Тёмный

Eritrea ቃለ ኑዛዜ ኣባል ስለያን ዓፈናን ህግደፍ፡  

Eri Man
Подписаться 3,5 тыс.
Просмотров 1,9 тыс.
50% 1

#eritrea #tigray #ethiopia #eripm #news #brakhemedia #tmh #dw

Развлечения

Опубликовано:

 

26 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 14   
@Wediharestay
@Wediharestay 4 месяца назад
ህግደፍ መንደፍ
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 3 месяца назад
ናጽነት ክቐርብ ከሎ፡ ደርግን ዓብደላ እድሪስን ዘይቅዱስ ኪዳን ብምምስራት፡ ኤርትራዊ ጅሃሳዊ ጥሩፍነት ክኹስኩሱ ጀሚሮም ኔሮም። እዚ ኣብ ሜዳ ኣብ ፈቖዶ ሓራ መሬት ፈንጅታት እንዳተኸሉ ብዙኻት መካይን ስወራ ኤርትራ ኣዕንዮምን ንብዙሓት ተጋደልቲ ንመስዋእታን ስንክልናን ኣዳሪጎሞም እዮም። እዞም ምንቅስቓስ ብሓምሻይ መስርዕ ይፍለጡ ኔሮም። ድሕሪ ናጽነት ካብ ሰነዳት ጸላኢን ብስለያን ዝርዝር ኣስማቶም ምስተረኽበ፡ ብቕልጡፍ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም። ንህግደፍ ስለዝጸላእኩም፡ ነዞም ኣኽረርቲ ከም ጥዑያት ሰባት ጌርኩም ከተቕርቡዎም ኣይትፈትኑ።
@Eri-blue
@Eri-blue 3 месяца назад
ሐራይ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ወላ እንተኾኑ ግን ሰስሒብካ ምቕታል ቅኑዕ ድዩ? ከምዚ ዝበልካዮም ምዃኖም ከ ቤትፍርዲ ኣረጋጊጽዎ ድዩ?
@Insider24840
@Insider24840 3 месяца назад
​@@Eri-blueትኽክል 💙
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 3 месяца назад
ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ሃገራውያን፡ ዝኾነ መንግስቲ ወላ እዛ ሰብኣዊ መሰል ክትብል ትውዕል ኣመሪካ፡ ምስ ጸጥታ ኣብ ዝተኣሳሰር ጉዳይ፡ እቲ ቤትፍርዲ ዶ ጠበቓ ምሓዝ ዶ ትብሉዎ ዘለኹም ዘገምታዊ ኣካይዳን ንዕኡ ዘድሊ ባጀትን ሃልኪ ግዜን ኣይግደስሉን እዮም። ኣነ ዝብለኩም እንተሎ ኣብ Tv Sened Eritrea ናይ youtube channel, ቃለ መጠይቕ ናይ ብሪጌደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ክፋል 25 ትተኸታተሉ። ኣብቲ መጀመርታ ናጽነት ብፍላይ፡ ተገዳላይ ብዘይ ደሞዝ ንዓመታት ገድሉ እንዳቐጸለ፡ ነዞም ከድዓት፡ ቤትፍርዲ፡ ኣኽባር ሕጊ፡ ጠበቓ፡ ይግባይ.....ወዘተ ክትብል ብወገነይ ኣድላዪ ኣይመስለንን። 100% ርግጸኛ ክሳብ ዝኾንካ፡ ኣጅጅ ማጅጅ ኣየድልን እዩ።
@Insider24840
@Insider24840 3 месяца назад
@@user-rt7gs1st6h እሞ ኩሉ ዘዝጠርጠርካዮ ምቕታል justify ትገብሮ ኣለኻ፡ እሞ ከኣ ደቅሃገርካ፡ የሕዝንዩ።
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 3 месяца назад
@@Insider24840 ንምሩኻት ጦር ሰራዊት ደኣ መን ክግደሰሎም። ዘማች ወዲ ዘማች ምቕላቦምን ታሪኽ ኤርትራ ምሂርካ ምንቅሖም፡ ደሓር ከኣ ናብ ድላዮም ንክኸዱ ምብጽሖም። ዘይ ንውድብ ክሳራ እዮም ኔሮም። ከድዓት ደቂ ሃገር ኣሸበርቲ፡ ደቂ መሬት ስለዝኾኑ ዘስዕቡዎ ክሳራ መርዛም እዩ። መጥቃዕቲ ከረን ንሳቶም ብዝሃቡዎ ሓበሬታ እዩ ሓንቲ ሓይሊ ምልእቲ ኣብ ቢንቶ ኸላ ከምትጠፍእ ጌሮም። ኣብ 1988። እቲ ትደልዮ ዘለኻ ጭብጢ ኸኣ፡ ኣብታ ዝበልኩኹም ቃለመጠይቕ ኣለካ። ድሕሪ ናጽነት ብፈንጂ ዝተሃርማ ናይ ህዝቢ ኣውቶቡሳት ውን ውሑዳት ኣይነበራን።
@yosiefweldesion89
@yosiefweldesion89 3 месяца назад
Hasawi mengsti Eritrea axrykum yu beal nska terifkumna
@Insider24840
@Insider24840 3 месяца назад
ጋውና! ሰብ ምቕታል ድዩ ምጽራይ? ሕልና ኣልቦ
@truth3960
@truth3960 3 месяца назад
Eska entay kitgebr hizkayom. Lekbat
@Insider24840
@Insider24840 3 месяца назад
ተኣዚዙ፡ ወትሃደር ስለዝኾነ። ካብኡ ከኣ ቅትለት ጽላእ እምበር ሒዝካ ምምርማርን ናብ ሕጊ ምቕራብ ደኣ ጽቡቕ እንድዩ።
Далее
ሰነ 21 ተስፋ ናፅነት ትግራይ ...
11:24
Can the Conservative party survive defeat? | FT Film
25:04
MAHARI TESFAMICHAEL
43:49
Просмотров 4,2 тыс.
Пов: папа в семейном чате
0:13
Просмотров 2,7 млн
Не плавайте тут! 🏊🚫
0:24
Просмотров 5 млн