Тёмный
No video :(

Haqki - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 

Kiros Asfaha
Подписаться 107 тыс.
Просмотров 699 тыс.
50% 1

Fb Official Page : cutt.ly/TtD46Q2
OFFICIAL Albums :
Meat Were : cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
All rights reserved ® HABESHA PLUS
/ habeshaplus
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics
ፍቕሪ’ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱ
ሕቶ ምንባር’ዶ መጺኪ ትሪር ልብኺ ጢሒሱ
ቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑ
ንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑ
ሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሕቅኺ
ልሳንኪ ትም እንተ በለ ምዝራብ ሓፊሩ
ካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩ
ግና ኢደይ ሓጺሩ
ግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪ
ንስኺዶ ትኽሰሪ
ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ
ናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካልእዩ
ሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺ
ዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺ
ዝያዳይ ሓቅኺ
ሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠ
ሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠ
ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮ
ቀዳዊኺ ይግበሮ
ኣይቅየመልክን’የ ኣጆኺ
ቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺ
ብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይ
እንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይ
ዑፎየ ስመርለይ
ዕፎየ ስመርለይ
ክብለልኪየ ባዕለይ
ፍቕሪ ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱ
ሕቶ ምንባር ዶ መጽዩኪ ተሪር ልብኺ ጥሒሱ
ቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑ
ንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑ
ሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሓቅኺ
ልሳንኪ ትም እንተበለ ምዝራብ ሓፊሩ
ካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩ
ግና ኢደይ ሓጺሩ ግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪ
ንስኺዶ ትኽሰሪ
ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ
ናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካሊእዩ
ሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺ
ዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺ
ዝያዳይ ሓቅኺ
ሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠ
ሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠ
ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮ
ቀዳዊኺግበሮ
ኣይቅየመልክንየ ኣጆኺ
ቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺ
ብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይ
እንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይ
ዕፎየ ስመርለይ ዕፎየ ስመርለይ
ክብለልኪየ ባዕለይ
መን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮ
መናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮ
መናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮ
ሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊ
ምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪ
ገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪ
ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ሂወተይ ከመይ’ላ ኢለ
መን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮ
መናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮ
መናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮ
ሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ
ሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊ
ምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪ
ገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪ
ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ሂወተይ ከመይ’ላ ኢለ
ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ትምኒተይ ከመይ’ላ ኢለ
ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ናዝሬተይ ከመይ’ላ ኢለ
ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ዮዲተይ ከመይ’ላ ኢለ
ኣሸበሸብ ግና’ተ ኽኢለ
ክሓተልኪ’የ ሩታየ ከመይ’ላ ኢለ

Опубликовано:

 

15 авг 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 174   
@tigistirezene5391
@tigistirezene5391 3 года назад
አዛ ደርፊ ስምዕ ኣምስየ ኣብ ገዛና ናብዛ ሰደተይ ኣምሪሐ 😭😭😭😭💔😥😥
@kokebgebremariam3140
@kokebgebremariam3140 Год назад
Hasawit telimeyo narkey zetbli
@user-zd4wy8gp4i
@user-zd4wy8gp4i Год назад
🥺😥
@tesfomgebremikael6816
@tesfomgebremikael6816 Год назад
@@kokebgebremariam3140 eta derfi semikaya dika? Seb zgebero iki gerki seb zgebero hakiki enda belku baley zmskro eko u zbl zelo:: seb dey gebero dgebere seb yelen::
@asmmul260
@asmmul260 Год назад
@@kokebgebremariam3140 🤣🤣🤣
@ferdoszekerya8235
@ferdoszekerya8235 Год назад
🥺🥺😓
@mussietn1966
@mussietn1966 2 года назад
ምንባር ካልእ'ዩ ምፍቃር ካልእ'ዩ ናብራ ካልእ'ዩ ፍቕሪ ካልእ'ዩ ሓቅኺ ፍቕረይ ሓቅኺ ዳሓር ከኣ ምቾት'ዩ ፎርማኺ ፍቕረይ ሓቅኺ !
@kahsumuluebrhan6595
@kahsumuluebrhan6595 Год назад
ዝፈትዋ መሓዛይ እየ ዝዝክረላ መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ ዮርዲ ሓፍተይ 😢😢😢😢😢
@barcabarca4230
@barcabarca4230 4 месяца назад
Mengste somay yewarsa nesdra nakan ka tsnat yahbkum inte kilka instgramka habni krkbka bu👏😊😊
@erimonia6574
@erimonia6574 3 года назад
ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዞሮ ቀዳዊኪ ይግበሮ✔ ዝጠለመት ጻዕዳ ይጽናሕኪ ምባል ልቦና ጥራይ ኢዩ ኪሮሰይ ዘመድ ልበይ✍️💖
@JesusisNGUS
@JesusisNGUS 3 года назад
Telima aykonetin agatami zeynatu iya koyna
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
@@JesusisNGUS ኪሮስ ፍትሓዊ ስለ ዝኮነ ጥራይ እዪ ጻዕዳ ይጽናሕኪ ኢሉ መሪቁ ዝፈላለያ ዘሎ
@matiyaszelalem-qh2ek
@matiyaszelalem-qh2ek Месяц назад
😂😂✅✅​@@JesusisNGUS
@Bahtaokubay
@Bahtaokubay 8 месяцев назад
Kirosay abo hiqe kemzi kemay nay kiros semau zay xegbo alo do ❤❤❤❤❤❤❤
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 7 месяцев назад
ኣለና ብናይ ኺሮስ ደርፊ ኢና ዓቢና💙🫶🏿
@user-uv2ny4dd1x
@user-uv2ny4dd1x 4 месяца назад
ኪሮሰይ ነዚ ሰሚዕና ብካ ጸሚምና ክንብል ጀሚርና ኣለና እሞ ከምዚኢታት ደጋግመና እባ ንስካስ ኩሉ እንድዩ ዘጸብቀልካ ግን ናይ ፍቅሪ ደርፊ ከኣ ሕልፊ ኣለዎ ምስካ ❤❤
@user-kt1nt8st3s
@user-kt1nt8st3s 10 месяцев назад
Ak!!! Gzye btiumu Kiros tiuy enkelo ezi derfi tesemiu ab sdet koyune wetru ab zkri aleku. THANKS kiros Wana music 🎶
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 10 месяцев назад
እንታይ ዶ ኮይኑ ኢዩ ሕጂ?
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Год назад
ፍቕሪ'ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱ ሕቶ ምንባር'ዶ መጺኪ ትሪር ልብኺ ጢሒሱ ቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑ ንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑ ሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሕቅኺ ልሳንኪ ትም እንተ በለ ምዝራብ ሓፊሩ ካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩ ግና ኢደይ ሓጺሩ ግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪ ንስኺዶ ትኽሰሪ ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ ናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካልእዩ ሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺ ዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺ ዝያዳይ ሓቅኺ ሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠ ሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠ ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮ ቀዳዊኺ ይግበሮ ኣይቅየመልክን'የ ኣጆኺ ቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺ ብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይ እንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይ ዑፎየ ስመርለይ ዕፎየ ስመርለይ ክብለልኪየ ባዕለይ ፍቕሪ ዶ ሕሸኪ ሂወት ኣየማትእንዩ ቲ መልሱ ሕቶ ምንባር ዶ መጽዩኪ ተሪር ልብኺ ጥሒሱ ቴማ ፍቕሪ ምስ ድኽነት ቀደምዩ ኔሩ ዘመኑ ንፍቕሪ ኽትብል ምጽማም እዋኑ ኣይኮነን እዋኑ ሓቅኺ ሓቅኺ ፍቕረይ ሓቅኺ ልሳንኪ ትም እንተበለ ምዝራብ ሓፊሩ ካብ የዒንትኺ ዘምብቦ ሕቶ ግን ኔሩ ግና ኢደይ ሓጺሩ ግና ማሕፉዳይ ዓቢሩ እምበሪ ንስኺዶ ትኽሰሪ ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ ናብራ ካልእዩ ፍቕሪ ካሊእዩ ሓቅኺ ዝያዳይ ሕቅኺ ዳሓር ካኣ ምቾትዩ ፎርማኺ ዝያዳይ ሓቅኺ ሕጂ ዶሞ ከፈራራሓኪ ዓይነይ ኣፍጢጠ ሕጂ ዶሞ ረኺበ ክብለኪ ቖጽሊ ሸምጢጠ ኪዲ ጥራይ ወይዘሪተይ ኩንለይ ወይዘሮ ቀዳዊኺግበሮ ኣይቅየመልክንየ ኣጆኺ ቀሊል እዋን ማዓስ ተጸቢኺ ብገርሁዩ መጽዩ ደይ ዚ ጉዳይ እንታይ ዘይገበርኪሞ ዝያዳይ ዕፎየ ስመርለይ ዕፎየ ስመርለይ ክብለልኪየ ባዕለይ መን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮ መናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮ መናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮ ሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊ ምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪ ገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪ ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ ክሓተልኪ'የ ሂወተይ ከመይ'ላ ኢለ መን ይጸልእ ንጥዑም መንብሮ መናሎሞ ሽሻይ ዘይጥብሮ መናሎሞ ወርቂ ዘይህርሮ ሰብ ዝገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዝገበሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሓቅኺ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሐራይ በሊ ፍቕረይ ሐራይ በሊ ምስ ወርቅን ብሩርን ተፋቐሪ ገዛኽን ስድራኽን ኣናብሪ ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ ክሓተልኪ'የ ሂወተይ ከመይ'ላ ኢለ ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ ክሓተልኪ'የ ትምኒተይ ከመይ'ላ ኢለ ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ ክሓተልኪ'የ ናዝሬተይ ከመይ'ላ ኢለ ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ ክሓተልኪ'የ ዮዲተይ ከመይ'ላ ኢለ ኣሸበሸብ ግና'ተ ኽኢለ ክሓተልኪ'የ ሩታየ ከመይ'ላ ኢለ
@robielabraha9150
@robielabraha9150 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@dians1273
@dians1273 3 месяца назад
I wish all Eritrean can respect a woman 👠 like u great❤ song brother ❤️💪🥇🥇🏆🏆👍✌️🙏🦁🦁🦁🌟🌟🌟🇺🇲🇺🇲👏
@user-pg3oq4wu1z
@user-pg3oq4wu1z 11 месяцев назад
ኪሮሰይ ንጉስ ባዕለይ ቀሪበ እየ ሕጂስ ክረኽበካ እየ ብኣካል ሓዉካ ካብ ትግራይ🥰🥰
@mebrahtomhadgu3287
@mebrahtomhadgu3287 Год назад
Kiros wedi hzbi King of kings forever 🎶🙏
@majorhabtab3219
@majorhabtab3219 Год назад
Kiros m'y king Of king Hope one day i Wille find you are right father🥰🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏
@hsgdggzhdgdg7830
@hsgdggzhdgdg7830 3 месяца назад
ኪሮሰይ ዓሕ😢ምንባር ካልእዩ ምፍቃር ካልእዩ😢💝💊
@filmongidey7282
@filmongidey7282 2 месяца назад
ሓቅኪ ሓቅኪ ዳሓር ካኣ ሙቾትዩ ፎርሙኪ ❤❤❤ ኪሮስ ጀግና
@NahomBiniam
@NahomBiniam Год назад
Kiros King of music Thank u
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 3 года назад
Kirosey ms belku meas temelise❤
@mihreteabtesfamichael5380
@mihreteabtesfamichael5380 2 года назад
ኣየ ኪሮስ ጅግና
@kibromberahi7231
@kibromberahi7231 Год назад
Kirosey fqri ❤❤❤❤🎉
@weghiu.brhaneweghiu.brha-oo7tp
Kirosey abo haqi mus brirn werqin tefaqri👍🤕
@johnwick7208
@johnwick7208 3 года назад
Kiros you’re my favourite artist 🙌
@user-ui6zn8ig1s
@user-ui6zn8ig1s 3 года назад
Aygermekan beza derfi nebie astemasile bzey lbey eye wexe
@johnwick7208
@johnwick7208 3 года назад
@@user-ui6zn8ig1s get fuck kiros is our heart
@EfremSele
@EfremSele 8 месяцев назад
ኪሮስ ሓውና ሰብ ከሲርካ ማልተይ ናይ ቀደም ኪሮስ የለን።
@helenbeti4489
@helenbeti4489 2 года назад
ናተይ ናይኩሉ ግዜ ቀዳመይቲ ደርፊ
@atakltymebrhatom2754
@atakltymebrhatom2754 Месяц назад
መን ይጸሊአ ጡዕም መንብሮ መን ኣሎ ሞ ሺሻይ ዘይጥብሮ መን ኣሎ ሞ ወርቂ ዘየህርፎ ሰብ ዚገበሮ ኢኺ ጌርኪ ሰብ ዚገበሮ ሓቅኺ ና በልኩ ባዕለይ ዚምስክሮ ኪሮሰይ ናተይ❤❤❤❤
@romhay7853
@romhay7853 Год назад
Kirosawi king 🤴 of tigrigna music
@AbrahamBerih
@AbrahamBerih 7 месяцев назад
Menalo mo shushay deytbro menalo mo werqi zeyhrro 🥰🥰💋💋💋💋
@shishaygebrengus7387
@shishaygebrengus7387 4 года назад
Kirosey jigna 💪 Zyaday haqki 😊
@mussietekeste739
@mussietekeste739 Год назад
ክሓትት እየ ኣድማሰይ ከመይ ኣላ ኢለ 🙏❤❤❤
@tedrosresom9012
@tedrosresom9012 Год назад
Kirosy King off king ❤❤❤
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 2 года назад
Mnbar kali yu Nabra kali yu Fkri kalu yu Kirosey king Mlskana ba ndhrit Abo tbeb delayi fthi
@aronwedieri
@aronwedieri 2 года назад
Kirosa ruta ne gual mokie shikor deyu I remember 2012 we called you you were in eritrea we called u from canada 🇨🇦
@muleweldeyohanes2624
@muleweldeyohanes2624 2 года назад
kiros My hero❤❤❤
@yohanahagos5000
@yohanahagos5000 3 года назад
Kirosey 👑👑👑❤️❤️❤️
@kunamawedisheraro7115
@kunamawedisheraro7115 Год назад
Kiros asfaha best 💖 💖💖💯👈🏿
@adhanomanday8783
@adhanomanday8783 3 года назад
Wedi asfaha sebaiy
@ahmadnasir9724
@ahmadnasir9724 3 года назад
Kiros malet love ❤️ I hope we meet you
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Год назад
ሓቅኪ እናበልኩ ባዕለይ ዝምስኽሮ ኺሮስ ጥበብ
@user-cb8wj2gt5v
@user-cb8wj2gt5v Год назад
ቴማ ፍቅሪ ምስ ድክነት ቀደም'ዩ ኔሩ ዘመኑ ወደስፋሃ ❤ king🤴 of music
@user-gn4ut4db8y
@user-gn4ut4db8y 8 месяцев назад
Keros jegena 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@RobelMehari-iu4rj
@RobelMehari-iu4rj 11 месяцев назад
Dhar kea muchot eyu formak fqrey haqki kirosey king of king
@kidaneyohannes2221
@kidaneyohannes2221 2 года назад
Mnbar kale u 💯💯💯
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Год назад
ኣብ ሂወት ጥዑም 🎉🎉
@asmarino598
@asmarino598 2 месяца назад
27th round Sawa 2014 ms temelesna hade n'kiros zxlelelu arkna yzkrela eza derfi
@abrahamafewerkimyking8757
@abrahamafewerkimyking8757 3 года назад
Kirosy ❤
@yafetcafu1470
@yafetcafu1470 2 года назад
living Legend kiros asfaha GBU natey nd love you 💓
@AbrhamKidane-sj1qi
@AbrhamKidane-sj1qi 6 месяцев назад
Kirosey nay lbey❤❤❤❤❤❤❤
@tedrosasafa4077
@tedrosasafa4077 2 года назад
King kiros🏆👏👏🏻👍
@samig1932
@samig1932 4 года назад
Kiros anbisa thanks
@zewdibrhane2631
@zewdibrhane2631 2 года назад
ኪሮስ አቦ ሐቂ አጆኻ
@user-vf2vi6gi1w
@user-vf2vi6gi1w 4 месяца назад
😢😢😢😢😢ሂወት ወይ ሂወት
@samuelmehari1972
@samuelmehari1972 Год назад
Kiros jigna ajoka segum nkdmit
@johnwick7208
@johnwick7208 3 года назад
Good massage for her ❤️😂
@user-yz5wx4xf9n
@user-yz5wx4xf9n 4 месяца назад
Kirosyyyy abo haqi❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@fevengedewon4049
@fevengedewon4049 2 года назад
Kiros hawey kulu negerika 100 ika gn ezi NY kedem music zeythdso malit b hot music gebro seb kemzesasie
@user-rb3vd4ep3u
@user-rb3vd4ep3u 3 месяца назад
❤❤
@mussietn1966
@mussietn1966 6 месяцев назад
ኣሸበሸብ ግና እንተኽኢለ ፡ ክሓተልኪ'የ ህይወተይ ከመይ'ላ ኢለ
@DelightfulGalaxy-ge5lr
@DelightfulGalaxy-ge5lr 7 месяцев назад
lebe ❤zekoneka seb
@millenhayluloveviera627
@millenhayluloveviera627 Год назад
እዛ ደርፊ ናዓይ ኢሉ ደሪፍዋ ኣህ
@michaelangosom8062
@michaelangosom8062 Год назад
Kiros Asfaha 🤴
@samrinatu6713
@samrinatu6713 Год назад
My king 🤴
@radaatsd982
@radaatsd982 Год назад
ኪረሰ ፅሩይ ደላይ ፍትሒ አይዘኩም ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ክትረክብዋ ክትረክብዋ እኪም
@onelove-pn9bb
@onelove-pn9bb Год назад
16/09/2022🎧🎤🎧
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
ንዝበደለ ይቅረ ሓቲትካ ክትፍለዪ ንነብስካ እዪ ዝያዳ ክ'ኣ ንዋትን ሃብትን ኣጋጊዋ እዪ ምበር ተፍቅረካ እያ ኪሮሰይ ብልጽቲ ስራሕ እያ ።
@siemkudud9964
@siemkudud9964 3 года назад
Kiros eyyy
@gefhgefg1284
@gefhgefg1284 Год назад
ኣፍ ታዚት ብቻ😢😢😢😢😢
@senayteklay3288
@senayteklay3288 10 месяцев назад
Kiros kemzi heji key kone
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 10 месяцев назад
እንታይ ዶ ኮይኑ ኢዩ ሕጂ?
@weldayberhane3350
@weldayberhane3350 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrahamyohanes-cj7ye
@abrahamyohanes-cj7ye 9 месяцев назад
Kiroseyyyy
@MkVf-l1f
@MkVf-l1f Месяц назад
❤❤❤❤❤❤
@selameri5729
@selameri5729 11 месяцев назад
Nebsey tezekreni 😭😭😭😭
@andattewelde8973
@andattewelde8973 2 года назад
Kiru natey ah kemakas yelen
@mmaa1634
@mmaa1634 Год назад
😢Kirosey😢😢
@simonhawiema6067
@simonhawiema6067 3 года назад
Kirosino tuem derfi
@sarahkiros
@sarahkiros Год назад
Kirosy😢😢😢😢
@adhinadhin209
@adhinadhin209 2 года назад
Kirosua niye labiye
@helenyemane2698
@helenyemane2698 8 месяцев назад
Nab measker tmelseni derfi😭😭😭😭
@selammusgun6594
@selammusgun6594 8 месяцев назад
My king ❤❤❤❤
@simongerensae7950
@simongerensae7950 9 месяцев назад
❤❤❤❤
@nugus7425
@nugus7425 Год назад
kiros junga ❤❤❤💔🥺
@user-bf5zh9nb3s
@user-bf5zh9nb3s 5 месяцев назад
Selam❤❤
@user-zf3dj7ci5e
@user-zf3dj7ci5e 2 года назад
Ahh wayane 2014 neza derfi ms astemaqerku eye hiwet kekbdeni zjemere
@Ndjc8Ufhfjfn
@Ndjc8Ufhfjfn 7 месяцев назад
Kalil Ewan mas texbiki❤❤ keros keng 🎉
@FithawitTesfay-lf4yt
@FithawitTesfay-lf4yt Месяц назад
❤🥰
@TeklitGtinsae-il6sz
@TeklitGtinsae-il6sz Год назад
KlROS king music
@user-fs3xj9vj3z
@user-fs3xj9vj3z 2 года назад
ኪሮስ
@user-ns7ic2sq6q
@user-ns7ic2sq6q 2 года назад
ኪሮሰይይይይይይይይይ
@debesaymelake288
@debesaymelake288 3 года назад
Kirosey abo tbeb
@samitekhle4609
@samitekhle4609 Год назад
14.10 2022
@yonasyonas56
@yonasyonas56 3 года назад
Kiki yaho
@TedrossTedross-fs6tk
@TedrossTedross-fs6tk 10 месяцев назад
Tedros wedi fkre
@mussietn1966
@mussietn1966 6 месяцев назад
ሓቅኺ ፡ ዝያዳይ ሓቅኺ ዳሓር ከኣ ምቾት'ዩ ፎርማኺ 😮
@SariSari-bl8zg
@SariSari-bl8zg Год назад
8dec 2022
@kiros123
@kiros123 Год назад
ምስ ግጥምታትካ እየ ከዕልል ዝውዕል
@merafanwinner4106
@merafanwinner4106 Год назад
ኪሮሰይ ጅግና ምምህር ሂወተይ ይዝክሮ ኣብ ደቀምሓረ Dc " ባር ጋል በራኪ " ብሓንሳብ ከነምሲ i hop one day ma king.
@user-qr3gf5lm6n
@user-qr3gf5lm6n 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤
@callmeamr3630
@callmeamr3630 2 года назад
So can someone explain to me Yenekfa/yemarera deyu zelo welas gega aygeberken eyu zebel zelo???
@etre2929
@etre2929 3 года назад
🥰🥰🥰🥰🥰💞💞
@dawitgebrehiwot9948
@dawitgebrehiwot9948 3 года назад
Sebey
@filmonteklu3242
@filmonteklu3242 2 года назад
ኪሮስ ህርመት ልበይ ኢኻ ትፈልጥ ዶ ትኽውን መልሰለይ በጃኻ
@YEZIDYouTube
@YEZIDYouTube 5 месяцев назад
☹️💔
@maharezgihagos9765
@maharezgihagos9765 7 месяцев назад
😢😢😢
Далее
아이스크림으로 진짜 친구 구별하는법
00:17
❌Разве такое возможно? #story
01:00
Kiros Asfaha |Shedenawitey with Lyrics by Y.T
8:07
Просмотров 584 тыс.
Redae zeybla
6:35
Просмотров 1,3 млн
아이스크림으로 진짜 친구 구별하는법
00:17