Тёмный
No video :(

Eriwood - New Eritrean Video 2021 * ህየሳ * ኣእዛንና መጽረዩ ኣፍ ገጠምቲ ኮይኑ! 

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Подписаться 101 тыс.
Просмотров 85 тыс.
50% 1

Eriwood - New Eritrean Video 2021 * ህየሳ * ኣእዛንና መጽረዩ ኣፍ ገጠምቲ ኮይኑ!

Опубликовано:

 

19 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 588   
@bahtagoitom7102
@bahtagoitom7102 2 года назад
ናይ ተፈጥሮ ጸጋ'ዩ ብፈጣሪ ዝመጸ እምበር መን'ሞ ኣሎ ዘርኡ ዝመረጸ"
@meharifsaha7180
@meharifsaha7180 2 года назад
ብርግጽ
@lulusirak2887
@lulusirak2887 2 года назад
ኣነ ኩሉ ግዜ እዩ ዝከታተለካ ቀጽሎ ኤሜ ሓወይ ኣብ ስራሕካን ኣብ ህወትካ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ
@samsomselemun1087
@samsomselemun1087 2 года назад
መን ኣሎ ኸማይ ጽን ኢሉ ዝሰምዖ ን ኤማ ብሉጽ ሃያሳይ 💯✅
@sabazeray8503
@sabazeray8503 2 года назад
I disagree with you totally
@digitaleritrea7930
@digitaleritrea7930 2 года назад
ዋይ ሽሻይ ሕጂ ስነ ጥበብ ሃገርና ሰጥ ክብል እዩ። ዕድመ ይሃብካ
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 2 года назад
ሞይተ እንድየ ኣብ ሳልስቲ 1 ግጥሚ ኣብ ዓመት 100 ኣብ ሰለስተ ዓመት 300 ኤማ ብሉጽ እዩ ጽሉል ዲካ 300 ክትገጥም ክክክክ
@digitaleritrea7930
@digitaleritrea7930 2 года назад
@@asmeraasmera5358 ኣነ ከኣ እሞ ኣነስ ዘይምብጋስ እዩ እምበር ምገጠምኩ አለ ሓሲበ ይብለካ። ምክንያቱስ ዋላ ሓንቲ ኣብ 2 ወርሒዶ ምስራሕ ክስእን።
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 2 года назад
@@digitaleritrea7930 ክክክክክክክ ሞይተ እንድየ ናይ ብሓቂ ፉሉይ እዩ
@digitaleritrea7930
@digitaleritrea7930 2 года назад
@@asmeraasmera5358 ኩሉ ተመሊሰ ናይዚ ወዲ ቪድዮ ሰሚዐዮ ልብካ ዘረስርስ እዩ። ሰሓቅ ከኣ ሙት ትብል ኣብ ገለ፡ እዚ ክህሉ እዩ ዘለዎ ኣብዚ ዓብኬል ስነጥበብ። እዛ ሓዳሽ ኣውጺእዋ ዘሎ ሰሚዕካያ ዲካ፡ ክክክክክክ ስምዓያ።
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 2 года назад
@@digitaleritrea7930 እወ ሰሚዐያ እንድየ ኤማ ናይ ሙደይ
@dejengabr6181
@dejengabr6181 2 года назад
ትምህርቲ ሓዘል ህየሳ ብጣዕሚ ጽቡቅ። ቀጽሎ እስከ ክቡር ሓው 👍🏾
@samialyemane
@samialyemane 2 года назад
ናይ ብሓቂ ኣድኒቐ ምጽጋብ ስኢነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሪመይ***
@helenbereket511
@helenbereket511 2 года назад
ጥዑይ እዝኒ ዘለዎ እሱር ነዚ ደርፊ ጸሊኡ ማእቶት ቀይረለይ ይብለካ። 😀😀😀😀😀 i like it 👍
@tslatmeqomia177
@tslatmeqomia177 2 года назад
Kkkkkkk anti mehgol kkkk
@debesayhabtay7414
@debesayhabtay7414 2 года назад
Ata kef alka
@debesayhabtay7414
@debesayhabtay7414 2 года назад
Helen asli kefe alki
@yonastesfay1365
@yonastesfay1365 2 года назад
😂😂😂😂
@mire3058
@mire3058 2 года назад
በጃካ እባ ብዛዕባ DR sweets ኣምጽኣልና
@haremecho2215
@haremecho2215 2 года назад
ቀዲምካኒ ብልቢ
@efremgrmatsion2505
@efremgrmatsion2505 2 года назад
እታ ጽቡቅ ነይሩ ርእሱ እዳፈግእዎ እምበር DR sweets ጸያቂ ኣርት ኣብክሊብ እዩ ክሉ ሰብ ፎ ክብሎ ኣለዎ
@filmonabrha5884
@filmonabrha5884 2 года назад
Yessss man
@robelkahsay7144
@robelkahsay7144 2 года назад
DR sweet director ember getami aykonen bro
@mire3058
@mire3058 2 года назад
@@robelkahsay7144 ዝተዛረቦ ሰሚዕካዮ ዲካ ፧ ዋላ ኣብ ዳይረት እንድዩ ዳርጋ ጥራይ ነብሰን ዘውጽአን ዘሎ ነዘን ኣሕዋትና።
@tedihayelom9066
@tedihayelom9066 2 года назад
ህየሳ ክበዝሕ ኣለዎ ትብሉ ! ስነ ጥበብ ናብ ንቡር ክምለስ
@nkulugzelewo5839
@nkulugzelewo5839 2 года назад
ናይ በሓቂ ሙሁርስ ሙሁር ዳአ ፡ብጣዕሚ ሓያል ፡ናይሎሚ ደርፊ መላክቲ ዘይብሉ ኢዩ
@wedimdrebahr2963
@wedimdrebahr2963 2 года назад
ጽቡቅ ጌርካ ጽቀጠላ ዳኣ ኣማኒኤል በርሀ እንና ገለ ጡዑይ ተሰመዐ
@user-qp1qg8rh3e
@user-qp1qg8rh3e 2 года назад
ናይ ባሓቂ ተባዕ ሃያሲ
@delinatadese6782
@delinatadese6782 Год назад
ናይ ብሓቂ ኤማ ነብሲ ጽቡቅ ገርካ ጥራይ ኣስማዓዮም ከይ ሓፈሩ ከኣ ኣብ ሓደ ለይቲ ሰሪሐ ወዲአያ እንዳበሉ ካብ ናይ ቀደም ደርፍታት እንዳ ቆራረጹ ኢዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ናይ ፈኸራ ናይ ኣንነት ዘይነብስኻ ምምሳል
@teklusium5926
@teklusium5926 2 года назад
ብራቮ ህየሳኻ ኣይጸላእኩዎን ኤማ፡ እቲ ደፊርካ ክትነቅፍ ምፍታንካ ጥራይ ኣድኒቐዮ ። ንዝበለጸ ስራሕ ስለ ዝደፍእ!
@muuzmulue7703
@muuzmulue7703 2 года назад
ኣብ ሂወተይ ኣመስጊነ ዘይጸግቦም ፍጡራት እንተልዮም፡ ኤማን ወዲ መምህርን ኢዮም። ናይ ወትሩ ብሉጻት በላሕቲ ከም ላማ።
@Agazianpro
@Agazianpro 2 года назад
"እዚ ናይ ሎሚ ደርፊ ኣብ ዳሻሂ ዘይኮነ ኣብ እስርቤት'ዩ ክውላዕ ዘልዎ"!! Ema jgna💪💪
@abieltekle3103
@abieltekle3103 2 года назад
ጽቡቅ ስራሕ መምህር ኤማ ክብረት ይሃበልና ከምዚ ጌርካ ትግስጠልና ዘለካ ብዛዕባ ጠዊል ገለ ተትብለና ደስ ምበለኒ
@niatkbrom210
@niatkbrom210 2 года назад
Omba tay zble agelalxa u wala etnatka kalat u ko haf kbel zeykel kalt beka u are the best bro am proud of u beka 🇪🇷❤️
@asmeraasmera5358
@asmeraasmera5358 2 года назад
ናይ ብሓቂ ኤማ ሓውይ በሎም ነዞም ገዓገልጥም ምበላሸውቲ ድርፊ
@loveadyweldity516
@loveadyweldity516 2 года назад
መን ኣሎ ከምዚ ከምይ መስ ኤማ zesemama 🤙
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 2 года назад
ኣነ ምሳኻ ዘሎ ትብዓትን ጭውነትን ኣዝዩ ኢዩ ዝምስጠኒ። ኣጆኻ''በርትዕ። ነዚ ብሕሱም ሳንሱር፥መግዛእቲ፥ከቢድ መስዋእቲ ከፊሎም፥ንስነጥበብ ኤርትራ መሰረት ዘንጸፉሉ ዓበይቲ ኣቦታት ስነጥበብ፥ ሕጂ ሓያላት ተወዳደርቲ፥በዳህቲ፥ናይ ብሓቂ ስነጥበበኛታት ንኽፍጠሩ፥ነቐፌታኹም፥ህየሳኹም ኣይፈለየና። ምበር፥ቋንቋ ኣምሓርኛ ማዕረ ክንደይ ሓሊፍዎ ከይዱ ኣሎ፥ንስነጥበብ ሃገርና ቀሊል ኣይኮነን። እቶም ዓበይቲ ብዓል ባርያስ ምስቶም ዓበይቲ ኣምሓሩ ይወዳደሩ፥እዞም ብዓል ወዲ ትካቦ ከኣ ምስ ብዓል ቴዲ ኣፍሮ ይወዳደሩ፥ሕጂ ዘለዉ ስነጥበበኛታት ምስ መን ኢዩ፥ውድድሮም፧ ኣብ ዝነበርዎ ደው ከይብሉስ ንድሕሪት
@mhireteabgoitom2303
@mhireteabgoitom2303 2 года назад
ናይብሓቂ የሕርቕ ዩ ደርፊ ዓድና ምስማዕ ገዲፍናዮ
@user-zi7xc2gm8x
@user-zi7xc2gm8x 2 года назад
ብልጽ ህየሳ ብdr sweet ሳጓ ዝፍለጥ ኣሎ ስነ ቀንጠብጠባዊ ሕልፍ በሎ ኢኻ ሓደራ!!! ዳይረክተር እየ ባሃሊ ።እታ ናይ ኣፍራስ ውድድር ግዳ ንንፋስ ሂብካልና ጽብቅ ይጥቀመላ ነይረ!!🤣🤣🤣🤣🤣🙏🏾🙏🏾🙏🏾👏🏾🙏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
@r.t.9948
@r.t.9948 2 года назад
ክክክክክ እዋይ እንጀራ እዝጊ ብላዕ ገሊጽካዮም ናይ ብሕቂ "ንእሱራት ከም መቅጻዕቲ ክስምዕዎ ሞ፡ ብዓቅሊ ስለዝሰማዕኩሞ ምሕረት ተገርልኩም" እዚ ጉዳይ ብዕኒ ሓቂ የብኪ እዩ ፡ኣነ ግን ናይ ብቂ ስጋብ ዝነብዕ ስሒቀ። የቀኒየልና ቀጽሎ
@user-ml6wx1ji5n
@user-ml6wx1ji5n 9 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ንስካስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤😂
@yemaneteages1164
@yemaneteages1164 2 года назад
ኤማ ጅግና ብሓቂ ተባዕ።ሕጂ ግን በጃኻ በጃኻ ናይ DR sweet ኣምጽኣልና።ብፍላይ ናይ ዳኒኤል ኣብርሃ
@tesfaldetberhe2034
@tesfaldetberhe2034 2 года назад
ኣነ ውን ምሳኻ ኣለኩ ብዛዕባ ዳኒኤል ኣብርሃ ።
@biniamghbremikael7295
@biniamghbremikael7295 2 года назад
Misakum aleku deqi adey
@stefanostemolso767
@stefanostemolso767 Год назад
ኣማኒኤል በርሀ ብሓቂ ትድነቕ ስነጥበባዊ ኢኻ። ሳላኻ ስነጥበብ ኤርትራ ብዙሕ ሰጕሙ እዩሞ ምስጋና ይግብኣካ እዩ።
@andemeskelmehari4805
@andemeskelmehari4805 2 года назад
ናይ ኣብራር ዖስማን ( ኣይውረድ ) እባ ሃይሰልና ኣብዚኣ ዝሰማማዕ like yrgexxxxxxx
@efremgrmatsion2505
@efremgrmatsion2505 2 года назад
እቲ ሽግር ከም ብዓል ዳኒኤል DR sweets ነቲ ግጥሚ ብክሊብ ነብሰን ቀሊዕክን ኪልብ ስራሓ እዳበሉ የዕነሞ
@user-kd5gy3lt2f
@user-kd5gy3lt2f 2 года назад
Sorry ama hawey telephonka sdedele delyeka aleku
@user-kd5gy3lt2f
@user-kd5gy3lt2f 2 года назад
Beza zhabkuka misskol gbereley neza melektey semieka rkebeni delyeka aleu ekreata keneell delye aleku
@yonasweldesilase89
@yonasweldesilase89 2 года назад
ኣማኑኤል በርሀ ናይ ዳንኤል ኣብርሃ (Dr-Sweets)ኣምጸኣልና ተብሉ ሰባት like 👍 ግበሩ።
@habtomyemane2401
@habtomyemane2401 2 года назад
ኣነ ከማካ ወዲ ተባዕ ወሳኒ ሓቀና ኣይረኩን ኣጆካ ቀጽሎ በሎም
@user-zu4wk6kh7f
@user-zu4wk6kh7f 2 года назад
ናይ ብሓቂ እዚ ናይ ሎሚ ደርፊ ንእሱራት ከም ኣካል መቅጻዕቲ ኢካ ተስምዖም ንጹር መልእክቲ ኢዩ ።
@dbabentertainments4317
@dbabentertainments4317 2 года назад
I should say teacher Amanuel berhe.... Thank you for sharing your responsibility and knowledge on poetry.Hopefully every song writer is conscious now. We have so much to work on. Teacher we are inspired by you. ....... "ITAN" coming star from Eritrea living in Kampala. Good time and respect 😊.
@uniteddeviles5813
@uniteddeviles5813 2 года назад
First thanks ama.bmkxal bteleb nay hzbi drsweet amxalna.bhankewta nxibe
@RobelDebesay-qb5ss
@RobelDebesay-qb5ss 8 месяцев назад
ናይ ብሓቂ
@user-br5wx4xk4w
@user-br5wx4xk4w 2 года назад
ትብዓትካ ዓወት ክወልድ እዩ። ናይ ብሓቂ ጅግና።
@user-dx8hb9uj2d
@user-dx8hb9uj2d 2 года назад
ክብረት ይሃበልና ኣነ ዘድንቆ ሓደ ኢዩ መድሃኒየ ገብረመድህን ኢዩ ብዓይነ እኮ ንፍዕ ኢዩ ዘሎ ብዓይንኩም ከ የሕዋት
@tewahdo8233
@tewahdo8233 2 года назад
Amanuel Asrat eye zedinko ane
@teddyteddy6672
@teddyteddy6672 2 года назад
ንኡሰይ እወ የዓኽ ምሳካ ኣለኩ !!!
@kinglion4970
@kinglion4970 2 года назад
Kola eka malet eyu
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 2 года назад
ግጥሙ ይከሸን እሞ ክብላዕ ዲዩ ክሕራእ ክንርእዮ ኢና
@user-lq1eh3dc8y
@user-lq1eh3dc8y 2 года назад
ያ ብሃቂ አዝንና መጻወቲ አዮም ጊሮሞ ደለዉ ጋብ ኣገልግሎት መሕብዒ ጊሮሞ ደለዉ ስነጥበብ ኩላ ከምብሓድሽ ክትኩለል ያ ደለዋ ከምዚ ከማኩም ይብዝሑልና ኢማ ኣበሳ👌👍
@fqraaloablbiy3287
@fqraaloablbiy3287 2 года назад
ያ'ንስኻ ፍሉይ ኢኻ በቃ መዳርግቲ ኣልቦ ኤማ ሓወይ ክትቅጽሎ ይላበወካ ለውጢ ብኸምዚ ተበጊስካዮ ዘለኻ ጥራይ'ዩ ክመጽእ ዝኽእል በቃ።
@thomasbairu3926
@thomasbairu3926 2 года назад
Spot on Amanuel. Love your comments
@davidgeorge8113
@davidgeorge8113 2 года назад
Ketktom Ema bro keep it up thanks so much GBU
@hailezghigebrengus547
@hailezghigebrengus547 2 года назад
አማን እድመ ይሃብካ ዓቢ ሰብ!
@eseyaskahsay4188
@eseyaskahsay4188 2 года назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣለካ ሊዕሊ 30 ዓመት ናይ ብዓል የማነ ባርያ & ኣብራሃም ኣፈወርቂ አንዳ ሰምዓና ንነቢር ኣለና ።
@haniyo2210
@haniyo2210 2 года назад
"ፍሉይ ኣበሃህላ :ምሩጽ ቃላት " always perfect keep going bro
@millenniumstudio6793
@millenniumstudio6793 2 года назад
I agree. Over the past decade, Eritrean music has terribly been declined! However, we still got brillant youngstars such as Millen Hailu, Tedalo, and Meron Estifanos. We should give these youngstars the credit they deserve tho.......jst my POV!!
@sk-fd5di
@sk-fd5di 2 года назад
Milen hailu? 😆😆😆😆
@millenniumstudio6793
@millenniumstudio6793 2 года назад
@@sk-fd5di If you don't agree, you simply need to review her amazing job. You can't lie to yourself bro 😅
@benhurangesom2330
@benhurangesom2330 2 года назад
ጽቡቅ ነቅፊታ ኤማ ጅግና ስነ ጥበብ ናይ ሃገርና ጽቡቅ ገይሩ ከይሞተ ኣፍርኩቡ ነርክብ ኤማ ቡሉጽ
@thomasnaomi8764
@thomasnaomi8764 2 года назад
Ane ezi Amanual zibehal kef zelowo kemay kef zihbo entelo eski 👍
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 2 года назад
ጽፍፍቲ ሕጂ፡ ንዳኒ ወዲ መምህር ካላኣዩ ረኺቡ፡ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ፡ ቀጽሎ፡ በዚ ጨርባሕባሕ ቅዳድ ታኒካታት ዝጥዕም ዝድምጹ ናይ ቲክቶክን፡ ባራትን ርእስና ተረቢሹ፡ ኣእዛና ጸሚሙ፡ ኢዩ ጸኒሑ። ከምዚኣ ጌርኩም እንድሕር ደኣ ነቕፈታታት ሂብክሞም ክዕረዩ ይኾኑ። ኤርትራውያን ደኣ ኣብ ክንዲ ካብ ጌገኦም ተኣሪሞም ዝበለጹ ዝኾኑ፡ ንዝእርሞም ስብ ኢዮም ጸላኢኦም ዝገብርዎ፡ ኪቐትልዎ፡ ኪጻረፍዎ ጥራሕ ኢዮም ዝጓየዩ። ብዝኾነ ኣሐቢንካና ፡ ቀጽሎ።
@piratebc-ge1iq
@piratebc-ge1iq 2 года назад
እቲ ዳኒ ትብሎ ዘለኻ ፍልጠት ኣልቦ ስምዒት100% ዝኾነ ምህተፍተፊ ምስ #ሓደ ሃያሲ ኣማኒኤል በርሀ ኣብ ሓደ መስመር ምጥቃስካ ናይ ፍልጠጥን ምርዳእን ጸገም ከም ዘለካ'ዩ ዘረድእ። ብዝኾነ ምስ ግዜ ክትምሃር ስለ ትኽእል ግን ጽቡቅ ምጅማር ይግበረልካ።
@erunatey2125
@erunatey2125 2 года назад
ውዲ መምህርሲ ሃያሲ ኣይ ኮነን ተጻራፋይ እዩ ክብረት የብሉን
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 2 года назад
@@piratebc-ge1iq ኣየ ኤርትራውያን፡ ተግሳጽን፡ ጸርፍን፡ማዕዳን ፈሊኻ ዘይምርዳእኩም እንድዩ ጸገምኩም።
@meradedeart9949
@meradedeart9949 2 года назад
ብስነ-ጥበብ ዕላል ክልዓል እንኮሎ ከየልዓልኩካ ውዒለ ኣይፈልጥን፣ልዕሊ 15ተ ዓመት ተከታቲለካ ብሉጽ ሃያሲ መምህር ኣማኒኤል በርሀ ብስጋናይ ይብጻሕካ
@michaelmichael5955
@michaelmichael5955 2 года назад
ብዘይ ምፍላጦም ዝሕጎሱ ስነ ጥበባውያን እዮም ዘለዉና
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 2 года назад
Nice thanx God blles you
@jonilove6576
@jonilove6576 2 года назад
Ema nayzi feger Dr Danel abrha hayselna
@user-zp4gv8mk4y
@user-zp4gv8mk4y 2 года назад
እዚ ናይ ሕጂ ደርፍታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከም መቕጻዕቲ ተስምዖም፡ መሬት ዘይወድቕ ዘረባ ኤማ ሓወይ ። ናይ ቖርጫጭ እዛ ሓዳሽ እባ ኣቕርበልና
@chikulemhreteab9635
@chikulemhreteab9635 2 года назад
ኣነ ሓደ ካፍቶም ዲም ሰሚዐ ዝስዕስዕ ኢየ ሕጂ ግን ንኸስተማቅር ገዲድካኒ thanks bro
@user-jy7oc3lm6w
@user-jy7oc3lm6w 2 года назад
ብዛዓባ dr sweet ባ ገለ በለና
@simonkidane5256
@simonkidane5256 2 года назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ቐጽሎ
@oldtrafordmanunited9935
@oldtrafordmanunited9935 2 года назад
ነአሱራት ከም ኣካል መቕጻዕቲ ከተስምዖም ዘለካ ቀቲልካኒ ብስሓቅ ኣብዚኣ።😁😁
@ruthh1755
@ruthh1755 2 года назад
I like your confidence and criticism💯👍
@regbe.asfeha3939
@regbe.asfeha3939 2 года назад
ንፍዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@nohimedia6626
@nohimedia6626 2 года назад
ብሉጽ ሃያሳይ ኣጆኻ ቀጽለሉ
@SelemunKahsey-ug9pc
@SelemunKahsey-ug9pc Год назад
Always perfect ama keep going
@henoktekle9921
@henoktekle9921 2 года назад
ሰሪሕካ ኣርእየና
@yohannesabraha5729
@yohannesabraha5729 2 года назад
እቲ ዝመረረ ንሳባት ብሓቂ ገርካ ክትጸፍዓም ከላካ እዩ ስለዚ እዚ ሓያሲ ሓወና ሓቂ ገሩ ጽብቅ ይጸርቦም ኣሎ።
@kidanegebreegzabher6499
@kidanegebreegzabher6499 Год назад
Ewa yaho ane kterbax iye zxbeyeka kef aleka nay mudey nberelna : ezi hzbi kmehar thank you
@dahlak3739
@dahlak3739 2 года назад
ብሓቂ ኤማ ረዲእካና ኣለካ ኢንበር ንመን ኢና ነእዉዮ ክንብል ጸኒሕና።
@jaynjonas
@jaynjonas 2 года назад
ሰላማት ኤማ ኣነ ከማኻ ዕሙቕ ዝበል ናይ ግጥሚ ክእለት የብለይን። ኮይኑ ግን ከምቲ ኣቦታትና ዝብልዎ "ጭሩስ ብጫፍ ብርዒ ስገም ዝዓቕማ ትሕጎም" ከምዝባሃል ኣነ'ውን ኣብ ግጥምታት ናይ ሃገርና ብዙሕ ስክፍታት ኣሎኒ። ገጠምትና ኣብ ክንዲ ክልተ ርእሲ ካብ ሓደ ርእሲ ይበልጽ ኢሎም ኣብ ክንዲ ዝኣምኑ ሱዋሱዉ ዘይሓለወ ግጥሚ ገጢሞም ነቲ ደራፋይ/ደራፊት ምስሃብዎም እታ ደርፍን እቶም ደረፍትን ናይ ሓደ ወቕቲ ኮንይኖም ይተርፉ። እዞም ደረፍትና ነቶም ንፉዓት ገጠምቲ ናይ ሃገርና ከይከፍሉ ክብሉ ንሓደ ሓደ rookie poet ግጠሙልና ይብልዎም። ኣነ ነቶም ንስለ መኽሰብ ክብሉ ንኽተስምዖ ንእዝንኻ ዝኹርክሕ ዝገጥሙ ነዛ ካብ ሓንቲ ሶማልያዊት ውርይቲ ደራፊት ኣብ ስዑድያ ምቕማጣ ዝረኸብኩዎ መተባብዒ ሓሳባት ዝሃበትኒ ከካፍለኩም ይፈቱ።እዛ ሶማልያዊት ደራፊትናብዚ ዘለኹዎ ካሊፎርንያ ናብ ኣዝማዳ ምስ መጸት ንዓይ ዓርከይ ዝነበረት ኣብ ሶርያ ተወሊዳ ዝዓበየት ሶማልያዊት ብዛዕባይ ተዕልላ። እታ ሶማልያዊት ምስ ረኸበትን ኣነ ደራፊት ስለዝኾንኩ ናይ ፍቕሪ ግጥሚ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ግጠመልይ ምስ በለትኒ። ኣነ ድማ ክእለት ከምዘይብለይ ምስነገርክዋ ሶማልያዊት ደራፊት እንታይ ትብለኒ ይመስለኩም "ኤርትራዊያን ልክዕ ከምዘ ኣሞራ(ሺላ) ምስ ደርሁ ዝዓበዬ ኢኹም ትብለኒ። እንታይ ማለትኪ? ማለተይ እቲ ሺላ ከምዝነፍርን ከምኡ'ውን ነፊሩ ነተን ደርሁት ግዳዩ ከምዝገበረን ስለ ዘይፈልጥ ምስተን ደርሁት እንዳጻሕተረ ይነብር ምስበለትኒ። ከምቲ ሺላ ምስ ደርሁት ዝዓበዬ ከይከውን መታን ወረቐተይ፣ፍላሸይ፣ጎ ፕሮ ካሜራ፣ ካምኮርደር ሒዘ ይብገስ። ሶማልኛ ብልምዲ ዝዛረቦ ቋንቋ ስለዝኾነ ንሓደ መምህር ዓርከይ ሶማልያዊ ንኽእርመለይ ምስ ሃብክዎ ብጣዕም ኣድኒቑኒ። ነታ ሶማልያዊት ደራፊት'ውን ኣፋ ከፊታ መታን ክትተርፍ ካብ ኢንተርነት ናይ ኣቕሽሽቲ ቅዳሴ፡ካብ ናይ እስላም ናይት ኣዛን ክጽሊ እንከሎ ዝገብሮ ቃጥያታት ከምኡ'ውን ኣብ ናይ ካምቦድያ ቴምፕል ሰብ ሒዙኒ ኣትዩ ክትጽልዩ እንከለኹም ብቪድዮ እንተመላእኹዎ ምስበልኩውም ሕራይ በሉኒ። ሶማልያዊት ደራፊት ምስ ንፉዓት ገጠምትን፣ደረፍትን፣ዘየምትን፣ኣቀናበርትን ነታ ናተይ ግጥሚ ብዙሕ መኽሰብ ረኺባትላ ይብለኩም። ኣነ ድማ ግንዖ ዘይተጸበኹዎ ገንዘብን ህያብን ትህበኒ ይብለኩም። ኣብ መወዳእታ ንገጠምትና ክላወቦም ዝደሊ ኣብ ክንዲ ናይ ግዜኡ መኽሰብ ክትረክብ ኢልካ ብቀሊሉ ዝርሳዕ ግጥም ካብ ምግጣም ንዋይኩም፣ግዜኹም ወፊኹም ውሕሉልን ዘልኣለማዊ ዝዝከርን ግጥሚ ንኽትገጥሙ ይምነየልኩም። ሓደራኹም ከምቲ ሺላ ምስ ደርሁት ዝዓበዬ ኣይትኹኑ።
@kabkone5196
@kabkone5196 2 года назад
Entay tbil dea wedey eta zhqbkaya kinsema nfue eika tmesil
@jaynjonas
@jaynjonas 2 года назад
@@kabkone5196 Hi Kab Kone, I'm a ghostwriter. A ghostwriter is a person who writes a lyric for another person (singer) but is not credited on the cue sheet or in the final product in any way. However, the ghostwriter gets paid for his lyrics. The practice is one of the dirty secrets of the film, television, and music industry. For that reason, I'm sorry I cannot tell you the lyrics I wrote and the name of the singer because it is included in the deal to remain anonymous. Happy New Year
@fitsumkiflom69
@fitsumkiflom69 2 года назад
ብጣሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ።ኣበይ'ሞ ክሰምዑ ኢዮም ኢልካዮም
@esu.111
@esu.111 2 года назад
Perfect👍👌 Perfect👍👌 Perfect👍👌
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u 2 года назад
ብጣዕሚ ኣድኒቀኻ ቀጽሎ. ኩልና ኣኣብ ሞያና ተንነጥፍ ክንደይ ዕውት ስራሕ ምሰራህና.
@saminice2324
@saminice2324 2 года назад
ብሓቂ ክብለካ ዝደሊ ኤማ ሓወይ ናይ ልበይ ረኪብካኒ ፡ እዝንና መጻወቲ ኮይኑ ዩ ቀንዩ ።ገለ እንተ ተኣረሙ ገስጸልና ድኣ።
@mhti7175
@mhti7175 2 года назад
Thomas Alazar endo nhiele edu akibu 😔😔😔😔
@bereketmebrahtu2481
@bereketmebrahtu2481 Год назад
Zegermyu ብልክዕ
@ademsuleman1473
@ademsuleman1473 2 года назад
Aema Asli btami ye zednqeka qexlo wedi Ereyy Halal
@gaerimedia2254
@gaerimedia2254 2 года назад
ስነ ጥበበኛ ኣማኑኤል በርሀ፡እቲ ቀዳማይ ጸገም ኮይኑ ዘሎ ኣብ ዳሪክተራት ናይ ቪድዮ ክሊፕ እዩ ዘሎ፡ምኽንያቱ ጽብቅትን ምዓኮራ ዝተቀልዐትን ምስ ጸታዊ ርክብ ዝተኣሳሰር ኮይኑ ህዝቢ ዜማን ግጥም ከየስተማቅ ገሮሞ
@henoktekle9921
@henoktekle9921 2 года назад
ሰሪሕካ ኣሪኢየና ሹዑ ንሬካ
@solomontinsu5629
@solomontinsu5629 2 года назад
I appreciate your analysis Amanuel keep going 👍
@Onceinlifetime12
@Onceinlifetime12 2 года назад
ኤማ ወዲ ደሓን ዲኻ ጽቡቅ መደብ፡ናይ ግጥሚ ሕግታትን ናይ ህየሳ ሕግታትን እባ ኣብዛ ቻነል ስርሓልና።
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 2 года назад
Wawwww jegna wedi Eri 💙🙏🏻🙏🏻🌿
@noahdunkz1179
@noahdunkz1179 2 года назад
ጀግና ሐቀኛ ሀያሳይ አንበሳ ቀጽሎ በጃካ ቁሩብ እንተተሰቆሮም 🙏🙏🙏🙏🙏
@rahelgere6752
@rahelgere6752 2 года назад
Memhr nay bhaki kab sne tbeb wxaei keman tenekakeh❤❤Ema shekor🇪🇷❤
@bisratmichael2499
@bisratmichael2499 2 года назад
Ama hawey btami adniqeka qexlo bravo
@user-bw9wp2rs4r
@user-bw9wp2rs4r 2 года назад
ኤማ ከይ ሰማዓኩ #like ቀጽሎ ኤማዊ
@lovemyself9914
@lovemyself9914 2 года назад
ኤማ ወዲ በሎም ደኣ ጸልጽለልና እንበር የእዛንና ካብ ንጸምም ስኒ ውሑድ ኣይገበርናን🥰 so nice Bro
@user-ho6ek5py2g
@user-ho6ek5py2g 2 года назад
ናይ ሎሚ ዘለዉ ደረፍትስ ብጣዕሚዮም ዘሕርቁኒ ቀቢጸዮም ኡየ ክእ ደጊም ተስፋ ይብለይን ተስፋ የብሎምን
@yonitomorrow7502
@yonitomorrow7502 2 года назад
ናይበሓቂ ርእሶም ረኺብካዮም እዞም ቀፈጽፈጽ ዝብሉ ክረኣዩ ዋላ ሓንቲ ዘይብሎም
@henokmarkos6233
@henokmarkos6233 2 года назад
ኤማ ያሆ ደስ ዘብል መደብ ኢዩ በዝኾነ ብዛእባ ወይኖ ወዲ ዘማች ብዛዕባኣ ገለ በለና
@tesfomberaki1121
@tesfomberaki1121 2 года назад
Omg. ya nska abey tekewilka neyrka naybehaki kemaka sebat alewuna thanks god. Nska abiy memhir eka keep it going wedi Eri taida🙏
@tekleyohanes8798
@tekleyohanes8798 2 года назад
ኤማ ኣንበሳ የቐንየልና። በሎም ዳኣ፡ ኩሎም ዓገብ ዝብሎም ሲኢኖም ብሜሐ እዮም ዝሓልፉ ዘለው፡ ንስኻ ግን ብመንፊት የሕልፎም።
@dawiatsemegergsh1924
@dawiatsemegergsh1924 2 года назад
temesgen memher rekibu art adina
@weldutekia7596
@weldutekia7596 2 года назад
Good job 👏 Keep doing 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@neenee6244
@neenee6244 2 года назад
Smart men
@senaytsamisami7714
@senaytsamisami7714 2 года назад
Go heads wedi eri
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 2 года назад
kemakan kem dani production eyu tesainom gega zblom kbret yehabelna
@user-ii5nd5ym9s
@user-ii5nd5ym9s 2 года назад
ኤማ ሓለፍናታዊ መንአሰይ ንዓኻ ሒዝና ብድሕር ሕጂ ጽቡቅ ግጥሚ ክንሰምዕ ደርፍታትና ክዓቢ ኢዩ አዚ ብአዝንና ምጽዋት የብቅዕ
@Teklezghi86
@Teklezghi86 2 года назад
Brilliant criticism. I Agee with you 100%
@mosfilamosese4923
@mosfilamosese4923 2 года назад
ናይ ብሓቂ እዚ ደርፊ ንእሱራት ከም ፍርዲ ክውሃብ ኣለዎ ፡፡ ልዕሊዚኣ መግለጺ የለን 4 ነጥቢ
@teditedi902
@teditedi902 2 года назад
Amawi asli hji nefieka kemzia kerka ab qereba tenelsena so good job 🙏🏾
@keleta7318
@keleta7318 2 года назад
DR sweet wela ane deleyo aleku Komu kbret albo ayrekun
@Sgahe-c2z
@Sgahe-c2z 2 года назад
Ama tsubuk aleka, ezi mikrika netom kestewelu zikielu freno hizom tihztiom kigmgimu kihigizom eyu. Tebae Ama👍🇪🇷 midrguh giziu eyu👍
@theboy8128
@theboy8128 2 года назад
Wedue medeb qoxelo ika keytegedfo zehawey natey 🤙🤙🤙🤙👍👍
Далее
Собираю Фигурку Из Лего! 🧩
0:52
Кто поёт хит Буратино🤔
0:11
Просмотров 121 тыс.
ዘርእሰናይ ግርማይ
Просмотров 123