Тёмный
No video :(

ERISAT: "ኣብ ደገን ኣብ ውሽጥን ዝግበር ዘሎ ተቓውሞ መላግቦ ክህልዎ ይግባእ" ተስፋይ ተምነዎ 1 ይ ክፋል 

ERISAT
Подписаться 145 тыс.
Просмотров 137 тыс.
50% 1

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 290   
@yohannesabraha
@yohannesabraha 4 года назад
ናይ ብሓቂ ክንፈልጦ ዝግበኣና፡ ኣቦይ ተስፋይ የቐንየልና፡ መስትያት ቤትና ከኣ ከምዚ ዝኣመሰሉ ዝፈልጡ ደሊኹም ኣቕርቡልና። የቐንየልና,,,,,,
@mengiogba8584
@mengiogba8584 4 года назад
ብሓቂ ትንትን ተስፋይ ተምንዎ ።ኩሉ ሓቅካ ኣለካ ።ዝጽሓፍካዮ መጽሓፍ ,ንናትካ ተሪክብ መጽሓፍ የለን ።ንግለ ጠቅምካዮ ።ንገለገለ ክኣ ተስፋ ኣቅርጽካዮ ።( ናይ ትግሪኛ ፡ማርክስ ኢካ ) ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግኢዛብሄር ።
@selihomproduction
@selihomproduction 4 года назад
የቐንየልና ኣቶ ተስፋይ።ኣብዚ ሕጂ እዋን ደፊርካ ምዝራብን ተቢዕካ ሓቅታት ናብ ህዝቢ ምፍላጥን የድሊ ኣሎ ፡ብፍላይ ከኣ ከምዚ ከማካ ዝበሉ ንነዊሕ ኣፍልጦን ተመክሮን ዘለዎም ሰባት። So thanks
@tesfalemtewolde8352
@tesfalemtewolde8352 4 года назад
ባባ ተስፋይ ደስ ዘብል ዓቢ ገረብ ናይ መንእሰይ ጽላል ዕድመን፡ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ።
@abdulrahmanabdulah2417
@abdulrahmanabdulah2417 4 года назад
Ato Tefat Ramon your Estimation is Extrimly Eritra.
@kewanisium2643
@kewanisium2643 4 года назад
ኣያና ተስፋይ ተምነዎ ቡዙሕ ኣፍልጦ ኣለዎ። ተወሳኺ መዓልቲ ኣቕርብዎ።
@ttek9180
@ttek9180 4 года назад
Kewani Sium 100% ሐቅኻ! ወዲ ተምነዎ ብዙሕ መሃሪ ትሕዝቶ ዘለዎ ምኽሪን ታሪኽ አፍልጦን አለዎ። ካብ ኩሉ ህድእ ኢሉ ዝህቦ መግለጺኡ ዘይምኖ ኢዩ። ዕድመን ጥዕናን ቅሳነትን አምላኽ ይሃቦ።
@ttek9180
@ttek9180 4 года назад
@@koala10ish ኢሳያስ አፍወርቂ ብቑል ፍጥር ክብል ሕቡእን ስዉርን ዕላማኡ፣ ነቲ ዝተጀመረ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ንምብርዓን ወይ ዓላማኡ ንምጥምዛዝ፣ ጎኒ ንጎኑ ካልእ ሐይሊ ምፍጣር ዝብል ምኽሪ ሞሳድ (ስለያ እስራኤል) ዝቐረበ ነበረ። በዚ መሰረት ዝተሐተቱ ግለሰባት ግዳ ዝነጸግዎ ኔሮም ኢዮም። ናይቲ ሽዑ መንእሰይ እሰያስ አፍወርቂ ግን ብሐውቦኡ ደጃዝማች ሰሎሞን አብርሃ ናይ ወሎ ጠቅላይ ግዛት ናይ ሃይለስላሴ እንደራሴ ዝነበሩ ቀሪቡ ነዚ ተልእኾ'ዚ ከፈጽም ከምዝኽእል ሐሳብ ቀሪቡ። ንምኽሪን ንደገፍን ብስዉር ዝከታተሎ ስዉር ሐይሊ ክዳሎ ተመዚዙ። ኢሳያስ ክስለፍ ከሎ ከም ካልኦት መንእሰያት ኤርትራ ቀጥታ ናብ ሜዳ አይኮነን መጺኡ። የግዳስ መምጻእቱ ዘይፍለጡ አብ ከሰላ አእትዮም ኢዮም ሐዲጎሞ። ብከሰላ ሱዳን አቢሉ ኢዩ ከአ ናብ ጀብሃ ተሰሊፉ። ከም መምህር ሚኪኤል ጋብር ዝአመሰሉ ባህርያቱን አመለኻኽትኡን ዝመዘኑ ሽዑ ናብ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ደብዳቤ ብምልአኽ፣ "እዚ ሰብዚ ናብ ሜዳ ክስለፍ እንተተቐቢልኩሞ ሰውራና አብ ክልተ ጫፍ ጎቦ ክምቀል ኢዩ" ዝብል ከምዝለአኸ ዓርኩ አቶ ወልደሱስ ዓማር አብ መጽሐፉ አስፊርዎ አሎ። መምህር ሚካኤል ጋብር አብ መወዳእታ ሰማንያታት አብ ከሰላ ብብሽክሌታ ብድሕሪት አጋጭዮም ከም ዝቕተል ተጌሩ ኢዩ። ጀብሃ ምሁር ወዲ ከበሳ ረኺብና ኢላ ናይ ኢሳያስ አመጻጽአን ዝተዋህባ ሐበሬታን ጸጥታዊ መጽናዕትን ክትትል ከይገበረት ሐደ ካብቶም ንሃገረ ቻይና ከይዱ ንኽስልጥን ዝለኸቶ ነበረ። ኢሳያስ ናብ ቻይና ምኻዱ ነቲ ተላኢኹዎ ዝመጸ ዓቢይ ስልጠናን ትምህርትን ቀሲሙ መጺኡ ኢዩ። ካብ ቻይና ምስ ተመልሰ ከአ ተፈሊኻ ብሒትካ እትውንኖ ሐይሊ ዝፈጥረሉ መንገዲ ሃሰው ካብ ምባል አይዓረፈን። እዚ ክንብል ከለና ግን እቲ አብ ውሽጢ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ዝነበረ ምምሕዳራዊ ድኽመትን ጉድለትን ውሽጣዊ ምፍሕፍሐት እቲ ውድብን፣ ንዕኡ መንገዲ ዝረኽበሉን ሰዓብቲ ዘጥርየሉን ዕድላት ከፊቱሉ ኢዩ። ብፍላይ ድሕሪ አብ ወርሒ ሚያዝያ 1970 ብነብሲሄር ተስፋሚካኤል ጆርጆ አቢሉ አስመራ ብምእታው ምስ ብዓል ሪቻርድ ኮፕላንድ ናይ CIA (አባላት ስለያ አሜሪካ) ዝገበሮ ዝርርብ፣ ናይ ኢሳያስ ሕልሚን ጥሙሐትን ንኢትዮጵያን ኤርትራን ሐዊስካ መራሒ ምዃን አጸቢቑ ጦብላሕታ ዝሐደረሉ እዋን ምንባሩ ዝዛረቡ አለዉ። አከያይዳኡ ግን ማንም ክጥርጥሮ ብዘይክእል ስዉርን ምስጡርን ሜለኛን ኢዩ ኔሩ። አንጻር ጀብሃ ዘካይዶ ፕሮፓጋንዳ ካብቲ ስርዓት ሃይለስላሴ ዘካይዶ ዓይነት ፕሮፓጋንዳ ብምንም ዝፍለ አይነበረን። ሃይለስላሴ ብራድዮን ጋዜጣን "ሰውራ ኤርትራ ናይ አስላምን አዕራብን ኢዩ" ይብል። ኢሳያስ ከአ አጽዒቑ ንዕኡ ይደግም። ዝሐየለ ውድብ ህዝባዊ ሐይልታት ጸኒሑ ከአ ድሕሪ 1977 ስሙ ዝቐየረ ህዝባው ግንባር አብ ዝተፈጥረሉ ከአ ነዚ ፕሮፓጋንዳዚ መሊሱ ድአ አበርትዖ። ንሱ ስለዝኾነ አብ ህዝቢ ከበሳ ዝአተወ ግጉይ ፖለቲካዊ ፕሮፓጋንዳ ክሳብ ሕጂ አሰር ሒዙ ትክክለኛ ታሪኻዊ ሚዛን ክሕዝ አይከአለን። ኢሳያስ ዕላምኡ አብ ግብሪ ንምውዓል፣ ብሒቱ ዝመለኾ ውድብ ሒዙ ናይ መጨረሻ ሸቶኡ ንምውቃዕ፣ ፈለማ ነቲ ዓጋቲ ዝኾኖ ውድብ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ወላ ምስ ሰይጣን ተመሐዚኻ ብወተሃደራዊ ሐይሊ ምልጋስ ዝብል ስትራተጂ ነበረ። "ዓማ ክትሐቕቕ ኢያ" ዝብል ብደረጃ መጽሐፍ አዳልዩ ከአ ንተጋደልቱ መሃረ አስረጸን። መሪሕነት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ከአ ነዚ ብግቡእ ተረዲአን መዚናን ከከም ዝመጾ ክትገጥመሉ እትቕረብ፣ ንተጋደልታ "ብዘይ ስምረት ዓወት የለን. . . ካልአዊ ግርጭት ብደሞክራስያዊ ዘተ'ምበር ብጎነጽ አይፍታሕን ኢዩ" ብዝብል አስተምህሮን ጎስጓስን ብምሃብ፣ ነቲ ተሪሩ ብኹሉ መልክዓቱ ንምግጣሙ ዝግባእ ቅሩብነት ናብ ቀዳማይ መግዛእታዊ ጸላኢ ጥራሕ ከምዘድህብን ከምዘተኩርን ገበረቶ። አማስያኡ ነቲ ወያኔ አብ ዶባት ኤርትራ ይግብአኒ ኢዩ እንዳበለት ትጽሕትሮ ዝነበረት ምስ ጀብሃ ሐሐሊፉ ግርጭታት አሳቢቡ ንወያኔ ብምኽሳብ፣ ናይ ሐባር ወተሃደራዊ ምውህሃድ ብምግባር ንልዕሊ ሐደ ዓመት ጽዕጹዕ ቀጻሊ ምሕዝነታዊ ወራር ምክያድ፣ ከም ውጽኢቱን አብ ውሽጢ መሪሕነታ ናይ ስልጣን ምፍሕፋሕ ምፍጣሩን ተደፊአ ሱዳን ብምእታው፣ እቲ ሐያልን ሐርሞሸሽን ንመግዛእቲ ዘርዕድን ዝድምስስን ዝነበረ ሰራዊት ሐርነት ኤርትራ ወተሃደራዊ ህልውንኡ አብ ሜዳ ኤርትራ አኽተመ። ኢሳያስ ከአ ንበይኑ ከም ልቡ ዝመልኮ ሐይሊ ምጥራይን ንሜዳ ኤርትራ ብዘይሐደ ዘሰክፍ ተወዳዳሪ ሐይሊን ምትራፉን ፍጹም ቅሳነትን ዕረፍትን ፈጠረሉ። ነቲ መጀመርያ ዘበገሶ ዕላማ ናይ ኢትዮ-ኤርትራ አጣሚርካ ምሕላም ከአ ቀጸሎ። ጌና አብ ሜዳ ከሎ ቅድሚ ነጻነት ካብ ኢትዮጵያ ናይ ምፍላይ መደባት ዘለዎም ውድባት ኢትዮጵያ ከአ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ኮይኑ ክቃወሞም ተራእየ። ከም አብነት ናይ ትግራይን ሲዳማን ምንቅስቓሳት። ንሐድነት ኢትዮጵያ ከአ አዕዚዙ ከምዝግደስ አንጸባረቐ። አብ 1996 ንመጽሄት አሰር አብ ዝሃቦ ቃለ መጠይቕ " እቲ ነጻነት ዝብል አብ ስነአእምሮ ኤርትራውያን ዝተርፍ ባህጊ ድአምበር አማስያኡ ከይዱ ከይዱ ብቁጠባዊ ምውህሃድ ጀሚሩ ብፖለቲካዊ ምጽንባር ዝድምደም መስርሕ ክኸውን ኢዩ። እዚ መአስ ከመይ ይኸውን ንግዜ ዝተርፍ ኢዩ" ድሕሪ ምባሉ ቀጺሉ "ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ትርጉም ናብ ዘይብሉ ብርኪ ክዓቢይ ኢዩ" ክብል ደምዲሙ። አብ ሐምለ 1991 አብ አዲስ አበባ ዝተገብረ ዋዕላ ናይ ኢትዮጵያ ግዝያዊ መንግስቲ ንምምስራት ተረኺቡ አብ ዝሃቦ ቃለ መጠቕ'ውን "ኤርትራን ኢትዮጵያን ብቁጠባ ምውህሃድ ጀሚረን ብፖለቲካ ምውህሃድ ዝፍጸም ሐድነት ክድምድማ ኢየን" ክብል ኢዩ ገሊጹ። እቲ ብሐባር ኰንካ ምስ ኢትዮጵያ ግዝያዊ መንግስቲ ምትካል ዝብል ጥሙሐት ከምዝነበሮ ሻለቃ ዳዊት ወልደጊዮርጊስ ናይ ደርግ ብዓል ስልጣን ዝነበረ ድሒሩ ዝገደፎ ሳሕል ከይዱ ምስ ኢሳያስ ዝተሰማማዓሉ ምንባሩ፣ ቀጺሉ እውን ንገለ መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር አቐልቅል አቢሉሎም አቶ መስፍን ሐጎስ ከምዝተቓወሞ ገሊጹ አሎ። ልዕሊ ኩሉ ግን ኢሳያስ ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን መራሒ ምዃን ሕልሙን ጥሙሐቱን ዝሐምሸሽሉ ህዝባዊ ወያኔ ሐርነት ትግራይ ኢዮም። ከመይ ህዝቢ ኢትዮጵያ ልዕሊ ህዝባዊ ወያኔ ንላዕሊ ነቲ ወደባት ዓሰብን ምጽዋዕን ሒዙሎም ዝመጽእ ኢሳያስ ከም መራሒ ሃገሮም ክኸውን ምሉእ ብምሉእ ምተቐበልዎ። ህዝባዊ ወያኔ ግን አንዊሖም ነዚ ንምምዛን መንገዲ ፈጺሞም ክኸፍትሉ ቅሩባት አይነበሩን። እቲ ቀንዲ ኢሳያስ ክሳብ ግዜ ሞቱ አብ ኩሩምቱ ሒዝዎ ዝመውት ቂምን ቅርሕንትን ምስ ወያኔ ከአ ካብዚ ኢዩ ሱር መሰረቱ ዝምንጩ። ንኤርትራውያን ግን ኢሳያስ ብኻልእ አጥውዩ ኢዩ እዞም ከዳዓት ጠላማት ሐሳዳት እንዳበለ ብምግጋይ ውልቃዊ ክቱር ጽልኡ ከውጽእ ህርድግ ዝብል። መራሕቲ ወያኔ ካብ ስልጣን ፈጺሞም እንተዝወርዱ ኢሳያስ ጽባሕ ንግሆ ንመቐለ ከይዱ አሕዋት ኢና ስድራ ኢና እንዳበለ ገየጽየጽ ምባል ፈጺሙ አይመሕፈሮን። ብሕጽር ዝበለ ኢሳያስ መዋእሉ ምሉእ ብኢትዮጵያን ኢትዮጵያውያንን'ምበር ብኤርትራን ኤርትራውያንን ሐሚሙ አይፈልጥን ኢዩ ዋኒኑን ጉዳዩን ከአ አይኮነን። ወድሐንካ።
@justiceseeker1247
@justiceseeker1247 4 года назад
T Tek owww yeqnyelna kubur haww abzi enhelka sifih zibele haqena meglexe
@aronyonas2951
@aronyonas2951 4 года назад
@@ttek9180 የቐንየልና ስለቲ ሓቀኛ ታሪኽ::
@aronyonas2951
@aronyonas2951 4 года назад
@@koala10ish ወዲ ጎንደር ተደምረናል !ናይ ታሪኽ ሓተላ መን ኣብ ግምት ምሰእተወካ?
@bilulhaile4910
@bilulhaile4910 4 года назад
ክብረት ይሃበልና ኣቦ ኤርትራዊ
@besratgebrehiwot121
@besratgebrehiwot121 4 года назад
ኣነ ንመጀመርታ ግዜ ሓቀኛ መንነትን ዓላማን ናይቲ ደመኛና ዝኾነ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብመንገዲ ኣቦና አቶ ተስፋይ ተመንዎ ጌረ እየ ፈሊጠዮ. የቐንየልና ኣቦና አቶ ተስፋይ ተመንዎ.
@zeraiwelday9887
@zeraiwelday9887 4 года назад
Thanks Somc Ato Tesfay 🇪🇷🇪🇷🎻🌏⚽️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 4 года назад
ባባ ተስፋይ ተምኖዎ እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ ቆጽሎ ኢካ አብ ጎንካ አለና 🙏
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
ኣቦና ጅግና ብ 03 ካድረታቱን ከም ኣምላኽ ከም ንርእዮ ስለ ዝገነበርና ልዕሊ 90% ኣብ ጎኑ ኢዩ ኔሩ። ሕጅ ግን ይመስገን ፈጣሪ ባዕሉ መንነቱ ነጊሩና ከም ጽሓይ ኣብሪሁሉ መንነቱን ዕላምኡን ፈሊጥና ኢና ድጊም ሓቢርና ግቡእና ምግባርያ።
@believeyourself1903
@believeyourself1903 4 года назад
Eri Sat TV thank you, MR ZEKARYAS QUALITY JOURNALIST.
@yoseftsehay6862
@yoseftsehay6862 4 года назад
ክቡር ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ፥ ድህሪ፥ ተክለ፥ ኣደን፥ ተንኮልን፥ ናይ፥ ጥፍኣት፥ ኣላማን ፥ ስለያዊ፥ ተግባራት፥ ሳዲስት፥ ኢሳያስ፥ ዘጋለጹን፥ ንህዝቢ፥ ኣሪትራ፥ ዝነገረን፥ ጂግና፥ ወዲ፥ ህዝቢ፥አዩ፥ ኩሉ፥ ዝበሎ፥ ድማ፥ ኢሳያስ፥ ጸኒሁ፥ምስ፥ ምምጻአ፥ ኣቢ፥ ባአሉ፥ መን፥ ምካኑ፥ ነቲ፥ ተነጊርዎ፥ ዘይሰምአ፥ ህዝቢ፥ ብግልጺ፥ ነጊሩና፥ አዩ፥ሳዲስት፥ ኢሳያስ፥ ናብ፥ ኣዲስ፥ ኣበባ፥ ብምካድ፥ ኣይከሰርናን፥ ኣማሃድረና፥ ኣሪትራን፥ ኢትዮፕያን፥ ክልተ፥ ህዝቢ፥ አዩ፥ ዝብል፥ ታሪክ፥ ዘይፈልጥ፥ አዩ፥ ወዘተ፥ኣጀውጀው፥ ኢሳያስ፥ ተግባራቱን፥ አላምኡን፥ ብግልጺ፥ ንህዝቢ፥ ኣሪትራ፥ ነጊርዎ፥ አዩ፥
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 4 года назад
አቦና ተስፋይ ጽብቅ ሓሳብን አስተምህሮን ጽቡቅ ብሓቂ ፡ግን ክሓተኩም አቦና ተስፋይ እዞም አባላት ባይቶን መሪሕነትንሲ እንታይ ይግብሩ ኔሮም እዚ ኩሉ ዘመናት እስክ ግጅለ 15 እንታይዮም ሰብ እምኒ ዋላስ መሳርቅቱ እስክ በጃካ አብርሃልና ከመይ ዩ ነግሩ።
@aminhabtay4104
@aminhabtay4104 4 года назад
Thank aboy tesfay
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 4 года назад
ወዲቁ ዝነበረ ተስፋይ ባ ሎምስ ተስፋ ሂብካኒ አቦና ተስፋይ ተስፋ ግብር ክም ቃልካ ክኮነልና።
@aberafeven7012
@aberafeven7012 4 года назад
ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@astertesfazgi5328
@astertesfazgi5328 4 года назад
Well done 👍 thank you 🙏
@amanuelberhe9254
@amanuelberhe9254 4 года назад
ኩቡር ኣያና ተስፋይ ነቲ ዘይሕለል ናይ ቃልሲ መንፈስካ ክብሪ ይሰማዕካ
@medhanieghebru4960
@medhanieghebru4960 4 года назад
Thanks ኣቦና ተስፋይ
@user-gh1to2sl1x
@user-gh1to2sl1x 4 года назад
ጽቡቅ ዘረባ አቦና ተስፋይ ሕወሐትን ህግደፍን ከምታ ተሐናጊሮም ዝመጹ ተሐዛዚሎም ክጠፍኡ አለዎም።ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ተኸባቢሩ ተፋቂሩን ክነብር
@semerekahasr9220
@semerekahasr9220 4 года назад
ካብ ቲ ሓቅታት ታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ብትክክል ዝትርክ ሰብ ምኮኑ ይ ኣምነሉ ኢየ
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 4 года назад
ክክክክክ እንታይ ይፈልጦ 72 ኮ ተሰሊፉ እምበር ቀልጢፉ ዩ ናብ ስደቱ ዝሃደመ። ታሪኽ ተደሊኻ ናይ በዓል መስፊን ሓጎስ ኣድሓኖም ስማዕ ናይ ሓቀኛታት ሰብ
@user-nt7ey7fd5e
@user-nt7ey7fd5e 4 года назад
@@nevergiveup5690 34 ዓመት ግፍዕታት ዲዩ ሓጺሩካ ፡ ሃዲሙ ኢልካዮ፡ተሕዝኑ።
@abadidaniel3832
@abadidaniel3832 4 года назад
ዛኪ ሓወይ ከምዚኦም ዓበይቲ ለባማት በላሕቲ ሰባት፡ ናይ ፖሎቲካ ንቕሓቶም ነዚ መንእሰይ ከካፍልዎ'ከመርትዕዎን ኣምጻእላ።
@weldeslasieesak7304
@weldeslasieesak7304 4 года назад
Thanks so much
@freweinitewelde7575
@freweinitewelde7575 4 года назад
Btami des zibl astentno. Thank you sooo much
@adonaythegreat8426
@adonaythegreat8426 4 года назад
Zakieeeee you are the LEGEND. Great Journalist.
@yohansgebregzabiher9393
@yohansgebregzabiher9393 4 года назад
Good job brother 😍😍😍🙄👍👍👍👍👍
@tekleyohanes8798
@tekleyohanes8798 4 года назад
Jigna abona wedi temnewo. Thanks for your contributions
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 4 года назад
ዘይሕለል ሓርበኛ ኣቦ ክብረት ይሃበልና፡
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 4 года назад
ገዲም ተጋዳላይ ጅግና ተስፋይ ተመነዎ ንስኻ ኩሉ እቲ ሓቂ ብዛዕባ ኢሰይያስን ዓላምኡን ቀደም ሰብ ከይነቕሐ ፈሊጥካዮስ ንህዝቢ ውን ሓቢርካ ዝሰማዓካ ግን ኣይረኸብካን ሕጂ ግን ኩላ ሰብ ተረዲእዋ ኣሎ ድሕሪ ማይ ኣብዓቲ ዳኣ ኮይኑ እምበር።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
ከም ተመን ዕዳጋ ፈጣሪ ይቐጥቅጦ።
@merihwuldey6468
@merihwuldey6468 4 года назад
ክብረት የሃበልና ስለቲ ብሱል ሓቤሬታኩም። ኣቦይ ተስፍይ ትምንዎ ካብቶም ዘድንቆም ትቃለስቲ ኣቦታት።
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 4 года назад
Thank dear father for information dear zaki ka
@yohannestesema6374
@yohannestesema6374 4 года назад
Thank you for bringing mr Tesfay The one i admire.
@asterykealo6960
@asterykealo6960 4 года назад
I like your analysis, thank you so much 😊 God bless you abundantly and may God give you long life!! Victory to Eritrean people
@onedayentertainment2470
@onedayentertainment2470 4 года назад
ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ ከም Encyclopedia ኣብ ቤተ-መዘክር ክቕመጥ ዘለዎ ሰብ። ኣኸለ።
@dawitsolomon8643
@dawitsolomon8643 4 года назад
Yes u says my ideology we don’t need hegedafe and weyan those ignorant part should removed forever
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 года назад
Indeed Indeed but we can't worry about weyane at the moment for first we have to clean our house then we look further south..
@bereketkiflu8825
@bereketkiflu8825 4 года назад
ዘኪ ጽቡቅ እዩ ትገብሮ ዘለካ ግን ባዕሉ ብግልጺ እንዳ ነገረናስ እንታይ ከምዝን ከምትን አበለና እሱ ባዕሉ ዶ ይነግረና የለን ናብታ ቀንዲ ድአ ንእቶ ከመይ ንቀድሞ ትብል ድአ እቶ ኮለል አይንበል ።
@michaelkt4669
@michaelkt4669 4 года назад
Mister Tesfay is most mature Eritrean politician. Thanks for the important interview. Good job Zekarias and Tesfay.
@millionmicaell4768
@millionmicaell4768 4 года назад
ክብረት ይሃበልና ጂግና ኤርትራዊ
@estifanosmassias7823
@estifanosmassias7823 4 года назад
Thanks tegadalay tesfay temnewo
@ysgifuigggu9516
@ysgifuigggu9516 4 года назад
tigage aloka izi jigna tegadely ayibahlin iu izi hade gebenena serki haswi iu bi 1978 AB IBMB ADORHO kebabi ASMERA difai hizina inda terageregna kolona kedioo hadimu zikede telam ni hiluwatin swuatin ziteleme ked ai gebenena iu hasawi kindey a met zikona ab gedli xenihu dey wihidat iyen nimihisaw itezeko ynen hakena tariksi fuxum ayfe litin iu donkoro gusa iu izi bal ADEKOLOM DIBEZAN haswi.m exhf hasot dim hatimu shim si wat inda yehsere zixahfo bihas ti donkoro nihisiya zeyblu husu r gebenena iu .mediyatat ASEN A nazi AgameAMANIAL ERISAT MESTIYAT BETNA tibluwen di ma gebenetat iyen niilfi hasewt in serektin yeangidu silezelw. awet nihfash
@teamratghidey5881
@teamratghidey5881 4 года назад
Thank you Tesfay Tomnow, very natural and eloquent speech!!!!
@taqaraem.1521
@taqaraem.1521 4 года назад
ተስፋይ ተምነወ ትዝክር ክብ ህዝባው ግንባር ሀዲምክ ናብ ጀብሀ ክትከይድ ነስካ ከብ ክልተ ውድብ ዝሀደምክ ከዳዕ ጠላሚ አብ ዘይፈሉጡኩም ቀሉዕት ትቅሹሹ ሀጻናት ተጥፉኡ ብዐል ንስካ ህዝቢ ፋሕፋሕ አብሉኩም አይትሐፍ መሰጣ ህዝቢ የዉርደሉኩም
@menmen232
@menmen232 4 года назад
Tanks kubur tegadalay abona edmen tenan yhabka fetari
@fikadutewolde5256
@fikadutewolde5256 4 года назад
Hasad xelae Hzbi eritra
@sesen7953
@sesen7953 4 года назад
ተስፍሽ : ዛኪ ኩቡራት አሕዋ እንቛዕ ደሐን መጻኹም
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 4 года назад
Egzabiher Ehabelna Ato Tesfay Temno, Zakin Nberulna,Edmen tinan Ehabelna.
@wintahaftey9203
@wintahaftey9203 2 года назад
ኣቦና ተስፋይ የቀንየልና ግን እቲ ኣባሕጉኡ ዝበልካዮ ኣቡኣ ን ኣዲኡ ኣቶ በርሀ ክሪኢ ዩ ከይዱ
@ghirmayyohannes9845
@ghirmayyohannes9845 4 года назад
ብልክዕ ተጋዳላይ ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ ዝሃቦ መግለጺ ኢሰያስ ዝብእስ ክሳብ ዝደሉ ይሕንክስ ከም ዝብልዎ ካብ ሰብዓታት ጀሚሩ ክሳብ 2020 ዝህለቆም ቀንዲ ደቀባት እዮም
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
ኣነስ እፈርህ እባ ናይ ሎሚ ሰራዊት ሞራሉ ከም ዘውድቕ ሕልንኡ ከም ዘዕርብ እንድዩ ገይሩዎ እዚ ሰራም ነዛ ሃገር ኢዚኣ እንታይ ክንቃለሰላ ኣብ ምባል ዝበጽሐ ክትሰምዕ ኣዝዩ ይኸብደካ። ፈጣሪ ድኣ ይርዳእ።
@amnamn1951
@amnamn1951 4 года назад
In this critical time we are blessed from Allah to have a person like tesfay temenew inteligent truthful and telling the story as it is may Allah bless you
@ibrahimsiraj1975
@ibrahimsiraj1975 4 года назад
👏🏼👏🏼tnks Haw Temmeno👏🏼👏🏼
@yonasmatti8118
@yonasmatti8118 4 года назад
ኣየ....የ ኢሰያስ! እዚ ኩሉ ክብረት ናይ ህዝብን ተጋዳላይን ተሓሲምካ፣ ሃገርን ህዝብን ዘብርስ ናይ ነዊሕ ዓመት ጽንግሊል ዝኾነ ዕላማን ምስጢርን ሒዝካ፣ ሓደ ጽሉእ ውልቀ መላኺ ምኻን እንታይ ትርጉም ኣለዎ ? ብጀካ ሕስረትን ውርደትን፣ ኮንቱ ሞትን ጸሊም ታሪኽን ።
@badre2096
@badre2096 2 года назад
ባእባእታ ተጋዳላይ
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 4 года назад
Thank you father Tesfay, You explain it well Well done 👍, Thank you zaki haway for all the hard work u do, wedi hzbi 💪🏽
@weredelugano1015
@weredelugano1015 4 года назад
Wedi TEMNEWO great
@jamesbrown9995
@jamesbrown9995 4 года назад
This man is real Smart Till now i donot know him
@kulu2316
@kulu2316 4 года назад
ኢትዮጵያዊ ምካን ዘይኮነ ኣተሓሳስብኡ እዩ ክንገልጽ ዝግባእ።ካልእ ኣለኩም ሽግራቱ ከመይ ኣብልና ካብቲ ረጋጺ ኣተሓሳስቡ ንናገፈ ግለጽ
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 4 года назад
ኣይግድን ካብቶም ተወልጀ ዲካ ከንካ? ንሱ ኤርትራዊ ተግባር ኣይገብርን ዘሎ ስለዚ፡ኣይኮነን ኤርትራዊ።
@ermiasasmerom4873
@ermiasasmerom4873 4 года назад
Welcome Zak.to let you know I am very proud of you.but where can I get the book in England ?please let me know Zak.thank you.
@mulgetamisgina4858
@mulgetamisgina4858 4 года назад
ኣሕ እዚ ሰብኣይ ኩቱር ጓሂ ኣለዎ ኣጆኻ እስከ
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 4 года назад
ልክዕ:: ጽዩፍ መጽነቲ ኢሰያስ: ንልቢ ገርሀኛ ህዝብና ኣቐዲሙ ስለዝሰለቦ: ወላእኳ ብዙሕ ግዜ እንተነገርካዮ ክቕብሎ ኣይክኣለን:: ሎሚ ግን: ጽዩፍ ጠላም ኢሰያስ ብብድዐ ኣብ ኣደባባይ ወጺኡ ዝባኑ ቀሊዑ ስለዝተዛረበ: እትረፍዶ እቲ ዘስተውዕልን ዝመምንሲ: እቶም ነብሶም ዘይብሕቱ ሰባት ከይተረፉ: እንታይነት ናይ ጽዩፍ ኢሰያስ ፈሊጠሞ ኣሎው:: እት እንቋዕ ንጽዩፍ ጠላም ኢሰያስ ህዝቢ ኤርትራ ከይፈለጦ ኣይመተ ዘበለና ድማ እዚእዩ:: ከምቲ ክቡር ተጋዳላይ ኣቶ ተስፋይ ተምነዎ ዝበሎ ኸኣ: ኤርትራውያን ተበታቲኖም እዮም ኢሉ ወጠምጠም ዝብል: ወይልኡ:: እቲዝዓበየ ጸጋማትና ክሳብዛ ዓመተ 2018 ዝነበረ: ጽዩፍ መጽነቲ ኢሰያስ ዘይምፍላጥና ጥራሕ እዩ ነቢሩ:: ትኳዕ ኢሰያስ: ብዕሱባት ዋርድያታት ንኽንደይ ሰሙናት ከምዝቕኒ ዘገም ኢልና ክንርእዮ'ና:: ዘካርያስ ተስፋይ ተምነዎ ብሓቂ ምሃሪ ሓበሬታ:: ዘለዓለማዊ ኽብሪ ንሰማእታትና::
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
ልክዕ ብሮ ንሕና እዚ ወለዶ ክኣ ናትና ታሪክ ንስራሕ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 года назад
ለባም ወዲ ለባማት እዚ ፍጥረት እዚ ከሎ አብ ኤርትራ ራሕዋ ትርከብ ማለት ዘበት እዩ።
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 4 года назад
0
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 4 года назад
P]]]0⁰⁰
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 4 года назад
)
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
ንፈጣሪናን ወለድናንውን ኣታ ኣቲ ስለ ንብል ኣታ እንተበክስዮም ድሓንዩ እመስለኒ እቲ ባህሊ ድኣ ኣሎ እምበር።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
@@koala10ish ኾኣላ ሓወይ ኩላ ሓደ እንድያ ኣዛ ሕቶኻ እዚ ሰብዚ ንስልጣኑን ዝንኡን ዕላምኡን ከም ዝወጸ ብተግባር ርኢናዮ ኣሎና። ስለዝስ ኣማሓድርኡ ከየጠዓዓመ ድኣሞ ከመይ ገሩ ስልጣኑ ከረጋግጽ ኢልካዮ።ኣብታ ገዛኻ እኳ ንደቅኻ ዝኸድሉ መገዲ እንተዘይ ሰሪዕካዮም በዚ ሽተው በዚ ውጹ እንተ ዘየለ እዛ ምቕጻዕቲ እዚኣላ ኦልካ ኢኻ ከተምሓድሮም ትኽእል ኣነ ከም ዝመስለኒ ክልቲአን ሓደ ብሓደ እየን ዝኸዳ ክቡር ሓወይ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
@@koala10ish መኽሰቡ ድኣሞ ዓይንኻ እናርኣየን እዝናኻ እናሰምዐንሲ እንታይ እዩ መኽሰቡ ትብል? ካብ ህዝቢ ኣጽኒቱ ተቓዋሚ ዘይብሉ ገይሩ ሃገር ናብ ዓዱ ምርካብ ዝዓቢ ዓወት ንዕኡ እንታይ ኣሎ ። ንዓና ድማ ኣይግበር እምበር ዕቢ ውርደትን ሓሳርን ኣውሪዱልና ዘሎ ዝዓቢ ምዓት። ኣማኢት ኣሽሓት ሰራዊት ን30 ዓመት ኣዋጊኦምን ኣጥፊእምን ዘይረኸቡዋ ሃገር ብምትላል ዝኸፈሉሉ ዘይብሎም ብባዶ እንኩም ተባሂሎም ኣብ ዓለም ተገይሩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ብጀካ ብዘበን ኣጽናቲ ኢሳያስ ተይገሩሎ መኽሰቡ እዚ እዩ። ድራማይ እሱ ይተንኩል ይሕሰም ድራማይ ኤርትራዊ ይዓሹ ይእመን ርኣዩ ክቡር ኮዋላ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
@@koala10ish ክቡር ሓው ካብዚ ንርእዮ ዘሎና ኣብ ሜዳ ንሓድሕዶም መንካዕ የማን እናበለ ንሓድሕዶም ከምዘይተኣማመኑ ገይሩ እናጣፍኦም መጺኡ ምስ ኣተው ኣብ ኣርባዕተ ምኣዝን ኲናት ከፊቱ ከየዕረፉ ከም ዝጠፍኡ ገይሩ ድሕሪኡ ናይ ባድመ ኲናት ባዕሉ ወሪሩ ተወሪረ ኢሉ ኣታሊሉ እቶም ዝፈልጡዎ ምንስተራት ተሓታቲ ክህሉ ኣሎዎ ምስ በሉዎ ድማ ሃገር ከዲዖም ኢሉ ጎስጓስ ኣካይዱ መስኪን ህዝቢ ኣእሚኑ ዒራዒሩ ኣስፊሩ ኣጥፊኡዎም። ሳዋ ጽብቕቲ ፋብሪካ ቆልዑ ዝሰርሓላ ከፊቱ ነቶም ተረፍ ኲናት ካብ ኲናት ዝተረፉ ድማ እንሆ ን 20 ዓመት ኣይኲናት ኣይሰላም ገይሩ ኣይእኽሊ ኣይዝኽሪ ኮይኖም ከም ዝተርፉ ገይሩ ንስደትን ጥፍኣትን ገይሩ ። ኣረጊትን ቆልዑን ምስ ተረፉ ደንዲኑ ድማ ንጸላትእትና የረክበናሎ ካብዚ ንላዕሊ እንታይ የድልየና ዝተረፈ ባዕልኻ ኣስተንትኖ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
@@koala10ish ካብዚ ንላዕሊ ክገልጸልካ ኣይክእልንየ ካልኦት ይመልኡልካ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
@@koala10ish ብሩኽ ሓወይ ናብዛ በጺሑዋ ዘሎ ክበጽሕ ንኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ዓዱ ክሕውስ።
@zea.6723
@zea.6723 4 года назад
ጀብሃ፡ One nation, snit, ኤንብኤ፡..ወዘተ...... ብዓረባዊ ሕልሚ ዝተላዕጠጣ እየን!!
@keleta7318
@keleta7318 4 года назад
እሰያስ እሰያስ ምባል መዋእል ኮይኑ ግን ትርጉም ኣልቢ ኮይኑ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
ኣቦይ ተስፋይ ነመስግን ሓርበኛ
@planetearth26
@planetearth26 4 года назад
Uuuy kemzi aynet kehdet nay merahi traayu ayfelten 🤲🏽🤲🏽🤲🏽Yehuda
@amnamn1951
@amnamn1951 4 года назад
You are Eritrean hero my dear Tesfaye temeno
@filmonalem
@filmonalem 4 года назад
ሼር ብምባል ንተሓባበር የሕዋትን ኣሓትን ወይ በዚኣ ኣባል ኤሪሳት ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም www.erisat.org ኤሪሳት ናይ ኩላህና ኢያ ።
@samabraha3833
@samabraha3833 4 года назад
Thank you. Great interview
@samuelaraia4206
@samuelaraia4206 4 года назад
ኣብ ቀዳሞት ዓመታት ነጻነት ኤርትራ፡ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዓምዲ ደብዳቤታት፡ እቶም ማዕርፎ-ነፈርቲ ኣስመራ ንምንታይ ብስም ሃጸይ የውሃንስ እናተጸውዐ ይቕጽል ኣሎ እናበልኩም እትሓቱ ዝነበርኩም ዘኪረ። ብኣካል እኳ ኣይንፋለጥን ኢና፡ ከመይ ትኾኑ ኣለኹም ክብል ኢለ ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ።
@teddyoog3013
@teddyoog3013 4 года назад
Nay bhaki 4y yohanes merfo nafaret endabahle zeswai zenabera
@user-nz8zr4tg6c
@user-nz8zr4tg6c 4 месяца назад
ኣየ ተስፋይ ዓታኽ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
ኣቦይ ወልድኣብ ካብ ቀደም ጀሚሩ ኣይኣምኖንየ ኢዩ ዝብሎ ኔይሩ ይብሉዎ ንሕና ግና ክሳዕ ክንድዚ ዘይተረድኣና እዚ ኩሉ እናጨፍጨፈና ኣቦናን ሓውናን ኢዩ ኢልና ኣሚንናዮ። ቆልዑና እናሓነቐን ምሁራትናን ጀጋኑናን እናሓየረን ትም ኢልናሉ ንድጉዳእ ከም ዘሎና ዘይርድኣና። ነደንግጽ ኢና፡ ብዝኾነ ሕጂ ዝተረፈና የለን ንሕበር ንጠመር ንእለዮም ንርጉማት ህግደፍ።
@mekonnenhaile9961
@mekonnenhaile9961 4 года назад
ኣነ ግን በንጻር እዚ ንስኻ ዝሰማዕካዮ ኢየ ዝሰምዕ ኔረ ፡ ኣቦይ ወልደኣብ ዝበልዎ ይገብር ኔሩ ኢዩ ዝበሃል።
@tesfutsegay6133
@tesfutsegay6133 4 года назад
Edimen tienan yehabka fetari Tegadalay Tesfay Temnewo ajoka wedi hager keribna ena 🇪🇷😎🥀
@user-im6wc6vv5s
@user-im6wc6vv5s 4 года назад
Welcome zaki wedi hzbi
@sessenme9780
@sessenme9780 4 года назад
Ata ajus hasawi agame fooooo abi seb kisus hsret
@yewhansmichael6819
@yewhansmichael6819 4 года назад
ተስፋይ ተምነዎ ብልሂ ኤርትራዊ !!! እቶም መራሕቲ ህግ መንነት ኢሰያስ ከየቃልዑ ክብሉ ሃገር ዓንያ ህዝባ ጸኒቱ።
@estifanosmassias7823
@estifanosmassias7823 4 года назад
Well come both of you ,you are doing great 👍
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 4 года назад
,,, ፕረዚደንት ኢሳያስ ወዲ ኣቶ ኣፈወርቂ፣ ኣቶ ኣፈወርቂ ወዲ ኣቶ ኣብርሃ፣ ኣቶ ኣብርሃ ወዲ ራእሲ ሓጎስ ራእሲ ሓጎስ ሓዎም ንኣጼ ዮሃንስ መራሒ ናይ ትግራይ ዝነበሩ እዮም። ኣጼ ዮሃንስ ምስ ካብ ሱዳን ዝመጹ ድርቡሽ ተባሂሎም ዝጽውዑ ወረርቲ ውግእ ኣብ ዝገጠሙሉ ኣብቲ ውግእ ተሳዒሮም ። እሞ ንኤርትራ ቅድም መሰል ርእሰውሳነ ክኽበረላ ንናጽነት ምስ ዝቃለሱ ዝነበሩ ኤርትራውያን ሓቢርካ ምቅላስ ክሳብ ነጻነት ፣ክሳብ ብረፈረንደም ናጽነት ኤርትራ ብዕሊ ተፈላጥነንት ዝለብስ ፣ብድሒኡ ፣ብሓባራዊ ቁጠባዊ ውህደት ኣምሲልካ ክሳብ ናብ ፖለቲካዊ ኢትዮ-ኤርትራ ውህደት ምምላስ ምምእዛን ክስረሓሉ ዝጸንሐ መኣዝንዩ ኔሩ ማለትዩ።ጋዶ ፣የቕልሎ፣ ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይሓሉ፣ይባርኽ።
@nm3610
@nm3610 4 года назад
Xስ Yይ please call him dictator Eseyas Eritrean dictator Eseyas Afewerki no buddy wart for him he is not the president he is the problem he is dictator thank you
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 года назад
@@nm3610 ዲክታተርያ ዘይኮነስ እቲ ዝአበዬ ዲክታተርያ እዩ።አብ ወሎዶ ግን ኢሳያስ ካብ ዞም ክሎም ሓማሴን እንታይ ፉሉዩነት አሎዎ ክሎም ካብ ቴምቤን እንደርታ አጋመ ዝመጹ ምኳኖም ታሪኽ ተንተኒ ወሎዶ ይጽሕፉ ቃለ መሕተት ይገብሩ እሞ ከመይ እዚ ነገር።?
@solomonpetros2523
@solomonpetros2523 4 года назад
Xbuq tentinka gn tarik aytqroxo hexey yewhanis 2 gze nigbxi hede gze ndarwish kem zsaarere aytebalashwo 17 amet ab kunat hyehalifwo ab mewadaeta gn b darwish ksadu teqorixu ezi kulu kunat gn nay haymanot kemznebere aytresaayo darwish malet mejahin nay Sudan gbxi hwuswas ...... .beti gze eritrea ethiopia gzat ayneberen abti gze ab eritrea alulu aba nega u neru halafi wetaderom ka ab dbaruwa ketemu nera. kabzi wedahanka z arkey
@zebibalayt8687
@zebibalayt8687 4 года назад
@@toyotaw2500 Etom Wana Kab Agame dmexu dea Akaleguzay eyom
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 года назад
@@zebibalayt8687 ብዘይቃላአለም እድሜ ተክኖሎጂ ክሉ ኤርትራ ዝባሐል ካብ ሕምብርቲ ትግራይ ከምተፈጠረ ክሎም ግእዝ ምኳኖም ፍለጡ ሕጂ ኢሳያስ አጋመ ቴምበን እዩ ዝባሐል አይሰርሕን አንኮራ ደቂ መሳፍንቲ ስለዝኮነ እዩ እዛ ሐገር አባዲምዋ።
@danialves3825
@danialves3825 4 года назад
willkommen
@matiwostumzghi9770
@matiwostumzghi9770 4 года назад
ቅኑዕ ተዛረብካ ኣነ ውን ተዋጃቢሩኒ ኢዩ ነይሩ።
@adamismail3017
@adamismail3017 4 года назад
ኢዛ ቭድዮ ጽባሕ ንግሆ ኣብ ስርዐተ ትምህርቲ / ካሪክሌም / ንመምሃሪ ክሰፍር ምተገበ ። ኢዚ ኢኩል ትምህርቲ እዮ ን ዝስሚዐ ።
@zombiestdz4156
@zombiestdz4156 4 года назад
0 9
@ttek9180
@ttek9180 4 года назад
ብራቮ ወዲ ተምነዎ ባዕሉ ኤርትራዊ መንነቱ ሐዲጉ ኢትዮጵያውነቱ ዘቐደመ ኢሳያስ፣ ስለምንታይ ኢዮም ኤርትራውያን ብኤርትራውነት ዝጣበቕሉ ዘሕፍር ኢዩ" ዝበልካዮ አዝዩ ቅኑዕን እሩምን መግለጺ ኢዩ።
@zebibalayt8687
@zebibalayt8687 4 года назад
Bmeseretu Isaias nay Eritrea meninet alewo diyu? "Eritrawi meninet hadigu Ethiopiawinetu zekedeme." wae ezi seb ekoni Eritrarawi meninet yeblun, fetyu Eko aykonen Ethiopiawinetu kekedm mikniyatu Ethiopiawi Tigraway slezkone eyu nay gdn eyu Ethiopiawinetu kekedm
@blindworld365
@blindworld365 4 года назад
ዘካርያስ ቅድሚ ሕጂ ዝጸልኣ ዝነበርኩ ቻነልካ ብሰንኪ ለባማት ኣያትትን ጀጋኑ ከምበዓ ተስፋይ ተምነዎ ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ። ከምዚ ዓይነት ለውጢ ምግባርካ ውን ጽቡቅ ነገር እዩ የቀነይለይ ።
@mohammdali9169
@mohammdali9169 4 года назад
እቲ ጸገም ጀብሃ ሕቡእ ኣጀንዳኡ ክትገልጽ ከላ ናትና እዩ ኢልኩም ሓቁፍኩሞ መጽእኩም ሕጂ ኣብርእስኩም ምስመጸት .........
@solomonpetros2523
@solomonpetros2523 4 года назад
Hzbawi gnbar iseias aykonen fetirwo baal tewelde eyob. Abraham tewelde ....wezete .entay koynom kab jebha tefelyo .nay mejahidin kndey hzbi tigrigna kmzetfeat naaka wedi mahamed abey krdeaka .
@medhanieghebru4960
@medhanieghebru4960 4 года назад
ንዓኻ መንገድፍካ ሙሽሙሽ
@yohannesteshome219
@yohannesteshome219 4 года назад
Jabha da enqa tefeee ezom geberti ekey
@drwizy8779
@drwizy8779 4 года назад
ጀብሃ ከ እንታይ ጥዑያት ኮይኖም እዮም
@keleta7318
@keleta7318 4 года назад
ሓደ ነገር ዝገርመኒ እንተሎ እዚ ኩሉ ጀነራል ፡ኮነሬል፡ኽሳብ ተራ ዝጠፍአ ክንደይ ጅግና ሓደ ግን ንኡኡ ዝቀትል ኣይተፈጥረን ማለት ዲዩ እዋይ ኤሩ ኣደይ ዓዲ ጀጋኑ ዝነበርኪ እባ ዓዲ በዓል ኣነ ኮይንኪ😭😭😭😭
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 года назад
ኢሳያስ ዝባሐል ፍጥረት ጭሩ እኳ እያ ጸሊኣቶ ብኸመይ እዩ ውልቀ ሰብ ክንሱ መን እዩ ክሳብ ሕጂ ተወጢሕሎ ዘል ክፍለጥ ይግባእ። ተወጠሐላ ክትስበር አለዋ።
@abrahamokidano1971
@abrahamokidano1971 4 года назад
ኤርትራዊ መቦቆል ዘለዎ ትግርኛ ዝኣደ ቃንቁኡ ሰብ የለን፡፡ እዚ ሰብኣይ እቲ ጋዜጠኛ ንባዕሎም መበቆሎም ተጋሩ ዮም፡፡ ሰብ ሓረግ ዘርኡ ዘይኮነስ ተግባራቱ ዩ ከሕፍሮን ከኽርዖን ዝግባእ ካልእ ሓማያይ ውን ኣነ ሕልፊ ያ ትብፃሓኒ እዛ ሃገር ዘምስል ኣዘራርባ (ልክዕ ከምዚ ሰብኣይ) ኣይግድን፡፡ ባዓል ፊሊጶስ/ስብሓት መበቆሎም ኤርትራውያን ስለዝኾኑ(ወይ ስለዘይኮኑ) ድዮም ኤርትራዊ መንነቶም ዘይሕከኽ ወይ ደቂ እዚ ከባቢ ዘይተባሃሉ? ንወልዳኣብ ወልደማርያም ትግራዋይ ዩ ወዲ ኣኽሱም ዳኣ ዘይትብልዎ?
@edentesfankid4090
@edentesfankid4090 4 года назад
Edemen tenan yhbka tsfes eta tmenya hger ketre ybkeka agka meray zehrmka hgerkan sedrkan kerebu kebeke🤩👍
@dendenmehari2433
@dendenmehari2433 4 года назад
ዝተጋደልኩም ዘይተረዳኣኩምስ እዚ ሚስኪን ገባር ክርዳኣልኩም ታሓስቡ ኔርኩም ተጋደልቲ ዓዋናት ጋኔን እባ ተሰኪምኩም ኣምጻኹምልና
@meharieaf2035
@meharieaf2035 4 года назад
⚘⚘⚘
@fesshawoldu7191
@fesshawoldu7191 3 года назад
Correction; King Yowhannis never had a brother named Dej. HAGOS
@amineawet5622
@amineawet5622 4 года назад
👍👍
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 4 года назад
Kburey Abona edmen teinan yhabka beal xnue metikel❤️🙏❤️👍
@eri_swinwano_page7173
@eri_swinwano_page7173 4 года назад
Welcome deki Eri
@makdahaile9068
@makdahaile9068 4 года назад
Tesfay Yemeni is hero Eritrea men
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. 4 года назад
Bsul Zereba
@platun6895
@platun6895 4 года назад
Nsu sebay u bsriau znbir ab alem
@teklayasgedom8652
@teklayasgedom8652 4 года назад
ሕጂ ውን እንተኾነ ዘይተረደኦ ኤርትራዊ ዉሑድ ኣይኮነን እንታይ ኢዩ እቲ ምኽንያት እንድዒ
@eseycanadanigusse3087
@eseycanadanigusse3087 4 года назад
እቲ ከልቢ ይነቢህ አቲ ገመል ጉእዙኡ ይቅጽል ዘልናዮ ኣባና ይሰርሕ ኣሎ ። እቲ ዝገብሮ ዘሎ ሕቡእ ኣጀንዳ ድሊታቱ አፍጽም ኣሎ ።እቲ ግመል ዝነበረ ሚግ 21 ኮይኑ ይፈጥን አይ ዘሎ ሃገር ከጥፊእ ስለዚ ኒቃሐሉ
@semere8059
@semere8059 4 года назад
Thanks kibre ne abona tesfay zerakebkana mknyatu hade akrana Eritrea sile zikone. Hanti gin zigermeni bzaeba isaias gin ndeki Bat ab 1973 eiu gemrwo nay bihaki kea haki eiu mknyatu deqi bat menkae tebahalom ms teaseru, ab wishiti esrbet n24 seat zereba yelen buchk kemzeyblu eiu tiezaz ahlfu mknyatu entetezarbom mstir nkeyzarebu eiu
@ibrahimsiraj1975
@ibrahimsiraj1975 4 года назад
Axe Yewehannes bezey Resu zetekebre.
Далее
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Просмотров 902 тыс.
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Просмотров 902 тыс.