Тёмный
No video :(

gere emun part 134 ገሬ እሙን ክፋል 134 ተበላፂት ክፋል ክልተ 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 336 тыс.
Просмотров 345 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

1 июл 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 873   
@user-bl2eb1wy3g
@user-bl2eb1wy3g Год назад
ኣታ ብስሩ ቅድድም ኣሽዓ አዩ ብሩኽ ሰንበት ተጋሩዋይ ላይክማ ጉበሩለይ ጡኑስቲ አየዋ ቃሕ እልኒ አዩዋ❤😅
@medhin8187
@medhin8187 Год назад
👍👍👍😀😀😀 like ስኣን ላይክ ጥንሲ ከይኸድ 😂😂😂😂
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ለይከ ብሰላም ተገላገሊ❤😅
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ብስላም እመ ኣምላክ ትምፃእኪ
@senaithabtemariam6713
@senaithabtemariam6713 Год назад
❤❤❤❤❤
@user-bl2eb1wy3g
@user-bl2eb1wy3g Год назад
@@medhin8187 አወ😃😃😃🙊
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
ሎሚ እውን ተቀዲመ 😂 ብሩክ ሰንበት ተጋሩዋኒ ❤like 👍 ሃብኒ ከይሓመኩም😢😂
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m Год назад
ላይክ ብኔፃ የለን ምሃቡ😂😂
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
ፀላእኽ ይሕመም ህብና እንአና
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
መበል ሚኢቲ ለይከ ክትሓምና እማ ኣይንደሊ❤
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
@@akezaberhe6216 እሺ የቀንየለይ😁
@user-lj7hv9kk9d
@user-lj7hv9kk9d 8 месяцев назад
¡
@user-lz9ct2dh9x
@user-lz9ct2dh9x Год назад
እዋይ ኣረሻብኩምዩ ትቅድሙኒ 😁 ናይ መዳም ቀመምየዋ ስራሕ ምስወዳእኩ ክሪአኩምየ ላይክ ግጨውኒ ደቂ ዓደይ 🤗
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 Год назад
ከይርኣኹ comment ባዕለይ ቀዳመይቲ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም ❤
@ove6164
@ove6164 Год назад
😊ኩሉ ግዜ ብድቁሰይ እንዳወረደት ሎሚ ዕድል ጌረ ካብቶም ቃደሙን ሰባት ኮይነ❤ ስምዑ እስከ ኮምንታተር! ኣብዚ ስርሖም ላይክን ኮሜንተን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዘለዎ ስለ ዘይትፈልጡ ዶ ይከውን ክሳብ 200k view በጽሑ ክንሱ ካብ 10k Like ጥራሕ ዘይሓልፍ? ሕጂ 'ውን ግበሩ👍😳
@user-el9ch2ew2i
@user-el9ch2ew2i Год назад
Selam nikulu tigrawyan💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊😆😆😆😆😆😆😆😆😆😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤🤝🤝🤝🤝🤝🤝
@selam801
@selam801 Год назад
even me ሎምዓንቲ ደቂሰ ሓሊፋትኒ😅
@RaishanBitow-fd4iz
@RaishanBitow-fd4iz Год назад
💐💐💊💊💊💊🥰🥰🥰❤️🥰❤️❤️
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ሓቅኪ ኣለኪ ምቅርተይ ኣነ ኩሉ ግዜ ላይክ ከይገበርኩ ኣይከድን😍😘
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ኣነስ ኩሉ ግዜ ምስ ተለቀቀ እየ ዝሪኦ😂 ክንደይ ስዓት ደዮም ዝሰደደዎ ምእንቲ ክፍልጦ😊😊
@Lemlem-sx3yv
@Lemlem-sx3yv Год назад
እንዳ ገሬ እሙን ከም ቃና ብተኸታታሊ ድራማ ምሰሩ ነይሮም ቃና ድራማ ካብ ምድረ ትግራይ ብንን እሉ ምጠፍአ ነይሩ ቀልዲ ምስ ቁም ነገር ኩሉ ግዜ መማህራን❤❤❤
@user-nl4kk2zg4y
@user-nl4kk2zg4y Год назад
ኣይተረደአንንያ ኣያ ተከስተ ምስኪን😁😁😁 ሰንበት ቅድስቲ ምስ ደቂ ትግራይ ቡሩካት ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤
@AhmedMohammed-dp9rm
@AhmedMohammed-dp9rm Год назад
ካብ ትጅመር ተካታቲለያ እየ ሎማዓልቲ ጥራሕ ቀደሞይቲ ኮመት ይፅሕፍ ኣለኩ❤ ሰናይ ምክትታል ይኩነልኩም😍
@user-rj6zh1sx5d
@user-rj6zh1sx5d Год назад
ስብ ኮሞተ ኣብዚ ድኩም ሓድርኩም😂🙄😄ስናይ ስንበት ይግበርልና❤
@SAMSAM-vj7lh
@SAMSAM-vj7lh Год назад
Eyom zemezselo
@user-lj1ll3hx3d
@user-lj1ll3hx3d Год назад
ይመስሉ🤣🤣
@TefgyYrdf
@TefgyYrdf Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ፁሩያት ❤❤❤❤❤❤
@samssm111
@samssm111 Год назад
ገሬ እሙን ምርጥ ድራማ እናመሰግናለን 🥰😘🙏
@kerkebedeley
@kerkebedeley Год назад
Ata Tigrigna ዘይትፅሕፍ ኢኻ
@saliem88
@saliem88 Год назад
​@@kerkebedeley😍😂
@rahelestif2112
@rahelestif2112 Год назад
@@kerkebedeleyወዲ ቅልውላው መንነት ይኾን።
@user-my6il3jd6g
@user-my6il3jd6g Год назад
@samssm111
@samssm111 Год назад
@@kerkebedeley እኔ ወሎ ነኝ ግን ትንሽ ትንሽ ትግርኛ እሰማለሁ እከታተላቸዋለሁ 😏
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
እንዳ ገሬ እሙን እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ሰላምታኩም ይብዛሕ ፍቅራት ስድራና💘💘✝️✝️
@galtigray5257
@galtigray5257 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እነደ ገሬ እሙን ፅቡቅ ሰንበት ተጋሩዋይ ❤❤
@ma-m7377
@ma-m7377 Год назад
ትፀብይ ዊዕለ እንካዕ ዳሓን መፃእኹም ደቂ ትግራይ ሽኮር
@fhgtfd4518
@fhgtfd4518 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤ዝተባረኸ ሰንበት ይግበረልና🙏🙏🙏
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ ፍቁራተይ❤❤❤
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... Год назад
_ኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ስደትና ኣሕፂሩ ናብታ ቅድስቲ ዓድና ይምለሰና❤_ _ኣያ ተኸስተ ገለ ተደፊኡዎም ሎሚ በሎምየ😂😂_
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 Год назад
Welcome the best film 🇪🇷
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@saraababe3990
@saraababe3990 Год назад
ጌሬ እሙን በጣም ምርጥ ፊልም ጎበዞች perfect show
@selam801
@selam801 Год назад
ሎምዓንቲ ግን ገሬ እሙን ድራማ ብድቁሰይ ሓሊፋ😢 ለለ እሰከ ጸፍዒኹምኒ ሕለፉ ጋይሰዋ😅ቸሩ ሰንበት❤
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q Год назад
ገሬ እሙን ምርጥ ድራማ እናመሰግናለን❤❤❤😍😍🙏🙏💖💖💐
@YestunaTedros
@YestunaTedros Год назад
❤❤😊🎉😅😅😅😅😅😅😂❤
@YestunaTedros
@YestunaTedros Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 Год назад
እንኳዕ ብስላም መፃኹም ሰናይ ሰንበት ይግብርልኹም ትግሩዋይ ፀርያት❤❤🌾🌾
@binyam1578
@binyam1578 Год назад
ቡሩክ ሰምበት ይግበልና ከመይ ሐዲርኩም 👏🕊✝️💒☔️🌻🌿🥰
@MaaanjJopnj-pg2bu
@MaaanjJopnj-pg2bu Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-dc4cn8kl7m
@user-dc4cn8kl7m Год назад
እንካዕ ብዳሓን መፆኡኹሙ ፉቱዋተይ👏🙏❤
@user-el9ch2ew2i
@user-el9ch2ew2i Год назад
My love sis ❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘👌🤝🤝🤝🤝
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ጀኮር መሕረረ ኣነስ ጀኮር ዘላታ ጥዑይ የኮነተይ😂
@lovetigray7773
@lovetigray7773 Год назад
ቀፅልዋ ክንፅበ ኢና ከይትቃርፅዋ ኣያ ተኸስተ ኣብ ገለ ጉማረ ሸንኪርኩም ካሊእ ዛዕባ ከይተምፅኡልና ልገበርኩም ገይርኩም ኣፋትሕዎም ሓደራ
@mahilove1682
@mahilove1682 Год назад
እዚ ናይ ኮረና መርፍእ ይትረፍካ ህዝበይ😢😢
@ngstihaylay6002
@ngstihaylay6002 Год назад
Tay koynu
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 Год назад
ኣነ እዉን ቅርብ ኣይብላን እግዝአብሔር ኣሚነ ንዓሙታተይ ኣብየየን እየ 😂😂
@sikosilo4629
@sikosilo4629 Год назад
ቡሩክ ሰንበት ይግበረለና እዳ ገሬ ኡሙን 🥰🥰🥰
@lemlem7065
@lemlem7065 Год назад
Wlecom ደቂ ሓላል መሬየት ቀደመይታ ባዕለይ 😘😘👌ኣያተኸስተ ኣይተረደአነን ቃልጫም ሰበይተ ኣጋጣማቶ ባሓይላ ተሓዲር ታይ ሓግብግብ ይብሎያ😂😂😂😂
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl Год назад
😁ዝኩላይ ተፀብዮም ዶ ሓያል ኣጋጢማቶም ገና ሀዚ ክሪኣ እየ
@user-rg6vy5tb8d
@user-rg6vy5tb8d Год назад
እንኳዕ ብደሐን መፃኩም ተጋሩ ፁሪያት❤❤❤❤❤❤❤❤
@fanafani2638
@fanafani2638 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፈውሲ ጭንቀቲ❤❤❤
@fevenxegat4997
@fevenxegat4997 Год назад
Am Eritrean, am not kind of person seeing dramas or movies the only drama makes me happy
@user-se2hj8op9v
@user-se2hj8op9v Год назад
ኣየ ተከስተ ገና ክርእዮም ከለኹእየ ስነይ ዝክፍት😂😂😂❤ ፅብቃት Family ❤❤❤
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 Год назад
እንኳዕ ብስላም መፃኩም እንደ ገሬ እሙን💛💛💛❤❤❤
@user-uu7gd4yo4e
@user-uu7gd4yo4e Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ፅቡቅ ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋይ 😘💊😘💊😘❤💊😘💊❤💊😘
@user-nu1my2ci1j
@user-nu1my2ci1j Год назад
መስላ ኣምሲሉ ፈረስ ይብላሎ ሰበይተይ😂😂ኣያ ተኸሰተኒ ዝፎቲ ላይክ ግጨዩኒ
@TadeleAsefa-qq4yp
@TadeleAsefa-qq4yp Год назад
ገሬ እሙን ካብ ልቢ እየ ዘድንቀኩም👌👌👌👌👌👌👌👌👌
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ እግዚኣብሔር ኣምላኬ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ❤❤❤❤❤❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Год назад
ዝተባረኽ ሰንበት ይገበረልኩም ምስ ዳገሬ እሙን💛❤️❤️
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም __#እንዳ__ __#ገሬ__ __#እሙን__ __#ጽሩያት__🥰🥰🥰🥰_
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
ትንሳኤን ወጋሕታን ሃገር ትግራይና❤💛የርእየና ደቂ ሪመይ😊ሰላምን ቅሳነትን ንዉፁዕ ህዝብና! እዳ ገሬ እሙን ብጣዕሚ'የ ዝፈትወኩም።❤
@atranos2198
@atranos2198 Год назад
ንብር ነይርካስ ንዕውር ይብሉ ወለድና ክምስሉ ። ኣያ ተኸስተ መወዳእታስ ኣብ ኢድ ጆንሲና ወዲቖም። በዚሑ ሰበይቲ ሰበይቲ ምባል😂😂😂ተኸታታሊኹም ካብ ኣስመራ❤
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b Год назад
😂😂😂😂😂😂😂😂
@noreyyaibrahim7190
@noreyyaibrahim7190 Год назад
😂😂😂😂😂😂😂
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Год назад
_እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ምሩፃት ሰላም ንዓድና ንህዝብና ይኩን+♥♥♥♥_
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገርየ ሙቁራት❤❤❤❤❤
@user-cw6kd8gk4j
@user-cw6kd8gk4j Год назад
❤❤❤❤❤❤😂😂❤
@merhawittube16
@merhawittube16 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፀኣኩም ኣይተከስተ😢 ንተከስተ ትፈትው እሰከ ላይክ😂
@kiflomberhe112
@kiflomberhe112 Год назад
❤❤❤❤❤ ጀጋኑ ደቂ ዓደይ ደቂ ትግራይ ኑፋዓት በርትዕኡ 💪💪💪🙏
@user-lp3jl8do7w
@user-lp3jl8do7w Год назад
ደቂ ትግራይ ሙቁራት❤🌺🌺🌺
@user-wq8do9gl3w
@user-wq8do9gl3w Год назад
ብሃቀውታ ክፅበያ ዝቀንኩ እንካዕ ዳሓን መፃኩም 🎉🎉🎉🎉ዘም ናተይ
@user-ix8si9sk2k
@user-ix8si9sk2k Год назад
ኣያ ተከሰተ ግርማ እንዳ ገሬ እሙን ምንጪ ስሓቀይ😂❤
@sarhsa8406
@sarhsa8406 Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ክፅበ ቀንየ👏❤️😍😍😍😍
@danidannnnnnnnn
@danidannnnnnnnn Год назад
ተኸስተ ቀቲሉና ስሓቅ ኣይትሰኣኑ ዳገሬ እሙን❤️💛🙏
@hsabutekle-xm6xf
@hsabutekle-xm6xf Год назад
H°`ki9
@sarontesfagergsh7843
@sarontesfagergsh7843 Год назад
ያ እዚ video ይሓጽረና ኣሎ እዳ ግሬ ዓይነይ❤😘😘😘😘
@user-hm2nn4bd8r
@user-hm2nn4bd8r Год назад
ዘይንስኩም ባ መንዩ ሳብስክራይብ ግገብረለይ ሑቡየይ ሳብስክራይ ግበርለይ❤
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Год назад
ገይረልኪ ዝያዳይ
@alemgebreyesus9266
@alemgebreyesus9266 Год назад
ዳገሬ ኡሙን ኩነት ህዝብና ኢኩም ነመስግነኩም ኢና ቀፅልሉ ጆኼር ዓከይ ከቸች😍😁
@ABi585
@ABi585 Год назад
ኣያ ተከስተ ኣይትተሃወኩ ብዘይ ሸልማት ዲኩም ትወስድዋ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ክብሪ ይትሓሎ😂😂😂
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k Год назад
😂😂😂😂
@MbrakGebre-lf2ei
@MbrakGebre-lf2ei Год назад
ናይ ሳሓቅ ምንጭና እንዳ ገሬ እሙን❤🎉😂
@merryme8370
@merryme8370 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንደ ገሬ እሙን ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤
@user-eo5rp7ih5u
@user-eo5rp7ih5u Год назад
ተጋሩዋይ ሽኮራት❤
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 Год назад
ተኸሰተ ስሓቅ ቀቱሉና ኣይትሰኣኑ 🥰🥰🥰
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ኣቱም ቡሩካት ዘርኢ💝💛
@alexotube97
@alexotube97 Год назад
Best series ever
@wedikashi4088
@wedikashi4088 Год назад
ብሩኹ ሰንበት ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩዋን
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Год назад
ተጋሩዋይ❤💛
@user-mf1iy7zg2d
@user-mf1iy7zg2d Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ❤
@baftahadas1264
@baftahadas1264 Год назад
እንኳዕ መፆእኩም ኩቡራተይ ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤❤
@gualwukro887
@gualwukro887 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፀፂኩም😘😘😘💊💊💊❤
@user-pt9rz5un7b
@user-pt9rz5un7b Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋርዋይ ምቁራት❤❤❤
@yordigalltigray
@yordigalltigray Год назад
እንኳዕ ድሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤💛🥰
@user-lq2rs4sv7n
@user-lq2rs4sv7n Год назад
እንካዕ ብሰላም መጻኹም ተጋሩዋይ 🙏❤️
@VanaVanaa-qn4nw
@VanaVanaa-qn4nw Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ብሩክ ሰንበት❤❤❤❤❤
@abebagebrehiwet6594
@abebagebrehiwet6594 Год назад
እንታይ ዳኣ ደጉይኹም ? ሰንበት ድዩ ኣይኾነን ኢልና ተጠራጢረ ፀኒሐ ,,እንዃዕ ሰላም መፃእኹም ❤❤❤❤❤
@user-si6jk6ve6m
@user-si6jk6ve6m Год назад
😂 አይ አያተከስተ ፍቅርርርር ክፈትወኩም መዓት አነስ😊 ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ እሙን ❤❤
@freteklefre8424
@freteklefre8424 Год назад
ኢንካዕ ብሰላም መፅአኩም ፅሩያተይይይ❤❤❤❤❤❤
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ተመስገን ኮመን ብድግላ❤😂
@norahabashi6554
@norahabashi6554 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤❤
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ❤❤
@hiwoetgerezgbher4924
@hiwoetgerezgbher4924 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሓላልት 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌺🌺🌺🌺🌺
@shamsss5465
@shamsss5465 Год назад
እረ በሳቅ ኣነ ኣተረደኣነይ 😁😁አይ ኣየ ተኸሰተ😹😁ወላህ ሰተየ ጋማ ኣየሁት😁😁😁 ቀፁሉሉ ሸኮራት😘😘
@user-tw2wv3ei7l
@user-tw2wv3ei7l Год назад
ዳ ገሬ እሙን እንካዕ ዳሕና መፃኩም ተናፈቕቲ💟💟💟💟💟
@alexisgaltigray2849
@alexisgaltigray2849 Год назад
ዌልካም ሙቁራት ፍጥረት❤❤❤❤
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Год назад
አንኳዕ ብዳሕን መፃእኩም ተጋሩዋይ ትግሪይ አያ🌎👑🥀
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y Год назад
Mukurat enkae dahan mexakum ❤❤
@user-xv7pq1gk5b
@user-xv7pq1gk5b Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፁሩያት❤️❤️ ኣያ ተከስተ ግን ብስሓቅ🤣🤣🤣🤣
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Год назад
Hadera kem da tehesh nazahalkum keytkedu👍❤️❤️❤️
@user-tr8ix6we5o
@user-tr8ix6we5o Год назад
ቤቲ እናፎኸሰት እያ ዊ ርግእ እንዶ ትበል ሓደ ሓደ ግዝየስ ተባላሽዋ ኣላ ድራማ ዊ ዋይ
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 Год назад
ብሃንቀውታ ናተፀበኹኹም ውዒለ ድምቀት ሰንበት 💙😊
@betelihemhayelom8936
@betelihemhayelom8936 Год назад
Meas eya senbet takel uff 😅😅😅😅 😂😂❤❤❤❤ nice ❤❤🎉🎉
@samera7043
@samera7043 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤❤❤❤❤❤ ኣያ ተከስተ ሳሓቅ መይተ😂😂😂😂
@sofiat3079
@sofiat3079 Год назад
አያ ተኸስተ ማዓረይ ሰበይቲ ረኺበ ኢሉዶ ማጅራት አምጺኡ ክክክክ በሎም በሎም በበበሎምዬዬዬ በሎም ❤❤💛💛🔥🔥🔥🔥🙏🙏🙏
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u Год назад
እንካዕ ብስላም መፅእኩም ደቂ ሃገር ትግራይ ብሩክ ዕለት ስንበት ይግበረልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mamnatey3840
@mamnatey3840 Год назад
Well come. Deqi tigrina happy sunday...
@mmylife6411
@mmylife6411 Год назад
Enda gere emun thxrwa alkum bztarfe xbuke film
@user-pl3cw6cc2s
@user-pl3cw6cc2s Год назад
ኣረ ድም ፂ ኩኑና ኣሕዋትና ብናፍቆትይ ብጭንቅይ ሞይትና😭ን Tdf ደሃይ ዘይገበሩ
@hgsgdvvdvdh7479
@hgsgdvvdvdh7479 Год назад
ኣያ ተከስተ ሓቢቢ❤😂ተጋርዋኒ ፅሩያት ስላምኩም የብዘሐዮ❤🥀🥀🥀🥰🥰🎉
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Год назад
እንካዕ ብሰላም መፄእኩም እንዳ ገርየ እመን ንኩለኩም ተከታተልቲ ሰናይ ሰንበት ይኩነልኩም ኣምላክ ሃገርና እውን ሙሉእ ሰላምን ፍቅርን ይግበረልና ለምለመይ ብዓልቲ ሞያ ታንተል ምስራሕ ኣነ እውን ምስራሕ ክፎቲ ዝነበርኩ
@vms11yem84
@vms11yem84 Год назад
❤❤❤❤ካዕ ብሰላም መፃኩም
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ጀጋንና❤❤❤🎉🎉
@user-yw6dr5lr6q
@user-yw6dr5lr6q Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩ ዓይነይ❤❤❤❤❤
Далее
OG Buda -  Лазерный
02:27
Просмотров 122 тыс.
/በስንቱ/ Besintu S2 EP.38 "ፖድካስት 2"
32:18
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,5 млн
Gere emun part | 144 ገሬ እሙን ክፋል 144
44:35