Тёмный

Eritrean Orthodox tewhdo saint bishoy monastery ( ሌላ ገዳም ኣባ ቢሾይ ) دير القديس بيشوي 

ቢታንያ bittanya tube
Подписаться 30 тыс.
Просмотров 101 тыс.
50% 1

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ርእሰ ኣድባራት ኣባ እንጠንዮስ ማሕበር ኪዳነ ምህረት ዝዳሎ መደብ።

Опубликовано:

 

12 дек 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 518   
@bittanyatube3085
@bittanyatube3085 3 года назад
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን፡፡ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ እንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ። ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልኹም ይኹን፡ ፍቑራትን ፍትዋትን ስድራ ሕያው ኣምላክ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ሕዝበ ክርስቲያን፡፡ መጀመርታ መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቅዳም ናይ ኤርትራ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካይሮ ግብጺ ከም ፍቃድ ኣምላክ ንዓኩም ምሕጋስን ጠለባትኩም ምምላእን ነቶም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ዘለኩም ሕዝበ ክርስትያን ናብዚ ዓዲ መጺኩም ቅዱሳት ቦታታት ክትበጽሑን ክትመጹን ትደልዩን ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ኣቡነ ኣንጦንዮስ ግብጺ ካይሮ፡ ኢዳ ዘርጊሓ መርሓባ ኢላ ክትቅበለኩም ምካና ብሓጎስ ተበስር፡፡ ስለዚ ንኩሉ ኣብዚ ዓዲ ትደልይዎ ቀረባት ካብ መደቀሲ ጀሚርካ ክሳብ ትራንስፖርትን ኣብ ቅዱሳን ቦታታት ምብጻሕን፡ ካልእ ትደልይዎ ቀረባት ከምዘሎ ክንሕብረኩምን ከነበስረኩምን ምካና ብትሕትና ንሕብር፡፡ ስለዚ ንዂሉ ትደልይዎ ሓበሬታ ይኹን ሕቶታት በዛ ቀጺላ ዘላ ተሌፎን ብውሽጢ መስመር ክትረኽቡና ከምትኽእሉ ብትሕትና ክንሕብረኩም ንፈቱ።ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን። ቁጽሪ ቴለ ፡ 00201159367225 imo, viber,whatsapp ክትረኽቡና ትኽእሉ። ስብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር፡፡ ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡፡
@TJ-mr4iw
@TJ-mr4iw 3 года назад
Yekenelna birukh hawina. Berket nay Abune Bishoy yibxehana. Abey eyu ezi gedam? Ab Gibxi Egypt diyu wey Sorya?
@eilnaalina245
@eilnaalina245 3 года назад
Anes Behaki des eluni,hade malti wen kebxeh delit alni kem fkad amlak ahwatey Telefon ente tesduley gen xbuki niru zkal tekoynu kedwel
@tedrostekie3108
@tedrostekie3108 2 года назад
Selame eza telphonkum abyatne
@user-bi4hk9iz1d
@user-bi4hk9iz1d Год назад
@@TJ-mr4iw ሓብሩና ኣብ ግብጽ ድዩ ወይ ሶርያ
@meadisinehiwet1679
@meadisinehiwet1679 4 месяца назад
Selam eza tele kalie seb eyu ziqbela zelo
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 3 года назад
ካብቲ መጨነቂ ዝኾነ ምድያታት ውፅእ እልካ ብመንፈስ ኣብዚ ቦታ ምውዓል ይሓይሽ በረከትኹም ይሕደረና አሜን
@hannatahel3414
@hannatahel3414 3 года назад
Kalhewat yesmaln
@slamslam766
@slamslam766 2 года назад
@@hannatahel3414ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-he1nd1lj1l
@user-he1nd1lj1l 3 года назад
በረከቶም ናይ ኣቡነ ቡሸይ ምስ ኩልና ይኩን።
@user-tr3ek8yd1t
@user-tr3ek8yd1t 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@medihintadese7390
@medihintadese7390 3 года назад
አሜን አሜን አሜን🤲
@robelkuflu5308
@robelkuflu5308 3 года назад
Amen Amen Amen
@user-fe6wh6cw7g
@user-fe6wh6cw7g 3 года назад
Amen amen amen.
@childuser2460
@childuser2460 3 года назад
Amen Amen Amen
@user-jv5hb8tq5q
@user-jv5hb8tq5q 3 года назад
እግዝኣብሂር ኣገልጉሎትኩም ይባርኸልኩም ደቂ ኪዳነ ምህረት ጸጋ በድቤ ጸጋ ይብዝሓልኩም
@merrymerry2356
@merrymerry2356 3 года назад
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ንዚ ክንርኢ እግዚአብሔር አምላክ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን የንወሐዮ ዘይንፈልጦ ተፍልጡና ኣለኩም ዓስብኩም ካብ እግዚአብሔር ርከብቦ በረከት ናይ ኣቦና ቡሽይ ምስ ኩላትና ይኩን
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 3 года назад
Bhaki bhaki amen///3///
@user-rj9fw5cz7q
@user-rj9fw5cz7q 3 года назад
ክቡር ዲያቆንይይይ 🥰ሓውይ ዋልታ ዘተዋህዶ ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ እግዚኣብሄር ኣምላኽ !!!በረከቶም ናይ ኣቡነ ቡሸይ ምስ ኩልና ይኩን ናይ ብሓቂ ዕድለኛታት ኢኩም ኣብ ስደት ስጋን ነብስን ዝጠፍኣሉ ዘሎ ጊዜ ንስኩም ግን ንኩሉ ንኣምላክ ኣክእለና እንዳበልኩም ቅዱሳን ቦታታት ኬድኩም እንዳራኣኩም ትባረኩን ካብቲ በረኸት ተሳትፉና ኣለኩም ዕድሜኩም ይባርኸልኩም ይቐድሰልኩም ኣምላክ♥️🙏🤲🤲🤲
@mikiyasgeberemedeni3693
@mikiyasgeberemedeni3693 3 года назад
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን አሜን በእውነት እግዚአብሔር ሆይ ማረን ይቅር ይበለን አሜን አሜን አሜን
@user-rd7bs9wj1j
@user-rd7bs9wj1j 3 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታርክ እዩ ናይ አብነ ቡሸይ ከምኡ ውን ናይ ኩሎም መናኮስት አቦታትና በረከቶም ምስ ህዝቢ ክርስትያን ይኹን አሜን፫🙏🙏
@user-gd4fy4ub3f
@user-gd4fy4ub3f 3 года назад
ተባረክ ቋንቋውን ባላውቀውም ይገባኛል 🙏✝️🇪🇹
@detdwe7230
@detdwe7230 Год назад
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን
@Rahiel47
@Rahiel47 3 года назад
ኣዝዩ ደስ ዝብል ቀሊል ታሪክ ኣይኮነን ብሓቂ ዓስብኩም ብኣምላክ ርከብዎ!!!
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 года назад
አሰይይ ክንደይ ደስ ይብል መንፈስካ ዘሐድስ በረከት ቅዱስ አቦና ቢሾይ ይሕድረና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም⛪🙏
@eritrana2865
@eritrana2865 3 года назад
በረከትን ረዲአትን ናይ ኣቦና ቢሾይ ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን። እዚኣ መዝሙር ናይ ኣቦና ቢሾይ እባ ስደዱልና ❤
@behabelomhagos9075
@behabelomhagos9075 3 года назад
Bereket redet nay abona bohey mis kulu tna hzbe Kristian ykun aman
@adhanetdesta1891
@adhanetdesta1891 2 года назад
Bereketn redietn nay aba Bishe ms kuĺatna ykukn ÀMEN AMEN
@gjcg570
@gjcg570 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከተም ረዲአተሞ ምሰ ከልና ህዝበ ከርሰተያን ይኩነ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና 👏👏👏
@nanaalpaca9336
@nanaalpaca9336 3 года назад
Amen amen amen kale hiwet yasemaln yabatachn tadku liso bereketachew yderbnamen amen amen
@brhanbrhan6523
@brhanbrhan6523 Год назад
በረከቶም ኣባና ኣብነ ቡሸይ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን
@user-su7ni2cq3f
@user-su7ni2cq3f 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ቅዱስ ኣባ ቢሾይ ጸሎቶ ን በረከቶምን ኣማላድነቶምን ኣይፈለየና
@user-sg1qn1wm2w
@user-sg1qn1wm2w 3 года назад
የጌታ ቸርነት የመቤታችን አማላጅነት የቅዱሳን አባት እናቶቻችን በረከታቸው ይደርብን አሜን እናንተም የአገልግሎት ዘመናቹ አምላከ ቅዱሳን ይባርክላቹ አሜን እሄ ሁሉ ታአምር በአረብ ምድር እውነትም አለሙ በሙሉ የእግዚአብሔር ነው ክብርና ምስጋና ይድረሰው አሜን🇲🇱🇲🇱🇲🇱🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtemariamhabteab9062
@habtemariamhabteab9062 Год назад
ኣሜን ኣቦና ነመስግን ኩሉ ዝገለጽኩምልና ጸለትኩም ኣይጋደፈና ሃውና ኣብ ትመጽኢ መንግስቱ የማን የስፍርካ ነመስግነካ
@tesfayyemane7396
@tesfayyemane7396 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን የሕዋት እግዝኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን
@shewitgere8157
@shewitgere8157 3 года назад
ኣሰይይይይይ ብታአሚ ደስ ዘቢል በረከቶምን ረዲኦቶምን ናይ ኣቦና ቡሸይ ኣይፈለየና🙏🙏🙏😭💒💒💒🍀🤲🏼🤲🏼🤲🏼ጸጊኡ የብዝሃልካ ኪቡር ሃውና ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
@saras50
@saras50 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና በረከትካትኹም ይሕደረና 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@fugytfvstxgg5219
@fugytfvstxgg5219 Год назад
ኣሰይ ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልናክብራት ኣቦታትና በረትኩም ይሕደረና
@filitektube5713
@filitektube5713 3 года назад
Egzabiher ymessgen... Bereket nay abona bishoy miss kulna ykunn.. Amen amen amen
@user-yp4yt9qf3f
@user-yp4yt9qf3f Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፆሎቶም በረኸቶም ናይ አቦና አብነ ብሸይ አይፈለየና🤲
@gantataewed4461
@gantataewed4461 3 года назад
አሜን፫ ቃል ህይወት ያስመዐና ናይ ኣቦና ብሾይ ረድኤት በረከቱ ይሕደረና አማልነደቱ አይፈለየነመ ጸጋኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋት
@rishant9980
@rishant9980 2 года назад
እሜን አሜን አሜን ቃል ሕወት የስማዐና ሐወይ ናተይ ጸጉኡ የብዝሐልካ የቀንየልና ዘይንፈልጦ ተፍልጠና ዘለካ
@user-zb8vd2ep4p
@user-zb8vd2ep4p 6 месяцев назад
ቃለሂወት የስመዐልና ብጣዕሚ መንፈስካ ዘሕድስ ገዳም ኣቡነ ቡሸይ ብረከቶም ይክፈለና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mendeferaeritrea6610
@mendeferaeritrea6610 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ፍትዋት ማሕበር እግዚኣብሄር ናይ ኣገልጉሎትኩም ዘበንኩም ይባርክ በርኸት ናይ ኣቦና ቡሸይ ኣይፈለይና ። ሎሚ ኸኣ ኣብነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ኢዩ በረኸቱን ሬድእየቱ ምስ ኩልና ደቂ ተዋህዶ ይኩን
@selamnewhabety4113
@selamnewhabety4113 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት ይሰመዓልና እግዚአብሔር. ፀሎት በረክቶም ይሕደረና🕯📖
@lemlemteweldebrhan3459
@lemlemteweldebrhan3459 3 года назад
Amen amen amen qalhiwet yesmalna. Nay agolglot zebenkum ybark fetari.bereket nay abonabushey yekaflena fetari
@selinaselina4674
@selinaselina4674 3 года назад
ኣመን ኣመን ኣመን በረከት ጸሎትን ናይ ኣቡነ ቡሽይን ናይ ኩሎም ኩዱሳን ኣቦታትናን ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ተመስገን ኣምላከይ ብመክንያትካ በረከትን ገድልን ኣቦታትይ ከካፈል ዝገብራኒ ብህረትካ ይመስግነካ ኣለኩ
@andemariyamasfahale7074
@andemariyamasfahale7074 3 года назад
ኣሜን እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣቦና ኣብን ብሸይ ጸለትን በረኸት ኣይፈለየና እግዚአብሔር ኣምላኽ ነዚ በረኸት ዘካፈልኩምና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም
@andomabreham8342
@andomabreham8342 3 года назад
ቃለ ሂወት የስማኣልና ዲያቆን ሃውይ በረኸት ረዲኤት ኣቡነ ቡሾይ ምስ ኩላትና ይከን ፍትዋተይ
@abuusuy7424
@abuusuy7424 3 года назад
ፀጋን በረከትን ኣቦይ ቢሾይ ቅድስት ድግል ማርያም ይብፅሐና ኦ ጌታሆይ ለደጅህ ኣብቃኝ 🙏🙏🙏
@milig3276
@milig3276 3 года назад
🙏ኣሜን 3🙏 በረኸት ረዴኤትን ናይ ኣቦና ቡሾይ ምስኩላትና ይኹን 🙏🙏🙏🙏 ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ብጣዕሚ ኣዚይ ኣገዳሲ ነገር ኢኹም ኣምጺኩም ሌላ ናይ ካልእ ገዳማት ክንጽበይ ኢና 👏🙏👏👏🙏
@yonasberhane393
@yonasberhane393 3 года назад
አሰይ አምላክ ጸጉኡ የብዝሐልኩም ናይ አገልግሎትኩም ዘመን አምላክ ይባርከልኩም አሕዋተይ ናተይ
@user-qb9cj4qg4t
@user-qb9cj4qg4t 3 года назад
ተባረክልኝ ውዴ ቋንቈውም ባይገባኝ ወደ ገዳም ስትገባ ጀምረር ማመተብህ ስግደትህ አስለቀስኝ. አባታችን አበሻ ናቸው ቋንቋ ን እዴት ቻሉ በጣም ደስ ይላል. አብርሃሙ ስላሴዋች ተባረኩልኝ. አሜን
@haniget6645
@haniget6645 3 года назад
ሀበሻ አይደሉም ግብፃዊ ናቸው... ተተርጉሞ ነው
@teklitghebremichael1891
@teklitghebremichael1891 3 года назад
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም እግዚኣብሔር ይባርከልና
@user-fs2dj3nt6o
@user-fs2dj3nt6o 2 года назад
ኣሰይይይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣቦና ኣባ ብሸይ በረከቶም ፆሎቶም ኣይፈለየና ክንደይ ደስ ይብልል እዩ ።
@desbelekiflom9323
@desbelekiflom9323 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያሰማዓና ኦ ጎይታና መኣድሕን ኢያሰኡሱ ክርሰታኦሰ ሓጣኣትና የኡቀርበናኣ
@mebrahtentukubet1964
@mebrahtentukubet1964 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@user-om7xg3mr8w
@user-om7xg3mr8w 7 месяцев назад
በረከቶም ኣቦና ኣብኘ ቢሸይ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን አሜን
@user-jy3dx6sm5x
@user-jy3dx6sm5x 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከት ናይ ኣቡነ ቡሽይ ይሕደረና
@luchyahadgu5341
@luchyahadgu5341 3 года назад
አባ ብሽይ ምስ ክብርቲ አደኩም አደ ፍቅሪ ሓብሓቢት ስድራ ቅድስቲ አደ ዝኮነት አደኩም ፀሎትክም አይፈለየና ንአምላኩም ለምኑልና አሜን
@medhinkeshi1019
@medhinkeshi1019 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ረዲኤት ናይ ኣቡነ ቡሸይ ኣይፈለየና ኣቦየ ንዓይ ንድክምቲ ጸልየለይ ኣምላክ ክረዳእኒ ለምነለይ
@efremkesete6305
@efremkesete6305 3 года назад
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና በረከት ኣባ ቢሾይ ምስኩላትና ይኹጅ
@user-qg1iz2ud2w
@user-qg1iz2ud2w 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን!!
@tesfaldetashebr5368
@tesfaldetashebr5368 3 года назад
ናይ ኣቦና ቢሾይ ጽሎቶምን ጸጋ በረኸቶም ኣማላዲኖቶም ኣብ ልዕለና ይሕደር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 3 года назад
ቃል ሕይወት የስመዓልና።ብጣዕሚ ዝድነቅ መንፈሳዊ ደብሪ።ኣቀራርባኹም ደስ ዘብልን ሰሓብን እዩ'ሞ ቀጽልዎ።በረኸት ኣቡነ ብሾይ ይኽፈለናን ይኽፈልክሙን።
@samuelhailu4402
@samuelhailu4402 3 года назад
Qale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏
@zebibsenay4053
@zebibsenay4053 3 года назад
በረከት ናይ ኣቦና ብሻይ ምስ ኩላትና ይኩን ድያቆን ሓወይ ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏🙏🙏
@user-bb2qe1nh2n
@user-bb2qe1nh2n 3 года назад
ካብ ብረኸት ኣቦና ቢሾይ የካፍለና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ንዓና ውን በኣካል፡ኬድና በረኸት ገዳሞም ንካፈል ይግበረና
@fffggg2955
@fffggg2955 3 года назад
የእግዚአብሔር ወዳጅ አባ ቢሾይ በረከቱ ረድኤቱ ይደርብን አሜን🙏✝️
@danieltesfay2830
@danieltesfay2830 3 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረኸትን ረዲኤትን ኣቦና ቡሽይ የካፍለና
@user-zf3qj9kp8d
@user-zf3qj9kp8d 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ ይብዛሕ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራት ኣሕዋተይ አሜን አሜን አሜን👏👏👏
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 Год назад
Amen (3)qal hiwet yesmana xega bereketom nay abune bushoy ayfeleyena deqi tewahdo ⛪️🙏❤
@tsegaabraha1428
@tsegaabraha1428 3 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna zhawey 🤲🤲🤲🤲🕊🕊🕊💒💒💒
@samera7043
@samera7043 3 года назад
በረከትን ረዲአትን ናይ ኣቦና ቢሾይ ምሰ ኩሉን ይኩን ኣሜን ። እዚኣ መዝሙር ናይ ኣቦና ቢሾይ እባ ሰደዱልና ♥️♥️♥️🙏🙏🙏🕊🕊🕊♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@hffgtt9869
@hffgtt9869 2 года назад
በእውነት ቃለ ሂወት የስመዕና ክቡራተይ በረከቶም ናይ ኣቡነ ቡሻይ ምስ ኩላትና ደቂ እመ ኣዶናይ ይኩን የሕዋት ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏♥️♥️♥️🥀🥰🥰🥰🥰
@ldetomtesfamariam2662
@ldetomtesfamariam2662 3 года назад
Amen egzabiher nay agolgultkum yebarek xega yebzhalkum ✝️💒💒💒💒🙏🙏🙏💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏
@nananigisti3977
@nananigisti3977 3 года назад
amenamenamenamen kelahiwot yesmeana ❤❤❤❤❤berkatme yedardana ❤❤❤
@liyaminase5236
@liyaminase5236 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣቦ ቁዱስ ቢሾይ በረኸቶም ኣይፈለየና
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 года назад
ኣሰይይይይይ እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ✝️💒💖🤲🙏ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ኣሜን 3+🙏🤲✝️💒💖💖💖💖💖ጸግኡ የብዝሓልኩም ✝️💒💖🤲🙏ንዓና ንድኩማት ክኣ በረከትን ረድኤትን ናይ ቁዱስ ኣቦና ባሻይ የካፍለና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏
@gfuivji3021
@gfuivji3021 3 года назад
አሜን አሜን አሜን👐👐👐
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 3 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፆሎቶምን በረኮቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን
@sabiyasook2755
@sabiyasook2755 3 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብራት አሕዋትና ፀጉኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሄር አምላኽ ጸሎቶምን በረኸቶም ምስ ክላትና ሕዝቢ ክርስቲያን ይኹን ጸሎት ኣቦታትና ኣይፈለየና አሜን አሜን አሜን
@user-jp1mi1ik6y
@user-jp1mi1ik6y 3 года назад
በረከታቸው ኣቡነ ቡሸይ በረከት ከሁላችን ይደርብን ፀጋዊን ያብዛላችሁ የነገ ሰው ይበለን 👏👏👏❤❤❤
@asterastu1364
@asterastu1364 3 года назад
አሜን አሜን አሜን የቅዱስ አባታችን በረከት ይደረብን ቃለህይወት ያሰማን እግዚአብሔር
@pawloskibrab2482
@pawloskibrab2482 3 года назад
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብም ከምቲ ገዳም ቅዱስ ኣቦና ዘርኣኩምና ኣምላክ ገነት መንግስተ ሰማይ የርኢኩም ፡፡
@zv2467
@zv2467 3 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ፀጋ በረከቶም ናይ ኣቦና ቡሸይ ይሕደረና አሜን
@yohanahagos7464
@yohanahagos7464 3 года назад
Egzaber nay agelgulot zemnkum ybzhalkum brukat yhwatey berektom nay abune bushey ms kulna ykun 🙏🙏🤜
@tigrayyoutube5004
@tigrayyoutube5004 3 года назад
ቃለሂወት የስዓልና ✝️ ኣሜን
@tesfaytsegay3194
@tesfaytsegay3194 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🏻❤⛪ቃለ ህይወት የስምዓልና
@JoyJoyFT208
@JoyJoyFT208 3 года назад
Amen amen amen bereketen xegan nay abune bishoy ayfeleyena.
@advisoradvisor611
@advisoradvisor611 3 года назад
I have no enough words to express the blessing I got from this video! Thank you for sharing guys and may God bless you more🙏
@robelmulugeta6798
@robelmulugeta6798 3 года назад
Ellllllll amen amen Amen qala hiwet yesmalna xalotomen berkotomen ney abetatena ayflena
@ayniegach3169
@ayniegach3169 3 года назад
ዲስ ላይክ የሚያደርግ እጅ እግዛብኤር ይገስፀው🙏🙏🙏🙏🙏
@hanagosaye8136
@hanagosaye8136 3 года назад
እነሱስ ዲስካቸው ይንሸራተት ምድረ ፀረ ሀይማኖት
@adiamissac896
@adiamissac896 3 года назад
@@hanagosaye8136 ኣረ እንደዛ ኣይባልም እግዚአብሔር ጸጋውን ባያድላቸው ነው ::
@user-ow6jk1dd4h
@user-ow6jk1dd4h 3 года назад
ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር
@luladaid9912
@luladaid9912 2 месяца назад
Amen Amen Amen Amen kal hiweot ysmaln ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegezeabemaha4750
@tsegezeabemaha4750 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎትምን በረክቶም ናይ ፍቅሩ ኣምላኺ ኣቦና ኣብሸይ የኻፍለና ።
@mezmurtv5146
@mezmurtv5146 3 года назад
Amen amen amen kalhiwet yesmalna⛪💒⛪
@Naodab
@Naodab 3 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmoana xgu ybzhalku ahwetey
@user-ky3vg2zz8r
@user-ky3vg2zz8r 3 года назад
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋትና ጸጉኡ የብዘሐልኩም አሜን/፫/
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 3 года назад
በረከትን ጸሎቶምን ናይ አቦና ቅድስ አባ ቡሸይ ምስ ኩልና ይኩን።ቃለ ሂወት ይስምዓና አቦና። አሜን አሜን አሜን።
@ngstihadera4219
@ngstihadera4219 3 года назад
እግዝኣብሂር ኣገልጉሎትኩም ይባርኸልኩም ኢዞም ይሕዋቲይ ብረክ እግዝኣብሂር ኣፈለየና
@beti7996
@beti7996 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረክቶም ናይ ኣቦና ብሾይ ኣይፈየና ኣምላክ ጸጉ የብዝሃልኩም ይሕዋት
@samuelkidane9907
@samuelkidane9907 3 года назад
ኣሜን በረከቶም ናይ ኣቦና ቡሽይ ምስ ኩሉና ህዝቤ ኽርስቲይን ዩኩን ኣሜን
@naemikahsay756
@naemikahsay756 3 года назад
Amen Agelgulotkum amlak ybarkelkum kalehiwet yesmana
@AlmazeAc
@AlmazeAc 3 года назад
ዝማሬ መላእክት ያስማልን እመብርሀን ቅድስት ማርያም ፀጋውን ታብዛላችው
@user-kq5ih8zd9c
@user-kq5ih8zd9c 3 года назад
በረከቶም ናይ ኣቦና ብሸይ ምስ ኩላትና ይኩን እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ኣሕዋተይ ።።
@slamahslamaa6480
@slamahslamaa6480 3 года назад
አሰይ ፅጉኡ የብዘሐልኩም
@azeibteklemariam8994
@azeibteklemariam8994 3 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna amlaki xegeu yebzahalka zahawey
@user-me2vi5hk5p
@user-me2vi5hk5p 3 года назад
ክብረት ይሃበልና ነዚ መንፈስ ዘሀድስ ክንሪኢ ዝዓደምኩምና ስለ ኩሉ ነገር ኣምላከ ቅዱሳን ይመስገን
@genettesfay4254
@genettesfay4254 3 года назад
Amennn amennn amennn kal heiwat yasmalna ezgabher amalk xagae yabzahalkm barkatomen radatomen nay abona Besohy mes keltna yeken 🙏🙏🙏🤲🤲🤲✝️✝️✝️✝️💒💒💒💠
@seregelaaminadabmariam4178
@seregelaaminadabmariam4178 3 года назад
Nay behaki nfuat , neana yehwatkum bereket nay qudsan abotatna bereket knsatef tgebruwo zelekum xaeri behaki n amlakna nemesgin Neakum kea amlak yehagzkum kabzi nlaeli ktqxilu.😍🙏
@amanuelalemseged2062
@amanuelalemseged2062 3 года назад
Amen amen amen nay behaki des zebl eyu nay abona bushey Bereket ykfelena amlak msakum ykun
@sabamehari8334
@sabamehari8334 3 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmealna egziabher amlak xegueu yebzhalkum nay abona bushoy mekabr ayerakumunan gn msnay ykreta des mbelena ente nreyo nbereket
@user-uo5pn2dk4c
@user-uo5pn2dk4c 3 года назад
ብሓቂ እግዝኣብሄር ጸጊኡ የብዝሓልኩም ይሕዋተይ🙏 ደስ ዝብል ከይጸግብኩ ተወዲኣ💒💒💒
@tsgebeyene119
@tsgebeyene119 3 года назад
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም በርኸት ናይ ኣባ ቡሸይ ምስ ኩላትና ይኹን
@lwillhappymylifesoon8830
@lwillhappymylifesoon8830 3 года назад
Amen amen ame nay agolgulot zemenkum ybarek yehwatey.
@aferasaron4849
@aferasaron4849 3 года назад
የአባታችን በረከት ይደርብን ቃልኪዳናቸው ይጠብቀን አሜን
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@AliSaleh-kb1hg
@AliSaleh-kb1hg 3 года назад
ናይ አቦና ብሾይ በረከት አይፈለየና
@user-vv9jj4se8q
@user-vv9jj4se8q 3 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉን በረከቱን የብዝሐልኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ናይ አባ ቡሸይን ናይኩሎም ጻድቃናት ሃዋርያት ነብያትን በረከቶምንረድኤቶምን አይፈለየና አሜን አሜን አሜን
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና ንዓኩምካዓ ዓስብኩም ከብ ኣምላክ ርከብዋ አሕዋተይ 🙏🙏🙏
@user-ox1lk3om3y
@user-ox1lk3om3y 8 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ጸሎት ናይ አቦና ብሾይ አይፈእለና❤❤❤❤
Далее
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 637 тыс.
Desert Foreigners // Documentary // Director's Cut
28:08