Тёмный

Eritrea, ሕቶን መልስን ምስ ወዲ ጎጀላ፡Questions and answers With Veteran Eyob  

Eri Man
Подписаться 3,4 тыс.
Просмотров 3,9 тыс.
50% 1

recordedl ive from paltalk eritrean justice seekers • Eritrea ጉዕዞ ሂወት ኣብ 3 መ... #eritrea #tefetawitalkshow #habesha #neweritrean #tigrignamusic #neweritreanmovie #eritreanmusic #eritreanfilm

Развлечения

Опубликовано:

 

13 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 16   
@Wediharestay
@Wediharestay Месяц назад
Welcome 💙
@wediblata5279
@wediblata5279 Месяц назад
Welcome 🙏
@abdusiad8729
@abdusiad8729 Месяц назад
Ahehhh. Hazna. Betam taskekom natsnit amtskom. Jegnooo😢😢😢😢
@kidanehadgu6431
@kidanehadgu6431 Месяц назад
Welcome ✋
@GisheTa-qy8pn
@GisheTa-qy8pn Месяц назад
Yes
@zemenzemen9268
@zemenzemen9268 29 дней назад
ጽቡቕ ትምህርቲ ናይ ብሓቂ ቀጽለሉ።ግን ተቖሪጹ ኣሎ።እንተዘይተጋግየ።ሙሉእ ኣበይ ንረኽቦ?ወይ ብኽፋላት ተተቕርበልና ጽቡቕ ነሩ።
@Insider24840
@Insider24840 Месяц назад
Interesting 👍
@Eri-blue
@Eri-blue Месяц назад
Thanks for the visit
@abdusiad8729
@abdusiad8729 Месяц назад
Ani wen zerakwo wadi rase zbhal 7 awlde hgrwe aglglot atnso masrfe khta kmtsa rnklwa shermot ayntay elo ybkyen naro.
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy Месяц назад
ሕቶ ንወዲ ጎጀላ: - " ስመይ ስም አቦይ ስምአደይ አደይ ዐዲ አደይ ሓቲቱኒ ምስቶም እሱራት ምስ ሓወሱኒ" ኢልካ:: ስለምንታይ ሓቲቶምኒ ትብል:: - አይዶንጎኻንውን ናብቲ ዝሐሸ ቦታ አሰጊሮሙኻ ስለምንይ? - ዕጥቅኻ ሒዝካ ክተሀድም ሒዞምኻስ ግን ክአ ቀልጢፎምዮም አውጺኦምኻ ምስቲ ባህሪኦም ሪኢኻስ ሕቶ ይፈጥረልካ:: - ተሰዲድካ ክተብቅዕ ተመሊስካ ምስኦም ምስራሕካኸ??
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 29 дней назад
ሓቅኻ ካብ ዓድና ደቀምሓረ ድንበዛን እውን ብ70ታት ንኣያ ቀሺ ዓንደሚካኤል ቀሺ ዓንደመስቀል ለይቲ ናብ ገዝኡ መጺኦም ንደልየካ ኣሎና ኢሎም ካብ ስድርኡ ወሲዶሞ:: ክሳብ ሕጂ ንቤቱ ኣይተመልሰን:: መንእሰይ ኣቦ እዩ ኔሩ: ሓረስታይ እዩ ኔሩ:: ወዱ መማህርተይ ኔሩ:: ኣያ ቀሺ ተወልደ መድህን ሓደ ካብ ብዙሓት ኣቦታት ህዝባዊ ግንባር ካብ ገገዝኦሞ ዝጨወየቶም ገባር ኣቦታት እዮም:: ኣበዚ ኣትዮም ከይተባህሉ ስጋብ ሕጂ ኣይተመልሱን:: እዚ ኹሉ ኣብ ትሕቲ ህዝባዊ ምምሕዳር ወዲ በላዕ ጣዕዋ እዩ ኔሩ: እዚ ኣብ እንግሊዝ ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ዝነበረ ማለት እዩ::
@Eri-blue
@Eri-blue 29 дней назад
ኣቡኡ (ንወዲ በላዒ ጣዕዋ) ውን ናይ ኢትዮጵያ ወትሃደራዊ በዓል ስልጣን ኢዩ ኔሩ፡ እንተዘይተጋግየ። ብሓፈሻ ናይ ጀብሃ ደገፍቲ ኔርኩም ብዝብል ምስምስ ብዙሕ ገባር ኣጥፊኦም ኢዮም ሻዕብያ ኣብዚ ትብልዮ ዘለኺ ከባቢ።
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 Месяц назад
ገጽካ ትርሓቕ ቡኩል
@zekariasasfaha8852
@zekariasasfaha8852 Месяц назад
እቲ ትዛረበሉ ዘለኻ ዕላምኡ ስርዓት ደርጊ ንምእላይ እዩ ኔሩ ብዓወት ክኣ ተዛዚሙ ። ስለዚ ብዛዕብኡ ሃለውለው ምባል ትርጉም የብሉን ።
@habtomkiflay3247
@habtomkiflay3247 Месяц назад
ደርጊ ምእላይ ዕላማ ኣይኮነን። ሕግን ቅዋምን ምትካል፡ ውልቃዊ ሓርነት ህዝቢ ምርግጋጽን ምውሓስን ወዘተ እዩ። ሻዓብያ ግን እዚ ኹሉ ህዝብና ዋጋ ከፊሉ ሕግን ቅዋምን ሓርነትን ይትረፍ'ሲ ባኒ ኢሉ ከማን ክሓትት ኣይክኣልን።
Далее
skibidi toilet multiverse 039 (part 2)
08:58
Просмотров 4,8 млн
Eritrean tiktok 27/6/2024
35:34
Просмотров 949
Попалась за конфету 🍭🙃
0:20
Просмотров 4,7 млн