Тёмный

ERIPM | እታ ኣብ ሞንጎይን ኮሮኔል ወዲ ሚለን ዝተመዘት ሽጉጥ | ምስ ሞት ዝተፋጠጥኩላ ዕለት 

ERIPM
Подписаться 39 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

Join ERIPM Membership:
/ @eripmeritreanpublicmedia
Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our RU-vid channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 38   
@ERIPMEritreanPublicMedia
@ERIPMEritreanPublicMedia Месяц назад
ንዕብየትን ቀጻልነትን ERIPM ~ ኣብዚ ኣቲኹም ኣባልነት ብምምላእ ኣበርክቶኹም ክትገብሩ ትኽእሉ 👇👇👇። ru-vid.com/show-UC-AmTx0AHOD3JeGI1hj2IQQjoin
@HaileMeles-yx7kx
@HaileMeles-yx7kx Месяц назад
ኣቤል ናይ ብሓቂ ንቑሕ ሰብ እዚ ንዓኻ ዝጋጠመ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘጋጥም ዝነበረን ሕጂ ውን ዝቕጽል ዘሎን ኢዩ እንተኾነ ግን ሰባት ብትብዓት ወጺኦም ዝዛረቡ ግን ውሑዳት ኢዮም ስለዚ እቶም ወጺእኹም ብትብዓት ትዛረቡ ምስግንታ ይግባኣኩም።ኣጀኹም በርትዑ።
@emaagostino
@emaagostino Месяц назад
Very interesting Thank you
@user-ng9wv7rb2r
@user-ng9wv7rb2r Месяц назад
🎉ጽቡቅ ስራሕ ኣቤላ❤
@teumberhe4355
@teumberhe4355 Месяц назад
ጹብቅ ስራሕ ሄኖግ ሓወይ ኩሉ ተቅርቦ መደባት መሃሪን መሳጥን እዩ 🌿🌿🌿💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💪💪💪💙💙💙🤝🤝🤝🌿🌿🌿👍👍👍💙💙💙
@meharimeles3993
@meharimeles3993 Месяц назад
ይቅሬታ ኣሕዋትን ዉላድን: ንሳዋ ለውጢ ክገብረላ ዘይምኽኣለይ! ኣነ ብኣካል ዝሰልተንኩላ እየ:: ህውተይ ካብ ኣፍሞት ዝተመልሰት ን 2-ሰሙን 24 ስዓት ዝተሳቀኹላ: ኡይ ክብል ብቃንዛ ግዲ ዘይብሎም ተኹላታት እዮም: ዝሓሸ ስጉምቲ ንከይንወስድ ዝሕልዉና ነሮም:: ወልፊ ዶ ኣለኩም ኢሎም: ሽጋራን ትንባኾን ንዕሸላት ተዓለምቲ ነዝሑሎም :: እቶም ዓያሹ ቆልዑ በለጽ መሲልዎም: ብወልፍን ራዕድን ተበኪሎም ኣብኡ ተሪፎም ዳሕራይ ክኣ ኣብቲ ሰላሕታ ወራራት ተሰዊኦም:: እቲ ዝወሃብ ታዕሊም ከምዝተጸበኩዎ ኣይነበርን ነዓይ: ልዕልኡ ጥበብ ኔሩኒ እብል:: ሕማም ሾሮኽ: ካልእ ሕማማት ሞንጾሮርን ቃንዛ ርእሲ ዓይኒ እዝኒ: ቆማጦ: ቁማል ካብቲ ጥይት ንላዓሊ ሞት ትመርጸሉ ሕሰም እዩ ኔሩ:: ድሕሪ ነጻነት ግን ዝሓሽ ቦታ ክምረጽ ይግባእ ኔርዎ:: ኢቲ ሕሰም ንዳሕርይ ወሎዶ መሊሱ ገድዱዎ እምበር ነጻነትስ ባርነት ሒዛ እይ መጺኣ:: ሕሰም ወይ ናይ እዝኒ ሓሳዊ ሒዙ ኣየጽናዓንን:: ነቲ ናይ 2-ሰሙን ቃንዛ ዓይኒ ርእሲ እዝኒ : ሰዓት 2-ናይ ለይቲ እየ ፈቲሐዮ:: ነቲ ኣጽቢቡለይ ዝነበረ ጸላኢ ክሳዱ ቆሪጸ: ነብሰይ ካብ ቃንዛን ጭቆናን ሓራ ኣውጻእኩዋ:: እወ ናብ መዓስከራት እንዳ ኣተኹ ቆጽሊ ሓይኸ ጎሮሮይ እንዳ ኣጥለልኩ: ድሕሪ መዓልታት ግዑዞ: ዶብ ሱዳን ሰገርኩ:: ሱዳናውያን ሻህን ባንን ቀሪቦም ኣፈይ ክፈክት ይጽዕሩ: ሓደ ጉሒላ መጺኡ: ግን "ኣታ! ህዝቢ ሓራ ከውጽእ ሜዳ ይኣቱ ንስኻ ከኣ ትህሃድም" በለኒ:: እንተ ተጸባእካን ወይልኻ:: ቃልሰይ ግን አብዝደለኩዎ ቦታ ኮይነ ክቅጽል እየ ኢለ ገናሕኩዎ: እሞ ሽዑ ንሽዑ: ናበይ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ኢሎም ሓተቱ: ሓደ ንከሰላ ዝኸይድ ነቶም ሻህን ባንን ዘኣ ንገዱኒ ሓዎም ሱዳናውያን ማኪና ኣስቂሎም: እሞ ድሕሪ 4 ስዓጥ ጉዕዞ መኪና: መገዲ 2 ሰዓት ብእግሪ: ርሒቆም ኣውሪዶምኒ ኸዱ እሞ መሬት ዓሪባ አብ ኣፍደገ ዱኴን ቶንኮቦት ዝድርብዩለይ ብሩኻት ረኺበ የዕርፍ እሞ: ንጉሆ ተሲአ ኤርትራውያን ክደሊ ኣርፈድኩ እሞ: ሓደ ሓርበኛ ጀብሃ ነበር ወዲ ዓደይ ረኸብኩ: ነዛ ጎድነይ ዘዕርፈላ ደገ ኣርኣየን እሞ ናብቲ ኣዝዩ ከቢድ ዝኾን ስርሑ ተመልስ እሞ ንከባቢ ወርሒ ኣይረኣኹዎን:: ኣነ ግን ንጽባሓይቱ ስራሕ ብምድላይ: ክልተ ሰለስተ መዓልቲ ክወስደልካ እዩ ዝበሉኒ: አብ ፍርቂ መዓልቲ ወዲአዮ: "ኣዑዝብላህ ከለስታሁ" ያሬድ ዕንደና ማራ ሽቁል ብምባል ምሉእ: ማለት ናይመዓልቲ ደመወዘይ ሂቦም ሰደዱን:: እዚ ነጻነት እንብሎ ዘለና ናይሎሚ ኤርትራ ግን: ከቲሮም ገንዘብ ኣምጽእ ወይ ኣካላትካ ክንሸጦ ኢና ዝበሃለሉ ዘመን ጽንተት ክርኢ ከለኹ: ህውተይ ኣዝዩ ይመረኒ:: እቲ ዝነበረኒ ግልበታዊ ጥዕና ሕጂ እንተ ዝነብረኒ እንዳበልኩ : ኹሉ ኤርትራዊ ነዚ ግዝኣት ዲያብሎስ ሓግ-ሒግና ክንኣልዮ ዘይሰምር ተቃዋሚ : ካብቲ ዘጽንተና ዘሎ ገዛኢ ፈሊና ዘይ ንርእዮ ሙኻና ንሕብር:: ንዓና ንኤርትራውያን ካብ ዝኾነ ይኹን ዘመናት ከፊኡና ከምዘሎ: እሞ ገለ ይጽለል : ገለ ነብሰ ቅትለት ይፍጽም: ገለ አብ ባሕርን ምድረበዳን ይበርስ: ገለ ተረፍ ነደይ ገንዘብ ክሰደላ እንዳበለ ስኑ ነኺሱ ከርተት ይብል አሎ:: ንሕና ንሱ ዝብሉ ተበለጽቲ ዉን ንህዝቢ ኤርትራ ሰራዉር ናይ እቲ ድያብሎስ እዮም እሞ: ወይልኦም:: ቃልሲ ዉጹዓት: ክሳዕ ወይ ኣብቲ ሃገር ዘድሊ ለውጢ ክሳዕ ንርኢ: ወይ ከኣ ሓግሒግና ክሳዕ ንኣልዮ ደው ኣይብልን እዩ:: መሰል ኤርትራ ዝረጋጋእ ብባዕዳውያን ሰበኽቲ: ዓረብ ኮን ጻዕዳ: ቻይና ኾነ ህንድ ኣይኮነነ! ሕጂ ዉን በቲ ንቡር ናህና ናይ ጥንተ ዉርሻና እዩ:: እሞ ዓዎት ነቲ ምእንቲ ህዝቢ ፍጹም ራህዋ ህዝብን ዝቃለስን: ነቲ አብ እስርቤት ኮይኑ መኣስ ኮን ይመጽኡ ኢሉ ዝጽበ ዘሎን ይኹን! ብስም እቲ ንኹሉ ዘይግሁድ ኣቦና: ስላሴ ለውጢ ክንርኢ ኢና: እሞ: ንሓቂ ንምረጽ: ኣሜን:: 2:13
@PODCAST-xy5mu
@PODCAST-xy5mu Месяц назад
Gbu abi hawey🩵👑and henoka👏
@yosimont
@yosimont Месяц назад
Impressive conversation! Congrats Abelo! I can't wait to buy and read the book.
@awetteklehaimanot7679
@awetteklehaimanot7679 Месяц назад
Abel’s family life experience is like a drop from the ocean understandable person . Congratulations for publishing your book .
@wedikifle
@wedikifle Месяц назад
Great interview Henock and Abel. I cannot wait to read the book @Abel!
@tekestetekeste276
@tekestetekeste276 Месяц назад
❤❤❤❤❤
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 Месяц назад
🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
@asmarino598
@asmarino598 Месяц назад
Good Job
@SamsonTsegay-fj4ev
@SamsonTsegay-fj4ev Месяц назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@M-vr7zo
@M-vr7zo Месяц назад
This is a story that each diaspora born teens and adults should read.It will be part of the struggle even if we buy one and gift to close friends or families who r born in Diaspora
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa Месяц назад
መጀምርያ ፖለትካ አብ ጀርመን ክትማሃር / ጋል ( 14 - ዓመታ ) ትሓቶ ሕቶ ኢዩ ። Wer bin ich ? Wo komme ich ? Wohin gehe ich ? 21/ ክፍለ ዘመን * ለውጢ ናይ ግድን * ኢዩ ። ብርገድ ንሓመዱ - ይዕወት ብሓይሉ ። ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ክአ ምሱኡ ኢዩ ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤
@berihu9286
@berihu9286 Месяц назад
Wawww azyu mesati zanta abiela kabaka bzhu knxbe eina odmen tenan yhanka 💙💙🙏
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 Месяц назад
ምሃሪ ዝኾነ ተመኩሮ ተዛክሮ፡ ንኽልቴኹም ብዙሕ የመስግን፡
@teklitberhane6136
@teklitberhane6136 Месяц назад
Senayt Senayt Senayt enay history qennu eu denqoro seb..
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 Месяц назад
Selamt 📚⚖️signal for human sacrifices.👈🏿
@miletebahta7184
@miletebahta7184 Месяц назад
ብጣዕሚ መሳጢ ዝኮነ ታሪኽ የቀንየልና እቲ ንነዊሕ ግዜ ብፕሮፖጋንዳ ንሰምዖ ዝነበርና ሂወት ናይ ሳዋ ብኹሉኹም ብሉጽት መቁሕ ዝሰበርኹም የሕዋትና እቲ ሓቂ ዝኮነ ትሪኽ ክንሰምዕ በቂዕና ኣለና እም ብትግሪኛ ኸ ትትርጉማ ዶ ትኸውን
@Aswa2000
@Aswa2000 Месяц назад
ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ክኣ ኣብ ኣገልግሎት ዝነበርኒ ህይወት ክዝክሮ ኣይደልን ጥራይ ዘይኮነ ዝዝክርለይ "ውን ኣይደልን ። ምክንያቱ ነቶም ደንቁር ተጋደልቲ ኣብ ቅድሚ ዓይንካ ኣምጺእካ ኣብ ንብስኻ ሓዊ ምዝራእ'ዩ ። ምስ ሻዕብያ ዝነብርካ ህይወት ምዝካር ባዕሉ ትራማ እዩ።
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 Месяц назад
ጆ😂ኮም ደኺና❤❤❤❤❤
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 Месяц назад
ABEL DEWLELEY
@kalMHe
@kalMHe Месяц назад
Bhaki emkot zelewo atehasasibiu, kelil ymesil gin zetehasasibeka eyu
@amanuelainzo1898
@amanuelainzo1898 Месяц назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@YohanaHagos-w5c
@YohanaHagos-w5c Месяц назад
X
@teklitberhane6136
@teklitberhane6136 Месяц назад
Are you talking about this jeljal asenayt bro 'waste of time 😢
@lmuielnebirezene600
@lmuielnebirezene600 Месяц назад
Eza Tarik hiwet kab canada jemiriwo ,abey tewelidu kab 1-12 wey Lieliu abey temahiru wezete aymeleson ?
@sdetech4428
@sdetech4428 Месяц назад
Abz werh 6 - 7 kab keneda seleste muhurat tarik hiweto kgeltsu semia gn lomi eritreawi tarak serehu nab adu keatu eyu zideli.
@MichaelAbebe-zk3ni
@MichaelAbebe-zk3ni Месяц назад
መምለኽቲ ጣኦት ኣእዱግ እሰያስ ኣይትጻረፉ ተማሂርኩም ውጹ
@goitommaru1990
@goitommaru1990 Месяц назад
Come on man it personal information it is not about writer please somtims it is media
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 Месяц назад
Mebekolika ke?
@hegawi7
@hegawi7 Месяц назад
Mebekolka da nay kulu seb Hamed ika nab Hamed temles . Nesu terh flet
@awetberaki5910
@awetberaki5910 Месяц назад
Akele iyu anbah bel kkk wey shgr
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 Месяц назад
HI ABELA KEMZI ISEYS Z ZAREBO GERKA KTZAREB ALENA BAXA LUL TBHAL NERA MALET SHQUN WEDI SHQUN ZFELALI AREDADA AYU AMLEKTU HAQU BEYNU KOYNU YBLUKA ANBER ? MKONET YBLU
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 Месяц назад
🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
Далее
Мама знает где все документы
00:21
Cute kitty gadget 💛💕
00:23
Просмотров 15 млн
Мама знает где все документы
00:21