Тёмный
No video :(

Eritrea, ዕላል ምስ ኦፕሬተር ጀ/ ተኽላይ ሃ/ስላሰ ነበር፡ ተቓላሳይ ኣሮን ገ/የሱስ  

Eri Man
Подписаться 4,5 тыс.
Просмотров 20 тыс.
50% 1

#habeshatiktok #tigrignamusic #eritreacomedy #habeshastory #neshneshtv #eritreanews #eritreanfilm

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 158   
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 20 дней назад
ዘገርም ታሪኽ የቀንየልና ብመጽሓፍ ምቅራቡ ተመራጺ ምኾነ ክቡር ሓው💙💙💙
@futsumteferi4341
@futsumteferi4341 2 месяца назад
Thank you, Dear!
@user-uh4cr5sb8d
@user-uh4cr5sb8d 3 месяца назад
ፍሽለት ድኣ 1977 ኣብ ሳሊና ብፍሊጶስ ዝጠፍኡ ክልተ ብርጌድ እውን ኣሎ ተዘኪሮም ግን ኣይፈልጡን እዮም ባጽዕ ዝኣክል ብረት የብልካ ሓይሊ የብልካ ብዘይተጸንዐ መልክዕ የእቶም የህሊቆሞ ተሰዊኦም ተባሂሎም ይንገረሎም ህይወት ክብርቲ እያ ህይወት ክብርቲ ምኳና ብህይወትካ ምስ ክትርእያ ይግባእ ኣብ ኤርትራ ግን ካብ ሰውራ ኣትሒዙ ህይወት ሕስርቲ እያ ብህይወት እናተጻወቱ እዮም መጺኦም ዝለመድዎ እዮም ዝገብሩ ዘለዉ
@michaelkidane3378
@michaelkidane3378 3 месяца назад
እዚ ዝብሎኩም ዘሎ በክፋሉ አነዉን በአይነ ዘረአክዎ እዩ
@BETESEB1972
@BETESEB1972 27 дней назад
ኣነስ ምስ ስድራቤተይ ኤርትራ ወጽየላ ዘሕዝኑኒ እቶም ባርያ ናይ ተጋደልቲ ዘለዉ ኣገልግሎት ተባሂሎም ዝታለሉ ዘለዉ መሻኪን ሕጂ ድማ ኣቢ ኩናት ክከፍት እዩ መን እዩ ግዳይ ክከውን 😢😢😢😢😢
@Idferi525
@Idferi525 3 месяца назад
ኣቃልሕዎም ደኣ እዞም ዕሱባት ጀነራላት።
@kebreabtesfaldet4914
@kebreabtesfaldet4914 5 дней назад
ግርም ምቅላዕን ምቕላዕን!!
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 3 месяца назад
ሃቂ ንምሸታ ወርቂ ቀጽሎ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@betrihaki3884
@betrihaki3884 3 месяца назад
ARON GHEBREYESUS YIGERIM YIYU, GENERAL MESFIN HAGOS ( ab Afabet nayi NADO midimsas, jigninet ziserhu ) ZEYINEBRELA NETZIANET, yigdef=mendef KEYIHAFERU '' MEALTI NETZIANET '' YIBLUNA LONG LIVE BRIGADE N HAMEDU, WIDKETTTT N generalat nayi yigdef=mendef
@betisami336
@betisami336 22 дня назад
ኣነ ሃሳዊ ሪኣ አሞ ከማካ ወስህላክ ሃሳዊ ለክባት ሪኣ ኣይፈልቲን።
@senaitgeremedhin6515
@senaitgeremedhin6515 3 месяца назад
Eritrea always is moving forward; during our struggle and now an independent Eritrea, while z ለኽባጣታት like you are black mailing our strugglers and our struggle. Our Martyrs Rest in Peace.
@iskatl1098
@iskatl1098 2 месяца назад
ኣታ ሕጂ ምምራር እንታይ ዋጋ ኣለዎ ተጋዳላይ ሰሙን ምሉእ ኣብ ጥሙይ ከብዱ ሰልቀ መላኺ ከኣ በጊዕ ተሓሪዱ ብራሕባ ዝመልአ እቅረበሉ ነይሩ።
@abrahamtesfu1367
@abrahamtesfu1367 3 месяца назад
ኣፈወርቂ ሓወይ ኢዩ ክገርመካ ፡ኢምባኣር ኢዚ ሓወይ ከምዚ ገሮም ኢዮም ቀቲለሞ ዓሕ
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 месяца назад
አምሰሉ 😅
@abrahamtesfu1367
@abrahamtesfu1367 3 месяца назад
@@mesfinabraham6412 ንመን ኢኻ ኣምሰሉ ትብሎ ዘለኻ ጋሓፍ ባርያ
@cheayandom3075
@cheayandom3075 8 дней назад
​@@mesfinabraham6412wedi shormuta gahba hawey indabeleka dngaxe yeblkan dyu foooo🤮🤮🤮🤮
@DawitWeldemariam-ew8qx
@DawitWeldemariam-ew8qx 6 дней назад
ኣታ ሞሽኻት ሓሳዊ ኣብቲ ቃልስቲ ነዊሕ ግዜ ንፈልጦም መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ከምዚ ትብሎም ዘለካ ኣይነበሩን
@bereketnigusse4252
@bereketnigusse4252 3 месяца назад
I am proud of you Aron.
@tekleyacob8001
@tekleyacob8001 3 месяца назад
ETA GAL NFLTA ENA GAL KEREN EYA EZI TARIK NAYBHEQI MKANU AMINE ALOKU
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 месяца назад
ዘየጠራጥር ሓቂ እዩ! እቲ ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለ ህዝቢ ኣከለጉዛይ *ድሁል* ተባሂሉ! ኣብ መወዳእታ ብዓል ውጩ ድማ ምስጢር ከየውጽኡ ብምባል ኢሳያስ ኣሰናቢቱዎም!።
@Halamadrid676
@Halamadrid676 3 месяца назад
በቃ ዝተባህለ ኢኹም ትውሕጡ ቀዳሞት ግዳይ ካኣ ትኾኑ እንታይ መረጋገጺ ኣለካ በኸመይ ትኣምኖ ነዚ ሰብ
@phun4379
@phun4379 3 месяца назад
አከለጉዛይ ገለመለ የለን ኩሉ ኤርትራዊ ማእረ ንሃገሩ ይስዋእ መቃጠሮ
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 месяца назад
@@phun4379 PFDJs ARE THE GRUB OF WHISPERS AND PIRATES☠️ OF THE HORN OF AFRICA🌍
@russomafewerki8036
@russomafewerki8036 3 месяца назад
Ressha hinzi tizeree aleki
@dl4055
@dl4055 3 месяца назад
Kidu hasewti dhurat,kulu eritrawi waga kefilu,reshat nskumsi denaqur awrajawyan,hager nay habar eya
@rumenege6356
@rumenege6356 3 месяца назад
ክቡር ሓው ኣሮን፡ ብርግጽ ብኣካል ኣይንፋለጥን ኢና።ብኣኻ ግን ኣዝየ ሕቡን'የ። ምስ ግርማይ ኣሰፈው ካባኹም ምስተቐየረ፡ጽብቕ ርክብን ምሕዝነተን ኔሩኒ። ብመንገዱ ንነብያት ተላልየያ። ምስ በዓልቲ-ቤቱ ዝነበረት'ውን፡ኣብቲ ከባቢ ናይ መወዳኣታ ንውሽጢ ኣሰመራ ዝኣትወሉ ግዜ ብሓንሳብ ክንረኽባ ክኢልና። ቅድሚኡ ግርማይ ዝንበብ መጽሓፍ ካብ ተኽላይ ከምጽኣልካ'የ ኢሉኒ፡ኣምጺኡለይ። ምሳኻ ምስ ኣሮንውን ከምዝተራኸብኩም ሓቢሩኒዩ። ድሕሪ ናጽነት ኣብ'ቲ መጀምርታ ግዜ ምስ ግርማይ ብኣጋጣሚ ተራኺብና፡ ብዙሕ ውን ኣዕሊልና። ርክብና ግን ኣይቀጸለን። ብርግጽ እ'ዚ ብትብዓት ተቕርቦ ዘለኻ ሓሳባት፡ናይ'ዚ ምልካዊ ስርዓት መሰረቱን ጉልባቡን ሳዕቤኑን ኣብሪህካ ኣለኻ። ነዚ ስርዓት ዘይድግፍ ብዙሕ ተጋዳላይ ኣሎን ክህሉንዩ። ምምእዛን ግን ናይ ኩሉ ዝቃለስ ውድባትዩ። ተጋዳላይ ከምዝጽላእ ወይ ከምዝለምስን ባይታ ከምዘይረክብ እናገበርካን ንወገንካ ጥራይ እናነኣድካን፡ዝዕወት ቃልሲ ስለዘየለ፡ ኩሉ ነቒሑ ሓድነት ጌሩ እንተዘይ ተቓሊሱ፡ዛንታ ክዝንቶ ምንባር'ዩ ክኸውን። ነፍሲወከፍ ወለዶ ናቱ ታርኽ እዩ ዝሰርሕ ዝብል ፍልስፍናውን ኣብ ዘይቦትኡ ምጥቃም ይሰመዕየ።ብዘይ መበገስን መሰረትን ምርኩስን ደገፍን ለውጢ ምዕባለ ይኹን ዓወት የለን። እሞ ንኹሉ ኣብ ግምት ኣእቲኻ ንመጻኢ ይኸውን'ዩ ዝበልካዮ ሓሳብ ሕዝካ ክትጓዓዝ ኣብ'ዚ ቃልሲ እቶም ክእረሙ ኣለዎም እትብሎም ሕዝካ በስላም ተመለሰና። ምስ ክብርቲ በዓልቲ-ቤካን ደቅኻን ኩሉ ሰናይ እምነየልኩም።
@johnhabte6743
@johnhabte6743 8 дней назад
ኣይ ዕደ ሓሳዊ ሃዳሚ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 месяца назад
ግብረሰዶማውያን ይብሀሉ ትፈልጦ ይህልወካ ዶ ገለ በለና እቲ ጭካኔ ለኽበጥበጥ ካበይ አምፂኦሞ
@Systematize
@Systematize 3 месяца назад
This is facts ❤ I am proud of your bravery
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 месяца назад
ክነግረካ እንዶ ቀንዲ መጋበርያ ናይዚ ስርዑት እኮ ካርነሽም እዮም ቀንዲ ግፍዒ ዝገበሩ ኩሉ ሓማሴን አይኮነን መሰረቱ ኤርትራዊ ስልጣን ተሒዙ ኾምኡ እዩ ኩሎም ተልዕሎም ዘለኻ ጠላማት ደናቑር ጨካናት ሓሳዳት እዮም
@habeshamehrer7962
@habeshamehrer7962 3 месяца назад
ቦግ በል ሃዳሚ።
@Insider24840
@Insider24840 3 месяца назад
ባርያ፡ ሰክት
@user-uh4cr5sb8d
@user-uh4cr5sb8d 3 месяца назад
ቦግ እባ በል ባርያ 😅
@Insider24840
@Insider24840 3 месяца назад
ቆጽሊ እንዳበላዕና ተጋዲልና ከኣ ይብሉ፡ ኣብ ኤውሮጳ ዘለዉ ፕረሲደንትታት ዘይረኽብዎ ምቾት ኢዮም ዝረኽቡ ኔሮም እዞም ኣዛብእ ጀነራላት ህግደፍ
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 3 месяца назад
Kid nay tigrayka giber ata dirbay
@yosiefabraha1112
@yosiefabraha1112 Месяц назад
Ambesa enkea keleka gudom awsakayom.Teblo seleka hakenet kemselewo kab serebaka tefelet.Agoka keselo hesebi esi mestir esi kefelto alewo.Kemaka yebsehu.
@kidane6417
@kidane6417 3 месяца назад
1995 wexi gudayi neru wedi selomun
@M.G-j5w
@M.G-j5w 3 месяца назад
KIBUR HAW ZEY TETSEBENAYO KIBRY ERITRA BEZOM DENAKUR HIZBOM KETFIU ZEHIZIN IYU
@aronyonas7563
@aronyonas7563 14 дней назад
አብ ትግራይ ከሪቡ ኮሮና ቀቲላቶ ኢልዎ 😂
@embatekera9244
@embatekera9244 3 месяца назад
Asmera Tefefifna Adi Abieto Kawu Trakbi Kawu Ab En Tre Texaina Sawa Teklay u Nieru Halafi Maekel Sltena Hayltat Mkilkal. Resna Latsiyom Ab Zingo Yesakyuna nierom Kab 2000 Tasire Niere.
@MeazaSamuel-ut1pj
@MeazaSamuel-ut1pj 3 месяца назад
ኪንደይ ረሳሓትን ፍንፉናትን ሰባት ከም ቁማል ኣብ ትሽቱሽ ጀጋኑ ተቀርቂርኩም ኣቲኹም። ኪዱ ናብ ትግራይ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 месяца назад
ብግለ እንዲኹም ሸይጣውንቲ ተጓሒፍኹሞ ዛ ዐዲ ጠላዐት አጉባዝ ብታንቲ ሓለፍትኹም ዳሓፀብኹም ዝመፃኹም አትማን
@tesfaymesghena3590
@tesfaymesghena3590 28 дней назад
Am besagten 56:08
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 3 месяца назад
ኣቱም ሰባት እሞ ኢሰያስ ድኣ ጂግና እዩ ናይ ብሓቂ ሰዓት ኣርባዕተ ወጋሕታ ተሲኡ ሓሙሽተ ፊስቶ ዝመልእ እንተ ኔሩ :ሓላፊ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ ብዘይ ዎርድያ ይሓድር እንተ ኔሩ ካብዚ ንላዕሊ ብጻይነትን ጂግንነትን ታይ ደሊኻ ኣታ ውኻርያ ኣዎሊ
@gebreted2612
@gebreted2612 14 дней назад
እህህህ
@user-oi9kf6qc4o
@user-oi9kf6qc4o 3 месяца назад
ኩሉ ሐሶት ጀ. ተኽላይ ኣይኮነን ኣብ ጊዜ ገድሊ ስ ሕጂ ካብ 2005 ክሳብ 2007 ምስኡ እየ ነረ ከምዚ ዓይነት ቀበጥበጥ የብሉን ኣይተ ጸልሞ ሐሳዊ ንዘይ ፈልጠካ በሎ ሎቑማጽ
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 3 месяца назад
ክክክክክክክክክ😂😂😂😂፡እዚ ትብሎ ዘለካ ብዝኮነ መለኪዒ ንኣዘዝቲ ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ዝውክል ኣይኮነን። ብፍላይ ንወዲ ኣፎም(ንጉስ ነገስታት) ዝገልጽን፡ዝውክል ኣይኮነን። ስለዚ ስቅ ኢልካ ኮለል ኣይትበል፡ሰብ ኣይተጋግዩ ከምዚ ጌርኩም። ብፍላይ መንእሰያት ኣብ ነንሕድሕዶ ሓዊ ተእትውሎም ኣለኩም ከም በዓል ንስካ። ካልእ ሸርሕን፡ውዲትን፡ዕላማን እንተ ሃሊካ ከኣ፡ንስካን፡ዝለኣከካን፡ፈጣሪን ይፈልጦ!!!
@besm113
@besm113 3 месяца назад
መን ካአምነካ እቶም ፈፀምቲ ግበንን መስሓትን ወፂኹምላ አለኹም ታዐዲ።
@user-oc3si2fs7j
@user-oc3si2fs7j 3 месяца назад
ኩሉ ኣብ ግዜኡ እንተኾነ ኢዩ ኣዝዩ ውጽኢታዊ ዝኸውን። ክቡር ሓውና ኣሮን ድማ ውዕለትካ ኢኻ ተዘንቱ ዘለኻ፡ ግን ንምንታይ ገጽካ ሓቢእካ ኣለኻ፡ ዘይትወጽእ፡ ዘይትረአ። ብሰንኪ'ዚ ናይ'ዚ ዘቕረብካዮ ታሪኽ ሚዛኑን ተኣማንነቱን ይጎድል።
@teddyoog3013
@teddyoog3013 3 месяца назад
Nemntay da video habeu zezareb ala Arona mewalka zayneska maselka kitnaber
@yonastsehaye4397
@yonastsehaye4397 3 месяца назад
አጃካ አለና ምሳካ ሓቂ ተዛረብ
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 14 дней назад
NI HIZBI ERITRA AY TEKALESKUMIN NI ISAYAS IKUM TEKALISKUM TENBERKIKUM NATSINET AMTSIKUM
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 11 дней назад
Intay tiblena alekha hiji. Dhri 40 amet tinegrena. Meshquat qetafi.
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 Месяц назад
ATUM KULATKUM HASAWI TBLU ZELEKUM HASEKA BLAU NMNTAY KULUKUM GEDLI BALAL EKUM TFELT WO KEMTI NSU BALU ZBELO ISEYAS TEKALAKALAY TANKI AYE ZFELT NERE TOKISU SHMU YXHAF AYU ZBHAL NERU AKO ELUKUM
@almazkelib5335
@almazkelib5335 Месяц назад
ቪመት ምቅድዳም የለን አብ ህዝባዊ አታ ሀዳሚ እቲ ጠላዕ ትጻወተሉ ዝነበርካ ምስ ሰአንካዮ አመለና አብ ዮቱብ መጺእካ ከአ ትልምን አለካ መስኪን ዐወት ንሐፈቨ ዉደቀት ንፋቨፋቨ
@Wediharestay
@Wediharestay 3 месяца назад
Welcome Eriman 💙💙💙
@goldenlionseri5221
@goldenlionseri5221 3 месяца назад
በዓል መን ኣመኖም። መግቢ ሓለፋ ተገርሎም እልካ ክትዛረብ ሲ ምሓፈርካ፡ሰባት እኮ እዮም ፡ለይለይ ዝብሉ መንእሰያት ፡ክሰትዩ ክዘናግዑ ክዘሉ፡ሸናዕ ክብሉ ይግብኦም እኮ እዩ፡ጉዳይ ሕዝቦም ኣቐዲሞም ግን ካብ ኩሉ ተሓሪሞም በረኻ ሰፊሮም፡ካብ ምሕራድን ብጸላኢ ግፍዕን ህዝቦም ኣድሒኖም መሪሖም ሰሪሖም ዝግብኦም ገሮም ምስ ብጸቶም ዓወቶም ዓቲሮም ህዝቦም ኣድሒኖም እዮም።ገና ካልእ ይእውዱና እዮም፡በዓል ብላሽ፡ካብዚ ዝኸፍእ ጸሊም ታሪኽ የለን፡ጉዳይ ብጾትካን ምሳኻ ዝወድቁን ዝደምዩን ዝነበሩ ኣሕሊፍካ ክትህብ፡ማዕረክንደይ ዝኸድካዮ ታሪኽ ብጸሊም ክሕደት ዛዚምካዮ ፡ዋላ ዝነበረ ይንበር ኮምኡ ኣይኮነን ነሩ መንገዱ። ካባኹም እንታይ ከይምሃር እዚ መንእሰይ፡ግዳ ኩሉ ለቢሙልኩም እይ።እንታይ እኻ ከ እቲ ዓብላሊ ዘረባኻ ሲ ብዛዕባ መግቢ ፡ብዘይቀልዓለም ኣይነፋዕካን። ጀጋኑና ካልእ እዩ ዝግብኦም ገና ካልእ ሞሳ ይግብኦም፡ካብ ብታንክታት ምጭፍላቕን ብኻራ ምሕራድን ናይ ባዕዲ ህዝቦም ኣገላጊሎም ካልእ ይግብኦም በዓል ዓርኪ ከብዶም። ይመስለኩም ይኸውን ንስኹም ትገብርዎ እንታይ ከይህሊ።ኩሉ ትብሎ ዘለኻ ንዓና ቆሎ ጥጥቖ እዩ፡ሰባት እዮም ክጋገዩ ይኽእሉ ግን ፍቶ ጽላእ ጀጋኑ ከዋኽብቶ ሰማይ እዮም ንዓና።ብውሕዱ ኣብ ዝተበገስሉ ዕላማ ክሳብ ግዜ መቶም ብጀጋንኦም ኣለዉ።ጸላኢና ክልተ ግዜ ይርኤ፡ምስ ጀጋኑ ነርካስ ምስ ወኻሩ።
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 3 месяца назад
ግደፉና ኣብ ሓሽውየ ኣይትንበሩ
@michaelabatregh3768
@michaelabatregh3768 3 месяца назад
ልክዕ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ አውቲስታ ናይ ፊሊጶስ ዝነበረ ዝነገረኒ : ካብዚ ናትካ ዝገድድዪ :: አንስቲ : መስተ : ጠስሚታት ዝነበረ ካብ ናይ አሥመራ ዝበዝሕ አብቲ ገድሊ ነይሩ ::
@badre2096
@badre2096 Месяц назад
ሃለውለው
@user-vp4rs8oq5f
@user-vp4rs8oq5f 3 месяца назад
በስመአብ እዋእ እዘትብሎ ዘለካ አበ ሀይልታት አይፍለጥን እዩ
@Ivoryjs2000
@Ivoryjs2000 3 месяца назад
ከምቶም ዒሕ እንዳበሉ ብስቅያት ብሰንኪ ጥልመት ሓሶት ኣ ብ ስደት ዝጥፍኡ ትውዳእ
@user-kj2ib2pw7d
@user-kj2ib2pw7d 3 месяца назад
ክክክክክክ ከዳዕ ወዲ ሻርሙጣዕ
@fikaduredae6300
@fikaduredae6300 3 месяца назад
ኤእ ጌጋ ኣዲኡ ጅግናያ ።
@user-kj2ib2pw7d
@user-kj2ib2pw7d 3 месяца назад
@@fikaduredae6300 ሰቅ በል ዓጋመጉዛይ በላዒ ኩዕንቲ
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 3 месяца назад
😂😂😊😊😮😮
@alula763
@alula763 3 месяца назад
ብዛዕባ ኣንበሳ እምበር ብዛዕባ ውኻርያ ኣይትዛረብን እንዲኻ መቸም ፡ኣምበሳ ምኻኑ ኢካ ትነግረና ዘለኻ። ዓጢነ ንስኻ ከ እንታይ ዩ ታሪኽካ ። ሽምካ ሰሚዕናዮ ኣይንፈልጥን ኢና። ሰበይትካ ትእዝዝ ውን ኣይትመስልን😂😂😂😂
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 месяца назад
እሙን ኣገልጋሊ እንተኔርካ ድእሞ ሕጂ እንታይ ትብሎ ኣለኻ ሕጂ፡ ኣብ ርሑቕ ዓዲ ኬንካ ተግረምርም?
@nakfashell1573
@nakfashell1573 3 месяца назад
Neti defa nay etohpya da kemay gerom yesgrwo nerom bejkum hettowo ekum
@meharighile4684
@meharighile4684 3 месяца назад
ወለዲ ኤርትራ ከምዚ ከማማኻ ዘይረብሕ ዉላድ ምስ ዝህልዎም ኤህ በኻ ደም ኮንካ ዘይከይካ ይብሉ ነይሮም፡ ሕጂ ዉን ኣንታ መጸዉዒ ዘይርከበካ ሕሱር፡ ውዲ 13 ዓመት እንታይ ኣቀራሪቡካ ምስቶም ተበዓት ንዓለም ዘንቀጥቀጡ መራሕቲ ሰዉራ ኤርትራ ደሓርከኣ እዚ ሰትዮም እዚ በሊዖም ትብሎም ዘለኻ ንሕና ንፈልጥ ነርና ተንኸዉን ልዕሊኡ ምቀረብናሎም ነርና እዚኦም ክቡራት እኮ ኣርካናት ንዘልኣልም ዘይንርስዖም መራሕትና እዮም፡ ንስኻ ግን ከምታ ናይ ወለድና በኻ ከይተወለድካ ደም ኮንካ ተሪፍካ ነርካ፡ ብድሕሪ ሕጂ ዉን ከምዚ ኸማኻ ሕሱራት ዝበሉ እንተበሉ መራሕትና ኣለዒን ወራስና፡ ዓወት ንሓፋሽ
@jerusalemgebreyesus4758
@jerusalemgebreyesus4758 Месяц назад
ኣበይ ነርካ ኢኻ ?
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 3 месяца назад
ኣሮን ብጣዕሚ ኣብሂወትካ እንዳሳቀየካ ዝነብር ሕሱር ስራሕን ሓሶትን ኢካ ተዛሪብካ :እዚ ሕጂ ኣብ ዩቱብ ተጻዒኑ እምበር ቅድሚ 11 ዓመት ዝተዛረብካዮ እዩ:ተክላይን እንዳ ተክላይን ንዓካን ስለ ዝፈልጠኩም ከምዚ ዓይነት ሕሱር ስራሕ ክትሰርሕ ይሕዝን:ልክዕ ምስ ተክላይ ኔርካ ንእሽቶይ ኮይንካ ተላኣኣኪ ብናይ ምገድሊ ኣጻዋውዓ ከኣ (ማሓዮ) ንብሎ:ኦፕሬተር ኣብ 1989 ኣብ ናቅፋ ወግሬት ተማሂርካ :ከም ሰብ ንእሽቶይ ስለ ዝነበርካ ፍቱውን ሕንቁቅን ኔርካ:ነቶም ብክብረት ዝዕበዩካን ዝኣለዩካን ከምዚ ምባልካ ንዓካ ዓቢ በደል እዩ:እቶም ኒዚ ሰሚዕኩም ሓቂ ዝመስለኩም ከኣ ፍጹም ምስ ሓቂ ኣይራከብን እዩ:
@Systematize
@Systematize 3 месяца назад
Say that to your grandma
@dl4055
@dl4055 3 месяца назад
Hasawi seraqi nbaelkum sereqti,hademti,ksab hji jaketom keyqeyeru,hager hizoMa alewu,hadami enda namatka geza tseadu hanberger enda belaekum hager zkahadkum reshat,ab sdet bleyu,wela ysrequ entay ymlketekum hasewti
@Seysey770
@Seysey770 3 месяца назад
Aron, jigna nierkas nab wakiera kemzteqeyerka eka te'ell zeleka.
@siedmusa
@siedmusa 3 месяца назад
Aron yehwatka Yordanosn Dawitin zbahalu neromka do zfelteka ymesleni ab adibeza.
@abrahamtesfu1367
@abrahamtesfu1367 3 месяца назад
ኣፈወርቂ ተስፍ ሓወይ ኢዩ ፡
@gebregrmay6055
@gebregrmay6055 3 месяца назад
Shieieu tbesl nerka
@user-vp4rs8oq5f
@user-vp4rs8oq5f 3 месяца назад
ኪድ ሀሳዊ ወዲ ኢታይ አይብለካን እዩ
@russomafewerki8036
@russomafewerki8036 3 месяца назад
Moshekat wukarya yitehawaqeseka alo dirbai men keamneka
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 месяца назад
እዞም ኣእዱግ ኮራኩር ሲ ሓቂ ክወስድዋ ክቅብልዋ ኣይክእሉን እዮም። ኣሮን ንገር ደኣ እዞም ጋሓፋት ጉዶም ክሓብኡ ምስ በዓል እሮን ይጻረፉ ባራዪ ህግድፍ ቃሓጥዋ ደኣ። ሰዓት ኣላ እያ!
@user-yz4kk4wv7b
@user-yz4kk4wv7b 3 месяца назад
መሽካት ወካርይ ሓስዊ
@Insider24840
@Insider24840 3 месяца назад
ጋውና
@user-uh4cr5sb8d
@user-uh4cr5sb8d 3 месяца назад
ልዕሊ ዝተጋደሉ ሰብ ታሪኽ ክትኮኑ ትፍትኑ ደናቁር ተሕዝኑ
@habtetsiongebremedhin-rf9xf
@habtetsiongebremedhin-rf9xf 2 месяца назад
❤❤❤❤1q loop❤​@@Insider24840
@Azeb1782
@Azeb1782 6 дней назад
ሉኡኻት ናይ ኢሰያስ ንህዝቢ አርትራ ከተጥፉ ዝመደብኩም ጸረ ፍትሒ ብገንዘብ ዕሱባት አንጻር ሓቒ ንፍትሒ ክትዓብጥዋ ትፍትኑ ልኡኻት።
@gebregrmay6055
@gebregrmay6055 3 месяца назад
Qumneger zeyttrk
@henokhaile2127
@henokhaile2127 3 месяца назад
I know Aron and stop lying you nothing and no baby listening you & trusted you
@negasigerensea9993
@negasigerensea9993 3 месяца назад
Yedemti lomi nskum ttmzzwo tarik yelen
@romayabraham8737
@romayabraham8737 3 месяца назад
ከምዚ ዓይነት ሓሶት ፈጺሙ ተራእዩ ኣይፈልጥን ኢዩ። ንስኻስ ናይ ብሓቂ ዲኻ ተጋዳላይ ኔርካ? ቀዳማይ ነገር ወዲ 13 ዓመት ኣብ ግንባር ኣይስለግን ኢዪ። ናብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኢዮም ዝላኣኹ ነይሮም። ናትካ ግን ዓይኑ ዘውጽአ ሓሶት ኢዩ። መዋሊትካ ማለሊት እንተዘይኮይና ካልእ ነዚ ንስትካ ሓሶት ዋጋ ኣይህቦን ኢዪ።
@tyttyt1271
@tyttyt1271 3 месяца назад
Isayas Isayas Isayas edlengnia eu ab zkone zkefetkaya youtube isayas.
@solomonkalab8389
@solomonkalab8389 3 месяца назад
ግደፎ እሞ ብግዜ ቃልሲ አብ ግዜ ሜዳ ዝነበረካ አረዳድአን አመሎኻኽታን ? በዚ ሕጂ ግዜ ኮንካ ክትሐስቦ ውን ዝመዛዝን አእምሮ የብልካ። ኩሉ እሞ ንግደፎ ቀዳማይ ሐሶትካ ? ንስኻ ወዲ 13 አመት ከሎኻ ከመይ ጌርካ ዞባዊ ሰራዊት ኔርካ ? ዝገደደ ድማ ምስ ወዲ ሃብተስሉስ መሐዮ ኔርካ ? እንተኾነ አብ ናይ ውድብ ቤት ምህርት ሰውራ ክትአቱ ግድን እዩ። እንተወሐደ ድማ ናብ ቤት ምህርት ሰውራ ናይተን ክፍለ ሰራዊት ክሰዱኻ ይግደዱ ኔሮም ? ካልእ ዝምለስ ዘለዎ ዘይስገር።ፈጺምካ ዘይቅቡል ዘረባ አሎ ? " ቢራ ዝአክል ካብ አስመራ አዚዞም የምጽኡ ኔሮም ምባልካ መን ምዃንካ እኻ ነጊርካና። ከማኻ ስራሕ ዝሰአኑ እኮ አይኮኑን ። ሐቂ እዩ አብ ግምባራት ሐራ ከተማታት ክወጽአ እንከሎዋ ዝተረኽበ ንብረት ። ብተቆጻጸርቲ ንብረት ናይ ውድብ ይእከብ እዩ። እዚ ከም ቢራ ዝአመሰሎ ብፈፍሉይ ንሐለፍቲ ይወሃብ ኔሩ እንተተባሂሉ እዚውን ቅቡል አይኮነን ።ዝረኸበ ተጋዳላይ ይጭልጦ እምበር አየረክቦን እዩ። ግን ምአስ አብ ተዛነ እዩ። ንአብነት ንሕና አብ ናይ ፈንቅል ዝተዋህበና ኔሩ።ምዝንጋእ ጌርና ስዋ ሐዊስና ተጠቂምናሉ። ብዝኾነ ብአቅምኻውን ዝምዘኑ አይኮኑን። ካብ አስመራ እንታይ ዘአዚዝ አለዎም ? ካብ ነአሽቱ ከተማታት ዘይእዝዙ ? እዚ ንስኻ ዝፈለጥካዮ ሚስጢር እልካ ትዛረበሉ ዘሎኻ ድሕሪ 40 አመት እንታይ እዩ ጠቅሙ ? ብፖሎቲካዊ አይኒ ንቃልሲ ዝመርሑ ዝነበሩ ከም ዘይሐላፍነታውያን ጽረ ቃልሲ ከም ዝሰርሑ እኻ ትነግረና ዘሎኻ። እዚ ድማ ዝኾነይኹን ተጋዳላይ ዝጻወሮ አይኮነን። ብዙሕ ክንደይ አሎ ንስኻ ሃለውለው ትብሎ አሎ።
@Mebrahtupawlos
@Mebrahtupawlos 3 месяца назад
እንታይ እዩ ፈረ ነገሩ እዚ ኩሉ ዘረባ????????
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 месяца назад
ኢድ ናይ ወያነ ኣሎዎ እንተዘይበሉኻስ ኣይርዳኣካን'ዩ 😂
@tesfayiyasu7130
@tesfayiyasu7130 3 месяца назад
Wetsieka tezareb bizuh Kulu tizarebo zeleka ajewjow eyu birr motet setiom elka seb kitgusgus tizsreb hiwtetyia eka
@amlak8084
@amlak8084 3 месяца назад
ኣይ ኣሮን ሰኽራም ሓዳርካ በቲንካ ትነብር ሰብ ብዛዕባ ካልእ ትዛረብ ኣለካ ሰክራም
@teddyoog3013
@teddyoog3013 3 месяца назад
Naybhake sekram faletkayo neska
@hailehabtegaber1560
@hailehabtegaber1560 3 месяца назад
ዝንጉሩዕ ዕነ ክረምቲ
@Bornagain1997
@Bornagain1997 3 месяца назад
Hasot tray aytizareb ember haqis dahdehayo ajoka
@yonasbokredingil5008
@yonasbokredingil5008 3 месяца назад
Lekbattttt hasawi
@siednesredin7001
@siednesredin7001 3 месяца назад
Nebare teqelasay kkkkkk
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 3 месяца назад
❤❤❤እዚ ዝበሎ ሓለፍታት ንሓለፍቲ ድሕሪ ሃገራዊ አገልግሎት ምኻድና ዝርእናዮ እዩ!! ዓሲምባ ዝብሃል ሓላፊና አብ ሓይልና ካብ ዝነበራ 30 ደቂ አንስትዮ 2 ጥራይ እየን ዘይተደፍራ !! እሞ ድማ ክሳብ ዝመሲ አይጽበየንን ሰዓት 4 ወይ 5 እንድሕር በጺሐን ድሕሪ 5 ይጅምራ❤❤❤
@nardostesfa4852
@nardostesfa4852 3 месяца назад
0%
@tediambes3908
@tediambes3908 3 месяца назад
Tekal gedli! Seb eyom elkum mexikum....kefenfinika,gedifkayo eka tikeyi abzidelekayo alem
@pmyoni
@pmyoni 3 месяца назад
Atine eka
@pmyoni
@pmyoni 3 месяца назад
Kemzi kemaka gn ketfani kea tbl eskas wethader endika
@biniamge875
@biniamge875 3 месяца назад
Ewayyy halew hafirelka
@BETESEB1972
@BETESEB1972 27 дней назад
ቢንያም ወዲ ሰተይቲ ደም ዲካ😂😂😂😂
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 месяца назад
ሓደ ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ክንድዚ ከከላብተና ዝኸኣለ ኤርትራውያን አምሰሉታትን ፣ መስቆርቆርቲ ዱሑላት ዝለዝኾና'ዩ ❗️ ** ብፍላይ ተጋደልቲ ነበር ሕጅውን ነዚ ዲክታቶር ንምእላይ አብ ቅድሚት ክትስርዑ ዝግባኣኹም'ዩ ኔሩ ❗️
@aneeri6921
@aneeri6921 3 месяца назад
ካራ ውራይ ማንካ ከየልዓልካ ወለዶካ ብግቡእ ዘይትፈልጥ ክትዝንጥል ቴንቤናይ ባዕልካ ክትከውን ኣለካ ሓየላ
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 месяца назад
@@aneeri6921 ካብ ደቂ ኣባት ጦር ተሰከምቲ ባንዲራ ኢትዮጵያ ጥሪት ህግደፍ ድጽበዮ ዘረባ'ዩ ** ኩራዕ ብድንቁርናኻ ❗️😂
@aneeri6921
@aneeri6921 3 месяца назад
@@mesfinabraham6412 ህግደፍ ቅያ ሰርሐ ውድብ እዩ ከምዚ ክማካን ወዲ ከማካን ደቂ ስግር መርብ ዘይሽሙ ክትህብዎ ደንቆሮ ንደንቆሮ ግለት ሓሳብ የብልኩም ዕላማ የብልኩም እንታይ ዕላማኩም መርገጺኩም ዘይፍሉጥ ብጀካ ከም ጥሪት ተመሪሒካ ምካድ ፍትሒ እንታይ ምኳና ዘይትፈልጥዋ ኣብ መልሓስኩም ተወቂጥኩማ ግለት ንግለት።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 месяца назад
@@aneeri6921 ** ህግደፍ ብሓደ ወዲ ተምቤን ዝምራህ ውድብ ከዳኣት ደቃሉ'ዩ ** ንሕግሓኤን ንባይቶ ኤርትራ አፍሪሶም ብሓደ ዲክታቶር ብሽም ህግደፍ ደጽንተና ዘሎ ኢሳያስ ወዲ ተምቤን ከምዝኾነ እንዳፈለጥካ ከም ኣድጊ ተጎሲስካ ትኸይድ ዶንቆሮ ከምዚ ከማኻ ኢድ ናይወያነ ጥራይ'ዩ ዝርዳኣካ ** ሎክሳስ ኣድጊ ለካቲት **
@ermiasmogos3102
@ermiasmogos3102 3 месяца назад
ዘሕዝን ኮነ ኢልካ ሓቂ ንምቅያር ዝተሓንደሰ ታሪክ ብጽንጽዎይ ንምቅያር:: ናይ ምርሻን ሰልኩላር ናብ ሰራዊት ዝተነበ ፌርማ ናይ ኢሳያስን እቁበን እዩ ኔሩ : ንምንታይ ንእቁበ ብስብሓት ቀይርዎ? እዛ ቻናል ናይ ኤረትራውያን ዘይ ዉኩሉ ጉጅለ ናይ ዉሑዳት ምኳና ዝመራመር ሃንጎል ዘየድልያ ረብሓ ፈላለይቲ ትምግብ ምኳና ተቅርቦም ትሕስቶ ምስ ርኤቶ ዎሓብታ ትጋጨወሉ like ዉሕበታ ዝያዳ የቃልዓዓ
@fikaduredae6300
@fikaduredae6300 3 месяца назад
እዋይ ክልተ ሞት ፡ ኣሮን ንስካስ ካብዚ ክቡር ስድራ ወጺካ፡ ቀደሙ ውን ኣቦይ እዝጊ ንዓካ ገዲፉ ንዳዊት ወሲዱ ሽለት ልሓሲ ትፍዕም።
@eritreanmodernkirarmusicin3992
@eritreanmodernkirarmusicin3992 3 месяца назад
ወይ ጉድ ብዘይ ሕፍረት ይልፍልፍ እቶም ገዳይም እንታይ ይብሉኑ ከይበለ ከም ወየንቲ ናይ ፈጠራ ወረ የውሪ እንተ ደኣ ጸገም ወሪዱ ኣብ ሓደ ዓዲ ነቶም ደቂ 13 ዓመት ናብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ይወስደኦም ነርበሩ ኣነ ንገዛእ ርእሰይ ምስ ዓርከይ 3ተ ቀዳመ ስንበት ንክንጋደል ኢልና ናብ በለዛ ንጓዓዝ ነይርና እንተኾነ ግን እቶም ጀማሂር 3ተ ቀዳመ ሰንበት 2 ዓመት ዝኣክል ጎጎ በሊዕኩም ምጽኡ እንዳበሉ ኣብሊዖም ኣስትዮም ንገዛና ከምእንከይድ ትእዛዝ ይህቡና ነበሩ ንሕና ከኣ ነታ ትእዛዝ ተኸቲልና ብቀትሩ ከም ኩዕሶ ክንጻወት ዝወዓልና ብሰላም ንገዛና ንኣቱ ስለዚ ይሑሶ እንተበሉኻስ ከም ናይ ወየንቲ ኣመና ኣይሓሱ
@Systematize
@Systematize 3 месяца назад
Say that to your grandma
@kibromtesfu978
@kibromtesfu978 3 месяца назад
አታ ሐሳዊ ለኽባጥ
@lmuielnebirezene600
@lmuielnebirezene600 3 месяца назад
Wedi 13 amet mahyo nerka tokewin imber intay kitigadel. 2y b Fiska kula tiekeb nera tibilsi medeber tailim diu neru? Beal nisika kelekumo intay Fiska kedliyo? Kem opereter ni zereba kilet yebilkan.
@russomafewerki8036
@russomafewerki8036 3 месяца назад
Dirbai kemaka operter yelen hasawi
@wedimat7293
@wedimat7293 2 месяца назад
Kab xerfi chbti amxika zeytimagot?
@user-wm1ri5cf8x
@user-wm1ri5cf8x 3 месяца назад
ፈለማ እዚ ትብሎ ዘለኻ ሓቅነቱ እዝጊ ዋንኡ ። ኣነ ዋላ 'ኳ ተጋዳላይ ኣይኹን ምስቲ ኣብኡ ዝዓበኽዎን ዝርእዮ ዝነበርኩ ንጥፈታት ተጋደልትን ግን እዚ ትብሎ ዘለኻ ክቅበሎ ክኸብደኒ እዩ ። ቀሊል ኣብነት ክህበካ ኣብ ቤት/ት/ሰውራ ጠቅላላ ሓላፍን ኣብ ርእሲኡ ውን ኣባል ማእከላይ ሽማግለን ዝነበረ ሓርበኛ በራኺ /ገብረስለሰ ምስቶም ኣብ ትሕቲኡ ዝምርሑ ዝነበሩ ተሰሪዑ ምግብና ክወጽእ ብዙሕ ግዜ ይተሃላለኽ ምንባሩ ይስማዕ እዩ ። ካልእ ኣብ ወለደይን መላእ ሓፋሽ ተጋደልትን ዝዕዘቦ ዝነበርኩ ንዝረኣይዎ ጉድለት ብትርን ሓቅን ተገቲሮም ናይ ምንቃፍ ባህሪ ምስዚ ትብሎ ዘለኻ ጠቅሊሉ ዝቃዶ ኣይኮነን ። ኣብዚ ክትርድኣለይ ዝደልየካ ጠርሹ ሎቅመጽመጽ ኣይነበረን ይብል የለኹን ። ብፍላይ እቶም ኣብ ሉቁምጽና ዝቖማጥዑ ሓለፍቲ እቶም ኣብ ትሕቲኦም ዘለዎ ወሰልት ምዃኖም እንተ ፈሊጦም ሕሪ ሕራይ ጌሮም እዮም ዝድህኽዎም ። ስለዚ እዚ ተዘንትዎ ዘለኻ ካብ ስንፍና ናይቶም ኣብኡ ዝጸንሑዃን ገዛእ ነብስኻን ምዃኑ ምፍላጥ የድሊ ።
@debessaiseghid2063
@debessaiseghid2063 3 месяца назад
Hasawi eyu ezi wedi Lekbat Ufffffff
@keletatsegai8791
@keletatsegai8791 3 месяца назад
ዋላ ሓንቲ ቁምነገር ኣይተዛረብካን ሓሳዊ. ንዓኻ ኦፕሬተር ኢሎም መድበሙካ እንተኾይኖም ግጓያት እሶም እዮም. ድሁል
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 3 месяца назад
ትምበል ለኽባጥ ሓሳዊ ዕሱብ ንስካ ሉኡኽ ናይዞም ጃንዳ ኢካ
@kidane6417
@kidane6417 3 месяца назад
Lekbat haswi medngari 1987 Zaman shabya weyanan tebtuku neru
@user-vy7wk1vu4k
@user-vy7wk1vu4k 2 месяца назад
😅ኣንታ መሓፈርካ
@kidane6417
@kidane6417 3 месяца назад
Kkkkkk wedi solmun ab enda 72 ayinbrn ab 1995 lekbat hesawi medngari
@GEO.16
@GEO.16 2 месяца назад
ደንቆሮ ወዲ ሰሎሙን ዳኣ ቀንዲ መራሒ ናይ 72 ኣዛዚ እንዲዩ ኔሩ ተማሃር ግዳ።
@kidane6417
@kidane6417 2 месяца назад
@@GEO.16 funfun admyi lka zanbrkuwo katngrni ab 1995 malt kunat henahas eyu wedi sellun ka entyi neru ab nayi hanahehes
@kidane6417
@kidane6417 2 месяца назад
@@GEO.16 bexbx wadi atrit
@kidane6417
@kidane6417 2 месяца назад
@@GEO.16 ab 1995 wexi gudayi eyu neru funfun
Далее
МАМА И ВАЛДБЕРИС
00:48
Просмотров 716 тыс.