Тёмный

Eritrean street question መንፈሳዊ ሕቶታትን መልስታትን ብዛዕባ ጥምቀት 

Simon Habtom
Подписаться 6 тыс.
Просмотров 40 тыс.
50% 1

more videos / @simonhabtom4625
ሕቶታት ወይ ርኢቶ እንተ ሃሊኩም ብ Instagram directly ክትረክቡኒ ትኽእሉ ኢኹም simonhabtom...

Опубликовано:

 

28 янв 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 187   
@mizkeren2697
@mizkeren2697 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ሒዝካ ዘለኻ እግዛቢሄር ኣምላኻ ይሓግዝካ ኣደይማርያም ብጸጋኣ ትደግፍካ ግና ናይ መንፈሳዊ ሕቶታት ጥራይ ክትገብሮ ብትሕትና ይላበውካ
@lme5630
@lme5630 4 года назад
ጎይታናን መድሃኒናን ኢዮሱስ ኩርስቶስ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ብማይ ምጥማቁ ንዓና ንደቂ ሰባት ትሕትና ንክምህረና፡ውልድነት ክህበና፡ነቲ ድያብሎስ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ዝደፈኖ ናይ ዕዳ ደብዳቤ ንክድምሥስ፡ ንበረከት አየ ፈቲነ ቀጺለ ንፉዓት የሕዋተይ ኣጆኩም ቀጽልዎ መንፈሳዊ ሑቶ ጹቡቅ አዩ ጻማኩም ካብ ኣምላክ ርከብዎ
@AaA-ss6gg
@AaA-ss6gg 3 года назад
ደስ ዝብል ሕቶ’ዩ ግና ንካልእ ብዙሕ ነገር እንዳ ፈለጥና ሃይማኖትና ንምንታይ ዘይንፈልጥ ብጣዕሚ ሓዚና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣይነ ልቦነና ይክፈተልና
@user-mo1ok7gr1r
@user-mo1ok7gr1r 4 года назад
በጃካ ቀጽሎ ዝ ሓወይ pleas ብ ማርያም ኢለካ ሕጂ ጥራይ ካባካ ክንደይ ፈሊጠ ኣይትጥፈኣና ብሩከይ
@senaytguosh5151
@senaytguosh5151 4 года назад
Asey egzabehr amlak xegu yebzhlka zhawey ajoka kexlo
@binyamluel2773
@binyamluel2773 4 года назад
ስአሊል ሂወት የስማልና ኣጆካ ዝሓወይ ቀጽሎ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ግን ኣቲ ስልማት ንሰብ ትስልሞእዘ ስእሊ ቁዱሳን መስቀል ተትገብሮ ጽቡቅ ይብል ኣነ ዝሓወይ ኣምላክ ዝሓሰብካዮ የስምረልካ ኣጆካ ቀጽሎ
@erinamedia2964
@erinamedia2964 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እዩ ክቡር ሓወይ፡ ኣጆኻ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ እግዝኣቢሀር ኣምላክ ጽግኡ ይብዝሃልካ ነዚ ወሪዱና ዘሎ ሕማም ፌራ ( Corinavirus ) የርሕቀልና፡ ኣብ ሂወትካ ሰላም ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ።
@yeabiyokesete1513
@yeabiyokesete1513 4 года назад
ኣነ ቃል ኣምላክ ዋላ ሓንቲ ኣፍልጦ የብለይን እዞም ርጉማት መናፍስቲ ቀጻሊ ይጻቡኡኒ ብኮይ ፈሊጦም ሕጂ ግን ተስፋ ኣለኒ እንተቀጺልካዮ እዚ መደብ ሕጂ ጥራይ ክንደይ ፈሊጠ ክቡር ሓው God plase you
@betekanazeweyn727
@betekanazeweyn727 4 года назад
(1) ጎይታ ስለምንታይ ወዲ 30 ዓመት ተጠሚቁ፧ = ኣዳም ወዲ 30 ዓመት ዩ ተፈጢሩ ነዛ ወዲ 30 ዓምት ኮይኑ ዝተፈጥራ ውልድነቱ ስለ ዘጥፍኣ ጎይታ ድማ ነዚኣ ክመልስ ዩ ወዲ 30 ዓመት ተጠሚቁ ። (2) ጎይታ ስለምንታይ ብማይ ተጠሚቑ ፧ = ጎይታ ብማይ ዝተጠመቐሉ ምኽንያት, ማይ ካብ ግዳማዊ ርስሓት ሰብነትና ከም ዘንጽሃና ነዚ ምሳሌ ብምግባር ዩ እምበኣር ጎይታ ብጥምቀት ማይ ካብ ሓጢኣትና ንኽንነጽህ ጥምቀት ገዲፉልና ፡ ብማይ ርስሓትና ከም ንነጽህ ብጥምቀት ናይ ማይ ድማ ሰብነት ነፍስና ንነጽህ ።
@user-nz6ui5cq7w
@user-nz6ui5cq7w 4 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና
@godislove9722
@godislove9722 4 года назад
Kal hiwet yesmealna
@amenrahel962
@amenrahel962 3 года назад
Bitaemi gelisiki kitikielyo abeyenay kal amlak mesihaf kudus rekibkiyo .sehafley ba kenbibo
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@frehiwetgebretsadkan9262
@frehiwetgebretsadkan9262 4 года назад
ንፉዓት ዞም ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ ትምህርቲ እዩ ቀፅሉዎ!ኣብኣ ከለኹም ካዓ ቁሩብ ኣብታ ናይ ኣዘራርባ ቋንቋኹም ኣዐርዩዎን ናብ ትግርኛ ዝኾነ ናይ ካልኦት ኣይትሕወስሉ...እኳ ዳኣስ ናይ ካልኦት ክትዛረቡ እንከለኹም ትግርኛ ክሕወሰኩም ኣለዎ እምበር..ትግርኛ እንዳተዛረብኩም ናይ ካልእ ክትሓውሱ የብልኩምን! እታ ካልኤቲ ካዓ አቆፃፅራ ዕለት ኮነ ብዓላት መንነት ግዕዝ ኣይተህስሱዎ ኣድህቦ ገይርኩም ንኽትመልክዎ ፀዓሩ...ናይ ፈረንጂ ሰብ ዋና ኣለውዎ.ጌጋ እንተሎ ኣርሙኒ
@wedigehre2043
@wedigehre2043 4 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ኩብራት የሕዋት♥♥♥ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 3 месяца назад
😢 ዓለማዊ ሕቶ ተዝከውን እኮኣይምተቀደምናን ካብ መንፈሳዊነት ግን ንምንታይ ኢና ንርሕቅ ቀፅለሉ ክቡር ሓውና ተባረክ❤
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 2 месяца назад
Diablous ዕድል እንዳ ሃብና
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 2 месяца назад
@@zebibtekietekie6072 ንሕና ዲና ግን ናብ ሰይጣን ንከድ ዋላ ንሱ እዩ ዝመፀና ኩሉ ግዘ ሕቶ ዝኮነኒ🤔
@user-gm4hh6bq9x
@user-gm4hh6bq9x 3 года назад
በስመኣብ ወወልድ ወመፈስ ቅድስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኩቡር ሓዉና ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኩቡራት አሕዋተይ ብጣዓሚ ፅቡቕ ትምርቲ እዩ ሕፅር ኢሉ ዝርደአካ ንድኹማት አሕዋትኩም በተለይ ኣብ ስደት ዘለና ከምዚይ ዓይነት ይሕግዘና እዩ። እስከ ንፈትሽ ነብስና ኣቡነ ዘሰማያት ዘይንኽእላ ሰባት ኣለና ንሳ እንተኺኢልና ኩ ክርደአና እዩ እስከ ነቃ ነቃ በሉ ዲቂ ተዋሃዶ ማዓራት ግን ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ብመፈስ ጀሚርካ ብስጋ ኣይትወደአዮ ከም ዝብለና ብመፈሳዊ ጨርሾ ኩቡር ሓዉና ናይ ዓለማዊ ነገር አይትሕወሰሉ ምኽንያቱ ተኻታታሊ ኣለካ ብዙሕ ካባኻትም ቡዙሕ ተማሂረ እየ ብድኽመተይ ዝሓስክዎ ከይርሰዖ እምበር እና ፀጉ የብዘሐልኩም ቀፅልሉ እቲ ንሓጢአን ካብ መንገዲ ጌጉኡ ዝምልሶ ንነብሱ ካብ መት ከምዘድሕን በዝሒ ሓጥያትውን ከምዝኸድን ይፍለጥ ። ይብለና ኣቦና ያእቆብ ምዕራፍ 5፦ ፍቅዲ ፦20 ስብሃት ለእግዚኣቢሄር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ኩቡር ኣሜን ፣🙏✝️⛪
@user-hb2rv3pi8c
@user-hb2rv3pi8c 3 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ አሕዋተይ ዕድመን ጢዕናን ይሓብኩም እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ የብዘሐልኩም ኩሉ ግዜ አብ ዝርያኩም ይኩን ስደትኩም አሕፂሩ ንዓድኩም ብሰላም ይምለስኩም ቀፅልሉ ሓፍትኩም እየ ካብ ትግራይ አብ ፀለትኩም ካዓ ሕወስና ሰላም ንህዝብና እግዚአብሔር አምላክ የውርደልና🙏🙏🙏
@ezgabheryemasegen6009
@ezgabheryemasegen6009 4 года назад
ብጣዕሚ አግዳሲ እዩ እዚ Program ንፉዕት እግዚአብሔር ይሐጉስኩም እቶም ዝምሉሱም ብጣዕሚ ንፉዐት 🙏🏽❤️👍🏽
@kedisheyyynateyyy2921
@kedisheyyynateyyy2921 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ክብራት ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ጽብቅ ሕቶታት እዩ ንበረኸት ይግበረልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጎይታናን መዲሓኒንን ኢዮሱስ ክርስቶስ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ተጠሚቁ ስለምንታይ ንዝብል ሕቶ ከኣ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ምጥማቁ ውልድነት ክህበና ነቲ ዲያብሎስ ናይ ዕዳ ደብዳበ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ቀቢርዎ ዝነበረ ንምድምሳስ ኢሉ ውልድነት ክህበና ኢሉ እዩ ለቱ ስብሃት ከም ፍቃድ አምላኽ ይቅሬታ ንእሽቶ ርኢቶ ክህብ ደስ ይብለኒ እግዚኣብሄር አምላኽ ጸጋኡ ይሃብኩም እሞ መንፈሳዊ ሕቶታት ኪሳብ ዝኮነስ ጥራሕ መንፈሳዊ ግበርዎ ካሊእ ኣድበር ታይዝ መሳሊ ኣይቲእትውሉ ኣምላኽ ንበረኸት ኪገብረልና እንተ ደኣ ግዜ ደሊኹም ከም ናይ መዝሙር ክላስቲካል መሳሊ ኪትገብሩ ጽብቅ ኮይኑ ይስማዓኒ ኪብረት ይሃበለይ ጸጉኡ የብዚሓልኩም ኪብራት ኣሕዋተይ
@Ereytsda
@Ereytsda 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ክቡር ሓወይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣዝዩ ኣገዳስን ጠቓምን መደብ (ሕቶታት) ኣእምሮኻ ኣንቂሑ ነፍስኻ ዘፈትሽ ኢዩ እሞ በርትዕ ቀጽሎ። ካባይ ጀሚርካ ንእምነትና ንፈትሾ እምነት ግብሪ ክህልዎ እንተ ኾይኑ ፍልጠት ኣገዳሲ ኢዩ ከም'ኡ ድማ ካብ ጌጋ ርዲኢት ወይ እምነትካ ምዝንባል ይሕልወና። ግን ክንፈልጥ ጥራይ ኢልና ዘይኮናስ ንኽንነብረሉ ሂወትና ክምቕር ኪደትና ክቐንዕ ንመሃር ነጽንዕ። ጽባሕ ንግሆ ከምዚ ንርእዮም ዘለና ምዕራባውያን ሕማቕን ጽቡቕን ጠፊእዎም ካብ እምነቶም ዘምቢሎም ዘለዉ ከምኦም ከይንኸውን ! ሰረትና ኣብ ሑጻ ኣይኹን! ቅድም ንነብስና ድሓር ድማ ንደቅና ሓሲብና እምነትና ንፍለጥ። ምስናይ ይቕሬትኡ ፍልጠት ዘይኮነስ ድልየትን ሓልዮትን ኢዩ ሓሳበይ ክህብ ተገዲደ።
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም
@banadawit6610
@banadawit6610 4 года назад
ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ድንግል ወላዲት ኣምልላክ ምሳኩም ትኩን
@user-ce6xb4iy2w
@user-ce6xb4iy2w 2 года назад
ብሓቂ ኩቡረይ ቃል ሂወት የስመዐልና ብጣዕሚ እየ ተማሂረ ካብዚ ♥♥♥♥
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኻ ይባርኽ እግዚኣብሄር ጽቡቕ መደብ እዩ ቀጽሎ
@user-md4vk9gy1o
@user-md4vk9gy1o 4 года назад
ናይ ብሓቂ መሃሪ ዝኾነ ቃል ሂወት የስምዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏❤️🙏❤️🙏❤️ቀጽሎ ሓወይ ናተይ አግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ናብ ቤት አግዛብሄር ክንቀርብ ትገብሮ ዘለኻ መደብ ኣዝዩ ደስ ዝብል አዩ ግን ብመንፈሳዊ ጀሚርካ ዓለማዊ ንኸይተእቱ ይላበወካ ኣጆኻ ቀጽሎ
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ ቃለ ሂወት የስምዓልና
@Meidengedoe
@Meidengedoe 4 года назад
ናይ ብሓቂ መሃሪ መደብ ዕድመን ጥዕናን ይሃ ኩም
@muluebrhanhaile5468
@muluebrhanhaile5468 4 года назад
ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ ፡ ጽቡቅ መደብ ፡
@abrahamkesetemehari
@abrahamkesetemehari 4 года назад
Bravo xubuq aristi kexilo
@user-wc9cr4yk7r
@user-wc9cr4yk7r 4 года назад
ቃለ ህይወት የስምአልና ዝሓወይ ,መሃሪ እዩ ቀፅለሉ
@samihabte9590
@samihabte9590 4 года назад
ሓወይ ናተይ ናይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ተቅርብ ኣለኻ እግዝኣቢሄር ብጸጉኡ ይባርካ እዚ ትቅርቦ ዘለኻ ናብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ብረኸት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለኻ
@betekanazeweyn727
@betekanazeweyn727 4 года назад
እግዚኣብሔር የሓግዝኩም። ጽቡቕ መደብ ዩ ቀጽልዎ፡ ሓንቲ ክብላ ዝደሊ ግን ክትሓትት ከለኻ ሓደራ እዚ እንግልሽ ምሕዋስ ግደፎ ጽፉፍ መንፈሳዊ ምእንቲ ክኾነልና ፡
@joyfulfamily
@joyfulfamily 4 года назад
You are amazing keep up the good work brother we need more people like you 🙏👌👍🙏♥️
@user-nu7qz8lg5r
@user-nu7qz8lg5r 4 года назад
ቃል ሂወት የሰምዓልና ኩብራተ የሕዋሓት
@Mekeranaakll12.
@Mekeranaakll12. 4 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ብሩከይይይይይ
@danielhabte5499
@danielhabte5499 4 года назад
Well well, great work Ajokum 🙏🙏❤️❤️🇪🇷
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 9 месяцев назад
ቃል ሂወት የስማልና ብርካተይ❤❤❤🙏🙏🙏
@yorusentertainment7172
@yorusentertainment7172 4 года назад
Wow btami xbuk medeb bro qexlo kndey temahire ane keman dey felto zneberku feliteyo hji keep going don't stopping
@michaelasefaw8865
@michaelasefaw8865 2 года назад
ሓታታይ ጠረው ኣይትኹን ኣይተዋጥሮም፡ዝያዳ ንኽፈልጡ ሓግዞም።ካልእን ብጣዕሚ ጽቡቕ ቃል ሂወት የስምዕልና
@tirhashaile7515
@tirhashaile7515 4 года назад
ኣምላክ ይባርኩም ቡሩካት ይሕዋት ቀጽልዎ
@tesfayfilmon502
@tesfayfilmon502 4 года назад
ብጣዕሚ ኣድኒቀኩም ፍትዋት ሓተትቲ: ምክንያቱ ንመጀመርታ ግዚ መንፈሳዊ ሕቶታ ሒዝኩም ናብ ህዝብኩም ብምግስጋስኩም:: ተሓተትቲ ድማ ብዛዕባ ሃይሞነትና ብጭቡጥ ክንፈልጦ ንሓልን: ምክንያቱ ወለድና ንዓና ንሕና ከኣ ንውሉድና ክነሰጋግር ሕድሮም ስለ ዝኮነ ::
@aster9757
@aster9757 4 года назад
Wawew xbuk medeb bro qexilo bkemzi u zthazelka so zeynfelto nfelt👍👍👍
@semharkidane799
@semharkidane799 4 года назад
Amen kal hiwet yesmalna hawey Kestlo Egzabher tsegu yebzhalka
@fhwfd5492
@fhwfd5492 2 года назад
አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰምዕን 🙏🙏🥰🥰
@Essieshe
@Essieshe 4 года назад
ናይ ብሃቂ ምሃሪ ስብከት ክብርን ምዝጋና ንጎይታና መድሃኒና ኢዮሱስ ክርስቶስ ይኹን
@andeberhanfutsumyohanis8610
@andeberhanfutsumyohanis8610 4 года назад
Betami xubq temerti u qexelo qal hiwet yesmalna
@aewetmogos9946
@aewetmogos9946 4 года назад
ብታእሚ ጽቡቅ መደብ ጽግኡ ይብዛ ሓልካ ቀጽሎ ንፍዕ
@melostube157
@melostube157 4 месяца назад
አሜን
@asterkiros6731
@asterkiros6731 Год назад
Amen amen amen kale hiweat yesmalina 🙏🙏🙏
@danielbonda3725
@danielbonda3725 4 года назад
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ቆጽልዎ
@luwambereket7394
@luwambereket7394 4 года назад
.betami xubuk Egzabhier xega yebzhalkum .Ajokum kexkwo....
@missiewediemebrhan378
@missiewediemebrhan378 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና (ሜሮን ዕደ)
@AliAli-jl5ui
@AliAli-jl5ui 4 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
@dittaaraya8171
@dittaaraya8171 2 года назад
Wow well done keep it up my brother
@user-sl9ki1ox9k
@user-sl9ki1ox9k Год назад
ባሓቂ ቃል ህይወተ ያስምዕልና❤❤❤❤
@aminehabtegergsh9278
@aminehabtegergsh9278 Год назад
ጽቡቅ ስራሕ ይሕዋት ቀጽልዎ
@danielokubazion2836
@danielokubazion2836 4 года назад
ሓወይ ብጠዓሚ ጽቡቕ ሓሳብ እቲ ኣብ ሞንጎ ተእትዎ ዘለኻ ግን እንተ ዝተርፍ ምሓሸ ሪኢቶ ናተይ እያ
@solomonmaharena5574
@solomonmaharena5574 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጽቡቅ ስራሕ
@berekettumuzghi6588
@berekettumuzghi6588 4 года назад
Wow my big man your doing well continue. Is this what Canterbury church abune gebremenfes kudus deserve come on sweetie get there and learn more, you will be able to answer them love and lots ❤❤❤ much respect all of you brother's. GOD BLESS YOU. Thank you for sharing it
@simonhabtom4625
@simonhabtom4625 4 года назад
Thank you Boss man we will come to your place and do the same one day
@abanoubbetelihem5939
@abanoubbetelihem5939 4 года назад
Wow very nice work 👍
@frwetfrwet429
@frwetfrwet429 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ
@tsigehalafi1755
@tsigehalafi1755 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዐልና።
@user-su2uf5wv5u
@user-su2uf5wv5u 2 года назад
ቃል ሕይወት ያሰማልን
@Th-si7zn
@Th-si7zn 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራተይ
@meksebhani317
@meksebhani317 4 года назад
Wawww btami nufuat egzabiher ymelalkumm
@mashaodesta2201
@mashaodesta2201 Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና👏
@user-xq7vy4gi2x
@user-xq7vy4gi2x Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና✝️
@hanilove5389
@hanilove5389 3 года назад
Betami xebki zehawye gin ezi naye almawe meknbare gedfo
@desaledanel9450
@desaledanel9450 4 года назад
አዝዩ ደስ ዘብል ሕቶታታት አምላክ ጸጋ ይዓድልኩም ነቲ እግዝአብሃር ንመስፍን እያሱ ዝበሎ ኣብ ምዕ 1 ፍቅር 8 የዘኻኽረካ ደስ ዘብል እዩ ቀጽልዎ
@hailemebrahtu4564
@hailemebrahtu4564 4 года назад
Btami bravo kexlo bzuh nmehar alena kexlo
@temesgen637
@temesgen637 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፅበቃተይ ቀፅልሉ
@luliyashmendi5809
@luliyashmendi5809 4 года назад
This is so interesting 🙊, I mean that's good concept to teach people, who don't know about the bible obviously 🙏 this is going to be useful and remain us to read more thing's about it, so yeah go on young man🙏✊💙
@user-jp1mi1ik6y
@user-jp1mi1ik6y 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዕና 🙏❤
@godislove9722
@godislove9722 4 года назад
Good job man so jesus krstos bless you and all Kristian
@natsnetkebedom1750
@natsnetkebedom1750 4 года назад
Btaemi xbuq medeb egzabiher amlak xegu yebzhalkum
@user-zm9ve3cz3h
@user-zm9ve3cz3h 4 года назад
Amlak yhagzka bro xbuk tebegso u
@user-zl6iu3fd8x
@user-zl6iu3fd8x 2 года назад
ፀጋው ይብዛላችሁ ውድ ዎንድሞቼ እግዝአብሔር ይባርካችሁ
@anesnafike9536
@anesnafike9536 3 года назад
amen Amen Amen
@Amanual871
@Amanual871 4 года назад
ብጣዕሚ ኑፉዓት
@torafirstinmylifetewahdo9441
@torafirstinmylifetewahdo9441 4 года назад
Nay behaqi eyu zhzeneka seb haymanotu xebuq giru zeyfelt mekanu.
@sabasaba1323
@sabasaba1323 4 года назад
ጎቦዝ
@edgrff7506
@edgrff7506 Год назад
በእውነት ቃለ ህወሀት ያሰማልን❤❤❤
@filmawitokubay9892
@filmawitokubay9892 4 года назад
I love much keep going
@yohannestekleab8777
@yohannestekleab8777 4 года назад
Amen AMEN AMEN QAL haweti yesmalena!🙏🙏🙏
@mussiegerzgher8489
@mussiegerzgher8489 4 года назад
btami xbuq hsab ey qexlo mefleti ykonena nay lomi weledo tefiena ena zelena emo beaqmka kemzi mbrkat abi xega ey amlak xegaka yebzhalka
@Dankemile403
@Dankemile403 4 года назад
Amen
@weldayzereu7978
@weldayzereu7978 4 года назад
Amien amien amien kale hiwet yesmalna egziabhier amlak xegiu yebzhalkum brukat
@medhinkeshi1019
@medhinkeshi1019 4 года назад
Qle hiwet yesmalna egzabiher Amlak xegeu ybzhalkum yehwat
@samsonablelom1601
@samsonablelom1601 4 года назад
Ney behki kale hiwet yesmlnai kexloi ajka ezgabher maska yekune
@gottomgebresslaseshergut7915
@gottomgebresslaseshergut7915 4 года назад
Xbuk kemze menfsawi htotat kxlwo
@nebyattesfazgi3423
@nebyattesfazgi3423 3 месяца назад
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kubur hawey
@natuchamak8772
@natuchamak8772 4 года назад
Xbuk tmrti hawey kemzi htotat yegedsena eiy
@dngleyadefikiri1062
@dngleyadefikiri1062 4 года назад
Btaemi sbuk gerkum yehwat please keydekemikum kexilio egziabiher amlak xegue yebzihalkum 🙏🙏🙏💒💒💒
@user-uz9qe6rw4z
@user-uz9qe6rw4z 3 года назад
ኣሰይ ንፉዓት ኩሉ ግዜ ከምዚ ኣምጹልና
@user-op6sw1bt7b
@user-op6sw1bt7b 4 года назад
ቀጽሎ ጅግና ወዲ ተዋህዶ፡ ከምዚ ጌርካ ጎስጉስ፡ ኣማኒ እምነቱ ንኽፈልጥ ኣበጋግስ።
@segesegeabudhabi1407
@segesegeabudhabi1407 2 года назад
አሜንአሜንአሜን
@teagesmikael294
@teagesmikael294 4 года назад
Qale hiwet yesmalna Sami hawey Btaemi xbuk
@simonhabtom4625
@simonhabtom4625 4 года назад
Amen Agish hawey
@hiwetzelalem3274
@hiwetzelalem3274 4 года назад
Asey qal hiwet yesmalna qexlwo❤❤
@user-wf4tk2gx9k
@user-wf4tk2gx9k 4 года назад
Wawwwwww btami des zebl kexlwo amlak msakum ykun
@luliyashmendi5809
@luliyashmendi5809 4 года назад
Just waw❤️💙💜
@senaytbrhane5580
@senaytbrhane5580 4 года назад
Good job man
@yohannesgebrekirstos7952
@yohannesgebrekirstos7952 4 года назад
Btami nufue wedi Amlak xegu yebzhalka
@luwamweldemichael9241
@luwamweldemichael9241 4 года назад
Ambesa hawey bereket yekaflena egziabher 💒
@febu1951
@febu1951 4 года назад
wawww amlak ybarikum
@edenessayas669
@edenessayas669 2 года назад
Asey yhwatey brukat xegu yebzahlkum weldu hawey bertie ajoka,
Далее
መንፈሳዊ ሕቶታት
20:02
Просмотров 105 тыс.
መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ መእመናን
21:42
Eritrean street interview ሕቶን መልስን
16:27
Просмотров 133 тыс.