Тёмный

ERISAT: መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ኣበይ ኣሎ? 

ERISAT
Подписаться 146 тыс.
Просмотров 127 тыс.
50% 1

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 527   
@attractionp.1185
@attractionp.1185 4 года назад
Good job my brother, this is a kind of professional real news and debate I like to listen, keep up the good work!!!!!!!!!!! 💫
@b.t7164
@b.t7164 4 года назад
Yes you are RIGHT 👌👍💯🙏🙏
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 4 года назад
ጽቡቕ ገሊጽካዮ ክቡር ሓዉ! ካብ ህግደፍ ዝርከብ ጽቡቕ ነገር የለን እዚ ስርዓት ንህዝብን ሃገርን ከጥፍእን ከዳኽምን ደኣ እንበር ንህዝቢ ዝረብሕ ክሰርሑ ማለት ካብ ብዕራይ ጸባ ምጽባይ ከም ማለት እዩ።
@tekbrhane4814
@tekbrhane4814 4 года назад
Good job brother God bless you
@avocadotomato8036
@avocadotomato8036 4 года назад
EMO SHELHO TEBEWALU KALBE
@tzighetzehie7411
@tzighetzehie7411 4 года назад
ተባዕ ዝወደይ ምኽርኻን ማዕዳኻን ንመንእሰያት ይሕዋትካ ካብ ምሀብ አይትቆጠብ አምላኽ ሐይሊ ይሀብካ ቀጽሎ።
@bitowrobiwelday7286
@bitowrobiwelday7286 4 года назад
You are very intelligent so thanks you very much for the info ✌✌✌🔥🔥🔥
@tim582
@tim582 4 года назад
Good job Eri sat 👍 for exposing the liars.
@mebratasfeha9108
@mebratasfeha9108 4 года назад
ንህዝቢ ኤረትራ ከተትፉ ዝመጻኹም ኣንቱም ኣረሜን ህዝብና ኣካ እዮም ትብሎም ኣለካ ኣምላኽ ፍርድኹም ይሃብኩም ኣምላኽ ይርአ
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 4 года назад
Ahhhh eway hgdaf mendaf, Oh god please give your miracle to our people and our country Eritrea 🙏🏽🙏🏽🤲🤲
@michaelid9914
@michaelid9914 4 года назад
ዓጃው ኢለካ'ለኹ። ሃተውተው ክትብሉ ጸሓይ ዓሪብኩም።
@fessahaiehaile6928
@fessahaiehaile6928 4 года назад
ሓጎስ ዝተባህሎ ክደግም ብጣዕሚ ንፉዕ እዩ።ናይ ርእሱ ሓሳብ የብሉን።ክሳዕ ሕጅ ጎይትኡ ኣምሊኹ እዩ ዝነብር።
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 4 года назад
ስማዕ እንዶ ክቡር ሓው ብዓል ኢሰያስ፡ ሓጎስ ክሻ፡ የማነ ማንኪ፡ ተጋሩ ኢትዮጵያውያን እዮም፡ ህዝቢ ኤርትራ እንታዮም ኮይኑ፡ እቶም ብከብዶም ዝሓድሩ ብዓል ፍሊፖስ፡ ተክለ ማንጁስ፡ ተክላይ ሃብተስላሰ፡ ባራዩን ሓሰማታትን ዋጋ የብሎምን ድርባያት። ገለገለ ዓያሹ ስልጣን ናትና እዩ ዝብሉ ብሃማት እየ ዝብሎም ኤርትራ ጌና ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ትግራይ እያ ዘላ እዞም ኣብ ትሕቲ ኢሰያስ ኮይኖም ሰብ ዘበሳብሱ ዘለዉ ኤርትራውያን ኣነ ካብ ኢሰፓ ፈልየ ኣይሪኦምን እየ።
@benjami4359
@benjami4359 4 года назад
Kelati Tewelde ጽቡቕ አለካ ሕውሓትን ሕግደፍን እላምኦም ሓደ እዩ ሕዝቢ ኤርትራ አጽንቲካ ዓባይ ትግራይ ምፍጣር።ንዓባይ ትግራይ መን ከመርሓዪ ብዝል ብስልጣ ስለዘይተስማምኡ ንብዶብ ከም ምክንያት ጌሮም ብሉጻት የሕዋትና ሲእንና። ካብ ኹሉ ዝገደደ ተቃወምቲ ንሕግደፍ ንቃወም አለና እናበሉ ናይ ሓራዲ ኤርትራ ዝኾነ ሕውሓት አገልገልቲ ምኻኖምዩ
@robiyonas1401
@robiyonas1401 4 года назад
Tedengith, imberke hangol alekum diu. Ezgiyo meharena.
@ogbaizerabruck5841
@ogbaizerabruck5841 4 года назад
ጊይታ ይባርካ ኩቡር ወድና ብዝጸፈፈ ምልክዑ ንጉዳይ ስርዓት ህግድፍ ከምቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ጌርካ ኣቕሪብካዮ፡ ተንኮል ዝኣመሎም ጉጅለ ህግድፍ ንሕና ንሱ ንዝብሉ ከመይ ጌሮም ከመይ ጊሩ ከምዝሲብዎምን ዘደናግርዎምን ኮነ ኢሎም ብዙሕ ድራማታት ተለማሚዶም ዝላኣኹ ከም በዓል ሓጎስ ክሻ ይላኣኹ። ዝገበሩ ገይሮም ክሽኦም ከመይ ይምልኡ ዝተሃንደሰ ክሳብ ሕጂ ይስርሕሉ ኣለዉ። ዘይቅበጽ ህዝቢ ከኣ ምስቲ ኣይመውትን ኣብ ኣጋ ሞተይ ከይትጥልሙና ብዝብል ብዝማህመንት ፈትሊ ከምቲ ልሙድ ናይ ምድንጋር ትልእኾኦም ይቕጽል ኣሎ። ኣመል ምስ መግነዝ'ዩ፡ ኣብ ዓራት ኮይኖም ካብ ሓሰዉ ኣብ መቓብሮም ኮይኖምውን ንህዝብና ከዳናግሩና ክፍትኑ እዮም፡ ይኽደነና!
@tesfaalemzerai808
@tesfaalemzerai808 4 года назад
ንምንታይ ደኣ ስዑዲ ዝኣብየተን ሕሙማት ኣባጊዕ ኣውስትራሊያ ናብ ኤርትራ ይጉሕፍወን ኔሮም? ንምንታይ'ከ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ በዓል ኤሮጳዊ ሕብረት ሓጉዝና እንዳበሉ ይልሙኑ ኔሮም።
@amanueltesfai6856
@amanueltesfai6856 4 года назад
Zeteresie nay abagie gedefo seb ayegagene du nay hiji tezarebe
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 года назад
Ewe nhna AF awtsiena Bzaeba esuratna yfethu Bhaki geben zeyblom Tehayirom knebru. Si Ageb. Ageb
@user-wr4ih6td4o
@user-wr4ih6td4o 4 года назад
@@amanueltesfai6856 ኣነ ኣይጸርፈካን እየ ግን እንዳ ፈለጥካ ኢኻ ተስቅጥ ዘለኻ ሓቂ 1000 ዓመት ኣይትነብርን ኢኻ ሓቂ ተዛረብ ዛዓርከይ።
@habtegebrieltedla4749
@habtegebrieltedla4749 4 года назад
Anbesa xbuq meglexi thank you
@london5159
@london5159 4 года назад
ኣሕዋት ንሕና ኢስያስ ኣበይ ኣሎ። እንታይ ይገብር ኣሎ። ኣይድልያናን ኢዩ።መክንያቱ ንሱ ዕላሙኡ ይገብር ኣሎ። ንሕና ከ እንታይ ክንገብር ኣለና ። እንበር ኩሉ ግዜ ኢስያስ ከምዚ ጊሩ ማንኪ ከምዚ ጌሩ ኣይድልዩን እዩ። ንሕና ንሕና እንታይ ንግበርርርርርር።
@mnegstabhaylemarm6033
@mnegstabhaylemarm6033 4 года назад
nay behaki
@ibrahimsaid4357
@ibrahimsaid4357 4 года назад
صحيح كلامك
@eritreanasmara7014
@eritreanasmara7014 4 года назад
Xbuq aleka bezaba essays si entay trgum alewo medgegam
@tesfayhabteab1188
@tesfayhabteab1188 4 года назад
ሓቂ ተዛሪብካ ባእ
@saymonahferom1111
@saymonahferom1111 4 года назад
Iseyas da wala abgedel yuto
@frewoinitesfai153
@frewoinitesfai153 4 года назад
Very true and God bless you
@tesfalemaraya50
@tesfalemaraya50 4 года назад
Good explaining
@medaabraham8752
@medaabraham8752 4 года назад
ጀበርቲ sat
@binites7284
@binites7284 4 года назад
Tanks
@binites7284
@binites7284 4 года назад
betami zehzen eyu
@asterkidane2328
@asterkidane2328 4 года назад
አንታ ሐምምኩም ድኩም ህግደፍ ሕዝቢ ኤርትራ ከጥፉኡ አላመኡም ኮብ ኮረና ቨይረሰ ይከፍኡ ንባአሉ ሐጎስ ክሻ ትግራዋይ ንመን ከታልል
@fthi3585
@fthi3585 4 года назад
Bhakie. Nimen ketalil iyu wedie tenben
@miket.3474
@miket.3474 4 года назад
@@fthi3585 061032009645
@Mahari5965
@Mahari5965 4 года назад
ኣቱም ሰባት ንስኹም ትገዱ ካብኡ ናትና እንዶ ንግበር ግደ ሓቂ መሕብኢ ናይ ህግደፍ ወያነ ዘይኮነ ደለይቲ ፍትሒ ኢና ፡ኩሉ ገዲፍና ኤርትራዊ ዕላማ ተዝህልወና ፍልልይና ብዘይገድስ ቀደም ምስተዓወትና
@tessi50artproduction37
@tessi50artproduction37 4 года назад
Wow amazing hero good analysis
@tigrignapost
@tigrignapost 4 года назад
ደቂ ኤርትራ 2021 ንዓዲ ገጽካ ይባሃል ኣሎ!
@erikidtube2330
@erikidtube2330 4 года назад
ድሮ ዶ ሓደ ዓመት ስሒባ
@tigrignapost
@tigrignapost 4 года назад
ኣብሽርካ ጥራይ ዛዓርከይ
@tsehaygebrekidan9865
@tsehaygebrekidan9865 4 года назад
SURE SURE.
@JESUS-711
@JESUS-711 4 года назад
Amenñ🤲
@user-wr4ih6td4o
@user-wr4ih6td4o 4 года назад
ካብዛ ኮሮና ቅድም የውጻና እሞ፡covid 91ሲ ኣብ ምፍልላይና እዩ ተሓቢኡ ዘሎ።
@selamer8657
@selamer8657 4 года назад
Great job erisat
@yohannesefrem4140
@yohannesefrem4140 4 года назад
👌👌🙏🙏🙏
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m 4 года назад
Proud of being TPLF!!!!
@mastermaster8299
@mastermaster8299 4 года назад
Erisat great job
@dawita8120
@dawita8120 4 года назад
Good analysis.. and specially ur comment about rumor .
@fisherena7171
@fisherena7171 4 года назад
Well said brother!!!
@sahleyosieph9224
@sahleyosieph9224 4 года назад
መንሳያት ኤሪትራዌን ጀጋኑ ተንሲእኩም አለኩም አብ መፈንጽምታ አብጽሕዎ። Remember unity is the only way to victory. VIVA ERISAT
@yoniyonatan8812
@yoniyonatan8812 4 года назад
Thanks henoga
@samihani-cj8od
@samihani-cj8od 4 года назад
Thank you so much ❤️ like you
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 4 года назад
አግዛብህር ባዓሉ ይክጻኣካ
@erieri2848
@erieri2848 4 года назад
ድጸገበት ከብዲስ ካልእ ጥሙይ ዘሎ ኣይመስላን እዩ:: ሓጎስ ክሻን እቶም ብጾቱን ምስ ስድርኦም እንታይ ክፊእዎም ሓገዝ ናይቲ ቻይናዊ ክቅበሉ::
@cherkoseman1954
@cherkoseman1954 4 года назад
ለማኒ አሌት!!
@erieri2848
@erieri2848 4 года назад
ጸማም ኮንካ እምበር ሓፍትኻ እንድያ ትግራይ ከይዳ ትልምን ደላ ክትድንግጸላ እዩ ዝግበኣካ
@tsehaygebrekidan9865
@tsehaygebrekidan9865 4 года назад
Tesfa ygebr Hagos Kish kab himam CORONA bzuh temahiru kikewn genzebn haylin kedhineka kemzeykel.
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 4 года назад
@@cherkoseman1954 ኣታዮ እዚ ኣረጊት ዝብኢ ወዲ ተምቤን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ድዩ ከምኡ በል ኢሉካ? ንስኻከ ካብቶም መንግስቲ ወዲ ተምቤን መንግስቲ ሓማሴን እዩ ኢልካ ትኣምን መሃይም ወዲ ካርነሽም ዲኻ? ካባኻ መልሲ ኣይጽበይን እየ እንተኾነ ግን ህዝብና ንዓኻን ነቶም ካልኦት ከማኻ ዝኣመሰሉ ነባሕቲ ኣኻልብ ናይ ወዲ ተምቤንን መን ምኳንኩም ኩሉ ኤርትራዊ ከም ዝፈለጠኩም ከረድኣካ ስለዝደለኹ ጥራሕ እየ::
@cherkoseman1954
@cherkoseman1954 4 года назад
@@weldenegodguad4974 ቆማል ትግራዋይ!!! አብ ትግራይ ተቤን አደዋ አጋሜ ወዘተ እንዶበልኮ ተባልእ!! አብ እንዶ ስው መቀለ ዝተደራበዩ አረግቶት ህወሃት ሃሪኢ ጽረግ!!
@ሓዊእሱራት
@ሓዊእሱራት 4 года назад
መራሒ ህግደፍ ኮነ ኢሉ ደሃይ ኣጥፊኡ ኣሎ:: ብሂወት ኣብ ኤርትራ ኣሎ:: ባዶ ሰለስተ ብዙሕ ሓሶት የንፍሱ ኣለዉ:: ካልእ መጣልዒ ስለ ዘየብሎም:: ጽፉፍ ኣቀራርባ እዩሞ በዚ ቀጽሉ:: ERISAT Thank you
@andomgebrekristos3821
@andomgebrekristos3821 4 года назад
ዘኹርዕ ኣቃራርባ ቀጽሎ! ኩሉ ትሓቂ ርዲእ እንድዩ ። እንተኮነ ግን ነቶም ክርደኦም ዘይኩእሉ ዶናቁር ንሕና ንሱ ግን ካሎኦት ከማኻ ንፉዓት ተወሰኽቲ መምሃራን ይፍጠረሎም ።ክስቆሮም እዩ ካኣ
@ጽሙእነብሲጸማምተቓላሲ
Tigrigna wey mot nbl alena areb nabzi bgenzeb Tigrigna ztemesrete Sat keytekrbwom haderakum EriSat. Good job brother keep it up.
@Hlina848
@Hlina848 4 года назад
ኣቱም ሰባት ኢሰያስ ኣብ ትቪ ወጽኡ እንታይ ክብል ትጽበዩ ኣሎኹም ኮረና ኣብ ኤርትራ ኣትዩ እሞ እንቃዕ የሔጎሰኒ ክብለኩም ድኹም ደልኹም ኢሰያስ እኮ መራሒ ኤርትራ ኣይኮነን ኢሰያስ ድቅ ዝበለ ጸላኢ ሕዝቢ ኤርትራ እዩ ። ንምጥፍኡ ጥራሕ ንቃለስ።
@jonashabte7386
@jonashabte7386 4 года назад
Thank you Erisat Bsrahkum btaemi eguat ena ajokum ab gonkum alena ❤️🙏💪💪💪
@yohannesdesta5829
@yohannesdesta5829 4 года назад
Thank you to nformation.
@semretasgada8486
@semretasgada8486 4 года назад
አድጊ ዝገበረካ ጠይቂ ግበሮ። ግን ኢሳያስ አፈወርቂ አበይ አሉ ግዜ ዝቕልዓሉ ርሑቕ አይኮነ ን። ጥዕና ጥራሕ ይሃብካ አንቶም ደለይቲ ሐቅንፍትሕን ኤርትራውያን አሕዎተይ።
@gebremeskelmengtab5493
@gebremeskelmengtab5493 4 года назад
መደረ ህግደፍ ደምካ ደፍልሕ ፡ መድሃኒኣለም ሞቶም ኣብዝሓጸረ መዓልቲ የሪኤና።
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun 4 года назад
ሓቂ ይሓይሽ ንዓይ ዘስደምመኒ እቶም በራዩ እዮም። ከም ካሴት ተመሊኦም እምበር ብገዛእ ርእሶም ምንም ክሓስቡን ነገራት ከመዛዝኑን ዘይክእሉ በሃማት። የደንጉጽካ። ስለ መራሕቲ ህግደፍ ግን ዘገርም ሓቂ የለን፡፡ ጽቡቅ ይኩን ሕማቅ ብዘየገድስ ሰብ ንዉልቃዊ ዕላሙኡ ክብል ክሕሱን ሃገር ከልምሱን መለለዪ ድክታተራት እዩ። ጠቅሞም እንበር ህዝብን ሃገርን ስለዘየገድሶም ድማ ንዕላመኦም ክብሉ በቲ ልሙድ ናይ ሓሶት - ምትላል ሞዮኦም መስዋእቲ ይከፍሉ ኣለዉ።
@FT--tl2yn
@FT--tl2yn 4 года назад
Good job Henoka
@abuyaniet5031
@abuyaniet5031 4 года назад
Yes bro you are right GBU !
@negussebaheta654
@negussebaheta654 4 года назад
Waw. ...... good briefing appreciated
@lifeisgoodlg
@lifeisgoodlg 4 года назад
Good Job Eri-Sat keep up !!!
@mulugetaembaye2151
@mulugetaembaye2151 4 года назад
Good job
@habtombahta676
@habtombahta676 4 года назад
Well done ጸጽቡቅ መብርሂ ሓጓስ ክሻ ግን መዓልትኻ ተጸበ ። ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ አጸቢቅና ስለንፈልጦ ሓጓስ ክሻ ጽቡቅን ሕማቅን ክትነግረና ብቅዓት የብልካን ።
@gebrhiwotgebretnsai1920
@gebrhiwotgebretnsai1920 4 года назад
God bless you ERISAT for your sacrificed the Eritrean people are confused because the young Eritrean 30 years war sacrificed with Ethiopian troops and 60 thousands young Eritrean people lost by the war
@iovehopepeace7695
@iovehopepeace7695 4 года назад
ህግደፍ መሕፈሪ ዘይብሎም እንቃዕ ከማን እስራት የብልናን ኣይበለ
@ariammengisteab7300
@ariammengisteab7300 4 года назад
እንካዕ ድሓን መጻእካ ኣብ ጎድኒካ ኣሎና ኣምላኽ ይባርኸካ
@jrstube4448
@jrstube4448 4 года назад
good👍💔👌
@amanmichael7352
@amanmichael7352 4 года назад
yes you right bro keep it up pray to god for our country
@kebreabwoldemariam8821
@kebreabwoldemariam8821 4 года назад
ኢሰያስ መባእ ኮሮና ኮይኑ አሎ እምበርርርር ካብ ክሻ ደአ እንታይ ትጽበዩ ክሻ ማለት እኳ መዓት ኪኢላ ሐሰት ማለት እዩ ።
@samiafewerki9216
@samiafewerki9216 4 года назад
did not say where is isseas always where are we so we must stand up with our people
@michaelhabtu7710
@michaelhabtu7710 4 года назад
Well said brother
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 4 года назад
ኢሳያስ ኣበይ ኣሎ ኣይንገደሰሉ!!!!! ኤርትራ ባዓል ክሻ ኣፍ ከፊቶም ክዛረቡ ውርደት ኢዪ።ዘየደቅስ እዩ ጀጋኑ ኣብ ጉድጓድ ኣእቲካ ብዓዋሉ ክትምራሕ ጸረ ህዝቢ ጽላት ህዝቢ ዘለዎም ጓሂ ኢዩ።
@user-jr4jx1fw5r
@user-jr4jx1fw5r 4 года назад
ኣጆኻ ቀጽሎ ጅግና ወዲ ህዝቢ
@tekakassa2823
@tekakassa2823 4 года назад
ሄኖጋ ጽቡቕ ጸብጻብን ሓበሬታን ኣጆኹም፡ ናይዚ ዝመሽመሸ ስርዓት ብኸመይ ሰልዱ ይእክብ እንበር ህዝብን ሃገርን ኣየገድሶሙን፡ ሓጎስ ክሻ ንባዕሉ ትግሮወት ዝብል ዘሎ ንባዕሉ ትግረዋይን እዩ፡ እዚኦም፡ እቶም እንዳ ንሕና ንሱ ክሳብ ሕጂ ዘይተኣደነ ሰልዲ የሕቁፍዎ ኣለው፡ ዘገርም እዩ እሞ፡ ሎሚ ዝሕባእ ምሽጥር የለን እሞ ጽቡቕ ገይርኩም ኣቃልዕዎ።
@ghirmaymebrahtom8406
@ghirmaymebrahtom8406 4 года назад
ክሻ ናብ ኣሕዋትካ እንዶ ኪድ ሕጅስ
@Massawa2002
@Massawa2002 4 года назад
ንሕና ንሱ ዝብሉ ሰባት ብናተይ ርእይቶ እዞም ሰባት እዚኦም ናይ ማንነት ጸገም ኣለዎም ልክዕ ከም ኢሳያስ ከምኡውን ኣቶ ኪሻ
@yohannesyemane7081
@yohannesyemane7081 4 года назад
ኣንቱም ሃገር ሎምስ ንብሎ ኮ ጥፈኣና ፡ ኤሩ ሃገረይ ዳህራይኪ ይጸብቀልና ፡ ኣሕሕሕሕሕሕሕ ፡ ህጊደፍ ናይ ኢድኩም ትፍደኡላ መዓልቲ ኣምላክ የራኢየኒ እባ ይከዉን
@zemen4935
@zemen4935 4 года назад
ኣንታ እዛ ጽሎት ዝገብርዎ ዝቀነዩ ስድራና ክትብጽሕ እያ መስለኒ covid 91 ክከደላ እዩ መስለኒ
@samiraboehm2381
@samiraboehm2381 4 года назад
Nay idkum aytsanu. Mskinay hzbi ..amlak alo mechem..thanks bro for your lesson.
@geryeteame691
@geryeteame691 4 года назад
Hasawi
@fthi3585
@fthi3585 4 года назад
Higdef kulom hasewte. Menke alo higdef nihna nusu habierna nihasu
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 4 года назад
@Gerye Teame Haqey Ngerena!
@user-gl8gs6yh8k
@user-gl8gs6yh8k 4 года назад
Good job bro.
@tmg.y.s1787
@tmg.y.s1787 4 года назад
ኣብ ኤርትራ ዝውረ ዘሎ ወረ ኩሉም እቶም ጨካናት ኣብ ስልጣን ዝጸንሑ ኩሎም ካብ ህዝቢ ተሰዉሮም ኣለዉ ይባሃል ኣሎ።
@tigringapluss6925
@tigringapluss6925 4 года назад
TM G.Y.S hasawi
@amanueltesfai6856
@amanueltesfai6856 4 года назад
TMH TIGRAY MEDIA HOUSE DEA KEMU ELA HAAAAAA
@tsehaygebrekidan9865
@tsehaygebrekidan9865 4 года назад
@@tigringapluss6925 Hakegn aytsarefn melsi ktmls keal.
@tsehaygebrekidan9865
@tsehaygebrekidan9865 4 года назад
@@amanueltesfai6856 Nebskha aytetalel hangolka asrehayo.
@tsehaygebrekidan9865
@tsehaygebrekidan9865 4 года назад
@@Z-oneandonly Nay bhaki ysnbdu alewu.
@keleteasfaha3462
@keleteasfaha3462 4 года назад
መራሒ መን ገሩዎ ነዚ ወኪል ሃጸይመጸይ!
@mikieleteklebrhan8783
@mikieleteklebrhan8783 4 года назад
ደገፍቲ ህግደፍ በጃኩም ተቀየሩ ጽባሕ ንጉሆ ከጠዓሰኩም ኢዩ ሕሰቡ ሕሰቡ።
@diddy558
@diddy558 4 года назад
Tezareba tray, esa eya akmikin. mushmushat hademti.
@fitsumareaya5326
@fitsumareaya5326 4 года назад
solo I am sure you are not living in Eritrea. I hope you and your other traitors along with the COVD-19 and COVID-91 totally eradicate from our beloved country very soon. Shame on you all who support the tyrant regime and you be responsible for all the consequences.
@galkeren5268
@galkeren5268 4 года назад
My sister working in keren hospital.I asked my sister are the hospital have Mask, gloves All PPE ?she said nothing Specially gloves very very sad 😢
@tesfom4464
@tesfom4464 4 года назад
ህዝቢ ንምጥፋእ ዝሰርሕ ዘሎ ግጅለ እንዳሉ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት።
@woyaneyinghes6308
@woyaneyinghes6308 4 года назад
THIS ARE THE PEOPLE WHO IS LEADING. THE COUNTRY ? WOW , AND WOW
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
ንዕኡ ድኣ ሕቁ ወለዶ ምጽናት እንድዩ ቲመደብ። ዒራዒሮ ዝሰፍረሉ መዓልቲ ቀረባ ይግበረሉ ፈጣሪ።
@musaahmed8854
@musaahmed8854 4 года назад
ሰብ ዕላማ እዮም ንኤረትራ ህዝብ ካብ ዓለም ከጥፍኡዎ እንድዮም ታዓጥቆም ።
@mistirfekrinatnael5341
@mistirfekrinatnael5341 4 года назад
ትሕቲ ቅርጺ ናዬ ጥዕና ዘይኮነ ኣጎሌጉለት ናይ ጥዕና እዬ ዝባሃል ቱኩራቴ ኩኑ ኣብ ስራሕኩም Professional Information ketehlefu
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 4 года назад
Henok haway well said 👍
@saba770
@saba770 4 года назад
👍agree..governments do not last forever and this dictatorship of IA will be gone soon!
@kabijaifer7424
@kabijaifer7424 4 года назад
Anbesa ajoka
@lifeisfaithfaith2678
@lifeisfaithfaith2678 4 года назад
Dekimna ko hjis aznna xemimu ksha ka ab medrek deybu hzbi xn elu ysemea may alena kereb akul hkmna elu keyhafere God blessed us my people pray for eritrean haxar ya aza terifa zele gize tewediu everybady sey wellcame flower ERI💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷
@sabag2099
@sabag2099 3 года назад
So power entezeyblu , entay zezarb alokum.and weyane endabelkum meqabr ktwerdu ekum
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 4 года назад
ቀላል መልሲ ዝበለጸ ቦታ ተኾይኑ እስርቤት ንሐጎስ ክሻ ውሰዱልና
@fessahaiehaile6928
@fessahaiehaile6928 4 года назад
እቲ ዝባሀል ኩሉ ኢልካዩ ኢኻ ንሓጎስ ዘይኮነስ ነቶም ተዳናጊሮም ዘለዉ ገለ ካብአቶም ኣብ ሕልና ሰብ እንተተመልሱ ኣይፍለጥን እዩ።
@yonasmaekele9402
@yonasmaekele9402 4 года назад
Iakebate hasse mane kayesameaka
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 4 года назад
ወይ ወያነ ጅግና ኣንታ ሳሕሳሕ ትውልዱ ዘይፈልጥ ድቓላ፡፡ሎሚ ኩሉ ፈሊጥቁም ኢዩ ብረት ከይተኮስኩም ንጀጋኑ ዘጽነትኩም ኣኽላባት ክትሕነቑ ኢኹም፡፡ምስ ወያነ ተሰሊፈ ከጽንተኩም ኢየ ህግደፍ፡፡
@harshumamender8349
@harshumamender8349 4 года назад
Mis weyane keteselefka mis ahwatka teselifka zetetfio eseyas eko mis weyane koynu eko yu nihizbina zetfio zelo hiji khe kemti eseyas zigebero zeytiwunino qalsi kitgebir ab nefsikhan ahwatkan temerkos
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 года назад
@@harshumamender8349Ja Bihaqi Gudayina Baelina Bi Hadinet Habirina Tefetihnayo Tirah Eyu qetsali Selam NIREKIBELU
@isakgebremikael9575
@isakgebremikael9575 4 года назад
እንታይ ክንጽበ ካብ ህግደፋውያን ፎርሳ ኤሪ ሳት ደላዪ ፍትሒ።በዓል ንሕና ንሱ ልቢ ይሃብኩም ክትወግሕ እያ ሓደ መዓልቲ ብታሪክ ክትሕተቱ ኢኩም።
@ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
ንሕና ከም ህዝብን ሃገርን ነዚ ጉሓፍ ስርዓት ክንብድህ እጃምና ነልዕል
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 4 года назад
ሓዉ ንክሻ ምስደርግ ኮይኑ ንህዝቢ ዘረሽን ዝነበረ ብጀብሃ ዝተቀትለስ ክሻ ከመይ ገይሩ ኢዩ ንህዝቢ ኤርትራ ክፈትዎ ከገልግሎ ኣብ ልዕሊ ትግራዋይ ምኳኑ።እዚኦም ህዝቢ ከመይ ይጠፍእ ኢዮም ዝባላሓቱ።
@fissahahagos8090
@fissahahagos8090 4 года назад
hara haway, lomi eritra bezom awalu deqi tenben kitmirah kitrie kelkhu demey eyu xifelhani,ezi dma wuxiet nay himeqnan sinfinanan eyu,eritrawyn betami hamiqna,
@machwegdektatorvonunsereml7186
@machwegdektatorvonunsereml7186 4 года назад
Wegi hdhed ka,klta yhewt aykonun dum twageom?selzi wdei seb ab ab zamnu srat eu zqals!
@yosephtesfay7612
@yosephtesfay7612 4 года назад
ንኺሻ ሕፍቱ ኣብ ሰንዓፈ ሆቴል ዝነበራ፡ ክተምህሮ ካብ ትግራይ ከም ዘምጽኣቶ ኢና ንፈልጥ።
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 4 года назад
ካብዚኦምሲ ቡሱል መልሲ ክትረክብ ሕልሚ'ዩ ብጣዕሚ ዘሕፍርዩ ዝጸገበስ ጡሙዩ ዘሎ ዘይመስሎ ከም ዝባሃል ሕጂ ኸአኒ ንሳቶም ክሐሙ ከለዉ አብ ወጻኢ ከይዶም እዮም ዝሕከሙ ሐሊዮት ናይ ህዝቦም ከመዘይብሎም ሩዱእ'ዩ ካብዚኦምሲ አምላክ ቀልጢፉ ምሕረቱ የውርደልና
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m 4 года назад
“ኤርትራ ናፃ እምበር ሓራ ኣይወፀትን”!!! (ህዝቢ ኤርትራ) "History is the study of the past, recent past and distant past." ( Esayas Afewerki) ናይ ፅባሕ ዘይርኢ መራሒ አይመራሕን!!! (ዶ/ር ደ/ፅዮን) ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ከየፃላእኻ ዓሰብ አይሕለምን!!! (ደቂ ሚኒሊኽ) ‘ወያነ ፅልኢ አየምሃረትናን”!!!(መንእሰይ ትግራይ) “ሻዕብያ ፅልኢ ኣምሂራትና”!!! (መንእሰይ ኤርትራ) “ No TPLF , No Eritrea!” ( Abiy Ahmmed)
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 4 года назад
ህግደፍ ከም ዴናሶር ዝጸንተሉ ግዜ ሩሑቅ ኣይኮነን።
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 4 года назад
ኢሳያስ መራሒ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን። ብብዙሕ ሪኢናዮ ኢና ንሱ ጸላኢ ህዝብና ኢዩ።ዋላ ሓሚሙ ይሃሉ እቲ ንሱ ዝደልዮ ይግበር ኣሎ፡ ኣብዛ ክፍእቲ እዋን ኣይ ካብ ተስፋ ኣይ ካብ ሃብቲ ሃገር ኣይ ካብ ሓገዛት ሃገር ንህዝቢ ንሞት ፈሪድዎም ኣሎ ጥላያን እኳ ካብ ቻይና ኩባ. .. ሓገዝ ይቅበል ኣላ።
@TK-uh4ex
@TK-uh4ex 4 года назад
Ane zegrmni natkum eyu Kab hegdef entay texbeu Etom halewa ke mes bezhe esurat Ketzarblu axegami eyu entay egebr Xegem hegdf zeykone hezbi Eritrea eyu Asbu kea kerekb eyu
@mahariteame7564
@mahariteame7564 4 года назад
ዋይ ዘም ንሕና ንሱ
@erikidtube2330
@erikidtube2330 4 года назад
ህግደፍ ወያነ ክብል ንስኹም ህግደፍ ክትብሉ በቃ ህዝቢ ኤርትራ ትጻወትሉ ኣለኹም
@aronkidane
@aronkidane 4 года назад
ንስኻኸ እንታይ ትብል?
@erikidtube2330
@erikidtube2330 4 года назад
@@aronkidane ኣነ ናይ ዕለታዊ እንጌራና ኣይትኽልኣና ፈጣሪ፡ይብል ኣሬ ሓወይ
@ኤርትራንኤርትራውያን-አ9ጨ
ብክክል ብጣዕሚ ጽቡቅ ገሊጽካዩ 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@azuazeba2225
@azuazeba2225 4 года назад
Azika,xbuq aleka Henok hawey kulu kifelto zelewo bulux program eka temxie zeleka
@ka7484
@ka7484 4 года назад
ሓንቲ ተጋጊኻ ኣብዚ ፈታኒ እዋን ንህዝቡ ኣብ ቲቪ ወጹኡ ዘይዛረብ ዝበልካያ ህዝቢ ኤርትራ ንእሰያስ ኣይንታዩን እዩ ኮይኑ'ውን ኣይፈልጥን። ብዝተረፈ ኤሪ'ሳት ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ኣብ ጎድኑኹም ኣለና።
@tcagayberhe6002
@tcagayberhe6002 4 года назад
እሰያስ ሞይቱ እዩ የለን
@zo-ma6557
@zo-ma6557 4 года назад
Tcagay Berhe :-ይበልዎ ስላሴ! 😎
@kamalnur3140
@kamalnur3140 4 года назад
Death you don't even wish to your enemy , but he deserves to wish him die , it's long due .
@kamalnur3140
@kamalnur3140 4 года назад
Really ? elelelelelelelele
@robitete3838
@robitete3838 4 года назад
ይበሎ🤣🤣🤣
@zetamful
@zetamful 4 года назад
@@kamalnur3140 Ķkkkmkkk elelele
Далее
Mini bag sealer
00:58
Просмотров 5 млн
BANGLADESH | A Revolutionary Change?
14:42
Просмотров 34 тыс.
Mini bag sealer
00:58
Просмотров 5 млн