Тёмный

Fikri mizan Part 1 ፍቕሪ ሚዛን ክፋል 1 ተኸታታሊ ፊልም ትግርኛ 2015/23  

ኣሞሌታ ሚድያ Amoleta Media
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 109 тыс.
50% 1

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም .......ፍቕሪ ሚዛን ወትሩ ቀዳም 2፡10 ብኣቆፃፅራ ግዕዝ ይዝርጋሕ
ኣሞሌታ ሚድያ መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትኮኑ ንምነ።ኣሞሌታ ሚድያ ሐዚ እውን ዓበይቲ ሰነ-ጥበባውያን ትግሪኛ ዘካተተ ፊልም ሒዙልኩም መፂኡ ኣሎ ሰብስክራይብ ሼር ብምግባር ምትሕብባርኩም ኣይፈለየና። የቐንየልና!
ፍቕሪ ሚዛን ክፋል 1 ተኸታታሊ ፊልም ትግርኛ 2015/23 #tigrignafilm2023 #fikri_mizan_part_1
Welcome back to Amoleta media RU-vid Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you! #tigrignafilm2023 #ፍቕሪ_ሚዛን #fikri_mizan
©All rights reserved:-Amoleta media

Опубликовано:

 

20 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 826   
@selamburuk
@selamburuk Год назад
አብረሃምይ ዝፈቱ👍ኩለኩም ጎቦዛት አብ ጎንኩም አለና ቀጽልሉ ተጋሩዋይ💚
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን ወለላይ🎉
@دحوومغانم
@دحوومغانم Год назад
አጆና ናይ ባዓልና ሚድያ ናዓቢ ደቂ ትግራይ ሓላላት አብ ጎኒኩም አለና
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd Месяц назад
❤❤❤
@ሄሩጓልትግራይሓላል
ዋው ፍሉይ ስራሕ እንኳዕ ብድሓን መፃኹም በርትዑ ተጋሩ ብሉፃተይ ናይ ባዕልና ትግራይና ነዕቢ ሰላምን ራህዋን ነቲ ለዋህ ህዝብና💘💙💞🥰
@ራየታይሃረር
@ራየታይሃረር Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ሰላምን ፍቅርን ንለዋህ ህዝብና ይምፀአልና ደቂ ትግራይ ዓደይ🙏💛❤️
@KisuKisu-me6ks
@KisuKisu-me6ks Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩሞ ሰላምን ፍቅርን የውርደልን ፍጣር አብርሸይ ፅብቅ ጀማሮ ሰናይ ዑዱል ምሰ መሳርትሕትካ😍😍❤😘😘😘
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@KisuKisu-me6ksደምረን🎉
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ኣብራሃመይ ጅግና ደራሳይ ኣጆኻ በርትዐልና ኣብራሃም ዝፎቲ ላይክ💛❤💛❤💛
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብሰክራይብ ግበርለይ🎉❤
@ቡራህተሰፍይ
@ቡራህተሰፍይ 8 месяцев назад
ኣንካዕ ብሰለም መፃእኩም ጀገኖ ደቅይ ትግራይ
@zoozzaaz4468
@zoozzaaz4468 Год назад
ን ተጋሩ አሕዋተይ ንፍትወኩም በዓለና ንበዓልና ንፍትው ክቡራት Like ግበረለይ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
@ናኦድኣስመሮም
@ናኦድኣስመሮም Год назад
ኣብርሃም ደራሲ ኮይንካ ጸንሕኻ በል ደስ ዘብል ኢዩ ቀጽሎ ። ❤❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
@Lovelove-eo4fk
@Lovelove-eo4fk 11 месяцев назад
ኣብርሃም እቲገጸባህሪ ከቢድዎ መስለኒ ኣብርሸይ ኣጆካ በርትዕ❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
@ወይኖይዓለመይ
@ወይኖይዓለመይ Год назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ነይሩ እታ ዘይፎትዋ ሕዋስ ዓረብ ኣይትሕወሱ ጀዊዕኺ ሸይፈኪ ዶ ገለ ዝብል ፕሊስ ይተኣገድ ብትግርኛኹም ዳኣ❤💛
@suziteklu8490
@suziteklu8490 Год назад
ጎረቤትና ጹቡቅ ስራሕ ሒዝኩም ትቀላቀሉ ኣለኹም ቀጽልዎ በሉ ሰላማዊ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን
@QIOAry-bj3xq
@QIOAry-bj3xq Год назад
ጎሮቤትና ❤❤
@የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
አብ መፃወድያ ትሰርሕ አዴን ብጣዕሚ ዝፈትዋ ተጋርዋይ#❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
@kiduteklehaymanot5552
@kiduteklehaymanot5552 Год назад
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ በርትዑ ተጋሩ ኣሕዋተይ ንሕና ተኸታተልቲ ከዓ ላይክ ሼር ብምባል ነበረታትዓዬም ❤❤❤
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ Год назад
እንካዕ ዳሕን መፃእኩም ምስ ሓድጉ ፍቅሪ ሒዙኒ😢😢ሽምግልናማ ኩድለይ ኮሜንታተሮች😂😂😂😂😂
@ልኩሉግዜኣለው
@ልኩሉግዜኣለው Год назад
ሓሳድ ናተይ እዩ❤
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Год назад
ሰናይ ዕድል ሓድጉዋይ ንፈትወካ ኢና❤
@samerasamera5140
@samerasamera5140 Год назад
ብጣዓም ደሰ ባህሊ❤❤❤❤
@ልኩሉግዜኣለው
@ልኩሉግዜኣለው Год назад
ኣፍቅረዩ ኣነ😢
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Год назад
@@ልኩሉግዜኣለው ክነግረልኺ ደሞ አጋጣሚ ኮይኑ ወዲ ሓትነይ እዩ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@samerasamera5140ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@ልኩሉግዜኣለውሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
@ጓልሰብዓ
@ጓልሰብዓ Год назад
ተጋሩዋይ ቀፅልሉ ሓድጉ ሓወይ ብናይ ባዓልካ ድርሰት ደሪስካ ክሪአካ ብጣዕሚ ይህንጠ ነይረ ደስ ይብል ብጣዕሚ ቀፅለሉ❤❤❤❤
@fethanags
@fethanags Год назад
ሓድጎ ጅግና ብጣዒሚ እና ንፈትወካ 💘💘💘💘💘💘
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@fethደምረን🎉anags
@ሕብንቲትግራወይቲ-ፀ2ጀ
ብጣዕሚ ፅብቅ ደቂ ትግራት ሓላላት ፍጥረት ማራ ደስስስስ ባሃሊ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ብሉጻትና ኮባክብቲ ትግራይ❤❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Год назад
እንካዕ ብሰላም መፅእኩም እንዳ ፍቅሪ ሚዛን ፅብቅ ስራሕ እዪ ቁፅልሉ ብፍላይ ኣቦራሃም ደራሲ ብምካንካ ብጣዕሚ እዩ ደስ እልኒ ኣብራሃም ብሓቂ ጎበዝ እካ ቀፀለሉ ዝሓወይ❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ከምዚ ኣይተፀበኽዎን ኔር ካብ ዝተፀበክዉ ንላዕሊ ኬንኩም ሰሪሕክምዎ ማራ ተሓጊሰ ቀፅልሉ ጎቦዛት ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤
@blean1214
@blean1214 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድራማ ቀፅልሉ ኣሕዋተይ ብዝተከኣለና መጠን ከነባራታትዖም ንፈትን ናይና ምዕባይ ይሕሸና ተጋርዋይ ኣዮኩም ጀጋኑ ቀፅልሉሉሉ❤❤❤❤❤❤
@saharasharkmohamad3785
@saharasharkmohamad3785 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ተስፋ ይገብር ብፅቡቅ ክትቅፅል ደሞ ፅቡቅ ምጅማር ይግበረልኩም
@wejereteyti6678
@wejereteyti6678 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋ ቀፅልሉ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
ኣብ መፃወድያ ትሰርሕ ዝነበረት ቆልዓ ሪአያ ኣሰይ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ💛❤💛❤❤❤💋💋💋💋✊✊✊
@sgry8020
@sgry8020 Год назад
እወ እተን ከልተ ኣብ መፂወድያ ይሰርሓ ነይረን ብጣዓሚ እየን ኑፉዑት❤❤❤❤
@rgibirgibi3263
@rgibirgibi3263 Год назад
ቆናጁ ግና ካመይራ ፅዳት ይገበሮ እትብሉ 👍ግበሩ
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
ታይ ኮይኑ
@ሳምሪዬፍቅር
@ሳምሪዬፍቅር Год назад
ፅዳት አማርኛ እዩ ፀረት እዩ ዝባሃል
@axumawit381
@axumawit381 Год назад
​@@ሳምሪዬፍቅርዋላ ኣብታ ፊልሚ አማርኛን ዓረብን ይሓውሱላ ኣለዉ ጽሩይ ትግርኛ ናይ ትግራይና ክኸውን ኣለዎ ብዝተረፈ ጽቡቅ ጅማሮ
@letushhaylay-nq7nq
@letushhaylay-nq7nq Год назад
ሓዱጉዋ እቲይ ናይ ቀፃሊይ ግን ሓደ ማዓልቲይ ክቀርዮ ከሎ 2ደቂቃ ቆሪፅኩም ስደድዎ🙏🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
@LiliKing-ku6dt
@LiliKing-ku6dt Год назад
ተመሰገን ዝፈትዋ ሰብ ሪኣ ዛ መብሪሂት ኮይና ተሰረሐ ላ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ብሓፈሻ ኩሉኹም ተጋሩ ይፈትወኹም እየ❤💛
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን ወለላይ🎉
@ቲጂዕባይጎላጉልሽረ
ዋውው ገራሚ ድራማ ቀፅልሉ ደቂ ሃገረ ትግራይ⭐️❤🥰🥰🥰🥰
@freboy738
@freboy738 Год назад
እንኳዕ ብዳሓን መጻኩም ❤️💛 🥰 በርትዑ ካብ እንዳማትና ፊልሚ ምርአይ አገላግሉና👌
@galtgiray9595
@galtgiray9595 Год назад
ይበል ተጋሩዋይ❤❤ ፅቡቅ ጅማሮ በርቱዑልና ኣብ ጎንኩም ኣለና🥰
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ Год назад
እንኳዕ ብስላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት ዘርኢ♥♥♥♥♥💊💊💊✊
@gix9374
@gix9374 Год назад
ኣሰይ ተጋሩዋይ እናሳሓቅኩም ንቦርለይ ብክያት ወዲ ብክያት የርሕቀና ፈጣሪ ኣቦይ ትግራየይ ንፍቅ እንበር ኣቢለኪ ሳላምኺ ዝዘረገ ዘላኣለም ይዘረግ
@سلطانالعنزي-و4ر6ذ
ኣሜን 🙏❤️
@fsahayadego7906
@fsahayadego7906 Год назад
ይቅርታ ኣሕዎት ካሚራ ኑፁር ኣይኾነን ኣሕዎት ኣብ ቀፃሊ ኣስተካክልዎ ❤❤❤
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 Год назад
ቀፅሉሉ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ!ነገር ግን እትጥቀምዎ ኣገላልፃ ዘረባ ብህድእ ዝበለ መንፈስን ብጡዑም ልሳንን ንኽትጥቀሙ ብዝተኽኣለ መጠን ፈትኑ!ሓደ ዓይነት ቃል ብተደጋጋሚ ዘይምጥቃም ብሙሉእ ዓርሰ እምነት ዝደለኻዮ ነገር ደፊርካ ምዝራብ ተረርትን ልስሉሳትን ቃላት ብትኽክል ኣብ ቦቶኡን ግዜኡን ብደንቢ ፈለኻ ምጥቃም!ብዝተረፈ ጎብዙ ካብዚ ዝበለፀ ከም እትሰርሑ ድማ ተስፋ ይገብር!
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Год назад
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ደስ ትብል ድራማ ኣይትዝግዕና እኩም😍😍የሕዋተይ ሳብስክራይብ ግብርለይ ኣይክፈሎን እዩ
@ምልአትአብርሃ
@ምልአትአብርሃ Год назад
አሰይይይ ተጋሩዋይ ሙቁራት ናይ ባዕልትና ሚድያ ነዕቢ❤❤
@letishkebede5965
@letishkebede5965 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ❤❤❤❤💛💛
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ተጋሩዋይ ፍቅርታት እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም😍💟
@tesfaygidey6057
@tesfaygidey6057 Год назад
ብጣዕሚይ ፅብቅ ጅማሮ እዩ ቀፅልሉ ጀጋኑ
@ንግስቲነብሳትግራወይቲ
ኣቡሩሸይ ፅቡቅ ስራሕ ወዲ እነዋ ❤❤❤ቦጣዕሚ ደስ ዝብል ቀፁሉሉ
@ሙሉእሰላምይግበረልና
ተጋሩ ኣሕዋተይ ነበራትዓዮም ገዛና ነዕቢ
@SalamSa-ym8ju
@SalamSa-ym8ju Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት ኣጆኹም ክዓ ኣለና ኣብ ጎድንኹም በሩቱዑሉና ✝️
@abeba429
@abeba429 Год назад
ብሉፅፃተይ ሰናይ ናይ ስራሕ ዕድል ❤❤❤
@Grma_Tigray
@Grma_Tigray Год назад
ተጋሩዋይ ጀጋኑ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ቀፅልሉ❤❤
@lshlii
@lshlii Год назад
asey. tegaruway truyat ketlulu💖💖💖💖💖💖💖💖
@AhmedAli-df5pw
@AhmedAli-df5pw Год назад
ኣንኾዕ ዳሓን መፅኩም ዞም ናተይ ሰናይ ዕድል ❤💗😮
@FfGg-wh1kb
@FfGg-wh1kb Год назад
ኣሰይይይይ ደስስስስ ዝብል ስራሕ እዩ ሓድጉ ለባመይ❤
@samisami7113
@samisami7113 Год назад
ዋው ልገርም ጅማሮ ቀፅልሉ ደቅሪመይ
@birbir40
@birbir40 Год назад
እንዃዕ በሰላም መፃከም♥️💛🙏
@Ghry-w8g
@Ghry-w8g 7 месяцев назад
እንካዕ በሰላም መፃኩም❤❤❤❤❤
@harertachannel3131
@harertachannel3131 Год назад
ዋውውው ገራሚት ፍልም ኣብርሽ ጅግና ኣይተፀበኹን ነይረ ክሳብ ክንድዚ ክእለት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምስ መስርሕትኻ🎉🎉🎉🎉
@ggcf1371
@ggcf1371 Год назад
❤❤❤❤
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 Год назад
እንካዕ ብስላም ምጻኩም ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 Год назад
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት🥰🥰 ፅቡቅ ምጅማር ስራሕ ይግበረልኩም ገብዙ አጀኩም🥰🥰❤❤
@kibromkibrom3769
@kibromkibrom3769 Год назад
ሚድያ ና ነዕቢ ላይክ ሼር ሳብክራይብ ብምግባር ነተባባዓዮም ፍረዩልና ጀጋኑና ❤❤❤
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix Год назад
ክፅበየኩም ቃንየ ተጋሩዋኒ እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም 🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ😊
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ😊
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹ ጽሩያተይ ዋየ ዝፈትወን ተዋሳእቲ መጻወድያ መጺአን🥰❤_
@Heufrfzgfdr
@Heufrfzgfdr Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ጀጋኑ❤❤
@ሜሪጋልሃገረትግራይ-ጐ5ደ
ክፅበየኩም ቀንና እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፍትዋት ደቂ ትግራይ❤❤❤
@Haftom9568-ro8mf
@Haftom9568-ro8mf Год назад
ኣብራሃም ዝፎትስ እስኪ ላይክ ግጨይዋ
@ጓልሽረ-ሸ2ቈ
@ጓልሽረ-ሸ2ቈ Год назад
ተጋርዋይ ደመይ ፅቡቅ ስራሕ❤
@hshsususj4005
@hshsususj4005 Год назад
እንካዕ ብደሓን መፃኩም ፅቡቅ ስራሕ ይምነየልኩም❤❤
@ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ
ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ 🌿🌾ትግራይ ልዘላአለም ትንበር💊🌿
@YrgalemAmenay
@YrgalemAmenay 2 месяца назад
ይመችኹም ኣሕዋተይ
@اللالل-ل8ض
@اللالل-ل8ض Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሪት❤❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ፅርያት❤❤❤❤❤❤❤❤
@kalkidan555
@kalkidan555 Год назад
እንካዕ ብሰለም መፃኡኩም እንዳ ፍቅሪ ሚዚን ፁቡቅ ስራሕ እዩ ቁፅሉሉ ክንፅብየኩም ቅኒና❤❤❤❤
@galwukro
@galwukro Год назад
እንኳዕ ዳሓን መጻኩም ኣብራሃመይ ይፈትወካ እየ ማዓረይ🥰❤️⭐️
@amenamen4996
@amenamen4996 Год назад
❤️🥰🥰🥰
@AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
አሰይይይ ብጣዕሚ ደሰሰሰ❤ልብል ዞምናተይ ቀፅሉዎ ❤ሓዱጉዋይ በርትዕ ዙጎይታ ፀባይ ንፈትወካ ኢና❤❤
@selam9178
@selam9178 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ🙏❤💛🎉
@ጋልወይንአየ
@ጋልወይንአየ Год назад
እንካዕ ሰላም መፅኣኹም ደቅኖ ፅቡቕ ናይ ስራሕ ግዜ ይግበረልኩም ♥️🙏🏽
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ፅብቅ ስራሕ ፅልሉ አጀኹም🥰🥰🥰_
@kahasitgaltigray325
@kahasitgaltigray325 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ትግራይ መዓረይ❤❤❤❤
@ንግስቲ-ጠ1ዠ
@ንግስቲ-ጠ1ዠ Год назад
እንኻዕ ብሰላም መፃኣኩም ደቅይ ትግራይ ሓላላት❤
@lemlem4809
@lemlem4809 Год назад
❤❤❤❤ኣይዞኩም ዞም ሓተይ መሳናክል እንተጋጥመካ መጠንከሪካ እዩ ቃፁሉሉ🙏
@mesitesfay5885
@mesitesfay5885 Год назад
ቀፅሉሉ ደቂ ሓላል መርየት ተጋሩ❤❤❤ አብርሽየ አድናቒትኻ እየ
@meazamearg9123
@meazamearg9123 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@GxCy-e3z
@GxCy-e3z Год назад
እንኳዕ ብደሓን መፃኩም ሰላምን ፍቅርን ንህዝብናን ሃገርናን❤
@SenaytMahir-hr6ph
@SenaytMahir-hr6ph Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ደቂ ዓባይ ሃገረ ትግራይ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv Год назад
አንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ❤🎉
@ibexproduction1
@ibexproduction1 Год назад
Keep up the good work my dears! ቀጽልሉ ኣቱም ጀጋኑ! ጥበብና ይዕበ!
@hiwi2141
@hiwi2141 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹምና ኣሕዋተይ ዘይወረደት መሲሉኒ ነይሩ ብሉፅ ሰራሕ❤🥰
@salojj2828
@salojj2828 Год назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ምቁራት😘❤❤❤❤
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
🎉🎉🎉🎉🎉እንኳዕ ደስስ በለካ ኣብራሃም ወደያ ዘጌ🎉
@Zeni-q2v
@Zeni-q2v Год назад
ብጣዓሚ እዩ ደስ ዘብል ተጋሩ ዋይ ቃፅልዎ ኣብ ገንኩም ኣለና💛❤️
@እየሩእየሩ
@እየሩእየሩ Год назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ቀፅሉ
@ቲቲሓፍቲመብርየወዲፀጋይ
እንቆዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሪመይ ፅቡቅ ጅማሮ አጆኩም💊💊💊🙏🙏🙏
@dodoz7014
@dodoz7014 Год назад
አእንካዕ ብሰላም መፃእኹም ደቂ ትግራይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@merigaltigray8904
@merigaltigray8904 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋርዋኒ ነታባብዓዮም ደቂ ትግራይ ዓደይ ❤❤❤
@ጋልዓጋመ-ፈ1ኈ
@ጋልዓጋመ-ፈ1ኈ Год назад
ተጋሩዋይ❤🎉
@masho4931
@masho4931 Год назад
ኡንካዕ ባሰላም መፁኩም ፁብቅ ጅማሮ ቀፁሉሉ ተጊሩዋይ።
@galweyin9061
@galweyin9061 Год назад
ፅቡቕ ስራሕ
@Fre-w3u
@Fre-w3u Год назад
ተጋሩዋይ ክበሩ ንበሩ😊❤❤❤🎉🎉🎉
@salojj2828
@salojj2828 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት ተመስገን ብሃንቀውታ ክንፅበያ ዝፀናሕና❤❤❤❤❤
@swsw7522
@swsw7522 Год назад
አጆኩም ተጋሩዋይ ንፉዓት ቀፅሉሉ አብ ጎኑኩም አለና❤❤❤
@Adichannel-tf7io
@Adichannel-tf7io Год назад
ዋዉ ደስ ባሃሊ እዩ ዘረባኹም ግን ደረቅ ክኾን አለዋ ማራ ስለዝሕዘለይ እየ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Год назад
ዋይ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተፀብን ከም ዝይሕልፍ❤❤❤❤❤
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ደቂ ቅድስት ሃገረ ትግራይ
@EsayasGebremariam
@EsayasGebremariam Год назад
ተጋሩዋይ
@selamawit6916
@selamawit6916 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ💛❤💪
@MohamedMohamed-yq5dl
@MohamedMohamed-yq5dl Год назад
ኣሰይ ተጋሩዋይ ማዓረይ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደስ ዝብል ስራሕ እዩ❤🙏
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ካብዚ ዝበለፀ ግን በርትዑ ❤
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ክቡራተይ ❤❤💛
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዛ ሓላል መሬት ❤ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ኣድጋተይ ኣጆካ ብርትዕ broy❤❤❤🎉🎉🎉
@Slera-ge8sl
@Slera-ge8sl Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋ 😘😘😘😘
Далее