Тёмный

LUL WERKI ENTERTAINMENT/መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ ስነጥበባዊት ማኣዛ ጸሃየ 

LUL WERKI ENTERTAINMENT
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 87 тыс.
50% 1

welcome to lul werki entertainment
unauthorized use, distrubtion and re upload of this content is strictly prohibited
copyright © Lul werki entertainment
#lulwerkientertainment
#eritreanmovie
#mazaxehaye

Опубликовано:

 

18 апр 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 427   
@hffgtt9869
@hffgtt9869 2 года назад
ንሶም ብቻ ኣይኮኑን ዝሕተቱን ዝምሉሱን ዘለዉ ኣሕናዉን ምስኦም ንሕተትን ንምልስን ኣለና ዙይፈለጥናዮ ዉን ብዙሕ ንፈልጥ ኣለና ኢናሞ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ክቡራተይ ቀፅልዎ 💚💚💚
@msganaabrhambrhane5933
@msganaabrhambrhane5933 Год назад
🙏🙏🙏amen haqi ki wey haqka ga
@user-fb9ss3bv8b
@user-fb9ss3bv8b 2 года назад
ቃለሂወት የስመዐና በጃኩም ከምዙይ ኢልኩም ቀፅሉሉ ኣምላክ ምሕረት ከዉርደልና ድማ ምፍላጥ ብቻ ዘይኮነስ ትእዛዛቱ ክነክብር ኣምላክ ይደግፈና ፍቁራተይ
@user-kx3jp3in9w
@user-kx3jp3in9w 2 года назад
ክንደይ ደስ ይብል እቲ ኣካዳድናክን ቀፀሉ ተዋህዶ ምካን ትዕድልት እዩ
@hanabrhane8142
@hanabrhane8142 2 года назад
kkkkkk
@kbrinegzabherykun8396
@kbrinegzabherykun8396 2 года назад
@@hanabrhane8142 Entay dea kndzi sehaq
@mikaelhaile7951
@mikaelhaile7951 2 года назад
@@kbrinegzabherykun8396 naqet yemsel gen aygban
@galeritrea1162
@galeritrea1162 2 года назад
Nay bahaqi
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 2 года назад
Nay behaqi 💚🙏
@yanx12
@yanx12 2 года назад
ቃለ ሂይወት የስመዓልና !ብጠዓሚ ኣዝዩ መሃሪ መደብ እዩ 😊😊 ብዙሕ ሰብ ነፍሱ ክፍትሽ ይሕግዞ'ዩ ሞ ፣ በጃኹም ከምዚ ዓይነት መደብ ቀጽልዎ ።🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
@awettsegay7214
@awettsegay7214 2 года назад
⛪️⛪️❤️❤️❤️ ኮራላይሶን አዝጋብሄር ዘመንከን ይባረክ የሕዋተይ ❤️🙏🙏🙏🙏
@user-ob7wr5gz5v
@user-ob7wr5gz5v 2 года назад
እዝጋብሄር❌ እግዚአብሔር ✅ እያ ትኽኪል። ፅጋበይ ትርጉም ኣለዎ እዩ ኪብሪ ንስሙ ይኩን
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 2 года назад
ብሓቂ ንፍዕቲ ክብርቲ ሓፍትና ንዓና እውን ርእስና ክንፍትሽ ገይርኩምና አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አብ ቤቱ የፅንዕኩም
@GBM835
@GBM835 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ማኣዚተይ ብሓቂ ንፉዕቲ እግዛቢሄር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዝሐልክን ኩቡራተይ 🙏🙏🙏♥️
@geryeweldenikel5820
@geryeweldenikel5820 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዕልና ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ኢዩ ኣምላኽ ሓይሉ ይሃብኩም ኣነ ዝገርመኒ ግና እዞም ዝሕተቱ ነዚ ሕቶታት ከመይ ገይሮም ኢዮም ዝምልስዎ ዘለዉ ይምሃሩ ድኣ እንተልዮም እምበር
@user-mw1dz1rh8n
@user-mw1dz1rh8n 2 года назад
እየሱስ ማለት ፈውሲ መዲሂናኣለም ማለት ተሰቂሉ ዓለም ዘድሐነ ኣማኒኤል ማለት ሰብ ከለ ኣምላክ ዝኮነ ኣምላክ ከለ ሰብ ዝኮነ ካብ ዝተምሃርክዎ እዩ ብዝተረፈ ጊን ፅጉኡ የብዝሕ
@user-rz8me5db3f
@user-rz8me5db3f Год назад
ቃለ ሂወት የስመዕልና አማኒኤል እግዚአብሔር ምሳና ከነ እየ ተምህረያ አነ ውን
@user-bx5tq5sr1g
@user-bx5tq5sr1g 2 года назад
_አሰይይይ ተመስገን ፈጣሪ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልክን እግዚአብሔር አምላክ_
@user-tu4tw2pd5k
@user-tu4tw2pd5k 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ። መኣዝየ ጸግኡን በረኸቱን ይሃብኪ ጎይታ ኣጆኺ በርትዒ ።
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 года назад
በሓቂ ደስ ዝብል ቃላት የብለይን ኣሕዋተይ ብዙሕ ንመሃር ኣለና ናይ በሓቂ ሓደ ስነጥበበኛ ብኹሉ ነገር ኣርኣያ ናይ ሕብረተ ሰብ ክኸውን ኣለዎ ኣካዳድናኽን ከኣ በጣዕሚ ሕፉርን ግርማ ዘለዎን100%🤗! ብድጋሜ ክብረት ይሃበልና ብዙሕ ንጽበ ካባኽን!
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f 2 года назад
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪን ምቁራተይ ብጣዓም ደስ ዝብል እዩ ግን መንፍሳዊን ኣለማዊን ዳኣ ኣይጋራጨወኪን ሓፈተይ ማኣዛ
@user-vp7sc1xn1q
@user-vp7sc1xn1q 2 года назад
እሰይ ፅሩያትይ ቃል ህይወት የሰምዐልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልክን✝️✝️✝️✝️✝️✝️
@user-fz6jo4ei4o
@user-fz6jo4ei4o 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልክን ኣሕዋተይ መኣዛ ሓፍተይ በጃኪ ኩሉ ግዜ ከም ኣዴታትኪ ከምዚይ ዓይነት ክዳን ተከደኒ ኣብ ፊልምታት አትክደንዮ ክዳን ናይ ብሓቂ ንእግዚኣብሔር ዘሐዝን ንድያብሎስ ዘሐጉስ አዩ አንጀራ አዩ ትብሊ ትኮኒ ግን በጃኪ መዓርግ ዘለዎ ክዳን ተከዲንኪ ስርሒ ሓደራ ይብለኪ ዛሓፍተይ በረከትክን ይሕደረኒ ፍቁራተይይይ
@tgjjtfjj3417
@tgjjtfjj3417 2 года назад
ናይ ባሓቂ ቃል ህወት ይስመዕልና ኣሐዋትይ አግዚኣብሄ ር ጰጕኡ ይብዘሐልክን 🙏
@salamkahase8342
@salamkahase8342 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ማዚታ ሓፍተይ ኣምላኽ ጸጋ ብድበ ጸጋ ይዓድሊኪ ብሓፈሻ ንኹላትክን ምቅዩራት ኣሕዋተይ ኣጆኹም ቀጽልዎ
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 года назад
ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልክን ኣሕዋተይ
@user-hp8hl1pl5i
@user-hp8hl1pl5i 2 года назад
ኣሰይ ደስ ትብላ ጎበዝ ምኣዚየ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጎበዛት ቀፅላሉ ንሕናውን ንመሃር🙏😥😘❤️💛🌿🌿🌿🌿
@letish3773
@letish3773 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ እግዚአብሔር ትእዛዛቱ ክንሕልው ሓይሉ ይሃበና
@user-mw1dz1rh8n
@user-mw1dz1rh8n 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልክን እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅራት ኣሕዋተይ
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h 2 года назад
ኣሰይ ዘን ኣሕዋተይ ኣምላክ ፀጉኡ የብወሓልክን ክንደይ ደስስ ትብላ ክብርቲ ሓፍትና ሓታቲለ ጎቦዝ ጭፍርኪ ቆሪፅክዮ ❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 года назад
welcome ጽብቃተይ❤❤ኣብዚሑ ጸጋ የብዘሐልክን ፈጣሪ
@hntsawelday7809
@hntsawelday7809 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና ብሰላም ብርሃነ ትንሳኤ የብጻሓና
@user-wl4he2gu4x
@user-wl4he2gu4x 2 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ግን ክሳብ ሕጂ ሓንቲ መልሲ ዘላ ናይ ስነጥበበኛታት ዓለማዊ ፍልም ክትሰርሕ ጸገም ኣየምጽእን እዩ ማለት ኣይጋጮን እይ ምስ መንፈሳዊ ይብሉ እዚኣ ኣነ ብውልቀይ ኣይሰማምዓላን እየ መክንያቱ እቲ ናይ ቀደም ፊልም እንተ ዝከዉን ያ ናይ ሎሚ ፊልም ዘሎ ግን 90% ንዝሙት እዩ ዝዕድመካ ከምይ ገሩ ሓደ እዩ ይብሉ እዚኣስ ኣፍትሑላ ዳ ሶ thank you for teaching us about our religion 💒💒💒🙏🙏🙏
@user-lf5zr9ho4o
@user-lf5zr9ho4o 2 года назад
ምሳኻ ኣለኹ ኣነ ዉን ።
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
እሞ ንዝሙት ዘይዕድም ፊልም ክትሰርሕ ኣይከኣልን ድዩ፧
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f 2 года назад
ጽቡቅ ኣለካ ሓወይ ናተይ ግን እንታይ ይፍለጥ እንተ ገደፈቶ
@helenaraya4302
@helenaraya4302 2 года назад
Nay bhaqi nay zmut eyu nay lomi film msaka aleku
@user-ob7wr5gz5v
@user-ob7wr5gz5v 2 года назад
የሕዋተይ ፀግኡ የብዘሐልኪን ምዓዛዬ ንፍዕቲ እኺ ዓለማዊነትን መንፈሳውነትን ጎጎድኒ ሕዝክየን 👍👍👍
@mielamedia8697
@mielamedia8697 2 года назад
ጾም ማለት ካብ ማይን መግብን ምኽልካል ማለት ኣይኮነን ጾም ማለት ምስ እግዛኣብሄር ዘራኽብ ሓደ መንገዲ ኮይኑ ነብስኻ እንዳቐጻዕካ ዝግበር እዩ እምበር ካብ ማይን መግብን ደኣ መዓልታዊ እንዲና ንሕሰም ብሰንኪ ስራሕ ጻዕቂ ።
@user-bo3bf4gx9l
@user-bo3bf4gx9l 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ቀጽላሉ
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ስነ ጥበብና ምስ እምነትና ተሳንዩ ክከይድ ኣለዎ፡ ድያና ከኣ ትርጉም ስምኪ ፍለጥያ እሞ ቀይርያ ናብ ድምያና ወይ ደናይት፧ መኣዛ ከኣ ንፍዕቲ ኢኪ ብጣዕሚ። ክምልሱ ከለዉ ከኣ ኣድንቅዮም ባ፡ ደረስቲ ከኣ ኣምጽኢ ሓፍተይ።
@galdigsa3394
@galdigsa3394 2 года назад
Diyana entay malet u ❤️
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
@@galdigsa3394 ድያና ናይ ግሪኽን ሮማውያንን ርኽስቲ ጣኦት ስም ኢዩ።
@teklit3568
@teklit3568 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡ደስ ዘብል መድብ ኢዩ፡ቀጽላሉ፡የቀንየልና ካኣ
@samera7043
@samera7043 2 года назад
ብሓቂ ደሰ ዝብል እዩ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልክን ክቡራት ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@aruwedihailat9359
@aruwedihailat9359 2 года назад
ጸግኡ የብዝሓልክን እግዚኣብሔር ፍቁራት የሕዋተይ ንእሽቶይ መእረምታ ግን ኣቡነ ዘበሰማያት ኢልክን ወዲእክንኦ ነገር ግን ብሰላመ ቅዱስ ገብርኤል ክትቅጽልኣ ነይሩክን ብዝተረፈ ጽቡቅ ቀጽልዎ።
@galdigsa3394
@galdigsa3394 2 года назад
❤️❤️❤️❤️🙏❤️❤️❤️❤️
@user-qv2zr8jh4z
@user-qv2zr8jh4z 2 года назад
ባሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክን እሕዋተይ ማኣዛ ሓፍተይ ባሓቂ ባሓቂ ጎብዝዝዝዝዝዝዝ ቀፅሉሉ አነ ስ አብ ድራማ ክትዋስኢ ከለኪ ብጣዓሚ እየ ዝፀለእኪ አብ ናይ ሰብ ሂወት ሰለ እተአትዉ
@user-qs3px6rm2y
@user-qs3px6rm2y 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት ኣሓዊትና እግዚአብሔር ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይሃብኪነ
@tesfamariam250
@tesfamariam250 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዐልና ንፋዓት ቀጽልዎ ደስ እልኒ ክጽሕ ተገዲደ ዘሕጉስ እየ
@user-ci4lp8cl7x
@user-ci4lp8cl7x 2 года назад
በሓቂ ቃል ሂዉት የስመዕና ክብራተይ ካብዚ ቡሑ እናትመህርና እና ቀፅሉሉ ፀጉኡ የበዘሕልኩም🥰🥰
@elduAbraham
@elduAbraham 2 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና የሕዋተ
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና መዓዛ ፀግኡ የብዝሐልክን
@mireimirei5901
@mireimirei5901 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓፍተይ ናተይ😇❤💛 ሓታቲት ሓፍትና ግን ሕቶ ምስ ሓተትክዮም ንእሽተን ዕድል ሃብዮም ከም ልቦም ክምልሱ ክብርተይ😌
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 2 года назад
እግዝብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዛኣብኩም ብሩካት ተባራኩ
@user-ld7dz3fw6l
@user-ld7dz3fw6l 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍቁራት ልዑል እግዚአብሔር እቱ ቃሉ ንኽንነብሮ ኣምላኽና ይዓድለና
@user-mh5iv2rj2g
@user-mh5iv2rj2g 2 года назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራተይ ጸጋን በረከትን ይብዘሐልኪን እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏💞
@merhawikibreab2238
@merhawikibreab2238 2 года назад
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ፍትዋት የሕዋተይ ቀጽልኦ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ።
@user-ry9ps9qw6b
@user-ry9ps9qw6b 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልክን ኣሕዋተይ ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅሉሉ
@user-jx8rz4nd5y
@user-jx8rz4nd5y 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅራተይ
@hailegebregergis4355
@hailegebregergis4355 2 года назад
ኢትገብሪዎ ዘሎኹም ንመንፈስካ ደስ ዘብል ሓደራኹም ቀጽልዎ፡ኢዞም ስነጥበባውያኒን ሉል ወርቂ intertnimentን ክድገፉ ይግቦኦም።
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 2 года назад
ማዛየይ ሽኮር ኣስይ ኣከዳድናክን ክጥዕም እግዚኣብሔር ኣምለክ ፀጉኡ የብዘሐልክን ኣሕዋተይ ማኣዘየይ ኣጆኪ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤
@user-fi7os3lz2u
@user-fi7os3lz2u 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሩካት አሕዋተይ ብሓቂ ደስ ይብል ቀፅላሉ
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዐና ፀግኡ የብዘሐልክን ፍቁራተይ 👏👏👏
@kahsaytesfay3115
@kahsaytesfay3115 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቃለሂወት የስመዓልና፡ካባክን፡ብዙሕ ኢና ንመሃር ቀጽልኦ ምቁራት እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርክን
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 2 года назад
ብሓቂ ፀጉእ የብዘሐልክን እግዚኣቢሔር ኣምላክ ፀጉእ የብዘሐልክን 👏👏👏
@romanfitwi7894
@romanfitwi7894 2 года назад
ቃል ሂወት የስማልና እግዚኣቢሀር ጸጋኡ የብዝሓልክን
@user-yb7oh4zl5t
@user-yb7oh4zl5t 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና አሕዋተይ ፀጉኡ የብዛሕልክን ዘንአሕዋተይ ማእዝየ ሰሓቂት
@meazagaltgray9338
@meazagaltgray9338 2 года назад
_መኣዚተይ ቃለ ህይወት የስመዓና ጸግኡ የብዝሕ ሞክሽዬ በርትዒ ኣጆኺ_
@saadddggfjj8831
@saadddggfjj8831 2 года назад
በሓቅ ማሃርት ዘኮነ መደብ ክንደይ ትዕድልት እዩ ተዋሕዶ ምኻን ቀፅላሉ አሓተይ❤❤❤
@kahsaytesfay3115
@kahsaytesfay3115 2 года назад
ደስ ዘብል መደብ ኢዩ ንስኹም፡ኣይኮንኩምን ትሕተቱ ትምልሱ ዘለኩም፡ኩሉ ህዝቢ ኢዩ ካብኩም፡ዝመሃርን ዝሕተትን ዝምልስን ዘሎ
@user-dn7ru2zn1y
@user-dn7ru2zn1y 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ክትደይ ድየ ዝፈትወኩምፀጋኡ ያብዝሓልኹም አሕዋተይ
@trhasgbrhans1877
@trhasgbrhans1877 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍትዋተይ ክንደይ ትምዕርጋ ተመስገን
@user-xg6rh5zi7j
@user-xg6rh5zi7j 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂይወት ያስመዐና
@Mulue844
@Mulue844 2 года назад
ናይ ባሓቂ ኣሕዋተይ ንስኹም ዋልታ ናይዛ ቅድስቲ ሃይሞነትና ኢኹም እሞ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ::
@temesgentesfalem9576
@temesgentesfalem9576 2 года назад
አቡነ ዘበሰማያት ጽቡቅ ጌራ ኣይበለታን ጌጋታት አለዋ ስቅ ኢልካ ክሕለፍ ዘይብሉ ስለዝኾነ ኢየ ተትእርምያ ንኹሉ ሰብ ጽብቅ መረዳእታ ምኾነ ነይሩ ኾይኑ ይስመዓኒ ብዝተረፈ ጽቡቅ ቃለ ሂወት የስምዓልና
@user-vt7yy1sf6w
@user-vt7yy1sf6w 2 года назад
ያ ናይ ብሓቂ
@hyabhyabey1584
@hyabhyabey1584 2 года назад
ቃል ሂወት ይስማዓልባ ጽቡቅ መድብ
@musseteklit2860
@musseteklit2860 2 года назад
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ኣሕዋትና መላእኽቲ ናይ ምድሪ ትመስላ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ ብዙሕ ንመሃር ስለዘለና ሓደራ እዚ መደብ ቀጽልዮ ሓብትና።
@user-eq6wc4mk8t
@user-eq6wc4mk8t 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፅጉኡ ይብዛሕ ክብርት አሕዋትና ቅፅላሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርት ዘለዋ እዩ🕊
@teklittes5682
@teklittes5682 2 года назад
እንቃዕ ብደሓን መጻኺ ሓፋትና ዲኑ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዘብል መደብ እዩ ቀጽልዮ 🙏🙏🙏 ሓፋትና መኣዛ ከኣ ንፋዕቲ ኢኺ ብጣዕሚ so ጸግኡ የብዘሓልኽን የሕዋት ጾምና ይባርኸልና ይቀድሰልና ብሰላም ናብ በዓለ ትንሳኤኡ የብጸሓና የሕዋትትት🙏🙏🙏
@hiwigaltewhado7573
@hiwigaltewhado7573 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡራተይ ፀግኡ የብዝሐልክን ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል እቲ ኣኸዳድናክን ቀፅላሉ ተዉሃዶ ምኻን ትዕድልቲ እዩ
@user-kd4rk4og2z
@user-kd4rk4og2z 2 года назад
ዋውው ኣዝዩ ደስ ዝብል መደብ ቀጽልዎ፡ኩሉ ነገርክን ደስ በሃልቲ ኣከዳድናኽን ትሕትናኽን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚኣቢሄር።
@user-ur6qe4sm4f
@user-ur6qe4sm4f 2 года назад
ደስ ዝብል መደብዩ ኣጀኩም ጽቡቃት ማኣዛ ጽብቅት ኣጆኪ ኣብ እምነትኩም ጽንዓት ኩኑ
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ክብራተ ደስ ዝብል መደብ ኢኩም ተምፅእና ዘለኩም እሞ ቃፅልዎ አሕዋተይ
@muluemehari6914
@muluemehari6914 2 года назад
ጽቡቕ ጽቡቕ ስራሕ ቃል ሂወት የስምዓልና
@kahsaytesfay3115
@kahsaytesfay3115 2 года назад
ናይ ብሓቂ ክድነቁ ዘለዎም ስነጥበባውያን ኢዮም እዚኦም ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ።
@imdove7528
@imdove7528 2 года назад
ቋንቋዉን ባልችልም ገብቶኛል. አሜን ቃለ ሄወት ያሰማልነ ያገልግሎት ዘመናችሁን መልካም ፁም ፀሎታችሁ ይደረብን
@amiatek5089
@amiatek5089 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina yehwatey Egizabheri Amlak Teguue yebzhlukine
@user-qo1rm6xu8r
@user-qo1rm6xu8r 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኪ ማኣዛ ሓፍትና ብጣዓሚ ደሰሰሰ ዘበለ እዩ ቀፅሉዋ
@geni2251
@geni2251 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልክን ፍቁራተይ
@genetgenet6050
@genetgenet6050 2 года назад
ኣሰይ ማኣዚየ ምቅርቲ ቃለ ሂወት ይስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልክን ጎቦዛት ዘነ ረሲዐዮ ዝነበርኹ ከማነይ ኣዘኻኺርክናኒ
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 2 года назад
ኣሜን ቃል ሃወት የስምዓልና ኣሰይ ማእዛ ሽኮር ከጸብቀልኪ ኩሉ ግዜ ከምዚ እንተት ገብሪ ጽቡ ቅ ኔሩ
@yonasmeresie4914
@yonasmeresie4914 2 года назад
Bhaqi qal hiwet yesmealna Egziabiher xegu yebzhalkiumn
@medhaniekiros3292
@medhaniekiros3292 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ። ስለዚ መንፈሳዊ ህይወት ምኻኑ እዩ ።
@selam801
@selam801 2 года назад
ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልኽን ፍትዋተይ መግለጺ ሰኢነልኽን ትሕትናኽን or ኹሉ ነገርኽን so ቀጽላሉ
@solomonteklay6940
@solomonteklay6940 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ይባርክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣምላክ ስደትና ይሕጺሩ ገጽ ስድራና የርኤና ጎይታ Thanks so much
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ሽኮሪናታት። ብዙሕ ንማሀር አለና። 🇪🇷❤️🙏🏾
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 2 года назад
ቃለ ህይወት ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕ
@user-jx3sq1zp6u
@user-jx3sq1zp6u 2 года назад
እግዚአብሔር ይባርኽክን አሜን🙏
@mikelebaraki5269
@mikelebaraki5269 2 года назад
በረከት እግዚኣብሄር ኣብ ዙርያኽን ይኹን ተባረኻ👏👏👏
@embebaaregawi2749
@embebaaregawi2749 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋን በረከትን ይብዝሓልክን ቡሩካተይ ቀጽልኦ
@user-jc1fg4od2k
@user-jc1fg4od2k 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልክን ቀፅላሉ
@sasdfasdf9128
@sasdfasdf9128 2 года назад
ቃለሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዘሓልክን ፍቁራት ኣሕዋተይ ቀጽላሉ😍😍
@amutube4686
@amutube4686 2 года назад
ቃል ህይወት ይስመዕና ግን ዝተዋህብኒ እየ ዘስርሕ ኢልኪ ግን ጌጋ አብ ቅ ድሚ አምላክ ከመይ አሎኩ በሊ ዘዳግም 22:5 ታይ ይበልና
@yemaneseged1502
@yemaneseged1502 2 года назад
Wawww edme yhabikn
@tesfaldetbrhane7745
@tesfaldetbrhane7745 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ፍቁራተይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ዩ ፡
@kibrawoldu742
@kibrawoldu742 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምኣልና ክብራት ኣሓዋት ጸግኡ የብዝሓልኩም
@galeritrea1162
@galeritrea1162 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና እዘን ይሕዋተይ
@BinyamOkbazgi-gj3yt
@BinyamOkbazgi-gj3yt 5 месяцев назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡራት የሕዋት ክትቅጽልኦ ድማ ንምሕጸን፡፡
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዕልና እግዛኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ርእሲ ፀጋ የብዘሕልኪን ፍቅራተይ
@ssxdy4923
@ssxdy4923 2 года назад
ኣሰይ ምዕርግ ዝበኽን ጡዑማት እግዚአብሔር ፀጋኡ ያብዘሐልኽን ኣሕዋት🙏♥
@hfhcf5142
@hfhcf5142 2 года назад
ቃል ህይወት የሰመዕልና ፀገኡ ይብዝሕልኪና
@freweynimeles2495
@freweynimeles2495 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልክን
@merilovemami7417
@merilovemami7417 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰምዐልና ፍቱዋተይ ቀፅሉሉ🥰🥀
@user-sn8gl5tp3g
@user-sn8gl5tp3g 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዝሐልክን♥️♥️♥️
@user-mw1dz1rh8n
@user-mw1dz1rh8n 2 года назад
ኣጀኩም ካሙኡ እናበልኩም ቀፅልሉ ፀጋ ኣምላክ የብዝሐልክም
@kidaneweldu2318
@kidaneweldu2318 2 года назад
Amen kale hiwet yesmealna yhawat admen tianan yhabkin fetari tsuruyat:-
Далее
D3 BMW XM LABEL Король.
31:52
Просмотров 407 тыс.
መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ መእመናን
21:42