Тёмный
No video :(

Eritrea, ሕቶን መልስን ወዲ ጎጀላ Questions and answers part 2  

Eri Man
Подписаться 4,5 тыс.
Просмотров 1,8 тыс.
50% 1

#eritrea #tigrignamusic #tefetawitalkshow #music #habesha, recorded live from paltalk room eritrean justice seekers • Eritrea, ጉዕዞ ህይወት 3 መድ...

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 6   
@OgbaiZera
@OgbaiZera Месяц назад
Great point Jebjeb በዓል ገበልን ብጾቱን ምስቲ ኩሉ ትብዓቶም ነታ ሓንሳብ ካብ ቃሎም ከይሓሰቡ ዘውጽእዋ ንገድሊ ኤርትራ ጌግኡ ንምእራም ባግርያቶም ምግካጽ ንቡር ኮይኑ። ብመሰረቱ ጃንሆይ ይኩን ደርጊ ወንበዴዎች ሸፋቱ ይብልዎም ኔሮም። ሽዑ ዘይሰርሔ ሕጂ ነቶም ገበርቲ ቅያ ተጋደልቲ ብስርዓት ደርግን ሓገዝቱን ዘፍረሱ ብደርጃ ሸፋቱ ኢልካ መድምደንታ ምሃብ። ክምታ ናይ ኢሳያስ ቅዲ ነቶም ንስሪኣት ሃይለስላሴ ራዕድን ሽበራን ዘእተዉሉ ኣብ 70 ታት ሸፋቱ ናይ ኣስላም ምትእክካብ ክብል ድሒሩ ባብ ኩናት ሕድሕድ ዘቀየሩ ቅየሳ ኮይኑ፡ ኣብቲ ጊዜቲ'ካ እብተሰርሐ ሎሚ ክስርሕ ኢልካ ንሕሳብ ጌጋ ንስ በልናዮም ክስምዑ ዘይምክእሎም ብዙሕ ዘሳለጥዎ ጉዳይ የልቦን። ኣብ ርእሲዚ ድማ ትግራይ ትግሩኚ ኣግእዝያን ኣብድነት ዝብሉ ከም በዓል ኣምቸን ፡ዝብሉ ንጉዳይ ፍትሓው ቃልስና ኣዳናጉዮሞ እዮም። ክፋል ህዝቢ ኤረትራ ድማ ሃንጎፋይ ኢሉ ኣሚኑ ክቕበሎም ከቢድዎ ካብ ዘይተፈክጦ መልኣክስ እትፈልጦ ሰይጣን ክብሉ ይርእዩ። ብዙሕ ዘይተፈተሸ ድንግርገር ኣትዩ ይርከብ። ቃልስና እቲ ሓቀኛ ሕብረ ቅርጺ ህዝብና ክሕዝ እለዎ።ሓደ ቃንቃ ስለ ተዛርብካ ሓደ ሃገር ኢካ ማለት ኣይኮነ።
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 2 месяца назад
Hedget mehetat khalei eyou ; gefeitat abresikha woredo temeleskha netom zgefowkha megelgal khalei slezy eza natkha sunkof hedgetat meknyiat abreskha emnetat keheder xegem eyou hiji wun entekone entelemeynomka n'ketegelgelom xegem yeblkhan zayeneto zesimei eyou zgerem eyou .
@Insider24840
@Insider24840 2 месяца назад
✌✌✌✌
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 2 месяца назад
ተኣዚዞምዮም ኢልካ ክሳብትስክል ትዓውር ትመውት አንትገርሙኻስ ተኣዚዞም ምባልካዩ ገጋ ዘፍርድዩ ተኣዚዝካ መን ቅተሊሉካ ክበሃልዩ ምሕረት ዘይኮነ ናይ ሞት ፍርዲዩ ዝግበኦምዩ ኣይትጋገ
@karamara9641
@karamara9641 2 месяца назад
😂😂😂 ትም በል ጁፍጁፍ
Далее
SHIRT NUMBER OR SWIM 🙈💦
00:32
Просмотров 5 млн
ንግደት ማርያም ደዓሪት | ERi-TV
29:14