Тёмный

Fnan Adal ft Sami Wedi Hailay - Metkel (መትከል)- New Tigrigna Music Video 2021 © Venus music 

Venus music
Подписаться 71 тыс.
Просмотров 286 тыс.
50% 1

Google+ :- plus.google.co...
Facebook :- / yfmvideoproduction
Subscribe :- / @venusmusic896
Check Out New Ethiopian Musics,Eritrean Music,Comedy and More Videos by YFM RU-vid Chanal
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2021: Venus RU-vid CHANAL

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,2 тыс.   
@kahsamebrahtom2907
@kahsamebrahtom2907 2 года назад
እዛ ዜማ ምሰ ሰምዐ "እዛ ቆቢዐይ" ትብል ደርፊ ናይ ኣባዲት ደሰታ ደርፊ ዘኪሩ መን ኣሎ ድፍቅፍቅ ዝበሎ💔💕 ሓድሽ ነገር የለን ናይ ዝሓለፈ ታሪክ እዩ ተደጊሙና ዘሎ ለብዘበን ተጋሩ፡፡ ፅቡቕ ሰራሕ ኣሕዋት👏😍
@tititsegay3467
@tititsegay3467 2 года назад
ባዕላ ካባኣ ዝተወሰደት ዜማ ምዃናኮ ገይሮማ ኣለዉ ዛስእሊ💜✊
@ህግደፍመንሽሮሃገር
ኣነ ኣለኹ
@kahsamebrahtom2907
@kahsamebrahtom2907 2 года назад
@@tititsegay3467 ባዕላ ኣይገበሩን ኣይበልኩን ሓፍተይ🙏 ዳሓር ክዓ ተዘይኣቢብክዮ እንበር ዜማ~ሽመንዲ ገብረማርያም ኢኮ ኣለምዎ ኣለው፡፡ ሸመንዲ ገ/ማርያ ማለት ንኣባዲት (እዛ ቆቢዐይ) ትብል ግጥምን ዜማን ዝስርሐላ እዩ፡፡💗 ኣነ ዝበልኩ ነታ ደርፊ ዘኪሩ ድፍቅፍቅ ዝበለ ወይ ዘስተንተነ እየ ዝበልኩ ማዓርዋይ🙏💗💗
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 2 года назад
ኣነ☝
@Habu98
@Habu98 2 года назад
@@ህግደፍመንሽሮሃገር ወዲ እክለ ዓርከይ ረኺበካ💙😂
@ቲቲጓልዞምጀጋኑተጋሩ
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሰብ ሕልና ኣሕዋትና ኣጆኩም ኣጀና ሐዝውን ዓወት ናትና እዩ ቀፅሉሉ💛❤️💙
@yordanos1368
@yordanos1368 2 года назад
♥️♥️🥰
@iskiqm3496
@iskiqm3496 2 года назад
@@grmalmangesom3593 mesaka alku hawey natey ezom komalat eritrawiyan enda belu gen tegaru yedgfu mesakin mehret yewrdelom
@berakimehari6180
@berakimehari6180 2 года назад
ደቂ ኣክሱም ኣዶሊስ ሓቢርና ህላወና ነውሕስ ሓቢርና ንቃለስ ህላወና መታን ክውሕስ
@ghudadteweldemedhin4083
@ghudadteweldemedhin4083 2 года назад
@@grmalmangesom3593 akalguzay nebahl
@Mekeregna_sdetegna
@Mekeregna_sdetegna 2 года назад
@@grmalmangesom3593 akeleguzay nbahal ata dufun hangol seb seb chino bedni
@ኣዶናይሓዊእታቀያሕ
ኩሉ ግዜየ ኣኩለጉዛይ ኮይንካ ክትፍጠር ኣለካ ኣቡኡ ኣሎ ሕልና ሰብ ሕልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጽቡቅ ስራሕ
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 2 года назад
ygermeka iuu
@tekeatekle7559
@tekeatekle7559 2 года назад
You 'r Right 😘😘😘😘😘😘❣❣❣❣❣💋💋💋💋💋
@merhawisuim3923
@merhawisuim3923 2 года назад
💙💙💙💙
@dc8625
@dc8625 2 года назад
Nay bhaki hawey marey tibat win 🥇 Abu alo bro 😎
@ነጺሽኮር
@ነጺሽኮር 2 года назад
ብሓቂ ኣከለ ደመይ
@ቲጂጓልትግራይ-ተ2ዸ
@ቲጂጓልትግራይ-ተ2ዸ 2 года назад
ፅቡቅ ስራሕ ሰብ ሕልና ኣሕዋትና ክንዕወት ኢና ኣጆና ተጋሩዋይ🙏💊💪💪💪💪
@wediweyenti7586
@wediweyenti7586 2 года назад
ጀጋኑ ሰብ ሕልና ዘበን ፍቅርስ ሰላም የምፀልና ኣምላክ🙏
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
ምስ ዚኦም ዓመፅቲ ድምነት እምቡሪ ሰላም ኣይንኮንን ኣብ ልዕል ህዝብና ዝፈፀምዎ ግፍዒ ኣብ ፈለስቲ መረሕቲ ሃይማኖት ዝፍፀምዎ ግፍዒ ኣንርሽዖን😏
@Tumuzgi-millionaire
@Tumuzgi-millionaire 2 года назад
እንቋዕ ትግረዋይ ወዲ ሰንዓፈ ኮንኩ። ተጋሩ ደቂ ኣከለኩዛይ ዝኾንኩም እስከ ላይክ ጽቀጡለይ።
@hailetewelde1465
@hailetewelde1465 5 месяцев назад
Kesab lomi do tigraway tebel tehelu 😂😂😂
@Tumuzgi-millionaire
@Tumuzgi-millionaire 5 месяцев назад
@@hailetewelde1465 ሕልኩስ ተማሃር
@tigraysebalewa7553
@tigraysebalewa7553 2 года назад
ከመይ እንትፈጥሮም "ዩ ካብዚ ኩሉ ዓሰገስገስ ዝደንቆረ ወሎዶ ከም ወርሒ ደሚቖም ክወጹ ዝኸኣሉ?? ብዕድመ ዓበይቲ ከይኾኑ መናእሰይ🤔 ብዝኾነ ክፈትወኩም መዓት የ ኩሉኹም #ጩራውያን❤️💛 ከይትሕለሉ ዝመጸ ይምጻእ ፈተና 💪
@biniamtekie2716
@biniamtekie2716 2 года назад
ዝደንቆረ ወለዶ ዶ ኢልኪ ንነብሶም ከም ዝጸረፍክዮም ኣይተረዳኣክን እምበር ደንቆሮ ዶ ዳኣ የብየካን ኣብ 2ተ ሰሙን ኣብ ባዓቲ ይስፍረካ ኮይኑ ብልሕኹም ንምንታይ ትጥቀምሉ እስከ ንገርኒ
@ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ
አካለ ጉዛይ ካሕሳኩም ካብ ፈጣሪ ርከቡዎ እምበር ንዓኩም ዝከዉን ቃል የብለይን ፈጣሪ ይሓልኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💛❤️💊
@alenadema8334
@alenadema8334 2 года назад
Kahsana hizbi tigray kabzi kulu yegemat wexiu nabti nbur hiwetu mimlas yu mikalna💛💛💛🙏💙💙💙
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
መቃባጠርቲ ኣይትኩኑ ተጋሩዋኒ ትማሊ ናያቶም ወታደራት እዮም ልኣሕዋትና ዝርሹና ልኣዴታትና ዝዕምፁ ልፈላሲት ዝዕምፁ ዝነበሩ እዚ ኣይትረሽዑ ናትና ስራዊት ኣብ ልዕል ህዝቦም እዚ ካብ ዝፍፁሙ ኔሮም ዝቅቲ ክትደይ ምበሉና ኔሮም ዚኦም ግን ቱጋሩ ለዋሃት እዮም ላበሉ የቃባጡሩና ኣለው ልህዝቢ ትግራይ ምቅብጣር ኣይድልዮም።
@dc8625
@dc8625 2 года назад
Xamana hizbi Tigray Selam nusu eiu xemana men ni me. Eiu emo ajokum tigru lomi xibhan abi godnikum
@ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ
@@dc8625 ክብረት ይሃበልና ይምነለይ ደቂ አካለ ፍቅሪ💛❤️
@ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ
@@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ ቅብጥር አይኮነን ሰበይ ምስገና እዩ እሺ ወታደር ናቶም ምኾኖም እፈልጥ ግን እዚኦም ካብቶም ወታደር አምሊጦም ሃገሮም ገዲፎም ዝወፁ እዮም ናፍቆት ስድራ ከይበርተዖም ግን ናዓና አጆኩም ይብሉና አለው ስለዚ ክብሪ ይግብኦም
@dejensultsn1220
@dejensultsn1220 2 года назад
ዋውውውውውው ኣንታ ኣነስ እንቃዕ ናትኩም ኮንኩ ሓራም ተመስገን ኣጆና እስከ ሓቢርና ንቃለስ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 2 года назад
ኣድነቅቲ ፍናን ኢድኩም ንላዕሊ ደቂ ኣከለ ፍቅርታት ❤ ፍትሓውያን ንዓኹም ዘለኒ ኽብሪ ብቃላት ኣይግለፅን መቃልስትና ኣቱም ጀጋኑ ኣብ ቃልሲ ትግራይና ዝስራሕክምዎ ታሪካዊ ውግንና ልውልድ ወለዶ ኣይርሳዕን ትግራይና ትስስር✊✊✊💊💊💊💊 ክበሩ ንበሩ ደቂ ዓበይቲ
@senaitbahta5361
@senaitbahta5361 2 года назад
Good job ጀጋኑ 💛💛💛💛 ኣጆኹም ክወግሓልና ቀሪቡ ኢዩ መንነትና ይስዕር 💪💪💪
@nuranura5953
@nuranura5953 2 года назад
እስይይይ ሙቀራተይ ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም ፅሩያት ፍጥረት😥💔💊💛♥💛♥💛💊♥💊♥💛♥💛♥♥
@iskiqm3496
@iskiqm3496 2 года назад
Kidi merat kofkaf entadeki xsruyat fetret nskum dea
@ኣለመቀሀ
@ኣለመቀሀ 2 года назад
Well done ኣናብስ👏🏽 ሎሚ ብኢትዮጵያዉነትን ኤርትራዊነትን ትሓስብ መንእሰይ ተሃሊኻ ተባራበር ካብ ድቃስካ ጥራይ የ ዝብለካ። መንነተይ ዩ መትከለይ ዓባይ ትግራይ ትዕወት💪🏽ብሔረ ኣጋእዚ (ተጋሩ)😍🙏🏻
@ህግደፍመንሽሮሃገር
የስ ወገነይ ኣቡኡ ረገጽ
@ኣለመቀሀ
@ኣለመቀሀ 2 года назад
@@ህግደፍመንሽሮሃገር ኣጆና መዘናይ😍👏🏽💪🏽
@frankfurt8957
@frankfurt8957 2 года назад
Wedi seraye eye kulu gize tigrina mis beliku
@ኣለመቀሀ
@ኣለመቀሀ 2 года назад
@@frankfurt8957 ግድን እምበር ዓርኩ ኣጆኻ ኣይትሕመቅ ቀጽሎ🙏🏻👏🏽
@ጋልዞምሰብታሪክ
@ጋልዞምሰብታሪክ 2 года назад
የስ ኩቡር ሓወይ❤💛💊💙🌿🕊🙏
@ሄዋንጋልኣፅቢወንበርታ
ዋውው ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ ጀጋኑ ሰብ ሕሊና ኩሉ ጊዜ ቡሉፃት💛❤💚💙💙💚💛❤💛 💛❤💚💙
@ybrahhabte1267
@ybrahhabte1267 2 года назад
Btami xbuq srah jeganu seb hlna
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 2 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ሰብ ድርብ ሕልና ኣድነቕቲ ፍናን
@mkm4736
@mkm4736 2 года назад
እንታይ ኣሎዎ ኩሉ ከማኩም እንዝከውን ሰብ ድርብ ሕልና ከመይ ዲየ ዝፈትወኩምን ዘድንቀኩምን ኣጀኩም እወ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ ኩቡራት ኣሕዋተይ ንሰላምን ንፍቅርን እትዝምሩ ቡሉፃተይ 💙💙💙💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘ትግራይ ትዕወት💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@raheltesfay9449
@raheltesfay9449 2 года назад
መንደቕ ጽልኢ ከፍርሱ ሰለም ዘየቡ ጀጋኑ ኣጀኹም ቡርካተይ ብትግራውነትና ኣይንደራደርን 💙💚💙💚💙🧡❤️🧡❤️
@ogbaykahsay5808
@ogbaykahsay5808 2 года назад
ሰኒ 100%። ጽቡቅ ስራሕ! ኣጆኩም በርትዑ ኣምላክ የጽንዕኩም
@tititigray3938
@tititigray3938 2 года назад
እንካዕ ብስላም መፅእኩም አከለየ ስብ ሕልና ስብ መተክል ♥እንድዒ ንዞም አከለየ ዝግለፅ ቃላት የብለይን በጣዕሙ አና ንመስግን ♥♥l love you akley♥♥♥የለን ዝፍለይና መሳኩም ♥
@tenafakit9136
@tenafakit9136 2 года назад
ትግራውነት ክቡር መንንት 💛❤✊
@tadeylove1179
@tadeylove1179 2 года назад
ተጋሩ ድዪም ኤርትራውያ
@yibrahgebre4895
@yibrahgebre4895 2 года назад
@@tadeylove1179 eritrawyan seb hlna eyom
@TDFTigray-ez4vg
@TDFTigray-ez4vg 2 года назад
@@tadeylove1179 ተጋሩ እዮም ኣዉራጃ ኣከለ ጉዛይ ዘርኦምን መበቆሎምን ጥንታውያን ደቂባት ተጋሩ እዮም. ድሕሪ ሕጂ ደምብያን ተረፍመረፍ ጣልያናን ኣብ ልዕሊ ሓውናን ዘርእናን ዝኾኑ ኣዉራጃ ኣከለጉዛይ ተዉርድዎ ዝነበርኩም በደል ድሕሪ ሕጂ ኣይክህሉን ኣይክድገምን ዘርኦም ኣለናዮም 👌✊️
@hanan9064
@hanan9064 2 года назад
ኣከለይ ምሰ በልኩ እንድየ ሰብ ሕልና 🙏🙏ፍቅርና ክሰጥም ሓደ ወዲ ኣከለ ድለዩለይ ተጋሩዎኒ😂ሰላም ንህዝብና ዓወት ንtdf💪💪
@mulumulutkue9939
@mulumulutkue9939 2 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቅድሚ ኩሉ መንነትና ብጣሚ ኢና ንፈትወኩም ቀፅሉሉ
@goytomhayle7997
@goytomhayle7997 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰራሕ ብጣዕሚ እና ነኽብረኩምን ንፍትወኩምን ኣጆና ኣጆኹም ክወግሕ ዩ ሓደ ንኹን ጥራሕ በብዘለናዮ ንፅናዕ ፅንዓት ዩ መለለይና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️✊️✊️✊️✊️✊️
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 2 года назад
ብሉጽ ስራሕ ወገናተይ ደቂ ሓላል መሬት። ቀጽልዎ።
@pacKing-wj8sw
@pacKing-wj8sw 2 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኣከል-ጉዛይ ጀግኣኑ ሰብ ሕለና ሰብ ሓቂ እንቃዕ ክብኩም ትፍጥርኩ ትጋሩ ደመይ ከኣ ኣጆና ጥራኣይ ኩሉ ሕልፋይ እዩ ኣደ ትግራይ ጸባሕ ንግሆ ክትዓለል እያ ዓውትኩም ይርኢይና ማረያም ኣክሱም ምስኹም ትኹን ኣሜን 🙏💪💊💊💊💊💙💙💙💙🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ጋልዞምሰብታሪክ
@ጋልዞምሰብታሪክ 2 года назад
ኣሜን //3// ወገነይ 💛❤💊💙🌿🕊🙏
@ሓፍቲስዉእተጋዳላይ
ደቂ መንነተይ ኣናብስ ይበል ዘብል ስራሕ ኣጆኩም ኩሉ ጊዜ ንሓቂ ደው ምስበልኩም ኩሩዓት ብኣኩም❤❤✌
@RaienaMedia
@RaienaMedia 2 года назад
No words Proud of you ጀጋኑ ♥
@heavensweety7568
@heavensweety7568 2 года назад
You Are Right Raiena
@temsgenfetari5178
@temsgenfetari5178 2 года назад
Nesat kensom tatikom endtete kenber eu menentey eilom kulu sebrom abhaki
@situationroom3090
@situationroom3090 2 года назад
Agree1000% 🐅🇻🇳👖🦾
@situationroom3090
@situationroom3090 2 года назад
👋 jegna Raiena 🐅🇻🇳👖🦾
@Eruna1993
@Eruna1993 2 года назад
Raiena ዋላ ኩላትኩም ኣናብስ ኢኹም 🙏🏽ኣነ ብኣኹም ኩርዕቲ እየ 🙏🏽ቀጽሉ ኩሉ ግዜ ኣብ ግንኹም ኢና
@f2hr4z
@f2hr4z 2 года назад
ከም ተጋሩ ዘይ ምርከክ ተባዕ ከም ኣከለ ጉዛይ ንመሰሉ ዝጣበቅ ከም ሰራየ ላንጋ ላንጋ ከም ጋሽ ባርካ ጀሃድ ከም ሓማሰን ባርነት ዝፈቱ ነዚ ዘይ ኣምን ?
@landescap2262
@landescap2262 2 года назад
Point taken
@rakirink5103
@rakirink5103 2 года назад
አጆኹም አሕዋተይ ምዓረይ ክሓልፍ እዪ ክንዕወት ኢና ድማ😍😍💪✊
@monalizagirma306
@monalizagirma306 2 года назад
ኮዋኽብቲ አስካላ ሓድነት 💎❤
@efremsamial1877
@efremsamial1877 2 года назад
🤔🤔 ኣንታ እዞም ኣከለስ ናይ በሓቂ ድዮም መንነቶም ገዲፎም ምስቲ ዓስካር ወዶገባ ህዝቢ ብሓደ ኤርትራውያን ተባሂሎም ይፅውዑ ነይሮም ገረመናኮ በሉ በሉ ተበራበሩ ክብር መንነትን ጅግንነትን ዘለዎ መንነትኹሙን ተመለሱ ወጊድ ንባርነት ባህለይ ክብረተይ ኢልኹም ናብ ዓዲ ኣቦታትኹም ተመለሱ ካብኡ ጅግንነት ቀዳሞት ኣያታትኹም ክርደኣኹም እዩ we aer you ተጋሩ ✌️💪✌️💪
@agtes216
@agtes216 2 года назад
እስከ ዜግንነተይ ኤርትራዋ'የ መንነተይ ትግራዋይ ዝብል ላይክ ይርገጽ፧ ኣነ ጀሚረ ኣለኹ ርገጹ 👍👍👍🥰 ትግራውነት ክቡር መንነት እዞም ርኹሳት ዳኣ የራኽስዎ ኣለዉ እንበር😭😭 Amazing work our legends 🥰
@mariyammariyam7099
@mariyammariyam7099 2 года назад
Ok
@berhanehabte3596
@berhanehabte3596 2 года назад
ኣናብስ ዞም ኣሕዋተይ ኣጆኹም ጽቡቕ ስራሕ።My Respect to you Guays Fnan and Sami Wedi Haylay.
@ሮቤልደሳለ
@ሮቤልደሳለ 2 года назад
እዋይ ለባት ፍጥረት ዕልልልልል ፍሉይ መንነት እካዕ ዝህዝብስ እዳማትና ኣኮነን ብሉጽ ስራሕ በርትዑ
@hiwetleul4061
@hiwetleul4061 2 года назад
ኣነስ ብታዕም ኢየ ዝግረም ብደቂ ኣከለጉዛይ🦁🦁🦁 ኩሉ ግዝየ ንሰላም ይዝሙሩ : ኩሉ ግዝየ ነዓመጽትይ ይኹኑኑ : ብመንነቶም ኩሩዓት : ንሓቂ ሂወቶም ዝኸፍሉ: ሰብ ምሉኡእ ሕልና : ተባዓት : ሰብ ኑጹህ ልብይ ተማቅልና ኩላትና ንኒበር ይኣክለና እበር ኣይኣክለነን ዘይፈልጡ ህዝብይ እንቓዖ ናትና ኮንኩም መግለጽ ስእነልኩም ደቂ ኣከለጉዛይ ጀጋኑ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏👏👏💪💪💪💪💪💪💪
@nuranura5953
@nuranura5953 2 года назад
ናይ ብሓቂ ዝያዳይ💊💊💊✅✅♥💛♥
@wedibahtahagoszerayderes313
@wedibahtahagoszerayderes313 2 года назад
Kemu eyom akeleguzay 😍tegaru endiyom
@hiwetleul4061
@hiwetleul4061 2 года назад
@@nuranura5953 👏👏👏
@hiwetleul4061
@hiwetleul4061 2 года назад
@@wedibahtahagoszerayderes313 ናይ ብሓቅ ኣከለጉዛይን ትግራይን ሓደ ኢዮም100% ኣከለ ጉዛይ ኣይንግዛእን ኢዮም ዝብሉ ንኢሰያስ እዉን ክኣልይዎ ክንደይ ደክሞም ኢዮም እቶም ካልኦት Eritrean ግን ኣይሓገዝዎምን :: ህዝብይ ኣከለጉዛይ ምስ ህዝብይ Eritrea ክነብሩ ኣይግበኦምን ፍልሊዮም ሰማይን ምድሪን ኢዮም:: ኣከለጉዛይ ኣድይ ጀጋኑ 🦁🦁🦁🦁🦁🦁💪💪💪💪💪💪💕💕💕💕💕👌👌👌👌
@silaseabay6208
@silaseabay6208 2 года назад
እንኳዕ ናይና ኮንኩም ደቅ ጀጋኑ ሰላም🌹 ፍቅር🌹 ቅሳነት🌹 ራህዋ🌹 ያውርደልና ህዝብና ቅስኑ ዝድቅሰሉ ዘመን ያምፅአልነ ትግራይ ናይ ግድን ክትዕወት እያ💊💊💃💃💘💘ትግራውያነት ክብር መንነት ዕልልልልልል🌹🌹🌹🌹💘💘💘💘💘💘💘🌹🌹💘💘💘💘💘💘💘💘💘
@angosomyemane4354
@angosomyemane4354 2 года назад
ኩሉ ግዝየ ሕጉሲ እየ ደቂ ኣከለዋ ሰብ ሕልና ኣደ እወ ያከ ወልዳ ትምከን ከም ተጋሩ ኣጀና ወገናተይ ክወግሕ እዩ ሐርኛ ጥራይ ንቃለሲ ወገናተይ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤💛❤💛❤❤💛❤❤💛❤💛❤❤💛💙💙💙💙💙💛❤💛
@shewiteukbay5837
@shewiteukbay5837 2 года назад
ጎበዛት ኩሉ ግዝየስ ሰብ ንፍቕሪ❤ ተዘመረ ኢዩ 🙏❤🙏 ንኹሉ ግዝየ ኣለዎ ኣጆኩም
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
ጀጋኑ ስብ ሕልና ክብሪት ይሃበልና ስላም ንምሉእ ህዝብና ፈጣሪ ስላም ይሃበልና ❤💛🙏
@rrxz8473
@rrxz8473 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ወገናትና ኣጆኩም ክንዕወት ኢና
@ህግደፍመንሽሮሃገር
ናይ ባሓቂ ለዋህ ለባም ናይ ፍቕሪ ሓብሓቢ ንመሰሉ ዛዓስል ከም ንህቢ ግጥሚ 100% ኣኹሱሙን ኣዱሊስን ድማ ናብ ቀደሙ ክምለስ ኣለዎ !!! ትጋሩ የሕዋትና ድማ ራህዋ ሩሑቕ ኣይክኽውንን እዩ ። ደርጊ ኣብ ምማቱ ንባጽዕ ደምሲሱ ሕጂ ድማ ኣብ ምማቱ ይደግሞ ኣሎ ናይ ኣቦታቱ ንመቕለ ንኽድብዱቡ ዓቑሚ ድማ ሲኢኑ ። ካብ ኣከለ ምቸም ክትፍጠር ህያብ ፋጣሪ እዩ ፋኒ ሳሚ ጀጋኑ ከምቶም ኣቦታቶም ።
@Tigraweti-r4h
@Tigraweti-r4h 2 года назад
ብሉፅ ስራሕ ወገናትና❤
@ትግራይናትዕወት100
@ትግራይናትዕወት100 2 года назад
ኣቱም ሰባት ካብ ሃገር ሙሉእ በፃብዕቲ ለባማት ሪኢና ኣብዚ ዓመት በቃ ብኣኻትኩም ምኽንያት ቂምታ ክገድፎ እየ ዝመስል🤔 ደስ ዝበለኒ ከዓ ኣባዲት ብምእታውኩም።ብዝኾነ ካብ ሀዚ ከም ለበምኩም ድኣ ዳርጋ ዘይበደልኩምና። ኤርጥሪን ከዓ ምስዕሳዕ ጥራይ ኣይትፍተው ሰሚዕኹም ኣስተማቅሩዎ ነዚ ዝዝምርዎ ዘለው በጃኹም።
@dc8625
@dc8625 2 года назад
Thanks nhina deki akele 95 %bitgrawinetna ayndaredrin ena tegaru
@formafireck3833
@formafireck3833 2 года назад
Akeleguzay eyom nefletom
@dc8625
@dc8625 2 года назад
@@formafireck3833 maltika ayterdann??
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
ምስ ኤርጥላውያን ድምነት እምበሪ ሕውነት ኣይብልናን።
@Heaven_16499
@Heaven_16499 2 года назад
Www I love it 💛💙❤️ good job ይሕዋተይ ማዓረይ🥰
@dwedete389
@dwedete389 2 года назад
ጀጋኑ ሰብ ሕልና መግለፂ ሲኢነልኩም💋💋💋💋💊💊💊💊💖💛💖💛💙💙💛💛💛💙💙💖💖💖💛💛💛
@meseherogot1161
@meseherogot1161 2 года назад
ፉቱዋት ኣሕዋትና እንኾዕ በሰላም መጸኣኩም ጩራዊያን ጀጋኑ ብመንነቱም ዘይደራደሩ ኣጀኩም ክንዕወት ኢና ሓልና ፈጣሪ እዩ
@ffrrdft4641
@ffrrdft4641 2 года назад
ፅብቅ ስራሕ ኣሕውታይ ቅድስ ሚካኤል ስላም ያውርደልና💊🇻🇳👌
@abrahaleteshome
@abrahaleteshome 2 года назад
ጽቡቅ ስራሕ ናይ ባሓቂ በርቱዑ ዝናኣድ ዩ ።
@keduse1821
@keduse1821 2 года назад
ለባም ዝወለዶ ብውላዱ እንዳኮርዕ ይነብር.ጽቡቅ ስራሕ ክቡራት የሕዋተይ ትግራይ ትስዕር.ክብረት ይሃበልና የሕዋተይ 👏👏👏❤️❤️💛💛🙏🙏🙏
@lem607
@lem607 2 года назад
መንነተይ ዝበለ ወላ እዋን ህልም እንተበለት ጠፊኡ ኣይጠፍእን ኣጆና እስኪ ኤርትራውነት ዜግነትን መንነትን ዝብሉ ንኣብ ክልተ ሃገር ዝርከብ ትግራዋይ ምስ ኣምሓሩን ካልእት እኽብኻብን ኮይኖም ወላ ካብ ገፅ ምድሪ ከጥፍእዎ እንተሓሰቡ ህዝብን መንነትን ንታኣምር ኣይጠፍእን ሕጂ ድማ ነዛ ዘይትወግሕ ትመስል ለይቲ ብቅልፅምና ከይፈተወት ዋላ ከነውግሓ ኢና ክበሩ ደቂ ኣከለይ ምቃል ጎነይ 😍😍😍😍💪💪💪💪
@Habu98
@Habu98 2 года назад
No enough words to you our hero’s 💛❤️💙💚⬆️🙌
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 2 года назад
Akeleguzay koyne mftarey amlak yemesgno bteami des zbl
@mdmasudmasudrana4174
@mdmasudmasudrana4174 2 года назад
ኮሪዐልኩም ኣካለ ጉዛይ ሰብ ሕልና ሓፋቱኹም ካብ ገድሊ ግንባር ደሴ
@ሰደተኛምኳንሕሱም
@ሰደተኛምኳንሕሱም 2 года назад
ብሓቂ ዶ ካብ ግንባር ደሴ ትኮኒ ፡ሓየት ኢኪ
@Zufanhaftigrmay
@Zufanhaftigrmay 2 года назад
ዋዉ ብጣዕማ ደሰ ዝብል ሰራሕ ኣጆኩም ቀፅልዎ ሰብ ሕልና የሕዋትና ብልቢ ኢና ነመሰግነኩም ♥️♥️💛💛💛💛💛💛♥️❤❤❤❤❤❤❤
@ተዓገስልበይ
@ተዓገስልበይ 2 года назад
ዋውውውው ድስ ክብሉ ኣጆኹም ኣጆና ቃልስና ሓፂርን መሪርን እዩ ዓወትና ናይ ግድን እዩ!! ሰላም ንዓኺ ትግራይ
@yonasshumuye5008
@yonasshumuye5008 2 года назад
ፅቡቕ ስራሕ ክቡራት የሕዋት!
@yakiteame8739
@yakiteame8739 2 года назад
ብፍቕሪ ሓደ ሙኳንዩ ትርጉም ሓድነት💪💪💪❤🥂
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 года назад
ፅቡቅ ስራሕ ጀጋኑ አሕዋትና አጆና ብክብሪ ዝነንብረሉ ግዜ ቀሪባ እያ
@merigaltgray4722
@merigaltgray4722 2 года назад
ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ብሉፃት💖💛
@rahelnegasi4377
@rahelnegasi4377 2 года назад
ዘይድገም ሂወቶም ናከፈሉ ብመንነቶም ዘይወላወሉ ኣደ ወሊዳ ትምከን ከም ተጋሩ !
@ዩዳሄንበል
@ዩዳሄንበል 2 года назад
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ የቀንየልና ኣሕዋት💖ትግራይና ትስዕርን ፈረቃን✊💪
@negasegebresilassie2979
@negasegebresilassie2979 2 года назад
ናይ ብሓቂ ንፍዓት ኩላትና እስከ ኣጆኹም ኢልና ሞራል ንሃቦም 👋🏼
@ብርሃንጋልትግራይ-ሰ1ዘ
እንካዕ ደሓን መፃኩም ወገናተይ ❤💛💙✊
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 года назад
ውውውውው ይብል ብሓቂ መንነት ይስዕር ንማንነቱ ዝዋጋእ ኩሉ ግዜ ሰዓራይ እዩ ትግራይና ትስዕር
@ታሪኽይደገምሎ
@ታሪኽይደገምሎ 2 года назад
ቃልሲ ካብ ዝጅመር ክሳብ ሕጂ ኣብ መትከሎም ጸኒዖም ዘለዉ ጀጋኑ ✊
@tplf7183
@tplf7183 2 года назад
ተጋሩ ደቅ ሓራሰ ነብሪ ማንም ዘይሰዕሮም🦁🦁💛❤✊
@mire3058
@mire3058 2 года назад
ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ሳሚ&ፍናን መንነትና ዩ ሰዓሪ
@gual70enderta17
@gual70enderta17 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ጩራውያን ሰብ ሕሊና መክበርቲ መንነቶም የቀንየልና ክብረት ይሃብኩም ኣዶ ወሊዳ ትምከን ከም ተጋሩ ❤💛❤💛❤💛💪💪💪💪
@harenakesete3628
@harenakesete3628 2 года назад
Wawwww akelawyan deleting fkri xbuk srah
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 2 года назад
የቀንየልና ኣሕዋትና ትግራውነት ኩቡር መንነት 💛❤🙏🙏
@media2561
@media2561 2 года назад
ናይ መወዳእታ ጀጋኑ ወትሩ ሕጉሳት ብኣኹም ጀጋኑ ደቂ ተጋሩ ኣሰር ኤሬትራዎያ ፖሌቲኬናታት ከይትኸዱ ሓደራኹም ወትሩ ኣብ ጎድንኹም ኢና ጀጋኑ ደቂ ኣከለ ን ትግራይን
@tigrignapost
@tigrignapost 2 года назад
good job ኩቡራት የሕዋት 🔥 መ ን ነ ት ና ይ ስ ዕ ር✊✊✊✊✊
@ፍቅሪጥዑም-ዘ5ጰ
@ፍቅሪጥዑም-ዘ5ጰ 2 года назад
ሰናይ ዘመን የምፀአልና ኣምላክ ፍቅርን ስኒትን የውርደልና ዓድናን ህዝብናን ይባርከልና🙏ትግራይ ትስዕር።💛❤💙💙💪
@Amlishishay
@Amlishishay 2 года назад
ጀጋኑ ሰብ ሕልና ዘበን ፍቅርን ሰላምን የምፀልና ኣምላክ
@tigrayrimey6418
@tigrayrimey6418 2 года назад
#AkeleGuzaY the only people in #Eritrea that are proud of their identity! History will remember the #AkeleGuzay people for their bold brotherhood showed for #Tigray! Someone who understands the situation of how #Eritreans are turned into slavery because of the Isayas regime clearly sees the difference between #AkeleGuzay and the rest of Eritreans. At least #AkeleGuzay has got the gut to speak out the truth though this is not a big deal. However, Eritrean and the majority of Eritreans who are turned into slaves of a one-man rule are a big deal even to speak the truth. #Eritreans and Eritrea are living under serious slavery conditions! Thanks to the people of #AkeleGuzay in any case I respect you!
@dc8625
@dc8625 2 года назад
Thanks 🙏 we love you too akeleguzay is very siroues people
@tigrayrimey6418
@tigrayrimey6418 2 года назад
@@dc8625 No doubt. They have proved to us at these critical times! We respect that for generations to come!
@dc8625
@dc8625 2 года назад
@@tigrayrimey6418 yeah because we are Tigray and Tigray is us believe just dispirit empire’s Italy 🇮🇹 and melleki Ethiopian.his same to thing say melelik tegaru hade ente koynom risom siberom 2 ente koynom aytigedeslom because they knows if become tegaru together so we have such no one be dictior government’s be careful guys both sides love ❤️ you a gain sabweyan ena
@user-gzieyumemhrey
@user-gzieyumemhrey 2 года назад
ኣንቆራ ትፈልጦዶ ክክክክክክክክክክክክክክክ
@avielavi990
@avielavi990 2 года назад
Tigrai💪 prevail
@hadasteklay6068
@hadasteklay6068 2 года назад
ኣበይ እሞ ኩኩ ከማኩም ተትሓስብ የቀንየለይ ኩቡራተይ ኣክቢርኩምና ክብሪ ይሃቡኩም ፈጣሪ ዓወትና ናይ ግድንንን እዩ100%
@Galbirhanu
@Galbirhanu 2 года назад
እፍፍፍፍፍፍፍፍ አምላኬ ሆይ እርርርር ሰላም ሃበና😭
@genetabraha2818
@genetabraha2818 2 года назад
ኣነስ ይፈትወኩም አየ እሞ ልዕሊ ይፈትወኩምን የፍቅረኩምንየ ዝብል መግለጺ ታይ ይህሉ ንዓኹም ዝገልፀሉ ኩቡራት ደቂ መንነተይ 😍 ብፍላይ ፍናን ካብ ቀደም አየ ዝፈልጠካ ኣብ ዓድግራት ከለኹ አታ ናይ ፍቕሪ ደርፍካ ክሰምዓ ይውዕል ኔረ ሎሚ ካኣ ብዝይዳ ደቂ መንነትኪ ኢና ኢልኩምኒ ፍትውትው በቃ 😍
@slama8589
@slama8589 2 года назад
wala ane btaemi eye #Ifetyo❤ kulu gza eye #Interviw gele eye lketatelo imo 🙏❤😘 grimmmm eyu lbleni lelewo #Blhi 👌👌..... nay tgrayna 🇻🇳 tarik... leyfelto eyu #Aflituni ❤❤🙏🙏
@alenadema8334
@alenadema8334 2 года назад
Nihna kemam kinfetwekum meat ina hawkum wedi senafe
@Selam__499
@Selam__499 2 года назад
ኣከለዋና ተጋሩዋኒ ኣጆና ክንዕወት ኢና ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኢና ❤💛💙❤💙❤💛💙❤💙💛💙❤💛💙❤💛💙❤✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊
@berhanearegawi7832
@berhanearegawi7832 2 года назад
ጽቡቅ ስራሕ ኩቡራት ኣሕዋት 💖💖💖
@ጓልጁንታአየኣነ
@ጓልጁንታአየኣነ 2 года назад
ክብረት ይሃበልና ብዉላድኹም ታሓጎሱ እዞም ለባማተይ ኣሕዋተይ ሰብ መጠን ነብሱ የክብረኻ መጠን ነብሱ የሕስረኻ እዩ እሞ ከምቲ ዘክበርኹምና ኣምላክ ዘይዉዳኣ ክብርን ፀጋን ይዓድልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ልዑል ፍጣሪ 🙏🙏🙏 ትግራይ ትዕወት 💪❤💛❤💪
@tsegazeababraham9689
@tsegazeababraham9689 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኩቡራት የሕዋት ጀጋኑ ኢኹም ሰብ ሕልና በርትዑ
@ሰላምጓልትግራይ-ፈ6ኰ
እንካዕ ብሰለም መጻኩም ክብራተይ🙏🥰🥰
@wedihadush6084
@wedihadush6084 2 года назад
ኣጆና ዘይምለስ ግዜ እምበር ዘይሓልፍ ሽግር የለን እሞ ብሓቂ ኮሪዕናልኩም ጀጋኑ ቀፅልሉ
@medachanel
@medachanel 2 года назад
ኣነስ እንኴዕ ካብዚ ኩቡር ሕብረተሰብ ኣከለ-ጉዛይ ኮንኩ 😍❤
@embagg6318
@embagg6318 2 года назад
Thank u ካማኩም ደለይቲ ሰላም ፈተወቲ አሕዋት ምርካብ ቀሊል አይኮነን ምስ ሓቂ ምስ አሕዋትኩም ደው ምብላኩም ብጣዕሚ የቀንየልና ፅቡቅ ስራሕ ለባማት አሕዋትና! we love u& respect brothers @sisters 🥰
@abw7298
@abw7298 2 года назад
ክቡር ሰብ ማዕረ ነብሱ የክብረካ ክብረት የሃብኩም ብሉፃተይ❤️ ኣጆና ተጋሩዋይ ክሓልፍ እዩ ዘይሓልፍ የለን ✊⛱💊⛱🥰
@bokergebretnsa9448
@bokergebretnsa9448 2 года назад
ፍናን ንፉዕ ባዓል ሕልና100%
@sami-it2mx
@sami-it2mx 2 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ሰብ ሕልና ኢኩም በርትዑ ጀጋኑና
@Mamiye_alemey_21
@Mamiye_alemey_21 2 года назад
ካብ tik tok ዝመፃኩም አለኩም ዶ ከምዚ ከማይ እና ብጣዕሚ ብሉፅ ስራሕ ኢልና ኢና ቀፅልሉ ከምቲ ሰላም ትምነይዎ ሰላሙ የብዛሓልኩም🙏 ደቂ አከለ ሙቁራት❤️
@ዮዳሄትግራይ
@ዮዳሄትግራይ 2 года назад
ኣነስ ከስተባህል ከለኹስ ንትግራይ ልዕሊ ተጋሩ እዮም ዝፈትዩዋ🤔 ከይትቀንኡ እምበር ተጋሩ መዓረይ❤ብዞም ርጉማን ህግደፍ ግን እህህ ንክትሓዝን ኾላይ ዕድል ኣይህቡካን😭😭😭
@teklemahari9006
@teklemahari9006 2 года назад
@Star-k8s
@Star-k8s 2 года назад
ሰብ ሕልና ሕቡናት አሕዋትና
@salemmahari1403
@salemmahari1403 2 года назад
ጽቡቅ ሽራሕ ኣሕዋተይ ኣጆኩም ኢሞ ክሕእልፍ ኢዩ ሰብ ሕልና ወትሩ
@mahletwajrat4839
@mahletwajrat4839 2 года назад
Asyyyyyyyyy amelki 2 hezebi Eritrea tigray selam zemena like gebaro⛪⛪⛪🙏🏖🏖🏖💙💙💙💘💘💘💘🏖🏖🏖
@ጋልዞምሰብታሪክ
@ጋልዞምሰብታሪክ 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ኣከለ ሰብ ሕልና የቀንየልና ወገናተይ ❤💛💙🌿❤💛💙🌿💛❤🌿💙✊✊✊✊
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- 2 года назад
ፅቡቅ ስራሕ ወገናትና🙏❤
@henoktsegay8404
@henoktsegay8404 2 года назад
Nic music ቡሉጻትና በኣኩም፡ኩሉ ግዜ ሕቡናት ኢና❤❤❤❤
@ሜሪጋልደብሪፅ
@ሜሪጋልደብሪፅ 2 года назад
ደቂ ኣከለ ጉዛይ ፅሩያት ተጋሩ ፅላኢ ዓይንኩም ድፍን ይበል ሰብ ሕለና ኣጆና ድሕሪ ፀልማት ብርሃን ኣሎ💓💛💙💙💛💓💙💛💓💙💙💛💓
@መርሃዊትኃልትግራይ
*_ካብ ቲክቶክ ናጎየኩ መፅኤ ደቂ ኣከለዋይ ሰብ ሕልና ቃላት ሲኢነልኩም ስብኣዊነት ዝስመዖም ሰባት ንበሩልና ናይ ክፍእ ግዜ ስብ ጭራሽ ክርሳዕ ዘይክእል እዩ እሞ እቲ ኣብ ጎንና ኮንኩም ሕማምና ከም ሕማምኩም ሓዘንና ከምሓዝነኩም ገይርኩም ኣጆኩም እናበልኩም እተፅናንዕዑና ስብ ሕልና ኢኩም እሞ የቀንየልና ንበሩልና_*
@tigrayadey2549
@tigrayadey2549 2 года назад
Great job love it I'm so proud of you guys love and peace for Tigray and Erireans people's ❤️💛💙💙✊✊✊🙌🖕🥰
@titilove1168
@titilove1168 2 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ
Далее
🦊🎀
00:16
Просмотров 386 тыс.
Awet Gidey Live Wedding in israel 2020 Meley Band 👌
24:01
🦊🎀
00:16
Просмотров 386 тыс.