Тёмный

ERIPM | መልእኽቲ ሓፍቲ ስውእ ይብራህ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ኡጋንዳ 

ERIPM
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 90 тыс.
50% 1

Join ERIPM Membership:
/ @eripmeritreanpublicmedia
Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our RU-vid channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.

Опубликовано:

 

14 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 497   
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 16 дней назад
ኣቱም ደቀይ ኣነ ከም ኣደ ሓንቲ ክመኽረኩምን ክብለኩምን ዝደሊ፡ እዚ ዓስቢ፡ ሓጢኣትናን በደልናን ዓመጽናን እዩ፡ እሞ ፡ ኩሉ ኣነ ደጋፊ እየ ተቛዋሚ እየ ትብል ኩሉ ካብ ክፉእ ዓመጽናን ግፍዕናን፡ ዓላውነትናን ረሲእነታን ክፉእ፡ ግብርናን፡ ብንስሓ ናብ ኣምላኽ ንመለስ፡ ኣምላኽ ከኣ ክምለሰልና እዩ። እዞም ደቀይ እዛ ዓወትና ብቕልጽምና እትብልዋ ዘሎኹም፡ ነቲ ቕልጽም ዘጽንዕ እግዚኣብሄር ንድሕሪት ገዲፍካን ገዲፍክን፡ ብውልጽምና ትብልዎ ዘሎኹም፡ ዕድመን ጥዕናን ዝህብን ብህይወት ዘንብረና ዘሎ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓዲግና ዝመጽኣ፡ ዓወት የልቦን። እቲ ዝምክሕሲ ብእግዚኣብሄር ይመካሕ ይብለና ቃል ኣምላኽ፡ ኣብ ሰው ዝውከል ርጉም ይኹን ይብለና ቃል ኣምላኽ። ሕጂውን ናብ ፈጣሪና እግዚኣብሄር ብንስሓ ስጋብ ዘይተመለስና፡ ሰላም ኣይመጽእን እዩ። ሰላም ካብ ኣምላኽ እዩ ዝመዝእ፡ ሰላም ብቕልጽም ኣይመጽእን እዩ። እቲ ደም ዘሰሰ ደሙ ኸኣ ብኻልእ ክፈስስ፡ እዩ ይብለና ቃል ኣምላኽ። እስኪ ካብቲ ዝቐደመ ናይ ጀብሃን ናይ ህግደፍን ንምሃር። በጃኻትኩም ደገፍቲ ኢና ትብሉ ተቛወምቲ ፡ ምስትውዓል ይሃልኹም ፡ ንምንታይከ ደምኩም ደመ ከልቢ ኾይኑ ዝተርፍ፡ በዚ ኣካይዳ እዚ ዝመጽእ ሰላምን ነጻነትን የልቦን፡ በጃኹም ናብ ልብኹም ተመለሱ። ከፍ ኢልኩም ክልተ ግዜ ሕሰቡ። እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ ፡ እየሱስ ዘይብሉ ህይወት የብሉን። ኣስተውዕሉ ክልተ ኣሕዋት ኢኹም ትጣፍኡ፡ ዘሎኹም፡ ንምንታይከ ድራር እቲ ክፉእ ጸላኢና ዲያብሎስ ትኾኑ። በጃኹም ለዋሃት ከም ርግቢት፡ ጎርሓት ከም ተመን ኩኑ፡ ኣምላኽ ብኹሉ ምስትውዓል ይሃብኩም። ብምስትውዓል ተባረኹ።
@AruTesfu
@AruTesfu 16 дней назад
btaemi des zebl mkri weladit
@BitaniaNatna-4yx
@BitaniaNatna-4yx 16 дней назад
​@@koala10ishቡሩኻት ኣፍኩም ጥዑም ተዛረቡ እንታይ ጸገም ኣለዎ እሞ ህዝባዊ ግንባር ኤርትራ ኢዩ ዘሎ ስደት ኮይንካ ኣይድገፍንዩ ዓድኹም እተዉ ምቅታል ከኣ ኣብቲ ግንባር ውጽእ እልካዩ እቶም ቅትለት ትኣምኑ ኣምላኽ ነዚ ሒዝኩም ዘሎ ክፉእ መንፈስ ይስበሮ 🙏
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 16 дней назад
Xerfe bede xlat ente bezhu wla ne sedrka eka teqtl , amlak da selm yhbna ember
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t 16 дней назад
ከም ቃልኪ ይግበረልና ፈጣሪ ኣንቲ ናይ እግዚኣብሄር ሰብ።
@daniyohanes
@daniyohanes 16 дней назад
ንሕና ኣብቲ ሓቂ ኣብቲ መገዲ ኣምላኽ ኢና ዘለና ፥ ንእሱራት ክነድሕን ንድኻታት ክነደሕን ንውጹዓት ፍትሒ ክንህብ ንህዝብና ካብ ባርነትን ጥሜትን ከነውጽእ ኢና ንቃለስ ዘለና እዚ ማለት ክኣ ስራሕ ኣምላኽ እይ፥ ንምንታይ ግን ምስቶም ደገፍቲ ሰሪዕኽና ንባዕልኺ ስነስርዓት ከድሌኪ እዩ ከመይ ጌርኪ ምስቶም ሰይጣውንቲ ጨሚርኪ ክትምዕድና ትሓስቢ ንባዕልኪ ናብቲ መገዲ ኣምላኽ ምጺ ፥ ንሕና ተቃለስቲ ኣበር ዝብሃል የብልናን ሱቅ ኢልኪ መጸጸጽ ኣይትበሊ ወላ ሰበይቲ ኹኒ ንንሕፈኪ ከይመስለኪ
@Gal_tgray
@Gal_tgray 15 дней назад
ኣታ ኣሕሕሕሕ 😢ከምዛ ዝፈልጦ ካብ ዓይነይ ምክዋል ኣቢኒ እምበር ኣነስ ዋይ ንኡስ ሓወይ 😭😭😭😭😭መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፅንዓት ይሃብኩም 💔😥 ኣጀኩም 💙💙
@yesno5335
@yesno5335 14 дней назад
ደሓን ኣጆና ጥራይ አዛ ዝሞሽሞሸት ስርዓት ሻዕብያ ኣብ ዕርበታ ብሉጻት ተኽፍለና ኣላ ግን ብሉጻት ከፊልና ደቂስና ንሓድር ኣይኮናን
@lmlmali79
@lmlmali79 16 дней назад
ፅንዓት ይሃቡኩም ንመላእ ስድራን ፈተውቱን መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ኑኡሰይ😢😢😢😢😢😢😢
@user-dc3jt3zp2s
@user-dc3jt3zp2s 16 дней назад
መንእሰያትና ዘንበዔ ክነብዕ እዩ ዝነብር ሃይለ መስፍን ምስ ብጻይካ ወዲ ውርቁ ብሰላም ዕረፉ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Ykgxu
@Ykgxu 13 дней назад
ጎይታዋይ ብሰላም ዕረፍ ወዲ ወርቁ ጅግና ሓውና ብዓል ሕልና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ ወድነይ😭😭😭💔💔😭😭
@YordaGerye-mt2js
@YordaGerye-mt2js 14 дней назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዝሓወይ 😭 🖤💔ፅናዓት ይሃብኹም ንኩልኹም ደለይቲ ፍትሒ ብርገድ ንሓመዱ ኣሕዋተይ🙏💙💔
@ygg949
@ygg949 9 дней назад
ይብራህ ሓወይ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ንኩሎኩም በርገድ ንሓመዱ ፅንዓት ይሃብኩም😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔😭😭💔💔
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px 13 дней назад
ፅንዒት ንመላኣ ደለይት ፊትሕ ብሰላሞ ዕረፉ ወዲ ወሪቅ😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭
@merimehari2577
@merimehari2577 16 дней назад
አግዚኣብሄር ኣብ የማናይ አዱ ይቀበልካ 😭😭😭😭😭
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 16 дней назад
ናበይ ናበይ ኢና ንጋዓዝ ዘለና እዛ ሎሚ ኒእሽተይ ትመስል ነሳውራ ዘለና ጽባሕ ማዕረ ክንደይ ከምተክስረና ዶ ኣይስቆረናንን ኢዩ ፡ እግዚኣቢሄር ብምሕረቱ ይብጸሓና ኣሕዋተይ ❤ ኣብዚ ሎሚ ንሰቫት ብሓሳብት ክንስዕሮም ንጽዓር
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 16 дней назад
Yes 🙌
@bitsitisolomon6804
@bitsitisolomon6804 13 дней назад
Yes
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 15 дней назад
ወለዶ ሎሚ ኣብ ዕላምኡ ነኺሱ ከየመዛዝን ኣብ ርሑቕ ፍትሒ ድለያ ኢልኩም ከተቃትልዎ ብዓል ብጫ ፡ግዳ ኣሎ ግዜ ብራኸ ንቕሓቱ ምስ ረኸባ ቅድም ንዓኹም ነዞም ሓዊ ትዘርኡን ሓኒቑ ክቀትለኩም ዩ ።ፈላሊኻ ብኽያት ሰራም ኣካይዳኹም ቆሊኹም ብልዕዎ ከም ሰባት ግን ንኹሎም ኣደዳ ክፍኣትኩም ዝኾኑ መንግሰተ ሰማይ የዋርስ ። ደቅኹም ሓቒፍኩም ደቂ ገርሂ ልባ ተራስኑ ንትዕዝብቲ እምበር ጽባሕ ኩሉ ምስ በርሃሉ ንኡስ ኣብ ክሳድኩም ክጥምጠም ዩ ።
@lemlemlemlem5614
@lemlemlemlem5614 13 дней назад
እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ልቢኻ እዩ ዝሰብር 💔💔💔 ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ😭😭😭😭💔💔💔
@HdulNrrb
@HdulNrrb 8 дней назад
ፅንዓት.ይሃብኩም.ንመላእ.ቤተሰብን.መሓዙቱን
@hannasebehatu2781
@hannasebehatu2781 16 дней назад
እግዝአብሄር አብ የማኑ ይከበልካ ሐወይ.
@Alice-kr5op
@Alice-kr5op 16 дней назад
ንሐዉና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፈጣሪ ዋይ ንኡሰይ 😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@user-bd2vs4mc9j
@user-bd2vs4mc9j 16 дней назад
ፅናዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ንሓውናለ መንግስተ ሰማያት የውርሶ 😭😭😭😭😭😭😭
@NAraya-nt5xw
@NAraya-nt5xw 15 дней назад
ewaye Tegaru behayele ERitreawean nemukan lokimesemes elikume ketemotu meheferte.
@user-bd2vs4mc9j
@user-bd2vs4mc9j 14 дней назад
@@NAraya-nt5xw ድያብሎስ ቀታሊ ሓው 👹💀
@gualtibxue9336
@gualtibxue9336 5 дней назад
​@@user-bd2vs4mc9jzeyketelo nseb keyketele do ketali ilka yfred iyu? Dehar kea Ahwat endelom lomi mesaweri ab mengo ente atewe xbah kikhyer iyu. Ab mengo Ahwat ayneto. Neu ykherbo. Gegudayu ygber seb. Nmewati wldo menesey kea Amlakh ykebelo
@mamaniel1965
@mamaniel1965 15 дней назад
ጉዳመኛታት ኢኹም፡ ንስድራ ጽንዓት ይሃኣብ፡ እንተ ናይ ስዉእ ግን ንስዉኣት ሸፋቱ ንሽፍታ ድማ ስዉእ ትብሉ ምኻንኩም።
@Heufrfzgfdr
@Heufrfzgfdr 16 дней назад
ፅንዓት ይሃብኩም ደለይቲ ፍትሕን ንመላእ ቤተሰብን ሓውና ለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😭😭😭😭
@Rufta8970
@Rufta8970 16 дней назад
ደለይቲ ፍትሒ ኡጋንዳ ኣብ ርትዒ ንሕና ቀተልቲ ኣይኮንናን ጸዋዕቲ ሰላም ኢና።
@herujunta4777
@herujunta4777 16 дней назад
ፅንዓት ይሃብኩም ኩሉኩም ደልይቲ ፍትሒ ኣሕዋትና💔😭😭😭😭
@g.michaeltzerai7764
@g.michaeltzerai7764 13 дней назад
ብርገድ ንሓመዱ ኣብ ዩጋንድ ብምኽንያት መስዋእቲ ሓርበኛና ይብራህ፣ ብኸምዚ ውዕዉዕን ሓያል መልእኽቲ ንህዝብና ዓቢ ተስፋን ደበስን እዩ፤
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 16 дней назад
Qresate kabedia yeu kunetate Eritreawin ahiwatena😭😭😭💙💙🇱🇷
@hailuweld
@hailuweld 16 дней назад
ክብረት ይሃብኩም ዞም ኣሕዋተይ ኣቦ ፍትሒ ኣምላክ ፍትሒ ይሃበና ነቶም መሳርሕቲ ሰይጣን ካኣ ኣምላክ ይፍደዮም ፈዳይስ ፈዳይ ኢካ ግን ደንጋይ ኢካ።
@michaeltekle66
@michaeltekle66 16 дней назад
መጀመርያ ንመዋቲ ይብራህ መንግስተሰማየ የዋርስ ንስድራቤት ስውእ ድማ ጽንዓት ይሃብ ብተወሳኺ ክብሎ ዝደሊ እቶም ቀተልቲ ምስተፈልጡ አሽማቶምን ዓዶምን ክንገር ጸዉዒተይ የቕርብ።
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 16 дней назад
ንምንታይ ዕላማ ኢዩ ፡ ግዕዞ ቅድሚ ምጅንባርናስ ናበይ ከም ንበጽሕ እባ ንሕሰብ እንታይ ኢዩ ከ እቲ ረብሑኡ ፡ ኣነ ኣነ ምባል እግዚኣቢሄር ዘይፈትዎ ሓሳባት ካብ ኣእምሮና ነወግድ
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 14 дней назад
Tegrawot Deki ADWA eyom Ketilomo. Kid Ne Adwa. Hewket
@tgyhgchggg9259
@tgyhgchggg9259 14 дней назад
​@@asmaerasmaer9441በይዛ ተጋሩ ኪድ/ዲ ተጋሩ ተይልዓልኩም ዘይኮነልኩም
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 16 дней назад
መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ጅግና ስውእ ሓውና ።
@Richagamawit6035
@Richagamawit6035 16 дней назад
ክንደይ ግን ይጭክኑ ከመይ ገይሩ ኣኽኢልዎም እዩ ልዝምልምልዚ ክቀትሉ ፀላኢኻ ቅዝፍ ይበል 😭😭😭
@habtomasmerom576
@habtomasmerom576 15 дней назад
ጽናዓት ይሃብኩም ንመላእ ስድራቤት😢😢😢
@gueshgtsadik783
@gueshgtsadik783 16 дней назад
ፅንዓት ይሃብኩም ።መንግስተሰማይ የዋርሶ እንተቀተልቲን መቅተልትን ግን ብሂወት እንዳተቃፀሉ ክነብሩ እዮም
@tekamsgane9062
@tekamsgane9062 15 дней назад
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንብጻይ ሓውናን ምቃል ጎድንናን መቓልስትናን 💙💙💙 ሰላም ዕረፍ
@SamsomAron
@SamsomAron 16 дней назад
ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ፥ ጽንዓት ንደቁን ብዓልቲ ቤቱን መላእ ስድራን ቤተሰብን የዕሩኽን መቃልስትን ብርጌድ ንሓመዱ
@hiwotgebrehiwot8008
@hiwotgebrehiwot8008 16 дней назад
ፅንዓት ያሀብኩም ደለይቲ ፍትሒን ቤተሰቡን😢😢😢
@user-tg1iv5jo1k
@user-tg1iv5jo1k 16 дней назад
ፅንዓት ይሃብኩም ኩሉኩም ደልይቲ ፍትሒ ኣሕዋትና😭💔😭☝️😭
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 16 дней назад
በዓል ዓቢ ራኢ ብሰላምዕረፍ 💔💔💔
@meharimeles3993
@meharimeles3993 10 дней назад
መንግስተ ሰማይስ ከምቶም ዝሓለፉ ሰማዕታት ንእኡ ንይብርህ ተሓዚኢሉ ተዳልዩሉ እዩ! ኽብሪ ንኣምላኽ ይኹን! " ብሓላፊ ወርቂ ኣይኮነን ገዚኡና: ኽቡር ደሙን ነብሱን እዩ ተበጅዩልና!"
@user-pf5lo1zt7f
@user-pf5lo1zt7f 16 дней назад
ብሰላም ዕረፍ ሓወይ ናተይ
@Ykgxu
@Ykgxu 13 дней назад
ኣሕሕሕሕ ጎይታዋይ ልብና ተሰይሩ ወዲ ወርቁ ወድነይ ልበይ ደምዩ😭😭😭💔💔💔😭😭😭
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg 16 дней назад
ዓሕ ንሓውካ አብ ዓድ ሰድት ክተቲረፊ ክብድ እዩ😢😢😢😢😢
@sesinna1
@sesinna1 16 дней назад
እሞ እዞም ኣከለ ጉዛይ ሲ ዳርጋ ኹሎም እዮም ወጺኦም ፣ ኽንድዚ ቑጽሪ። እሞ ሓቁ እንድዩ ደኣ ዕና እንዳብኦም ዝዕጾ ዘሎ። ኣነ ነዛ comment ተምብቡዋ ደቂ ኣከለ ጉዛይ ብሕልፊ ተወላዶ ሽመጃና፣ ዓረት ሃዘሞ ጾሮና እምኒ ምድርባይ ገዲፍኩም ሕና እንዳ ኣባሓጎኹም ኽፈቱ። ብደንጎላ ዝወርድ መንግስቲ የለን፣ ደሓር ዘጣዕሰኩም ኣይትግበሩ። እዚ መለይ ዶ ብረገድ ንሓመዱ ናዕቢ እስኹም ጥራይ ኢኹም ትዓብድሉ ዘለኹም። ዞባ ማእከል 1.8 million ምሳኹም የለን ካልኦ ዞባታት፣ምህላውኩም ኣይፈልጣን። ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ኣድጊ/ ትግራይ ንሓመዱ ይብልኹም። ኣነንኤርትራ ኸይደ ቀብሪ ወሪደ ዝረኣኽዎ ዝተዓጽወ ገዛውትን ናይ መርዓ ግዜ ዝሓለፈን ደቂ ኣንስትዮ። ኣቦታትኩም ብሂወት ዘለዉ ድማ ብስራሕኩም ጉህዮምን ሓፊሮምን እምበር ዝድግፈኩም የለን። ሕሰብሉ ፣ ኣነ ውን ለውጢ ይደሊ እየ ግን ብኸምዚ ዑዉር መገዲ ስርዓት ስለ ዘይቅየር። እዛ ሓፍቱ ኸ "ትግራይ ሰብ ኣለዋ" ድያ ትብል ፧
@tmelles610
@tmelles610 15 дней назад
Tkikl kbur haw eti haki nsu u abzi nenbailka teketatilka zmexie lewti yelen entrfo nay kulu ksaratat
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 16 дней назад
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንይብራህ ሓውና ፣ አምላኽ ብየማኑ ይቀበሎ:
@abringtsehaye755
@abringtsehaye755 16 дней назад
Ahhhh😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@brananai8977
@brananai8977 14 дней назад
ክንደይከ ከብብድካ ይበልዐካ ጎይታዋይ አብ ሕቁፊ አብራሃም ይሳቅ ያዕቆብ የንብርካ አቦ ሓቂ👏💔💔
@user-wx8hw2pm6k
@user-wx8hw2pm6k 10 дней назад
Egziabher amlak tsiniat yhabkum
@user-pu5xm4oz4l
@user-pu5xm4oz4l 16 дней назад
Very sad RIP 🎉🎄🌿🍀💚💚💚💚💚
@hdjf4
@hdjf4 15 дней назад
ፅንዓት ይሃብኩም ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋተይ😭😭
@bereketkefela4852
@bereketkefela4852 14 дней назад
kubur Hawna wedi werqu mengsty semay yewarska abi yemany edu yqebelka 🕯️🕯️🕯️
@bekrimahmud
@bekrimahmud 14 дней назад
ኣሌ መርሑም ኸልጣን ዘራባ ዉፌይ
@dtguduruy3519
@dtguduruy3519 16 дней назад
ኣብ ገነት ያንብርካ ንእሰይ😢😢 ፅንዓት ይሃብኩም
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 15 дней назад
ኣሕሕሕ ጎይታዋይ ብሰላም ዕረፍ😭😭😭
@zamzammohammed9789
@zamzammohammed9789 16 дней назад
ናይ እዶም ይሃቦም ፍጣሪ ኣጀኩም ፅንኣት ይሃብኩም 😢😢😢😢😢ንድህርት ተይኮነይ ንቅድሚት ሰጉሙ ያሕርነኩም እምበር ኣያበርኽኩምን። ኣጆና
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 15 дней назад
Bselam eref Jigna 😭😭😭😭
@tisionebrawit9067
@tisionebrawit9067 16 дней назад
ንዘልኣለም ይብራህ ብሰላም ዕረፍ ሓወይን መቃልስተይን 😭😭😭😭😭🌿🌿🌿🌿🌿👑👑👑👑
@user-sh2su1lm9p
@user-sh2su1lm9p 16 дней назад
@@koala10ish ከብቲ
@michaelforgiveness2964
@michaelforgiveness2964 16 дней назад
Tigray tewet
@tsigearaya9185
@tsigearaya9185 16 дней назад
Ata drbay hzbawi gnbar aytelelo bzaeba aremen hgdef trah tezareb derfi derfi abotatom jgnnet jgnnet abotatom eu kab aremn gujile hgdef gn edna haxibna ena
@Salam177-en5gs
@Salam177-en5gs 16 дней назад
😢😢ብሰላም ዕረፍ ሓወይ ናተይ😢
@user-ci2ps9oc3w
@user-ci2ps9oc3w 16 дней назад
Mengste semay yewarksa kbur hawna💔 💔 💔 💔
@bahtatesfu2187
@bahtatesfu2187 16 дней назад
Heartbreaking news!! May Lord rest his soul in peace!!
@mulerhabtom5324
@mulerhabtom5324 16 дней назад
Ahhhhhhh😭😭😭😭😭😭 egzabiher amlak byemanay edu ykebelka bro😭😭😭😭
@ezgahariateklom9896
@ezgahariateklom9896 16 дней назад
Bselam eref ebrahey segar brki lilo 💔💔💔💔💔💔💔💔💔 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-py1os7fw2o
@user-py1os7fw2o 16 дней назад
Segar?
@alemdesta454
@alemdesta454 14 дней назад
ከም ትግራወይቲ ነዞም ቀተልቲ ክብል ዝክእል ግን ንስካቱም ሰብ ቀቲልኩም ሰላም ክትነብሩ እንድዩ ሓሳብኩም በሉ ነዚአ ረአዩዋ 👉“ነቲ ነፍስን ስጋን ኣብ ገሃነም ኬጥፍእ ዚከአሎ ደኣ ኣዚኹም ፍርህዎ እምበር፡ ነቶም ንስጋ ዚቐትሉ ንነፍሲ ግና ምቕታላ ዘይክአሎም ኣይትፍርህዎም።” - ወንጌል ማቴዎስ 10፥28 ንሱ መይቱ ዘይኮነ ዓሪፉ እዩ እቲ ሞት ግን ንዓኩም ክወስድ ይፅበ ኣሎ ምክንያቱ ሰብ ዝቀተለ ናብ ጋሃንም ከም ዝኮነ ማንም ዘይስሕቶ እዩ ብሂወት ከለኩም ንዝገበርክምዎ ተጣዒስኩም ካብቲ ሞት ክትምልጡ ድማ ናትኩም ግደ እዩ!! አብቲ ዝሓለፈ ኪናት ህዝቢ ትግራይ ካብ መሬት ንምጥፋእ እዩኮ ተሓሲቡ ነይሩ ግን አብ መሬት ማንም ዝተርፍ የለን እንተ ንሓደ ከም ሕሊና ዘለዎ ፍጡር ግን ሓሳብካን ስራሕካን እዩ ዘጥፈአካሞ ካብ ሰይጣናውነት ናብ ሰብአውነት ንመለስ!! አምላክ ሓድነቱ ይዓድለና ሰለማዊ ዝኮነ ሕይወት ንመርሐሉ ዘመን የምፀአልና ንዝዓረፈ ሓውና ዕረፍቲ ነብሲ ይሃበልና እግዚአቢሔር አምላክና ንስድርኡን ንመላእ ቤተሰቡን እመቤቴ ወላዲተ አምላክ ብዕድመን ጥዕናን ፅላላ ተንብረሎም💙
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 16 дней назад
Nmewati mengste semay yewarso nsdrabietu kea tsnat yehabom fetari.....gna Aynfekr!! Hjiwn bqlxmna mbal mot tray eyu kemxealna!! Amlak selam yewrdelna!!
@user-np6ud3ej3j
@user-np6ud3ej3j 16 дней назад
ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብን ንኩሉም መቅርቡን😭😭👏
@annopyjvvcfhtuo536
@annopyjvvcfhtuo536 15 дней назад
ፅንዓት ይሃብኩም የሕዋተይ😢😢
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 16 дней назад
Nmewti hew ebrah mngstesemay nsdrabtn fetawtn xnat yhbkum dem bdem euzdbes Kay ndakesdo ❤❤
@sette.7151
@sette.7151 16 дней назад
Bselam eref wegeney!!
@frtunatsegay4292
@frtunatsegay4292 16 дней назад
Haweyyy😢😢😢😢
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 10 дней назад
ሓወይ😭😭😭😭😭😭😭በቃ ሕልሚ እባ ተዝኾን😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 16 дней назад
Yea❤❤❤❤
@eliltawtaylor6390
@eliltawtaylor6390 15 дней назад
My condolences to you all family 😢
@ngstipopo3749
@ngstipopo3749 15 дней назад
ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋትና
@Tglove--
@Tglove-- 15 дней назад
ዞምአሕዋተ እግዚአብሔር ኣምላክ እክእሎ ይሃቡኩም ክሎኩም ደለይቲ ፍቲሒ ሰብ ሕልና ልንእሱይ እዋን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢😢💔
@Familyfithi
@Familyfithi 16 дней назад
እህህህ እዋይ ኣነ ኣሕዋተይ ንዓኩም ከኣ ኣርኪብልኩም😢😢😢
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 16 дней назад
ብርጌድ ንመዱ ጨንፈር ኡጋንዳ ድማ ነዚ መደብ ዘዳለኹም የመስግን
@simretkesete9505
@simretkesete9505 16 дней назад
Xnat yehbkum kburat sidra hawey ka mengste semay yewrska niusey 😭😭😭😭💔💔💔
@user-jc5mc2fz8l
@user-jc5mc2fz8l 13 дней назад
ኣነስ ብጣዓሚ ሓዝነ ልክዕ ከም ዝፈልጦ ካብ ዓይነይ ምኩዋል ኣቢኒ ዋይ ሓወይ ማዓረይ ኣታ ስብ ጠፊኤና ዓክክክክ ዘይዉዳኣ ቃንዛ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 16 дней назад
ሚኢኒቲ ሒዚቢ ኢካዊዲቂኪ ዒሊሙኻ አብ ሙዒሪፍእ ኺኒቢጺሕ ኢና❤❤❤❤❤❤
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 14 дней назад
ተመሃር ትግሪኛ ዝሐወይ 1ኽፍሊ ከማን ከምዛ ናትካ አይኲሙቱን
@user-mb1vf9gt9k
@user-mb1vf9gt9k 13 дней назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭አጀኹም አሕዋትና
@user-sl2ph5jf7j
@user-sl2ph5jf7j 15 дней назад
ብሰላም ዕረፍ ሓወይ ማዓረይ ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ😢😢😢😢😢😢😢
@albadralbadr945
@albadralbadr945 16 дней назад
እግዝአብሄር አብየማኑ ይከበልካ ሐወይ😢😢😢😢😢
@user-ry8pg3wu6r
@user-ry8pg3wu6r 15 дней назад
ጸላእትኩም ከይትንዕቁ ካብ ሎሚ ንደሓር ብሓበራ ደለይቲ ፍትሒ
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 16 дней назад
ፀንዕት ይሃብኩም አሕዋትና ኣስ እንድዓ ከዚ እየ ዘረአ ዘለኩ ግን ብጣዓሚ እዩ ዘሐዘን ጎይታዋይ ከብደካ እየ ዘበለዕ ሓፍትኩም ትግራዋታ እየ ንኩላትም ፀንዕት ይሃብኩም አሕዋተይ እንዳዒ መሳካ ዘዓበየ የመሰለ ጎይታዋይ ሰላም ንኩሉ ዓለም ለሚስ ንሰላም ዘዘምረ ዝቅተለሉ ግዘ ካብዚ ማሓረና ከመይ እዩ ኣክአልውም ሓውም ክቀትሉ ብሰም አብ መንግሰቲ ሰማይ የውርሶኻ ዕሸለይ 😢😢😢
@eritr
@eritr 16 дней назад
We do not think you are Eritrean 🇪🇷 as a human being sorry for lose of all sides. You need ask yourself why killing, you all are here to work and prosper and help your family, why do not stay away from this useless thing and focus on how you can be a better person where you are.
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s 16 дней назад
ግን ክጭክኒ ንኡሰይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ገነት የንብርካ ንምላእ ቤተሰብን ባዓልቲ ቤቱ ፅንዓት ይሃብኩም😢😢
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 16 дней назад
Akele abakum tetfae alekum baelkum zey tkatu begakum tfeltun ekum tarik abotatom abgolgol hezamo ferah hezamo defar zazemo❤❤
@mhrtabyosief290
@mhrtabyosief290 16 дней назад
💙
@arefainealem9233
@arefainealem9233 15 дней назад
Pain full
@user-uy2nz9qx4r
@user-uy2nz9qx4r 16 дней назад
RIP 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 16 дней назад
Neus hawey natey amlak ab yemanayu yekebelka harbegna Tekalasay 🙏🙏😭
@kibreabokbahhnes8766
@kibreabokbahhnes8766 16 дней назад
Eway hawey
@user-ik6ww8kk9v
@user-ik6ww8kk9v 16 дней назад
Mengstesemay yewarska Hawey 😭😭😭😭😭😭😭
@netseriabtesfalem8560
@netseriabtesfalem8560 16 дней назад
ንኩቡር ሓውና መግስተ ሰማይ የዋርሶ እግዚኣብሀር ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይቀቦሎ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ቤተሰብ ጽብዓት የሃብ
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 16 дней назад
Gnzeb bzuhet blae ahwat bzuhet ay tktel xbah Kay tktel❤❤
@abrehetabrha8118
@abrehetabrha8118 16 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@binyam1578
@binyam1578 15 дней назад
ጽንዓት ይሃብኩም ንስድራ ንኩሉና 😭💔😭💔🌿💙🔔🕊
@user-br8xt8ge8y
@user-br8xt8ge8y 16 дней назад
A Betu kimeri aykalani yibrahi hawey mengste semay yewariska muchu hawey 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔
@meharimeles3993
@meharimeles3993 10 дней назад
🙏
@fqrihaqi5453
@fqrihaqi5453 16 дней назад
ይብራህ ተቃላሳይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢
@hdhcndhch1320
@hdhcndhch1320 16 дней назад
God will give him what he deserves
@user-fl5wj8ok6c
@user-fl5wj8ok6c 14 дней назад
ናጽነትና ብቅልጽምና ንዕወት ህግደፍ፡ከዳዓት ወይልካ
@bitsitisolomon6804
@bitsitisolomon6804 13 дней назад
Atum seb nselam xheru kab mfkkar ktletn zmexh neger yelen bgeka ab hemed mblay begakum
@tarekeweldemichael2897
@tarekeweldemichael2897 16 дней назад
ንወዲ ወርቁ ነብሱ እምበር ሓሳቡ ኣይቀትልዎን እዮም ሓርነት ናይ ግድን እዩ ።ጽንዓት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ
@hvdh1413
@hvdh1413 11 дней назад
🕊🌿🌿🥺😢🥺🖤
@tesfu87
@tesfu87 16 дней назад
ኣሕሕሕሕ 😭😭😭
@ExcitedAlpineVillage-wc5oq
@ExcitedAlpineVillage-wc5oq 16 дней назад
ኣጆና ጽንዓት ንኩሉ ተቃላሳይ ብፍላይ ነዛ ክብርቲ ሓፍቱ ንብዓልቲ ቤቱን ምልኡ ስድራን ግን በቅ ስቅ እንተ ኢልና ከምዛ ዘልናያ ተበቲና ክንጠፍእ ኢና እንተ ትዛርብና ውን ኣሰርና ሲዒቦም ክቕትሉና እዮም ሕንቲ ኣማኣርጺ ጥርሕ ያ ዘላትና ካብ ኩሉ ዘይ ከውን ሓሸውየ ወጺካ ከመይ ንስዕሮም ምቅላስ ምክንያቱ ወይ ሓስውትን ኣምስሉን ዄና ምንባር ወይ ክኣ ትዛሪብና ጥራይ ንቅተል ስለ ምንታይ ብግብሪ እና ትቅለስና ዘይ ንስዋእ።
@hadishftwi6697
@hadishftwi6697 16 дней назад
selameref abgenetu yekebelka arkey marey nsedra xnat yehab😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@medhaniemahari4265
@medhaniemahari4265 16 дней назад
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ። ግና ክቐትል ዝተበገሰ ዶ ኣይኮነን ንባዕሉ??
Далее
Awdeamet - Ekuy - እኩይ- Best Eritrean Comedy 2024
42:22
I need your help..
00:28
Просмотров 2,5 млн