Тёмный

ERISAT:B/G Tekeste Haile | ዝንቡል ተባሂልካ ኣባል ሰልፊ እንተዘይኮይንካ ዕብየት ናይ ሓላፍነት ኣይትረክብን ኢኻ። 

ERISAT
Подписаться 145 тыс.
Просмотров 58 тыс.
50% 1

ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #Unity

Опубликовано:

 

2 мар 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 128   
@teklezghifessehaie9377
@teklezghifessehaie9377 2 года назад
አብ ውግእ ብዝምልከት ጅግና ክኸውን ይክእል እዩ አብ መድረክ አኼባ ግን ጋዕጻጽን ሓሳውን እዩ::
@helentekle2822
@helentekle2822 3 года назад
ጅግና ሃወይ ብ/ጀነራል ተከስተ ሃወይ ብታሚስቡክ መሃሪ እድመን ትናን ይሃብካ
@adamismail4713
@adamismail4713 Год назад
Ambass wedi Haile May you long live
@test8551
@test8551 3 года назад
I really appreciated B/G Tekest, I think we have a lot to learn from this General. Please, Henok Keep Interring him .
@shalom383araya6
@shalom383araya6 3 года назад
ኣይ ድሙ ።
@dehabamine2322
@dehabamine2322 3 года назад
I like this guy a lot :) He is so sharp. General kitkewn qelil neger kem zeykone yeriyeka.
@user-zh6jy5ju4k
@user-zh6jy5ju4k 3 года назад
ኩቡር ኣያናን ኣቦናን ብርጋደል ጀነራል ተኽስተ ሃይለ ናይ ብሓቂ ተንታኒ ወተደራዊ ስልትን ፖሎትካዊን ናይ ብሓቂ ናይ ሓባር ስራሕ ኡ ንወቀሰብ ዝውሃብ ኣይኮነን ።ብሓባር ዝተኣልመ ፈትሊ ኣንበሳ ያኣስር ኡ ነገሩ።
@adamismail4713
@adamismail4713 Год назад
Top top Important topics . Thank you
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 3 года назад
ኢዛ ጉዳይ ካብ ተላዕለት ኣብ ዝብጻሕ ዘይትብጽሑዋ? ማለተይስይ ኣብል ሰልፍ ኣብ ዊሽጥ ሰልፍ ምንባሩ ሕማቅ ኣይኮነ ግን ነቶም ዝፈልጡዋ ካብ ሃለው ብሂወት ኢንተ ዝሕተቱ ጽቡቅ ኢዩ።
@hayelomambesajir274
@hayelomambesajir274 2 года назад
ሰላም ኩቡራት ኤርሳት ብቀዳምነት ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም ኣነ ሓደ ካብ ተካታተሊኩም እየ: ቀጽለ ናብ ሕቶይ ከኣቱ ብዙሕ ግዜ ነዞም ኣርካናት ኣብዚ ቻነልኩም ክተቅርብዎም ይሪአኩም እየ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ: እሰያስ ኣፈወርቂ ካብ ቅድም ኣቲሕዙ እዩ ነቶም ቀቀንዶ እዳ በልዖም መጽዩ ግን እንታይ እዩ እቲ ፀገም ንዕኡ'ከ ካብ ቦቱኡ ከኣልዎ ዘይከኣሉ ኣብ ገለ ከኣ ብምስቲር ዘይኮነ'ሲ እዳፈከረ ዝገብሮ ዝነበረ እዩ: ንኣብነት:- ን ጴጥሮስ ሰሎሙን ዝበሎ ኣነ ከለኹ ብሂወተይ ወዲ ሰሎሙን ምርሕነት ክሕዛ'ሲ ዘመት እዩ እሉ በጃኹም ተገዲስኩም ንጹሑፈይ ኣንቢብኩምን ተገዲስኩም ካብዞም ኣርካናት ሓቲትኩም መልሲ ክተቅርቡልና ይምሕፀነኩም ብጠዓሚ እየ ዘመስግነኩም ስለ እቲ ትህቡና ኣገልግሎት ኣብ ግዚኡን ሰዓቱን thank you so much 🙏🙏🙏
@user-xn2gv9qt7y
@user-xn2gv9qt7y 3 года назад
Edme yhabka fetari baba tekeste haile
@beyonaburuk9855
@beyonaburuk9855 3 года назад
ሕጂ ውን ኣይክሰርናን ሀላዋት
@tewisaak9248
@tewisaak9248 3 года назад
ዝንቡል ክትባል ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ። እዛ ጸጽቡቁ ምዝራብ ጸንፈኛ ኣውራጃዊ ምንባሩ ንድሓኖም ኣብ ምስ ትግራይ መርዓ ገርካ። ዓንቀጽ 39 ግለጽዎ ንሕና ናትኩም ኢና ዝበሎም ንተጋሩ ኢዩ ነሩ።የሕፊሩና ኢዩ ንዚ ጅግና ህዝቢ ኣይምልከቶን ናቱ ኢዩ ብፍላይ ንህዝቢ ኣከለጉዛይ ስም ሂቡና ንሕመይሉ ዘሎና።
@yosephtesfay6913
@yosephtesfay6913 3 года назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣገላልጻን ምስክርነትን።
@edrismussa3688
@edrismussa3688 2 года назад
Thank you B/G Tekeste you are honest and very high ethical you have special chapter in Eritrea history. Thank you for your honesty.
@goytayibarek
@goytayibarek 3 года назад
I love this man and the way he explains..
@fevensemere1154
@fevensemere1154 3 года назад
Ane nezi sebay btaemi eye zednko , bejaka eba gele gber, malet nska netom halefti tfeltom eka , ngele hizka ktjmro tkel eka
@gobodena7567
@gobodena7567 3 года назад
Antay yu kjmr.
@peacelover5890
@peacelover5890 3 года назад
ጽቡቅ ገበረ።
@jossykennedy7406
@jossykennedy7406 3 года назад
I appreciate your analysis, ane kblo zdeli gn etom hzbawi gnbar tbehalus neti tarik xbuk gerkum tfeltwo ab dege alekum nmntay tewehahidkum mexhaf zeytxhfu cause new generation kfelto sle zelewo kabuu nnew esayas afewerki ab mwgad kltuf sgumti ktwesdu tk'elu ekum edme wn ykeyd sle zelo
@tsegaygebreyohanes2305
@tsegaygebreyohanes2305 3 года назад
ጅግና ኢኻ ኣያና ዕድመ ይሃብካ
@robrahk1432
@robrahk1432 3 года назад
ዘገርምን ዘደንጹን ታሪኽ እዩ!!! ኣቱም ህዝቢ ከመይ ከመይ እዩ እዚ ታሪኽ ኤርትራ እቶም መጀመርያ ብዓላ ዝተፈለዩ ምስ ኣብርሃም ተወልደ ብርክት ዝበሉን ኣዝዮም ሓያላትን እዮም ኔሮም ዋላ ሓደ ጊን ዝኣተወ የለን።በንጻሩ እቶም ብሓደ ዝወጹ ዝበዝሑ ደቂ ሓደ ዓዲ(ደቂ ሕርጊጎ)ብምሎኦም ኣብ ዝለዓለ ጽፍሕን ዳርጋ ብምሎኦም ድማ ከይተሰውኡ ኣትዮም።ወረ ከምዚ መሓመድ ከይሲስ ዝብሎ ዘሎስ ዳርጋ ብምለኦም ካዝና ጥይት ከይተኪሱ እዮም ኣትዮም።እቲ ዘገርምን ኣጸያፍን ድማ ናይቲ እከይ ተንኮል ሕማም ውሽጢ ዉሽጢ ንሶም እዮም ሃንደስቱ።" ዘይቕላዕ ስዉር ፡ ዘይፍለጥ ምስጢር የለን ኣብዚ ዓለም ተሓቢኡ ዝነብር!!! እወ ከፊሎም ኣያታትና ክልተ ገድሊ እቲ ሓደ ብቕድሚት እቲ ሓደ ብድሕሪት እቲ ሓደ ብጋህዲ እቲ ሓደ ብስዉር እቲ ሓደ ብባዕዳውያን እቲ ሓደ ብሃገራውያን ግዝያዊ ህልዉና ከሲቦም ንዋይ ሃብቲ ወኒኖም እንተ ጀጋኑ ኣያታትና ጊን ኣብ ሓቂ ረጊጾም ኣብ ናይ ዘለኣለም ወርቃዊ ታሪኽ ሰፊሮም እንሆ እኳ ሕጂ ብብጸቶም ይዝንተወሎም ኣፍ ልብና ነፊሕና ብሓበን ንንየተሎም። ሃይለ ኪዳነ^ስዊዝ
@raiawet3677
@raiawet3677 3 года назад
Mechem eritrawian kab tselaie zeykonina ab nenhdna ina hishuk enabelna ntenakol. G tekeste bihiwet halyka nezi zanta tehlfo zelka zibekaeka nemesgneka.
@161-iq3
@161-iq3 2 года назад
@charli9430
@charli9430 3 года назад
Wedi Hail bitaemi xibuk aleka Eti atkilti kab Dibarwa kisab adiqual alo grma hibwo gobizu Eti kebabi dima zerie wey tekli nay Adhanom andimariayam yblo alo eti tekamati xibuk tarik tezentu aleka kemaka ybzah.
@titihaile4375
@titihaile4375 3 года назад
ብናትካ ሪኢቶ ኣብቲ ግዜቲ ናይ ካድረታት ምቛም ከመይ ትርእዮ ኣብቲ ግዜቲ ንስካ ሪቶካ ዶ ክትህበና?
@tesfalemtewolde6972
@tesfalemtewolde6972 3 года назад
Brgader general Tegadalay Baba tekeste hayle edmen tenan yhabka amlak
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 года назад
THANKS MEDIA YUO BRIG A GREAT WARRIOR SON OF DECAMERE IN GRADE 6 ELEMENTARY ASCHOOLA HABESHA WE WHEARE IN THE SAME CLASS IN ONE SEAT .SO IM PROUD TO SEE&HEAR HIS WISDOM ,A MAN OF WISDOM W.AWALOM.......DECA ORIGINAL
@yonastecle4551
@yonastecle4551 3 года назад
wedi Haile eti zbelexe memmhr tarik tray zey kone kab gegueu zmaharn zmhr gigna
@mbkeren3061
@mbkeren3061 3 года назад
Eza interview melsi ni Tesfasion Agazian mesleni
@bilushe6625
@bilushe6625 3 года назад
please don't compare nonsense people which those heroes how can they make an interview to reply for one bullshit
@samsonghebreab5120
@samsonghebreab5120 3 года назад
ወትሩ ዘላለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና።ምስጋና ንዓኻን ንኹሎም ምእንቲ ዛ ሃገር ዝተቓለሱን ኩቡር ገነራል
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 3 года назад
Edmen tenan yhabka mesfnhagos nhzbka dahdayo eti haki
@jossykennedy7406
@jossykennedy7406 3 года назад
Bnxur tarikna knfelt ndeli alena esayas ab mejemerya 70 tat eti zleale alafi dyu neru ab 1987 dyu kab romodan dyu sltan terekibu kalie kea ab ezi zymsnay ab 70 tat entejemiru nmntay eyu esayas kab shu'u jemiru kem dlayu kiendr tegedifu?
@abcdmh7659
@abcdmh7659 3 года назад
Kemakum zbele ntsur megletsi ms haki ndeli weledo ena .abona mesfn hagos ms mstiratu ykedena alo.
@michaelnegasi1576
@michaelnegasi1576 3 года назад
Aye zeyhalfla hager
@futsummati7664
@futsummati7664 3 года назад
Aman beaman jigna abona
@futsummati7664
@futsummati7664 3 года назад
Eza sebay kef zelowaa edmen thienan yimneyelka
@Tumay123
@Tumay123 3 года назад
Ü
@padipemilli8856
@padipemilli8856 3 года назад
Hii
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 года назад
ኣመሪካ ክሳብ ሕጂ ኣብ ዓለም ብዘይ ሕማቕ ጽቡቕ ዝገበርቶ ፍጹም የለን። እስከ ካብ ሶማል ንጀምር፣ ኣመሪካ ኣትያ መርዛ ዘሪኣ ምስ ከደት ሶማል ናብ 3 ከም ትመቓቐል ጌራታ። ኣልሸባብ ካኣ ብጸርፊ ይጻረፍዋ፤ ብረት ግን ብተደጋጋሚ ግዜ ካብኦም ከም ዝተገልጸን ዝተራእየን፣ ካብ ምዕራብ እዩ ዝውፈየሎም። ክልተ ግዜ ኣብ ጀርመን ዝተሰርሐ ዝተማረኸ ብረት ኣብ ማዕከን ዜናታት ተራእዩ እዩ። ሶማል ካኣ ናብ 3 ቀቢላታ ከም ትመቓቐል ጌሮማን ዘይጠፍእ መርዚ ነዚሖምላን ከትዶም ኣለው። ደጊምና ካኣ ናብ ኣፍጋኒስታን ንቐጽል፤ ጣሊባን ዝባሃል ጸረ ሶቬትን ጸረ ኮምኒስትን ኢሎም መስሪቶም፣ ዳሓርስ ነዐኦም'ውን ዳኣ ዓቢ ጸገም ኮይኖሞም ኣለው እምበር፡ ኣፍጋኒስታንስ ካብ 80 ታት ጀሚራ ክሳብ ሕጂ ክጠፍእ ዘይክእልን እንዳሓደረን መመሊሱን ዘቃጽልን መርዚ ነዚሓትላ ዘለዉ ሃገር እያ። ካብኡ ካኣ ናብ ዒራቕ እስከ ንኺድ፤ ሳዳም መርዛም ጋዝን ኣቶም ቦምብን ሒዝ ኣሎ ተባሂሉ፡ መርማሪት ኮሚቴ ተምስሪታ እንዳ ኣጻረየትን ከይወደአት ከላን ጌና ኣይወዳእናን ኣለና ክስብ ሕጂ ግን እቲ ዝተባህለ ዝረኸብናዮ የለን እንድተብህለ ከሎ ኣትዮም ዓዲ ይዕንዮማ። ነዳዲ ዒራቕ ካኣ ይጉሕጉሕዎ ኣለዉ። ዒራቕ ግን ዝዓነወ ከተማታታ'ኳ ከተዐሪ ኣይካኣለትን። ህዝቢ ዒራቕ ካኣ ካብቲ ዝነበሮ ሂወት ኣብ እዋን ሳዳም 80 % ንድሒት ተመሊሳን ትሕመሰ ኣላ። ናብ ልብያ ካኣ ንቐጽል፤ ህዝቢ ልብያ ኣብ ግዜ ቀዛፊ እቲ ዝጣዓመን ጽቡቕ ሂወትን ዘሐልፍ ዝነበር ህዝቢ ሊብያን፡ ንልብያ ናብ ገነት እንዳቐየራ ዝኸይድ ዝነበረ መራሒ እዩ ነይርዋ። ኣመሪካ ግን ቀዛፊ ጉዶም ስለ ዝፈለጦምን፣ ከምቲ ዝደለይዎ ክኸውን ኣይከውንን እምቢ ስለ ዝበሎምን፣ ጉዶም ከቃለዖም ስለ ዝጀመረን፣ ንኣፍሪቃ ካብ ለመና ኣመሩካ ክትወጽእ ከም ዘከዋ ፕላን ሒዙ ብትብዓት ተበጊሱ ስለ ዝነበርን ነዚ ክኾልፉ ኣለዎ ኢሎም ተጓይዮም ኣጥፊኦሞ። ናብ ኤርትራ ካኣ ንመለስ። ካብ 40 ታት ጀሚሮም ነዛ ሃገር እንታይ ዘፈተኑዋ። ህዝቢ ኤርትራን መንግስታን ግን ፍጹም ክመቓቐለሎም ስለ ዘይካኣከን ምእተዊ ከፋት ስለ ዝሳኣኑን ኣይተዓወትሉን። ክስብ ሕጂ ካኣ ኣብ ጻዕሪ ኣለዉ። ሕጂ ካኣ ናብ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም ኣለው፣ እዚ ካኣ ጌና ኣብ ቃልሲ ንርእዮ ኣለና። ኣብ ቀጻሊ ካኣ ክንርእዮ ኢና። ስለዚ ኣመሪካ ዝኣተወታ ሃግር ሞትን ዕግርግርን ንህዝቢ ፋሕብትንን እዩ ዘጋጥም ዘሎ ። ስለዚ ንኣመሪካ ንፍለጣ፤ ከይትኣትወና ካኣ ንጠንቀቕ። ሕጂ ካኣ ናብ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም እነሀውለ ንሱ ካኣ ክንርእዮ ኢና።
@efremtecle4234
@efremtecle4234 3 года назад
ክሳብ ክንድዚ ብቅዓቱ ትፈልጥዎ እንተ ነይርኩም ስለምንታይ ምስኡ ሓቢርኩም ክትሰርሑ ዘይከኣልኩም? ካልእ ኢሰያስ ንጽቡቅ ዝሰርሕን ህዝባዊ ተቐባልነት ንዘጥሪ ውልቀ ሰብ ይሃድኖ እንተ ነይሩ ስለምንታይ ክሳብ ክንድዚ ክውስድ ብስቅታ ተሓሊፉ?
@wediafom193
@wediafom193 3 года назад
Neni sltana tserh nera..... pieeee showrar belo
@161-iq3
@161-iq3 2 года назад
General junta
@metkelheran1372
@metkelheran1372 4 месяца назад
Kit exo alewa saba sat
@henokhenok2333
@henokhenok2333 3 года назад
Ane kab merhti ertra eri tra aglalxa zednko jegna
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 3 года назад
ብጣዕሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@George-rq1yp
@George-rq1yp 3 года назад
Henok ambesa your questions are amazing!
@adamismail4713
@adamismail4713 Год назад
Adhanom Gabremariem Was Nationalis
@wedimaharimahari3462
@wedimaharimahari3462 3 года назад
ዕድመን ጥዕናን ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 2 года назад
ናይ ፡ ኣድሓኖም ፡ እጃም ፡ ኣብ ፡ 1973 ፡ ኣይገለጽኹሞን ፡ እሱ ፡ ምስ ፡ መሪሒነት ፡ ወጊኑ ፡ ኣንጻር ፡ ለውጢ ፡ ደለይቲ ፡ ኸምተሰፈ ፡ ይንገር ፡ ኢዩ ፡፡ ታርኽ ፡ ኽግለጽ ፡ እንተኾይኑ ፡ እታ ፡ ዝነበረት ፡ ኸምዘላ ፡ ንገሩና ።።
@newyorkistannewyorkistan8966
@newyorkistannewyorkistan8966 3 года назад
ብጫ ኣበየናይ ቢች እኻ ዘለኻ: ናይ ኾሮላይና ቢች ድኻ'ዘለኾ::'
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 года назад
ውጌአ ጎንፎሎም ኣድሃኖም ይፍለተሉ መካላሲ
@romadanmohammed2917
@romadanmohammed2917 3 года назад
Tanks B/G Tekesta I appreciate you hero.
@tsegazabwyemane2570
@tsegazabwyemane2570 3 года назад
WTF እንታይ ኢካ እንዳ ደንዘዝካ መጺኻ ነብስኻ ድሓን ብዛዕባ እትዛረበሉ ዘሎካ ሰብ መንነቱን እቲ ተዛርቦ ዘሎካ ሱብ ድሕሪ ባይትኦም ምልላይ ንመደብካ የመቅሮ please please
@mehariandemikal108
@mehariandemikal108 3 года назад
Way balskas. Ah. Hager ktmerhu. Zgbae ba. Wedteben bhitwa
@terbinosaboli2830
@terbinosaboli2830 3 года назад
Emo ezi mesfun hagosi tiuy aykonen
@abrahamblata8183
@abrahamblata8183 3 года назад
Really i appreciate you, hero jgna sebay
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 3 года назад
It was/ is very streng why you serve evil Issayas till last day. He was extreme totalitarian from day one but you were loyal to him as a slave master. I suspect there is a structure problem in our society.
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 2 года назад
you are right. I did not believe that Evil Issayas can stay in power without supporters. It is impossible. This guy has enough support from Day One till one.. In Eritrea there is hidden structure problem. Thus why there is no solution.
@terbinosaboli2830
@terbinosaboli2830 3 года назад
Mesfun hagos abal eta weyal selfi eyu wey gud
@yemanehaille8468
@yemanehaille8468 3 года назад
Ab 73 nay menkao mrshan nay higu mhuri tebahlu tehatitu n mot kufredu alewom elu zbl bzuh gize semuo nere zebrahaley seb (bzterefe menguste semay rewarso n juguna ayana
@asmaralondon8912
@asmaralondon8912 3 года назад
Thank u wed haile good explanation
@debesaytesfay7097
@debesaytesfay7097 3 года назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🏆♦️
@titihaile4375
@titihaile4375 3 года назад
89 ኣያቱን ክትብል ትክእል ዶ ኣብቲ ስልፊ?
@esayasweldemariam4363
@esayasweldemariam4363 3 года назад
Hasawi
@bhlinankid3646
@bhlinankid3646 3 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ብዛዕባ እቲ ኣግራብ በቲ መንገዲ ስጋብ መንደፈራ ከይደ ኔረ ብጣዕሚ ተደኒቀ ለምለም ኮይኑ ኔሩ.
@muluasfaha2
@muluasfaha2 3 года назад
ዊጊኣ ገንፎሎም
@eridem7289
@eridem7289 3 года назад
mot kem adam zibahal kemzi mis terekebe eyu. himam awraja sile zelekukum mis weyane moytkum ekum hiji gin hizbawi gimbar jeganu nikula enda deshi yeatinala. akeleguzay meriet saho gedifkum tigraykum kidulna. akeleguzay tibial ayneberetin awraja saho kinbla ena
@user-fx3cu9qf9h
@user-fx3cu9qf9h 3 года назад
😀😀😀😀😀
@abrahammahaei2286
@abrahammahaei2286 3 года назад
Jgna abona
@essayasberhane7698
@essayasberhane7698 3 года назад
አገናዕ ጀነራል ወዲ ሃይለ ሐላል ጅግና ዳሕዳሐዬ ይፍለጦ እዚ ሐርኢ ለክባጥ አፉ ሐቲሙ ዘሎ።
@mokonenbrhane8992
@mokonenbrhane8992 3 года назад
ወዲ ዓፋ ወይ ኢብራሂም ዓፋ ኣባል ናይታ ሕብእቲ ሰልፊ ኔሩ'ዶ በጃኻ ኣብርሃልና
@tommygebar1930
@tommygebar1930 3 года назад
general mesfun hagos bzaeba za ሕብእቲ ሰልፊ ክገልጸልና እንተትሓትዎ ጽቡቕ ኔሩ።
@keleteasfaha3462
@keleteasfaha3462 3 года назад
ጽሓይ ምስዓረበ ዝሐለፈ ታሪኸ እንዳ ተረኽካ ጽሐይ ከተብርቕ አይክአልን እዩ!!
@senaitesfamichael7639
@senaitesfamichael7639 3 года назад
Suk bel kezab hgdeff wahid wedi hgdeff seraki
@yonastecle4551
@yonastecle4551 3 года назад
seb kab gegueu kmhar alewo aytlahmm zarkey
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 3 года назад
ብ/ጀነራል ተከስተ ሃይለ ነመስግን!!!
@Elilta694
@Elilta694 3 года назад
fenji zkone tarik kkkk
@samirsami4572
@samirsami4572 3 года назад
Will done
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 3 года назад
Wedi-Haile Jgna eza kula merihnet neber ab gdam zela,kemaka entetkewn kndey mrehawena.
@ND-om8we
@ND-om8we 3 года назад
Good job erisat
@misghinashishay5764
@misghinashishay5764 3 года назад
I heard about adhanom G/mariam He was one of hero chief comander brged 23 !!!!!!!
@kobikobi4234
@kobikobi4234 3 года назад
💯💯💯💯💯💯💯💟💟💟❤❤❤❤❤❤
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 3 года назад
ሰኒፍና ሰኒፍና እዚኦም ዶ ኣብ ስደት ምነበሩ ዓኽዝዝ
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 3 года назад
ሓደ ሰብኣይ ሓደ ሓደ ንምሉእ ኤርትራ ን50 ዓመት ሓሚስዋ እንታይ እዩ እቲ ምስጢር?????
@mikeberhe8421
@mikeberhe8421 3 года назад
ህ. ግ ብሓቂ ዓቢ ጌጋ ኣብ ሰራዊትን ህዝብን በደል ኣውሪዶም እዮም እቲ ድከፈኤ ተጋጊኻ ካብ ጌጋኻ ደይምምሃርን እዩ :: እቲ ካልኣይ ንቀጻሊ ጌጋ ከይፍለጥ ምሕባእ እዩ ::
@sologheb5802
@sologheb5802 3 года назад
Jeneral Znebrka wedi hayle belo Hji ab mlmexi bal Asena eu zrkeb tekbdelu aleka ከዳዓ ተብልካዮ ካኣ የምሕረሉ እዩ።
@muluasfaha2
@muluasfaha2 3 года назад
ማንታ ሀኖክ ኣድሃኖ ኣዚዩ ሃገራዊ ቢኩሉ መንገዲ ቡኳኣ ቢትምህርቲ ሌአሊ አስያስ ቢሚህደራ ሌአሊ አስያስ ቢወትሃደራዊ ሌአሊ ኩሎም ሚካኑ ፉሉት ነይሩ ኣብ ቲ ውዲብ ወዲ ኣከለጉዛይ ስለ ዚኮነ ዚጊበር በደላት ይካወም ነይሩ ኒኣና ክ ፍ ሰራዊት 85 አዩ ነይሩ ሚስ ዉችህ አቲ ኪፍለ ሰራዊት ኒኣድሃኖም አንበር ዚህንፆ ኣድሃኖም ዚስመየሉ ዉችህ አዩ ነይሩ ኣድሃኖም ጊን ቲም አሉ ይለይድ ነይሩ ኣብ መወዳአታ 89 ናብ ንግዲን አንድስትሪን አሎም ወሲደሞ ናደው ካኣ ተራ ናይ ኣድሃኖም ዚለኣለ አዩ ቢዚያዳ ዚፍለተሉ ጊን ከምቲ ጀነራል ዚገለጾን ዊጊኣ ገንፎሎምን ዚመርሀ ሙሁር ተባአ ሚናኣስ ኣብራህም ተወልደን ተወልደ አዮቢን በራኪ ፈንኪሊን ሰለ ዚኮነ ኣብ ሚኒስትሪታት ከክሪቦ ኣይ ከኣለን አስያስ ሃሳድ
@berhanahmosazghi1641
@berhanahmosazghi1641 3 года назад
General Tekste/ Ayana abeytikemet?
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
ኤርትራዉያን ንልጅ ኢሳያስ ዘይጉቡኦ ክብረትን ደረጃን ኢና ሂብናዮ ጸኒሕና:: ንኢሳያስ ከም መንግስቲን ሰርዓትን ገይርና ክነቕርቦ ከለና ከይተረድኣና ነቲ ዘይግቡኦ ሽመትን ደረጃን ኢና ንህቦ ዘለና ማለት እዩ:: ልጅ ኢሳያስ ከም ሓደ ብትሕትነት ዝሳቐይ ዘሎ ሓያላን ናይ ገዛዉቲ እዩ ክግለጽ ዝግቡኦ:: እዚ ንሕና ኣብ ድላዩ እዋን ንኤርትራዉያን በብታራ ትንፋስና ንከምሉቖና መሰል ዝሃብናዮ ልጅ ካብኡ ሓሊፉ ከም ጥሪት ብኾፍና ክሸጠና ይርኣይ ኣሎ:: ልጅ ኢሳያስ ምስ ዝኾነ ይኹን ኤርትራዊ ኣብ መድረኽ ራስ ብራስ ክገጥም ርኢናዮ ኣይፈልጥን ኢና: እንትርፎ ንበይኑ ኣብ መድረኽ ኮይኑ ክዉጭጭን ንኻልኦት ከናሽዉን:: እዚ ሓቂ'ዚ ኸኣ ንልጅ ኢሳያስ ብርእሱን ብክእለቱን ዘይተኣማመን ሰብ ምኳኑ ምስክር ይኾነና ኣሎ ማለት እዩ:: ልጅ ኢሱ ድኽመቱ ተረዲኡ ድኽመቱ ንክሓብእ ምስ ካልኦት መራሕቲ ሃገራት ክራኸብ ከሎ ብዉልቁ እዩ ብምስጢር ክራኸብ ዝመርጽ:: እቲ ካልኣይን ዝዓበየ ጸገምና ከኣ ኤርትራዉያን ብኣነነት ክንክሰስ ስለዘይንደልይ ዋላ ሓደ ነታ ናይ ኢሱ ሰድያ ክወስዳ ይኽእል እየ ኢሉ ክቐርብ ዝደፍር ኤርትራዊ ኣይተርኣየን:: ምኽንያቱ ኸኣ እቲ በቶም ነባሕቲ ኣኻልብ ልጅ ኢሱ ዝመጾም ኩነኔ ስለዘሰክፎም ምኳኑ ኸኣ ርዱእ እዩ:: ኣብ ኤርትራ ኩሎም ሊቃውንቲ ሕብረተሰብና እታ ወንበር ብኻልኦት ክትዋሃቦም ዝጽበዩ ዜጋታት ዝመልኣ ሃገር ኢያ ኾይና ዘላ:: ንሃገርና ካብዚ ሕጂ ዘለቶ ደረጃ ጥፍኣት ናብ ጉቡእ ቦታኣ ክመርሕዋ ዝኽእሉ ሊቃዉንቲ ኣለውና:: ስለዚ ኩሉ ክመርሕ ይኽእል እየ ኢሉ ዝኣምን ኤርትራዊ ብዘይ ስክፍታ ንቕድሚት ክወጽእን ክመርሕ ከምዝኽእልን ክእዉጅ ይግባእ:: ነቲ ሰብ ስርሑ ንኽሰርሕ ከኣ ኩላህና ክንዓስሎን ክንካላኸለሉን ኣለና:: ልጅ ኢሳያስ ኣብዚ ካብ በጽሐ ድሕር ሕጂ ክፍራሕ ዘይኮነ ክድፈርን ክህደንን ጥራሕ እዩ ዝግቡኦ::
@wediafom193
@wediafom193 3 года назад
Haweboka dyuzike. ESU Abadahri ab sriau yeshuno yekerOo Neru..........bla bla bla bla.......
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
@@wediafom193 ሕጂ ድኣ ንምንታይ ደድሕሪ ሰብ ጎንደር ትጎዩ ከምዘለኹም ተረዲኡና እንድዩ:: ኩላ ሓማሴን ከይተረፈት ሚስጢርኩም ተረዲእዋስ ያያያ ክትብለኩም ጀሚራ ኣላ:: እንቶም ኣምሓራ እዉን እንተኾኑ ሓደ ኣምሓራይ ዝብሃል ህዝቢ ከምዘየለ እንታይ ድኣ ህዝብታት ኣምሓራ እዩ ምባሎም: እቲ ጉዳይ ካርነሽምን ጎንደርን ዝገበርዎ ሓድነት ምኳኑ ተኸሺሕኩም ኢኹም:: ድሕር ሕጂ ኤርትራ ምስ ካርነሽም ኢትዮጵያ ከኣ ምስ ጎንደር እዩ ጸገምና:: ጎንደርን ካርነሽምን ከኣ ደቂ ሓወቦታት ኢኹም::
@wediafom193
@wediafom193 3 года назад
@@weldenegodguad4974 shgurkum eko bdhri megareja koynka mzrab sele zkonkum trah ekum....bzkone ame sereye eye ti nay Hamasien neOom komu belom
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
@@wediafom193 ንዓይ ንኣንጭዋስ ናብ ሎቖታ...... እንብኣር ሰረወታይ ኢኻ???? ጨለለለለ ዘረባ: ሎሚ ኣሽንኳይ ኣብ ቅድሚት ኣብ ድሕሪት ሓንጎልካ ዘሎ ከይተረፈ ክነንብበኩም ንኽእል ኢና:: ሎሚ ንሕና ኤርትራዉያን ንዓሻ ተንኮላትኩም ኣሽንኳይ ክትገብርዎ ከለኹም ክትሓልምዎ ከለኹም ከይተረፈ ኢና ንሪኦሞ ዓሸዉሸዉ ኣይትበል:: ብኣዉራጃ ተወዲብካ ኣብ ታሪኽ ህግ ተሓቢእካ ንጥፍኣት ኤርትራ ከም እሙን መሳርሒ ናይ እዚ ኢትዮጵያዊ መራሒ ኤርትራ ኮይንካ ህዝብና ዘጽነትካ ወይ ንኽጸንት ዝተዋሳእካ ዉዱቕ ፍጥረት ኢኻ:: ንተጋሩ ከኣ ኣይትጸልኦምን ኢኻ: ንተጋሩ ይጸልኦም እየ እንዳበልካ እቶም ጸላእትና ዝምነዩልና ዝነበሩ ባዕልኻ ትገብር ዘለኻ ኢኻ ኣንታ ሓርኢ ፍጥረት
@wediafom193
@wediafom193 3 года назад
@@weldenegodguad4974 ewetrekido ke😂🤣😂🤣😂 aboka Esefayu elomo Dmxi Hafash aysemam
@tsegazabwyemane2570
@tsegazabwyemane2570 3 года назад
ኣንቲም ኣቦይ ጀነራል እቲ ትፈልጦ ዶርጋሓዮ ኣያ ።
@muluasfaha2
@muluasfaha2 3 года назад
ኣድሃኖም ገንፎሎም ኒሱ ከም ዚመርሆ ቡኳኣ ከም ዚነበረ አዩ ዚፊለት ኣድሃኖም
@terbinosaboli2830
@terbinosaboli2830 3 года назад
Hgdef mendef serekti megdef
@mannablata8082
@mannablata8082 3 года назад
ብሓቒ ዝምስገን ሓሳባት ኢዩ። ኣነ ዝገርመንስ ኢዚ ኩሉ ጂግንነትኩም ስለምንታይ ኣብ መዳ ከሎኩም ዘየዕረኩሞ ኢቲ ፍለልይን ወይ ዘይቐየርክሞ ኢቲ መሪሕነት ። ስለምንታይ ኢት ዕድል ሂብኩሞም ? ኣበኡ ዝለመድዎ ከኣ ደጊሞሞ ኣብ ህዝብን ሃገርን ኣጥፋኦምን የጥፍኡን ኣለዉ። ስለዚ ናትኩም ሓላፍነት ኣይወሰድኩምን ኢቶም ኣብ ሰልፊ ዘይነበርኩም
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 3 года назад
ብርጋዴል ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኣጋላልጻኻ ቡሱልን ሩጡቡን ሓቂ ዝሓዘ ኢዩ ዕድመ ጥዕና እምነየልካ ባዓል ንስኻ ህዝብን ሃገርን ናብ ጹቡቅ ምመራሕኩም እንታይ ሞ ወዲ ብዳማ ኢሰያስ ጋኔን ተጻዊትልኩም ብህዝብን ሃገርን ውን ተጻዊቱ ።
@user-iy3mt7jr4k
@user-iy3mt7jr4k 3 года назад
ንህዝባዊ ግንባር መን መስሪትዋ ክሳብ ሕጂ ንጹር ሓበሬታ የለን ግን ብሰነ ሓሳብ ኪዳነ ክፍሉን ኣብርሃም ተኽለን ተመስሪቱ ኢዩ ዝብሃል ግን ኢሰያስ ስነሓሳቦም ወሲዱ ንዓኣቶም ኣጥፊኡ ተፈልዩ ኢዩ ዝብሃል
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 3 года назад
Abraham tewolde eyu
@user-iy3mt7jr4k
@user-iy3mt7jr4k 3 года назад
@@zibanhgi8472 ኣብርሃም ተወልደ መስሪትዎ ዝብል ጹሑፍ ኣበይ ኣንቢብካ እዚ ጽውጽዋይ ዘይትገድፍዎ ኢኹም እሰያስ ኮነ ኢሉ ዝሓሰቦ ረንኮል ኢዩ ምስኡ ክኣ ኣኮሎጉዛይ ሰራየ ሓማሴን ኣለው
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 3 года назад
ንስኻ ኸ ካበይ ጽሑፍ ረኺብካ ኢኻ ኣብርሃምን ኪዳነ ዝበልካ
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 3 года назад
Hzbawi gmbar ko ab 1977 u temesritu. Kdmiu hzbawi hayltat u zbehal nieru nsom dma flutat yom. Mesfin Hagos Eseyas Tewelde Eyob solomun weldemaryam zelewom wuhudat Ab 1970 yom mesritomo. Bdenkel zeatewu beal Mesfin Hagos, AB ala zneberu dma selfi naxnet beal eseyas Kdmi 1970 dma ms jebha nierom Etom gedaym ab 60tat zteselefu kem beal Tewelde Eyob Mesfin Hagos Eseyas
@user-iy3mt7jr4k
@user-iy3mt7jr4k 3 года назад
@@nevergiveup5690 እቶም ቀዳሞት ን ህዝባዊ ግንባር ዝመስረትዋ ኢስያስ ኣፈወርቂ ተወልደ ኢዮም ኣስመሮም ገረዝጊሄር ሰለሙን ወልደማርያም መስፉን ሓጎስ ኢዮም ግን እቶም ሰልፊ ናጽነት ዘቆሙ ክ ብዓል መን ኢዪም ንዝባው ሓይልታት ዝመስረቱ ክ ብዓል መን ኢዮም ብንጹር
@sirageabdalla647
@sirageabdalla647 3 года назад
እዋይ ድንቁርና ንአርትራዊ ዝወዳደር ፍጡር የለን ዘይትምሕር ሕማም ተላገብ መጺኣ ትኾስትርኩም ኣሚን።
@tewisaak9248
@tewisaak9248 3 года назад
እቲ ስንኩል ጎድኑኸ ? ጽቡቅ ጎድኒ ነርዎ ኣብ ስራሕ ትራእዩ። 1። ዓንቀጽ 39 ንታሪኹ ዝጀልሐዶ ትብሎ።ኣብ ትግራይ ዓርሲ ወሳነ ዝተሓስበ ንኤርትራ መቃቅልካ ምድምሳሳ ናቱ ዶያ ? 2። ወፍሪ ባርነት ስም ዘጠመቀ ንዋርሳይ ሃገር ዘሓሰ ኣብ ሕሳብ ኣድሓኖም ነሩ ። 3 ኣብ ምምሕደዳር ኣብ ሰራየ ዝነበሮ ልኡም ትዕዝብቲ ህዝቢ። ሓደራ ታሪኽ እናጻጽብቅካ ኮሓሕልካ ኣይኮውንን ኢዩ እቲ መርዚ ኣብ ህዝቢ ዘስረጾ ኣብ ደገ ብእወራጃ ወገን ይፈላሊ። ስለምንታይ ዲኣ ንድሓኖም ጅግና ትብሉዎ ጅግንነት ናይ ሓባር እንተኾይኑ።
@raiawet3677
@raiawet3677 3 года назад
Bejaka libi giber kem beal adhanom jeganu deghimka zeyrkebu abo kulatna u neyru nayza awraja tibla zeleka wanatata kulatna hizbi Eritrea ina haki fetina nizarebo
@titihaile4375
@titihaile4375 3 года назад
መንነትካ ሽምካን ፕሮፋይልካ ብግቡእ ጽሒፍካ ተማጎት ተሓቢእካ ኣይኮነን ዕድሚኦም ምሉእ ዝተጋደሉ ታሪኮም ኣይትጅልሓዮ?
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 2 года назад
ሓሳባትኻ ፡ ብጽሑፍ ፡ ኽተገልጾ ፡ ዘምኽኣልኻ ፡ ዓቅምኻ ፡ ድሩት ፡ ስለዝኾነ ፡ቅድም ፡ ተመሃር ፡ ይብለኻ ።
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 3 года назад
ኣታዚ ኣፍከልብዝስ አዘንሚድያታት መጻወቲ ገረናኦ።
@bahabolomabadi510
@bahabolomabadi510 3 года назад
ሄነኽ ለኽባጥ ታሪክ ከሓተካ ኢዪ
@ND-om8we
@ND-om8we 3 года назад
Hgdef mendef nisukum ekum tahtati hizbina zirgix, zaxinit, hizbi ab gaza axyu bitmyat ziktil chakan sireat tidgfu. Sila hizbi zay tihasbu, hagrna Eritrea nidihrit 50 amet malisuwa Zelo amxi sireat, manesyat Eritrea ab gudud hagrawi aglglot tashmimom barot nayti siret koynom ayninabsom aynibatsbom. Sireat hgdef entay txbuk tarik alowo ab Eritrea, hgdef ab Eritrea ab 30 amet entay afryu? Entay lawti an eritrea amxieo?
@shalom383araya6
@shalom383araya6 3 года назад
ኖኖ ዓጋመ እዩ።
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 3 года назад
ኣታዚ ሰብኣይዝስ ሚስኪናይ ኣኺሉዎ በዘን ወነንቲ ዩቱብ ቻነል መጻወቲ ኾይኑ ተሪፉገጹትርሓቕ ኣፍከልቢ።
@berhanejosef3613
@berhanejosef3613 3 года назад
Please Think twice befor speak Ones. He is hero. And he transformation history for the new Ertrian genration. You must respect him. I write to you my advice with respect.
@user-th8fc7qr7m
@user-th8fc7qr7m 3 года назад
ብነጻ እተሐክመካ ዝነበረት ግዝኣት ናይ ጥልያን ብሓሶት ከሲስካ ካሕሳ ክትወስዶ ዝሓሰብካ ይዝከረካ ዶኒ ተኸስተ ? ናጽነት ኤርትራ ኣይቅበሎን እየ ክትብል ከለኻ ይዝከረካ'ዶ ? ኣብ 1988 ናደው ምስ ፈረሰ ንትግራይ ስድራ ቤተይ ክበጽሕ ፍቓድ ይወሃበኒ ክትብል ከለኻ'ኸ ? ? ?
Далее
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35
Finger Heart - Fancy Refill (Inside Out Animation)
00:30
Maybe a little TOO much gel 😂
00:12
Просмотров 10 млн
Tv Sened Eritra B/G Tekeste Haile Interview Part 13
1:21:09
Adhanom Gebremariam, Wash. DC. March 24, 2018
17:58
Просмотров 15 тыс.
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35