Тёмный

Ethiopia : Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 43 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part -43- full - 2020 

Hanza Tube /ሃንዛ/
Подписаться 112 тыс.
Просмотров 150 тыс.
50% 1

#hanza tube #እንዳ_ትሕሽ #Ethiopia #Eritria
ብስራሕቲ ምልላይን ምስንዳእ ምድላዋት ሃንዛን ብስራሕቲ ምልላይን ኪነ-ጥበባትን ኖላዊትn ራእሲ ኢንተርትይንመንት ዝዳለው ተኽታታሊ ሲትኮም ድራማ ኣብ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 307   
@love-xg3ws
@love-xg3ws 4 года назад
ብዘም እስራት የሕዋትና ተስፋ ብምርካብና ደስ ዝበለኩም እስከ 🇪🇹👌
@ተመስጌንኣምላኬተመስጌንኣ
ኣነ ኣለኩ ከምዝከማኪ ደስ ኢሉኒ ዝያዳይ
@ጋል70እንደርታ-ጠ4ተ
@ጋል70እንደርታ-ጠ4ተ 4 года назад
እስቲ ልኣቡሸይ ዝፎቲ ..ደቂ ትግራይ ዓደይ ኸዓ መልካም ሓድሽ ዓመት ይኩነልኩም ኣብ ስደት ለለናለ ሓሳብ ልብና ሰሚሩ ምስ ወለድና ይሓዋውሰና🙏 miss you deki adey😘❤💝
@SamiraSamira-ry5nv
@SamiraSamira-ry5nv 4 года назад
Amen amen amen 💝💝💝
@ጋል70እንደርታ-ጠ4ተ
@ጋል70እንደርታ-ጠ4ተ 4 года назад
@Hiwet ABAY thanks hiwey mearey😘🙏
@bdjd1224
@bdjd1224 4 года назад
Amen Amen Amen
@ብርሃንጋልትግራይ-ወ4ጐ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@gipgip1636
@gipgip1636 4 года назад
ኣሜንንንን
@genetgirmay4251
@genetgirmay4251 4 года назад
ትግራይ ትምርፅ እንካዕ ደስ በለና ደቂ ሓላል መሬት❤💛💪
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 года назад
ኣፍቕሪት እንዳ ትሕሽ ዝኮኑኩም like👍🏿me 👇🏿
@bdjd1224
@bdjd1224 4 года назад
Welcome
@semeretiso6177
@semeretiso6177 4 года назад
Weagat faratat
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
የኑ ፍቅር ሰላም ዲካ ዝያዳይ ወዲ ሑመራ ጻዕዳ ኣነውን ኣብዚኣ ገረልካ እለኩ ሰላምካ ይብዛሕ ዝያዳይ ❤🙏💋
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 года назад
@@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ ሰላም የ ኣምላኽ ይመስገን ✞︎ኣሜን✞︎ኣሜን✞︎ኣሜን✞︎ ሸኳር ሓፍተይ
@thth6123
@thth6123 4 года назад
ቆናጀ
@hbfufhthfgt5413
@hbfufhthfgt5413 4 года назад
ካብ ስደት ተመሊስ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኩሎም ገዳማት ንክርኢ ናይ ኩሉ ግዜ ፆሎተይ እዩ በተለይ ኣክሱም
@መዓዛፃዲቅ
@መዓዛፃዲቅ 4 года назад
ሓስብ ልብኪ ይስመረልኪ አነለ ምስኪ
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 4 года назад
Yes that's my dream too
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 года назад
ሓሳብ ልበኪ ያስመርልኺ ዶሞ ደኩልና ይኹን ወለላይ
@ሃናጋልመቀለ
@ሃናጋልመቀለ 4 года назад
ሓሰብ ልብኪ ይስመረልኪ ኣነ ዉን ኩሉ ግዘ እየ ዝምነ
@ተመስጌንኣምላኬተመስጌንኣ
ሓሳብ ልብኪ ይስመረልኪ ዝያዳይ ኣነ ውን ከማኪ እየ ዝምነ
@sooqugalasbehalale270
@sooqugalasbehalale270 4 года назад
እዉይ ኣነ ሰ ኣክሱም ን ክከዉን ዓዲ ሓሞይ ንኣምላክ ኩሉ ጊዜ እየ ዝልምኖ እሰከ ይቅናዕኪ በሉኒ
@ግርማነሽ
@ግርማነሽ 4 года назад
ይቅናዕኩ ማዓረይ
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
ንዕልቲ ከአ ክከውን ኣነ ኻዓ
@sooqugalasbehalale270
@sooqugalasbehalale270 4 года назад
@@ጓልወያናይሻለቃመኮነን የቀንየለይ ዝያዳይ ካብ ሰደት ምሰተ መለሰኩ ሰበይቲ ሓዉኪ ክኮን እየ ግን የመሰግን
@lundkhwar2587
@lundkhwar2587 4 года назад
ብሓቂ ደስ ትብሉ ብሉፃት ቀፀለሉ ደቂ ሓላል መሬት ኣጀኹም ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳👌👌👌👌👌
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 года назад
እንዳ ትሕሽ ዓይነይ እንኳዕ ዳሓን መፃኩም መረፃ ከመይ ኣሎ 🇻🇳👏
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 4 года назад
ተጋሩ እዋኒ ድራር ዓይነይ እንካዕ ትግራይ ክትመርፅ እያ ወዲእናስ ትግራይ መሪፃ ዝብል ብስራት ንምስማዕ አብቀዐና እንካዕ ድማ አብፀሐኩም አብፀሐና ትግራይ መሪፃ መስገን🙏💒
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ኣቡሽየ ናተይ ቅመም ከማኻ ዝበለ ቆልዓ ሚልየን ቆልዓ ይወለድ ናተይ ተመራማሪ ንፉዕ ቆልዓ ብሓቂ ከመይ ድኻ ተሐጉሰኒ ናተይ ጅግና ፈታዊ ፍልጠት ሓደ ማዓልቲ መፂእና እንተረኺብናካ ኣብ ደፍተርና ትፍርመልና ትኾን መዘከርታ ግን ከይትኾርዕ እበር ክክክክክክ ኣይ እንተኾሪዕኻ እውን የጥዕመልካ እዩ ናተይ ቅመም ሙናየ ክዳንኪ ኣሰራርሓ ፀጉርኺ ክፅብቕ ማዓት ርሑስ ዓይኒ ዋሪ ይግበረልና ደቂ ዓበይቲ ሽኮር ማዓራር እስቲ ኩላ ትግራይ ጎብንዩ ብፍላይ ናይ ንግስቲ ሳባ ሙዝየም ገለመለታት ታሪኻት በጃኹም ጎብኒኹም ንእሽተይ ኣርኡዩና ደቂ ትግራይ ሓላል መኽሰብ
@ኣርያምጋልትግራይ
@ኣርያምጋልትግራይ 4 года назад
ኩራዓተይ ደቂ ዓደይ እንካዕ ናትና ኮንኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ እንካዕ ደስ በለኩም ን ዓድና ስላም,ፍቅሪ, ቅሳነት ዘለዎ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሓልኩም ፍትዋተይ
@ushshshzyshshah2229
@ushshshzyshshah2229 4 года назад
ክክክክክክ ውይይይ ኣቡሸይ ዝረከብካዮ ሓቚፍዋ ስዒሙዋ እውይይይ ሙናዋይ
@love.9390
@love.9390 4 года назад
ዋይ ናፍቀ ኣክሱም ገዛይ ኡፍፍፍፍ ኣየ ስደት ትሕሸየከ ናበይ ከይዳ ኣብ ገፃሊ ናይግድን ትሕሸ ሽኮሪናታት
@rahwagere4062
@rahwagere4062 4 года назад
Me too
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 года назад
Ayzoki ane wero eyu adey gn kab sdet mstemelesna aksum ksam yhasb kkkk ktgayshna diki
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ውይ እዙይ ፊልሚ እዙይ ክፈትዎ ማዓት ብፍቕሪ እየ ዝሪኦ ኣክሱም ዓዲ ዓበይቲ ዓዲ ልቃውንቲ ትግራይ ሽኮር ወለላ ማዓር ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗😗🌼🌼🌼🌼🌼🌼🥀🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌺🌾🌾🌾❤️❤️❤️❤️❤️
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ገና መንገድታት እናተሰርሐ እዩ ዘሎ ብዙሕ ይቀርዮ እዩ ማለት እዩ ትግራይና ደቃ የድልይዋ እዮም ኣብ ዓዶም መፂኦም ክሰርሑን ዓዶም ከማዕብሉን ክምዕብሉን ይግባእ ፈጣሪ ይሓግዝ እዋይ ትግራይ ማዓረይ ከመይ ድየ ዘፍቅረኪ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ሸዊትጓልሃገርትግራይ
ደቂ ትግራይ ማዓርይ እንኳዕ ሰላም መፃኩም ከም ከመይ ድና ፍትዉ ትዉዉ ነብለኩም
@ልጅዋናፋቂስደተኛዋ
ናይ መ/ርን አፍቃሪቱን ክርኢ ከለኩስ ናይ መርዓ መርዓ ሰብአየይ እዩ ዝዝከረኒ በተለይ ክተሃላለኹ ተለዉ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
እዛ መሬት ዝብል ፊልሚ ተቋሪፁ ድዩ ደቂ ዓበይቲ ማዓር? ኣነስ ማራ ተሻቒለ ፈጣሪ ይርዳኣዮም ማራ ጠፊኦም እኮ
@gualtegrayselamneakhiadeye3946
@gualtegrayselamneakhiadeye3946 4 года назад
Alo eyu marye
@samitigray4537
@samitigray4537 4 года назад
ብሰንኪ ኮሮና እዩ ክትመፅእ እያ ኩላትና ንፅበ ኣለና
@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
Ane keman yts'beya aleku bhanqewta
@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
ክክክክ ኣቡሸይ ፃዕዳ ላዪክ ሃቡለይ
@ጋልትግራይጋልትግራይ-ለ6ወ
እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ትሕሸይ ደስባሃሎ ቀፅልሉ💛💛💓💓
@ሸዊትኣክሱም
@ሸዊትኣክሱም 4 года назад
እታ ዝናፈቅኩዋ መንበረ ታወተ ፅዮን ዘዝካክርኩምኒ ብጣዕሚ እየ ዘምድህነኩ ማርያም ኣክሱም ማዓረይ ደይዳኪ ዝረግፀ ሉ ደይዳኪ ሰላም ዝብለሉ ንንሳሃ ስጋ ሃዶምኪ የብቀዐኒ ኣሜንን እንዳትሕሽ ክብረት ይሃበልና
@mezarmezar4361
@mezarmezar4361 4 года назад
ማር
@Rd-pt7fy
@Rd-pt7fy 4 года назад
እንኳዕ ኣብፅሕኩሙ ንሓደሽ ዓመት like
@salamahmm9007
@salamahmm9007 3 года назад
ኣብ ዝሀለና ሀልና ማሪያም ኣኩሱም ትሓልየና🙏🙏🙏🙏🙏
@ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
ኣኽሱም ሽኮር ካብ ትግራይ ዝፈትዋ ከተማ እያ ካብ ስደት ተመሊሰ ክሪኣ ከኣ ተሳፋ ኣሎኒ 💘🙏
@henokftwi8355
@henokftwi8355 4 года назад
Welcome enda Tehish
@fdrfcef8163
@fdrfcef8163 4 года назад
ልኣብሸይ ዝፈቲ like
@jemilaseid3565
@jemilaseid3565 4 года назад
Abush shukor like hibeka aleku
@ፅንዕትንዘይተርፍዓወትሀ
ኣብ ዝከድኩምዎ አክሱም ፅዮን ትሓልኩም እንደ ትሕሽ ሽኩርት
@ሽምኪጥዑምእዩማርያመይ
ላብ 6ይ መረፃ እንኳዕ ብሰላም አብፀሐና ደቂ ትግራይ ሓላላት ብኮፎይ እየ ሓዲረ መረፃ ክሻዕ ልጅመር
@ዓባይሃገረትግራይናይፍቅሪ
ሙቁራት ደቂ ትግራይ
@ትግራይረመፅእያንፀላእታ
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ትሕሽዋኒ መቀረት ዓለም መምህር መርሃዊ እባ ኣምፁኡልና ናበይ ጠፊኡ ኣጆኩም ኣለና ኣብ ጎንኩም ቀፅሉሉ
@bbdvdwbdb7060
@bbdvdwbdb7060 4 года назад
እንቃዕ ደሓን መፃኩም ብሃንቀውታ ክፅበ ቀንየ ፅቡቅ ስራሕ ንኣቡሽ ዝፎቲ ስከ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ከመይ ኣለኹም ደቂ ዓደይ ሓላል ንኡሽተይ ዘተዶ ሓሳባት ጉዳይ ዛዕባ ክነግረኩም ቆንጢረ ብዛዕባ ኣክሱም መንነት ትግራይና ፍቐዱለይ ኣንቢብኩም ሼር ብምክፍፋል ኣይትስነፉ ክብል እፈቱ። እዛ ፊልሚ ብምርኣየይ ብጣዕሚ ሓጎስ ኣሕዲርለይ።።። እዛ ብኢደ ጥበብ ብኢድ ኣቦታትና ዝተሰርሐት ሓወልቲ ጣልያን ወሲዱ ገሚዑ ሰቡሩ ዝተመለሰት ሓወልቲ ብመለስ ዜናዊ ጅግና ናብ ዓዱ ዝመለሳ ሓወልቲ ብጣልያን ተሰሪቓ ናብ ዓዳ ምምላሳ ዘረድእ ጥበብ ከምተረድኦ፣ ከምዙይ ይመስል፡ ማንም ትግራዋይ ኮነ ኩሉ ሓበሻ ብጥበብ ዓይኒ ዝተሰረቀ ሰብ ዋላ ይሰበር ይለወጥ ዜሩ ዜሩ ናብ መበቆሊቱ ዓዲ ከምዝምለስ የረደአና። እቲ ነባራይ ሓወልቲ ድማ፡ ዘይንቕነቕ ዝነበረናን ዘለናን ዝህልወናን ዘረጋግፅ መንነት ዓርስናን ህላዌናን ወዘተ ሓቒፉ ዝሓዘ ዛዕባ እዩ መንነት ዓድና እዩ ተቓሊሱ ዘምፀኦ ፍረ ምስ ፅንዓትና ይሕብር፣ ተቦተ ፅዮን ዘፅነዐቶ ሓይሊ እዩ ትግራይ ብኣምላኽ ሓይሊ ከም እትነብር ከምዘላ ዘረጋግፅ ይመስል። እቲ ወዲቑ ዘሎ ዓቡዩይ ሓወልቲ ድማ፡ ናይ ትግራይ ምዕባለ ስልጣነ ኣክሱምን ሳባን ወዘተ ዓበይቲ ስልጣነ ተመራሚሮም ዝሰንደቕዎ ጥበበ ምዕብልና ትግራይ ዝነበረ ፃዕሪ ፍረ ገጅፉ ከይዱ ነይሩ ኣዝዩ ማዕቢሉ ነይሩ ካብ ዝተበገሶ እዋናት ዘመናት ኣትሒዙ ማራ ሰልጢኑ ካልኦት ሃገራት ከማን ክወዳደርዎ ዘይኽእሉ በሊሕ ትግራውነት ነይሩ ግን ስኣን ዝንከባኸቦ ስኣን ዝሕልዎ ስኣን ዝነቕሐሉ ምኽንያት ወዲቑ ዓብዩይ ስልጣነ ኣቦታትና ዘቕመጡልና መንነትን ብዙሕ ጅግንነት ወዲቑ ይርከብ ኣሎ፣ ካብ ቋንቋና ኣትሒዙ ካብ ፊደል ኣጠቓቕማና ካብ ስንፈትና ካብ ፍልስፍና ምርምር ዕቤት ማንነትና ንቕሓት ኣበይ ከምዝወደቕና ምስትውዓል ዘይንደሊ መሲሉ ከምዝተርኣየ ኣትሒዙ ወዲቕና ኣለና ቋንቋና ካብ ምግዳፍን ምርሳዕን ጀሚሩ ወዲቕና ኣለና፣ ብዙሕ ናይ ኣቦታትና ልፍዓት ቕርስታት ክእለታት ታሪኻት ባህልታት ውሕልልና መነባብሮታት ጥበባት ተሰሪቑ ኣብ መንነት ምጥፍእ በፂሕና ኣለና ቡርቱዕ መንነትና ታሪኽና ጅግንነትና ጥበብና ወዲቑ ኣሎ እታ ሓወልቲ ተሰባቢራ ተገማሚዓ ወዲቓ ዘርኢ ብዙሕ ሚስጢር መፃኢ ነይርዋ እዩ። እታ ካብ ጣልያን ተገሚዓ ኣብ ዓዳ መፂኣ ዝተቸኸለት ሓወልቲ ግና ንዓዳ ብዙሕ መንቅሒ ደወል ኮይናቶ ኣላ ገና ጅግንነትና ምሉእ ንምሉእ ኣይጠፍአን ክንደየናይ ተረርቲ ምኾንና ብዋላ ሓደ ዘይንግዛእ ጠንከርቲ ምኻና የረድእ ብፈጣሪ ሓይሊ ኩሉ ከምንሰግሮ የተሓሳስብ። እተን ንኡሽተያት ሓወልቲ ድማ ገና እናተበገሳ ኣብ ምዕባይ ይርከባ ኣለዋ ዝተጀመረ ታሪኽ ናይ ሕጂ ወለዶ መናእሰይ ከምዝቕፅልዎ ከምዝምልእዎ ብሕድሪ ዘለዋ ሚስጢር ኮድ እየን ማለት እውን ብሓደራ ዘለዋ ውልደ ትግራይ ኣዕብዩ ክቕፅሎ ከምዘለዎ የረድእ። እም ኣሕዋተይ ብፍላይ ህዝቢ ትግራይ ሓበሻ ኹልኻ ንስልጣነ ዓድኻ ክትነቅሕን ዓድኻን ማንነትካን ኣፀቢቕኻ ሓዝ ናይ ፀላእቲ ደገ ኣሹንካንዶ ንምድሪ ሓበሻ ኣፍሪካ ብሙልኣ ዝጠቕሞም ፀራሪጎም ሰሪቖም ድሃ ዓድን ድሃ ኣእምሮን ክገብሩ እዮም ፃዕሮም ስለዙይ ንቕሑ ብማንነትኩም ኩርዑ ቋንቋኹም ፈፂምኩም ከይተጥፍኡ እቲ ቐንዲ ማንነትና ቛንቛና እዩ ናይ ባዕልና ሃፍቲ ንብረት ሓደራ ሓደራ ሓደራ ደቂ ትግራይ ማዓር ፈጣሪ ይሓግዝኩም ብቕድመኹም ይቕደመልኩም ኣዝዩ ይባርኩም ሰላሙ የብዘሐልኩም ንዓለም ኩሉ ሰላምን ቅሳነትን ፍቕርን በረኸትን ምሕረትን ጢዒናን የውርድ ፈጣሪ ኣሜን ፫። ፣፣፣
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ኣገላልፃ ዩ። ናይ ሐዚ ወለዶ ዳርጋ ዘየለና ኢናዋ ኣምላክ ባዕሉ ይሓግዘና
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
@@nwnjwwnwnjwwjnw8550 ፡ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወዲ ዓበይቲ ማዓር፣፣፣፣
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 4 года назад
እዛ ዲራማ 1ይ ክስዕ 21 ክፍል ተካትለየ ካብኡ ደብሩኒ እለ ኣቅሪፆዮ ሐጂ ግን አብ መብል 34 ክፍል ምስ ራአኩዋ ናይ አብሽ ዘሪባ ብጣዕም መስጥት ኮይኖም ፆንሖምኒ ክካታተል ጀምር አብሽይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ከሙኡ እውን አብ መላእ ኩርናዕ ዓለም ትርከብ አሕዋትይ እንካዕ 2013ዓ/ ም ብስልም አብፅሐና / ኩም አሜን
@saraabad6332
@saraabad6332 4 года назад
ከማይ ረኪበ አነ እዉን
@ተመስጌንኣምላኬተመስጌንኣ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፣፤፤፣
@ብሪጋልትግራይ-ሸ1መ
@ብሪጋልትግራይ-ሸ1መ 4 года назад
እስቲ ናይ ኣቡሸይ ፈተዉቲ ላይክ
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 4 года назад
ሰላም እንዳተሐሽ እንኳዕ ኣብፀሓኩም ንባዓል ሓዱሽ ዓመት 2013 ዘመነ ፍቅርን ሰላምን 💖💖💖💖ራህዋን 💕💕💕💕ቅሳነትን ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 года назад
Amen amennn amennn
@iloveadey6110
@iloveadey6110 4 года назад
Amen amen
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ኣቡሸይ ስልኪ ክህልዎ ኣለዎ ብስሩ በሊሕ እንድዩ
@abebasmurabebasmur7202
@abebasmurabebasmur7202 4 года назад
እንቓዕ ዳሕና መፃኩም ሽኮሪናታት ደቂ ዓባይ ትግራይ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለፋ
እንካዕ ዳሕን መፃእኩም ብጥዕሚ እየ ዝፈትየኩም ድማ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ግን 👉በዘይካ ትሕሽ ሸፈና ዘይብሉ ኬፈ የብሉን ስደታኛታት ድማ ብሰላም ንብ መሬትና ዓድና የእትወና ኣቡሽ ልሎም ትሕሽ ሸፈና ዝፈቲ👉Like
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ናይዙይ ሓወልቲ ሚስጢር ብዙሕ ነገር እዩ ብዙሕ ትንተና ኣይተዋሃቦን እበር ንመፃእን ናይ ሕጅን ዘሎ ነገር ዘፍልጥ ሚስጥራዊ ኮድ ምልክት ተፃሒፍሉ ተሳኢሉሉ እዩ ዘሎ እቲ ሚስጥራዊ ትርጉም ዝፈልጥ ግን ብመኖኮሳት ኣቦታት እዩ ብፃድቃናት ይፍለጥ እዩ እቲ ትርጉሙ ማንም ሰብ ክርደኦን ክፈልጦን ዝካኣል ኣይመስለንን ብፀሎት ሱባኤ ብምሓዝ ምናልባት ይካኣል እዩ ቀደምቲ ኣቦታትና ፈጣሪ ዝሃቦም ጥበብ ዝገርም እዩ ብሚስጥርን ብጥበብን እዮም ሰሪሖም ገዲፎሙልና ከይዶም
@zeduchannel4939
@zeduchannel4939 4 года назад
እንኳዕ ኣብፀሓኩም ንመልእ ህዝቢ ትግራይ መረፃና ከመይ ኣላ እስቲ ብመንገድኩም ዳ ተሐሸይ ዝፈትው ላይክ ሃቡለይ ደቅ ሓላል መሬት
@yonsho9684
@yonsho9684 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ቆንጆ
@milaluly6525
@milaluly6525 4 года назад
እታ መዝሙር ግን ትግርኛ ወይ ግእዝ ተትኾን ብዝኾነ ከምኡ እንዳበልኩም ትግራይ ብምልእታ ክትዘርዋ ተስፋ ይገብር
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ትኽክል ዝያዳይ ኣፍቃሪት ዓዳ
@woldaiabay3249
@woldaiabay3249 4 года назад
Very interesting. Thank you.
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ኣሰይ ትግራይና እናፀበቐት መፂኣ i miss you Tigeray my heart God bless you 😗😗😗😗😗😗😗🌼🌼🌼🌼🌼❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@yut9623
@yut9623 4 года назад
እንካዓ ዳሕና መፃአኩም እንዳ ትሕሸይ ሽካር ናፊቆኩም ቀንየ💘💘💘💋💋💋
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
እንቋዕ ብድሓን መፃኹም ደቂ ዓበይቲ ምቁራተይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗😗
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ 🇨🇳🇨🇳🇨🇳
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ንፍቕ እየ ኣቢለኩም ቀንየ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክቡራት ተፈተውትና እንዳ ትሕሽ ድራማ love you so much well done guys sweet great drama 😗😗😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ሰሉፍቅር-ዘ6የ
@ሰሉፍቅር-ዘ6የ 4 года назад
እንዳ ትሐሽ ሓባይብ
@meazi_mizu
@meazi_mizu 4 года назад
ኣቲ ሙናየ እቲ ልሎም ዘይትገድፍዮ መዘዝ ዋይ ክንዳኪ ኣነ ሓሪቀ ሙናየ ማዓረይ ልሎም ግደፍ ታይ ገበረት ዛሙና ክክክክ ብዝኮነ እንዳትሕሽ ማዓራት ሃልውልና ክንቀስን
@alemtsegai1363
@alemtsegai1363 4 года назад
ኣቡሽ ዓቢዪ ሰብ
@alemtsegai1363
@alemtsegai1363 4 года назад
ኣቡሽ ዓቢዪ ሰብ
@kebari9238
@kebari9238 4 года назад
Eza kola hto aleni ktbl enkola des tbleni 🇻🇳🇻🇳🇻🇳👌👌👌👌👌
@temesgen1378
@temesgen1378 4 года назад
Selam deki tigray
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
እንቋዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ዓበይቲ ማዓራተይ ክቡራት i love you guys sweet i like this mission well done guys love you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ብርሃንጋልትግራይ-ወ4ጐ
ኣዳ ትሓሸ ሙቁራት እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ኣቡሸይ ሙናየይ ልሎሞየይ ኮታሰ ክሊኦኩም ውድድድድ የኔ ማሮች
@yordanosgirmay3441
@yordanosgirmay3441 4 года назад
Woww
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 4 года назад
Willkommen deki tigray
@ሃናጋልመቀለ
@ሃናጋልመቀለ 4 года назад
ዶተሖሽ እንካዕ ዳሕና መፃኩም ንኩለኩም ተጋሩ ዉን እንካዕ ኣብፀሐኩም ንሓዱሽ ዓመትን ንመረፃ ታሪካዊ ዕለትን
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ውይ ኣቡሸይ ዝረኸቦ ዕዳ ክክክክክክክክክክ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@RUTATube-e6c
@RUTATube-e6c 4 года назад
እስቲ እቶም ላይክ ዝልምኑ ቅጭ ዘምፅእልኩም ኣብዚኣ ላይክ ግበሩ ንምፍላጥ እየ
@binihabeshawi1054
@binihabeshawi1054 4 года назад
ብጉርሕናካ ተገሪመ like hibeka aleku kkkk
@ksateli2689
@ksateli2689 4 года назад
ትግራይ ዓደይ
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 4 года назад
Eza gal afqereya aleku
@wasli8257
@wasli8257 4 года назад
እግዚአብሔር ምሳኩም ይኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክክክክክክክ አብሸይይይይ
@itsNatnael
@itsNatnael 4 года назад
ኽቡራት ናይ እንዳ ትሕሽ ተኸታተልቲ እና ልኹለኹም ትግርኛ ተዛረብቲ እንካዕ ን 2013 ዓ/ም ብሰላም ኣብፀሐኩም እንዳበልኩ ኣብ ቀረባ ጊዜ ዝጅምሮ ሓሪፍ ስራሕ ኒኦ ስለዚ እስኹም ድማ ኣብታ Profile ፎቶይ ብምንካእ ሰብስክራይብ ንክትገብሩኒ ብትሕትና ይጥይቅ። ትግራይ ንቅድሚት
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ትግራይ ፍልቕልቕቲ ዕንበባ ፍትውውውውውው 🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾🌾🌾🌾🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌾🌾🌾💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️💚💚💚💚💙💙💙💙💙💙💙💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖💜💜💜💖💖💟💙💙💗💝💖💟💟💗💝💙🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@nanilove9557
@nanilove9557 4 года назад
ሙናዋይ ሽኾር ክፈትወኪ ወለላይ💙💙💙💙💙
@ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
ጽራት ናይ ካሜራ ዋው ♥💛
@gebreamlakgidey6042
@gebreamlakgidey6042 4 года назад
ሉሎምን ሙናን ጭቅጭቅ ኣብዚሖም። ሓዲኡ እባ ግበርዎም ደረስቲ።
@Abi-gl2bg
@Abi-gl2bg 4 года назад
ኣኽሱመይ ዓዲ ዓበይቲ
@መርሃዊትሽሻይጎል70እንደር
አሰይይ እንዳ ትሐሽ ደስ ዝብል ድራማ ❤️❤️❤️❤️❤️♥️♥️♥️👍👍👍👍
@luwamdesta6896
@luwamdesta6896 4 года назад
ክፈትወኩሙ💋💋💋💕
@temesgen1378
@temesgen1378 4 года назад
Abush ✅✅✅
@Yy-uw9zd
@Yy-uw9zd 4 года назад
ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ትመረጽ ኣላ እልልልልልልል 💪💪💪💪😘😘😘🥰🥰🥰
@erieritrea6645
@erieritrea6645 4 года назад
pኣነ ውን ኣክሱም ክበጽሓን ካብ ዝደልየን ከተማታት ኢያ። ታሪኽ ቀዳሞት ኣቦታትና ክርኣን ከስተማቕርን።
@ጋልትግራይ-የ7ጠ
@ጋልትግራይ-የ7ጠ 2 года назад
ሽኮራት ፍጥረት
@rutahayilemariye2647
@rutahayilemariye2647 4 года назад
ኣብየ ምቁር የብካ 😘😘
@ሜሮንትግራወይቲ
@ሜሮንትግራወይቲ 4 года назад
ዋውው ኣንታ ናጣዓመ ኸደ እዩ ነገሩ ፣ኣነ ውን እግዚአብሔር ፍቃዱ ይኹን ከይደ በረኸት ጽዮን ክሳተፍ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ብድሓን ምፁ ብሃንቀውታ ንፅበየኩም ዝያዳ ምቁራተይ 😗😗😗😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🥀🥀🥀🥀🥀🌼🌼🌼🌼🌼❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@zafubrhane7829
@zafubrhane7829 4 года назад
😍😍😍😍❤❤🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@TgTg-qk5pq
@TgTg-qk5pq 4 года назад
Enka dhan metsakom mekrtey fetwetwa eye zeblkom 💓💓💓💓
@LL-pt6ub
@LL-pt6ub 4 года назад
😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘
@ፍቅርያሸንፋልፍቅሪእየምስ
ኣክስም ባ ኣሪእኹሙና ዳ ትሕሸይይይ ቀጽለሉ እስኪ
@gualaragure8784
@gualaragure8784 4 года назад
እውይ ዝሆተል ደስ ክብል አትራኖስ ሆተል
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
እወ ብጣዕሚ ኩሉ ትግራይና ከምኡ ተዝኾን
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 года назад
🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊 🌻🌻 መልካም 🌻🌻️ 🌻🌻 አዲስ 🌻🌻 🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️ 🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻 🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 года назад
👍👍👍👍👍👍👍👍👍ዳ ተሐሸይይይይይይይይይ👌👌👌👌👌👌
@testes5261
@testes5261 4 года назад
Eway eza zema deskitbleka bhaki semiaya ayfelitin eye gin nab gele wesidatini
@abebasmurabebasmur7202
@abebasmurabebasmur7202 4 года назад
አብሽይ ቅመም ክክክክ ማራ እየ ዝፈትካ መን ከም ኣብሽይ
@ልያጓልትግራይ
@ልያጓልትግራይ 4 года назад
ያ ንመጀመርታ እዋን ሎሚ ኮሜንት ፅሒፈ .ሰለ ምንታይ ብጣዕሚ ሕጉስቲ እየ እዛ ዕለት እዚኣ.እና መልካም ሓዱሽ ዓመት (2013ዐ ዘበነ ሰላም ". ፍቅሪ ይግበረልና🙏ኣቡሽ ዝፍቱ 👎
@አቤጓልሃገረትግራይ
ኣቡሸ ማዓረይ ፍትውትውውውው
@ኃልዓባይዓጋመ
@ኃልዓባይዓጋመ 4 года назад
ሕለሚ ኣለኒ ሕልሚ ኣኩሱም ምካድ ሓሳብ ልብኪ የስምርልኪ በሉኒ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ፈጣሪ ማዓረይ፣፣፣፣
@ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ
ሉሉመይ ሙናየይ ስወዳቹ ኮ ባብሸይ ❤💘💘💘💘❤❤❤💘💘💘💘💘❤❤🌻🌻🌿🍀🌹 ደሞ እንኳን ኣደረሳቹ💘❤❤❤💘
@salamali6702
@salamali6702 4 года назад
አሰይ ደቂ ትግራይ ጀጋና
@binyam1578
@binyam1578 4 года назад
ደስ ባሃልቲ 💐👋🧸💕💜✝️🏆☔️
@rahwagere4062
@rahwagere4062 4 года назад
Axum ❤❤❤
@jf4943
@jf4943 4 года назад
አስይ ሙቁራት
@azebnegash3459
@azebnegash3459 4 года назад
Esiki Labush zfotu Lake gchewinu 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪👍👈
@helloafrica412
@helloafrica412 4 года назад
ለባማት ንህዝቤይ ደው ዝበለት ተኻታታሊት ድራማ ኣጀኩሙ
@الاونعىا
@الاونعىا 4 года назад
Ata admen tanan yhbcum fetari motna sahac
@merigaltigray1093
@merigaltigray1093 4 года назад
enkan bdahan metakum
Далее
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
/በስንቱ/ Besintu EP 45 "እንድገም?"
34:56