇷
@mhretabrahamrussom8976
@mhretabrahamrussom8976 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹👍
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 10 месяцев назад
🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zakarianiegasieeritrea7559
@zakarianiegasieeritrea7559 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@mebrahtomteame9413
@mebrahtomteame9413 10 месяцев назад
@temesgengrmatsion5787
@temesgengrmatsion5787 8 месяцев назад
❤❤❤❤
@hamedmohammed5933
@hamedmohammed5933 9 месяцев назад
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷👏💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ep2en9dn8k
@user-ep2en9dn8k 10 месяцев назад
ሰላም ንዓኹም ደቂ ዛ ሓላል መሬት 🇪🇷❤🇪🇷❤ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መሳጥን ታሪኽ ጅግንነት ወለድና እዩ ከነዘንትዎ ክንዕቕቦ ከነውርሶ ከኣ ኢና ። ከም ሪኢቶ ከኣ ሃናጺ ኢለ ዝሓስቦ ናይቶም ተኣሲሮም ዝኸዱ ስድራን ካልእ ኣብቲ ዓዲ ዝተፈጸመ ምስኡ ዝተኣሳሰር እንተ ኣሎን ውስኽ እንተ ተብሉላ ኣዝያ ምሰፍሐት ህርፋን ታሪኽና ምስማዕ ስለ ዘለኒ እየ መስለኒ ጽቡቕ ስራሕ ቐጽንዎ ዘይ ተፈተሸ ፈትሹልና ጀጋኑና ይዓብዩን ይሓምሙን ስንክልና ውን ኣሎ ብዓቢኡ ከኣ ይስውኡን ስለ ዘለው ንቀዳደም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ።ዓወት ንሓፋሽ
@meazatesfamicael2346
@meazatesfamicael2346 10 месяцев назад
Rest in peace our heros, you'll Give your precious life to our Freedom we appreciate you for ever 😢
@KuhulayYemane
@KuhulayYemane 10 месяцев назад
EMNA Ane hade kabtom medeb ziketatel eye xbuk flitet nwesid alena kexilwo
@temporary995
@temporary995 10 месяцев назад
ሓው ኤፍረም ሎምዓልቲ ባርኔጣይ ንላዕሊ ክብ ኣቢለ ዓንዲ ሕቆይ ዓጺፈ ኣኽብሮተይ እገልጸልካ ኣለኹ፣ ምኽንያቱ ከኣ ታሪኽ ኤርትራ እኩብ ድምር ናይቶም ኣብ ኩለን ውድባት ኤርትራ ብጅግንነት ንስለ ሃገሮም ዝተሰውኡ ተጋደልትን ስሩዓትን ኤርትራውያን ስለዝኾነ፣ እሞ ጅግንነት ስውኣት ተጋደልቲን ስሩዓትን ተሓኤ ስለ ዘቃላሕካ ምስጋናይ ወሰን የብሉን፣ ቀጽሎ
@elisahaile7799
@elisahaile7799 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪💯💯💯👌👌👌
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 10 месяцев назад
🎵😭🫡🇪🇷መስዋእቲ ዋጋ ናይ ሓርነት'ዩ 🎶ኣብ ቃልሲ🎵 ብደምና ዓወት ዘይተርፍ'ዩ🎶 ሓገዝቲ🎵 ብዘይመስዋእትስ ዓወት ኣይመጽእን'ዩ🇪🇷🫡😭🎶
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 10 месяцев назад
ኣየ ትብዓት ከም ኤርትራውያንሲ ይህሉ ዶ ይኸውን፣ እዞም ሕሹላት ካብዚ ይመሃሩ ከመይ ዓይነት ጅግንነት ከምዝፍጽም ኤርትራዊ፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑና፣ ክብሪ ይሃብኩም ጋዜጠኛታትና
@dallastesfalem562
@dallastesfalem562 10 месяцев назад
kemzi jignnet delewo nay yhwatna amutsuaulna kale keman nriey alena
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 10 месяцев назад
እንዳ ጀጋኑ ገዛ ውፍይቲ ሃገራዊት ሰንበቱ እንዳ ጀጋኑ ውን ምንባራ፡ ኣኮይ ጽሃየ ሓጎስ ንክብርቲ ወላዲቱ ወይዘሮ ድምቃ ኪዳነ ዓዲ ዘስርሓላ ኣዘካኪራትኒ፡ ቃልኪዳና ማለት ኣባሕጎይ ሓጎስ ዑቁበን ኣብ ዕስክርና ጣልያን ዝሞተ፡ ብሰብዓታት ካብ ኣዲስኣበባ መጽዩ መታን ብቀሊሉ ኣገልግሎት ክትረክብ ኣስመራ ገዛ ክገዝኣላ ወሲኑ ኔሩ፡ ንሳ ግን ለይቲ ደቂሕድርትና ስለዘባህርራኒ፡ ምስዛ ዝተወለድካላ ንእዲ ሞት ትፈላልየኒ ብምባል ኣቅበጸት! እዚ ድማ ህድሞ ስለዝለመደት ኣየገርምን ኢዩ፡ ከም ውጺኢቱ ከኣ እቲ ገዚፍ መረባዕ፡ ጀብሃ ሓንሳብ እንዳ ሕክምና ወይ ቤት ጽሕፈት ጀማሂር፡ ጸኒሖም ድማ መቀበል ኣጋይሽ ይጥቀምሉ ነበሩ፡ ብዘይቀልዓለም ኣብኡ ተጠኒሶም ኣብ ካልእ ቦታ ዝተወልዱ ኤርትራውያን ኣይሰኣኑን ኢዮም፡ ከምይሲ ኩቡራት ወለዲ ተጋደልቲ፡ መታን ፍረ ደቆም ከይረኣዩ ከይስውእዎም ሰጊኦም ፡ ወላ ካብ መስመራት ጸላኢ ኣመርዑት ንመጥረ ሒዞምሎም ይመጹ ከምዝነበሩ ይንገር፡ ሕጂ ግን እቲ ህድሞ ጠቅላላ ዓንዩ፡ መረባዕ ከኣ እንዳ ጨራሩ ኮይኑ ተሪፉ፡ ድሮ ነፋሪት ውን ብከፊል ኣፍሪሳቶ ኔራ ኢያ፡ ገዛ ወይ ከተማ ብዘይ ሰብ ዋጋ ወይ ትርጉም የብሉን ክብሃል ከምዚ'ዩ! ዘገርም ካብ ዝስራሕ ጀሚሩ ብዘይካ ጀብሃ ካልኦት ሰሰባት ኣይተቀመጥዎን፡ ናይ መጀመርታን መጠረሽታን ተቐማጦ ኢዮም ኔሮም፡ ደቂሽሓይ ክሳብ መወዳእታ 81 ጀብሃ ኢያ ትቆጻጸሮ ኔራ፡ መቸም ከምቲ ብዓል ሓደ ዓይኒ ኣብ ዓዲ ዕውራት ይነግስ ዝተመሰለ፡ እቲ ደጀን መረባዕ ድማ ምስቲ ገያጽ ሃዳሙ ኣነጻጺርካ፡ ሓቂይሓይሽ ዝድነቅ ቪላ ኢዩ ክብሃል ይከኣል፡ ስግንጢራዊ ነገሩ ከኣ ኣኮይ ናይ ሻዕብያ ትጋዳላይ ምባሩ ኢዩ፡ ገዝኡ ግን ሜዳ ኤርትራ ካብ ሓደ ንላዕሊ ውዱባት ክጻወር ኣይክእልን ኢዩ፡ ብሃሊት ብልሽውቲ ውድብ ብናጻ ክራይ ትግልገለሉ ኔራ ማለት ኢዩ፡ እንህለኩም ስልጡን ዲሞክራሲ የሕዋት...ክክክ! ንምካኑ ኣኮይ ኣብ ኢትዮጵያን ኣየርላይንስ ዝሰርሕ ዝነበረ ኢዩ፡ የግዳስ ገለ ሓፋሽ ውዱባት ብጾቱ ተጠርጢሮም ምስተኣስሩ፡ ኣብ ከባቢ መጀመርያ ሰብዓታት ገድሊ ዝከተተ ኢዩ፡ ዓባየይ ድሕሪ ናጽነት መስዋእቲ እንኮ ቆልዓ መብጽዓ ወዳ፡ ሕሳስልደ ሰለስተ ኣዋልድ ምስተረድአት፡ ብዙሕ ከይጸንሓት ኢያ ዓሪፋ፡ ኣብኡ ንኪናት ክብገስ ከሎ፡ ንቆልዕኡ ከምህራሉ ከምተላበወን የዘንትዋ፡ ረቢ የዋርሰን ኣደይ ለተገርግሽን ሓትነታተይ ብሪን ኣበባን፡ ኣስመራ ወሲደን ድማ ንባዕለን ትሕቲ ዕድመ ጎራዙ ከለዋ፡ እንዳ ጣልያንን ዓዲ ዓረብን እናሸቀላ፡ ክሳብ ብሱሳታት ኣሜሪካ ከይዱ ዝምሃር ሓገዝኦ፡ ክልተ ዓበይቲ የሕዋተይ ተጋደልቲ ሰለሙንን ኣማኒኤልን ከማን ብሶማንያታት ኣሰሩ ሲዒቦም፡ ኩቡር መስዋእቲ ናጽነት ከፊሎም ኢዮም፡ ካብሓንቲ ኦሮሞ ከምዝወለደ፡ ድሒሩ ዝተፈልጠ ሳሚኤል ወዱ ከኣ ሕጂ ትግራወይቲ ተመርዕዩ ሰዲሩ ይርከብ፡ ብዝኮነ ብፍላይ ዋዕሮ ሃንሱ፡ ጋለንስተይቲ ብምካና ጥራይ ዘይኮነስ፡ ድሕረባይትኣ ውን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ብንቅሓትን ማዕርነትን ዝነኣድ ተግባር ኢያ ሰሪሓ፡ ነቲ ንሓፋሽ ምግልጋል ኢዩ እቲ ቁኑዕ ትግባር፡ ዝብል ደርፊ ሰውራ ተግቢራቶ፡ ሰኒ👍🏼 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷♥🐪💐🌐🕊☀
@samdan8545
@samdan8545 10 месяцев назад
🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@daliamri7632
@daliamri7632 10 месяцев назад
111
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 10 месяцев назад
ሃንሱን ዓብለሎምን እዚ ጅግንነትን ዚ ንሃንሱን ደቀንስትዮ ኤሪትራን ኣበየናይ ናይ ጅግንነትን ትብዓትን ጫፍ የቀምጠን ኣብ ኤሪትራዊ መንነትናን ታሪኽ ዝተሓልፈ ቃልስን ክትርዳእ እታ ታሪኽ እዚኣ ጥራይ ምስቶም ካልኦት ብጾት ዝገበረቶ ውን ገና ዘይተገልጸ ማእለያ ዘይብሉ ታሪኽ ኣሎዋ ክትብል ትደፍር ። ሃንሱ ምስዞም ኩሎም ኣስማቶም ዝተገልጸ ጥራይ ኣኮነን, ምስቶም ነቲ መደብ ዝመርሑን ዘመላልሱን ዋሕዚ ናይ ሓበሬታን ዘውሕዙን ማእለያ ዘይብሉ ታሪኽ ጅግንነትን ትብዓትን ኣብ ውሽጢ 99% ንመስዋእቲ ቅሩብ ኲንካ ዝተኻየደ ሕላገት መለለዪ ኤሪትራውያን ደቀንስትዮን። ንዘልኣለም ንሕበነሉ ታሪኽ መንነትና። ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ነጀጋኑ ሰማእታትና ክንብል ብሕልና ይስወጠና። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ። ምስጋና ነዚ ንዘቅረብኩመረ።
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 10 месяцев назад
ኣሕ እወ ጀጋኑ ኤርትራውያን ሕጹባት መዓንጣ ሕጅስ መግለጺ ስእነሎም : ኣንታ ኤርትራዊ ሕበር ዘክር ጀጋኑኻ ግደፍ ሕንፍሽፍሽ ኣይተእትወላ ሃገርካ :: ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ነቶም ንሕና ክነብር ዝሓለፉ ጀጋኑና 😇
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 10 месяцев назад
መስዋእቲ ዋጋ ናይ ሓርነት እዩ ኣብ ቃልሲ......❤
@ahlam946
@ahlam946 10 месяцев назад
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@nisri1567
@nisri1567 10 месяцев назад
ኣየ ኤርትራዊ እዚ ከምዝን ክቡር ጨርቅን ወርቅን ዘይዳረግን ዝይበቕዖን'ዩ ዋጋ ክቡር መንነትካ። ፍጡራት በራሲ ወርቂን ጨርቅን ይወርሱ'ኾኑ ውርሻኻ ግን ክቡር ን ረዚንን ዘሓብንን ንወትሩ ዘይሃስስ እንዳሓደረ ዝኹላዕ ከምቲ ክቡር ቕንቊን ኣልማዝ ወርቅን ታሪኽ መስዋእትን ታሪኽ ጂግንነትን ቅያን'ዩ። ማዕረማዕሪኡ ድማ ረዚን ሓላፍነትን ሕድሪ ትርከብ! ንዓኻ/ኺ ግን እዚ ረዚን ሕድሪ ጾር ኣይኮነን እንታይድኣ እትንየተሉን እትሕበነሉን ታርኽ ኣብ ልዕሊ ታሪኽ እትድርድረሉን ትንግርቲ'ዩ መስርሕን'ዩ ። ኣየ ጽንዓት እወ! እምኒ ዓረ! ኸኣ እበሃል እም'ዚ ናትካ/ኪ ኸድኣ እንታይ ንበሎ?
@dallastesfalem562
@dallastesfalem562 10 месяцев назад
Ahhhhhhhhhhh ab gezae meretkas eway hzbey yhwateyn ahateyn bkedatn btegaru Ethiopiawian endyu hzbna halikun tewediaun meneseyatna abotatna ab bal maryam gbi ab alem bakan bslki thanikom moytom belectric nebsom teleblibom moytomun ahhhhh hzbey drekebo hzbi eritrea bdergi endyu tewediau
@verenaromberg665
@verenaromberg665 10 месяцев назад
Swetlana nhafash
@abdulahi8301
@abdulahi8301 10 месяцев назад
ከዲዑ ድዩ ወይስ ተታሒዙ?
@aronabay9521
@aronabay9521 10 месяцев назад
ተታሒዙ ዩ ድብሃል ግን ሰኑይ መዓልቲ ተታሒዙ ሰሉስ ምሸት ሒዝዎም መጽዩ ጠሊምዎም ዉን ክኸዉን ይኽል ዩ
@teclitdo7dle3fededembaye22
@teclitdo7dle3fededembaye22 10 месяцев назад
ሃኑሱን ብጾታን ዕንቆዕ እዚ ንነብሮ ናብራ ተመሊሶም አይረኢው ነዚ ዲና ሐሊፍና ምበሉ ብሸፋቱ ሳሕል ምባር ዝስአነ ህዝቦም ምስራአዩ
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 10 месяцев назад
ኣሕ! "ከስዐ ኣደ ጉራምራ" ሎሚ'ንዶ'፡ሞ ሃገር ጎድፍ ወዲ ጎድፍ ኣብዚሓ።
@dddwww1948
@dddwww1948 11 дней назад
ሃንሱ ኣበይ ተወሊዳ? ኣሕዋት ኣለውዋ’ዶ?
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 10 месяцев назад
Eway ATI xergia mo reaywo fuhhhh tebnkiru eway eritrea!!!!!!
Далее
Как вам наш дуэт?❤️
00:37
Просмотров 500 тыс.
Как вам наш дуэт?❤️
00:37
Просмотров 500 тыс.