Тёмный

ERi-TV: ጉዕዞ ህይወት ካብ ጉስነት ናብ ስነጥበብ - ዕላል ተመክሮን ታሪኽ ህይወትን መንእሰይ ስነጥበባዊ በራኺ ገብረመድህን 

Eri-TV, Eritrea (Official)
Подписаться 551 тыс.
Просмотров 290 тыс.
50% 1

Artist Beraki Gebremedhin tells amazing and inspiring stories about himself and individuals that had an impact on his life
Follow us on facebook: / dendenmedia
ERi-TV: ዕላል ተመክሮን ታሪኽ ህይወትን መንእሰይ ስነጥበባዊ በራኺ ገብረመድህን

Развлечения

Опубликовано:

 

17 май 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 885   
@sesinna1
@sesinna1 4 года назад
ንዓቅቦ በራኺ! ኣነ ኽሓልፍ እስኻ ጽናሕ ሕንቕንቕ ኣቢልካኒ በራኺ ሓወይ ጅግና። ኤርትራውነት ብፈጣሪ ዝወሃብ ህያብ እዩ። ኣሰይ ኤርትራዊ ዝኾንኩ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bitsitisolomon8042
@bitsitisolomon8042 4 года назад
Btahimi anibikana gigna awey etaderfi gn nay menhiya akaraxikaya knsemhe nay men hiya
@michael2915
@michael2915 4 года назад
ኤሪ ቲቪ ይሓሜኩም እየ ኔረ ነዚ ጅግና መንእሰይ ኣቅሪብኩምልና ብጣዕሚ ነመስግነኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪 ኣንበሳ በራኪ ጅግና ገና ብዙሕ ከተርኤና ኢካ
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 года назад
👍💐🌻🇪🇷🌷🌻🐪🐪🔥💞🇪🇷🌷🌻💐💐💐🌷🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semayslomun2552
@semayslomun2552 4 года назад
ባራኺ ጅግና ንቦጦሎኒና ብክራር ክተዘናጋዓና እንኮለካ ኣብ ዓቢ ደረጃ ከምትበጽሕ ይርዳኣኒ ነይሩ። ኩናት እግሪ መኸል ንወረስቲ ሕዲሪ ናይ መጀመርታ ኩናትና እያ ነይራ ሳላ እቶም ተባዓት ይካኣሎ ኣቦታትናን ኣያታትና ብትብዓት መኪትና ንሽሾ ጸላኢ ሞራሉ ዝሰበርናሉ ወርቃዊ ታሪክ እዩ።
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 4 года назад
Semay. Slomun 👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯ጅግናኣ ወዲ ኤረይ ዕድመን ጥዕና ኣን ኣብ ዘለኻዮ ይስዓብካ ሩሑስ ቅንያት ብዓል ናጽነትና 24.ግንቦት ዝተሰዉኡ እካኣሎ ዋርሳይ 🔥ኣለዉናኣ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና🔥ዋርሳይ ጅግናኣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-gt2dc9kn4q
@user-gt2dc9kn4q 4 года назад
Entay emo Aykesernan elika ezi kedai president. Ajoka gin abu sele zenberku eyu teseminuni hawey. 🇪🇷
@-erobitmedia7058
@-erobitmedia7058 4 года назад
Beraki.. star of our country. I love you bro.
@user-sp6hr4dd3f
@user-sp6hr4dd3f 4 года назад
🇪🇷🐪🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-sp6hr4dd3f
@user-sp6hr4dd3f 4 года назад
🙏🙏🙏❤️🇪🇷
@geregebre2742
@geregebre2742 4 года назад
ኣንታ በራኪ ምኩሕ በዓል ስረ፡ ግንባር ጸላኢ ዝተርብዐ፡ ወዲ ሓየት እንዲካ ዝጠንከረ፡ ወዲ ኢረይ እወ ካብ ኩሉ ዝልዓለ፡ ጥዑም ዘረባካ ካብ ኩሉ ዝሕረ፡ ጽንዓትካ እምኒ ዓረ፡ ሳላኩም ኮሪዐ ትሓቢነ፡ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ ብዝኮነ!!!!!!
@gidemogos2503
@gidemogos2503 4 года назад
ኩቡራት ኤርትራውያን የሕዋተይ ሩሕስ ብዓል ናጽነት ይግበረልና በሬ ዓቢ ሰብ ናይ ብሓቂ ካብቶም ንምክሓሎም ስነ ጥበብ ሃገርና ኢካ። ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ።
@emanuelewayhezbi591
@emanuelewayhezbi591 4 года назад
Azekekrkna behki aaa beal wedi Silman beal wedi shawl gebre tekle beal simon kenday elka kestbetsbu aya gegenet zehlfa medrgty zainbrom botolena agka aithmki bernzo malet
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 года назад
Gide 👍🌻💐🇪🇷💞🇪🇷🔥🇪🇷🔥🇪🇷🌻💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷🌷🇪🇷💐🌻🔥🇪🇷
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 4 года назад
ኣበይ ዘሎ ናጽነት እዩ እዚ ከ ከይትግረም ኣነ ከይሓሰብክዎ ኣብ ጽቡቕ ሙድ ከለኩ ንቦታካ ኪድ ወይ በረኻ ኪድ ሕደር ተባሂለ ብስድራይ ተመን ተንክሰ ዶ ክመውት ኮይነ ብዝብል 24 ግንቦት ክትሃድም ተሕልፎ ሲ እይናይ እዩ ቲ ናጽነት ገደል ይጽደፍ።
@senaitkidane7460
@senaitkidane7460 4 года назад
@@abeltesfa6087 anta giduf , lemani leminka nber,
@erimassawa773
@erimassawa773 4 года назад
@@abeltesfa6087 ገደል ጽደፍ ወዲዛ ዓጋመ ቆማል ሳሓሳሕ እንድሪ ኤሪትራዊ ኮንካ ናይ ታሪኽ ጉሓፍፍፍ ኢኻ ካብዞም ፍርቃፍርቂ እንተኮንካ ግን ናጽትና ናዓኻ ጓሂ ዩ ጉህይ ዊዒልካ ሕደር ንሓና ኣቦታትና ካብ መሪር መሪር ሓሊፎም እዮም ኣረኪቦሙና ግን ኣይመስለንን ኤሪትራዊ ኣብ ሓዊ እቶ ኣብ ሓዊ
@DimaLatEntertainment
@DimaLatEntertainment 4 года назад
በራኺ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ቃል ኪዳኑ ዘጽንዕ ጅግና ኢኻ እሞ ኣምልኽ ይሓግዝካ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይሃብካ
@gwalerixaedadekihadelibina3906
@gwalerixaedadekihadelibina3906 4 года назад
Beraki haweyy ambesaya bixami eya zednikeka bizoh negerat azekakirkana siwetna wetro ab libna 🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@user-rj8rn1eg3r
@user-rj8rn1eg3r 4 года назад
ተባረክ በራኪ ሓወይ ነዚ ነዚ እዚ ታሪክ ዘይፈልጥ ብከመይ ከም ዝተዓቀበት ዘይፈልጥ ንገሮም እስኪ ብዜማካ ጌርካ ቦሎ ኣንጎድጉዶ ኤርትራ ቡሉጻት ኢና ከፊልናላ
@starthegunners7089
@starthegunners7089 4 года назад
በራኺ ጅግና በዓል መትከል ተረካቢ ሕድሪ
@freweininegusse9634
@freweininegusse9634 3 года назад
👉Beraki jegna wedi eri wedi motatttt 💕💯👌
@user-qq6vu9zo9j
@user-qq6vu9zo9j 4 года назад
ዋው ዋው ዋው ጀግናው የኤርትራ ህዝብ እንካን ለነጻነት በአል በሰላም አበቃህ።እንደዚ ነው ኤርትራዊን የምናውቀው አንድ ሆኖ አገሩን ሲጠብቅ 'ሲከላከል 'ሲያለማ'። አወት ንሀፋሽ ሁሌም ከጎንህነን
@habtomtekle5299
@habtomtekle5299 4 года назад
Eritrean star Beraki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@simreth3954
@simreth3954 4 года назад
i can't stop crying 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yafettedros6701
@yafettedros6701 4 года назад
Aman Tsfu 💯👌,
@simreth3954
@simreth3954 4 года назад
@@amantsfu8169 ስለቲ ሕማቅ ትምኒትካ ንርእስካ ይግበረልካ ኣይብለካን እየ ምክንያቱ ስኣን ኣፍልጦካ ሰለ ዝኮንካ ከምዚ ናትካ ቃላት ካብ ሓደ ዘመዛዝን ሰብ ዝተማህረ ወይ ብስነስርዓት ዝዓበየ ዝወጽእ ስለ ዘይኮነ ኣተዓባብያካ እዩ በዲልካ ። ሓንቲ ጥቅሲ ግን ወስ ክብለካ እሞ ብምስትውዓል ኣንብባ ነዚ ዝጸሓፍካለይ ድማ ተመሊስካ ኣንብቦ ኣነ መን እየ እንታይ ስለ ዝኮንኩ ጽሒፈ ኣይትፈልጠንን ኢካ ኣተሓሳስባካ ግን ኣብ ከመይ ደረጃ ኣለኩ ኢልካ ንነብስካ ሕተታ ( ሉቃስ 6 (Luke) 45፤ ኣፍ ካብ ምልኣት ልቢ እዩ ዚዛረብ እሞ፡ እቲ ሕያዋይ ሰብ ካብቲ ጽቡቕ መዝገብ ልቡ ጽቡቕ የውጽእ። እቲ ኽፉእ ድማ ካብቲ ኽፉእ መዝገብ ልቡ ኽፉእ እዩ ዜውጽእ)
@tekliyane1002
@tekliyane1002 4 года назад
ጅግና ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ሩሑስ በዓል ናጽነት ደቂ ኤረ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 4 года назад
ኤረይ ወርቂ ትቀብር ወርቂ ትፍሕር በራኺ ሓደ ካብኣቶም ኢካ ወርቅና ንምዕቃብ ካኣ ግደ ኩሉ ኤርትራዊ እዩ ባህላዊ ጉዳያት ካኣ ወርቃዊ መጽሓፍ እዩሞ ንምዕቃቡ ብሞራል ንዋት ንምሕጋዙ ከይተሓለልኩም ጻዕርኩም ኣካይዱ እንዳ ዜና ብፍላይ ክፍሊ ማእገርን ፍኖተ ሂወትን ማህደርን ካሜራኩምን ማይኩምን ካብ ከም በዓል በራኪ ዝእይመሰሉ መንእሰያት ንዝያዳ ናህሪ ሰነድ ቀጽሉ
@samrawitisak4324
@samrawitisak4324 4 года назад
I can't stop crying.
@KidunHabibi
@KidunHabibi 4 года назад
Beraki abi seb mkulul goyta tebay nberelna jigna jigna eyu zwold love you so much
@edengezai6444
@edengezai6444 4 года назад
Me too
@edengezai6444
@edengezai6444 4 года назад
Me too 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ruf908
@ruf908 4 года назад
Me too
@alt4440
@alt4440 4 года назад
Me too long live eri🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️✊🇩🇪
@meramera9832
@meramera9832 4 года назад
ሕጂ ግርም ጌርኩም በርየ ጅግና ሓደ ካብቶም ንምካሓሎም ዓበይቲ ስነጥበበኛታት ኢኻ'ሞ ኣጆኻ ኣብጎድንኻ'ለና
@medhaniefekadu7056
@medhaniefekadu7056 4 года назад
You make me cry bro ከማኻ ይብዝሑላ እዛ ብርኽቲ ሃገር። ጅግና ወዲ ጀጋኑ
@ggmm2340
@ggmm2340 4 года назад
One of my favorite Eritrean artists! ግንባር ደቀምሓረ is one of the best!
@senaittesfay4460
@senaittesfay4460 4 года назад
እንቃዕ ሓወይ ኾንካ ፣ ጹሩይ ሕርክራክ ደይብሉ ኤረትራዊ በራኺ ጅግና አብ ልበይ ሰፈርኻ
@bitewistheonlyeritreanhero8411
@bitewistheonlyeritreanhero8411 4 года назад
በሬ ጅግና ብሉጽ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ😍😘😘😘
@fitsumgebrezgabhir7201
@fitsumgebrezgabhir7201 4 года назад
በራኪ ወዲ አሃዶይ ከም ዝነበርካ ሕጂ ፈሊጠ ናይ ብሐቂ ታሪክ ድሕሪት መሊስካና ክሳብ ዓዲ ሃኪን ብሐንሳብ ነርና አጆካ አይትሕመቅ ይከታተለካ እየ ሩሑስ ብዓል ናጽነት ንኩላትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-vy3jz5uz5m
@user-vy3jz5uz5m 4 года назад
መዓስ ዓመተ ምህረት ዓዲ ሃኪን ኔርካ ክቡር
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 4 года назад
ኣነ ውን ምስ ኣማኒኤል ሓወይ ኣብ 525 ብሓደ ከምዝነበሩ ሕጂ ፈሊጠ፡ ምናልባት ስነጥበባዊ በሬኮ እንተዘይዘከሮ፡ ብርግጽ ሓወይ እንተዝህሉ ግን ምዘከሮ ኔሩ። ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሓርበኛታት ሰማእታትና! ዓወት ንሓፋሽ!
@akileakile3263
@akileakile3263 4 года назад
Fitum gebrezgabhir ኣይነበርካን ስቕ ምባል ይሕሸካ ኣይተግፍሓያ።
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 4 года назад
በርኽ ጅግናኣ ናትካኣ ጂግንነት መግለጺ ስኢነሉ ስውኣትና 🔥🌷🔥ሓቆም እድዮም ክትጸንሕ ተመነዮምልካ ታርኮም ክትስንዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ቤርኽ 💙🙏💮💯🌸🇪🇷
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 года назад
*ኣቱም፡ዕስባት ናይ ወያነ ነዚ ታሪኽ ናይ ኣቦታትና ከተህስሱ ከተቃልሉን ትውዕሉ ካብዚ ተወከሱ ካብቶም ግዳይ ሃገር ዝኮኑ ሓደ ካብኣቶም ውጻእ መዓት በራኪ እዩ ኣጆካ በራኪ ሓወይ በዓል መትከል*
@user-ix6gs2bd1i
@user-ix6gs2bd1i 4 года назад
ንህግደፍ ኢሎም ድዮም ሞ ተሰዊኢም ነጃውስ
@senaitkidane7460
@senaitkidane7460 4 года назад
Kedai kedika aloka buabilka tfai risi kubo intay tuzareb keman aytfeltin kofkaf agame, aytmxui nabana kondafat,
@eyob951
@eyob951 4 года назад
@@user-ix6gs2bd1i stibt resah men eyu zibleka xelam mexae
@filmon5121
@filmon5121 3 года назад
Entay malet eyu luekat weyane seb hasabu kfelale ykael eyu ab hade nmmxeu Kea ysrah ezi zerebrebena nay hgdef zereba aytdgemelna
@arongebremical435
@arongebremical435 3 года назад
Keila sekbal bal kulu gezei ab xlei zenbar yelan entrfo ezei regum wadei afwrqei takan
@user-kr3px4hw1e
@user-kr3px4hw1e 4 года назад
ዋውውው ኣታ ከዕብደኒ ኢዩ እዚ ወዲ ፡ገለ ቴለፎኑ ደለዎ የለን
@user-eh6fx2vc4c
@user-eh6fx2vc4c 4 года назад
Nay alene dalka
@user-kr3px4hw1e
@user-kr3px4hw1e 4 года назад
@@user-eh6fx2vc4c እወ ሃበኒ
@mamadesugidu6033
@mamadesugidu6033 4 года назад
Tsbuk neru tele natu entethbuna
@user-eh6fx2vc4c
@user-eh6fx2vc4c 4 года назад
Be shamo Facebook alw
@senaithabte2043
@senaithabte2043 4 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷merhaba artrawi jgna amlak edmen tianann yhabka
@fishmesfun823
@fishmesfun823 4 года назад
Betamie zefeteweka sene tetbebawi berkaki ajoka bertea
@fetawihaki3672
@fetawihaki3672 4 года назад
Iseias wedi Shekatit Suwa, #HAGERNA Gidefelna kid nab Adika Tembien, Jeganuna Ab GudGad #ERAERO Asfirka keribka eka wedi Shermuta.
@hevennatey417
@hevennatey417 4 года назад
ኩበር ሐወይ ብሐቂ ገልጺ ታሪኽ ኩሉና ኣብጎንኻ ኣለና ቀጽል ሀገረይ ዚበለ ተዘኪሩ ይነብር ወዲ ጅግና ዉሉድ ኤረና ቀጽል
@yoditrussom4601
@yoditrussom4601 4 года назад
Wow bluxe eritrawe derafey n berki zuftu like
@natinati7457
@natinati7457 4 года назад
በራኺ ንሕናስ ኣበይ ንፈልጠካ ዘይፍቕሪ ሃገር'ዩ ኣራኺብና ❤️ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና ❤️
@awettekeste5801
@awettekeste5801 4 года назад
ኣነ ክም በራኪ ጌሩ ዝምስጠኒ የለን ጽቡቅ ስራሕ ሓወይ ናተይ ቀጽሎ ብዓል ታሪክ ንኡስ ጅግና።
@sunlightfessehaie5929
@sunlightfessehaie5929 4 года назад
Waw its my first time I heard him; I feel sham,,,he is a great person, god bless y wedieri🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷❤❤
@misiambeyene2568
@misiambeyene2568 4 года назад
ኣጆኻ በርየ በርትዕ ኣነ ኣብ ደርፊ ብዙሕ ሰማዒ ኣይ ኮንኩን ግን ደርፊ ናይ በራኺ ግን ንእስነተይ መጋሰይ የዛኻኽረኒ።
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 года назад
15:00-16:00 ፕሊስ ስምዕዋ በራኺ ንኸይስዋእ ንሓልዎ ቓል ብጾቱ!! ቸካንዩ ልበይ ሕጂ ግን ብልቢ ነቢዐ ንስዉእ ሓወይ ክኣ ዘኪረ
@Dani_dino_4
@Dani_dino_4 3 года назад
ናይ በሓቂ ልቢ ዝነክእ ቃላት ዩ ኣጆካ፡ኪ ወዲ ኤረይ
@mathu4616
@mathu4616 4 года назад
ጅግና ተቐባሊ ሕድሪ! ሕድሪ ስወኣትና ዘይጠለምካ ኣንበሳ💪🇪🇷 ጹኑዕ ኣብ መትከሉ ጅግና 💪💪💪✊️✊️✊️🇪🇷!!
@eriethiomusic4461
@eriethiomusic4461 4 года назад
ዝገርምዩ ዘሐብን ታሪኽዩ ፡ ሕጂ ኻኣ ብ እልፊ ናይ ኣዛብእ ኛምኛም ጸሚምና ወዳኢቶም ትምጻእ ፡ ብራኺ ዕድመን ጥዕናን
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 года назад
መርሓባ ጅግና!! ብ ተጋደልትና፣ ስንኩላትና፣ ስዉኣትና ዝመጸት ሃገር ኣብ ዝሃለና ንሃሉ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና💪ህግደፍ👈ወይ ሞት!!✊።
@dejenseltene2360
@dejenseltene2360 4 года назад
Klea suk bel lekbat
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 года назад
@@dejenseltene2360 ክክክ ድቓላ በላዒ ኩዑንቲ ሱቕ ኢልካ ተወሸብ ኣብ መቓብር መቐለ ሆቴል ተዳሂልኩም ቦኽሪ ኣብ ኣፍሪቃ ብ እምኒ ኦሮሞ ክክክክክ
@maherichkullegebregergsh2742
@maherichkullegebregergsh2742 4 года назад
ባራኺ ናይ ብሓቂ ኣብ ካብ ታሪኽ ዝተወልደ ኣብ ታሪኽ ዝዋዓለ ታሪኽ ዘዘንቱ ዋርሳይ ናይ ብሓቂ ዕድለኛ ሃገር ነቶም ብመብረድ ታሪኽ ስሒሎም ዘረከቡኻ ጀጋኑ ሕድሮም ምጽናዕኻ ሓበን ተደረር ዋርሳይ ዋሕስ ልእላውነት
@user-rj8rn1eg3r
@user-rj8rn1eg3r 4 года назад
መግለጺ ሲነልካ በራኪ ኤርትራውነተይ ዝሃበኒ የሕዋተይ ኢዮም
@keihbahri3671
@keihbahri3671 4 года назад
Iwey iza eritra taweytla jigna iteykedu jigna titki 💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌹🍀🍁
@user-pk8ey6tk2d
@user-pk8ey6tk2d 4 года назад
ኣዚየ ዝፈትዎ ስነ ጥበባዊ በራኪ ኣጆካ ቀጽሎ
@semeretesfahiwet2125
@semeretesfahiwet2125 2 года назад
👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
@yohanaasefaw9110
@yohanaasefaw9110 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በራኪ ጅግና
@habtomblackman9649
@habtomblackman9649 4 года назад
Beraki star fo our county we are proud of you king of Love you keep it up going to another good luck for everything 💯💯💯🇪🇷💪🤟
@nafqotaleni3450
@nafqotaleni3450 4 года назад
በራኺ ጅግና ወዲ ህዝቢ
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 года назад
Nafqot 👍🔥🌻💐🐪🇪🇷🌷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌻🔥💐🇪🇷🇪🇷🔥🇪🇷🔥🇪🇷💐🐪🐪💞💐🐪🇪🇷💞🌻🔥💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔥
@freweiniabaraha8204
@freweiniabaraha8204 4 года назад
Jignu Hewi jeganu I'm so proud of you
@yoyoshee9725
@yoyoshee9725 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በራኺ ሓውና ካብቶም ንምክሓሎምን ንኾርዓሎምን መንእሰያት ስነጥበባውያን ኤርትራ ሃገርና።
@peaceforall7653
@peaceforall7653 4 года назад
በራኺ ኤርትራዊ ሓወይ ፡ታሪኽ ስውኣትና ኢካ ብሓቂ ታሪኽ እቶም ሂወቶም ዝሃቡና፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ። Im proud of being eritrean .
@user-dt5rr6gu7i
@user-dt5rr6gu7i 4 года назад
ቤሬ መጋድልቲ ናይ በሓቂ ከም ናይ ሽዑ መንእሰይ የለን ብጀካ ፍቅሪ ክብርን ካልእ ዘይፈልጥ ኣባ ጥረግ ገናሽል ሓሊፎም
@gebreamlakkahsay9303
@gebreamlakkahsay9303 4 года назад
Jigna wedi jeganu we are proud of you brother keep going
@abebaghebre6840
@abebaghebre6840 4 года назад
MerHaba Beraki jigna werasi Hdri, mekhberi bxotu, wenani TiUm dmxi, nay bHaqi Lbi ztnkf zereba!! Rezin tarikh'yu zelo ab wshTkha'mo bejakha ab xHuf ketesfro fetn entekilka. Bzkhone kulom derftatka nbaElom tarikh'yom. anequa kulu gizie derftatka enanebaEku'ye zestemaQrom, Hjiwn nbAtey kqoxaxero aykealkun.Edmen TiEnan yhabka!! Rhus Q!!niyat beal naxnet deqi EREY meArey!!! Thanks ERI TV!!!!!
@alextek8741
@alextek8741 4 года назад
Wedi Ere jigna, nai men de a kt wesed💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@sabatekle6948
@sabatekle6948 4 года назад
ኤረይ ዓደይ ሃገረይ ኢዛ ምድረ ታርኽ ምድረ ሰማእታት ንዓኻን ከማኻን ዘፊረየት ንእግዛብሄር የመስግኖ ድምጻዊ በራኺ ናይ ጀጋኑና ወራሲ ሕድሪ ዕድመ ይሃብካ
@hadishketema1545
@hadishketema1545 4 года назад
ባታዕሚ ጅግና ስነጥበባዊ በራኪ ገብረመድህን ልዑል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@MuseTmiden-eh6gb
@MuseTmiden-eh6gb 6 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዘልኣለሞ መንበረልና
@22danielzula
@22danielzula 4 года назад
He is hero and amazing man talented thanks eri tv thanks beraki
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 года назад
በራኪ ንፉዕ ስነ ጥበባዊ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@amlesomfshyefshaye4556
@amlesomfshyefshaye4556 4 года назад
The hero man alway keep it our history .lam appreciate you are my teacher .በራኺ ጅግና አጀኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎸🎸🇪🇷🇪🇷❤❤ super
@biniamasmara3799
@biniamasmara3799 4 года назад
One of our best 🌹🇪🇷👏🏽✌🏾❤️💐
@helenmengs9453
@helenmengs9453 4 года назад
I respect you. You are the star of Eritrea💓
@aziebtekle792
@aziebtekle792 4 года назад
Beraki you are my hero I love all your Songs
@bereketgrmay7790
@bereketgrmay7790 4 года назад
ኩቡር ስነ ጥበባዊ ባራኺ እንቓዕ ብሰላም መጻእካ ኣድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 4 года назад
አዋዋዋዋዋዋ ለማዓንት ናይ ብሓቂ ናይ ልበይ አየ ተሓግሰ ንቲ ኽብር ስነ-ጥበበኛ በሬ ሃገርና ማዓል ዓብይ ታሪኽን ኤርትራዉነት ባሃሊ ዝሓዘለን ምስ ራኣኩ ዕላሉ ምስ ሰማዓኩ ዝተሰማዓኒ ስምዒት ሓበን አዩ ኤርትራዊ ኽትከዊንሲ ብሓቂ። አዋይ ኣታ ኣነስ ኣዝየ ከማን ተሰምዕኒ ስለምንታይ ንዚይ ኽሉ ታሪኽ ዝሓዘለን ዝሕለፈን ዘይርሳዓ ድሕረ ባይታ ዘለዎ ኽብር ስነ- ጥበበኛ ሃገረና በራኪ ገረመድህን ኽሳብ ሕጂ ምስ ህዝቢ ዘየላለይዎ መደብ Eri TV አዚ ኽሉ ኽትገብረን ኽተቅርብልናን ኽተላልይናን ንዚ ግን ዘግዕኽና አኪ አሞ ዳሓን ግን ይርዳኣና አዩ ጻዓቂ ስራሓ አዩ Eri TV መደብ ሕድሪ ። በሬ መምህር ስነ-ጥበበ ሃገርና መምህር ታሪኽ ናይ ሃገርና መምህር ብሃሊ ሕብረተሰብናን ሃገርናን መምህር ባዓል ዘይሕለል ሓቦኛ ተስፋ መንአሰይ አዛ ለዋሃ ሃገርና። አንታይ አሞ ቃላት የብለይን ስራሓኻን ፍልጠትኻን ታሪኻን ብቃለይ ኽገልጸኻ ኽብር ስነ-ጥበበኛ ሃገርና ኤርትራ በሬ። ማዓል ምሉ ተስፋ አየ'ኻ አዘን ዝበልኻና ሓደስቲ ደርፍታትኻ ከምተን ቀዳሞት ደርፍታትኻ ኣብ ልቢ ኤርትራዊ ዓቢ ትዝታ ኽሕድራ። ዓወት ንሓፋሽ ወትሩ ኣብ ልብና ሰመኣታትና ንህጻ ንልምዓት ንሃገርና ፍቅሪ ሓልዮት ንህዝብና ይግበረልና ፈጣሪ። ርሑስ ባዓል ምአታዉ ቅንያት ባዓል ናጽነት ንመላ ህዝብና ኣኣብ ዘለናዮ ይኽነልና ይሕዋት።
@atemariam
@atemariam 4 года назад
በራኪ ብኩሉንትንኡ ጅግና መንእሰይ ። ከምቲ ንብጾትካ መግለጺ ዝሰኣንካሎም ኣነውን ነዓካ ክገልጸካ ዓቅሚ ይሓጽረኒ።ብዝኮነ ብዝሕ ታሪክ ኣለካ ቓልካ እይትዕብር ብዙሕ ሰሪሕካ ኢካ,ሞ ብዙሕ ውን ይተርፈካ ኣሎ ቀጽሎ ጅግና።ብክፋላት ክቀርብ ዝግብኦ ሓጺሩ እዚ፡ቃለመጠየቅ ።
@freweiniwelday875
@freweiniwelday875 4 года назад
ጅግና ሐውና ብጣዕሚ እየ ዘፈትዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪💪💪💪💪💪💪
@hafizahmed5994
@hafizahmed5994 4 года назад
Waww Beraki jigna qexlo nfue
@fachefachefache
@fachefachefache 4 года назад
Beraki jigna eleka aleku ❤
@user-tq3lb8rn8z
@user-tq3lb8rn8z 4 года назад
Look his face very kind and respectful man woww God bless you my dear brother I love u all Eritrea 🇪🇷 my people
@berhanemesqel9610
@berhanemesqel9610 4 года назад
Betami des zebel tarik barki jigna qexlo
@jaka3099
@jaka3099 4 года назад
እዚ ሬክላም ክከውን ኣለዎ ኢንተርቪው ጌርናሉ ከይትብሉ ኣስፊሕኩም ከተምጽእሉና ንሓትት ዝሰማማዕ እቲ ንግጥሞ
@menkemadmenkemade6559
@menkemadmenkemade6559 4 года назад
Beraki wedi halal meret jegna !!!
@helenabraham6625
@helenabraham6625 4 года назад
Beraki jgna admen tanan yhabeley ruhus beal naxnat ygberelkum deki eirey
@tesfaygere4435
@tesfaygere4435 4 года назад
በራኺ ማለት ጂግና ናይ ጀጋኑ ብጣዕሚ ደስ ዝቢል ደርፍታት አዩ ዘለካ ባህሊታቲን ታሪክን ዘዘንቱ ደርፊታት ቀጽሎ ቀጽሎ ጅግና ሃዉና በራኪ ግን ኣቱም Eri.Tv ነዚ ደኣ ግዜ ኪትህቡዎ ነርኩም አንበር አቶም ሃገር ብከመይ ከምዝመጸት ንኣሽቱ ወለዶ ክንፈሊጥ እቶም ዝፈልጡ ከኣ ዪድገመሎም ሶ ኽድገም ኣለዎ አዚ ትብሉ አስከ አታ ንግጥማ ጽቅት ኣቢልኩማ ሕለፉ so love yu ኢረይ ጻዕዳ
@user-vt7ms8iq5j
@user-vt7ms8iq5j Месяц назад
በራኪ ጅግና ባዓል መትከል አጀኮ
@hannazecarias5297
@hannazecarias5297 4 года назад
ኤሪ ቲቪ ኣዚኩም ደንጉኩም ስጋብ ሕጂ ነዚ ጅግና ወዲ ምስ ህዝቢ ዘይምልላይኩም ከምዚ ጅግና ብዙሓት ኣለው ስነጥበባውያን የሕዋትና ምስ ህዝቢ ከተላሊዋም ታሪኮም ክፍለጥ ክሕብር ይደሊ ሰሰናዩ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ሩሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ይግበረልና።
@EritreaGodbless
@EritreaGodbless 4 года назад
ሕጂ ከማን ሰብ ሲእኖም ኣንበር ዘገልገለ ዘይ ፍቶ ።
@jwow8821
@jwow8821 4 года назад
መጀመርታ ንመደብ ማእገር ምስጋናይ ከቅርብ :: ብምቅጻል ንኹሉም ምእንቲ ናጽነት ዝወደቁን ንምውሓስ ሃገር ዝተዋደቁን ከመስግን ፍቀዱለይ :: ኤርትራዊ ብጀካ ብቁጽሮም ውሑዳት ገዲፍካ ኩሉ ጅግና አዪ :: ንኹሉ ኣብ መስኮት ቴሌቪዥን ከተምጽኦ ተዝካኣል ነይሩ : ክንደይ ጽቡቅ ምነበረ :: ናብ ዋና ጉዳየይ ክምለስ ግን : ኣብ ዓምዲ ርእይቶ (Comments ) ዘተኮረ አዩ :: ብዙሓት ንናጽነት ዘቆናጽብ ጽሑፋት ዘቅርቡ ምርኣይ አዩ :: ናጽነት መጺኡ ቃልሲ ዘብቅዕ ስለ ዝመስሎም አዩ ይመስለኒ :: መብዛሕቶም ከምዚ ርእይቶ ዘለዎም ኣብደገ ዝነብሩ ሰባት ኮይኑ ይመስለኒ :: ስለዚ ነዞም ሰባት እዚኦም እቲ ዝነብርሉ ዘለዉ ሃገራት ብመስዋትን ጻዕርን ዜጋታተን ከም ዝቆማ ምፍላጥ የድሊ :: ስለዚ ምኽረይ ታሪኽ ኤርትራ ዘየሕብነኩም ወይ ውን ዘይምልከተኩም አንተኮይኑ ኣብቲ ይምልከተና እትብልዎ ምኻድ ይሕሸኩም :: ካልእ ምናልባት ፍልልይ ኣብ መንጎ ናጽነትን ሓርነትን ዘሎ ፍልልይ ዘይምፍላጥ ውን ክኸውን ይኽእል ኢዩ :: ናጽነታዊ ቃልሲ ኣንጻር ባዕዳዊ ገዛኢ ክኸውን እንከሎ : ሓርነታዊ ቃልሲ ካኣ ኣንጻር ዘይፍትሓዊ (ምልካዊ) ወዲ ሃገር መራሒ እትገብሮ ቃልሲ ኢዩ :: ቅድሜና ንነዊሕ ዓመታት ኣቀዲመን ነጻነተን ዝተጎናጸፋ ሃገራት ህዝበን ግን ገና ሓርነቱ ንምጉንጻፍ ዝቃለስ ዘሎ ህዝቢ ብዙሕ ምጠቀስኩ :: ንምሕጻሩ ዝኣክል ግን ሱዳንን ኢትዮጵያን ክጥቀስ ይክኣል :: በጃኻትኩም ኣንብቡ ናይ ዘዘለኹሞ ዓዲ ታሪኽ ውን ፍለጡ : ታሪኽኩም ንምፍላጥ እንተሓገዘኩም ::
@hannazecarias5297
@hannazecarias5297 4 года назад
@@robelmelake346 Thanks robel
@gobodena7567
@gobodena7567 4 года назад
እልፊ መውደኽደኺ ናይ መዲያ ከሙውን ወጻኢ ናይ ምኻድ ዕድል ይረኽቡ በዓል ኢዚ ጂግና ከኣ ተጸቒጦም ይሓልፉዎ ኣለዉ
@sssg9010
@sssg9010 4 года назад
Wedi Eri jegna wedi jeganu Berakii haweyy 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 btamii hayall seb eika egzabhirr admen teanan yehabka.ajoka wedi Eri serahi keyaa🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@followyourheart7766
@followyourheart7766 4 года назад
Waw. Kemay zebele jegna menesay eyou. What an amazing young man he is full of real stories. This story should be published.❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@erimassawa773
@erimassawa773 4 года назад
በራኺ ክንዲ ሽሕ ጂግና ደውዲ ኤሪ ባዓል መትከል ነቕ ዘይብል መትከሉ ይሕበነልካ ከም ሓወይ እንቁዕ ኮንካ ጂግና ጀጋኑ
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 года назад
Eir 👍🇪🇷🔥🌻💐🇪🇷💞🌷💐🌻🔥🌻💐🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞🔥🌻💐🇪🇷💐💐🌻🌻🔥🇪🇷🇪🇷
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 года назад
Eri👍🇪🇷🔥🇪🇷🔥🇪🇷🌻🇪🇷🌻💐🇪🇷🐪🔥🇪🇷🐪🇪🇷🐪🔥💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🐪🇪🇷
@tahgasbahlbi6659
@tahgasbahlbi6659 4 года назад
በራኪ ጂግና ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhanehaftemariam9756
@medhanehaftemariam9756 4 года назад
ኩቡራት ኤርትራውያን ኣሕዋተይ መጀመርያ ሰላም ሰላም ኣኣብ ዘለኽሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሩሑስ ባዓል ቅንያት ናጽነት ይግበረልና !!! ንመላኣ ህዝቢ ኤርትራ በሬ ሓወይ ካኣ ኣዝየ ካብቶም ዝሕበነሎም ደረፍቲ ናይ ኤርትራ እካ ኣጆካ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ ስራሓካ ካኣ ዓወትን ኣሳልጦ ይምነየልካ ።💐🇪🇷🌹💙💚❤️💛🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💪💪🙏
@mrtm5090
@mrtm5090 4 года назад
Anta abedekum zelo naxnet u tzarebu zelekum drbayat
@issackberhane5136
@issackberhane5136 4 года назад
ኪሳብ ሀጂ ኣብ መትከሉ ቀት አሉ ዘሎ በራኪ ጂግና ዋርሳይ ኪሰን ኣብ ጎንካ ኣለና
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 4 года назад
ኣምሺ ኪድ ኣብ ኡ መትከልካ ኣጽንዕ
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 Год назад
Wow what a great talented young man proud of you keep going my humble brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@user-uu3tj1lu1l
@user-uu3tj1lu1l 4 года назад
"ዋውው በራኺ ጽቡቅ ዕላል
@yordi1683
@yordi1683 4 года назад
Zifetwo derafay hagerawi ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aaaeee1361
@aaaeee1361 4 года назад
Wawwwwww berki germedhn edmen tenen yhabka lbka ztkf tarik god bless you nice
@memoriesneverdie2875
@memoriesneverdie2875 4 года назад
ዘይተዘመረሉ ጅግና ጥበብ !! እንታይ ደኣ ፡ ነዓይ ከምኡ ዘይመሰልካኒ ፡ እንታይ ኮንካ ኣነ ከክብረካ ዝግበኣኒ ንስካ ድንን ኢልካ ኣክቢርካኒ ። ለካ ዝተጻዕነት ዓረብያ ድምጺ ኣይትገብርን እያ፡፡ ለካ ንስካስ ጅግና ኢካ ፡ ኣብ ታንኪ ዝዓለለ ለካ ለካ ሓላፍነት ኢካ ተሰኪምካ ድንን ኢልካ ዘክበርካኒ ፥ ጅግና !! ኣብ ጎንካ ኣለና ፡፡
@saratec8742
@saratec8742 4 года назад
I can't stop crying thank you Beraki jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 года назад
በራኺ ጅግና 525 ቮረኮማንዶ ኣቤት መንእሰይ ዝነበረ ኣሕ
@almighebretnsae7992
@almighebretnsae7992 3 года назад
Beraki hawey anbessa thank you for shareinģ G.B.U. Zelalemawi kbren mogesn nswaatna
@hygg9479
@hygg9479 4 года назад
One of my favorite Eritrean artist. Thanks Beraki * Fesami hidri. Just God bless you Hawey* Enkae Eza hager kemzikemaka halewiwa!!!!!!!!!!!!!!!
@user-jl3gg3qw4f
@user-jl3gg3qw4f 4 года назад
ኣታ ጅግና ናይብሃቂ ዘረባ ናይቲ ጊዜ መንእሰይ ጡኡም ነይሩ ሽግርካ ይርዳእ መስዋእቱ ስለ ሃገሩ ብጁ ምኳን ፍሽኽታ ከየጉደለ ኣብ ቀጻሊ የራኽበና ኣጆና እናበልና ክንኣቱ ሂወት ዘይኮነ ሃሞት ኒሩና ኣታ ዋ ሰውራና ንቅድሚት !ኣጆና ደቂ ኤረይ ኣብልብና ሰፈርኩም ስደት እንተወዳኹ ኣብ ማሕላይ ጹኑእ እየ ።
@hannastehaye8845
@hannastehaye8845 4 года назад
WOW what a an inspirational HIRO and highly TALENTED artist that's why we are so proud to be an Eritrean.💪💪💪❤❤❤
@semharyemane5047
@semharyemane5047 4 года назад
thank u mager for bring this guy to show we need more like this😍
@goitomberhane7470
@goitomberhane7470 4 года назад
Thank you wed erey
@shaebianism4258
@shaebianism4258 4 года назад
I can't hold my tears When i see u i can't control my eyes
@berhaneabadi6609
@berhaneabadi6609 4 года назад
Beraki our hero i wish you long life with peace and health my brother
@abrahamteklemariam9478
@abrahamteklemariam9478 4 года назад
He is hero, i Love him.
@dengeleyadefeqri7675
@dengeleyadefeqri7675 4 года назад
Beraki hawey jegena edem tenan yehabka fetari 👍👍👍👍👍👍
@lily-wi3qg
@lily-wi3qg 4 года назад
Thank you so much for sharing your history may the lord jesus christ bless for many years ❤🙏😇🙏💕 thank you my brother💕 🙏😇🙏
@ksanet14ever63
@ksanet14ever63 4 года назад
መርሓባ ብሩኸይ ኣዝየ'የ ሕቡን በኣኻ, ክብሪ የሃብካ መኽበር ታሪኹ
@merhawitmt2319
@merhawitmt2319 4 года назад
Wedi erey mear welela. Abi seb beal meatkel bertelna sesunlna netom mstselaetom zwgnu , nezi jgnnet resiom zeshkaellu tmhrti. Zerebaka msemaeku nbatey mtsini Beraki hawey ambesa. Thank u.
@asmeraasimerinounosko9901
@asmeraasimerinounosko9901 3 года назад
Beraki jigina live long life our brother we love you stay in my lovely country
@rahelberhane3585
@rahelberhane3585 4 года назад
Berakhi nskha bhaki sebawinet zeleka seb hakegna Eritrawi hagerawi metkelawi menesey ekha bzuh wen ntsbeyeka srah alo ketslo kemtedmie kea ayntaraterin ena We're very proud of you jigna💪🇪🇷💪
Далее
WHY DOES SHE HAVE A REWARD? #youtubecreatorawards
00:41
▼ОНИ ЩУПАЛИ МЕНЯ 👽🥴
32:00
Просмотров 531 тыс.
Дайте газа! 😈 #shorts
0:27
Просмотров 2 млн