Тёмный

Eritrean Song Eliza by Kiros Asfaha/ኤሊዛ ብኪሮስ ኣስፋሃ ምስ ግጥሚ 

Lyric Tigrigna Songs
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 2,2 млн
50% 1

One of Kiros' best hits Eliza with lyrics... ኤሊዛ ብኪሮስ ኣስፋሃ ምስ ግጥሚ
"We ensure that all the songs featured on this channel adhere to RU-vid's copyright regulations. The original creators and copyright/license holders are the ones who receive rightful compensation based on view counts.
If you enjoy the content and want to show your support for the channel, consider checking out our merchandise collection. We have a variety of T-shirts and sweaters available for you @ tigrignasongs-shop.myspreadsh... ."
Thanks
----------
🔔 SUBSCRIBE and like and turn on notifications to stay updated with new uploads!
----------

Видеоклипы

Опубликовано:

 

9 июл 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 167   
@LyricTigrignaSongs
@LyricTigrignaSongs 7 месяцев назад
ኣብዚኣ እስከ ናይ { ኣበባ ሃይለ - ምቑር ሕልሚ } ግጥሚ ብትኽክል ክጽሕፋ ተሓጋገዙኒ ኣሕዋት፡ ኣታ ሓወይ ኣብቲ ቅትሪ ኣብ ጸሓይ ከላ ብጋህዲ ግርማኻ ዝኸበደኒ ዝሓለምኩኻ ወዲ ተዓዊተ ኣብታ ለይቲ ኣነ ስለ ምሕላመይ ረኺበ የዕሊለካ ኣፋዂሰ ጸገመይ ኣታ ሓወይ ኣብቲ ቅትሪኣብ ጸሓይ ከላ ብጋህዲ ግርማኻ ዝኸበደኒ ዝሓለምኩካ ወዲ ተዓዊተ ኣብታ ለይቲ ኣነ ስለ ምሕላመይ ረኺበ የዕሊለካ ኣፋዂሰ ጸገመይ ይርደኣኒ ኣይነበረን ከመይ ከመይ ተራኺብና ግን ኣብ ደንደስ ‘ቲ ባሕሪ ኮፍ ኢልና ሰዓታት የዕሊልና ምስ ዝላታት ናይ ማዕበል ልብና እንዳሳራሰረ ፍቅሪ ‘ኳ ኣፈለመና ፍቅሪ እቲ ዝመቀረ ፍትውተይ ተበለኒ መረዋሕ ነጎዳ ድምጽኻ ፍዝዝ እኳ በለ ልበይ ብጡዑም ቃናኻ የፍቕረኪ ተበልካኒ ብማሕላ ኣሰኒኻ ጭድድ ኢለ ብሓጎስ ተጠምጢመዮ ክሳድካ ኣታ ሓወይ ኣብቲ ቅትሪ ኣብ ጸሓይ ከላ ብጋህዲ ግርማኻ ዝኸበደኒ ዝሓለምኩኻ ወዲ ተዓዊተ ኣብታ ለይቲ ኣነ ስለ ምሕላመይ ረኺበ የዕሊለካ ኣፋዂሰ ጸገመይ ኣታ ሓወይ ኣብቲ ቅትሪ ኣብ ጸሓይ ከላ ብጋህዲ ግርማኻ ዝኸበደኒ ዝሓለምኩኻ ወዲ ተዓዊተ ኣብታ ለይቲ ኣነ ስለ ምሕላመይ ረኺበ የዕሊለካ ፈቲሐዮ ጸገመይ ሰገነይ ቁሪ ከይወቅዓኪ ከማሙቐኪ ሙቀት ናይ ነብሰይ ዘቢበይ ጸሓይ ከይትመረኪ ከጽልለኪ ብክልተ ኢደይ ብልባዊ ሓልዮትካ ገሊጽካ ከይወዳእካ ሰዓት መንደቐይ ብዓውታ ************ ኣሕዘንዚንኒ ሽዑ ምቁር መኣዲ ተኾሊፈ ተነኽኒኸ ኣብ ትርኣሰይ እዘን ንብዓተይ ኣርጊፈ ኣበይ’ሞ ኮን ኣታ ሕልሚ ዘይደጋገም ምመረጽክዎ ሓወይ እንዳ ሓለምኩኻ ክነብር { ትፍቅራዊ ትርኢት ኣብ ሕልሚ ተተወሰነ እምበር መጠን ተጓሃኹ ኣብ ጋህዲ ኮይነ እመነኒ ክነግረካ ፍትወይ ብዘይ ጥረጣር ብኣኻ ምሕላም’ታ ክንደይ ኮን ይምቅር } x 6 ብልባዊ ሓልዮትካ ገሊጽካ ከይወዳእካ ሰዓት መንደቐይ ብዓውታ ************ ብልባዊ ሓልዮትካ ገሊጽካ ከይወዳእካ ሰዓት መንደቐይ ብዓውታ ************
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 7 месяцев назад
ናይ ሞሞና ድኣ እንታይ ኮካ ኣሊኻያ ኩቡር ሓው
@SnitSnit-ms5yr
@SnitSnit-ms5yr 3 месяца назад
😮😮😮😮❤❤❤❤❤🫶🏼🫶🏼🫶🏼🫶🏼🥰🥰🥰🥰🥰
@sssddd5918
@sssddd5918 Месяц назад
Ssiqn Snpnnn😩😩 glad to hear it went to voicemail and tv is united
@ove6164
@ove6164 Год назад
ኤልዛ💙 ኣዕንትኪ ምስለይ ከቃምታ ምናትኪ ሽምጠይ ክቅነታ ከናፍርኪ ስዒመ ክጠልል ዕላልኪ ሰኒቀ ክውዕል ይርኣየኒ ኩሉ በቢሓደ ናፍቆት ፍቅርኪ ናገደደ ከይዱ ናገደደ....ትዝታ😥🖤
@merhawiberhe2828
@merhawiberhe2828 Год назад
Eza may biet ezi'a eya kief thbeni kgermeki
@asooq129
@asooq129 2 месяца назад
@alexhabtom-sy3nc
@alexhabtom-sy3nc Год назад
Kiros ናዓይ ኦልኻ ዝደረፍካያ ኮይኑ እዩ ዝስማዓን ወቱሩ ክሰማዓ ስሚዕተይ የሐድስ ❤🎉❤🎉
@teweldetekle7819
@teweldetekle7819 11 месяцев назад
ኪሮስይ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ሙዚቃ ምስ ጡዑም ጊዜ ነበር 😩💙🥲🥲🚶‍♂️
@Azmarino731
@Azmarino731 Год назад
ኤልዛ ክባሃል ከሎ ኪሮሳዊ ሕጋዊ ኣዝማሪኖ!❤✌
@HbdGvsh
@HbdGvsh 5 месяцев назад
Shkr
@aotali8812
@aotali8812 Месяц назад
ኪሮሳዊ ❤❤❤
@mussietn1966
@mussietn1966 Год назад
ኣየ "ኤልዛ" 💚🖤 ቸላህ እዋይ ግዜ 😓
@temertasgoitom1257
@temertasgoitom1257 9 месяцев назад
እዛ ደርፊ ግን ንዘስተማቀሪ ፍቅሪ ብዕምቆት እያ ትገልፅ ይትረፍ ፍቅሪ ዘሕለፈ ንዘይፍቀረ ናብ ፍቅሪ ክትእቱ ሓያል ማዕበል ድፍኢት ኣለዎ። ኤሊዛ ፀጉረኪ ኣብደረተይ ኤሊዛ ክንስነስ ከምሰቲይ♥️
@Mussie979
@Mussie979 4 месяца назад
ኣምላክ ኣቦይ ግርህናይ ናብ ግዜ ኤልዛ ምለሰለይ😢😢😢
@user-pq1zn2gt8c
@user-pq1zn2gt8c 7 месяцев назад
ኣብ ታሪኽ ፍቅርና እታ ንግስቲ ለይቲ ኣብ ልዕለይ ፍትወትኪ ክትገልጺ ምእንቲ ንብዓት ዘሰነዮ ህያብኪ ክቅበል ይረኣየኒ ሞ ከብደይ ይገማጠል
@delinaluul2013
@delinaluul2013 8 месяцев назад
ኤልዛ ናይ ትማልየይ ኤልዛ ልሚ ውን ኣለኪ ኤልዛ ከመይ'ለ ክርስዕ ኤልዛ ትርስዒ ዲኪ😢 ዳጊየ ወላ ሕጂ የ ድፈትወካ ናይ ሎምን ትማልን ኩሉ ግዜ ወናኒ ልበይ 😔💔🖤🥺
@yonatanmussie267
@yonatanmussie267 2 года назад
ኣብታርኽ ፍቕርና እታ ንግስቲ ለይቲ ኣብልዕለይ ፍትወትኪ ክትገልጺ ምኣንቲ ንብዓት ዘሰነዮ ህያብኪ ኪቕበል ይርኣየኒሎ ከብደይ ይገማተል ኪሮሰይይይይ
@EsromGebremedhn-dw8og
@EsromGebremedhn-dw8og 8 месяцев назад
From 2015 - 2023 still i love this music kirosey abo haqi
@michaelgebre
@michaelgebre 7 месяцев назад
​@Fifi-Gal-Brhenahhhh
@naodweldeyohannes9981
@naodweldeyohannes9981 7 месяцев назад
Me ❤
@habteghebreberhan6826
@habteghebreberhan6826 7 месяцев назад
Abo haki naymintai? Adgi-Nihamedu/Abay Tigray/Tigray tisiir.....? He's just mahber Donakur.
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 6 месяцев назад
​@@habteghebreberhan6826ክላእ ጸማም ሓደ ደርፉ
@Tom365s
@Tom365s 5 месяцев назад
13 year old still love the song
@saronzeru5000
@saronzeru5000 9 месяцев назад
Kirosey demey goyta haki nberley eske ❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@user-ns7ic2sq6q
@user-ns7ic2sq6q Год назад
ኪሮሰይይይ
@falahawijohn7133
@falahawijohn7133 Год назад
z arkey mearey bjaka azia gbera bsm kiros ayni ketema dgema bsali nay kiros gerka ምስ ግጥሚ lka kemza nay Eliza
@weldatwedi10
@weldatwedi10 Год назад
kiros abo dahri qexlo
@efremyemane7006
@efremyemane7006 Год назад
Nsmala ena
@Liduye_Natey
@Liduye_Natey Год назад
"ጥዑም-ግዜ!" ክሳብ ሕጂ ዘይመንዎ ነቲ ናይ ቀደም ኪሮስ::
@AranArom
@AranArom 2 месяца назад
Eza elza tebahles zeyhases zekeri gedfatley ❤
@danites
@danites Год назад
ናይ ኪሮስ ካብቲ ናይ ቀደም ደርፋቱ ድገማና በጃኻ
@adenakittube6412
@adenakittube6412 Год назад
ኣየ ግዜ ❤😢 ብንብዓት ተደምዲሙ በቃ
@WediTadush
@WediTadush 3 месяца назад
❤❤❤❤❤ Aye ewe zhalefe kemzi lomi gizye fahfha keybelena
@efremghebrehiwet8526
@efremghebrehiwet8526 Год назад
ን መጀመርታ ሳዋ ክንወረድ የ ሰሜያ ናይ ብሓቂ ብልጽ ስራሕ, ግዜ ከምዚ ሎሚ ትግራይ ትስዕር ከየበለ ከሎ, ሃገር ኤርትራ ኽል ሳዕ 1ይቲ፡ ምስ ወያነ ከወደድረና።
@user-hd3si7kg5z
@user-hd3si7kg5z 5 месяцев назад
2024 tesemea zelka rgex ata wedi
@majihala5246
@majihala5246 Год назад
ችላእ ኪሮስ ቀደም ናፊቅና ባእ
@AranArom
@AranArom 2 месяца назад
Hasibe mermire Aweridee adeybee Eta melesie yefeltaa eyie Selzi aydlyen eyie kemaker mesnebsey. It's where it's madafaker gerr'out from my life.
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t Год назад
ኪሮሰይ ጥዑም ላዛዛ ኤሊዛ ኣብ ጎይላ ዓድና ተፀልለና ኔራ መናእሰይና ይናፍቆም ኤሊዛ ክሰምዕ😢😢
@tvraeyhiwet2256
@tvraeyhiwet2256 Год назад
Me to kemzi lomi ms aratn stressn keytemehazena kolena ewe 🥲
@KsnbdIshd
@KsnbdIshd Месяц назад
❤❤❤❤እልዛ
@kebronalemseged
@kebronalemseged Год назад
Ajoka kirosey keslo ab tzeta ko yetiKana 😢❤❤❤
@adalsmejana
@adalsmejana Год назад
እዚ ደርፊ እዚ ኣብ ጓይላ ክድረፍ እንከሎ ጨርቅና ደርቢና ንጽለል ኔርና። ናይ ኪሮስ ደርፍታት ን መንእሰይ የዕብዶ ዩ ❤
@banabana9353
@banabana9353 Год назад
ኪሮስ ቀደም
@wedikeshi9681
@wedikeshi9681 Год назад
beza derfi kitabid delya hantyi mahazay swedenawit kiros dhay giber
@moksimoksi1571
@moksimoksi1571 Год назад
Sht ilki gzana ktmexi trayni hdiki ktregxi ewiy fkri kedemey kemey aleki kemey eway gtmi mekeret zelwo kirosey zeymno srah
@so-bc3nt
@so-bc3nt 8 месяцев назад
I love eritrean people i'm from ethiopia
@user-kn3fv7wf7j
@user-kn3fv7wf7j 5 месяцев назад
Nay bahqi kiros wedi asmera ahhhhh❤❤❤❤❤❤❤
@MashoTsegay-bd9cq
@MashoTsegay-bd9cq 9 месяцев назад
ኪሮስ ሽኮር ብጣዕሚ ዝሕብየልካ ደርፊ እዚኣ እና አስመራ ትብል ደርፍካ ክሰምዕ ከለኩ ሕፃፅ ዝነበሩ ኤርትራውያን ይዕርክተይ ዮዝክሮም ከም ደቂ ሓንቲ አዶ ኮይና ንፍተው ነይርና ብስም ኪሮሰይ ኢሎም ይጋብዙና ነይሮም
@habtomokubagabr6319
@habtomokubagabr6319 8 месяцев назад
Kiros asfaha nay tmali ❤
@fitsumgoitom1342
@fitsumgoitom1342 2 года назад
ab hiwetey zfetwa derfi
@helujunta9026
@helujunta9026 7 месяцев назад
My Best Music🎶💙💜
@nohsemon9161
@nohsemon9161 2 года назад
nay qedem teaem ey ner ahhh eway gezi wedi haram
@RobelGirma-lw9ee
@RobelGirma-lw9ee 7 месяцев назад
nice music.
@user-bh4sd4sz6d
@user-bh4sd4sz6d 3 месяца назад
@HenokHenok123
@HenokHenok123 2 месяца назад
ኣየ ወ ኪሮስ ቀደም ከምዚ ሕጂ ዒባ ከይኮነ ኪሮሶ 2ተ ግዜ ባ ተራእዩ 🥺🥺🥺🥺
@semerezeru8055
@semerezeru8055 Месяц назад
ዒባ ንስኻ ኢኻ:: ደንቆሮ
@kedenatube4083
@kedenatube4083 Год назад
ኪሮስ ግርማ አስመራ ስሕት ኢልኪ ገዛና ክትመጺ ትራአይኒ ሃዲእኪ ክትረግጺ
@heluelsey6737
@heluelsey6737 9 месяцев назад
yazker ahahah ስደት ረሳሕ 💔😓💔😓
@flimonfsahaye8260
@flimonfsahaye8260 Год назад
Semika zeyxegeb derfi entay emo hiji endo fah elato kiros
@ESROM986
@ESROM986 Месяц назад
💝🤛
@user-jo2qx1di9z
@user-jo2qx1di9z 7 месяцев назад
Kikey abo haki ngus ጥበብ ኮታስ ኩሉ❤❤❤❤
@HiyabGebrekrstos-u3r
@HiyabGebrekrstos-u3r День назад
❤❤❤❤❤
@user-nu3fq9hv4k
@user-nu3fq9hv4k Год назад
በጣም የሚወደዉ ዘፈን
@user-jh1uk7je2m
@user-jh1uk7je2m 7 месяцев назад
ሰመዐ ዘይመንያ ደርፊ 🙏😘💦🔥🔥
@user-es2jn9cr7p
@user-es2jn9cr7p 3 месяца назад
ኪራ ኣቦ ስረ ጀግና ፡፡
@martimartina358
@martimartina358 5 месяцев назад
Kirosye super cool
@kahsayghide9861
@kahsayghide9861 Год назад
ሳዕሲዕናሉ እዚ ኤክስፖ ሲኔማታት ፍቀዳ ዳሳትን ድኩዒን ንእስነት ጥዑም ጽቡቅ ስራሕ ኪሮስ
@user-vi8jj2ep2m
@user-vi8jj2ep2m Год назад
Kirosey asli❤❤❤❤❤
@NatnaelTesfalem
@NatnaelTesfalem 9 месяцев назад
𝓘 𝓵𝓸𝓿𝓮 𝓽𝓱𝓲𝓼 𝓶𝓾𝓼𝓲𝓬
@mihretabsibhatu3323
@mihretabsibhatu3323 8 месяцев назад
😊😊😊😊😊😊
@kiros123
@kiros123 Год назад
ናይ ኪሮስ ትራይ ኣምጽእ
@weldatasmorom4469
@weldatasmorom4469 2 года назад
Seb kelete (2)geza ayenberen Kirosey
@kerkebedeley
@kerkebedeley 3 месяца назад
2024‼️ Tigray
@SamuelTesfom
@SamuelTesfom 9 месяцев назад
ኤልዛ ዝፈትዋ ደርፊ❤❤❤
@rakqatar8152
@rakqatar8152 9 месяцев назад
ኣየ ግዜ ኪሮሰይ🥺🥺
@liveyourdream2121
@liveyourdream2121 Год назад
That why i say old is always Gold and power👌🏽
@user-sn3dr1jz5q
@user-sn3dr1jz5q 6 месяцев назад
Derfi qedem.ahhhh😢😢😢
@SelamDestalem
@SelamDestalem 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤
@HhHh-xs9es
@HhHh-xs9es 3 месяца назад
❤❤❤
@user-gw9oh1pi4w
@user-gw9oh1pi4w 9 месяцев назад
Woww❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selinagere3359
@selinagere3359 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@KedirMohammed-fr3wy
@KedirMohammed-fr3wy 2 месяца назад
❤❤❤❤
@rozinadomezesolomon72
@rozinadomezesolomon72 6 месяцев назад
Anta Men dea mehrka ezi kululuwedeyy😂🎉❤
@sdetmekera6957
@sdetmekera6957 Год назад
Kiros ❤️ mekseb alem
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 Год назад
Eliza eti bokbak kebdki Ekiza kabede zey file Kirosey kem libey
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 6 месяцев назад
ሰሚዐ ዘይሞንዋ ዘፈን😢😢😢
@ove6164
@ove6164 10 месяцев назад
ኤልዛ ካብ ስራሕቲ ኪሮሰይ ካብተን ብፍሉይ ዝፈትዋን ኣብ ልበይ ታሪክ ዘለዋን እንድያ፡ ኤልዛ ዓርከይ ነይራ ብሂወት ከማን ኣላ ክብል ካብ ዝሰምዖ ግን ንፈለማ እየ ዝሰምዓ ዘለኩ፡ ከምዛ ኣብ ህይወተይ ንፈለማ ግዜ ዝሰምዓ ዘለኩ ከኣ ከም ገለ ኮይነ😢🎼💙
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 9 месяцев назад
እዋይ ዋላ ኣነ😢😢😢😢ኣነ ብቀደሙ ዝፈትዋ ፍቅራዊት ደርፊ ናይ ዓድና ኣያ ነራ ለሚ ክሰምዓ ከለኩ ነብሰይ ከም ገለ ኢዩ ዝገብረኒ ናቲ ኣብ ኤርትራ ዝሰምዓ ዝነበርኩ ይዝክር ሕጂ ኤልዛ ዓርከይ ኢያ ነይራ ብሂወት ኦውን ኣላ መስ በለ ስሚዒተይ መሊሱ ገዲዱ ኣነ ዝገርመኒ ግን እታ ዓርኩ ዝነበረት ኤልዛስ ሽዑ ምስ ሰምዓታ እንታይ ኢላ ትኸውን ከምዛ ደርፊ እዚኣ ፍቅራዊት ናይ ናፍቆት ኣይተሰረሕትን
@ove6164
@ove6164 9 месяцев назад
@@user-mi6gm7mf4f ኤልዛ እንታይ ተሰሚዕዋ ይከውን ጥራሕ ዘይኮነ ክሳብ ሕጂ እንታይ ይስምዓ ይከውን ኢለ እየ ሓሲበ፡ መልሲ ንኪሮስ ልክዕ ማዕሪኡ ተፍቅሮ እንተነይራ(ኮይና) ስምዒታ ብቃላት ዝግለጽ ኣይኮነን😢 ዘይተፍቅሮ እንተነይራ ግን ምንም ዘይክስምዓ ይክእል እዩ ይብል። ብዝኮነ ኣነ ኤልዛ ዓርከይ ነይራ ኩለን ስራሕተይ 'ውን ምስ ህይወተይ ምትሕሓዝ ኣለዎ ምስ በለ ቀጥታ እየ ኩለን ምስ ኤልዛ ኣተሓሒዘየን፡ ማለት ኤልዛ ፈለማ ጽጌናይ ነይራ፡ ኣብ ምካዳ ዝባን የሕዋት በልዋ፡ ምስ ከደት ኤልዛ፡ ዓርኪ ምስ ሓዘት ጸዳል ዝኮነት ይመስለኒ፡ ምናልባት ቻው በሊ ከማን ንሳ ኢያ ምበልኩ ነይረ ግን ምስ ተመርዓወት "ካሊእ ተመርዕያ እንበር ምዓሰይ ጠለማ ጠላም ኣይትበልዋ" ኢሉ ስለ ዝተጣበቀላ እታ "ኣነ ውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣ ኣብ ፍቅሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስዳዓ" ዝበላ ኤልዛ ዘይክትከውን ትክእል 'ያ፡ ብዝኮነ ኩሉ ኣብ ቀረባ ግዜ ከዕልለና ተስፋ ይገብር! ከም ጋል ኮይነ ክሓስቦ ከለኩ ኤልዛ ምስ ኪሮስ ሓቀኛ ፍቅሪ እንተነይርዋ እታ ኣዝያ ዕድለኛ ሄዋን 'ያ። ዋላ እካ ናይ ኪሮስ ኣይትኩን ኩሉ ግዜ ሙቁር ቃንዛን ፍቅርን ትዝታ ናይቲ ተፍቅሮ ወዲን ኣብ ልባ ኣሎ።😢💞
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 9 месяцев назад
@@ove6164 ይገርም ኢዩ ናይ ብሓቂ ዕድቻ ኢያ ተፍቅሮ ተነራ ድኣ ቡፍጹም ምጽዋር ሲኢናቶ ትኸውን ዘይ ተፍቅሮ ተነራ ውን እዚ ደርፍ እዚ ልባ ተንኪፍዋ ይከውን ይብል ኣነ ግን ብጥዓሚ ኢካ ተቃልብ ጽግናይ ካብ ቀልዑዑ ከም ተመነያ ድሓር ግን ትምኒቱ ከም ዝገለጸላ ኢዩ ዘረድእ እቲ ካልእ ደርፍታቱ ውን ከምኡ ተመለሲ ክትምለስ ከምዝደለየ ኢዩ ዝገልጽ ከምኡ ውን ዓይኒ ከተማ ነፋሪት ውን ብሰንኪ ነፋሪት ከምዝኮነ ሸደናዊተይ ብዝዓባ ጸዳል ትበ ደርፍ ቀደም ኣብ Eri tv ንእሽተይ ክዛረብ ሰምዔዮ ነረ ቁረጽ ኣነ ኣይፈልጥ ኔረ ቆልዓ ኢየ ኔረ ዓርከይ ኔረ ድሓር ኣጋጣሚ ኣብ ሓደ እንዳሽሃይ ከለኹ ከይዳ ኢለምኒ ንደገ ከምዝሰምዓኽዎ ድማ እቲ ወዲ ሃፍተም ኢዩ ኔሩ ድሕሪኡ ድማ ኣነውን ክደሊ ጽንዑ መርገጺኣ ኣብፍቅሪ ትኣምን ረብሓ ዘይሰድዓ ኢለ ደሪፈላ ይብል ኔሩ ኤልዛ ዶ ትኸውን ብሓፋሻ ከምት ዝበልካዮ ሓደ ምዓልቲ ኣስፍሕ ኣቢሉ ይገልጸልና ይኸውን ብዓሉ
@ove6164
@ove6164 9 месяцев назад
@@user-mi6gm7mf4f @user-mi6gm7mf4f I Hope ወገነይ ከምቲ ዝበልካዮ ነፋሪት፣ ዓይኒ ከተማ፣ ሽወደናዊተይ፣ ተመለሲ፣ ድሕሪ ናብ ደገ ምውጻኣ ከም ዝደረፈን ርጉጽ እዩ። ምናልባት ከምቲ ዝበልካዮ ሃብታም ዓርኪ ምስሓዘት "ፍቱው ኣካልኪ ግን ጋና ካብ ጠርነፎ ኦሮማይ ፍቅርና ንታሪክ ክገድፎ" ከም ዝበላ እየ ተረዲአ! ጸኒሑ 'ውን ሙቸት ከምዝግባኣ ተረዱኡ "ክብሪ ሄዋን ዝደረፈ ይመስለኒ😂 ምናልባት 'ውን ተፍቅሮ እንተነይራ እሞ ከምቲ ዝበልካዮ ምጻሩ ስኢና ተመሊሳ ትከውን ትክእል ኢያ ሽዑ "ኣበይ ኔርኪ" ዝበላ ይመስለኒ😂 ብዝኮነ ግጥምታት ኪሮስ ባዕልካ ስኢልካ ከይተረድኣካ ዴራክተር'ዩ ዝቅይረካ😂 እሞ ንባዕሉ ክንጽበ ይበልጽ።
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 9 месяцев назад
@@ove6164 😂😂😂😂 የገርመካ ኢዩ ደመይ ዳሪክተር ከምትኸው ኢዩ ዝገብረካ ክሊብ እውን ኣብ ኣእምሮኻ ይፍጥረልካ ንኣብነት ስሕት ኢልኪ ገዛና ክትመጺ ትራኣይኒ ኣዲኪ ክትረግጺ ክብል ከሎ ከመይ ከምዝነበረ ትፍቅሮም ኢዩ።ዝርኣየካ ብዝኾነ ኩሉ ኢኻ ዘርዚርካዮ በቲ ደርፊ ተመሊሳ ኣበይ ነርኪ ኢልዋ ክኸውን ይክእል ኢዩ ኣብዚ መወድኣታ ናይ ፍቅሪ ዝደረፈሉ ውን ሓቅኪ ኣይከውንን ኢዩ ገለ ዝብላ ደሪፍላ ኔሩ ፍቅሪ ዶ ይሕሸኪ ሂወት ኣየማትእን ኢዩ ትመልሱ ሕቶ ምባር ዶ መጺኪ ተሪር ልብኺ ጢሱ ገለ ዝብል ካብታ ሓቅኺ ክገርመካ ግን ጠሊማሃኒ ኢሉ ምኒን ኣይብል ኣይራገም ከምዞም ካልእ ደረፍቲ ንጋለነስተይቲ ጸሪፉ ትብሀል ኣይፈልጥን ኢዩ ከምዚ ናይ ገሊኦም ጠሊምክኒ ናይ ኢድኪ ኣይትስኣኒ ገለመለ ኣይብልን ኢዩ ስነ ጥበብ ክኣ ከምኡ እዩ ክኸውን ዘለዎ
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 7 месяцев назад
King of king
@abelsemere44
@abelsemere44 4 месяца назад
Nay xibah chapter kifiter eu dhan🧐
@weldatwedi10
@weldatwedi10 Год назад
Wawawa nice
@filmonzerai3919
@filmonzerai3919 Месяц назад
ኤፍሬም ወዲ ሓጋዝ አብ ሳዋ ይዝከረኒ
@EfremEstifanos
@EfremEstifanos Месяц назад
19 zurya ane wn ab sawa eye zizkir ❤
@hamehame6685
@hamehame6685 Год назад
Ab tarek feqerena eta negeseti leyti ab leley ketwedeqi ketgelexi meneti nebat zeseneyo heyabeki keqebel yerayeni alo kebedey yegematel nay bahqi dengelena enda wesedeka zela zekeri eya kiros qedem kem lomi keykone nefue getami neyru
@mulueteklebrhan806
@mulueteklebrhan806 Год назад
2008❤𝑓𝑙𝑢𝑦 𝑡𝑒𝑧𝑒𝑘𝑟𝑜 aleni😢😢😢😢
@Birtukan-oy6qi
@Birtukan-oy6qi 3 месяца назад
kires btaami des ybl
@Dawithaile423
@Dawithaile423 7 месяцев назад
17 years later still
@DufffghDtrf
@DufffghDtrf 4 месяца назад
❤❤
@Amanuiel
@Amanuiel Год назад
Nefeto Eliza kab Ema
@user-im7qp8bj7y
@user-im7qp8bj7y Год назад
አይ ግዜ ጥዑም
@KahasayGebreyowhans
@KahasayGebreyowhans Год назад
kiros ❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rs1rl5qj1l
@user-rs1rl5qj1l Год назад
ፈጢርካ ኣይትጸይቀና ኪሮስ ኪሮስ ኪሮስ ክንደይ ግዜ ክንፈትወካ 2010 ኣብ ዓዲ ኻላ መንአሰይ ኣጸሊሉ ኔሩ😌😌 ምስ ብዓል ጀማል ሮሞዳን መጽዩ አንተ ሕጂ ግን ንድሕሪት ወጂቡ ተርፉ ምህረት የውርደልካ ኪሮስ
@solomontsegazeab309
@solomontsegazeab309 Год назад
Kiros jegna eyu
@binawiafqari
@binawiafqari Год назад
Wela hii jigna halayi hzbu key rebrebe keman yqxil alo dongola zkone hzbi genifwo rewardu 😭🇪🇷kiros
@henosale432
@henosale432 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kebedeshlegese2696
@kebedeshlegese2696 Год назад
ኪሮሰይ ጅግና I love this soong
@eldanasemere
@eldanasemere Год назад
😢😢😢😢😢😢😢😢
@meronestifanos7249
@meronestifanos7249 8 месяцев назад
Kiros kiros kiros
@user-wl9xn9ug8c
@user-wl9xn9ug8c 7 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 7 месяцев назад
2007 5-3 ቶዞኪሮ ኣለኒ ኣብዝኣ አርኣየ ዝብል በዝኣ የዝኪሮ
@TamagnlageruLageru
@TamagnlageruLageru 9 месяцев назад
Ane ezi kseme teleku zsmeani smiet bsru nbaeley ygermeni eyu akeddnaki gze ztelebo .....
@user-if8bd6kx4i
@user-if8bd6kx4i 3 месяца назад
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@legendfranklampard3225
@legendfranklampard3225 Год назад
Fluy hiwet
@NatnaelTesfalem
@NatnaelTesfalem 9 месяцев назад
𝔚𝔬𝔴 𝔤𝔯𝔢𝔞𝔱
@samdes3979
@samdes3979 9 месяцев назад
Seytan kideref kolo
@user-pi7wn1ws5g
@user-pi7wn1ws5g 2 месяца назад
2024/ 25 /5/ lov
@ElsaAlem-jc2hs
@ElsaAlem-jc2hs 7 месяцев назад
2004😔😔😔😔
@user-qr5rq9nw2v
@user-qr5rq9nw2v Год назад
Kiros abo musika
@samuelbaynes8201
@samuelbaynes8201 Год назад
ስፈልገው የነበር ሙዚቃ ነው። ግን ትርጉሙን አላውቀውም ነበር። አሁን ግን ንዕሽተይ ንዕሽተይ እየገባኝ ነው። አንዳንድ ያልግቡኝን ግን ማንን ልጠይቅ? Thank you.
@user-vv9kq5rs7l
@user-vv9kq5rs7l 8 месяцев назад
የፍቅር ዘፈን ነው የትዝታ
@gezahentessema-lo2gs
@gezahentessema-lo2gs 3 месяца назад
Have a girl friend from Eritrea
Далее
🔴Ютуб закрывают... Пока?
00:39
Просмотров 1,6 млн
Help Barry And Barry Woman Scan Prisoners
00:23
Просмотров 2,6 млн
teame-aitmkeruni- eritrea
7:30
Просмотров 2,6 млн
Eritrean music Guayla By Tedros kahsay ( xaedu)
24:14
Stray Kids "MOUNTAINS" Video
3:12
Просмотров 5 млн
Stray Kids "Chk Chk Boom" M/V
3:26
Просмотров 65 млн
GODZILLA
2:09
Просмотров 478 тыс.
Султан Лагучев - Гасишься
3:02
Просмотров 491 тыс.