“ እንሆ ካብ ሎማዓንቲ ጀሚሩ ኩሎም ወሎዶ ብፅዕቲ ክብሉኒ ኢዮም” ሉቃ.1፡48💝⛪️⛪️⛪️💝እንቋዕ ናብ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወርሓዊ ክብረ ብዓል ብሰላም ኣብጸሓና/ኣብፀሐኩም ኣሜን ፫። ጸሎታን በረኸታን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን፣፣፣💝⛪️⛪️⛪️💝 “ እንሆ ካብ ሕጂ ጀሚሩ ኩሎም ወሎዶ ብጽዕቲ ክብሉኒ ኢዮም” ሉቃ.1፡48 💝⛪️⛪️⛪️💝💝⛪️⛪️⛪️💝 💝⛪️⛪️⛪️💝Happy Monthly feast of Saint VIRGIN MARY, may her prayer be with us AMEN.💝⛪️⛪️⛪️💝 "from this hour will all generations give witness to the blessing which has come to me."LUKE 1:48